"እዋናዊ ሓበሬታ ቤተ-ክርስቲያናን፡ ህልው ኩነታትናን"

  Рет қаралды 2,110

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Күн бұрын

Пікірлер: 23
@kiflomberaki3006
@kiflomberaki3006 8 ай бұрын
ጽብቅ መደብ የሕዋት እግዚኣብሂር ይባርኩም።
@mai-maele29
@mai-maele29 8 ай бұрын
ጽቡቅቅ መደብ God bless you 💖💙💖
@mai-maele29
@mai-maele29 8 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኩሉ ግዜ ጸግዒ ሓቂ ኢዩ ጸሎት ኣቦና ብጽእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ውን ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድኒ ደቆም ኢዩ ኣሰሮም እንኽተልን ኢዩ ፍጹም ውን ኣይሓድገናን ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩሉኹም ኣብዚ ጉዳይ ትንሳኤ ቤተ-ክርስትያን ትሳተፉ ዘለኹም
@YoditTeweldeGebrehiwot
@YoditTeweldeGebrehiwot 8 ай бұрын
Qal hiwet yesmalna fqurat yehwatna Egzabiher yhagzkum❤
@Eri1992love
@Eri1992love 8 ай бұрын
Christ is Risen!. May God Strength you all. May God bless your service. The Intercessions of The Theotokos Saint Mary be with us all. Amen.
@degeselam
@degeselam 8 ай бұрын
Amen
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 8 ай бұрын
Egziabher selamn fkren yewurdelna kab gberi kfuat ysewurena 😢 bhaki merir gzie eu ezi ewan
@habtomtewelde6691
@habtomtewelde6691 7 ай бұрын
ኣምልክ ጽግኡ የብዝሓልኩም ኩቡራት ኣሕዋት ኣምላኽ ይሰርሕ ኢዩ ዘሎ ኣጆና በረኸት ጸሎት ኣቦና እንጦንዮስ ኣይገድፈናን ኢዩ።
@tsegubahta5155
@tsegubahta5155 8 ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን ተመለስኩም🎉🎉❤
@HenokTeklay-s6l
@HenokTeklay-s6l 8 ай бұрын
አዝስ ይሓይሽ, ቀሺ ጭሕወሞ ቆንዮም ኣብዚ ዘለናዮ ሰብ ኣይኮንን
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 8 ай бұрын
ሕጂ ናታትኩም ኣበሃህላ " ነገራት ሕብእብእ ነብሎ" እዩ ዝመስል እሞ እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ።
@heileweldetnsae5613
@heileweldetnsae5613 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ጸግዒ ሓቂ ኢዩ ኣይገድፈናን ኢዩ ጻማኹም ብአምላክ ተከፈሉ ልዕሊ እቶም ኣብ ሲኖዶስ ዘለዉ ሓደጋ ናይ ምፍልላይ ዝኾኑ እቶም ምሳና ዝጸንሕ እዚ ዕርቂ መርዘን ዝኾኖም ኣለዉ ነዞም ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ዳግማይ ህዝቢ ንከይፈላሉ ጻዕሪ ምግባር ውን ከድልየና ኢዩ ኣቡነ ሲኖዳ ኢሎም የገልግሉ ግን ንሶም ዝኸድዎ ዘይከዱ ኣለዉና ምስትውዓል ይሃቦም አምላክ ንቤተክርስትያንና ይባርክ
@HenokTeklay-s6l
@HenokTeklay-s6l 8 ай бұрын
ኣምላኽ ጻማኹም ያህብኹም
@berhegerye4431
@berhegerye4431 8 ай бұрын
Selam amlak mskum ykun kburat dyakonat wegenatna genzeb ab zdlyelu ewan nhzbi zeythatu slemntay ab bzuhat kulu kelil eyu whudat khseyu yeblomn
@Xelyunselam92
@Xelyunselam92 8 ай бұрын
ብመጀመርያ ክቡራት ዲያቆናት እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም : ደም ናይ ኣቦና ቅዱስ ወብጹእ ኣቡነ እንጦንዮስ ብኸንቱ ኣይተርፍን ኢዩ :: ብምቅጻል ጽብቅቲ ሕቶ ኢያ : ክትስገር ዘይብላ እቶም ካብ ትምህርቲ ኦርቶዶክር ኤረትራ ወጻኢ ዝምህሩ ዘለው : ኣዝዩ ኢዩ ነዚ ሕብረት ዘበላሸዎ ዘሎ : ብፍላይ ካብ ኣቦና ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ጀሚርኩም ዝዘርእዎ ዘለው ዘይ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ዓገብ በሉልና : እዞም ኣቦናን ሰዓብቶምን ነዚ ሕብረት ብዘይ ቀለዓለም ኣባላሸየሞ ኢዮም:: ብጣዕሚ ኢዮም ደፋራት : ብሰንኪ ዘይ ቅኑዕ ትምህርቶም እሞ ኸኣ ድሕሪ ስምምዕ ዕርቀ ሰላም ኢዮም ዝምህርዎ ዘለው : ብሰንኮም ብዙሕ ሰብ ተጣራጢሩ እታ ቅንዕቲ መንገዲ ይሓድጋ ኣሎ : : ስለዚ ብዝቀልጠፈ ሓዲኡ ኣትሕዝዎም : እቲ ዝመሃርዎ ትምህርቶም ድማ ኩሉ ካብ ይቱብ ይተሓኸኽ : እንተ ዘይኮይኑ እዚ ሕብረት መሊሱ ክህሰ ኢዩ ብሰብ ምውሓድን ገንዘብ ብዘይ ምህላውን
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 8 ай бұрын
ጴንጠ ሓራ ኢኹም ማለት ድዩ? መን እዩ እቲ ዘይፈልጥን ሓራ ዘይኮነን?
@anghesomgebremariam6214
@anghesomgebremariam6214 8 ай бұрын
"ኢትዮጵያዊ ኣምሓራይ ጳጳስ ...." REALLY? ክህነት ምድራዊ ዜግነት የብሉን ሓወይ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 8 ай бұрын
እታ ናይ ስምምዕ ወረቐት ኣይ ብሱል ኣይ ጥረ እያ። ካህናት ዶኳትር ዝተኣስሩ ዝበልካያ ግን ብርግጽ መን ምዃንኩም ትሕብር። ኣነ ንመንግስትን ሲኖዶስ ኤርትራን ካብ ልቢ ይቃወም፡ ኣባኻትኩም ዘለኒ ኣረኣእያ እንተኾነ ተሃድሶ ምዃንኩም እዩ።
@gebretunsaitesfay-qk4qj
@gebretunsaitesfay-qk4qj 2 ай бұрын
ናይበሃቂ ደስ ተብል ሕቶ
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 8 ай бұрын
ግን ኦርቶዶክስ ዲኹም? በዓል ቀሺ ማርቆስ፡ ዲያቆን ዮሃንስ፡ ቀሺ ገብረሚካኤል ምሳኻትኩም ዶ ኣይኮኑን?
@Medhanie-lh5gr
@Medhanie-lh5gr 8 ай бұрын
ካባኻትኩም እቶም አለማውያን ይኽሹ። ጽልዒ ምፍልላይ ትዕቢት አሌትነት ሕሜታ ንዕቀት ባዕሲ ሽርሒ....ገንዘብኩም ጌርኩሞ ከም ማይ ሰቲኹሞ ሽም አምላኽ ድማ ትጽውዑ። አምላኽ ነቲ ፋሕ ብትን አቢልኩሞ ዘለኹም ሕዝቢ ብምኽረቱ ይጠምቶ። ነፍስ ወከፍኩም አብ ቅድሚ አምላኽ መልሲ ክትኽቡላ ኢኹም።
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 8 ай бұрын
ቀዲምካ ፊደል ኣጽንዕ ሕማቕ ኣለኻ
@dmtsisina6325
@dmtsisina6325 2 ай бұрын
Neska Alka Dehan Tmlselom Hawey Aythsblom Naka Hsb
ትርጉም እዚ ዝወጸ መግለጺ ንዓና እንታይ'ዩ፧ ምስ ዲያቆን ሳሙኤል
1:20:23
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 1,1 М.
"እዋናዊ ጉዳይ" ምስ ቆሞስ ገብረ ሚካኤል ዮሓንስ
1:05:50
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 1,4 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
እዋናዊ ጉዳያትን፡ ናይ መጻኢ መደባትናን ምስ ዲያቆን ሳሙኤል
1:05:14
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 2 М.
"ተሓድሶ" ዝብለ ግሩም መንፈሳዊ ቃል ከም መፈራርሒ?
1:23:31
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 3,4 М.
ሓቂ ስምዑ!  ትዝታው ብቆልዓ ምኽንያት ኢዩ ወጽዩ።
21:50
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 18 М.
"ኣብ ልብና ዘጥፋእናዮ ክርስቶስ፥ ኣብ ከበሮ ኣይንረኽቦን" መብርሂ ቀሲስ ክብረኣብ
1:09:47
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 1,7 М.
ዘይውዳእ ጉድ መናፍቃን ኦ ሕዝበይ ንቓሕ / ሥልጣን ከሰተ
18:44
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН