"ዋና እዛ ስእሊ መን ትኸውን ? ብህይወታከ ትህሉ ዶ'ኾን ? " # New Eritrean Video 2024

  Рет қаралды 78,873

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

ERIWOOD VIDEO PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер
@HdhsHshs-l5s
@HdhsHshs-l5s 5 ай бұрын
ብስም ሳዕድያ ሳልሕ ላይክ ርገጽ 💪👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@AmbessaAmbessa21
@AmbessaAmbessa21 5 ай бұрын
አስይ ምቅርቲ ሓብተይ ውጻእ ማዓት ጅግና ዎዕሮ እንቃዕ ብሂወትኪ ሬኤናኪ ዮኒ እንቃዕ ብስላም መጻኻ ❤ 🌹🇪🇷🇪🇷👍🏼💪🏼
@lettboc1804
@lettboc1804 5 ай бұрын
ሽኮሪና ጓል ኤረይ ጅግና🇪🇷❤❤❤❤❤
@UmAyman-h5n
@UmAyman-h5n 5 ай бұрын
Eri wood Thank you ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ተጋዳሊት ኣሞይ ማዓረይ ጻዕዲያ ሳሊሕ ማሓመድ መደብ ገርኩም ዘርኣኩምና እንዳ መስገና። ህሉዋት ትጋደልትና ኩርዓትና ንሃገርናን ህዝብናን ናጻ ሃገር ንክትህሉወና መተከታ ዘይብላ ህወት ዝከፈሉ ዘልኣለማዊ ዘክሪ ንሰማእታትና። ራህዋን ሰላማን ንህዝቢናን ሃገርናን።❤❤❤
@amannegus8465
@amannegus8465 4 ай бұрын
መርሓባ! ጅግና ኣሞ ኣላትካ:: ክብሪ ንጅግናና ሳዕዲያን : ኩሎም መጋድልታን ብዓቢኡ ድማ ሰማእታት ኤርትራ:: 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 4 ай бұрын
ኢሳያስ እንድዩሞ ብላሽዩ ነይሩ እቲ መስዋእትን ናጽነትን ሓደ ህዝቢ ኢና ክልተ ኢና ዝብል ሓቂ ዘይፈልጥዩ ኢሉ መስዋእታ ክሳራ ገይሩዎ ጠሊሙና፡ ንቐዳማይን ዳሕራን መስዋእትና ብላሽ ገይሩዎ ተደምረናል ኣንድ ሆነናል ኣድሪፉና ኣብ ማእከል ጽርግያ ሓርነት፡ ኡይ ኡይ ንበል ፈጣሪ ይስምዓና ንዓኣ ድማ ፈጣሪ ኣብ ገነቱ ይቀበላ።
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 5 ай бұрын
ኣሰይ ክጸብቐላ፣ ዋላ ሕጂውን ጽብቕቲ ኢኺ ዘለኺ ተጋዳሊት ሳዕድያ ሳልሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ኣብታ ክንፊ መጻወድያ ዝሃብክዮ መግለጺ ውን ኣዝዩ መሳጢ እዩ። የቐንየልና ዮናስ ኣብርሃም ጅግና ጋዘጠኛና።
@elk5824
@elk5824 5 ай бұрын
ጅግና ጟል ኤረይ እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ጽብቅቲ ዕጥቂ ስጋብ ሕጂ ዕጥቕቲ፡ጽቅቲ ሓብተይ ኣጆኺ ንፈትወኪ ኢና። Thank you Yonas❤❤❤
@mogoseyekaselama9775
@mogoseyekaselama9775 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ደጋዳሊት ኣደና ሳዕድያ ተገሪመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 5 ай бұрын
Yess❤
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA
@ቸንቶሚላ-CENTOMILLA 5 ай бұрын
ኣብዛ ስእል ብዙሕ ገሊጽካ ዘይውዳእ ትብዓት ትዕዘብ ፎርማ ዕጥቂ ኣታሓዛ ብረት ኣቃውማ ኣካላት ኮታ መንፈስ ሓያል ተቃላሳይ ዝዉንኖም ባህርታት ኣብ ሳዕድያ ትረኽቦ ጅግና ኤርትራዊት ዕድመን ጥዕናን ኣብዘለክዮ ሳላኽ ጽሩይ ማይን ጥዑም ኣየርን ነስተንፍ ኣለና ሞ ጅግና ክብሪ ንዓኺ 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@Rakibella17
@Rakibella17 5 ай бұрын
ክብርቲ ጅግና ተጋዳሊት ሳዕድያ ሳልሕ ኤርትራ ብኣኽን ከማኽን ኮሪዓን ተሓቢናን እያ። እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ሕቶ ኣላትኒ ሓብተ ተጋዳሊት ገነት ገብረሂወት እትብሃል ኣብ ወገሬት እያ ብ 1984 ተሰዊኣ ገለ ትፈልጥያ እንተኮንኪ የቐንየለይ❤🇪🇷❤️
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 4 ай бұрын
ንዮናስ ደዉለሉ ሕተተልይ በሎ 🙏🏽❤️
@TIRHASZere
@TIRHASZere 4 ай бұрын
ዋውውውውው እንቓዕ ብሰላም መጻካና ዮናስ ሓዉና ሰናዲ ታሪኽና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኣምላኽ ከምዚ ጌርኪ ሰነዳዊ ታሪኺ ክትንትኒ ዕድለና ኢኺ🎉❤❤❤❤🎉
@TIRHASZere
@TIRHASZere 4 ай бұрын
በቶም ጀጋኑ የሕዋትና ምስዉኦም መሪር እናተሰማዓና ኣብገነቱ ይቀበልኩም ፈጣሪ
@dendennakfa9415
@dendennakfa9415 5 ай бұрын
ክብረት ይሃብኪ ብጸይቲ ሳዕድያ ብልክዕ ጥዑም ውግእ የለን። እቲ ምርጫ ግን ናይ ጸላእትና ስለዝኾነ ከይፈተና ምእንቲ ሃገራዊ ድሕነትናን ህላወናን ኣእላፍ ብሉጻት ጀጋኑ ስውኣት ክንከፍል ተገዲድና ። ኣካል ናይቲ ወርቃዊ ወሎዶ ኮይንኪ ናጽነት ኣምጺእኪ ነዚ ታሪኽ እዚ ከተዘንትዊ ምብቃዕኪ ድማ ክብሪ ይሰማዓኪ።
@Bysi8jj
@Bysi8jj 5 ай бұрын
ሓርበኛ ኣይነብርንዩ፡ታሪኹ ግን ንዘላኣለም ነባሪ!!!!ክብርን ሞጎስን ነቶም ዝተሰዉኡ፡ዘይውዳእ መዋእል ዕድመን ጥዕናን ድማ ናዓኺ።
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 5 ай бұрын
ጅግኒተይ ዋዕሮ ሳዕድያ ሳልሕ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ሓርበኛ ኣንበሲት ታሪኻዊት ስእሊ ኣዝያ ዓባይ ቅርሲ፣ ቅርሲ ብቕርሱ ናይ ሃገር ቅርሲ። ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝገበርክዮ ቃለ-መጠየቕ ውን ርእየዮ ኔረ፣ ብጾትኪ/ሓለፍትኺ ድፋዕ ሒዝኪ ተዋግኢ ክብሉኺ እንከለው፣ ብጠጠውኪ ትራጋረጊ ከም ዝነበርኪ ኣብ ኡ ተሰኒዱ ኣሎ ኣየ ኤርትራዊት ዋዕሮ ንናጽነት ውን ኣብ ሕክምና እንከለኺ ኢኺ ሰሚዕክዮ ምስ ብጾትኪ👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋 ሕጂ ከኣ ብዛዕባ ዛ ታሪኻዊት ስእሊ ህያው ኮንኪ ብኣካል ከተዘንትዊ ብምብቃዕኪ፣ እንቃዓ ነዚ ከተዘንትዊ በቓዕኪ። እቲ ኣዝዩ ኣገዳሲ መልእኽቲ ዘማሓላለፍክዮ ከኣ ንመንእሰያት/ዜጋታት ሰብ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ኣብ ሃገራውነቱን ጸኒዑ ንሃገሩን/ንስለ ሃገሩ ተጣቢቕን ተኻላኸልን ክኸውን ዝበልክዮ ኣዝዩ ዓቢ መልእኽቲ ዩ ሞ 👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍 ንሱ ዩ ቲ መሰረታዊ ሓቂ። ኣዝዩ ልዑል ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ክቡር ሓው ዮናስ ዳግማይ ተመሊስካ ነዚ ኣዝዩ ዓቢ ዛንታ ታሪኻዊ ንሓብትና ሓርበኛ ዋዕሮ ላህመት ታሪኽ ሒዝካ ምምጻእካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐ነዝን ወዲ ከምዝ ናይ ሃገር ካብ ብሃንቀውታ ካብ ዝጽበዩ ዜጋ እየ።
@tsehayeandom2816
@tsehayeandom2816 4 ай бұрын
ጅግና ኣዴና ሳዕድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@tzeghayeseab1278
@tzeghayeseab1278 5 ай бұрын
ክብርቲ ሓርበኛ ገዲም ተጋዳሊት ሳዕድያ ሳልሕ፡ ክብርን መጎስን ስለ እቲ ረዚን ታሪክ ድገበርኪዮ ነዛ ሃገር💐🙏❤❤❤ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 5 ай бұрын
ኣሰይ ጅግና ሓፍተይ ናተይ ክንዲ ሽሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ጽብቕቲ ፍጥረት ዘደንቕ ታሪኽ
@asterfecadu5753
@asterfecadu5753 4 ай бұрын
ጅግና ክብርቲ ተጋዳሊት፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏🙏🙏 ሰማእታትና ዘልኣለም ይኽበሩን ይዘከሩን❣️❣️❣️ ዓወት ንሓፋሽ❣️❣️❣️ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RussomGhenregiorghis
@RussomGhenregiorghis 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ ❤❤ዋዕሮ ጅግና ኣብነታዊት ተጋዳሊት: በዓልቲ ግርማ: ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ንዓኪ!❤❤❤❤❤❤❤❤
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 5 ай бұрын
እንቛዕ ብሰላም መጻእካ ዮኒ ምስዛ ክብርቲ ጅግና ኣዴና❤❤❤❤💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ድሕሪ ነዊሕ እንቛዕ ገጽካ ርኣና መደባትካ ኣዝዩ ማሃሪ ስለ ዝኾነ ኣይትጥፋኣና ❤❤❤❤
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 5 ай бұрын
ኣሰይ ጽብቅተይ ተጋዳሊት ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ኤሪ ውድ የቀንየልና
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 5 ай бұрын
የቀንየልና ዋዓሮታትና አምጺካ ምልላይካ ክብርቲ ተጋዳሊት ሐፍትንና ሳዕድያ ዝተረፈ ግዜኪ ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኪ እቶም ዝተሰውኡ ክብርን ሞገስን ዘልአለማዊ ዝክርን ናዓና ኩሉኩም ጀጋኑ ስልማትናን ክብረትናን ኢኩም።❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamawet7245
@abrahamawet7245 5 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና ኤሪ ውድ ሓፈሻዊ ብእተቅርብልና ሰነድ ታሪኽ ብጣዕሚና ነድንቀኩም ቀጽልዎ ንጅግና ተጋዳሊት ሳዕድያ ሳልሕ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ እዝክር ገለ ካብቲ ዝበልክዮ ስጋ በልዕና ብውጽኣት ክንጣራዕ ፈታኒትያ ነይራ ውሕጅ መረብ ላዕላይ ብተብተብ ዩ ተሰግሩ ኣብ ዓይንኻ ዘንቁር ዘይትርእየሉ እንትርፎ መስታ ናይ በርቂ ነየናይ ዘኽርካ ነየናይ ክትገድፍ እለ ክዛዝም
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 5 ай бұрын
ሓንቲ ካብተን ፍትዋት ኣሳእል ገድሊ ሳዕድያ ሳልሕ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ
@titiyey3789
@titiyey3789 5 ай бұрын
ተጋድልት ኤርትራ ህልዋት ስዉኧትና ኩርዓትና ኣኩም ዘላአለማዊ ዝክር ንሰማታትና ❤❤❤❤❤❤
@ak4ever818
@ak4ever818 4 ай бұрын
She is smart and humble. May God bless our sister Sadia and Eritrea ❤.
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 5 ай бұрын
ዋውውው ብሕልፊ ምስ እጥቀስ መን ትኸውን አርእስቲ ምስ ረአኹ ጋል አንከረ መሲላትኒ ጅግና ዋዉዉዉዉዉዉዉ❤💪🇪🇷❤💪🇪🇷❤💪❤💪🇪🇷🙏❤🇪🇷
@nomoret.2017
@nomoret.2017 4 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘይድገም ወለዶ ኢዩ። እዚ ታሪኽ ይተረፍ'ዶ ክድገም ክተዘንትወሉ እውን ከቢድ ኢዩ። መንግስቲ ዓቢ ቆላሕታ ሂቡ፡ ዋናታቱ ከይከከዱ፡ ኣብ ምስናዱ እንተ ዝጓየ ጽቡቅ ነይሩ። ተፈጥሮ ስርሑ ስለዘይገድፍ ምስ ግዜ ምቅድዳም ከድልየና ነይሩ።
@wt7061
@wt7061 5 ай бұрын
ኣሰይ ጽብቅቲ ዕጥቂ ዋዕሮ ጓልኤረይ ጥዕናን ዕድመን ይሃብኪ ዝተረፈ ዕድሜኺ።
@tsegaabraham9800
@tsegaabraham9800 5 ай бұрын
Soo humble 🙏🏿🙏🏿🙏🏿💚💚🇪🇷🇪🇷 thanks for giving me a beautiful country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@MahamedSalih-j3n
@MahamedSalih-j3n 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ ዋዓሮ ሓፍትና ሳዓድያ ሳልሕ
@Hailezghi-yq4yx
@Hailezghi-yq4yx 5 ай бұрын
እንኳዕ:ናብዚ:አጽንሓኪ::ዕድመን:ጥዕናን:ይሃብኪ::❤❤❤
@WHabte
@WHabte 5 ай бұрын
Thank you Yonas for introducing this gallant freedom fighter. ብርቲ ሓርበኛ ተጋዳሊት ሳዕድያ ድማ እንኳዕ ናጽነት ክትሪኢን ታሪኽ ከተዘንትውን ኣብቅዓኪ።
@alula763
@alula763 5 ай бұрын
ማዕርነት ብጅግንነት ዘመስካራ ኤርትራዊት ሳዕድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HenokKidane-m9w
@HenokKidane-m9w 5 ай бұрын
ሳዕድያ ጅግና መዝገብ ታሪክ ኢኪ እሞ ካብቲ ወሎዶታት ዓለም ዘይክእልዋ ጅግንነት ዝሰራሕኪ ኢኪ እሞ ታሪክ ኣይት በቅቅና ኢኪ።ነዚ ሐድሽዋሎዶ ኣማሓላልፍዮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AHMED-hx1pz
@AHMED-hx1pz 5 ай бұрын
Nice to see you sadia long life hero 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐
@nakfa8862
@nakfa8862 5 ай бұрын
ክብር ሓወና ስለ እቲ ትገብሮ ሃገራዊ ጉዳይ ብልቢ ኢና ነመስግነካ ቐጽሎ። አብዚአ ግን ሓንቲ ርኢቶ አላትኒ አብ መእተዊ ገለ ክትብልና ኒርካ ዝያዳ እቲ መደብ ምመቐረት ኒራ።
@user-kx4ow4gs4g
@user-kx4ow4gs4g 4 ай бұрын
ኣንቲ ሽኮር ሓፍትና፡ኣዴና፡ እዋይ ምቕሉልነት፡ እዋይ ትብዓት፡ ክብርን ሞጎስን ነጀጋኑ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ !! ብሓበን ንብዕት ተሓጺበ ኣቱም ሰባት።
@zeeMe2323
@zeeMe2323 4 ай бұрын
Our Heroe EDF Leaders God Bless our Beautiful country Awet Nehfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪️🕌🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪9🐪🐪🐪♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@abebagebregerges8430
@abebagebregerges8430 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 5 ай бұрын
Thank you Both Yonas and jigna gual ruba anseba.
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽብቕቲ ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጀጋኑ !!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤💚🙏💚❤
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 5 ай бұрын
The best Eritrean generation patriot heroes long live የኒ እዛ ክ/ሰ 52 ዳርጋ ዘይ ኣተወቶ ውግኣት የለን ግን ንተዘክሮኣ ካብ ኣሳላልፍኣ ጀሚሩ ንዝነበሩ መራሕቲ ሕይላ ቦጦሎኒኣ በርጌዳ ክ/ሰራዊታ ዝተሰውኡን ብሂወት ዘለውን ኣርካናት ተተዘኻኽረና ብኡ ካኣ ታሪኽ ጀጋኑና ንፈልጥ ኩሉ ግዜ ንታሪኽ ክምቅር ኣርካናትና ንፈልጥ ዝመጹ ኣዘዝቶም ተዘክሮኦም ንምክፋል በጃኻ ተወከሶም እዚ ስእልታት ካኣ ኣርካይቭ መን ከም ዝሰኣሎ ስለ ዝፍለጥ ተወከሱ የቐንየልና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@solomonaraya5720
@solomonaraya5720 5 ай бұрын
ጅግና.ኤርትራዊ..ከምዚ እዳገበርኩም ታሪክ ጀጋኑ.ከተምጽኡ ሓደራ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉❤
@haileweldesilassie313
@haileweldesilassie313 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም ህያው መዘከርታ ። ኣነ ዘጣዓሰኒ ሓንቲ ንበይነይ ምስ ዕጥቀይ ሓጺር ስረ ምስ ካላሽን ዕጥቅን ኣበይ ከምዘጥፋእኩዋ። ዕድል ጌርኪ ።
@MassawaYusuf
@MassawaYusuf 5 ай бұрын
Kkkk
@asterisayas8522
@asterisayas8522 4 ай бұрын
​@@MassawaYusuf😛🍔🍟+🍺🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬🚬🚬=🛌😴
@danielzere1403
@danielzere1403 5 ай бұрын
አበት ትሕትና ምስ ጅግንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌👍
@titiyey3789
@titiyey3789 5 ай бұрын
ዋዉዉዉ ዓብይ ታሪክ ኣዩ ማማ ሳዕዲያ ንዉልድ ወለዶ ዘኩራዕ ብጣዕም ን ኩሉ ኤርትራዊ ብሐቅ ❤❤❤❤
@MehariYohannes-ws8tq
@MehariYohannes-ws8tq 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሓርበኛ ውጽእ መዓት ሓፍትና ሓድጊ ጀጋኑ።ኣሜን ጅግና ሳዕድያ ሰላም የውርደልና
@danielzere9480
@danielzere9480 5 ай бұрын
❤ ተጋዳሊት ሳዕድያ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይምነየኪ።🌹🇪🇷🙏
@ehabhaile467
@ehabhaile467 5 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰብ መትከል :: 🇪🇷⭐🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🇪🇷🕯️🇪🇷 ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ‼️ 🇪🇷✊🇪🇷
@filimonmilash8775
@filimonmilash8775 5 ай бұрын
ንሳ ኢያ ፍሉጥ ዋዕሮ ❤❤❤
@ጅጅጅ
@ጅጅጅ 5 ай бұрын
ኤረትራዊት ከምዚ እያ ❤❤❤❤❤
@bashailema9043
@bashailema9043 5 ай бұрын
Fascinating Story! I am proud to be Eritrean!!!
@jemalibrahim977
@jemalibrahim977 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤ ሓንቲ ካብተን ጀጋኑ። እንኳዕ ብህይወት ሃለኽልና እንኳዕ ከኣ ንሕና ብህይወት እንከለና ተላለናኪ።
@nigistiengida1046
@nigistiengida1046 4 ай бұрын
Thank you so much for everything. You are the best.❤️❤️💪💪🎊🎊❤️
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 5 ай бұрын
ክብርትን ዋዖሮን ሐፍትና ሳዖድያ ሐፍትና እዝግአብሄር ዕድመን ጥዕናን ረኺቢኪ ንኽተዘውትልና ዖድል ምርካብኪ ሐግስና ወሰን የብልናን 🇪🇷🕌💒🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🕌💒🕌💒🙏🇪🇷❤️❤️🌎🍀🌳💒🕌🙏❤️❤️❤️👍❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@helengmichael457
@helengmichael457 5 ай бұрын
Please use this emoji church ⛪ because this is for 🌈man/man 💒 woman/women 🌈
@zeromwedihamele2230
@zeromwedihamele2230 5 ай бұрын
ኣታ ንእሽቶ ወሎዶ ብቁሩብ ቁራቦ ታሪኽ ዘዘንብዑ ተታሊልካ ታሪኽካ የሕሊፍካ ኣይትሃብ ታሪኽ ኣያታትካን አዴታትካን ብተግባርን ብሓቅን ተረዳእን ራዓምን ታሪኽ ጀጋኑና ብስናዕ ምና ኣይ ትካእን እየ ።ተጋዳሊት ሳዓድያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@ንሓቂንበር
@ንሓቂንበር 5 ай бұрын
ኣላ ንስካ ዘሕመካ ታሪክ ከይድምሰስ ብዓቢኡ እቶም ታሪክ ዝሰርሑ ንስለ ህዝቦም ክብሉ በጃ ዝኮኑ ንደቅና ንስድራና ከይበሉ ዝሓለፉ ግን ድማ ሰላም ከንግሱ ቀጻሊ ወሎዶ ብቅሳነት ብናጽነት ናብ ምዕባለ ክግስግሱ ዋጋ ዝተከፍሎም ወሎዶ ደቂ ስውኣት ከተጥፍኦም ዝየሕመመካስ ኣቦታቶም ብዝሰርሕዎ ታሪክ ክሓፍሩን ርእሶም ከድንጅኑ ጌርኩም ኣብ ፈቆዶ ሳህራን ባሕርን ምስ ኣጥፋእካ ተመሊስካ ታሪክካ ኣሕሊፍካ ኣይትሃብ ክትብል ። ኣታ ሕፈር ባርነት እንተ ጢዑሙካ ኪድ ባርያ ኩን ኣይኮነን ግን ንባርነት ፍጹም ኣይበሎን እየ
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 5 ай бұрын
እስኻ እባ ዳኣ ሕፈር ከዳዕ ታሪኽ ዘይብልካ​@@ንሓቂንበር
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 5 ай бұрын
Yes
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 5 ай бұрын
​@uኣየ እንዳ ሚኒን ሚኒን ክትብሉ ክትነብሩ ኢኹምser-bq5gx2tc3k
@asterisayas8522
@asterisayas8522 4 ай бұрын
​@@ንሓቂንበር😛👉🍔🍟+🍺🍺🍺🍺🍺+ 🚬🚬🚬🚬🚬=🛌😴
@Moges05541
@Moges05541 4 ай бұрын
Thank you my beautiful sister ❤️😘💗
@ታራፊክ
@ታራፊክ 4 ай бұрын
ኣብቲ ኣጋላሊጻ ዝሎ ረእሲ መትኢመማን ፈኽረን ጃህራን ዝይቢሎ የጊረም እዩ ናይ ትጋዲልትና ባህረ እዚ ኩሎ ጂግነነት ፋጺምካሰ ዝይጃሃሩ ከብረን መሰጋናን ናዓኹም በተረኸኩም ካዓ ኩሩዓት እና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@Latina-uy4lf
@Latina-uy4lf 4 ай бұрын
መረሓባ፡ዮናስ፡ሓዊና፡መደብካ፡ብጣዓሚ፡መሳጥን፡መሃሪን፡ኢዩ፡ቀጽሎ፡ዕድመን፡ጥዕናን፡ንጅግና፡ሳዓዲያ፡ሓፍቲናን❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@lulamehari6237
@lulamehari6237 5 ай бұрын
ተጋዳሊት ሳዕዲያ ስልክ ጅግና እድ ምን ጥዕናን ይሐብኪ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@TesfaGeb
@TesfaGeb 5 ай бұрын
WELCOME DEKI ERI Jeganu🇪🇷❤️👍
@Dahlak_Eri_Media1991
@Dahlak_Eri_Media1991 4 ай бұрын
ጅግና ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤❤❤
@whabtom8935
@whabtom8935 5 ай бұрын
ኣንበሳ እንቛዕ ኣብዚ ኣብቅዓኪ 🎉🎉🎉❤❤❤ምስ እዚኦም ኣብ ጎድኒኺ ዘሎዉ ጀጋኑ ብጾትኪ በዚ ኣጋጣሚታት ሰፈሮም ኣብ ውሽጢ ልብና ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ውላድ ከ ኣሎካ ዶ? ሰብ ስረ ኣናብስ ኣናብስ ኣናብስ።
@QWERTYUIOP-u4q
@QWERTYUIOP-u4q 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅግና ተጋዳሊት ክብርቲ ሰዓድያ ሳልሕ ❤❤❤❤❤❤
@eyobteweldemedhin
@eyobteweldemedhin 5 ай бұрын
በምክንያት ነዉ አንድ የሰራቹት የመጨረሻ የተሰራ ከባድ ነበር ለአንተ ፈጣሪ ያያል እግዝአብሄር በሰራላቹ. እናንተ አስተዉላቹ ሰራዊት ጅግና የሚባል ትዉልድ ናቹሁ
@zeeMe2323
@zeeMe2323 4 ай бұрын
ERITRIAN OUR HEROE SISTER'S WE ARE PROUDED GOD BLESS 🇪🇷🕌⛪️🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🤲
@appid001yyzwi9
@appid001yyzwi9 5 ай бұрын
Our Sister Saedia Salh God bless you your are our hero.
@OkbayBeraki
@OkbayBeraki 5 ай бұрын
ሰላም ሰላም ዮናስ እንካዕ ብሰላም መጻእካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemmahari9970
@alemmahari9970 5 ай бұрын
Proud to be Eritrean thank you very much for your time and God bless you all Eritrean 🙏🙏🙏🙏🕊🕊🕊🕊🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
@makerma3853
@makerma3853 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የሃበኪ ፈጣሪ
@weinidesta4221
@weinidesta4221 5 ай бұрын
እንቓዕ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂብኪ ታሪኪ ከተዘንዊ ዕድል ሃበኪ ጅግና ሓፍትና።❤❤
@abdelletifMohammed
@abdelletifMohammed 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጂግና ጓል ኤረ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️👍😍
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 5 ай бұрын
🇪🇷🌹🌹❤️🎉🎉❤🌹🇪🇷zebekiti wayerojigina Sabine jigina🙏🙏🌹🌹
@mickmickael8693
@mickmickael8693 4 ай бұрын
What a hero lady thank you for serving our country. God bless you. It’s a lot of history behind every human being in Eritrea Eritrea.
@michaeltsegaye1011
@michaeltsegaye1011 5 ай бұрын
Wow, wow, God bless you and your family Saediya
@ema.tes.9208
@ema.tes.9208 4 ай бұрын
ቅሰኒ ሳዕዲያ !!! ኣብ ምትከኪ ኣለና !!!!!! ኣላህ ንመን ኢልዎ ጥዑም ዘመን ሳላ እቲ ዘይጻዓድ ቃልስናን ቅኑዕን ተባዕን መሪሕነትና ኣብ ቀረባ እዋን ክንተሓቋቈፍ ኢና ምስ ሙሉእ ራህዋን ሽሻይን!!!!!!
@asterisayas8522
@asterisayas8522 4 ай бұрын
🇪🇷🐅❤
@MerhawiAbaga
@MerhawiAbaga 5 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ጂግና ተጋዳሊት ሳዓድያ ሳልሕ ውጻዕ ማዓት ብሂወት ወጺእኪ ነዚ ምስክርነት ታሪክ ክትዘንትውልና ዝብቃዓኪ ማሻላህ።
@kidanehans5725
@kidanehans5725 4 ай бұрын
Waw nice dekinistyo Eritrea waerotat we❤️ Eritrea kubur mennet ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌👌👌👌👌👌👌💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻💪🏻
@dawitghebru8445
@dawitghebru8445 5 ай бұрын
ናጽነት ብርሀን ዘምጻእክላ ንኤርትራዕ ዕድመን ጥዕና ይሀብኪ ክብሪ ንዘልአለም ምሳኺ ዝነበሩ የሕዋትና
@teklitteklemariam800
@teklitteklemariam800 5 ай бұрын
Nay bhaki Seeli Yzareb eu ❣️ ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 serahti kya
@ታራፊክ
@ታራፊክ 4 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ዝይዲገም ታረኽ ትጋዳሊት ጻዕዲያ ዒድመን ጥዕናን የመነየልኪ ናዓኻ ዩናስ ሓውና ካዓ በጣዕሚ ዝድነቅ ሰራሕ እኻ ትሰረሕ ዝሊኻ ነዚ ውሎዶ ታረኹ ነኸፈሊጥ ክብረ ኣሊና ኣብሊዕለኻ ❤❤❤❤❤
@adikeyh7770
@adikeyh7770 5 ай бұрын
ሳዕዲያ ሳልሕ ጅግና
@tsehaytesfayohanes1327
@tsehaytesfayohanes1327 5 ай бұрын
Wow! I’m glad to see you Ambeset Zahafty GJgna🌺💐🇪🇷🇪🇷🌺🌷🌺🇪🇷🇪🇷
@zowdi810
@zowdi810 5 ай бұрын
Wow you are amazing thanks my haro erterawe god bless to you 🇪🇷 🙏 yes you are right thanks you are doing for erteran people 👍 saedey salhe
@TesfazgiHegus
@TesfazgiHegus 5 ай бұрын
ዮኒ ብጣዕሚ ነመስግን ንፉዕ ከምዚ ገይርኩም ኣምጽእሉና❤🎉❤🎉❤🎉
@nardostesfazghi9923
@nardostesfazghi9923 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ናይ ጀጋኑ አሕዋትና ሳዕድያ ሐፍትና ከአ እንቃዕ ብሂወት ረአናኪ ነቶም ብጅግንነት ዝሐለፉ ከአ ጎይታ አብ ገነቱ ይቀበሎም።
@elisahaile7799
@elisahaile7799 4 ай бұрын
Wow very touching history 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯💯 Hiyab Suwatna 💯💯🇪🇷💯🇪🇷
@ibrahimabdala-qc1eu
@ibrahimabdala-qc1eu 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል .ዩ ግንሲ ታሪኽ ህወታ እንተ ተነግረና ደስ ምበለና ዚያዳ❤❤❤❤❤
@jamalsaid7383
@jamalsaid7383 4 ай бұрын
Eritrean struggle for independence is the key to Remember aur History. ERi Wood thank you so much. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤.
@abaditbereket9109
@abaditbereket9109 5 ай бұрын
Gual Ereyyyyyyy 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 jigna 💪💪💪💪 gual zome jeganu 💪💪💪💪 haftey ♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹😘
@ghenetmedhane9515
@ghenetmedhane9515 5 ай бұрын
ዕልልልልልልል ኣንቲ ጽብቕቲ ኤርትራዊት ዋዕሮ 🇪🇷💖: ክንደይ ደስስስስ ይብል ብሂወት ምህላውኪ🙏🏽: ምኽንያቱ ስእሊ ጀጋኑና ክንርኢ እንከሎና ትህሉዶ? ይህሉዶ? ዝብሉ ሕቶታት ኩሉ ግዜ ኣሎና: ብሂወት ወጺእኪ ከትዘንትዊ ምኽኣልኪ ኣዚና ንሕጎስ🇪🇷💖🙏🏽: ዮኒ ከኣ ነዊሕ ስለ ዘይረኣኩኻ ምስ ነብሰይ እዛረብ ኔረ ስለዝረኣኩኻ ተሓጕሰ: ንተቕርቡልና ታሪኽ ተጋደልትና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ነቲ ታሪኽ ጀጋኑ 🇪🇷💖🙏🏽::
@afromama9089
@afromama9089 5 ай бұрын
Thank you ❤
@Gigihabte3
@Gigihabte3 4 ай бұрын
Wearo Habibati Ana 🇪🇷🌻🇪🇷
@SFGTD-72116
@SFGTD-72116 5 ай бұрын
ጀጋኑ ኣያታትናን ኣቦታትናን ክብሪ ይግባኣኩም ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 5 ай бұрын
Thank you for your an amazing services.
@rimgebru5552
@rimgebru5552 5 ай бұрын
Jeganuna kulugzey ab lebina alekum 🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷
@abrehetabraham5479
@abrehetabraham5479 5 ай бұрын
Asy ❤❤❤❤❤
@freezerebafree6278
@freezerebafree6278 5 ай бұрын
Ahlen Saedia Salih, niberlna kibrin mogesen naaki salakin bitsotiken tsiry air netenfis alena.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏👏👏
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 5 ай бұрын
Meshem ms tefaeka buzuh hazine Yenas jigna dihay jeganuna bdhireka tefiu eyu neru enqae dihan mexaeka ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌺🌺
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 5 ай бұрын
እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም ሰብ ታሪኽ ወለድናን ኣያታትናን❤❤❤❤❤❤❤❤
@SirajZaki-qm3hr
@SirajZaki-qm3hr 5 ай бұрын
Gajanu Arkanat Gadile 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Eitom zihlafu kibre Nakum Gajanu 🙏 Eitom zalakum dima inshallah Emren Afeyan Yihbkum Ahwat Daki Eri xahida 🇪🇷🥰🥰🇪🇷🥰
@nighistighebrekristos51
@nighistighebrekristos51 5 ай бұрын
Edimen tienan yhabki jigna ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈👈
@dl4055
@dl4055 5 ай бұрын
Aseyy 🇪🇷🇪🇷❤ jgna tegadalit enqae bhiwet haleki etom zhalefu kbrn megosn nsemaetatna,
@johnbaraki5399
@johnbaraki5399 4 ай бұрын
ጀጋኑ የሕዋትና ዕድመን ጥዕና ንምነየልኪ
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
To Brawl AND BEYOND!
00:51
Brawl Stars
Рет қаралды 17 МЛН
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
36:03
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 53 М.
Texebeyuni ተጸበዩኒ - Best Eritrean Comedy By Wegihu Fshaxion -  full movie
59:02
Try this prank with your friends 😂 @karina-kola
00:18
Andrey Grechka
Рет қаралды 9 МЛН