ብሰንኪ መውቃዕተይ ሰበይተይ ኪሒዳትኒ ፡ ቀንዲ ዓርከይ ዝነበረ ንሰበይተይ ተመርዒይዋ ፡ ዘሐዝን ጥልመት ዝበፀሖ ተጋዳላይ 👉 ተጋ. ወልዱሽ 0919838018

  Рет қаралды 73,906

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Күн бұрын

Пікірлер: 884
@Haben-bo1bg3id8x
@Haben-bo1bg3id8x 4 ай бұрын
ባዓለይ ክምረዐወካ ኣብ ስዑዱ ኣለኩ ድሕሪ ሓደ ዓመት ናዓደይ ክምለስ ያሓስብለኩ ዕድመይ ደሞ ጋል 23 እየ ፍቃደኛ ተኮይንካ ልዕሊ ማንም ኣሕንቅቅቅ ከብለካ❤❤❤❤
@መሪ-የ7ቸ
@መሪ-የ7ቸ 4 ай бұрын
👏🥰
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 4 ай бұрын
መዓረይ❤
@HMA354
@HMA354 4 ай бұрын
ዝያዳይ😘
@Mengstab-m4f
@Mengstab-m4f 4 ай бұрын
ተባረኺ ዝሓፍተይ🙏
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 4 ай бұрын
ማዓረይ❤😢
@semhalhaftu4277
@semhalhaftu4277 4 ай бұрын
ልምንታይ እዩ ግን ኣብዚ ሎሚ ሰዓት ቃል ኣምላክ ዝፍርሕ ተሳኢኑ 😢ኣጆካ ዝሓወይ መዓረይ ወይለኦም ንሶም ንሶም ዝሓሰሩ እምበር ንሰካሰ ክቡር ኢካ ጅግና ኢካ😘👑
@Masho-xzb
@Masho-xzb 4 ай бұрын
Bhaki 😢😢
@HayateDesalenye
@HayateDesalenye 4 ай бұрын
🎉
@Bhb-n3l
@Bhb-n3l 4 ай бұрын
ማርያምን ባዕለይ ክምረዐወካ ፈቃደኛ ታኮይንካ ❤❤❤❤ዕደመይ ዶሞ18🎉❤❤
@KnfeHaftay
@KnfeHaftay 4 ай бұрын
Edmen tenan yehabki gal eney❤
@amicheonline1238
@amicheonline1238 4 ай бұрын
መቅሹሽ ነዴኺ ተማልእያ 🤣🤣🤣🤣
@Frutgalagame
@Frutgalagame 4 ай бұрын
😂ትሕቲ ዕድመ ኢኪ ቃሲልኪ ዕበዪ ሎቅማፅ😊
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 4 ай бұрын
@@Bhb-n3l ዋይ ክንደይ ዓመት ዲኪ ሰደት ወፂአኪ ዕድመ እኮ ፀጋ አምላክ እዩ🤔
@Gashaye
@Gashaye 4 ай бұрын
ቆልዓ እኺ ቀስ እልኪ ዕበይ 😂😂😂
@Fryattgray
@Fryattgray 4 ай бұрын
ባዕለይ ከምርዓዎኻ ጎየታዋይ❤
@ትግራዋይ-አ3ኘ
@ትግራዋይ-አ3ኘ 4 ай бұрын
ትሓሳብኪ ንባዕሉ ልቦና ዝመለኦ ፍጣሪ ይባርኽኪ ❤❤
@Mengstab-m4f
@Mengstab-m4f 4 ай бұрын
ተባረኺ🙏
@mhaymanot1290
@mhaymanot1290 4 ай бұрын
Hasab lbki Egzabher yesmrelki, nice to hear there are people like you
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 ай бұрын
ገይርክን❤ተሐጉሳ❤ተጋሩ❤ኣሕዋተይ❤
@سلامهسلامه-ذ1غ
@سلامهسلامه-ذ1غ 4 ай бұрын
ማርያም ናባሓቅኺ ዲኺ ግን
@bitigaltigray
@bitigaltigray 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ እምበር ንፅቡቅካ እዩ ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ 🙏 ❤❤
@dgvh7060
@dgvh7060 4 ай бұрын
ወልድሸይ ጅግና ኩሉ ብምክንያት እዩ ዝከውን እና ሕክምናካ ትሓኪምካ በሰላም ወዲእካ ክንሪአካ አምላክ ይሓግዝካ ❤❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 ай бұрын
ኣሜን❤
@fderfeet7866
@fderfeet7866 4 ай бұрын
ዋይ ኣጀካ ማረይ ❤ ብጃኺን ባ ኣብ ስዑዲ ዘለና ኣዋልድ ባ ዓድና ኸይድና TDF ንምርዖ እዩ ዘለና 👏
@ትግራይዓደይሰላምኪየርእና
@ትግራይዓደይሰላምኪየርእና 4 ай бұрын
በየኑ ዕድልና ንረክበም
@afeworkitesfu
@afeworkitesfu 4 ай бұрын
ናይ ሱዑዲ ዳኣ ዓረብ ዝውግሩክን ከመይ ንሶም ዝደልዩ ምስ ኦም ዘለዋ ዘይተቀጣዓ 😂
@gsgs2241
@gsgs2241 4 ай бұрын
ሰክት ደደብ​@@afeworkitesfu
@مريم-غ1م4ظ
@مريم-غ1م4ظ 4 ай бұрын
ፅያፍ ቃላት ምውፃእ ግን እንታይ ትርጉም ኣለዎ 😢ዓዲ ዓረብ ዘላ ኢልካ ምፅራፍ ልባዓልካ ውድቀት እዩ ዓዲ ዓረብ ዘላ ጋል ኣነስተይቲ መግለፂኣ ብዙሕ እዩ ጠንካራ ርህርህቲ ምኻና ክትፈልጥ ድማ ሕልናካ መርምሮ መጀመርያ ዝሓወይ✍️👌​@@afeworkitesfu
@brhaneye
@brhaneye 4 ай бұрын
​@@afeworkitesfu በቃ ካብዚኣ ወፃኢ ክትሓስብ ኣይትኽእልን ኣታ ድምሱስ 🌝
@zeduGualtgray
@zeduGualtgray 4 ай бұрын
ማኣዝ ከም ዘኣቲ ንዓደይ አይፍለጥይ እንበይ ኣነ ተዘምረዕውካ ደስ ምብለኒ ደሕሪ ሓደ ዓምት ወይ ዓምተይ ገለይን ንዓደይ ከምለሳ ሓሳብ ኣለኒ ምሰ እግዚብሄር ፍቃደ❤ ኣጆኻ❤አይ ናይ ሰብ ነገር ሕልና ዝብሃል ነገር ዘይብለም ኣጆኻ ወልዱሸይ እግዚብሄር ካብኡ ዘዓብይ ነገር ሰለ ዘሓዘለካ እዩ ብቻ ካብ ብሂወት ምሀላወካ ዛዓብ ነገር የለን ጎይታዋይ❤❤❤❤❤❤
@MebiMebi-ry5xx
@MebiMebi-ry5xx 4 ай бұрын
ዕድል ኣይገበረትን አምበር መን ከም ትድኤፍ ዕድለኛ ያ ንዓኻ ትምርዐ ❤❤❤❤
@user-Meri3ji2ir9g
@user-Meri3ji2ir9g 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ማዓረይ ንስካ ጅግና ኢካ ኣነ መተመረዖኩካ ፍቃደኛ ቶኮይንካ❤
@Mebratu-f2n
@Mebratu-f2n 11 күн бұрын
ኣጀኻ ዘሓወይ መዓረይ ንስኻ ጅግና ኢኻ እንተ ባዓልቲ ገዛኻን ዓርክኻን ካሕዳማት እዮም ከምቲ ንፈጣሪና ዝካሓዶ ይሁዳ እዮም ካብ ከምዚ ዝበለ ይምሓረና እዩ እንተ ንስኻግን ናይ ጅግና ጅግና ባዓል ሓቦ ብጣዓሚ ዝፈትያካን ዘድነቀካን ንበረልና እድመን ጥዕናን ኣምላኽ የሃብካ ❤️❤️❤️⭐️⭐️⭐️
@EmuGalWukro
@EmuGalWukro 4 ай бұрын
በእውነት ረሳሕ እያ 😢😢😢😢 ከምዚ ዶ ይግበር እዋይ ዙዓርካ እወን ጨምላቅ እዩ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ወልድሸይ ❤❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 3 ай бұрын
ደምርኒ
@KalayuAlemayo
@KalayuAlemayo 4 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሌካ ጅግና ተጋደላይ❤
@brhaneTamrat
@brhaneTamrat 4 ай бұрын
ብጣዓሚ ዝገርም እዩ ካብታ ጓል ኢቱ ወዲይ ይገዲዲ ካብ ዓሩኩ እሞ ካብ ተገዳላይ ወስዱ ኪምሩዖ ባለገ እዩ ንስካ ግን ኣጀኳ ኣምላክ ምስካ ኣሎ ዓቅሚ ዞሎዎ ነዙ ሓወና ናሓግዞ ኣነ ዓቅሚ ዘይብለይ ኳይነ እምብር እንኳን ናዓካ ንማን ተጋዳላይ መሓገዝኩ ነይረ ምክንያቱ ሳላካትኩም ከምደልይና ናኣቱ ንወፅእ ኣለና ኣሕዋተይ ማዓረይ ኣጀካ ኣለና ኣብ ጎዲንካ ዘሓወይ
@Salihvdu
@Salihvdu 4 ай бұрын
ኣይዞኻ ዝሓወይ ምሕረት የዉርደልካ ፈጣሪ ጅግናየይ❤❤❤❤❤❤
@مظديخي
@مظديخي 4 ай бұрын
ጎይታዋይ ኣጆኻኒ ንስኻ ልዕሊ ማንም ጅግና ኢኻ❤❤❤
@hgyy2926
@hgyy2926 4 ай бұрын
የኔ ቆንጆ ኣነ ባዕለይ ክምርዕዋካ ፍቃደኛ እንተ ኮይንካ ኣብ ስዕዲ እየ ዘለኩ ሓንት ቆልዓውን ኣላትኒ እያ ❤❤❤❤❤❤❤
@Mengstab-m4f
@Mengstab-m4f 4 ай бұрын
ተባረኺ ዛምበይተይ🙏
@gamilahgamilah3329
@gamilahgamilah3329 4 ай бұрын
ለባም
@Brokethebeas
@Brokethebeas 4 ай бұрын
ቆልዓ ዘይብላ ኢዩ ዝደሊ ኢሎሞ
@ማዕቢላ
@ማዕቢላ 4 ай бұрын
ማዓረይ ትሞራልኪ 😢 ክንደይ ተስፋ የስንቀካ በስምአብ
@hgyy2926
@hgyy2926 4 ай бұрын
@@Brokethebeas እሺ ይፍጠረሉ ይግቦኦ እዩ ጀግና ሰለ ዝኮነ ምርጫ ናይ ባዕሉ እዩ❤❤❤❤❤
@SelamA-xb3zq
@SelamA-xb3zq 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዙ ሓወይ እግዚኣብሄር ኣምልኽ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ክኽሕሰካ እዩ ብሩከይ 🫶❤️💙🥺
@SabiyaLadgh
@SabiyaLadgh 4 ай бұрын
ኣጆካ ፅጋበይ ጅግና ኢካ ኣምላክ ብዕሉ ምሕሪት የውርደልካ ኣብስዕዲ ዘለና ኣጋላት ልጀጋኑ ከምዚኦም ዘበሉ ከምልጡና የብሎምን ኣዞካ ለባመይ ከመይ ዝበለ ዋሓለ ነይሩስ ኣመንጎ ምስ ተወቀዐ ምጥላም ማለት ታዓነት ኣታሓሳስባ ኣለና ይገርመኒ ኣምላክ ባዕሉ ልቦና ይሃበና😢😢❤❤❤❤❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 4 ай бұрын
ትሓዊ ኢካ ብሩከይ ኣጆኻ እግዚኣብሔር ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ንሳቶም ካዓ ንባዕሎም ገደዶም ንባዕላ ገደዳ ኣጆኻ❤
@عسيريعسيري-ت1غ
@عسيريعسيري-ت1غ 4 ай бұрын
ባዕለይ ክመርዕወኻ ሰለ ብወዲ ሰዕዲ ተበደልኩ ሚሒለ እየ ንTDF እበይ ንኻሊእ ኣይምርዕን ❤😢😢😢
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
@ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 4 ай бұрын
ኣሕ መንሞ እዩ ብወዲ ሱዑዲ ዘይተበደለ ግን ተመስገን ጥዕና ጥራይ😢
@SlimanLagh
@SlimanLagh 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yetewhadoljoch
@yetewhadoljoch 3 ай бұрын
ሱዕዲ መጺክን ንምንታይ ምስ ወዲ ትፋለጣ ኣለክን ስራሕክን ዘይትሰርሓ
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 4 ай бұрын
ሰላም የኔ ጌታ አነ ክምረዐወካ ይአ ደልዉ እንድሕር ኮይ ንኻ አነ አብ ስዕድ የአ ድነኹ ሐዚ ክመፅእ የ ዳብ አላማጣ ስልኪ ተሓባበሩኒ ወይ ድማ ክሕግዞ ደልየ እንኹ ዋ ተሓባበሩኒ አሕዋተይ🙏🙏🙏🙏🙏🙏 አይዘኻ እስኻ ዕድለኛ የአኻ ዝሓወይ ❤❤❤❤
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c 4 ай бұрын
እፍ ትቅንዕናክን ደስ ክብል ፈጣሪ ኩሉ ሓሳብክን ይፈፅመልክ ኣሕዋተይ❤❤❤
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 4 ай бұрын
@@HelpmeMyGod-k9c 😘😘
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 4 ай бұрын
ተዓዲልክን❤ፈጣሪ❤ፅሩይ❤ኣእምሮ❤ፈጢሩልክን❤
@medhanitgaltgraytgray2732
@medhanitgaltgraytgray2732 4 ай бұрын
ጅግና ኢኪ ብሓቂ ወልዱሸይ ኣጆካ ናይ ሎሚ ሰብ ግን ኣብዛ ምድሪ ዝነብር እዩ ዝመስሎ መስተብዓሊ ልቢ ይፍጠረልና
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 3 ай бұрын
❤❤❤❤አጀካ ዝሓወይ ጅግናየ❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 3 ай бұрын
አጀካ ዛሓወይ እስካ ክብር ጅግና ተጋደላይ ኢካ❤ ንዓካ ፈጣሪ ዝሓረየልካ አለካ ንፅብቅካ እዩ❤እቲ ንሳ ጉን 😢
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube
@ሃረገወይኒማርያመይYouTube 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዛሓወይ ንዓኻ ዝበለጸት ተክብርን ትሕብሕብን ክፈጥረልካ እዩ እቲ ኩሉ ዝርኢ እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጥራሕ❤❤❤❤
@GooklGookl-cf3dw
@GooklGookl-cf3dw 3 ай бұрын
ከም ፍቃድ ኣምላክ ዶሞ ክትሓዊ ተስፋ ኣለና👏ዶሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ንፅቡቅካ ክከውን እዩ ጅግና👊ሓቦ ስንቁ💝💝💕💕💕
@Salam-in7ct
@Salam-in7ct 4 ай бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኻ መፃእኻ ይባረኺ ብሓቂ ጆግና የኻ❤️❤️
@سبحانالله-م6ع9ض
@سبحانالله-م6ع9ض 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ማዓረይ ንሰብ ጅግና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ 4 ай бұрын
80 ተይተቀደደ አብ ዝብን ስብኣያ እያ ትሞርዕያ ስለዝይ ብሕጊ ትጥየቅ እንሀዋ ጅግና ኢኻ እስኻ አነ ብወገነይ ብዓልቲ ሰብአይ አየ ሓደ ወዲ ወሊድና ግን በቃ ሰብአየይ ችግር በፂሕዎ ካክክሕዶ ፈጣሪ ሓዲኡ ይግበረኒ የት አላቹ የመዳም ቀሞሞች ሃምዝይ ልበለ ስብአይ እዩ ለዋፅአክን ብፈጣሪ ለ ትክሓሳ❤❤❤
@GooklGookl-y5f
@GooklGookl-y5f 4 ай бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ ጅግና ተገዳላይ ዕዱመነ ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SindayoFtima
@SindayoFtima 4 ай бұрын
ጅግና ኣይዘካ❤❤❤❤
@rishanlady5041
@rishanlady5041 4 ай бұрын
Amen.mehrat.yweredalk❤❤🎉🎉🎉
@RahyelDade
@RahyelDade 3 ай бұрын
ኣጀካ ብፃይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ብቻ ጅግና ሓወይ ናተይ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤
@sdcvsc36
@sdcvsc36 4 ай бұрын
አጆኻ ዝሓወይ ብሰብ ዝተጠለመ እግዚአቢሔር አይጠልሞን እዩ ዝበለፀ ነገር ስለ ዝሓዘልካ እግዚአቢሔር እዩ እቲ ፈተና ገጢሙካ ዘሎ ስለዚ ተስፋ ከይትቆርፅ።❤ባሓቂ አነ ብጣዕሚ እየ አድኒቀኻ💝
@gdfx3728
@gdfx3728 4 ай бұрын
ዝሓወይ በርትዕ ጠንካራ ኩን ሰብ ዝአመነ ማይ ዝሓቆነ እንድዩ ለሙሰ ንአምኖ ካ ሰአና ፈጣሪ ዝፈርሕ ሰ ዘየሎ
@KokobAndebrahn
@KokobAndebrahn 4 ай бұрын
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ያሃብካ ❤ ብርክቲ ፍቅረና ለ ያሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@milihabesawit8861
@milihabesawit8861 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ኩሉ ንፅቡቅካ እዩ ኣዛ ሰበይትካ ግን ብጣዕሚ እያ ረሳሕ ኣይቅንዓያ ደነዝ😢😢
@user-pw4le8ru5m
@user-pw4le8ru5m 3 ай бұрын
ወድሸይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘይሓፍ የለን ጅግናዋይ❤❤❤
@zaharazahara502
@zaharazahara502 4 ай бұрын
ኣጆኻ የኔ ጀግና🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ እንኳዕ ተረፍካ ካብ ሞት እበር ናዓኻ ዝበላ ብርኽቲ ሄዋን ከዳልወልካ እዩ ኣምላክ ማዓረይ በፌስቡክ❤ ርኸበኒ እስኪ
@ChGj-v2n
@ChGj-v2n 3 ай бұрын
ናዓ ኣንታ ጅግና ክንምራዓወካ መምፅኢ ሰላም ብሳላኩም እዩ ሰብ ዝምርዖ ዘሎ ሓጎሱን ሓዘኑን ዝገልፅ ዘሎ ኣጆካ ናዓካ ትከውን አምለክ ክህበካ እዩ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 4 ай бұрын
ዊይ ወልድሸይ ለኸ ብዓል ሓዳር ኢካ ነይርካ ተጣላለም ዝኮነ ግዜ ኣጆካ ፈጣሪ ደው ኢልካ ትከድ ክገብረካ እዩ😢😢❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 3 ай бұрын
ደምርኒ
@GrvfHrdv
@GrvfHrdv 4 ай бұрын
Ajoka mearey meleau mhret yewrdelka❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mihrethagos8291
@mihrethagos8291 4 ай бұрын
ንሳኸ ብምታይ አሚናታያ ታነብሳ ጽባሕ ብዙሕ ነገር ዘሎ አጀካ ዝሐወይ አምላኽ ምሳኻ ይኹን ንአካ ዝሐዘልካ አሎ ቶ ንስኻ ጀግኔ ኢኻ🙏🥰
@salamsalam1464
@salamsalam1464 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምሉእ ምሕረት ይግበረልካ እመ አምላክ ፅላልካ ትኩን አጀካ ንባዕላ ገደዳ እበር ንስካስ አምላክ ዝሓዝልካ አሎ እዩ ክዉር ሓወይ❤❤❤❤
@ሸዊት.ቻናል
@ሸዊት.ቻናል 3 ай бұрын
ደምርኒ
@ሜሪጓልእመብርሃን
@ሜሪጓልእመብርሃን 4 ай бұрын
ወለላይ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ አጆካ ዘይትጠቅመካ ስለ ዝኮነት እዩ ፈጣሪ አርሒቅልካ ናትካ ዝኾነት ፈጣሪ ይፍጠረልካ ጎታዋይ❤❤ እንተ ንሳስ ክንደይ ከይጥዕማ ዋ ጠላም😡
@سالممرحبا-ع5ب
@سالممرحبا-ع5ب 4 ай бұрын
As be sought to be God bless and protect us from that evil action
@AtsdeEndryis
@AtsdeEndryis 3 ай бұрын
ዛሓወይ ማዓረይ ድሒንካ የርአና የኔ ማር tdf❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ንሳ ግን ባዓለገ እያ ተዋሪዳ ጠላም አይጥቀምይ
@vhcu3559
@vhcu3559 3 ай бұрын
ኣጆኻ ወድነይ 😢😢😢ተመርዐወን ናዓይ
@liliTsegay-w2p
@liliTsegay-w2p 4 күн бұрын
ኣጆካ ወልድሸይ ፈጣሪኣሎ ምሳካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@salamaas5943
@salamaas5943 4 ай бұрын
እዊይ ከሕድት በሰመአበ😢 አጀኻ ጀግና ሓወና 💞💘💐💐
@soligualagame
@soligualagame 4 ай бұрын
ካምዚ ካኣ ኣሎ ድዩ እሞ ካኣ በጃና ደሙ ዝከፈለ ጅግና እዚ ይግበኦ ድዩ ከመይ ኣክኢልዋ ዳሓር ካኣ እቲ ወዲ ኣቦ ወዳን ቀዳማይ ኣሜና ኣብ ፀገሙ ዝረሕረሐቶ ኣብ ፀገሙ ካምትርሕርሖ ብከመይ ርግፀኛ ኮይኑ ዓይንካ ትንቆር 😢ኣጆካ ጅግናና ንፅቡቅካ ኢዩ
@FjgrDhte
@FjgrDhte 4 ай бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ ክሉልፅብቅካ እዩ😢❤❤
@liliTsegay-w2p
@liliTsegay-w2p 4 күн бұрын
ኣጆካ ብፃይ ባዕለይ ክምርዐወካ እየ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fintra26
@fintra26 3 ай бұрын
Ajoka natka zibelo aleka i hoop kalay Gize nezi wed temerey welidu teryno ❤❤❤
@FycgXhu
@FycgXhu 4 ай бұрын
ኣጀኻ ቴዴኤፈይ ጅግና ኢኻ ንሰኻ ሳላኹም እዩ ኽሰኻብ ሐዚ ዘለና ኣጀኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን❤❤❤ዝሓወይ
@SenqytDestq
@SenqytDestq 3 ай бұрын
ኣጆካ ብፃይ የኔ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Shewit-k5h
@Shewit-k5h 4 ай бұрын
ደቂ መዳመይ ኩለና ሱዑዲ ዓረብ ዘለና ፈጣሪ ይሓልወና ሓሳብ ልብና ኣስሚሩ ብሰላም መርየት ዓድና የርግፀና 🙏ወልዱሽ ሓውና ለ እቶም ከምኡ ሓሲቦም ምእተኦምን ምእንቲ ዓድኻን ህዝብኻን ዝኸፈልካዮ መስዋእቲ😢 ላኣቶም ብኻልእ ልርደኦም ተኾይኑ ንሳቶምስ ታይ ይፈልጡ ድዮም ፅባሕ ታይ ካምዘጋጥሞም ስለዚ ምንም ክስመካ የብሉን ወድነይ ሙሉእ ብሙሉእ ሓዊኻ ልኻልኣይ ግዜ ክርአካ ምስ ፍቓድ ኣምላኽ ታይ ይሳኣኖ 🙏🙏🙏16 እናቴ ምሳኻ ትኹን 🙏ክብሪ ናዓኹም ኣቱም ሓልላት❤❤❤
@Vip-j8f
@Vip-j8f 4 ай бұрын
ስዲ ኮይና እምበር ናትካ መቁሰልቲ እዩ ካብፀልማት ኣውፂእዋ ግን ኣጆኻ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ
@Cyx-x8b
@Cyx-x8b 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ ጎይታዋይ
@Mire-u8y
@Mire-u8y 4 ай бұрын
ኣነ ክምርዑካ እየ ኣጆካ ❤🎉
@SlimanLagh
@SlimanLagh 4 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@sbegge7121
@sbegge7121 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤🎉አይ ናሰብ ሕልና ፈጣረ ምሰካ የኮኑ ጀግና ወደ ህዝብ
@lokas1112
@lokas1112 4 ай бұрын
አጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ንፅብቅኻ እዩ ክበር ዘይበላ ልትድኤፍ ጅግናዋ ❤❤❤
@Madina-q1p
@Madina-q1p 4 ай бұрын
😢ኣጆካ ጅግና ኩሉ ንጽብቀካ እዮ😢
@JrddHgfc
@JrddHgfc 4 ай бұрын
አዋይ አጀኻኒ ዝሓወይ ወልድሽ❤❤😢😢
@سلامسلام-ث5ط6ج
@سلامسلام-ث5ط6ج 4 ай бұрын
ኣጀካ ጅግና እካ ንስካ ማዓረይ❤❤❤❤😢
@AberhatsyonGebresilse
@AberhatsyonGebresilse 4 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ እስካ ክቡር ጀግና ተጋደላይ እካ ንዓካ ዝሓዘልካ ኣሎ ጎይታ ብዙሕ ኣሕሊፍካ እካም 🎉🎉🎉🎉 ክብሪ ይግበአካ እዩ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@lawlatibaraa
@lawlatibaraa 4 ай бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ ጅግና ተገዳላይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤
@SlamhSlamy
@SlamhSlamy 2 ай бұрын
ኣጀካ ጅግና ሓውና❤❤❤❤
@khfrkhfry3079
@khfrkhfry3079 3 ай бұрын
ተመስገን በል በህወት ምትራፊኻ
@MAlmazye
@MAlmazye 3 ай бұрын
ወለላይ ባዓለይ ክምረዐወካ አብ ስዑዱ አለኩ ድሕሪ 1ዓመት ናዓደይአሕን ክምለስ ያሓስብለኩ ልዕሊ ምንምቅቅቅቅቅ ከብለካ ወለላይ ጋል መቀለ እየ🎉🎉🎉🎉🎉
@DfUf-ut9fi
@DfUf-ut9fi 4 ай бұрын
አጀካ ዝሓዋይፍጣር አሉ ቅየምኪ አተክደ ይገብረኪ ፍጣር አና ዐደመና ጥዐና ይህብካ ፈጣር ብየማናይ አደ ይደግፍካ❤💞🙏
@MoomPlol
@MoomPlol 3 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ማዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ እምበር ንስኻ ልዕሊ ማንም ጅግና ኢኻ ❤❤❤
@rimeyaron
@rimeyaron 4 ай бұрын
የኔ ጅግና Tdf❤❤❤
@nooralsaadi9054
@nooralsaadi9054 4 ай бұрын
ተጋዳላይ እየ ዝምርዖ ሙስሊም ዝኮነ ዕድሚኡ 40😢
@SaroleeSarolee
@SaroleeSarolee 4 ай бұрын
Awziloku tegadalay gin eretrawi tmoraweni
@AliAli-tg3dn
@AliAli-tg3dn 3 ай бұрын
ባርያ ህግደፍ ኣብ ትግራይ ዝገበርካዮ ግፍዒ ከይኣክለካስ ከዓ ክትምርዐወካ ትግራዋይ እምበይ ኤርትራዊ መኣዝ ወፃ ባርያ ናብ ናባዕልካ ጠምት ቆንዳፍ 😭😭😭😭😭😭
@GerezrTeka
@GerezrTeka 3 ай бұрын
ኣጆኻ ኩሉ ንፅቡቕካ እዩ ❤❤❤❤❤የኽብረካ
@tgrayadey-j1x
@tgrayadey-j1x 4 ай бұрын
ዉይ ሓወይ መዓረይ ፈጣሪ ምሉእ ምሕረት የዉርደልካ እንተ ንሳ ግን💔😥እግረ መንገድና ሳብስክራይብ ገይርና ንዉፃእ ተጋሩዋይ ኣሕዋትና ነዕቢ ኣነ ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኩ❤
@Tsrhadesta
@Tsrhadesta 4 ай бұрын
ናይ ባዕሉ ዩትፕ አለወ ድዩ
@tgrayadey-j1x
@tgrayadey-j1x 4 ай бұрын
@@Tsrhadesta የብሉን🥺
@AisaBase
@AisaBase 4 ай бұрын
ጅግና
@BhvGgeh
@BhvGgeh 4 ай бұрын
Ajoka zhawey jgna ❤❤
@ዛይድ-ቈ8ገ
@ዛይድ-ቈ8ገ 4 ай бұрын
አጀካ ዘሓውይ❤❤❤
@mesijfgjvjcfzf6426
@mesijfgjvjcfzf6426 4 ай бұрын
ኣጀካ ማዓረይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኻ ጅግና ሓወይ ንጽቡቀካ እዩ😢❤❤
@مريم-غ1م4ظ
@مريم-غ1م4ظ 4 ай бұрын
ኣይዞካ ዝሓወይ ኩሉ ንፅቡቅካ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልካ 🥲👏
@AlmasAlmas-g5w
@AlmasAlmas-g5w 3 ай бұрын
ኣጆካ ክትሓዊ ኢካ ዝሓወይ ናተይ 💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@slamahslamah1321
@slamahslamah1321 4 ай бұрын
ታማ ንዓየይስ ዋላ ካብ ክሳዱ ንዓቀብ ዘይምተመለሰኒ ዝወለላይ😭😭
@LiAa400
@LiAa400 4 ай бұрын
Fkad amlak ayu zhaftey kulom nkmlesu aykedun koratsat tegadelti tigrai TDF❤❤❤❤
@-jh2ft
@-jh2ft 4 ай бұрын
ኣጆኪ ጋልኖ 😢😢
@slamahslamah1321
@slamahslamah1321 4 ай бұрын
@@LiAa400 እሺ ክብረተይ🥰
@slamahslamah1321
@slamahslamah1321 4 ай бұрын
@@-jh2ft እሺ ክብረተይ🥰
@MartaDebru-xs5ev
@MartaDebru-xs5ev 3 ай бұрын
አጆኻ በርትዕ ጅግናና
@hhdhd7109
@hhdhd7109 4 ай бұрын
አይዝካ ዝሓወይ ጅግና ተባዕ ኢካ ባሓቂ እግዚአቢሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ ❤❤😢😢
@AbebaAsfeha
@AbebaAsfeha 3 ай бұрын
Ajoka zehawey tesifa tiraye atokurexie 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@Biti504
@Biti504 4 ай бұрын
ኣጆኻ ዝሓወይ ጅግና ንፅቡቅካ እዩ እንኳዕ ጥራይ ብሂወት ተረፍካ❤❤
@Lwam.21
@Lwam.21 4 ай бұрын
እንቋዕ ኣይምበደልካያ እበይ እጆካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤
@ممنن-ص6خ
@ممنن-ص6خ 4 ай бұрын
አጀካ ጅግና ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እዝጋብሄር አምላክ ምሕረት ይውረድልካ ወልድሸይ💪💪💪💪💪💪
@GGh-yt7tz
@GGh-yt7tz 3 ай бұрын
ጀኻኒ ጎይታዋይ😢❤❤❤❤❤❤
@SalamSalam-n8e
@SalamSalam-n8e 4 ай бұрын
እግዚአብሄር ንዓኻ ዝቦሎ ባዕሉ ክህበካ እዩ ጅግና ተጋዳላይ
@tijitiji4532
@tijitiji4532 4 ай бұрын
ከጦር ሜዳ ሲመለስ እናቱ ሙታ ሚስቱ ሌላ አግብታ ከጠበቀችው ወታደር በላይ ጠንኻራ ሁን ድዮም ዝብሉ ጠንኻራ ኢኻ👌💪እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣጆኻ ጅግና ሓወይ❤️😊💛
@blyemeaey
@blyemeaey 4 ай бұрын
አይዘካ ጀግና j👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@AisaBase
@AisaBase 4 ай бұрын
ጅግና ኢኻ
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ 4 ай бұрын
ኣጀካ ናይ ሰብ ነገር ኣመነት የብልይዋ ፈጣሪ ሓይሊ ይሃብካ ናይ ባዕልካ እግዚአብሔር ሕዝልካ❤❤❤
@wuwjusdjdjdhh7176
@wuwjusdjdjdhh7176 4 ай бұрын
ፈጣር ምሕረት የውርደልካ ጅግና ተጋዳላይ ኣጆካ
@samigebre7828
@samigebre7828 4 ай бұрын
ኩርዓትና TDF ወልድሽ🎉🎉❤❤❤❤
@ከክብከክብ
@ከክብከክብ 4 ай бұрын
ጀግና ❤❤❤❤💪💪💪💪💪
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 4 ай бұрын
ብማርያም ስልኪ ቁፅሩ ተሓባበሩኒ 😢😢😢😢
@RgetiRgeti
@RgetiRgeti 4 ай бұрын
ኣብዙ ኣርእስቲ ላዕሊ ኣለኺ
@nlegmskts9007
@nlegmskts9007 4 ай бұрын
የለይ
Their Boat Engine Fell Off
0:13
Newsflare
Рет қаралды 15 МЛН
Hilarious FAKE TONGUE Prank by WEDNESDAY😏🖤
0:39
La La Life Shorts
Рет қаралды 44 МЛН
-5+3은 뭔가요? 📚 #shorts
0:19
5 분 Tricks
Рет қаралды 13 МЛН
አርግዛ ፍቅረኛዬን ቀማችኝ🤰🏽😱🙄
29:03
Leyu & Mahi
Рет қаралды 2,6 М.
"ብህይወት ከሎ ፍትሓት ዝተገበረሉ ምሩኽ!"
1:18:05
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 44 М.
Their Boat Engine Fell Off
0:13
Newsflare
Рет қаралды 15 МЛН