KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ከ አባትና ልጅ ጋር በድብቅ የምትተኛው ሴት
28:49
ሰበር ዜና🔥 ጀነራላት ተፀምቢሮም / ሰልፊ መቐለ ፅቡቕ ምዕባለ/ራዕዲ ብልፅግናን ምላሹን
25:47
BlUE tan triste con GARTEN OF BANBAN - RAINBOW FRIEND vs GARTEN OF BANBAN | Rainbow Friends Español
30:51
НОВЫЙ AMONG US в РЕАЛЬНОЙ ЖИЗНИ! Масленников против Джарахова челлендж
57:18
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
Жездуха 41-серия
36:26
ወረርቲ ኢዶም ሂቦም| ጌታቸው ኣመስጊኑዎም ካብ ራያ ንፀለምትን ሑመራን
Рет қаралды 35,796
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 73 М.
Tigray Broadcast Service
Күн бұрын
Пікірлер: 59
@teweldehabte2691
6 ай бұрын
ኣጆኹም ኩሉ ጸገማት ትግራይን ህዝባን ኣብ ሓጺር እዋን ተሓግሒጉ ክጎሓፍ ኢዩ። ሓድነትኩም ግን ኣዝዩ ወሳኒ ኢዩ ሳዓቡዎ ንውዕል ሰላም።
@HailishGe
6 ай бұрын
ናይ መጨረሻና ሰለማዊ ሰልፊ ይግበረልና እስኪ
@TEBERHE1
6 ай бұрын
Thank you Getcho.
@AlfaOmega-pz2cw
6 ай бұрын
እዝግሄር ይተሓወሶ
@woinshetkassaye7174
6 ай бұрын
አይበልናን ዶ። ናይዳማትካ መሬት መዋዕል ክነብሩ ከምዘይክዕሉ ንፁርዩ። ብቀፃሊ መሬትና አውሒስና ንቀፃሊ ወለዶ ክናርክቦም ግዴታና እዩ። ብዝኾነ መራሕትናን ሰራዊትናን ዕድመነን ጥዕናን ይሀበልና። ዓይኒ ፀላዒኹም ይደፈን።
@samru2018
6 ай бұрын
😂😂😂😂😂
@Gubae-q8w
6 ай бұрын
ዝመተን ዝቆሰለን ኣሕዋትና እዮም ሕጅውን ሓደ እንች እንተተርፎ ካብ ዘለናዮ ዓድን ሃገርን መፅና ክንቃለስ እና ትግራይ ትስዕር
@shishiAlexander
6 ай бұрын
ነዚ ሓላል ህዝቢ ኣይተታልልዎ ዘይግዛእ ህዝቢ ናይ ጅግና ጅግና ሓዉኩም ኣባል በርጌድ ንሓመዱ ብቃንዛ ትግራይ ዝቅንዞ ወዲ ኣከልጉዛይ
@samru2018
6 ай бұрын
Eway lhtit wedi tigray zeytbel zeyhafer demus,......kondaf
@meriewedigerie2009
6 ай бұрын
ክቡር ሓው!
@شمسشمس-و4ز
6 ай бұрын
Enetay aetuka
@selamawitokubay-p1y
6 ай бұрын
😂😂😂😂
@selamawitokubay-p1y
6 ай бұрын
Tgray shgrom baelom kfethu yftnu alew amlak msti hzbi ykunelom .weyo nska ke dea shgr enteleka belka zeytfeth ?
@Muez_Gidey
6 ай бұрын
💛❤️
@naninani-wx5eo
6 ай бұрын
አበሸፈተን መሸንናፈ አተይ ኸነሰ አቲ መኸረበተ አበ ፈቲሒ ፅጥታ አበ ደግም ሕወይተ በጠንቃቅ ኸሰሰሕ መገዲ ሓበረ አቲ ኻለአ የፅናሕ
@MesfinAbay-u8t
6 ай бұрын
Aba selem❤❤❤❤
@fikregebrekidan2647
6 ай бұрын
Slow and steady wins the race. Bravo Gecho.
@zerugebreyohannes6097
6 ай бұрын
እወ ! ናይ መወዳእታ ክኸውን ብተስፋ ንፅበ ኣለና።
@samru2018
6 ай бұрын
Zeytechebte were aytetalelu b youtube shkato
@ትግሪይአይኪ
6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤
@HakeleIrob
6 ай бұрын
እዚ ንክኮን ብተስፍ ንቃለስ አሎና
@hfdhdr7675
6 ай бұрын
🙏🙏🙏💪💖💪❤🥰🥰❤🥰💖🥰🙏
@ZekariasSolomon-m3b
6 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ፡ ካብ መንም ግዜ ንላዕሊ ዘየቋርጽ ኲናትን ህልቂትን ይጽበዮ ከምዘሎ ፡ ክሓስብ ዝኽእል ሓንጎል ንዘለዎ ንጹር'ዩ ።
@dimtsunegash6711
6 ай бұрын
Criminals must face justice in the Hague.
@isurafelkif
6 ай бұрын
አንጎበር ከይኮን ወይፋካ ትራሰ ኩሉ ጊዘ ምንም ዘይገበረካ ክሻዕ ከዚ ህዝቢ ብምትላል ይትረፍ
@keseteteclemichael8719
6 ай бұрын
ህዝበ ትግርኛ ብዘይከውን መብጽዓ ዝነበር ህዝቢ ፡ ክንደይ መብጽዓታት ሓሊፉ ፡
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
6 ай бұрын
ገይጋኹም እናፀገንኩም ኣይትንበሩ ፡ሥራሕኹም ብተግባር እናርአኹም ቀፅሉ ፡ተስፋ ህዝቢ ንሱ ስለዝኾነ
@zuryashkassa4177
6 ай бұрын
ኣይበልናንዶ? ጌቾ ምስ ንዑኡ ዝመስሉ መሣርሕቱ ኾይኑ ዲፕሎማሲያዊ ኣካይዳ ኸምዘይፅገም ፈሊጥናዮ ኢና።👍 እዞም ሓደ ፓርቲ ከም ተበን ዝተጠምጠሞም ናይ ፖለቲካ ኸይዲ ዘይፈልጡ ናብ ውልቃዊ ፀርፊ ዝጎዩ፣ ህዝቢ ትግራይ እንቱፍ ክብሎም ይግባእ።👌
@yhrahdesta7577
6 ай бұрын
👍👍👍🌺🌺🌺🌺🩵🩵🩵🩵🩵
@mulualemayehu6576
6 ай бұрын
ሃለውለው
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
6 ай бұрын
Tigray entesemira zeytigebro yelen tselaeti Tigray kulom kibekiu eyom tigray tiray tismer. Tegaru geganu geganu nibertie selamn tsetitan tigray nikulu tekami eyu wala netom wererti ewn ayirideomn eyu ember. Selamn kisanetin nitegaru nimne.
@dimtsunegash6711
6 ай бұрын
Diaspora Tigrians make demonstrations infront of foregin state departement all over the world.
@emungeremedhin9718
6 ай бұрын
እዘን ውድባት ትግራይ ዝብላ ሃሪሰን ኣፅቂጠን ፀኒሐን ህወሓት ዝኾነ ስሕተት ፈፂሙ ኢሎም ኣብዝሓሰብሉ ኢዋን ጥራሕ ተፃዲፎም ተጓዮም ከምዘን ጭንቁራዕ ሃሪሰን ሓግየን ማይ ምስረኻ ቋቕ ቃቕ ዝብላ ብተመሳሳሊ ትግራይ ብቑማር ክፃወቱላ ዝደልዩ ስልጣን እምበር ህዝቢ ትግራይ ይኹን ንትግራይ ጥር ትብል ስምዒት ዘይብሎም ሓሳኹ ካብ ዘዐንቅፉ እንተዝድግፉ እንድሕር ዘይድግፉ ግን ስቕ እኳስ ክተሓባበሩና ይግባእ ሽግር እንትፍጠር ነጥቢ ንምቑፃር ሃንደፍደፍ ኢልካ ጠራዕራዕ ክሕደት ባንዳነት እዩ ህወሓት ክወቕሱ ክፃረፉ ውድብ ዝኾኑ እንተኾይኖም ውድባት ኣይኮኑን ንፀርፊ ውድብ ህወሓት ሻዕቢያ ጲጲን ተስፋሕፋሕትን እኹል እዩ ብስሩ ተወዲብካ ምፅራፍ ዕላማ ውድባት ክኾን ኣይኽእልን ስለዚ ሽግር ትግራይ ክፍታሕ ደጋፍን ተሓባባርን ተራ ይፃወቱ እንተዘይኮይኑ ኣይረብሹና
@KirosAberra
6 ай бұрын
ገፅ ሪኢካ ፍረድ ይብሃል! ፀርፊን ምድንጋርን ኢልካ ዝሕለፍ ኣይኮነን ብእዋኑ ፍልፍል እተቶምን ዝልኾምን ፍልፍል እተቶምን ተኸታቲልካ ዝምጥን ስጉምቲ ኣብ ዝኸፍአ ደረጃ ከይብፅሑ አድላይ ዝበለ ክግበር ዘለዎ ይመስለኒ::
@Gubae-q8w
6 ай бұрын
😂😂😂 የቀን ሰካራም
@BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
6 ай бұрын
Gegna eka Getachew kemzi kitkewin alewo zereba hiliklik zibilerihnet Tigray kitrie yebilan. Tsibuk wisane eyu pretoria kikiber alewo entezeykoynu kalie saebiyen kemitsie silezikiel Abiy ahmed kab giegatatu kimehar alewo.
@HTT6892
6 ай бұрын
''ዝዳረገ '' ትግርኛ ዲዪ???
@tbstig
6 ай бұрын
እወ
@abmo4956
6 ай бұрын
ዓንቋል፣ መቀመጢ ቤት ምኽሪ ወረዳስ ጣቢያ ጋርጃለ ድዩ ኾይኑ? "ካብ ናይ 4 ዓመት ስደት ተመሊሱ" እንተ እልኪ ኣብ ጋርጃለ ንምንታይ ተቀሚጡ? ላህማም መደናገሪት።
@AftomAftom-yi8oo
6 ай бұрын
እንታይ ኣምሓራ ዶ ይባራር
@MesfinAbay-u8t
6 ай бұрын
Layer he do ot saywe are not short memorex OK do not teal as to sport him
@teferaleyu8444
6 ай бұрын
ጋርጃለ ናቤት ምኽሪ ራያ ኣላማጣ ዋና ከተማ ድያ ትኮንላ?
@MehariGidey-d1n
6 ай бұрын
Hiji wn gudayna kidmi kulun lieli kulun hizbna nab merebetu nay mimlas sirahti nekedm sikay hzbna yebke,,,,
@RomhayBeyene-iq1vc
6 ай бұрын
ንስኺ ግን ብሓቂ ምሕደራ ምዕራብ ትግራይ ናብ ትግራይ ክምለስ ትደልዪ ዲኺ? ንምንታይ እዩ ንኣብይ ከተሃላልኾ ዝኽእል ዘረባ ብምዝራብ ዜናኺ ጀሚርኪ?
@blendesalegn1310
6 ай бұрын
የደብርሀን አረቂ ሊጠጣ እኮ አይደለም እያርበደበደ ደብረብርሀን ገብቶ የነበረዉ ? አንተራስህ የጠጣኸዉ አረቂ ሊያስተፋህ ነዉ አደረገውም።
@slime12-so5mx
6 ай бұрын
አየ ሰዩም ተሾመ ንብዓልኻሰ ቱልቱላ ዳኣኾንኻይ ... ብዝኾነ መዛናግዒ ሰለዝኾንካ ግን ኣሰሒቅካኒ/ኣዛናጊዕኻኒ
@Gezae-lv3dv
6 ай бұрын
እንተተፅል ፈራህ
@yemdos7222
6 ай бұрын
ኢዶም ሂቦም ? ሓሰውቲ ፈጠርቲ ፅልኢ ኢኹም
@woinshetkassaye7174
6 ай бұрын
አነ ባዕለይ ክነግረካ። አፍቲ ቦታ ዘሎ ሰብዩ ነጊሪኒ። ብፍርህን ብራዕድን ተዋኺጦም ኢዶም አርኪቦም ሙዃኑዩ ነጊርኒ። ንስኻ ጊና ማዓንጣኻ ቅርፅ ከምዝበልካስ ይስማዓኒ ሻዕቢያ ገፅኩም ትርሓቅ ሰረቅቲ።ጌና አብ ርዕሴኩም አለና።
@netsanettdf9263
6 ай бұрын
ልኡኻት ፀእትና ባነዳታት በይዛ ህወሓት ጋሕ በሉ ህወሓት ህወሓት እናበልኹም ኝኝኝኝኝ ኣይትበሉ ሸቐጥቲ
@samru2018
6 ай бұрын
Weshmeom diki leba cadre
@TekesteAregawi-iw1px
6 ай бұрын
ዛሬማ የደብረ ብርሃን ኣረቄ ነው የጠጣው 😮😮
@gebremedhinhadera4652
6 ай бұрын
..
@gebremedhinhadera4652
6 ай бұрын
ደረጃኻ ወይ ከዓ status ናትካ ናይ ጌታቸዉ ረዳ ጫማ ምዉልዋል እዪ::
@gebremedhinhadera4652
6 ай бұрын
ወራዳ
@yiheyiswoldesellassie2157
6 ай бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
6 ай бұрын
@yiheyiswoldesellassie2157
6 ай бұрын
@Hmm-c8v
Күн бұрын
❤️💛🥰🥰🥰🥰💪💪💪💊💊💊💖💖🙏🙏🙏🤲🤲🤲🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
28:49
ከ አባትና ልጅ ጋር በድብቅ የምትተኛው ሴት
GIRDOSH TUBE
Рет қаралды 95 М.
25:47
ሰበር ዜና🔥 ጀነራላት ተፀምቢሮም / ሰልፊ መቐለ ፅቡቕ ምዕባለ/ራዕዲ ብልፅግናን ምላሹን
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 27 М.
30:51
BlUE tan triste con GARTEN OF BANBAN - RAINBOW FRIEND vs GARTEN OF BANBAN | Rainbow Friends Español
Rainbow Friends Español
Рет қаралды 8 МЛН
57:18
НОВЫЙ AMONG US в РЕАЛЬНОЙ ЖИЗНИ! Масленников против Джарахова челлендж
Дима Масленников
Рет қаралды 8 МЛН
0:21
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН
36:26
Жездуха 41-серия
Million Show
Рет қаралды 5 МЛН
56:31
ከተከራይ ያረገዘችው ሴት መጨረሻ
Sile HiwotTV
Рет қаралды 104 М.
13:16
ሰበር ዜና: ፕረዚዳንት ጌታቸው ኣበሲሩ | ጠቕሊሎም ክወፁ ተኣዚዞም | ካብ ኣስመራ ዝተወሃበ መግለፂ | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 35 М.
13:49
ሰበር ዜና: ዝርዝር ዝሰረቑ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት | ውሳነ ኣዘዝቲ ሰራዊትን ህወሓትን | ናብ ኤርትራ ልኡኽ ክስደድ | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 30 М.
29:32
ተረርቲ ሕቶታትን ርኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ ዓለም ለኸ ህዝባዊ ምንቅስቃስ ንተፈጽዛምነት ውዕሊ ፕሪቶሪያ 2ይ ክፋል
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 7 М.
13:37
ሰበር ዜና: ፕረዚዳንትን ምኽትልን ስልጣን ክለቁ | ካብ ኢሮብ ተስፋ ዘለዎ ዜና | ኤርትራ ግብረ - መልሲ ሂባ | Kulu News ኩሉ ዜና
Kulu News ኩሉ ዜና
Рет қаралды 13 М.
1:05:02
TMH - ተረርቲ ርኢቶን ሕቶታትን ተሳተፍቲ "ዋዕላ ብሄራዊ ደሕንነት ትግራይ" ካልኣይ ክፋል
Tigrai Media House
Рет қаралды 31 М.
15:47
ሰበር! ካልእ ብስራት ወዲወረደ| መርከብ ቦኒቷ ኣብ ሑመራ | ብ13 መካይን ጀሚሮምዎ
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 49 М.
14:57
🔴 ሮኬት ዝሰርሐ መንእሰይ ተረኺቡ...ድሮንኸ?
Unique Show
Рет қаралды 40 М.
19:41
ሰበር! ፀለምቲ፣ መከላከያ መግለፂ ሂቡ |ንሑመራ ተቛፂሮም | ናይ ጌታቸው ህፁፅ ፃውዒት
Tigray Broadcast Service
Рет қаралды 44 М.
19:20
በፊልድማርሻሉና ዐቢይ መሀል ያሉት ጀኔራል ፤ ''ከአማራና ኦሮሚያ እንወጣለን'' ጀኔራሉ|ETHIO FORUM
Ethio Forum ኢትዮ ፎረም
Рет қаралды 178 М.
30:51
BlUE tan triste con GARTEN OF BANBAN - RAINBOW FRIEND vs GARTEN OF BANBAN | Rainbow Friends Español
Rainbow Friends Español
Рет қаралды 8 МЛН