ወሳኒ ዜና ጀነራላት ትግራይ፣ክሳብ ክንድዚ ንምንታይ/| ህዝቢ ታይ በለ? /tigray news

  Рет қаралды 5,464

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

#tigray #ethiopia #tigraynews #ethiopiannews
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Пікірлер: 52
@WediWelay-h8f
@WediWelay-h8f Сағат бұрын
ጀነራላት ትግራይ ኹሎም ጀጋኑ እዮም
@MohamedMabrato
@MohamedMabrato Сағат бұрын
እዞም ጀናራትና ንምንቃፍ ይኩን ንምፅልእላእ መራል የብሎምይ
@alemwgebrail5317
@alemwgebrail5317 Сағат бұрын
ጀጋኑና አናብስ ኢዮም ዞም ዝፃረፉ ደደባት ስለዝኾኑ ኢዮም
@SendelAbirar
@SendelAbirar Сағат бұрын
ጀኔራላት ትግራይ አንዘይነብሩ ነየሮም እጣፋንታ አማራ ክበፅሕና ምንባሩ ክንርስዕ የብልናን ብሐፂሩ ንምግላፅ
@CalmGoldfish-lk4hx
@CalmGoldfish-lk4hx Сағат бұрын
ቀፅለሉ
@AekzaAekza-h3u
@AekzaAekza-h3u Сағат бұрын
ብሓቂ ጅግና ጥራሕ ኣይገልፀምን!!!!
@selamasfaw5665
@selamasfaw5665 Сағат бұрын
ሃገር ሓውና ቐፅለሉ ሚዛን ንባዕልኻን ንኽብርኻን እዩ እቶም ተቀለብቲ ዓቕሚ እንተረኺቦም ብዝተለቀቀሎም ናይ ገንዘብ ልክዕ እዮም ዓንቀሮም ዝትርተሩ እሞ ከምቲ ንሳቶም ታርጌት ገይሮም ዝሰርሑ ዘለው ናይቶም ሰባት መንነትን ተግባራቶም ብግልጺ ናብ ሚድያ እናቓላዕኻ ኹሉ ክፈልጦም ይግባእ!!
@CalmGoldfish-lk4hx
@CalmGoldfish-lk4hx Сағат бұрын
ቀፅለሉ ልክዕ ከም ኢትዮ ፎረም ተወዳጅ ከትከዉን አለካ ሓቂ ሒዝካ ንህዝቢ ምቋም ጥራሕ
@GebremeskelHaile-z3n
@GebremeskelHaile-z3n Сағат бұрын
Good explanation
@CalmGoldfish-lk4hx
@CalmGoldfish-lk4hx Сағат бұрын
ሰራዊት ናይ ባዕሉ ወታደራዊ መቅፅዒ አለዎ ካብ ቤት ፍርዲ ጀሚሩ ክሳዕ ቤት ህንፀት አሎ ነገር ግን ወታደራዊ ምሸጥራዊ እዩ እዚ ክብል ከለኩ አብ tdf እየ ዝብል ዘለኩ ሰለዚ ሃገ ተክለ በርሃን ሓቅካ ኢካ
@abengab2673
@abengab2673 Сағат бұрын
Hello Hager your program very interest continue
@GereKiros-m7s
@GereKiros-m7s Сағат бұрын
አይተባዝሕዎ እዚ ዘረባ😊
@abengab2673
@abengab2673 Сағат бұрын
ስላም ሃገር ፅቡቅ ፕሮግራም መሪፅካ ኩሉ ስብ ርኢቶ ይሃበሉ ብስሩ ከምዙይ ዓይነት ነዉሪ ዝኾነ ዘርባ ይቁም ጀነራል ፃድቃን ባንዳ እዩ እናበልካ ምዝራብ ንዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ምኻሓድኾይኑ እዩ ዝስመዐኒ ንበርኻ ክወፅእ ከሎ ንመስዋእቲ እዩ ዝወፀ እም በር ማቻ እንተዝደሊ ናብ አመርካ ከይዱ ምተቀመጠ ሕዚ ውን ጀነራላት ትግራይ ይኹን ተራ ተጋደላይ ክብር ንሃብ !!
@TYjj-x1g
@TYjj-x1g 41 минут бұрын
ጀነራል ጻድቀን ኣብዝ ሕጂ ዝኸዶዘሎ ኣካያይዳ ጽቡቕ የለን
@YemAbatadle-fp4fy
@YemAbatadle-fp4fy 2 сағат бұрын
ባጫን ብርሃኑን እናድነቅካ ዓለም ዘድነቆም ባህላዊ ምባል ሕስድና ዓርሰ ምትሓት ሕስረትዩ።
@kibromteklu
@kibromteklu Сағат бұрын
Merhaba hager
@NegaBelay461.
@NegaBelay461. 43 минут бұрын
ተገይሩ ጀነራላት ወታደራዊ ሳይንስን ጥበብን ኣፅኒዖም በዚ መሠረት ሰራዊት ደርጊ ዘደምሠሱ እዮም:: ናብ ስሩዕ ናይ ሃገር መከለኸሊ ሰራዊት ምስ ኣተዉ ድማ ብጣዕሚ ብዙሕ ደረጅኡ ዝሓለወ ወታደራዊ ትምህርትን ስልጠናን ዝወሰዱ እዮም :: እዞም ንጀነራላት ትግራይ ዘፀልሙ ዘለው ሰባት ፀላእቲ ተጋሩን ብሄራዊ ጥቕሚ ትግራይን አዮም::ኣይትጠራጠሩ!!!!
@mulugetakiros3565
@mulugetakiros3565 Сағат бұрын
❤❤❤You are 100/00 write we Love TDF TDF TDF TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF❤❤❤❤❤❤TDF❤❤❤❤❤❤❤TDF❤❤❤❤❤TDF❤❤❤❤❤❤❤❤TDF❤❤❤❤❤TDF❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hfdhdr7675
@hfdhdr7675 59 минут бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤🇻🇳💪💊
@Dagibiruk-x6n
@Dagibiruk-x6n 55 минут бұрын
ጀነራላት ትግራይ አብ ሥርቅን አገልገልቲ ጉጅለን ኮይኖም አሐው
@TejleabG.meskel
@TejleabG.meskel 6 минут бұрын
ልኩዑዘይፈልጥእዩከምኡዝብል ሓድሽአይኮነን ልኩዖምምሃብ እዩ ከይረሃፁበኣቋራፂ ጥቅሚጥራሕዝሓስቡ እዮም
@terferiatsbeha3367
@terferiatsbeha3367 31 минут бұрын
ናይ አውስትራልያ ደደቢት ሚድያ አበርቲዕኻ ንቐፈለይ ናይ ሌያቡ ሚድያ ምዃኑ ግለፀሎም
@SendelAbirar
@SendelAbirar Сағат бұрын
ባህላዊ ማለት ትርጉም ዘርዝር አቢሎም ከርድኡና እንተዝክእሉ ፅቡቅ ነይሩ ግን እዚ ዘምፆ ፀገም ዘይምክብባር ዘምፆ ፀገም እዮ
@GebremeskelHaile-z3n
@GebremeskelHaile-z3n Сағат бұрын
እዞም ሽም ጀነራላት ዘዋርዱን ዝፅርፉን ምስቶም ጆኖሳይድ ዝፈፅሙሉና ይተሓትኡን ስጉምቲ ይወሰደሎም።
@GebremichaelGebreselassie
@GebremichaelGebreselassie Сағат бұрын
Hasawe Gaztegna
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 55 минут бұрын
ጄንልራላት ትግራይ ባህላዊ ኢዮም ዝብሉ ዘለው ደገፍቲ ግ.ም.ፍ.ትን ናይ ባይቶና ፓርቲ ኢና ባሃልቲን ምስ ደቂ ደርጊ ተወቲፎም ዝሓድሩን ዝውዕሉ እልፊ ደርባያት አካሎም ጥራይ ዘይኮነስ ሓንጎሎም እውን ቆራያት ኢዮም.
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 44 минут бұрын
እቲ ዋና ዘፃኣት እዩ ድማ ነቶም ምስህዝቦም ዘለዉ እዮም ዝፃረፉ ንፃድቃን ግን አይብልዎም። አታ አብ ኢትዮጵያ ብዘመን መለስ እውን ከምኡ እዩ ነይሩ አብ ዝኾነ አየርቭመንገዲ ቅድሚያ ይዋጋብ ነይሩ ሕዚ ግን ስርዓት የለን።
@abrahamworke4903
@abrahamworke4903 Сағат бұрын
ንጻዕዳ ጻዕዳ ክንብል ተዘይክኢልና ላንጋ ላንጋ ንኸውን ማለት ኢዩ። ጻድቃን ክንዲ እቲ ዝኸበሮን ኣይቀጸለን ቂምትኡ ነኺሱ ከም ዕላማ ነኺሱ ህወሓት ንምፍራስ ይስርሓሉ ምህላው ንጹር ኢዩ።
@TejleabG.meskel
@TejleabG.meskel 5 минут бұрын
26:47
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc Сағат бұрын
ትከክል ይሰርሑ እሶም ንምታይ ምሰ አደመ ጉጅለ ተጣብቆም ይኸዱ ምክንያቱ አብ ትግራይ ዘሎ ግዚያዊ መንግሰት ብዓለም አፍልጦ ዘለዎ መንግሰት ናይ ትግራይ መንግሰት እዮ እሎም ክምሰክሩ አይኻአሉን ሰለዚ እታውሳነ ዝህብዎ ዝነበረ ዝበሰለ ሐሳብ የነበረን ሰለዚ እቶም ዝተወሰኑ ጀኔራልት አብ ዘይብልከቶም ቦታ አትዮም እቶም ካብ ህወሐት ዝነበሩ ማእከለይ ኮሚቴ ካብ ሰልጣን ዘውረዶም አብ ህወሐት ተገይሩ ዘይፈልጥ ዝመረፆም አውርዶም ዝወረደ ካዓ ናብ ሰልጣን ዘውረዱ ዝተወሰኑ ጀኔራላት ዝሰርሕዎ ሐጥያት ንህዝብ ትግራይ አእትሞ ሰለዚ ነዞም ከምዚ ዝበሉ ጀኔራላት እንኳን ባህላዊ ክንብሎም ይግበእና ንሕና ንጀኔራል ፃድቃን ባህላዊ ዝበለ የለን ጄኔራል ፃድቃን እንተሪናሽናል ሰብ እዮ ንሕና ባህላዊ እንብሎም ዘለና እቶም ናይ አደመ ጉጅለ ናይ ደብረፅዮን ዝድግፉ ካብ ሐግ ወፃእ ዘለው እና ባህለዊ እንብሎም ዘለና፣
@NegaBelay461.
@NegaBelay461. 54 минут бұрын
ሰረቕቲ ጀነራላት ኣለው እንትብሃል ሰማዕኻ እንተኾይንኻ ይበሃል ኣሎ ኢኻ ክትብል ዘለካ:: እቲ ናይ ሚዲያ ስነ-ምግባር ሓሊኻ ምኻድ የድልየካ'ዩ:: እዚታት ከምዘለዎ ኮይኑ ግን የድንቐካ እየ:: ካብቶም ዝሓሹ ሚዲያታት ሓደ ናትካ እዩ::
@Negash-um6ul
@Negash-um6ul 22 минут бұрын
ሃገር ግደፉ ዕቡዳት ተዛሪቦም እንዳበልኩም ጊዜኹም ኣይተጥፍኡ፡ ደድሕሪኦምውን ኣይትንጎዱ። ኣብትግራይ ኩሉ በብስርሑ እዩ ዝተኣማመን ኣሞ ከምዙይ ኢሎም ኢልኩም ምስጢራት ጀጋኑ ኣብዘይበትኡን ጊዚኡን ኣይትዘርግፉ።
@samuelhagos3611
@samuelhagos3611 Сағат бұрын
ካድረ ከብዲ እምበር ር እሲ የብሉን
@اللاال-ص8ه
@اللاال-ص8ه Сағат бұрын
nay getachewe degefiti eyom zizarebiw zelewu eyomi
@gizachewtsegay5543
@gizachewtsegay5543 17 минут бұрын
ምይ ይስተዩ!
@RingAliok-yo2pc
@RingAliok-yo2pc 39 минут бұрын
ናይዞም ጀኔራላት ሐቂ ክንገርካ ካብ ትግረዋይ ወፃእ ንዓርሱ እዚኦም ወታጀራት ዲዮም ወይሰ ናይ አደመ ጉገጅለ ደገፍት እዮም እኹም ትባሃሉ እዚ ካዓጰትክክል እዮ፣
@tedrosgirmay9240
@tedrosgirmay9240 Сағат бұрын
, Temareke field marshal enabelka neziom zomarku dema bahilawi mebal yehifer
@MedaGhannes
@MedaGhannes 42 минут бұрын
አሽንኳይ ጀነራል ትግራይ ክልተ ሰሙን ዝሰልጠነ ትግራዋይ ውን ባህላዊ አይኮነን በዚ ቡዙሕ ተዘይትዛረብ ደስ ይብል ካልእ ርግጸኛ ዘይኮንኳሉ ጥይት ዝሸይጥ ጀነራል ትብል አለኻሞ አብ ጀጋኑና ጥርጣረ ከሕድር ንህዝቢ ትጉስጉስ ዘለኻ ኢኻ ትመስል ሞ አስተኻኽል
@TesfayWeldu-u1n
@TesfayWeldu-u1n 9 минут бұрын
Riesi polotikegnatatna kalie Afegnawun Meakor Hibey eyu Hizkani do?
@tsehaygoshu614
@tsehaygoshu614 41 минут бұрын
Viva TDF
@TYjj-x1g
@TYjj-x1g Сағат бұрын
ንገረም ንዞም ዑሱቧት ቤላ ገይርካ
@samuelsegid796
@samuelsegid796 28 минут бұрын
Getachew.he is the other face pp he is not T.P.L.F. 100%.
@yirgalemgebrhiwet9347
@yirgalemgebrhiwet9347 Сағат бұрын
Bhgi that's tbl aleka eka thato abtgirys ezg yreka bhgi zhtet balsltan wey kadire abyena ena kinhatom abertr dyom kihtetu wees Addis abeba ab kinya tigiray eko kab Libya aythayshn
@etn6309
@etn6309 7 минут бұрын
ወደይ ከመይ ዝበልኻ ቱሩቱር ኢኻ 1 ሚልዮን ሰብ ዘንፀቱ ባህላዊያን ዕጡቃት ህወሃትሰ ከንዲዚ ጃህራ ?? ጀነራል ሰም ተለጢፍሎም እምበር ዕጡቃት ህወሃትሰ ካብ ተራ ሰብ ዝወረዱ እዮም
@ታራፊክ
@ታራፊክ 56 минут бұрын
😂😂😂😂😂 ጀረናል ጻቅጣን እንታይ ጀግና ዳኣ ኣታዩ ኣብ ሊይትፈልጡ በሸም ትጋሩ እዩም እልካ ሃለውለው ኣይትበል
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 122 МЛН
Epic Reflex Game vs MrBeast Crew 🙈😱
00:32
Celine Dept
Рет қаралды 39 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 91 МЛН
Ozoda - Lada ( Official Music Video 2024 )
06:07
Ozoda
Рет қаралды 28 МЛН
🛑 ዳግማይ ኣሉላ ጀነራል ዘነበ ክፍለ
8:08
ሚሐ Mihe Entertainment
Рет қаралды 82
Midday News in Tigrinya for October 9, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:02
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 23 М.
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 122 МЛН