ዋውውው ተመስገን ብጣዕሚ ደስ ገዛይ ኣትየዮ ንዑ ደስታይ ተኻፈሉ🙏🙏🙏😍😍😍😍

  Рет қаралды 21,116

ado haben youtbe

ado haben youtbe

Күн бұрын

Пікірлер: 328
@marshet.gizachew
@marshet.gizachew 10 ай бұрын
ትግረኛ አልችልም ግን ጀግና ሴት ነሽ ያሰራልሽ ሰውም የጀግና ጀግና ነው❤❤እምትይው ባላቅም
@DaddGdggሚሊ
@DaddGdggሚሊ Жыл бұрын
ሰደትና ክንዲ ዝከፈአ ተከፈአ ፍረ ፃማካ ምርአይ ትዕድልቲ አዩ ተመሰገን ላአኺ የምሰለና 🙏
@bemnethaftay5423
@bemnethaftay5423 Жыл бұрын
ተመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ብርሃን ሓፍተይ መባልዕትኪ ይኩን🙏❤
@ጋልሃገርትግራይ
@ጋልሃገርትግራይ Жыл бұрын
ባዓል እንጀራኺ ባዓል ዕድመኺ ይግበረልኺይ ወልድይ ኽበድይ ዝሓፍተይ ናዓኺይ የምሰለና 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@yetewhadoljoch
@yetewhadoljoch Жыл бұрын
ክንደይ ካሬ እዩ ማዓረይ ክንደይ ገዛ ኣስርሕኪ መባልዕትኪ ይኹን
@Hiwen-youTube
@Hiwen-youTube Жыл бұрын
ታዓዲለኪ ጎይተይተይ ኣብ መጀማር ኣለኩ ኣነ ለ ናዓኪ የመሰለና🎉🎉🎉🎉🎉💝💝
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Жыл бұрын
አሜን ኣነውን
@Melat____
@Melat____ Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ መዓረይ ክንደይ ካሬ እዩ ንገርና ክንደይ ክፍሊ ኸ ሰሪሕኽሉ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 10 ай бұрын
ላይክ ሸር ንዓና ንመዳም ቅመማት ሕዱግልና ኣጆኺ😂❤❤
@ZnabAbrha-j1s
@ZnabAbrha-j1s Жыл бұрын
ኣሰይይይ ዛሓፍተይ መባላትኪ ይኩን ትወልድሉ ትፈሪሉ ይግበርኪ❤❤❤ ዶሞ ከምቲ ዝበልክዮ ብፍላይ ናይ ማዕፆ በቢ ደረጅኡ ኩሉ ከተምፅእልና ተስፋ ንገብር
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 9 ай бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ኣተኪ. ክንደይ ደስ ይብል የምኒክይ
@ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ
@ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ Жыл бұрын
❤❤❤ መባልዕቲኪ ይኩን ሰስንሉ ነዊሕ ዕድመ ጢዒና ይሃብኪ ንአኪ የምስለና ዛሓፍተይ ጀግና ጎል ተነስተይቲ ከምዚ እያ ትገብር ኣነስ ኣቁሑትን መሻርፍን እዩ ቀርዩኒ ገዛ ደስ ባሃሊ ገዚኤ
@fhhgggv6367
@fhhgggv6367 Жыл бұрын
እሺ ክብርቲ ሓፍቲና ብሓቂ ፍረ ፃዕርኪ እንካዕ ደስበለኪ ጋልነይ ኣነ ልበለኪ ብዚሓት ሓትተንኦ ኣለዋ ክንደይ ካሬ እዩ መልስልና ብዝተረፈ ሰላምኺ ይብዛሕ መናብርቲኺ ይኹን
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ እንካዕ ደሰ በለኪ ዛሓፍተይ ኣበ ስደት ዘለናለ ሰርሕና ብሰላም እንመለስ ይግበረና እግዚአብሔር ኣምላክና ❤❤❤
@fcpm7993
@fcpm7993 11 ай бұрын
ብርየዋይ ፅርቲ ናዓኪ የምስለና❤❤❤❤❤❤
@fcpm7993
@fcpm7993 Жыл бұрын
ብርየዋይ ናዓኪ የምስለና ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤❤❤
@aasaas7284
@aasaas7284 Жыл бұрын
ተዓዲልኪ ናተይስ ብጣዕሚ እዮም ወፂዖምኒዓሰርተ ሓደ ዓመተይ ክልተክላስ ጥራሕ ዕረፍቲ ኣይፈልጥን ገፀይ ማዳን ፀሎሎን መሲለ እዚ ኩሉ ሚልየን ህልም ኣቢሎምኒ መሕዘኒ
@negstegebre9099
@negstegebre9099 Жыл бұрын
ተዓዲልኪ መዓረይ ናኣኺ የምስለና ኣምላኽ🙏🙏🙏❤
@AskalmebrahtuYutub
@AskalmebrahtuYutub Жыл бұрын
በዓል ጥዕናኺ ይኹን ዛሓፍተይ ልኣኺ የምስለና ልኣናዉን🙏😘
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
ዝሓፍተይ እንኳዕ ደሰሰ በለኪ ተወልዱሉ ተዘምዱሉ ይግበረልኪ ❤ እና ኣቁሑ ገዛ ሰፉ ዓራት ቆምሳጥ ከመይ ከምዝ ወዳኣኺ ነገረኒ 👏💘
@SarhSarh-x4p
@SarhSarh-x4p Жыл бұрын
አሰይ እንኮዕ ፍረ ፃማኪ ሃበኪ እግዚአብር ሓፍተይ ማዓረይ🙏ናዓና ንዓኪ የሚስለና ፈጣሪ🙏❤
@dubkhfffkkxhu9048
@dubkhfffkkxhu9048 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመ ብጥዕና ወልድኪ ትዛመድሉ ይግበርኪ ዛሓፍተይ እና ክሓተኪ አብ ክንደይ ዓመትኪ እዩ ዝኩሉ ግይርኪ ዘለኪ አነስ 10 ዓመተይ ገይረ ንእሽተይ ባታ አለኒ እንበይ የኮነይ ዶ መስርሕስ ክዳይ መግዝኢ እኮ የብለይ ደሞ ሓንቲ መዓልቲ እኮ እጃዛ ውፅየ አይፋጥን 😢😢😢ከማይ ስ ይህሊ ዶ ይኮን 😢😢
@efkb320
@efkb320 Жыл бұрын
ቤት ኣንበሳ መባልዕትኺ ይግበሮ ሓፍተይ😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@berihu07
@berihu07 Жыл бұрын
ናይዚ ኣቑሑ ገዛ ሙሉእ ወጪ ክንደይ ምዃኑ እባ ንገርና፣ ካብ መፈረሺ ጀሚርካ፣ ናይ ሶፋ፣ናይ ዓራት ናይ ክዳንን ናይ ኣቒሑን ኣርማድዮ፣ ናይ ፍርጅ፣ ናይ ቲቪ ፣ናይ ላውደሪ ፣ናዚ ኹሉ ኣቑሑት ገዛ ዋጋ ክንደይ ከም ዘሎ ቪድዮዮ ስርሕልና ኢኺ፣ ግድን ዝገዛእኽዮ ዘይኮነስ ክንደይ ከምዚ ሽየጥ ጠይቅኪ ጥራሕ ንገርና ዛሓፍተይ🎉🎉
@sarahfahad2269
@sarahfahad2269 Жыл бұрын
ተመስገን እንዃዕ ደስ በለኪ ማዓረይ መባልዕትኪ ይኹን ዛሓፍተይ
@SelamGalTigery
@SelamGalTigery Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜንማዓረይ እንካዕደሰብልኪ❤❤❤❤
@yyghhu9146
@yyghhu9146 Жыл бұрын
ታዓድልኪ ማዓረይ ናዕኪ ይምሰልና🥰❤❤❤❤❤
@JbbfhhFhd-ee9wj
@JbbfhhFhd-ee9wj Жыл бұрын
ንፍዕቲ እንቃዕ ብሰላም ኣለኪ ኣምላኽ ይባርከልኪ ናብ ዉላድኪ ይሕልፎ ዛሓፍተይ
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
@ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB Жыл бұрын
እሰይ ዛሓፈተይ ተመሰገን ናዓኪ የመሰለና ፅጋበይ
@RgbeTewelde-iy2rt
@RgbeTewelde-iy2rt Жыл бұрын
ተመሰገን አምላክ እንኻዕ ደሰ በለኪ ክብርተይ ኣበይ ድኪ ትረከቢ❤
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 10 ай бұрын
ተዓዲልኪ ፅጋበይ❤❤❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ Жыл бұрын
ዋውውው ጀግና ግን ክንደይ ዓመት ትቃምጥክ ንገዛኽ ሓድስ የአ ፈጣሪ ይባርከልክ
@Mlash-p9i
@Mlash-p9i 11 ай бұрын
ጀግና ኢኪ
@ተመስገንኣምላክ-ኘ4ዸ
@ተመስገንኣምላክ-ኘ4ዸ Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብል ብሰላም ብሓጎስይ እትነብሩሎ ይግበረልኪ ዝሓፍተይ
@FreweyniMehari-u8c
@FreweyniMehari-u8c Жыл бұрын
Bet ambesa baal tenaki ykun
@rgvcfajxf5923
@rgvcfajxf5923 Жыл бұрын
ናዓኺ ይምስለና ሓፍተይ❤
@ጓልትግራይእየ
@ጓልትግራይእየ Жыл бұрын
ተመስገን እንኳዕ ደስ በለኪ ናዓኪ የምስለና ብርሃን ሓፍተይ እንኳዕ ፍረ ፃማኪ ኣረኣየኪ ማዓረይ 💘❤❤❤❤💘💘💘💘
@Ngsti518
@Ngsti518 Жыл бұрын
ኣሰይ ማዓረይ እንኳዕ ፍረ ፀማኪ ረከብኪ ትመንዉዮ ይግበርኪ ተመስገን❤ኣብ ስደት ዘለና ለ ናዓኪ የምስለና🙏👏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ለኣኪ የማስለና❤❤❤
@ThrFhf-b2z
@ThrFhf-b2z Жыл бұрын
እሺ ፂወይና ማዓረይ ክንደይ ወዲአኺ ❤
@HiwotHiwot7
@HiwotHiwot7 Жыл бұрын
ድስ ክብል እንካዕ ፈረ ረሃፅኪ ኣግነኪ ዝሓፍተይ ልኣኪ እየምስለና
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و Жыл бұрын
ንዓኪ የምስለኒ ፅብቅተይ ኣጀኪ ጠክርኪ ስርሒ ሳብስክራይብ ንገብረኪ ኢና
@GusgsvHiqvwh
@GusgsvHiqvwh Жыл бұрын
ታዓዲልኪ አበይ ዓዲ ሰሪሕኺ በዚ ዓድናስ ናጠለሙና ምስ ሕማቕ ግዘ ተሰዲትና እና እንኳዕ ከማና ኣይኮንኪ
@gfvh8175
@gfvh8175 Жыл бұрын
ዕንዃዕ ድስ ብለኺ ብርየዋይ❤❤
@SmirSmira
@SmirSmira Жыл бұрын
አነ ኳ ንመጀመታ ግዜ ከታተለኪ አለኩ ናአኪ የምሰለና❤❤❤❤❤❤
@ራከቭDc
@ራከቭDc Жыл бұрын
አንቃ ደስ በለኪ መዓረይ ሙሉአ ሓጎስ ይግበረልኪ ዝሓፍተይ ዝጸዓረስ ይተሓጎስ ዳኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ግን ሕቶ ኣለኒ ዝሓፍተይ ክንደይ ካሬ ኢዩ ገዛኺ ኣበይ ከባቢ ኢዩ ኸ ማለተይ መቀለ ድዩ ክንደይ ክላስ ኢዩ ኸ? ኹሉ ነገር ምስ ወዳአኪ ካኣ ክተርአይና ንጽበ ሽኮሪና ❤️❤️❤️❤️🥰
@ሰብክቡርእዩ
@ሰብክቡርእዩ Жыл бұрын
ንዓኪ ይማስለና ዛሓፍተይ ቤተ ቅዱሳን ይግበረልኪ ደቅሱሉ ውለድሉ ክበርሉ❤❤
@hyatssa9035
@hyatssa9035 Жыл бұрын
ተመሰገን እንኳዕ ደሰ በለክ እንኳዕ ብሰላም አተክ ቤት አንበሳ ማዓረይ በሰላም ብጥዕና ትነብሩሉ ይግበርክ ማዓረይ❤
@ሳሩንሳሩን
@ሳሩንሳሩን Жыл бұрын
ይገርመኪ እዩ ናተይን ናተክን ድዛይን ስርሓቱ ሓደ ዓይነት ታሳሉን ምስ መደቀሲታ በደቢ ገይርኪ ኣርእይኒ በላጡ ክደይ ወድእኪ ሰራምኩ ❤ቦሎፎን ኩሉ ፕልስ ንገርኒ ❤
@titisabawit3510
@titisabawit3510 Жыл бұрын
ንዓኺ የምስለና መዓረይ እንኳዕ ንዙይ ኣብቀዐኪ❤❤❤❤
@FgFg-dg6ej
@FgFg-dg6ej Жыл бұрын
ላኣኪ የመስለና ሓቢቢብቲ
@AtsedeEyasu
@AtsedeEyasu Жыл бұрын
ተመሰገን አምላከይ❤❤❤
@WgyutuyThuggish
@WgyutuyThuggish Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ብደስታ ፍረፃማኺ ንምርኣይ ኣብቀዓኪ ፈጣሪ ቅድስቲ ጓልሓፍቲ ዕድመን ጥዕናን ምስ ሙሉእ ስድራኺ ይሃብኪ ጎይታ
@ጓልትግራይዓደይ
@ጓልትግራይዓደይ 10 ай бұрын
አሰይይይ ንዓክ የምስለና❤
@komaistekle4512
@komaistekle4512 Жыл бұрын
እግዝአብሔር ይባርከልኪ እማይ ናዓኪ የምሰለና🙏
@TtTt-wn4jf
@TtTt-wn4jf 10 ай бұрын
ቤት ኣምበሳ ይኩን❤❤❤ ተመስገን ሰደተኛ ሰብ ተሳኪዑሉ ክርኢ ብጣዕሚ እዮ ደስ ዝብለኒ እግዚአብሔር ንዓኪ የምስለና ማዓረይ
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 Жыл бұрын
እንካዓ ሓጎሰኪ ሓጎስኪ ሓጎስና እዩ ፍትዉተይ ናተይይ😘🥰🥰🥰❤❤❤
@kokobtigray8783
@kokobtigray8783 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ መዓረይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ብሰላም ኣተኪ ለ እና በይዛኪ ፎቶ ቃሪፅኪ እባ ኣቀምጥልና
@liyamogessara
@liyamogessara 10 ай бұрын
አበይ አዲ ኢኺ መአረይ
@Kanal0809
@Kanal0809 Жыл бұрын
ቤትኪ የምኒኺ ዝሓፍተይ ጎበዝ 💓💓💓💓💓💓💓💓 ላይክ ሳብ ሼር
@بيانشبيانشسميره
@بيانشبيانشسميره Жыл бұрын
ተመሰገን ፈጣሪ እዃዕ ኣብቃዕኪ ሓፍተይ ❤❤❤🙏🙏🙏
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 Жыл бұрын
ቤት ኣንበሳ ❤❤❤ ንኣኪ የማሰለና ማዕረይ
@ጓልአክሱምፅዮንንአኪዘይከ
@ጓልአክሱምፅዮንንአኪዘይከ Жыл бұрын
መባልዕትኺ ይኹን መዓረይ
@ZweyniNegasi-to7hm
@ZweyniNegasi-to7hm Жыл бұрын
አሰይይይይ ማዓረይ እንዃዕ ናብዚ አብቃዓኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤
@EnjeneNenene
@EnjeneNenene Жыл бұрын
እንኳዕ ደስስስስስ በለክ እግዚአብሔር ይመስገን ኣሕናለ ናዓኽ ያምስለና ወለላይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ Жыл бұрын
እሰይይይይ እንኳዕ ደስስስስ በለኪ ዛሓፍተይ መባልዕትኪ ይኩን ልኣኺ የምስለና💘💝
@SsSss-hq9yq
@SsSss-hq9yq Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ንዓኪ ይምስለና
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ Жыл бұрын
ተመስገን ፈጣሪ ብስላም ኣተኪ ንሕናለ ንኣኪ የምስለና ዝሓፍተይ❤❤❤
@soliyanamearg5734
@soliyanamearg5734 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ፅሪተይ እንዃዕ ፍረ ፃማኺ ኣርአየኪ ኣብ ሰደት ዘለና ከማኺ የርእየና ፈጣሪ❤🙏🙏
@aabb8469
@aabb8469 Жыл бұрын
ክንደይ ካሬ እዩ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍጣሪ ናዒኪ የማሰለና❤❤❤❤
@gideyredae1632
@gideyredae1632 Жыл бұрын
ተመስገን ለአኺ የማስለና❤❤
@saddvzx9822
@saddvzx9822 Жыл бұрын
አሰይይይይይይ እንኳዕ ደስ በለኪ ንዓኪ ዝገበረ ይግበረልና
@KvfDtr-ic4cg
@KvfDtr-ic4cg Жыл бұрын
እሽ ማዓረይ ንገርና ታስፋ ምእንታን ነገብር❤❤
@ኩሉግዜመጎስሓወይምስበልኩ
@ኩሉግዜመጎስሓወይምስበልኩ Жыл бұрын
ብኻልእ ቭድዮ ምፅና ክንደይ ካሬ እዩ ክንደይ ክፍሊ ኣስርሑኪ ንመስረሒኸ ጠቅላላ ክንደይ ወዱኡኪ ንገዛኺ ሐዚ እየ ኣትየ በርትዒ
@ጓልትግራይ-መ5ቸ
@ጓልትግራይ-መ5ቸ Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለክ ዝሓፍተይ ናዓኽ ያምስለና 🤲🥰🥰
@ኣአምላኸሰብግበረኒ
@ኣአምላኸሰብግበረኒ Жыл бұрын
እንዃዕ ደሰሰሰሰ በለኪ ማዓረይ 🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘😘
@mbmaereg
@mbmaereg Жыл бұрын
ተመስገን እንኻዕ ደስበለኪ ወልድኺ ኻብድኺ ሕደሪ🎉🎉🎉
@ኣፀደ
@ኣፀደ Жыл бұрын
መባልዕትኪ ይግበሮ❤❤
@CsweFwed
@CsweFwed Жыл бұрын
እንኮዕ ደስ በለኪ ንዓኪ የምስለና ማዓረይ❤❤❤❤
@sossoasiy
@sossoasiy Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ንዓኪ ይምስለና❤❤❤
@tgitsge7636
@tgitsge7636 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤እንካዕ ፈረ ፃማኪ ረከብኪ ብሬ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di Жыл бұрын
❤❤❤❤እሰይ ዘሓፍተይ
@samiirrraasamira6137
@samiirrraasamira6137 Жыл бұрын
እሰይ ጋልንኤይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@mahder-m6k
@mahder-m6k Жыл бұрын
ለኣክ የማሰለና❤ እሰክም እንኳዓ ደሰሰሰበለኪ❤❤
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስስስ በልኪ ሓፍተይ ማዓረይ አሜን አሜን አሜን🤲🙏❤
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት
@ካሓሲትማሓዛካሓሲት Жыл бұрын
ተዓድልኪ ዛሓፍተይ
@zafukahsay6130
@zafukahsay6130 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ብርየዋይ ብጣዕጠሚ ደስ ይብል ጅግና 💓💓💓ነዓኺ የምስለና ጓልአይ በርትዒ
@Dastewat
@Dastewat 11 ай бұрын
እንኳዕ ደስበለኪ❤❤❤❤❤
@fuch9239
@fuch9239 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ብርሃንየይ❤❤❤
@ግረማነሸጓልተዋህዶ
@ግረማነሸጓልተዋህዶ Жыл бұрын
ንመጀመርያ ግዜ ሓዱሰ እየ ገዛኪ ዋ እንኳዕ ድሰ ብለኪ ላአኪ ይመሰልና ፍጣሪ ዛሓፍተይ አሰይይ ክንድይ ዓመት ትቅምጥኪ እዩ ሰድት ብሓቂ ትዓድልኪ ተመሰገን
@LemLemLemLem-e1k
@LemLemLemLem-e1k Жыл бұрын
እንካዕ ደሰ በለኪ ዛሓፈተይ ማዓረይ ንዓኪ የማስለና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kal_kidan21
@kal_kidan21 Жыл бұрын
አሰይይይይ ብርሃነይ ተመስገን እንኳዕ ደስ በሊኪ ምቅርተይ ገዛኪ ብአገአዝተ ስላሴ ይባረክ መባልዕቲ ኪ ይኩን ጋል ዓደይ ዛበይተይ🙏🙏♥
@kal_kidan21
@kal_kidan21 Жыл бұрын
@lovefamillymedia3919 እሽኒ ዛበይተይ
@yashikonju8805
@yashikonju8805 Жыл бұрын
እሰይ እዛ ሓፍትና እንኳዕ ደስስስስስስ በለክ ሰፕስክራይብ ገይረልኽ አሎኹ በርትዕ ወናኡ ገዛ ተልይካ ካልኡ ዳሓን እዩ እና ብጣዕም እኽ ጀግና በል ሶፋ ዓራት ኩሉ ክንደይ ከም ዝገዛአኽዮ ብዝርዝር ንገርና እኽ ሓፍተይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mizanmiz5323
@mizanmiz5323 Жыл бұрын
ዋው እንካዕ ደሰ በለኪ ብርየዋይ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@meriiy9820
@meriiy9820 Жыл бұрын
ኣስይ ብጣዕም ደስስ ብሃል እንኳዕ ብስላም መሬት ዓድኽ ኣርገፀኪ ዝያዳይ❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Жыл бұрын
እንዃዕ ደስ በለኪ ደሞ ኣሜን ንዓኪ የምስለና ሓፍተይ 🙏🙏❤
@wdhc6291
@wdhc6291 Жыл бұрын
ጎበዝ እዛ ሓፊተይ ተጠንክርኻ ተሰርሕኻ ካብዝ ንላዕል ወን ይስራሕ. ❤ ኣነዉን ክንዲ ናይክ 2 ኣለወን ነእሽተይ ዝጎደለን ኣሎ የስረሖ ኣለኹ ግን 11 ዓመት ገይረ. እግዛብሄር ይመሰግን. ኣሕዋተይ. ገንዘብ ኣተጣፋኣ ገዛኽን ሰራሕ. ብያንስ መደቀስኽን. ካብ ስደት ተመልስኻ ክራይ ከብዲ እዩ. ብሰላም መሬት ዓዲና የርግፀና. እዛ ሓፊተይለ መባልዕትኽ ይግበልሮ ትወልዲሉ ትዝምዲሉ ይኹን❤❤❤❤❤❤❤
@Brihan-dl8pg
@Brihan-dl8pg Жыл бұрын
እንኳዕ ደስስስ በለኪ ሓፍተይ ዓድ ሓጎስ ይኹነልኺ❤❤❤🎉🎉
@haftamugobru9694
@haftamugobru9694 Жыл бұрын
🎉🎉🎉🎉❤wawwww des yebl maery
@mulukaksay1803
@mulukaksay1803 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ማዓረይ መባልዕትኪ ይኩን ምስ ይቅርታ እንደይ ካሬ እዩ ❤❤❤❤❤
@ሓፍቲንጉስ
@ሓፍቲንጉስ 10 ай бұрын
ቤት ኣምበሳ ይግበረልኪ ዛሓፍተይ ልኣኪ የምስለና 🙏
ገዛኺ ከመይ እዩ ኣቑሑተ ኸ?👈
13:20
ado haben youtbe
Рет қаралды 30 М.
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
ሩታ እና ፍቅር ተደባደቡ. ከባድ ፀብ ተፈጠረ😱😭
32:35
AB Grace አብርሽ ግሬስ
Рет қаралды 382 М.
አዝያ ቀላልን ጥዕምቲን ቁርሲ ትኾነና
17:23
Hilna Entertainment
Рет қаралды 663
ኣብ 5ተ ዓመታ ዝሰረሐቶ ገዛ ናይ ማሓዛይ
6:18
ብስራት tube
Рет қаралды 21 М.
ሙሉእ ገዛኺ ወይ ግብኺ ከመይ እዩ(2) ክፋል
7:12
ado haben youtbe
Рет қаралды 15 М.
great comedy very nice video👻🧚‍♂️♥️
1:01
Gültekin Ailesi
Рет қаралды 5 МЛН
I WANT SUMO (Shorts Version)
0:30
FilmPop
Рет қаралды 50 МЛН
«Келінжан 4» телехикаясы. 25-бөлім /Телесериал «Келинжан 4». 25-серия (субтитры на рус)
34:56
Khabar TV - Шоу, телехикаялар және бағдарламалар
Рет қаралды 1,2 МЛН
ALWAYS LOVE YOUR MOM! ❤️ #shorts
0:55
LankyBox
Рет қаралды 23 МЛН