ዋጋ ገዛ ኣብ ዓዲግራት

  Рет қаралды 12,835

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 174
@gxufjg6611
@gxufjg6611 Жыл бұрын
ኣብ ዓድዋ ረአየልና ትብሉ እስኪ ላይክ ግበሩ ኣሕዋት የቀንየልና ብሮ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ተክኢልካ ዓድዋ 🙏❤❤❤❤❤
@geltagry3984
@geltagry3984 Жыл бұрын
ግማሽ ሚልየን ውን የብልናን ዕድመ ልክዕና ዶ ስደት ክነብር ኮና እስከ ኣብ ዓድዋ ከ ስርሕ ገዛን መሬትን ጠዬቁልና የቀንልና ፅብቅ ስራሕ💕😘
@LundkhwarLundkhwar-iv5qn
@LundkhwarLundkhwar-iv5qn Жыл бұрын
ውቅሮን ኣጉላዕን ግን እንታይ እየን በዲለን ሸዊተይ ጃግና ሓወይ❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y Жыл бұрын
ሸዊተይ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ እና ኣጉላዕ እባ ቦታ ጥራሕ ረአየልና ሸዊተይ ጀግና
@sassfssd7085
@sassfssd7085 10 ай бұрын
እፅቢ ርአየልና ወድነይ
@kidst4906
@kidst4906 Жыл бұрын
ኣጉላዕ ኸ መሬታ ኣርእይን 🙏🙏
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
ሻዊተይ ቡሉፅ እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ ክብረት ያሃበልና ወድኖዋ
@pklho2786
@pklho2786 Жыл бұрын
የቀንየለና
@user-kc3pm4uv9g
@user-kc3pm4uv9g Жыл бұрын
ኣብ ሽረ ርአየልና ስሩሕ እና ጥራሕ መሬት❤ ብጣዕሚይ ኢና ነምስግነካ ኣብ ስደት ዘለና ሕዋትካ ናይ ዓድና ክንፈልጥ ከም ዝገበርካልና ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪይ ብሮየ❤
@merhawitkide7839
@merhawitkide7839 Жыл бұрын
እንበር ሽዊት የቅነየልና ብሓቂ ኪብረተይ ❤
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
ሰላም ሰላምካ ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእካ ሸዊተይ ክብር ሓወይ 😍😍😍😍😍ፅብቅ ስራሕ እዩ ቀፅለሉ🙏
@user-cx7kv6wy9p
@user-cx7kv6wy9p Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእካ ወዲ ትግራይ ዓደይ ቀፅለሉ ኑፉዕ❤1000✔💘💘💘💖💖💖👍👍👍🙏
@tewoldegirmahailu1167
@tewoldegirmahailu1167 6 ай бұрын
ኣጆኻ ንፉዕ ኢኻ እዚኣ ዝፀንሐት ቪድዮ ይመስለኒ። ሓዱሽ እዋናዊ ኣብ ዓድግራት ዝሽየጥ መንበሪ ገዛን ናይ ንግዲ ቦታን እንተረኺብካ ደሃይ ኣስምዐና ዝሓወይ keep it on bro love you!
@ygffghdhjiig2044
@ygffghdhjiig2044 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር ሓወይ ዓጋመ ዓደይ ክሕሎ❤❤❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ብሽምኪ ናብ 10 ደቂ ዓድኺ share ግበርሎም
@kiGG-p7f
@kiGG-p7f 6 ай бұрын
ኣቀራርባኻ ደስ ዝብል እዩ።
@SOLYANA434
@SOLYANA434 Жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መጻካ ሸዊት ሓውና Waw ሸዊት ሓውና የቀንየልና ❤🙏
@user-fi7tq1oh6s
@user-fi7tq1oh6s 8 ай бұрын
Alet gberelu halaley kalia intahaliyou amtsealna❤❤❤
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 8 ай бұрын
ዓደይ❤❤❤
@user-hj4nl4yy4h
@user-hj4nl4yy4h Жыл бұрын
የቀንየልና ማዓረይ❤🙏
@user-co3wn9bc3o
@user-co3wn9bc3o Жыл бұрын
❤❤በጀካ መቐለ 70 ካረጅ እንተሃልዩ ንገረኒ ዝሓወይ ማዓረይ ክንደይ ምካኑ ባታ ጥራይ ወይ ውቅሮ ክብር ሓወይ
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
የቀንየልና ሸዊተይ ❤️
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 9 ай бұрын
ኣቆሑት ናይ ዓድግራት ኣሪአና ሸውተይ ሶፊታት ቴለብጂን ፊሪጂ በጃካ ሸዊት ሓወይ❤
@raheliraheli2321
@raheliraheli2321 6 ай бұрын
ዋውው
@mamibabi6805
@mamibabi6805 Жыл бұрын
እንኳዕ ብድሓን መፃእካ ሸዊተይ ዓብዪ ሰብ😍😍😍
@dudy8366
@dudy8366 8 ай бұрын
adeymerbetey❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ኣግላዕ ይደሊ ኣለኩ ዝተሰርሐ ገዛ ነባር ትሕዝቶ ጠይቀለይ ብራዘር ተከታቲልትካ እየዋ
@genethagos-qy2sq
@genethagos-qy2sq 8 ай бұрын
Adigrat ,,
@user-er7ty9oy5s
@user-er7ty9oy5s 5 ай бұрын
ዕዳጋሓሙስ ነፃ ቦታ ኣምፀአልና ክቡር ሓውና
@djdudyxjf944
@djdudyxjf944 6 ай бұрын
ሸዊትይ ውቅሮ ስርሐልና ዝተ ሰረሐን ዘተ ሰረሐን
@user-sk5yf8sj4u
@user-sk5yf8sj4u 5 ай бұрын
❤❤❤❤🎉ስዋት ሜድያ ቅፅልሎ
@HlnaTube27
@HlnaTube27 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ዝሓወይ🥀
@gamait-xb8ei
@gamait-xb8ei Жыл бұрын
በጃካ ናይ ኣቃሑ ዋጋ ኣርእየና ❤❤
@sanderande-xk9dv
@sanderande-xk9dv Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@user-jr4ug2eu3n
@user-jr4ug2eu3n 2 ай бұрын
edaghamus eba rayelna zom hatey neta meret 100 kara🙏🙏🙏🙏🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ለግላዕ ለባ ከይደ መዓርይ ቀፅለሉ
@user-io7bz7ce3t
@user-io7bz7ce3t 9 ай бұрын
ናይ አፅቢ አቅርበልና
@zebibhagos1191
@zebibhagos1191 Жыл бұрын
የቀንየልና ዝሓወይ 🥰🥰🥰
@user-yr7gt7cv7m
@user-yr7gt7cv7m Жыл бұрын
ኣፅቢ ኣርእይን
@SamyrhOmar-rh4jv
@SamyrhOmar-rh4jv Жыл бұрын
❤❤❤
@HlnaTube27
@HlnaTube27 Жыл бұрын
ዋዉ ሸዊተይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ 🕊🥀🥀🥀
@user-gx6eo8xs7k
@user-gx6eo8xs7k Жыл бұрын
👍❤️💛🙏
@ietishehaftaye9890
@ietishehaftaye9890 Жыл бұрын
ዛዓደይ ተናፋቂት ♥️💛💋👌🙎
@shewitgaltgray3087
@shewitgaltgray3087 Жыл бұрын
የቀንየልና ፅቡቕ ስራሕ እዩ ሸዊት ሓውና❤🥰🙏
@user-wk8bz3vh8u
@user-wk8bz3vh8u 6 ай бұрын
ዕዳጋ ሓሙስ ኣምፀአልና
@smkle7079
@smkle7079 Жыл бұрын
💛♥️✅
@dudy8366
@dudy8366 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@shewit2890
@shewit2890 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ❤❤❤️❤️
@meresara4861
@meresara4861 Жыл бұрын
❤❤
@user-dn7uo2by4q
@user-dn7uo2by4q Жыл бұрын
ፈጣሪ ሰላምን ራህዋን ነቲ ዉፁዕ ህዝበይን ትግራይን የዉርደሉ❤💛🥰
@user-pj8nd2qo1v
@user-pj8nd2qo1v Жыл бұрын
የቀንየልና ኩቡር ሓውይ
@yaredkahentemelsan2950
@yaredkahentemelsan2950 Жыл бұрын
የቀንየልና ክቡር ሓውና ሽዊት ቀፅለሉ❤❤🥰
@ngstipopo3749
@ngstipopo3749 Жыл бұрын
ሰላምኻ ይብዛሕ ወድነይ 👏👏👏👏👏
@Lima-mj6ie
@Lima-mj6ie 9 ай бұрын
ዎውውው ፅብቅ ኣቃራርባ
@galwukro
@galwukro Жыл бұрын
ኣብ ውቅሮ እስከ ጠይቀልና ዝሓወይ
@MdMd-mh7vm
@MdMd-mh7vm Жыл бұрын
የቐንየልና ፍትዋተይ ግን ብርሕቐት ኣርኢና እቲ ገዛ ማለት ብደምቢ ኣይረአን ዘሎ ንቐጻሊ ብርሕቐትን ቓረባን ቕረጹልና
@user-vp6vn1oe8u
@user-vp6vn1oe8u 11 ай бұрын
ኣብ ዓድገራት ኣቆሑ ናይ ገዛ ክደይ ኣሎ እባ ኣምፀአለይ ሓወይ👏❤❤❤
@user-pt9mx4hv2r
@user-pt9mx4hv2r 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-fw9rq2rr7k
@user-fw9rq2rr7k 6 ай бұрын
ዒዳጋ ሓሙስ ሱርሕ ክንደይ ኣሎ ኣምፀለይ🙏💊
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ብሉፅ ሓውና❤❤❤❤
@dassfast3386
@dassfast3386 Жыл бұрын
ኣጉላዕባ ርኤየልና
@gsas4971
@gsas4971 11 ай бұрын
አብ ሞኮኒ አምፅኤልና ስሩሕ ገዛ ወድነይ🎉❤
@jdt6fter414
@jdt6fter414 10 ай бұрын
❤ሰላም ዝሓየይ ናይ ገዛውቲ መሳርሒ ክጥይቀካ እየ ዋ ብውሽጢ ክድውለልካ ኣልዕለኒ❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 10 ай бұрын
ሕራይ ዝሓፍተይ
@hiwetagidey7316
@hiwetagidey7316 Жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መፃካ ሸዊተይ ደስ ባሃሊ❤
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@selamabraham8817
@selamabraham8817 Жыл бұрын
Kexlelu zhawey
@user-qn2vq4rv3p
@user-qn2vq4rv3p Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-dx2bc5pc2i
@user-dx2bc5pc2i Жыл бұрын
ኣግዚኣብሔር የክብረልና ዚያዳይ 1.5 ይረክብዶ
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi 6 ай бұрын
ደቂ መድኣም ኣለናዶ ኣጆና😢❤
@user-sh1sl6fd7r
@user-sh1sl6fd7r 8 ай бұрын
ኣብ ከተማ ፍረወይኒ /ስንቃጣባ ኣምፀአለና💗❤
@griedesta9313
@griedesta9313 Жыл бұрын
thank you
@user-rj9hp9wp6z
@user-rj9hp9wp6z Жыл бұрын
የቀንየልና ዝሓወይ ማዓረይ❤❤
@gvbhb3798
@gvbhb3798 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ🥰🙏
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 Жыл бұрын
ሽረ ዳ ዝይትክይድ ዝሓወይ ሽረ ውቅብቲ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ሓደ መዓልቲ ሽረ እዉን ክንራኸብ ኢና
@RdyRfg-zi5yo
@RdyRfg-zi5yo Жыл бұрын
አብ አጉላዕ አሪእና ፀጋበይ
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
Thank you❤️
@Yodahemedia
@Yodahemedia Жыл бұрын
ዋው ሸዊት ሓውና 👋👋👋
@mekiantajgna1553
@mekiantajgna1553 Жыл бұрын
ሸዊት ዓርከይ ከመይ ኣለኻ ተገዲስኻ መኪና
@user-zv1cf6sw2x
@user-zv1cf6sw2x Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 Жыл бұрын
ዕለት ግበረሉ ዛሓወይ ግን ቀፅለሉ❤❤❤
@user-fw9rq2rr7k
@user-fw9rq2rr7k 6 ай бұрын
ሰላም ሓወይ
@hayath692
@hayath692 7 ай бұрын
ኣብ ከተማ ኣፂቢ ደራ ኣምፀአልይ ዝተሰረሐ ገዛ በጃካ ሸዊት ሓወይ ክፅበየካ እየ❤❤❤❤
@tsegushtsegush9252
@tsegushtsegush9252 Жыл бұрын
ክቡር ሓወይ ዝቀነሰ፣ማእከላይ፣ዝከበረ እናበልካ 3 ገዛ ኣርእየና ከም ሪኢቶ እየ ዝሓወይ ምክንያቱ ከም ቃዕሙ ምእንታን ክገዝእ ብዝተረፈ ቀፅለሉ
@tedeboy9014
@tedeboy9014 Жыл бұрын
Thanks so much hawey agame adey miss u ya
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ብሽምካ ናብ መተዓቢትኻ share ግበረልና ሓው
@tigraywerki1355
@tigraywerki1355 Жыл бұрын
ዓጋመይ ❤❤❤❤❤
@gamait-xb8ei
@gamait-xb8ei Жыл бұрын
ሸዊት ሓወይ ናይ ገዛ ካብ ንእሽተይ ክሳብ ዓብዩ ኣርእየና እካ ኣብ ደገ ዘለና ኣሕዋትካ ❤
@salmasalma-en2ef
@salmasalma-en2ef Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sAa-um3sb
@sAa-um3sb Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ 🙏🙏🙏እና እስኪ ኮቦርታ እና ጠቃ ክዳን ወይ ከዓ ሽፎን ጠቅላላ ክዳዉንቲ ካብ ዓብዪ ክሳብ ንእሽተይ ጠይቀልና ዝሓወይ
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@user-bd9tb2cp5v
@user-bd9tb2cp5v Жыл бұрын
መንግስት ኣይፈቀደን ዘሎ ናይ ገዛ መሸጫ እና መሬት ኣብ ትግራይ ኩሉ ድዩ ኻብሩ ዘሎ ግን ካብ ዝፍቀድ ፅንሑ ኣሕዋተይ ምክንያቱ ብራያ ገዛና መልስልና ዝብል ሐቶ ጀምሮም ኣለዉ ገንዘብ እውን ኣይንፈልትን ይብሉ ስለ ዘለዉ ንመንግስቲ ኣብ ምድያታት ንሕተት ወረቀት ዘይብሉ ሽግር እዩ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
ንሕና ክንደይ ከምዘሎ ንምፍላጥ ኢና ሸገዋ
@user-zq3vj4to4o
@user-zq3vj4to4o 9 ай бұрын
❤❤❤❤ኣፅቢ ወይ ውቅሮ ረአየልና ክብረተይ😘😘😘
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤Aseyyyyyyyy
@rahel2963
@rahel2963 Жыл бұрын
ዓድግራት ዓደይ ❤❤❤
@Milimiraaa
@Milimiraaa Жыл бұрын
ዓደይ መዓረይ😢🥰
@user-mn9dr9mn8x
@user-mn9dr9mn8x Жыл бұрын
ኣፅቢ እባ ረአየላ በጀካ ክቡር ሓወይ😍
@embeyteni1665
@embeyteni1665 Жыл бұрын
ብሓቂ ሸዊት ❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Жыл бұрын
የቐንየለይ
@meharigkiros6648
@meharigkiros6648 Жыл бұрын
ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
ዓዲግራት ክለዓል ጥሕሎ ይርኣየኒ 😋❤
@user-cc1qs7lb2c
@user-cc1qs7lb2c Жыл бұрын
ኣይዘኪ ከብልዐኪ እየ ወሲደ❤
@user-wz9me5qs2j
@user-wz9me5qs2j Жыл бұрын
@@user-cc1qs7lb2c እሽኒ እምበይተዋ ❤
@avikuwait6180Hiwet
@avikuwait6180Hiwet Жыл бұрын
አብ አኩሱም ዝሽየጥ ገዛ አርእየና ዛሓወይ
@meresara4861
@meresara4861 Жыл бұрын
ኣቁሑት ናይ ገዛ ኣቅርበልና
@salmsalam5594
@salmsalam5594 Жыл бұрын
ክብር ሓወይ ጣሓኒት እክሊ መኪና ጠይቀለይ ❤🙏
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d Жыл бұрын
ናይ ገዛና አላ ክንሸጣ ደሊና ንዒ ብውሽጢ መስመር😂
@salmsalam5594
@salmsalam5594 Жыл бұрын
@@user-kn8yy7wy9d እሺኒ ቁፅሪ ስልክኪ ላአክለይ ናተይ ተደለኪ ግን '00000000 ቡዚ ተዳሃይኒ😁
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d Жыл бұрын
@@salmsalam5594 ሃይ ኢለኪ አለኩ መልስለይ ሰሉ ሽኮር እቲ ስልኪ ከዓ ገለታት ከይረክቡኪ ሳሓብዮ ዘይተበልዐ ስልኪ ክክክክክክ
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 29 МЛН
Fortunately, Ultraman protects me  #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
00:10
Bony Just Wants To Take A Shower #animation
00:10
GREEN MAX
Рет қаралды 6 МЛН
ዕዳጋ ፅንዓት ሶፋ/ተዛመድቲ ኣቕሑትን (ፈርኒቸር )ትግራይ @shewitmultimedia
14:29
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 20 М.
变身! #小丑#shorts
0:16
好人小丑
Рет қаралды 6 МЛН
Громов помог бедному зеку #лучшеекино #лучшиесериалы
1:00
Ходьба по воде 🤯
0:20
FATA MORGANA
Рет қаралды 2,2 МЛН
КРАЖА ПОСРЕДИ БЕЛОГО ДНЯ😱
0:26
FilmBytes
Рет қаралды 2,1 МЛН
ANYONE REMEMBER THIS MAGIC?🤯🪄🔮 #shorts #short
0:12
MILANAROLLER
Рет қаралды 15 МЛН