KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
🛑ኣይረ ትኬት ክንደይ እዩ ካርጎ መቀለ ቀረፅ ክንደይ እዩ መልሲ🛑@musse_shakur @Yadasmile321 @selamtsegaysmile9152
20:00
ስሩሕ ገዛን ባዶ መሬትን ኣብ ዓዲ ሓዉሲ
11:27
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
00:17
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
00:13
🕊️Valera🕊️
00:34
Подумай ДВАЖДЫ, прежде чем провоцировать КАЗАХА😈😈😈 #shorts
01:00
ዋጋ እምንን ፀፀርን ቦታን ኣብ ከባቢ ኩሓ(እምኒ እልትደልያ ደዉላ 002519140945)
Рет қаралды 4,846
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 18 М.
ብስራት tube
Күн бұрын
Пікірлер: 186
@rakiyoutub22214
8 ай бұрын
ኣይትስምዕየን ተን ዝቀናኣልኺ እየን ሕማቅ ዝፅሕፋ ምኽንያቱ ሓደ ሰብ ኽሰርሕ ቶሎ ሕስድና እዩ ውሽጥና ዝመልእ ሱቅ ኢልኺ ሰጉሚ ዝሓፍተይ❤❤ ፍቃደኛ ተኾይንኺ ስልኽኺ ፃሓፍለይ
@-4587
Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ብስረይ እንካዕ ሰላም መፃኽ ዋውውው
@MuLuDesta-dw3iy
9 ай бұрын
ክብርት ያሃበለይ ዘናተይ❤❤❤❤
@hfddfvc4993
Жыл бұрын
አረ ጎበዝ እኺ ማዓረይ ሕማቅ ዝዛረባ ኣይትገደሰለን እና ምቅርተይ ኣነ እዉን ሰረት ጀሚረሰ ዋላ ሓንቲ ገዛ እና ሸንቲቤት እና ግቢ ክንደይ ክዉድእ ጠይቅኪ ኣምፅእለይ ፅብቅተይ❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ🌹
@ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እዩ ማዓረይ ቀፅልሉ ናይ ዘንሕማቅ ዝፅሕፍ አይ ትገደስለን ማዓረይ😍😍😍
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍
@ሜሪጋልማርያምኪሓ
Жыл бұрын
ብስየ መዓረይ የቀንየልና
@MuLuDesta-dw3iy
9 ай бұрын
ዘንቀፍካ ስብ ፅቡቅ እዩ ኣይተፅለእዮ የኔ ማር
@helenmeles5650
Жыл бұрын
ብጣዕማ ፀቡቅ ዝደልዮ ዝነበረ ቦታ አጆኺ ቡኡ ቀፅሊ ክብርተይ
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍
@landaraya2095
Жыл бұрын
ብስራተይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኽ አርገፀኪ ወለላይ🙏🙏🙏❤❤💛💛💛💛
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏❤❤❤❤
@abebachanal1036
Жыл бұрын
ሰላም ምቅርተይ ዓዲ ከይድኪ ድኪ😳😳 ፅቡቅ እዩ ግን ሕጋዊ ግዝኣ በጃክን
@ጻድቃንጓልአቡነአርጋዊ12
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብስላም መፃኺ ብስራተይ ጎቦዝ ጥንክሪ ወለላይ ንብዙሕ ሰብ እናጠቀምኪ እኺ ቃጽሊሉ❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏❤
@mamibabi6805
Жыл бұрын
ብሱየ እምንስ ክዓደይ ክወስድ እየ ዊይ😁💚እንተከሊእ ሞ ይበል እዩ ኣቀራርባ ከምዚ ኢና ንደሊ ጓል እኖዋ💚ሚድያ እንድሕር ወፂእካ ግድን እዩ ሕማቅን ፅቡቅን ክትብሃል ግድን እዩ ንኩሉ ብትዕግስቲ እዩ እንበር🤗💚
@tube-di1so
Жыл бұрын
ብሓቂ ዛሓፍተይ 🌹 እምኒ ግን ዋላ ስብኣይኺ የዉፀአልኺ🌷❤😁
@mamibabi6805
Жыл бұрын
@@tube-di1so ትሕግዝለይ እሞ😁🙆💚
@ነኝየተዋህዶፍሬ
Жыл бұрын
😮2ምልየን
@yonasweldi1482
Жыл бұрын
ጅማሮኪ ፅቡቅ ግን ግዜ ወርቂ ሙኳኑ ኣይተረደእክን ካብ ካልኦት ዩትበራት ለምዲቅሰሚ ብሓፅር መልእክትኪ ኣሕልፍ ዝሽየጥ ነገር ዝርዝር ዋጋኡ ኣቅርቢ ጎብዚ ኣላህ ማዓኪ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ❤❤
@zemzem-vn1hx
Жыл бұрын
ሰላም ሰላም እለሽ ብሱረት በራችማር ዋዉዉዉ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂❤ በራችማር❤❤
@edentsegai5801
Жыл бұрын
ደቂ ኣንስትዮ ነንሕድሕድና ንተሓጋገዝ ኣጆኪ በልኣ ነተን ሕማቅ ዝጽሕፋ ከኣ ኣይትመልስለን ኣጆኪ ❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
ብሓቂ ለባመይ የቀንየለይ👏😍🌹❤
@hagoswadikeshi3051
Жыл бұрын
ዝሰርሕ እዩ ዝፅረፍ አጆኪ ብሰራተን ንፈትወኪ ኢና ቀፅልሉ ገዲፍክና ከይድኪ ንዓዲ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ የቀንየለይ ሓጉሰይ ማዓረይ 😍😍😍😍
@SaA-wo2yr
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኪ ክብርቲ ሓፍተይ እና ተክኢልክስ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ኣፅቢ ሕጋዊ ዝኮነ ቦታ ወይም ገዛ ኣምፅእልና🥰
@tube-di1so
Жыл бұрын
ጨለ😍❤
@حزامحزامحزام
Жыл бұрын
ቃላትኪ ደስ ክብል ዋዛ ምስ ቁምነገር
@tube-di1so
Жыл бұрын
የቀንየለይ ማዓረይ❤❤❤❤
@goitomabadimahari
8 ай бұрын
ሰልኪኪ ላኣኪልና
@marmar-vh2og
Жыл бұрын
ፅቡቅ ብጣዕሚ ደሰበሃልይ ይረዳእክን😄😀😁
@tube-di1so
Жыл бұрын
ሳቢተይ 😍❤
@ዕባይገጠርወጀረተይቲ
Жыл бұрын
ያቅንየልና ክብርት ሓፍትና
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏🌹😍
@GoytomGoytom-u5v
2 ай бұрын
ቁፅርኺ ለአኻልና ብስራት
@hymiyoutubechanel6651
Жыл бұрын
ጎቡዚ ብስየይ ❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
ሃይሚዬ 👏❤
@ጋልትግራይእየ-ከ2ጸ
Жыл бұрын
ውቅሮ እባ አምፅእልና ክብረተይ❤❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ👏🌹
@فلانفلان-ك4ف
Жыл бұрын
ብጣሚ ንሕጉስ ንኩሉ ትግራውት. ተስፍ ን ክርዓትን እኽ ዘሓፍተይ❤❤❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏😍😍😍❤
@munatube-qt3lz
Жыл бұрын
ሰላም ሰላም እንካን በሰላም መጸእኺ ❤❤❤❤❤❤ብስራተይ ዋውውው ደስ ክብሊ
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍
@1jdhjjxnc449
Жыл бұрын
ኣጆኪ ዝያዳይ ኣብ ባዓልና ኣሎ ዝሰልጠና ናመሰለን ዘይተቀየርኪ ዝብላካ ድሓን ግደፍየን
@tube-di1so
Жыл бұрын
ብሓቂ👏🌹❤🌹
@ማህሉጋልወየንቲ
Жыл бұрын
ቀፅልሉ ምቅርቲ አብ ውቕሮ ከ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ከጥይቅ ማዓረይ😍
@SalamMam-x4m
Жыл бұрын
ዋይ ካቢሩ
@HabenTekle-h7i
4 ай бұрын
ኣይትገደስለን 👌
@ማህሉጋልወየንቲ
Жыл бұрын
አነ ግን ትምቸይኒ እኪ ሓላለይ ደሞ አታሓሳስብኡ ተተቀየረ እበይ ዘረባ ትርጉም የብሉይ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ብሓቂ ለባመይ🌹❤
@ጋልሰባዓእንደርታ
Жыл бұрын
ላዛና ከምኡ እዩ ደቂ እንደርታ ❤ ናይ ሰብ ኣይትገደስለን ጋልእኖ ከምኡ እልኪ ቀፅልዮ❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ዛጋል ዓደይ❤😍
@trhaaryam
Жыл бұрын
ብስየ እንኳን ዳሒን መፃእኪ ክብረተይ❤❤❤❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
ፅርሃዋይ 😍
@heyabchannel1307
Жыл бұрын
ጽብቅተይ ቅጽልሉ ኩሉ ጊዜ እየ ዝካታተለኪ ፍትው የብለኪ😘😚
@tube-di1so
Жыл бұрын
ኣነ ዉን ፍትወ እየ ዘብለኪ ሓላላይ❤❤❤
@qwqwret4720
Жыл бұрын
አነ ሳብስክራብ ገረክ ኣለኩ ዓድጉደም ኣምፅእልና ነፃ መረዬት ብወለድትክ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ዛሓፍተይ👏😍
@hhhnbh7725
Жыл бұрын
Ena
@salmhsalmah9016
Жыл бұрын
ኣነ ክፈትወኪ ማዓት ቀፅልሉ ምቅርተይ. ዶሞ ውቅሮ ዓዲ መስቀል 140 ካሬ ነፃ ቦታ ኣምፅእልና
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ማዓረይ ኣነ ዉን ፍትዉ እየ ዘብለኪ😍
@Lemlembrhane588brhane-zc5rq
Жыл бұрын
❤❤❤ጎቦዝ ቀፅልሉ ምቅርተይ ተናጋግራ ኪ ከም ኬፍኪ ጋለይ❤❤❤ ናይሰብ ኣይቲ ስምዒ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ክበረተይ እሽኒ 🌹❤😍
@natanimnatanim5497
Жыл бұрын
ሰላም ብስራተይ እንኳዕ ሰላም መፃኪ ዋውውው ፅቡቅ ስራሕ እዩ❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍😍😍
@gjhj5555
10 ай бұрын
አረ እስኽስ ጥዕምቲ ላዛ ኢኺዋ ጓል እንደርታ እየ መዕበይየይ ዘይርስዕ በልየን🥰💋ኣብ ኩሓ ብዘመናዊ ዝተሰረሓ ሕጋዊ 3ተ ወይ 2ተ ክላስ ጠይቀለይ ኢለኪ ነይረ
@hintsetyoutube
Жыл бұрын
anakna dhan masq biser stubk sarh yiknal🌷🌷🙏
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏🌹
@dodoz7014
9 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ኩሉካኣሎልበይ
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ እዩ ፅቡቅተይ ቀፅልሉ❤ጓል ዓደይ አዛራርባኽ ከምአ እልኪ ቀፅሊ ጓል ዓደይ ሽኮር❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
የቀንየለይ የኔ ቆንጆ👏❤❤❤
@remetsmedia1677
Жыл бұрын
ዋውውዎ ብስራተይ ፅቡቅ ሰራሕ😘😘😘
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏❤❤❤❤❤❤
@qwqwret4720
Жыл бұрын
ኣትዮዮዮዮ ዓመትን ፈረቓን ፀላእዬእና ይኹን
@tube-di1so
Жыл бұрын
❤❤😂😂😂😂
@ኣሙጓልትግራይ
Жыл бұрын
ዋይ እረ አሕፅር ኣበልዬ እቲ ቁምነገር ኮለለ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ጨለ😍😁
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
Жыл бұрын
ናሰብ በዘይገድስ እመተዋይ ሰብ ከምኡ እዩ ቀፅሊ ጥራይ ንክሉ ሰብ ክተሐጉስኣይትክእልን ሰብ ዘበለ የበል እውይ 2 ሚልነይዋኒ 😢 ኣምላክ ገዛኩም ይባርከልኩም ኣንሕናለ ኣምላክ ይፈልጠና ኣነሲ ኣብ ዓደይ ክገዝእ እመበር 2/የኮነን 1ካ የብለይ😢
@tube-di1so
Жыл бұрын
ኣጆኺ ክበረተይ👏❤
@hadasshshay3636
Жыл бұрын
ኣነ ኮሜንት ኣይፅሕፍ ግን የሰምዐኪ እየ ግን ንተን ዝፀርፋኺ ዉን ኣመስግኒ ንምንታይ ደካማ ጓኒ እንተ ሃልዪካ ትሰተኻኸል ኢኻ እና ኣይትፅልእየን ዝሓፍተይ 😘😘🌾🌾
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሽኒ ለባመይ 👏❤❤❤
@albadralbadr933
Жыл бұрын
ልባይታ ድዩ ክልተ ሚልየን
@SelamYouTube-g8y
Жыл бұрын
ዋጋ ሲራሚክ አምፅእልና ዋጋ ቦሎፎን አምፅእልና ብነኪ❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ዛሓፍተይ👏🌹
@KhanKhan-ex9fi
Жыл бұрын
ላዘኽ ክጥዕም❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏❤🌹😍
@KHasyKhasy-ev4qk
Жыл бұрын
አበ ሞኮን ጠይቅለይ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ማዓረይ👏❤
@smkle7079
Жыл бұрын
የቅንይለና ማዓረይ ❤️❤️💞💞
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍❤
@asfsdadsdd-cd2og
Жыл бұрын
ስላም ናዓኪ ዝያዳይ ግን ቦታን ስሮሕ ገዛን ግን ማዕር እም ዓዲ ሓውሲ 😢ስለስተ ሚልዮን ዝብል ክብ ግርምኒ አሎ
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😘
@mmmhhh9229
Жыл бұрын
❤gobez
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍❤
@ብዓልቲተስፋ
Жыл бұрын
የቀንየልና ሓፍትና ❤🎉 ኣይይ ታዳነና ንገብር ኣብ ሰረት ጥራይስ ክንድዙይ ኣነስ ከምዝያት ተሪኤስ ገይረ ተስፋ ዝቆርፅለኹ 😢
@tube-di1so
Жыл бұрын
ኣጆኺ ተሰፋ ምቁራፅ ዘይኮነስ ፈልጥና ጥንክርና ምእንታን ክንሰርሕ ምፍላጥ ፅቡቅ እዩ ክበረተይ ❤😍
@ገብርኤልዋሕሰይ
Жыл бұрын
ኣጀኽኒ መዓረይ❤❤
@fireweyiifireweyii1212
Жыл бұрын
🥰🥰
@tube-di1so
Жыл бұрын
🌺🌹🌹
@galtgray9459
Жыл бұрын
20ብ20 ክንደይ ካርየ ማለት እዩ ኣሕዋተይ
@tube-di1so
Жыл бұрын
400ካሬ ሓላላይ👏❤
@galtgray9459
Жыл бұрын
@@tube-di1so 🙏🙏💖💖💖
@munatube-qt3lz
Жыл бұрын
በስራተይ ኣጀኺ ናይ ስብ ዘራባ ከይትስምዒ ሰብ ሓሳድ ናይ ስብ ጽብቅ ዘይደለይ ኡዩ ክብረተይ ካብዚ ንላዑሊ ሃመይ ድበለ ድምጺ ኣናጋግራ እንታይ ኡየ ድልየኒ ኣነስ ክፈትወኪ በስራተይ ዋይ ኣነስ ኣያዋጹአኒ ማለት ኡዩ 😢😢😢😢ሓምሽት ዓመት ክቅመጥ ማለት ዱዩ😢😢😢😢 1.ሚሊየኒ😢😢😢
@tube-di1so
Жыл бұрын
ሙናዋይ ዓሳዲ ኣጆኺ ቀስ እልኺ ተረክብሉ እኺ❤❤ኣነ ደማ ፍትዉዉዉዉ እየ ዘብለኪ 🌹🌷💐🌺🥀🌹🌷
@hushgwyy1916
Жыл бұрын
❤❤❤🎉
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😘
@ኩሉካኣሎልበይ
Жыл бұрын
ብስራተይ ፅቡቅቲ አብ መቀለ ደብሪ ዝባሃል ቦታ ናፃ መሬት ክንደይ ከምዘሎ ንቀፃሊ ሕዝክለይ ምፅእ ብማርያምኪ🙏🙏❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ዛሓፍተይ ደብራ ቀረባ እያ ንመቀለ ክጥይቀ እየ 👏❤
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
Жыл бұрын
ምስ ነገረትኪ ንገረኒ ማአረይ😂😂
@ኩሉካኣሎልበይ
Жыл бұрын
@@ዩዳሄ-ቨ7ቀ አብሽሪ ንኩላትና እያ ሕዛ ትመፅእ❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
@@ዩዳሄ-ቨ7ቀ ከነገረክን እየ ንኹልኸን
@hhhnbh7725
Жыл бұрын
Kkkkkk
@ጋልሰባዓእንደርታ
Жыл бұрын
ፅብቅ ዝሓፍተይ እና ብነባር ከተማ ወይ ብዝባን ዛላ ኣብ ኩሓ እባ ጠይቅለይ ማዓረይ❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ዛሓፍተይ😍😍😍
@henislmahri1423
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤😢
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍
@TLove1783
10 ай бұрын
ኩሓ ኾይኑ አብ እግሪ ሓሪባ ዝብሃል ን 200ካሬ ክንደይ አሎ ጠቅልና ማዓረይ🙏🙏
@tube-di1so
10 ай бұрын
እሺ
@hagoswadikeshi3051
Жыл бұрын
እሺ ብስራተይ የቀንየልና
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍😍😍
@ገብርኤልዋሕሰይ
Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኺ ብስራተይ ናተይ ግን ኣብ ገጠር ጣብያ ደብረ መዓርነት ጠይቅለይ ኢለክስ ኣይፈልጥክዮን ይመስለኒ ገጠር እዩ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ መፃኢኺ ብሩህ ይኹን በርትዒ❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
ምቅረተይ ደብረ ማዓርነት ኣበይ ከባቢ ድዩ ❤🌹
@ገብርኤልዋሕሰይ
Жыл бұрын
@@tube-di1so ስማ ጥራሕ እየ ሒዘ ብስራተይ ጣብያ ደብረ ማዓርነት ኢልኪ ጠይቅለይ😍😍😘😘
@tube-di1so
Жыл бұрын
@@ገብርኤልዋሕሰይ እሺ ክበረተይ👏
@ገብርኤልዋሕሰይ
Жыл бұрын
@@tube-di1so 💋💋😍🤗
@tube-di1so
Жыл бұрын
@@ገብርኤልዋሕሰይ ከጥይቅ እንበረ ኣይፈለጥኽውን ክበረተይ👏🌹❤
@galtgray9459
Жыл бұрын
ሰላም ይብዛሕ ሓፍተይ ናተይ ሕማቅ ዝዛረብ ኣይትገደስሉ ዘረባኪ ግን ብጣዕሚ ኣስሒቁኒ ወደይ ኣዛኻኪርኪኒ የየየ ምስ በልኪ😁😁😁💋💕💕💕
@tube-di1so
Жыл бұрын
እናስሓቅኻ ቁምነገር እዩ ደስ ዝበለኒ ኣናሳሓቅኺ ንበርለይ👏❤❤
@galtgray9459
Жыл бұрын
@@tube-di1so ኣሜን🙏ብሓቂ ክብረተይ💓💓
@MmMm-hp9ju
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክብርተይ ጎበዝ ቀጽልሉ ናይ ሰብ አይትገደስሉ ከምኡ ኢና ደቂ ሰባት ጥራሕ ንስኪ ቅንዕና ገይርኪ ስርሒ እምበር አይትገደሲለን ምቅረተይ ❤ ደሞ አብ ዉቅሮ 150 /200 ካሬ ጠይቅለይ ኢኪ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሽኒ ማዓረይ👏🌹❤
@hayath692
Жыл бұрын
ኣታ ኣብ ስደት ዲና ክንነብ ደልኩሞና ናይ ዋጋ ነገር😢😳
@tube-di1so
Жыл бұрын
👏❤🌹
@yonasweldi1482
Жыл бұрын
ኣምሓራይ ኣብኡ እንታይ ይገብር
@tube-di1so
Жыл бұрын
ትግራዋይ እዩ ኣማርኛ መልቅዎ እንበረ❤😂😂😂
@ngstipopo3749
Жыл бұрын
ብስራት ሓፍተይ 70ካርየ ዝበሃል ኣሎዶ ጠይቂ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ክበረተይ👏❤
@ፅሓይብራቅ
Жыл бұрын
እዉይ ክንደይከ ትሕሽዩ ጓለይ 10000 እዩ ዘሎ ባዕለይ ይሰርሕለኩ ኲሓ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ጨለ
@MmMm-hp9ju
Жыл бұрын
ልምንተይ እዩ 10000ከ
@tube-di1so
Жыл бұрын
@@MmMm-hp9ju እንድዒ😍😂
@zainabdoo8580
Жыл бұрын
ዝሕፈቱይአዝኪይጀጉናእኪሚኪኑይቱኪልሕድይኪኑይአጀኪቑፅል👈
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ ዛሓፍተይ😍
@ilovetigray1188
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍😍😍😍
@hiwottubeamen6143
Жыл бұрын
selam.ekan.dena.metashi.weda.www❤
@SalamMam-x4m
Жыл бұрын
ምድረገነት ድዩ ክልተ ምልየን
@tube-di1so
Жыл бұрын
እወ😍
@SalamMam-x4m
Жыл бұрын
ካርታ ዘየ ቡሉከ ክንደይ እዩ
@tube-di1so
Жыл бұрын
@@SalamMam-x4m 7ምእቲ ሽሕ 8 ምእቲ ሽሕ ይርከበ እዩ👏
@MyIs-j1t
Жыл бұрын
በሊ ንሰኪ ኢኪ ሕማቅ ንነይረብሕ ላይክ ትብልሰ ምሰ አምላክ አይተባእሰና ወኝኝኝኝኝ
@remetsmedia1677
Жыл бұрын
መዓረይ ላይክ እሞ መዓስ የክፍል ኮይኑ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ዋይ ፀዉዕኻ ፀርፊ ነግራም እኺ🤔🙄
@alexxender3396
Жыл бұрын
❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍
@fjherrijrjr4542
Жыл бұрын
አብ ኩሓ መሬት ክንደይ አሎ ድሕር ሓድሽ ዓመት
@tube-di1so
Жыл бұрын
ከምፀአልኸን እየ😍
@RakiHailu89
Жыл бұрын
ብስራት ሽኮሮ እንታይ ደኣ እዞም ሰባት ብኣምሓርኛ ዝዛረቡ 🙄🙄🙄 ወይ ጎዱ 😂
@tube-di1so
Жыл бұрын
ተጋሩ እዮም ኣጋጣሚ ኮይኑ ተዛሪቦም እንበረ ❤😍😂😂😂😂😂
@rtgh9245
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹
@AskalAgmawit
Жыл бұрын
ዕዳጋ ሓሙሰ
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሺ
@AskalAgmawit
Жыл бұрын
@@tube-di1so 😍😍😍🙏
@remetsmedia1677
Жыл бұрын
ብስራተይ ኣብ ዓድና ደኣ ንሓደ በጃጆ 4 ሸሕ እዩ
@tube-di1so
Жыл бұрын
ይፋለለ እዩ እምኑ ቲቲ ዓይነይ ❤
@ኩሉካኣሎልበይ
Жыл бұрын
አበይ ዓዲ እዩ ክብረተይ
@birchannelብሪየቻናል
Жыл бұрын
ብስራትየ ብነፃ አሎ ዶ 😅❤
@tube-di1so
Жыл бұрын
ብሬ ዓይነይ ኣይሳኣነይ ንዒ ብቻ😍😁😁😁😁
@genethagos-qy2sq
Жыл бұрын
Mekele; house; how Mach;????
@አቢየፍቅርሰው
Жыл бұрын
ዓዲ ላጪ ጭዕንዶግ ዶ ጠይቅናን መዓረይ😢😢😢😢
@tube-di1so
Жыл бұрын
እሻ ቀስ ብቀስ ላጠየቅኹ ከመፀአልኸን እየ ማዓረይ❤
@tsegatsega238
Жыл бұрын
ኝኝኝኝኝኝኝኝኝ ክንደይ እና ትብሊ አይድብረክይ ድዩ😮😮😮😮
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍😍
@MuLuDesta-dw3iy
9 ай бұрын
ስለ ዘፍተወኪ እየን ዘክና😂
@tube-di1so
9 ай бұрын
እወ ከምኡ እዩ ዝመስል😍😂
@gjftfyurtyr8553
Жыл бұрын
😂😂😂😂😂😂😢
@tube-di1so
Жыл бұрын
🌹😁
@brhanbrhan6506
Жыл бұрын
🥰🥰🥰
@tube-di1so
Жыл бұрын
😍😍😍😍
@zeynebmahamed6893
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@tube-di1so
Жыл бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹
20:00
🛑ኣይረ ትኬት ክንደይ እዩ ካርጎ መቀለ ቀረፅ ክንደይ እዩ መልሲ🛑@musse_shakur @Yadasmile321 @selamtsegaysmile9152
ብስራት tube
Рет қаралды 1,5 М.
11:27
ስሩሕ ገዛን ባዶ መሬትን ኣብ ዓዲ ሓዉሲ
ብስራት tube
Рет қаралды 4 М.
00:17
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
Skitsters
Рет қаралды 16 МЛН
00:13
ЗНАЛИ? ТОЛЬКО ОАЭ 🤫
Сам себе сушист
Рет қаралды 4 МЛН
00:34
🕊️Valera🕊️
DO$HIK
Рет қаралды 19 МЛН
01:00
Подумай ДВАЖДЫ, прежде чем провоцировать КАЗАХА😈😈😈 #shorts
BalcevMMA_BOXING
Рет қаралды 9 МЛН
32:08
🛑 ዝቐነሰ ዋጋ 70 ካሬ ገዛ ኣብ ትግራይ ሙሉእ ቪድዮ // ከይሓልፈኩም//
ሌላ TIME
Рет қаралды 24 М.
10:30
🛑 ዋጋ ዝተወድአ መንበሪ ገዛ ኣብ መንደር ሓድሽ መንደር ላጪ ብዝቀነሰ ዋጋ ክንደይ ኣሎ ? ሓድሽ ቪድዮ 2016 ዓ.ም
ሌላ TIME
Рет қаралды 15 М.
14:21
ዕዳጋ ፅንዓት ዘገልገሉ ኣቑሑት ሶፋ፡ፈርኒቸር፡ተዛመድቲ ኣቑሑትን ኣብ ትግራይ
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 7 М.
10:09
🛑 ዝሽወጥ ገዛ መለስ ካንባስ(ምድረ ገነት)🛑
ብስራት tube
Рет қаралды 2,3 М.
14:15
🛑 ዩቲብ እስካብ ክንደይ ይከፍል FaceBook ብከመይ ክፍሊት ነጀምሮ TikTok ይከፍልዶ #tigrigna #tigray #eritrea #habesha #2017
musse shakur
Рет қаралды 40 М.
24:41
ዋጋ ናይ ገዛ ኣቑሑት ኣብ ኣሌና-ተርኪሽ ፈርኒቸር ክንደይ እይ? በቲ ኣብ 1ይ ክፋል ዝረኣኽምዎ ከይዲ ዝሓለፉ ኣቑሑት ክንደይ ይሽየጡ?
Yata up
Рет қаралды 8 М.
11:46
Tv Stand Price in Mekelle -ዋጋ መቐመጢ ቴሌቪዥንን ኣርማድዮ ኣቕሑትን ኣብ መቐለ
Mekatecha Entertainment
Рет қаралды 35 М.
53:50
ጀነራላት ምግበይን ድንኩልን ተቀቢሎምኒ ፡ ናይ በረከት ስምዖን ዓጃቢ ኔረ ፡ ብፃየይ ወላዲኡ ቀቢርዎ 👉 0986985502
Desta ደስታ Show
Рет қаралды 22 М.
8:15
ዝሽወጥ ገዛ ን ባዶ መሬት ኣብ መቐለ ክንድይ ኣሎ?
Hayet Vision ሓየት ቪዥን
Рет қаралды 1,7 М.
25:30
ኣብ ስደት ኮይነ ዘስራሕኽዎ ገዛ ዋውው
ብስራት tube
Рет қаралды 4,4 М.
00:17
Yay, My Dad Is a Vending Machine! 🛍️😆 #funny #prank #comedy
Skitsters
Рет қаралды 16 МЛН