KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 61 //ወሎዶይ 61 ክፋል By Memhr Weldai HabteabJoin
51:14
"ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዘይብሉ መሪሒነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ከሳግር ኣይኽእልን!" ቃለ መሕትት ምስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድ ኣባ ሰላማ
1:48:14
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
00:24
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
00:17
Human vs Jet Engine
00:19
እዋናዊ፡ ኣብ ከተማ ሽረ እንታይ እዩ ተፈጢሩ? ፃንሒት ምስ ተሳተፍቲ እቲ መድረኽ 15/09/2024
Рет қаралды 59,693
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 72 М.
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Күн бұрын
Пікірлер: 334
@iyosiasyifru3584
Ай бұрын
ብአምባጓሮ ዝፍታሕ ፀገም ተጋሩ የለን። ነውሪ'ዩ። ሓሳብ ይስዕር!
@ffff8192
Ай бұрын
❤❤❤❤ብጣዕሚ እዩ ዘሐዝን
@ArodoAkile
Ай бұрын
ብጣዕሚ ምሕዘኒ ብሓሳብ ኢካ ትማጎት እዘን አንስቲ ልምዐት ጉጅለ እየን ጥቅመን ከይጎድለን ልኡካት😢😢😢
@MulugetaGebre-uc5mf
Ай бұрын
ደቀን ዝኸፈላ ብልምዓት ግጅለ ምምኽናይ ግን ዘሕፍር እዩ ንስኻ ተሰዊእኻ እንተትኸውን እዴኻ መፅአ ብምቅዋማ እንታይ ምበልካ?
@ArodoAkile
Ай бұрын
@@MulugetaGebre-uc5mf አነ ምእንተህዝቦም ንዝተሰዉ አዴታትን ንተመዛበልትን እንተተቃወሙ ሓቆም እዮም አነ ግን ንተን ልምዓት ጉጅለ እየ
@merhawiethu6113
Ай бұрын
ድርባይ አደ ትግራይ ብአኹም ትፅረፍ አይኮነትን እቶም ሃንግን ጓልን ዝደፍሩ እዬም ናይ ጌታቸው ደገፍቲ ትግራይ ብጌታቸው ዘይትአርነበ አንደበት አይትምራሕን
@ArodoAkile
Ай бұрын
@@merhawiethu6113 ደደብ ካድረ መጀመርታ አስተውሊ አደ ትግራይ ትፅረፍ አይኮነትን ዝፀርፋ እውን የለን
@ArodoAkile
Ай бұрын
@@merhawiethu6113 ጋል ልምዓት ጉጅለ ዲኪ🤮🤮🤮
@Kibrom_Mehari_70
Ай бұрын
ዘን ኣንስቲ ዚአን ልምዓት ጉጅለ ይበሃላ። መናእሰይ ትግራይ ገዛ ገዛ ናዘራ ዘወድኣ ሰተይቲ ደም ህፃናት እየን። ብ ህልቂት ኣሕዋትና ተጠየቅቲ እየን።
@peaceland912
Ай бұрын
nezom reesi duba serekti sle ztekawema dika kabakan kemakan zeameselun hasewti nsen yhsha denkoro
@Kibrom_Mehari_70
Ай бұрын
@@peaceland912 ሰራቂ መን ምዃኑ ህዝቢ ኣፀቢቁ ፈሊጥዎ እዩ። ኣለም ልመደበን ጥፍኣት ጉጅለ ፈርፈር ስለ ልበላ ደብረፅዮን ላብ ስልጣን ክምለስ እዩ ማለት የኾነይ። እኖታትና ስርዓት ለለወን እርኑባት ለሕምቀለን ኣፀቢቀን ልፈልጣ እየን። ዚአን ጋሓሽር ካድረታት ኣለም ገ/ዋህድ እየን። ል ህዝቢ ሽረ ሀምለይውክላ መናእሰይ ሽረ ኣርእዮምና እዮም የቀንየልና መናእሰይ ሽረ።
@3NAB_768
Ай бұрын
እዚአን ድኣ ንደቂ ድኻታት እናሓነቓ ድራር ዓረር ዝገብራ ካድረታት ማሌሊት እንድየን። መን ከምዝለኣኸን እውን ፍሉጥ እዩ።
@GebrihansSahle
Ай бұрын
ልሞዓት ዶ ጥፋኣት ጉጅለ ተግባርክን ኣሕፊሩና።
@tikuyederbie6060
Ай бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን፡፡ ነውሪ እዩ። ንህዝቢ ሽረ ዘይገልፅ፡፡ ተግባር ልምዓት ጉጅለ ብጣዕሚ እየ ይፈልጦ ፡፡ ኣብ ቀበሌ እንታይ ይሰርሓ ከም ዝነበራ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ እዩ፡፡ ትርጉም ልምዓት ጉጅለ ግን አይርድአንን ነይሩ ሓዚ ግልፂ ኮይኑለይ እዩ፡፡ ብዝኾነ ዝተመሃረ መንእሰይ ኣብ ዘለዋ ክልል ሐዚ መጫወቲ ቁማርተኛታት ክንኾን ከለና ብጣዕሚ የሕዝነኒ፡፡
@AmanuelWeldeslassie
Ай бұрын
ብጣዕሚ መሰከፋይ!! እዝኩሉ መስዋዕትነት ንናፅነት ንፍትሒን ሰላምን'በር ንሓንቲ ዝበስበሰት ውድብ ንምድሓን ኣይነበረን። ለውጢ ብሓሳበን ሓሳብካ ብነፃነት ገሊፅካ ፣ ብርትዓውነት ተሟጊትካ'በር ብዕስለነት ተወዓዊዕካ ኣይመፅእን። ብውሑዳት ዓዲ ጀጋኑ ፣ ዓዲ ሓየሎም፥ስሑል...😢 ፀላም ከዲኖምዋ!! መሕዘኒ j
@HabromAnalytics
Ай бұрын
እሞ ብዕስለ ምድጋፍ ከ ፍረ ፃማ መስዋእቲ ድዩ?
@AmanuelWeldeslassie
Ай бұрын
ፈፂሙ ክኸውን አይክእልን!
@hadushTekle-g8m
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዓብዪ ውርደት መሕዘኒ ድርጊት ሴራ ናይ ጉጅለ ዕንክሊል
@AmbayeAbay
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ
@melakteklay8643
Ай бұрын
ብጣዕሚ መሕፈርቲ ኣንስቲ ኮፍ ኢልካ ምምያጥ እንታይ እዩ ሽግሩ,እዚ ናይ በዓል ደብረ ዕግርግር ጕጅለ ስራሕ እዩ
@Dawit-Haile-l7q
Ай бұрын
😂
@amarebelachew1413
Ай бұрын
መሕፈሪ!! ዝደለየ ይሳተፍ ዘይደለየ ይገድፎ እምበር ናይ ካልኦት ተሳተፍቲ መሰል ብከምዚ እንትዝረግ መኽበሪ ፀጥታኸ ናበይ ከይዶም ናይ 50 ዓመት ቃልስን መስዋእትን መወዳእትኡ እዚ ምዃኑ አዝዩ ዘሕርቕ እዩ
@degolnegase7295
Ай бұрын
ትማሊ ብልጽግና ኣብ ቅድሚ ሰውእትምን ጸታዊ ጥቅዓት ክፍጽሙ ብሒም ዘይበልክንስ ሕጂ ሓዞ ስደዶ እንታይ ኣምጸኦ ሎቃሙጽ ካድረታት ካዓ ን ህዝቢ ትግራይ ኣይውክላን
@Manjuse252
Ай бұрын
ድርባይ ሻዕቢያ ደናቑር
@zelelamaru
Ай бұрын
ሰኪረን እየን መፂአን እዚአን እኮ
@MeredHaftom
Ай бұрын
ዕድሜአን ብድንቁሩና ዘሕለፈኦ ዕድመ ሓድሽወለዶ ዘባላሽዋ ነውራማት : መሕፈሮ : ካድረ : ካብ ዝሓለፈ ዘይመሃራ ደናቁር ኣእማን ግን ትግራይና ትዓቢ ትልወጥ እያ ሰብ ተስፋኢና::
@belaysol4422
Ай бұрын
@@MeredHaftom ኣንታ ባንዳ ሰራቂ ትግራው ኩፉዕ ዓጌመ ገፅካዳ ክውል ትበል ኣንታ ባዳ ሓበሺ
@hadushTekle-g8m
Ай бұрын
መንእሰይ ትግራይ ዘን ልምዓት ጉጅለ ኮነ ኢለን ስራሕ ከይሓልፈሉ ይገብራ ኣለዋ ሐዚ መንእሰይ ትግራይ ነዘን ደቂ ተን ልምዓት ጉጅለ ደቀን እንዳዓፈንካ ጫካ ወሲድካ 200000 ቅርሺ ኣምፅኣ በለን ተዘይኮይኑ በለን ደቀን ኣስእነን መንእሰይ ዘይድግፋ ልምዓት ጉጅለ ይምከና
@abrahamhagos1938
Ай бұрын
At least Getachew brought freedom to express their feelings. People of shire could have the power mongering Debretsion.
@YuelSamuel-sy5mt
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 ተጋሩ ቆማላት 😂😂😂😂😂 እንቃዕ እዚ ኣርኣየና ትግራይ ትግርኛ ኤርትራ ልብሃል የለይ ክትብሉ ንኤርትራዊ ከተጸልሙ ንኤርትራዊ ከተካፍኡ መዋእልኩም እንድዩ እንቃዕ ከምዚ ኢልኩም ፋሕፋሕ በልኩም ቆማላት ፡ለመንቲ፡ለያቡ ጌና ጌና መስጣ ኤርትራዊ ጌና ክወርደኩም ኢዩ😂😂😂😂😂😂 እዚ ቀቀሊሉ ኢዩ ጌና ኣሎ ብሕጂ ክትባልዑ ኢኹም ምድረ ሃንግ
@Tumzghi
Ай бұрын
Fo mefenfen
@NaodSyum
Ай бұрын
ኣየ ዝወራዳ ህዝቢ እዙይ ነቶም ኣብ በረኻ ዝተረፉ ጀጋኑ ስወኣት ድሮ ረሲዑስ ኣብ መድረኽ ዕግርግር ክፈጥር ሃሳስ ሕዝቢ ጽባሕ መድሕን ተዀይኖምኻ ቶም ዝለኣኹኻ ክንርኢ ኢና ነቶም ኮነ ኢሎም ዝረበሹ ልኡኻት ናይ ካድረ ህወሓት ክሽንከሩ ኣለዎም ብደም መላምል ንዝቕልዱ ሓደ ሓደ ናይ ኣለም ገ/ ዋህድ ደብረ ጽዮን ደገፍቲ ስጉምቲ ክውሰደሎም ይግባእ ካብ ሰራዊት ትግራይ T.d.f
@YuelSamuel-sy5mt
Ай бұрын
ትግራይ ዓዲ ዲሞክራሲ 😅😅😅😅😅😅😅 ሃየ ድዩ ዝበለ ወድ ኣፎም ጅግና 😅😅😅😅😅😅 ተጋሩ ጽሩያት 😅😅😅😅😅😅 ተጋሩ ቆማላት ፡ሓኸኽቲ በላዕቲ ኣኹዕንቲ ኢኹም😅😅😅😅😅😅😅 ተጋሩን ፡ትግራይን ከምዚ ኢልኩም ፋሕ ፋሕ ኢልኩም ብምርኣይና ኤርትራውያን ሕጉሳት ኢና ጸባ ሰቲና 😂😂😂😂😂😂😂 ጌና ክትጫፋጨፉ ኢኹም
@yemanenega4127
Ай бұрын
ታይ ዓይነት ወላዲት ወደይ እዚኣ። በቶም ልተረፉ መናእሰያት ትሪኦም ተላስ ዓይና ደም መሊኡ ጠባን። ሓሪዳ ወዲኣቶም ከም ደርሁ።
@Rayuma-b1j
Ай бұрын
No more ደብረ ፅንተት
@brhaneasefa6391
Ай бұрын
ቲፒም ሓበሬታኩም ናብ ህዝቢ ንምብፃሕ እትገብርዎ ዝናኣድ እዩ እቲ ኣብ ሽሬ ዝተገበረ ናይ ህዝቢ ዋዕለ (ኣኼባ) ረብሻ ካብ ሸሬ ማ/ሰበ ዘይምጥን አዩ ኣብ መድርኽ ቀሪብካ ንዘይትቅበሎ መራሒ ብሓሳበ ተማጉትካ ኣብ ክንዲ ምክርኻር ብኸምዚ ናይ ካልኦት ሰባት መሰል ምዕፋን መፃኢ ዕድል ትግራይ ዝፈትሕ አይኮነን ተጋሩ ነስተውዕል ዋጋ ዘኸፍል ነገር ኣይንስራሕ ክብል ይፈትው፡፡
@YuelSamuel-sy5mt
Ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ኣንታ ቡዳ ድዩ ሒዝወን ፡ጠቢብ 😂😂😂😂😂 ኣንታ ኣብዛ ናይ ቆማላት ክልል እኮ ዘይንርእዮን ፡ዘይንሰምዖን የለን 😂😂😂😂😂😂
@Anonymous-iy2ew
Ай бұрын
ዝአረገ ውድብ ክህደስ ናይ ግድን እዩ! ድህረት አይንቅበልን!
@SelamKonjo-we2yc
Ай бұрын
አንታይ ዓይነት ግዜ😢😢😢
@DemelashBelay-o8y
Ай бұрын
ትግራይ ልተፈለየ ሓሳብ ምቕራብ ዘይከኣለሉ ዓዲ እዩ።
@ቀንዴልሓርነት
Ай бұрын
እዘን ኣንስቲ ናይ 30 ዓመት መንጨብጨብቲ ህወሓት ናይ ልምዓት ጉጅለ ኢየን፡ ዘሕፍር ኢዩ ኣብ ክንዲ ሕቶታቶምን ርእይቶኦን ዝህባስ ክርብሻ መሕፈርቲ
@bini2117
Ай бұрын
እቲ "ኣነ እየ ሕጋዊ ህውሓት" እናበለ ኣብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት ዓሪዱ ዘሎ ሓይሊ ግዜያዊ ምምሕዳር ኣብ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይኹን ካልኦት ጉዳያት ከም መንግስቲ ስራሑ ነኸይሰርሕ ብኔትወርክ ማሕለኻታትን ዕንቅፋትን ኮይኖምዎ ከምዘለው እዚ ናይ ሎሚ ናይ ሽረ ክስተት ዓይኑ ኣፍጥጡ ንኽወፅእ ዝገበረ እዩ👌 ስለዚ እቲ ብዙሕ ፀገም ንከይፍታሕ ዕንቅፋት ኮይኑ ዘሎ ሓይሊ መን ምዃኑ ልቢ ንዘለዎ ግልፂ ኮይኑ ኣሎ::
@kibromgerezgiher-hd1on
Ай бұрын
ዘሕፍር ተግባር ደንዳኒ ዝኮነ ህዝቢ
@Weyni-lm1hv
Ай бұрын
❤ጌታቸውን ድብረፅን ምንም ንትግራይ አይጠቅሙን በለካ ለክዔካ ክንሰምዕ አይንደልን ።ግዛት ትግራይን ዝተመዛበሉን ናብ በቱኡ ይመለሱ ።እውውውው
@tewodrosalemayehu-hx8nk
Ай бұрын
ሓላፍነት ልተብዓዎ ጌታቸው ግና ሕዝብና ካምምላስ ምምዕዳር ልምልዋጥ አፀርፀር ይብል ታይ ማለትዩ ሕዚ ሕጂ ጊዜዉ ድዩ
@semharkahsay1946
Ай бұрын
ወይ ሕውሓት ከምቲ ሻዕብያ ኣንስቲ ካድረታት ዘለውኦ ንሕውሓት ከኣ ኣለውኦ 😢😢😢😢።ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን ዘይሓልፈሉ ህዝቢ።😢
@SwingTrader-d4h
Ай бұрын
ዋይዋይ ንሰን ኮ እየን ናብ ጦርነት ንክትኸድ ገፊፈን ዝልእኻ ።
@belitesfi1824
Ай бұрын
GAME OVER WEYANE YBAHAL ALO........🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebadesawit8537
Ай бұрын
go to hill sytan
@mebratgebreyesus7200
Ай бұрын
እዋይ መሕፈርቲ ዝኾና አንሽቲ ትማሊ ክንደይ መንእሰይ ቀቢርናሲ ታይ ማለት እዩ ሐሳብ ምስማዕ ዘይምድላይ ብኸመይ እዩ ደአ እቲ ችግር ክፍታሕ?
@ፍስሃጉተና
Ай бұрын
ዓጣሮን መአምንን ቐደሙ እንታይ ኽዝትያ ?
@BikiMan-v9c
Ай бұрын
ሽግርኻ ክሰምዓካ መፂኡ ስ ኝኝ 😢 የሕፍር
@WediMemher
Ай бұрын
TPM ናፃ ሚድያ ይመስለኒ ኔሩ። ናጌታቸው ደገፍቲ ኣቅሪባ ኣዴታት ትግራይ ግን ኣየቅረበትን። ተፈሪ እናሃለየ ፅቡቅቲ ነራ።ሕዝ ግን ናጌታቸው/ኣቢይ ድምፂ ምኻና ተረፋ።
@AduAdu-pl9sd
Ай бұрын
😂
@isaiaskiflay2520
Ай бұрын
ጌታቸው ባንዳ ንስልጣኑ ከብል ጨፍጨፍቲ ሕዝቢ ትግራይ ገጸ በረከት ንአብይ የሕሊፉ ሂቡ። ሕዝቢ ይስዕራ !!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@zelelamaru
Ай бұрын
ሓሳዊ
@Tigraynamedia
Ай бұрын
ደቂ አንስትዮ ትግራይ ነንጻነተን ተቃሊሰን ደቀን አጋዲለን ካብዙይ ሓሊፉ ድማ ቢአሽሓት ዝቁጸራ ብኤርትራን ኢትዮጵያን ወረርቲ ተዓሚጸን፡፡ እዚ ኹሉ ምስኮነ ነቶም ዝዓመጽዎን ገበነኛታት ብሕቡእ ፈቲሕኹም ሰዲድኩምዎም፡፡ ንስኻትኩም ማለት ጌታቸውን ጻድቃንን ደገፍቶምን ካፍቶም ዝዓመጸዎን ዝገደድኩም ከዳዓትን ባንዳታትን ኢኹም፡፡ ናይቲ ዝጨፍጨፈና አቢይ ወኪላትን ምስለኔን ኮይንኩም ንትግራይ አይተፍርስዋን፡፡ ውድብን ደም ጀጋኑን ረጊጽኩም ዝወጻእኹም ከዳዓት ኢኹም፡፡
@getachewgirmay2878
Ай бұрын
እቲ ሐቂ ንክወፅእ ትሰርሑ ይግባእ ፣ቀፅልሉ
@degolnegase7295
Ай бұрын
ነዚ ህዝቢ እዚ ብልጽግና እዩ መድሓንቶም ።
@TeweldeMahari
Ай бұрын
ህዝቢ ሽረ ሓምሳ ዓመት ብካድረ ሕወሓትን ብውልቀ መለኽትን ርእሲ ርእሱ ከም ተመን እናተቐጥቀጠ ብሓደ ንሓሙሽተ ተቖሪኑ እናተሳቐየ ሕግን ፍትሕን ስኢኑ ብኣረመኔ ጒጅለ ሕወሓት ተዓፊኑ ሓንቲ ብፅፅ ከይበለ ተቐሚጡስ ክልተ ዓመት ዘይመልኦ ሕጂ ስልጣን ዘሓዘ ፕረስደት ጌታቸው ረዳ ክነቅፍን ክቃወምን ሓሙትን ትብዓትን የብሉን። እዚ ህዝቢ እዚ በሓቂ ዓሌታዊ ምስሉይ ግልያ ህዝቢ እዩ።
@seidedris3325
Ай бұрын
@@TeweldeMahari banda
@ራዛtube
Ай бұрын
ግን ንምንታይ እቶም ኣብ ማሕበረ ዴጎ ንፁሃን ተጋሩ ዝቀተሉ ንምንታይ ይልቀቁ
@mikialebisrat1049
Ай бұрын
ብረብሻን ዕግርግርን ልምለስ ስልጣን የለን ዘን ዕሱባትለ ተኣሬን ክእሰራ ኣለወን
@muludesta4301
Ай бұрын
zen gujle lmiat ezian kndey adetat abkyen eyen lebabu eyen nhna tegaru lewti ndeli ena shire is tha backbone of tigraic,love shire love tigrai
@iyosiasyifru3584
Ай бұрын
እዘን ናይ ሕወሓት ልምዓት ጉጅለ ፀገምና አለም ገ/ዋህድ'ዩ ዝፈትሐልና ድየን ዝብላ ዘለዋ?
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
Ай бұрын
ናብ መረበቱኩም ምን ከም ዝምልሰኩም ክትሪእዩ እኩም ኣብ ከንዲኩም እናቆዘሙኩም ትነብሩ እኩም
@Ademrose90
Ай бұрын
This is the divided tigraians games of abiy and isayase 😢😢😢😢😢😢
@FevenHabtom-x6o
Ай бұрын
Hzbi Tigray selam yewrdelka
@kalulale1707
Ай бұрын
ውፃኣልና ንምባል ንምንታይ ናብ ኣዳራሽ መፂኦም ተመፂኦም ብሓሳብ ዘይሙግቱ ? ብስሩ ኣብ ዘበን መሪሕነት ህወሓት ከምዙይ ዝበለ መድረኽ ነይሩዶ ይፈልጥ? ኳያ ክፃረፉ ምህሳብ ይፍቐድ ዶ ነይሩ? መን ክመርሕ ኢዮ ሰጥ ኢሉ ዝግዛኣ መን ክኾን ድማ ዘይግባኣ ዝግበር ዘብል መሕፈሪ ተግባር ኢዮ እዙይ ብስሩ ንህዝቢ ሽረ ዝዉክል ኣይኮነን። ብሓፂሩ ናይ ህወሓት ብፍላይ ድማ ናይ ደፂን አለምን ኮራኹር ኢዮም፡
@osamakedir7438
Ай бұрын
ኩላቶም ናብ ሕጊ ይቅረቡ ከም ተጋሩ እዚ ናይ ትግራዋይ ባህሪ አይኮነን። ብምቅፃል ድማ ንህዝቢ ሽረ ዝዉክል ተግባር አይኮነን። ህዝቢ ሽረ ጀግና እዩ ካብቀደሙ።
@merhawiethu6113
Ай бұрын
ጌታቸው ቁሩብ መሕሰቢ ዘይብሉ ድፍን ሙኻኑ ዘመስክረሉ እዋን ፍርቂ ትግራይ ሒዙስ ዞጥዞጥ አብ ህዝቢ እንታይ ማለት እዩ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሕቶ ይፍለጣ እየን ምኽሪ ባይቶ አየድልዬን በቃ ልአላዊ መሬት ትግራይ ይመለሱ ተመዛበልቲ ይመለሱ ጆኖሳደር ዝፈፀሙ እንዳፈታሕኻ መሬት ትግራይ አረኪብካ እንታይ ክገብረሉ ምስ ህዝቢ ርክብ
@zelelamaru
Ай бұрын
እዚአን እኮ ናይ ጥፍአት ጉጅለ አባላት እየን
@TeweldeMahari
Ай бұрын
ጌታቸው ረዳ ብህፁፅ ኣብ ልዕሊ ደብረ ፅዮንን ሰዓብቱን ተሪር ስጉምቲ ክወሰድ ኣለዎ።
@ahmaduhfyui2521
Ай бұрын
ትኽክል
@hope52052
Ай бұрын
Getachew should leave Tigray, his side is with Abiy not Tigray people.
@Axumite125
Ай бұрын
DEDEB 😂😂😂😂
@ራዛtube
Ай бұрын
ግን ጌታቸው ንምንታይ እዩ ነቶም ኣብ ማሕበረ ዴጎ ዝጨፍጨፉ ወታድራት ኢትዮጵያ ለቂቅዎም
@Weyni-lm1hv
Ай бұрын
❤ተነዛበልቲ ናብ መረበቶም ይመልሱ እውውውው ❤ በቃ ጌታቸው ባንዳ እዩ ደብረፅን እውን አየድልየናን በለካ ለክዔካ❤
@tigrayadey2771
Ай бұрын
ብጣዕሚ ዛሕዝን ድርጊት ታይ ንምኻን እዩ መንእሰይ ይሙት ድዩ ትጉዳይ
@Nnnwwwddd-pj4jj
Ай бұрын
ብጣዕሚ መሕፈሪን መሕዘንን እዩ እዚኤን ንኣደ ትግራይ ዝውክላ ኣይኮናን እዚኤን ጥቅሚ ዝጎደለን ደም መናእሰይ ዝለመዳ እየን. እዚ ግዜ ናይ መናእሰይ ግዜ እዩ ቡዝሕ ዋጋ ዝኸፈለሉ ኮእዩ መብቱ ዝሓተሉ ሓሳቡ ዝገፀሉ ዝዝተትየሉ እምበር . ሓሳቡ ንከይገልፅ ዝርበሸሉ ክኸው ኣይነበሮን, መንእሰይ ዝረጋገዐሉ ኣዴታት ዝዓብዳሉ ወይም ዝርብሻሉ እንታይ ማለት?
@Grmawitsiwit
Ай бұрын
መቸም ሰብ ናይ ባዕሉ ፀገም አለዎ እዩ ግን ብሓሳብ ተካቲዕኪ ክምለስ እናተገበአ ክርበሽ አይነበረን !!በዝኮነ ተኪኢልኩ እዛ ሰበይቲ ፀገማን ንቲ አኬባ ዕላማኡ በዘረደእዋ መንገዲ ንህዝቢ ሓሳባ ክተካፍል ግበሩልና 🙏🙏🙏
@bettyE17
Ай бұрын
ቲፒኤም ንሓደ ወገን ደጊፍካ ሶኽሶኽ ዘሞፀኦ ሽግር ሀዚኸ ተጋሂዱልኩም? ሓደ ወገን ንቱካሊእ ወገን ህዝቢ ኣኪቡ እንተናሽዎን ደላዩ ጦርነት እዩ ህዝቢ እንተላዓዕሉ እንትትዝግቡ ናይቲ ካሊእ ወገን ሓሳብ እንታይ ከምዝኾነ ባላንስ ጌርኩም እንተትዝግቡ ከምዙይ ዝበለ ዘየድሊ ናዕቢ ኣይምተልዓለን። ፅባሕ ነገራት ክፀርዩ እዮም። ሚዛን ሓልዉ።
@Alexabebe-z8v
Ай бұрын
ችግር በውይይት መፍታት የማይችሉ አላማ የሌላቸው ናቸው
@RobilRobil-t9w
Ай бұрын
😭😭😭
@HazaMelody
Ай бұрын
ውይ ጉድ ምንም ፍላጎት ❤❤❤❤ HAZA Melody 🎉🎉🎉
@HaftomTadese-wb8wj
Ай бұрын
መሕፈርት ዝኾና ጉጅለ አደመ
@wendmudesalegn8072
Ай бұрын
መሕፈሪ
@yemanetse4602
Ай бұрын
ሽረ ናይፈራሓት ስራሕ ሰሪሖም
@Gebremedhin-nl8pk
Ай бұрын
ካብ ትም ምባል ንስካ ኣይትመርሐናን ምባልኣይሕሽን ❤❤❤❤
@TsehayeYtbarek
Ай бұрын
ድንቁርና ማለት ክሳብ ፀግዒ ዝተርአየሉ መድረኽ ሓሻኽር ን ኔትወርክን ስብሓትን አለምን(ደብረ ፅንተት) ወይ ደፂን እዮም"" እወ እዚ ጉጅለ ናይ ሓሳብ ድርቀት ዝገጠሞ ብ ደም ዝተጨማለቀን ምዃኑ ድማ አረጋጊፅና አለና"" ካብኡ ለለ አብ ትግራይ ብሰነንኪ እቲ ብኒ ጌች ዝምራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ዲሞክራሲ ታይ ማለት ምዃኑ ዙ 30 ዓመታት ንጉጅለ ሕውሓት ሙርከኛ ኾይኑ ዝፀነሐ ማሕበረሰብ ይርኢ ምህላው ዘመላኽቱ ምህዳር የንፀላልው ሃም ለሎ ሓባሪ ነገር አሎ ኢልካ ምውሳድ ይከአል"" ግን ዲሞክራሲ (ነፃነት) ልጓም ወይ ደረት ክህልዎ ይግባእ"ጌች ሕጊ ምኽባር ጀምር ስጉምተመ ውሰድ
@aberagamlak3941
Ай бұрын
መሕፈሪ ኽስተት
@Anonymous-iy2ew
Ай бұрын
ድህርት ስር ክሰድድ እንከሎ ነዚ ኣይነት ውድቀት እዩ ዘብጽሓና!
@zafuzafu6588
Ай бұрын
ዋጭ ዋጭ ነይሩ ኢልኩም ኣይተቃልልዎ ተቓውሞ ውሽጡ ዝሓረረ ካብ ቤት መረበቱ ዝተፋናቐሊ ደቀን ዝተሰውኡወን ኣዴታት ኣይተናእሱወን ደድሕሪ ደቀን ቆሎን ኮሮንሾን ዝኻኣሎኡ ዝገብራ ዝነበራ ኽቡራት ኣዴታትን ኣሕዋትን ኽብሪ ዝግበአን እየን
@ሳሚሳሚ-ዀ9ተ
Ай бұрын
ብጣዓሚ ዝሕዝን ዩ ሓሳብ ይስዕር። ተደልዮም ብ ሓሳብ ተቃውሞ ዘይገልጹ ብ ብሕቶን ርኢቶን።ጉድ ድንቁሩና ብሓቂ ህዝቢ ክነቅሕ ይግባእ። ማፍያታት ተለኣእክቲ ኣለም ገብረውሂድ ዘኣለሙዎ ነውራም ሓደገኛ ተግባር እዩ። ንጉጅለ ኣለም ገብረዋሂድ ዝቅጽዕ ተሳኢኑ።ነውራም ስራሓ
@filmontesfay2570
Ай бұрын
Liba getajoow and xadka
@GetshArt
Ай бұрын
atin menato fetari yiwusedkin
@ykunoamlakteklemaryam6949
Ай бұрын
Ezom interview zegeberekalome name aytezaerebun nementay kabey zemestu eyom mekeneyatu dewela kenteyk Abe kalea bota zelena haberta
@TemesgenMeresa
Ай бұрын
ጥፍኣት ጉጅለ ደብረ ፅንተት ይማፀልኽ እሞ ዓሊልኽ ተቀበለኦ
@tigistihagos9794
Ай бұрын
ጽቡቅ ገበርዎ ጌታቸው ባንዳ እዩ
@1HFT
Ай бұрын
እዚ ህዝቢ ዝጭፍጭፎ ኢዩ ዝደሊ።
@nebyat2363
Ай бұрын
ትግራይ ናበይ እያ💔💔💔💔💔💔💔💔
@joab1693
Ай бұрын
ካበይ ከተምጽእዎ ንቅሓት
@yeheyesteklu4652
Ай бұрын
ኣንስቲ ዓቢደን መኸርትን ሓተትን እንተዝዄና መሓሸ ኔሩ
@ራዛtube
Ай бұрын
ግን ንምንታይ እዩ ጌታቸው ነቶም ኣብ ማሕበረ ዴጎ ንንፁሃት ተጋሩ ዝጨፍጨፉ ወታድራት ኢትዮጵያ ለቂቅዎም
@yafetmehari9096
Ай бұрын
ኣብይ ልቀቆም ወይ ባጀት ክዓጽወካ እየ ኢልዎ. ኩላ ኣብ ኢድ ፌደራል እንድያ. ጌች ከኣ ን400 ክብልዶ 7 ሚልዮን ህዝቢ ከጥሚ ኮይነ ኢሉ ለቂቅዎም.
@Sara-hm6qs
Ай бұрын
@@yafetmehari9096እሞ ምስ በጀት እንታይ ራኪብዎ ገዝኦም እኮ ዓለም ለከ ሕጊ ዝጠሓሰ ገበነኛታት እዮም
@ArayaBerihun
Ай бұрын
ኢዚኣ አበይ ነይሮም ክሳብሐዚ ሐቢኦሞ ሐዚ ድያ ተጋዊሓ ( ክፍአት ዘላታ እዩ ደ/ፅዮን እውን ኢድ አለዎ እዩ) ኮምኡድማ አብአቶም እርምጃ እንተዝውሰድ ነይሩ/40/ ሐዚ ብምሕረት ዝተለቀቁ 170 ከባቢ ተጋሩ ምስተረሸኑ ነይሮም
@ራዛtube
Ай бұрын
@@yafetmehari9096 ሕጊ እንተዘይትፈልጥ ሕጊ ኣይፈልጥን እዩ ዝብሃል እሺ ዘጥፈአ ብሕገመንግስቲ ኢትዮጵያ ክቅፃዕ እምበር ንህዝቢ ግዳይ ግበር ዝብል ሕገ መንግስቲ ኢትዮጵያ የለን
@ራዛtube
Ай бұрын
@@ArayaBerihun ፅሕፈትኻ ኣስተካክል
@samiyitbarek6205
Ай бұрын
Network alem gebrewahid erefu
@DgvDhv-q4l
Ай бұрын
ጌች ጀግና 💊
@abeyhaileselassie3040
Ай бұрын
ሽረ ተጋጊኹም ብጣዕሚ መሕፈሪ
@SwingTrader-d4h
Ай бұрын
ሰኻ ውን ተጋጊኻ ሸረን ልምዓት ጉጅለን ኣይትፈልን ድኻ ። መንሰይ ኾ ተዓፊኑ እዩ ዘሎ ሓሳቡ ኣይገለፀን ናይ ህዝቢ ድልየትን ናይ ኣባላት ህወሓት ፈሊኻ ክትፈልጥ ኣለካ ።
@NegasiGtensay
Ай бұрын
ነዉራም ስራሕ ብግዚኡ ክእለ አለዎ ኩሉ መራሒ ዉድብን ዝምልከቶ አካልን ፍታሕ ክወስደሉ ይግባእ ብመስዋእቲ መናእሰይ ዝተረኸበ ሃዋህዉ ሰላም ክፍርስን ህዝቢ ዝብትንን ዝግበር ረብሻ ብዝኾነ ትግራዋይ ተቀባልነት የብሉን ዉድባት ፖለቲካ መግለፂ ክህባሉ ይግባእ
@GirumAmene
Ай бұрын
መሕዘኒ። ጌች ግን ዓወት ሓፊሱ።
@kalulale1707
Ай бұрын
ኣብቲ ምእታዉ ዝሰርኡ ዝነበሩ ናይ ፀጥታ ኣካላት ኩሎም ምስ መራሕቶም ክፍለዮን ክምርመሩ ክግበር ኣለዎ፡፡ ኣብቲ ኣዳራሽ ዝነበሩ ህዝቢ ካብ ዝተስኣለ ቪዲዮ መንነቶም ካበይ መፂኦም ነበርቲ ሽረ ድዮም ኣይኮኑን ተፃሪዮ ክቓልኡ ክግበር ኣለዎ፡፡
@KasuGermay
Ай бұрын
እዙይ ናይ ልምዓት ጉጅለ ኣይኮነን ኮነ ተባሂሉ ብዓላማ ዝተገበረ'ዩ:: ነገር ግን የሕዝን --------- ንመፃኢ ዘይጥምት ኣይነበረ
@Kirosmesfin
Ай бұрын
ያዳነውን ህዝብ የካደ መሪ : ትግራይ በምስለኒ መተዳደር የለባትም ይህ ሰው ለትግራይ አይመጥንም :
@negash7146
Ай бұрын
ህዝቢ ሽሩ ኣትሪሩ ክቃወሞ ዝግባእ መሕፈሪ ተግባር እዩ ከም ተጋሩ ብሓሳብ ምርድዳእ ይግባእ
@SELEMONKINDE-bq5bz
Ай бұрын
አብ ትግራይ ዝተፈለየ ሓሳብ ዘለዎ ባንዳ ማለት ነዉር እዩ ኩሉ ክፅየፎ አለዎ
@JalieForro
Ай бұрын
ኣዴታት ሽረ፦ኣብ እንጀራኽን ሑፃ ነስኒስክን፣ዝጠቕመክን ፍለጣ፣መሳርሒ ጉጅላውያን ኣይትኹና፣ፅባሕ ደም ከይትነብዓ።
@meargaregay-so9wf
Ай бұрын
deqi shire aykonan
@MamuAmare
Ай бұрын
❤
@adonay7097
Ай бұрын
ከርሲ አዴታት ትግራይ ይከበር፡
@kidanhagos5809
Ай бұрын
ጌታቸዉዝለቀቈም400ገበኛታተቴመንእዩታሓታቲይ😡😡😡😡😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔
@AbelGmichal
Ай бұрын
ዞም መጀመርታ ልተሰደዱከ ካድረ
@ለለለ
Ай бұрын
ኣበነኪ ርኢኪ አዚ መናጢ ደብሪፅ ስለ ዝበለ ድዩ
@samiyemen7369
Ай бұрын
ደብረጼከ ስለምንታይ ሽዑ ሱቅኢሉ ሕጂ ስልጣን ምስ ሳኣነ ዝሕሱ ሓቀኛ ተኾይኑ ስለምንታይ ሽዑ ዘይተዛረበ
@Gualraya2112
Ай бұрын
እዞም ብአሽሓት ዝተሰደዱ ኸ እስኪ ግዜ ሃብዎ ንክሰርሕ ዓው ዓው ኣይትበሉ
@Rorra22Teddivo
Ай бұрын
Debretsion
@MulugetaGebre-uc5mf
Ай бұрын
" ደቀንስትዯ ደቀን ዝኸፈላ ደም ደቀን ከይነቐፀ ጨፍጨፍቲ ደቀን ብነፃ ዝሰድድ ግምፍት ድቃል ብልፅግና ንዝኾነ ጌታቸውን ሰዓብትን ምቅዋም ንቡር ኮይኑ መንእሰይ ሽረ ን ደቀንስትዯ ሽረ ድማ ሓቅኽን ደቅኽን ዝኸፈልክናሉ ፅንተት ትግራይ ግቡእኽንከፊልክን ክብሪ ይግባአክን!
@weldezemariam506
Ай бұрын
ብጣዕሚ መሕፈሮ እየን እዚኤን ሐዚ ኹላ ትበርህ አላ ዓቕሚ ስለዘይብለን ከም ቆለ ልሓዘን የጉርዓ ነይረን ገራሚ እዩ ነዚኤን ሒዝኻስ ዓዲ ትልወጥ ኪሳራ ልኾና።
@hgfdg7858
Ай бұрын
😢😢😢
@TesfayReda-b3j
Ай бұрын
❤❤❤❤
@EfremBirhane
Ай бұрын
ገቼ ስጉመቲ ውሰድ ንዜኤን ጉጅለ
@grseshiree-ek6hc
Ай бұрын
Niska win banda ni getachew eka
51:14
New Eritrean Serie Movie 2024 - Welodoy part 61 //ወሎዶይ 61 ክፋል By Memhr Weldai HabteabJoin
Star Entertainment
Рет қаралды 109 М.
1:48:14
"ፈሪሃ እግዚኣብሔር ዘይብሉ መሪሒነት ትግራይ ህዝቢ ትግራይ ከሳግር ኣይኽእልን!" ቃለ መሕትት ምስ ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ኣውስትራልያን ኒውዝላንድ ኣባ ሰላማ
Brakhe Show -ብራኸ ሾው
Рет қаралды 22 М.
00:33
Car Bubble vs Lamborghini
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН
00:24
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
Construction Site
Рет қаралды 15 МЛН
00:17
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
ElzaDog
Рет қаралды 21 МЛН
00:19
Human vs Jet Engine
MrBeast
Рет қаралды 189 МЛН
1:50:09
ንቑሕ ወለዶ፡ብዓላትና መቦቆሎም ሃይማኖት ዶስ ኣምልኾ ጣኦት?|| ፈላስፋ ኣማኒኤል ሳሃለ 5/11/2024
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 7 М.
53:28
እዋናዊ፡ ኣብቲ ዝዓበየ ዋዕላ ዝተሳተፉ ሙሁራን ትግራይ እንታይ በሉ 15/08/2024
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 21 М.
13:29
Anchor Special news በጎጃም ውጊያው ቀጥሏል፥ ማንኩሳና ጅጋ በፋኖ እጅ ገብተዋል፥ ''የአብይ አህመድ ሰራዊት በአማራ ክልል አንገቱ ተቆርጧል''
Anchor Media
Рет қаралды 137 М.
21:42
የብልፅግናው ሚስጥራዊ ስብሰባ ተጋለጠ | የአማራ ፋኖ ከተማውን ተቆጣጠረ | አርበኛ ዘመነ ካሴ
Bete Amhara Media HD
Рет қаралды 10 М.
41:01
TBS TV| ቲቢኤስ ኣሜሪካ-መኽፈቲ መድረኽ-ዝተልዓሉ ሕቶታትን ዝተውሃቡ መብርህታትን
TBS TV
Рет қаралды 3,6 М.
33:33
ኣብ ባይታ ብኣውራጃ ይቭትንኣብ ሚዲያ እዚ ህዝቢ ...ይብል
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 4,8 М.
13:49
ኣከባብራ ምስረታ በዓል TDF Elsa Weldegewergis - ኤልሳ ወልደጀወርግስ ኣብ ወርቂ እንባ
ብራኸ ትግራይ Berakhe Tigrai
Рет қаралды 118 М.
49:03
እነሆ መልሲ ንኹሉ ኦርቶዶክሳዊ! ብጽሞና ስምዕዎ
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 28 М.
29:48
ደም ከንብዓኩምየ እያ ትብለና josias denden
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 88 М.
11:40
ሰበር መረጃ- አሁን "ዘመነ ካሴ" ሰበር! - ጄ/ል ተፈራ ጉድ አሰሙ! | Ethiopia | Ethiopian News 7 November 2024 | Ethiopian
AHADU -MEDIA
Рет қаралды 7 М.
00:33
Car Bubble vs Lamborghini
Stokes Twins
Рет қаралды 35 МЛН