እዋናዊ፡ኣብቲ ዝዓበየ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝተሳተፉ ኣካላት እንታይ ይብሉ? (2ይ ክፋል)||ዉዑይ ተሳትፎን ሕቶን ዝዓብለሎ መድረኽ 02/08/2024

  Рет қаралды 24,190

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ኣብቲ ዝዓበየ መድረኽ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝተሳተፉ ኣካላት እንታይ ይብሉ? (2ይ ክፋል)||ዉዑይ ተሳትፎን ሕቶን ዝዓብለሎ መድረኽ 02/08/2024
• እዋናዊ፡ኣብቲ ዝዓበየ መድረኽ ግዝያ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion

Пікірлер: 110
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 Ай бұрын
ልዶ/ር ሙኡዝ ከሰምእ ከለኹ ተስፋ ትግራይ ልኽህሉዋ ይመስለኒ ግን ድማ ልዶ/ር ደብሮፄዮን ጉጁሉኡን ክንሰምእ ከለና ድማ ተስፋ ንስእን አለና እሞኸ ታይ የሀይሽ ትግራይና ለብ በአል ቡርህ ኣእምሮ ዘሎዎም ደቂ ሀላል ትግራይ ልቅድሚት ክትከይድ ይግባእ። ❤️💛❤️💛ሰላም ለትግራይና 💕💕🙏🙏🙏ልዶ/ር ሙኡዝ 🙏🙏🙏💕💕💕
@red_3232
@red_3232 Ай бұрын
@@alemtsehayberhe2515 ኣነ ዘሕዝነኒ ዝለፍለፈ ኹሉ ዝተምሃረ ዝመስሎ ሰብ እዩ። ሙዑዝ ይኹን ደብረጽዮን ማዕረ ናይ ሕወሓት ካድረታት እዮም። ኹሉ ንባዕሉ እዩ ልሰርሕ። ቕድሚ ኹናት ትግራይ ሙዑዝ ዝዛረቦ ዝነበረ ምስማዕ ይከኣል። ናይ ሕወሓት ወኪል ኣብ ዓፋር ናይ ፋይናንስ መማኸሪ ኾይኑ ይሰርሕ ከምዝነበረ ኸዓ ኣይትረስዕ።
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
እንበር ሙዑዝ ዕድመ ያሃብካ ካብ ሙሁር ትግራዊይ ናፃነቱ ዛኣወጀ ተባዕ ወዲ ህዝቢ❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i Ай бұрын
@kakiko-fm5gu ትክክል😂😂😂ናዓካ ዝኸወን ቦታ የብሉንያ።
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 Ай бұрын
ኣነ ኣብ ሂወት ዕግበት ዝህበኒ ደ/ር ሙዕዝ ክገልፅ ከሎ በቃ ትግራይ ባዕላ እዩ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be Ай бұрын
ደኩተር ሙኡዝ ለባም መስተዋአሊ ምስ ዝበኸየ ዝነብእ ሰብ የዋህ ብፍልጠቱ ዘይኾርኢ ናይ አማን ሙሁር እድመን ጥእናን ይሀብካ ትግራይ ብሓሳብካ ትሕወ ማአረይ አማን ጽሩይ ጸገም ደቒ ሰባት ዝርዳእ ካልኦትኩም ካብኡ ተምሃሩ ።
@gunnersawi9391
@gunnersawi9391 Ай бұрын
ዶ/ር ሙዑዙ💟💟💟
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 Ай бұрын
ቀፃሊ ናይ ትግራይ መራሒ ዶ/ር ሙዑዝ ክከውን ይምነ ንፉዕ ድምፂ ህዝቡ
@ktubemedia-669
@ktubemedia-669 17 күн бұрын
ኣበይ እሞ ባሎም ንባሎም እኳ ኣይተሰማመዑን
@Gebremedhin-g8o
@Gebremedhin-g8o Ай бұрын
Dr. Muez has responded well to the questions and suggested good recommendations.Thank you Dr. Muez !Keep it up.
@haftomgebrehiwet1978
@haftomgebrehiwet1978 Ай бұрын
ዶ/ር ሙዑዝ ይበል ዝሓወይ ትግራይ ከማኻ ዝበሉ ምሁራት እያ ትጠልብ። ድምፂ ውፁዕ ህዝብኻ ምዃንካ ቀፅለሉ 🌟🙏🙏🙏
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk Ай бұрын
ሙዑዝ ጥኡመ ልሳን! አንትሙ ውኡቱ ብርሃና ለትግራይ
@ktubemedia-669
@ktubemedia-669 17 күн бұрын
ዝገርም መፅናቲ መምህር ዶ|ር ጀግና
@yohannesgebre4048
@yohannesgebre4048 Ай бұрын
Wow I don't have words to express Dr. Muez ingenrral you are my hero and I wish you long live.and i hope Tgray is pass this all challenges one day keep it up my doc.❤❤ 23:40
@user-md6tu2vy9d
@user-md6tu2vy9d Ай бұрын
Thanks Dr. Muez we tegaru will have bright future with best scholar's like you,,,
@abeladesta3896
@abeladesta3896 Ай бұрын
አታጀግና ንአኻ ክርኢ ከለኹ ትግራይ ተስፋ አለዋ ቀፅል በሎም
@yohannesgebre4048
@yohannesgebre4048 Ай бұрын
Wow I don't have words to express Dr. Muez ingenrral you are my hero and I wish you long live.and i hope Tgray is pass this all challenges one day keep it up my doc.
@samt7785
@samt7785 Ай бұрын
ዶ/ር ምኡዝ heartfelt respect from an Eritrean. እዚ ዝተባህለ enforce ክግበር ኣለዎ: ሕወሓት ግን ዕንቅፋት እዩ። Face the Criminnals እቶም ዓንቀፍቲ።
@Hantiya03
@Hantiya03 Ай бұрын
Wow! Tigreway Jigna!
@user-wc2bv7eo2x
@user-wc2bv7eo2x Ай бұрын
Interesting explanation. The study seems evidence based and captures the real context of Tigray.
@AyahuneyGebremariam
@AyahuneyGebremariam Ай бұрын
I proud of you Dr. Muez
@scienceforafrica4358
@scienceforafrica4358 Ай бұрын
Happy to this situation happening...
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
ዶክተር ሙዕዝ ተባረክ ከማኻ ዝበለ የብዝኽልና ውድብን ግዝያዊ ምምህዳርን ፈሪሱ ሥልጣን አረክቡ አቱም ከብዳማት
@GideyAbrha
@GideyAbrha Ай бұрын
100 % ትክክል ።
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-kb8td7ee7n
@user-kb8td7ee7n Ай бұрын
@ayegzye
@ayegzye Ай бұрын
Bravo nana kemakum yemasilena hawkum eritrawi
@user-jd6mo8cg1y
@user-jd6mo8cg1y Ай бұрын
ዶር ሙዑዝ ይመችኻ
@melathagos6332
@melathagos6332 Ай бұрын
Best
@halefom5549
@halefom5549 Ай бұрын
ብጣሚ ለባም ጉበዝ እግዚኣብሔር እ ድመን ጥዕናን የ ሃብካ ዶ/ር ምኡዝ
@user-of9yd1uj6b
@user-of9yd1uj6b Ай бұрын
@user-wc2bv7eo2x
@user-wc2bv7eo2x Ай бұрын
Intesting. It can say it captured the current situation in Tigray. So,I would say it will be helpful to continue similar studies.
@hmariamgslassie133
@hmariamgslassie133 Ай бұрын
ቐጽልሉ TPM
@gebrehiwotberhe9901
@gebrehiwotberhe9901 Ай бұрын
ጀግና
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ትግራይ ብዘረባ ተይኮነስ ብፈጠራ ስራሕ እያ ፀገማ ዝፍታሕ።
@selamnokrach2842
@selamnokrach2842 Ай бұрын
Thank you Dr Muuz ❤🙏
@FetlewerkMola
@FetlewerkMola Ай бұрын
Best conversation❤❤❤🎉🎉🎉
@EfremBirhane
@EfremBirhane Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ከምዛኦም ምራት ሙኡዝ
@ZeynuTaha-je9oc
@ZeynuTaha-je9oc Ай бұрын
እንታይ ብሉፅ ነገር ሰርሐ ዝብሉ እንተይኮነስ ንምንታይ እከለ በለፀኒ እልካ ምትፍናን ይጥፋእ
@TesfalemGermay
@TesfalemGermay Ай бұрын
Dokter muez enwedhalen
@selemunwediweldie854
@selemunwediweldie854 Ай бұрын
ዶ/ር ሙዑዝ ካብ ትምህርቱ ንላዕሊ ትግራይ or ናይ ህዝቢ ስምዒት ኣለዎ🥰
@haiylaykiros3495
@haiylaykiros3495 Ай бұрын
ፀገማት ተጋሩን ትግራይን ብጣዕሚ ብዙሕ እንድዩ ካብቶም ብዙሓት እቲ ዋና ግን ኣብ ውሽጥና ዝነበረን ዘሎን ንፅባሕ ከይህሉ ዘስግእ ሕድሕዳዊ ምትህልላኽን ዘይምድምማፅን ከምዝኾነ ካብ ሕሉፋት ታሪኽና እንርደኦ ሓቂ ስለዝኾነ ነታ እንደጋግማ ዓባይን ሓደገኛን ሕመቕ ተጋሩ ክንእርም ዓቕሚ ዝሰኣንናሉ ንምንታይ ይኾን? ካልእ መሰረታዊ መትከልን ድሌትን ህዝቢ ትግራይን ተጋሩን እንታይ እዩ ኢልና ክንረዳዳእ ዘይንኽእል ኮይንና እንመን ኢና ንሕና ካብቶም ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብንታይ ንቐርቦ ውግንና ንመን 'ዩ እንታይ 'ዩ ዕላማና ኸ?
@user-xh1il6ui2b
@user-xh1il6ui2b Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@solomonguish7775
@solomonguish7775 Ай бұрын
ብጣአሚ ጽቡቅ ፅንአት እዩ ናሜሬት ይዉረድ? ቀጻሌ ግዜ ከመን ይፍታህ አሎ እታይ ለዉጢ አሎ ኢልኩም አመሬት ዘሎ ክንርኢ ከም ህዝቢ እደሊ እና ትግራይ አብሊላ ትዉጻ!!!
@komahbirhanu5357
@komahbirhanu5357 Ай бұрын
ኣበይሞ
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co Ай бұрын
እዙይ ድሕሪ ዶ/ር ሙኡዝ ዝዛረበ ዘሎ ዋና ካድረ እዩ። ካብ ተሓታትነት ንኸምልጡ እዩ ዝመስል።
@show-up6rz
@show-up6rz Ай бұрын
ከም ደ.ር ሙዕዝ ዝበሉ ሙሁራት ኣሳግሩና😍😍😍😍
@temesgenhaile2754
@temesgenhaile2754 Ай бұрын
Dr muez felitkayo aleka kulu hasot eu hwhat kfers alewo
@user-bv1wq4cs7b
@user-bv1wq4cs7b Ай бұрын
በኡዉነቱ ንናይ ወንበር ምትንታን ኣይኮነን ህዝቢ ዝፅበ ነይሩ መረሕቲ ኢና ትብሉ ከይተዛረብኩም ኢኹም ተረዳዲኡኹም ፀላኢ ከይፈለጠኩም ክትከዱ ዝግበአኩም ነይሩ። ሕዚ ግን ሚስጢራት እናዉፅኡ ኣጀንዳ ዝህቡ ምስ ሰቦም ዝባኣሱ ምስ ጋና ዝሑቆፉ መረሕቲ ረኺባ ኣላ ትግራይ። እንካዕ ደስ በለኩም
@mesfunembaye1941
@mesfunembaye1941 Ай бұрын
💫💫💫💫💫
@awtachewraya2890
@awtachewraya2890 Ай бұрын
At times, I feel hopelessness because of the backward and outdated ideology of TPLF but when I see people with bright minds like Dr. Muez, I restore my hope!!
@zinabumarsie8321
@zinabumarsie8321 Ай бұрын
bravo Dr. Muez
@MuluBekuru
@MuluBekuru Ай бұрын
Dr muez❤❤❤
@teklechimar7401
@teklechimar7401 Ай бұрын
ዶ/ር ምኡዝ👌
@gamy-y3q123
@gamy-y3q123 Ай бұрын
Smart guy Mr muze 😇😇😇😇
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
በስንት ቀያይና በተማሩ ወጣቶች የተገኘ ብዙ መስዋዕት የተክፈለበትን ደም ሳይደርቅ እነዚህ ልባቸው ያበጠ ህዝብን መጫወቻ አደረጉት
@haileseged1124
@haileseged1124 Ай бұрын
ኪዳነ አመነ ክመስግነካ ይፈቱ ሐቂ ተዛሪብካ
@WdasseTube
@WdasseTube Ай бұрын
❤🎉
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
ውድብና ህወሓት ጉባኤኡ ይቀዐ ፅል
@user-om3io5vv1b
@user-om3io5vv1b Ай бұрын
ዶ/ሙኡዝ ጥራህ እዩ ለሀሸ
@tesfayberhane6716
@tesfayberhane6716 Ай бұрын
ልዶ/ር ሙኡዝ ከሰምእ ከለኹ ተስፋ ትግራይ ልኽህሉዋ ይመስለኒ ግን ድማ ልዶ/ር ደብሮፄዮን ጉጁሉኡን ክንሰምእ ከለና ድማ ተስፋ ንስእን አለና እሞኸ ታይ የሀይሽ ትግራይና ለብ በአል ቡርህ ኣእምሮ ዘሎዎም ደቂ ሀላል ትግራይ ልቅድሚት ክትከይድ ይግባእ
@abigebru4878
@abigebru4878 Ай бұрын
ብዛዕባ ትግራይ ብዙሕ ዝዛረብ፡ዝትንትን ሰብ መዓት እዩ። ብተግባር ኣብ መሬት ወሪዱ ዝሰርሕ ፣ እስካብ ናይ ሂወት መስዋእቲ ክኸፍል ድልው ዝኾነ ሙሁር የለን። ብዘረባ ጥራሕ ዝፍታሕ ነገር ዋላሓንቲ የለን። ሙሁር ዝበሃል፦ ንህዝቢ ካብ ፀገም ዘናግፎ ትልሚ/ፖሊሲ ይሕንፅፅ ንተግባርቱን ድማ ምስ ህዝቢ ኮይኑ ይቃለስ መስዋእቲ ውን ይኸፍል። ተዘይኮይኑ ትርጉም የብሉን።
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 Ай бұрын
Just listen to Dr Muez, fight to achieve what he recommended. That is the way forward. Much appreciated.🎉
@ZeslassieZerabruk
@ZeslassieZerabruk Ай бұрын
The one who is part of the problem can't be part of the solution .ተኽለወይኒ ማረት እንታይ ይገብር ኣሎ?ንትግራይ ድዩ መፍትሒ ከምፀላ?
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
ይኽ ፀባያቸው አይለቃቸውም እንደካንሰር አእምሮዋቸው ተቆጣጥሮታል እኔ በማንነቴ እኮራ ነበር አሁን ግን ማፈር ጀመርኩ እነዚህ ማፈሪያዎች
@hiatalemu2894
@hiatalemu2894 Ай бұрын
Wow! I appreciated your research/study/. Do you recognize that stupid TPLF did a lot of informal network through out people of Tigray. Please try to understand and solve with legal solutions.
@user-cn2qt4xs1f
@user-cn2qt4xs1f Ай бұрын
D.r muez...geltskayo eka...tay mo semai ylen
@user-xr2oy2ee8i
@user-xr2oy2ee8i Ай бұрын
ሙዑዝ ጂግና ጂነስ ናይትግራይ መፊትሒ ፀገም
@Samuel-mk5le
@Samuel-mk5le Ай бұрын
አነ ዝብሎ ንተውሰነ ግዜ ፈዴራል ዘየዓቱ ንፀጥታ
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
የትግራይ ወላጆች ተረድተው ሀገሪቷ እያነባች በነበረችበት ወቅት ምናቸው ያልተነካ የጠገቡ ነጋዴዎች ሌሊቱን በሙሉ ጭፈራ ቤት ከፍተው ሲያስጨፍሩ አደሩ በጣም ያማል
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Ай бұрын
እዋይ ዶክተር ሽሻይ ! ምስላኻ ኣብቲ ዘቕረብካዮ ሓሳብ ፍፁም ኣይራኽብን ሃደ ነገር ግን ብህዝቢ ዘይተመረፀ ቤት ምኽሪ ይኹን ካቢኔ ዘይብላ ትግራይ ግን ውድቀት እዩ ካብ ዶ/ር ሙኦኡዝ ግን ተምሃር ዕንጉለ 1
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir Ай бұрын
ማንም ክንድድላዩ ክዛረብ ዝኽእል ፅግዕተኛ ሙሁር ክህሉ ይኽእል እዩ ኣሎ እውን እዩ ከም ዶ/ር ሙዑዝ ዝብረለ ብሉፅ ሞንጎኛ ፍፅም የለን ኣይርከብን ፍፁም
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co Ай бұрын
ኣቱም ሓደሓደ ዘኔኦኹምስ ሕዉሓት ከይወርድ ከይሕተትስ ሕዝቢ ይፀገም ትብሉ እንታይ እዩ ፀግዒ ፀግዒ እዚ ዉድብዚ ኣፅኒቱና እዩ በቃ ይኣኽለና። መንዩስኪ ኣነ ዝበልክዎ ትኹን ዝብል ዘሎ ዘይ ሕዉሓት ተወሳኾም ካሊኢማ መን ሰብ ቆፂርዎ ሓደ ሓደ ሃለዉለዉ ኣይትበሉ ሕዉሓት እዩ ዝሕምስ ዘሎ በተለይ እቶም መራሕቲ ኣርባዕቲኦም።
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
እዞም አሮግታት መራህቲ ካብ ሥልጣን ክወርዱ አለዎም አእምርዕዖም ገንዘብን ሥልጣንን እምበር ብዛዕባ ህዝቢ ግድ የብሎምን
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus Ай бұрын
ነገራት ካብ ምጉህሃር ሃሊፉ ምንም ፋይዳ የብሉን። እዚይ ኣብ ኖርማል ምህደራ ኮይንካ ክበሃል ዝክእል እምበር ኽዚ ናይ ትግራይ ኩነታት ኣይውክልን።
@user-bu8iw5eh3g
@user-bu8iw5eh3g Ай бұрын
Whatever genociders, fascists and traitors said, TPLF's 14th party congress will be HELD.
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
ወይኔዎች እኮ የሰው ምክር አይሰሙም ዕውነትም አይወዱም ለዚህ ነው የወደቁት እንከፎች
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
Part 1 ይነበብ ስጋብ መጭጨረሻ ሓቀኛ ደቂ ትግራይ ተጋደልቲ ብናይ ዒዋሉ (Communist Gangsters) በቢኩርናዑ ተሰርዖም/ከፍ ኢሎም ስሩዕ ኣኼባ ብዲምክራሲያዊ መንገድን ስነ ስርዓትን ከይካየድ ዋጭዋጭ እንዳበሉን እንዳተጻረፉን ካብታ ብሕብእ ሕብኢተይ ዝተዋሃበቶም ትሕዝቶ ኣጀንዳ ወጻኢ ኣፍቲ ኣኼባ ከይመያየጡ ምግባር ዝጸንሐ ሕማቕ ተግባሮም እዩ። እቲ ብሓቂ ዝመጸ ካድሬን ኣባልን ደንጊጹን ፈረሒን ሱቕ ክብል ይጽዕሩ። እዚ ዝመሰለ ኣኼብ ባዓል ሂትለር ባዓል ስታሊን ዝጥቀሙሉ ዝነበረ “ሓንቲ ኣፍ ሓንቲ እዝኒ ሓንቲ ኢድ” ካብዝብል ጸረ ህዝቢ ኣመራርሓ ዝተወረሰ እዩ። ነዙይ ተኸቲሎም ናይ1960s and 1970s ናይ ኢትይጵያ ተማሃሮ ምንቅስቃስ መረሕቲን ኣባላትን ሕቡእ ኮሚኒስት ኣጀንደኦም ክትግብሩ፥ በፍላይ ኣብ ዩነቨርሲቲ ተማኣሃሮ ኣኼባታት ሙሩጻት ካድሬታቶም በቢኩርንዑ ከፍ ኣቢሎም ዋጭዋጭ እንዳበሉ ነቲ ንጹሀ ሓሳብ ዝሓዘ “Out of Order ሕዚ “ስነ ስርዓት” ከምባሃል ዘሎ እንዳበሉን እንዳናሸው ኣፉ ሒዙ ሱቕ ክብል ይገብሩ ነይሮም። ኣብ መጨረሽሁ ድማ ኣዳምዮም ኣዳምዮም ንባዕሎም ኣይተርፉ፥ ንኻልእ ኩለይ ለኪሞሞ ተሪፎም ዕላመኦም ሕማቕን ከፉእን ስለዝነበረ። እዚ ክፉእ ግብሪ ዋጭዋጭ ኣፍቲ ኢዋን ናይ ዩኒቨርሲቲ ተማሃሮ ዝነበሩ ደቂ መሳፍንቲ ትግራይ ባዓል ስብሓት ነጋ፡ መለስ ዜናዊ፡ ተወልደ ወ/ማርያም፡ ኣባይ ጸሃየ ወዘተ ከምዘላ እዛ Gangsterism ኣብ ደደቢት ኣብጺሖማ። ስጋብ ሎሚ ድማ ናይ ህወሓት መረሕቲ ናይ ሽርሒ መጋበሪያ ኮይና ተገልግል ኣላ። ኣብዚ ናይ ሕዚ ናይ ካድሬ (ላዕለዎት መረሕቲ ዝብል ጉልባብ ዝተዋሃቦ) ናይ “ምሩጻት” ዒዋሉ ኣኼብ ንህዝቢ ትግራይ ብዘዋርድን ዘሕዝን ትራኣይ ኣላ። ከምዙይን ዝመስል ክፉእ ኣመራርሓን ኣኼባታት ህወሓት ልብን ኣእምሮን ዝሰብር፡ ክብረሂሊናን መንነትን ዘዋርድ፡ ምስወራዳታትን ልዕሊ ኹሉ ድማ ምስ ጸለእቲን ጠለምቲን ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ተኣኪብና ከፍ ኢልና ናይጉጂለ ኣጀንዳን ውሳነታት ተቐቢልና ኣይነጽድቕን ኢሎም እዮም እዞም ኩቡራትን ጀጋኑን ሓፍቲናን ሓውናን ህዝባዊ ሓቂን መስመርን ሒዞም ብስብእናን ብኽብሪን ናብ ህዝቦም ተጸምቢሮም ዝንሂዉ ሕዚ። ንሳኽትኩምን ካልኦት ብጾትኩም ከማኹም ታርካዊ ደውታን ግቡእ ውሳነን ዝወሰንኩም ኩሌኹም ክብርኹምን መንነትኩምን ክሕለው ገይርኩም ENOUGH IS ENOUGH ስለዝበልኩም ሙሉእ ናይሰላም ዕረፍቲን ድቃስን ህይወትን ምሕላፍ ጀሚርኩም ኣለኹም። ብዘሕጉስ ውሳነኹምን ንጹር ገለጻኹምን መብርሒምን ድማ ኩሉ ሓቅኛ ትግራዋይ ደስ ኣቢልክማዎ ኢኹም። ለካስ ከምዚኣቶም ዝመሰሉ ጀጋኑን ኣናብስን ኩሉይ ኣለዉ እዮም ኣብ ማዕኸል ጉሒላታትን፡ ከብዳማትን፡ ቁሸታማትን፡ ሽርሐኛታትን፡ በተንቲን ኣፍረስቲን፡ ከፋፈልቲን ወዘተ ውሽጢ ኢሉ ከኣምን ገይርክሞ ሓፋሽ ሕብኹም። ከም ብጻይኩም ኣይተ ጌታቸው ረዳን ኣባላት ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽንን “ናይ ውድብ ኣባላት ኮይና ንዝተፈጸመ ጌጋታት ብወልቂ ንሕና ኩለይ ተሓተቲ ምዃና ንኣምን ኢና” ማላትኩም ክንደያናይ ለባማት፡ ሙሁራት፡ ፈላጣት፡ ROLE MODELS ምዃንኩም እዩ ኣርእይኩም አለኹም። ንካልኦት ደቂ ህዝቢ ትግራይ ላዕለዎት ኣመራርሓ ውድብ ኩለይ ነዞም ጀጋኑ ቆራጻት ምሰሉ ኢልና ጻውዒት ነቕርበሎም። እንተደልዮም ከማኻትኩም ብዕሊ ውጺኦም ናይ ልቦም ይዛሪቡ ክነፍሰሎምን ክሕጎሱን ምእንቲ። ብኻልእ ኩለይ ብጽሑፍ ወይ ድማ ሕትም ኣቢሎም ከማኻትኩም ናይ ዕለት ህዝባዊ ሓላፍነቶም ይስርሑ። ናይቶም ካካያት መስመርን ተግባርን ነጻጺጎም ስጋብ ኩሉ ብዕሊን ብህጊን ኣብ ኣደባባይ ዝወጽእ ይተሓባበሩ። ናብ ህዝቢ ስለተጸምበርኩም ምንም ዝጎድለኩምን ትስእንዎን ነገር የለን። ኩሉ መሰልን ስልጣንን ሓይሊን ኣብ ኢድ ህዝቢ ትግራይ እንዳኣተወ ኣዩ። ሙሉእ ብሙሉእ ምእንታን ህዝብና ኩሉ ተረኪቡ ብዘይ ፍርሒን ድፍኢትን ናጻ ኮይኑ ህዝቢ ዝመረጾ ዲሞክራሲያዊ ምሕደራ መንግስቲ ክልል ትግራይ ከምስረት ግዴኹም ትጻወትሉ ሎሚ እዩ ጽባሕ ኣይኮነን። ቀልጥፍኩም ናብ ህብኹም ተጸምበሩ። ባዓል ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ተኸተልቶምን ግና ሕዚ ኹለይ ድሕሪ ኢድ ምሃብ ኣጉል ፈኸረኦም (BRAVADO) ኣይገድፍዎን ዝንሄው። እዙይ ማለት ትማሊ መንገዲ ሰላም ረጊጾምን ሃሊኾምን “መኸተ” ዝብል ጭርሖ ዘርጊሖምን ዘሪኦምን ናይ 1,000,000 ህዝብና ህይወት ክብርስ ዕውርን ጨካንን ስሱዕን መሪሕነት ከምዝይሃቡ ኣዩ። “ግመል ያ ሰሪቖምስ ጉምብጉምብሕ” ክምዝባሃል ናይምናትይ ሕብእ ሕብኢተይ እዩ ክጻወቱ ዝደልዩ ዘለዉ። ዝኹሉ ብርሰትስን ዕንወትን ብግልጺን ብኣደባባይን ከይተጸንዐን ከይተመርመረን ከይተሰነደን ማለት (DOCUMENTED) ከይኮነ፥ ብዘይተጠያቕነትን ሓላፍነትን፥ ብሕብሕብትን ተብተብን ብሽርሒን ጉባኤ ጸዊዕኻ መሰልቶም ከመራርጹ ይዳለዉ ኣለዉ ብኣጉል ትዕቢት ተወጣጢሮም። ኣብኡ እንሄኩም ኢልካ ደብራሪኻ ናብ ፈቖዶ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ህድማ ንምክያድ እዩ እቲ ዝንሄ ሃተውተው፡ ገልጠምጠም፡ ደንበርበር፡ ዓበርበር። ኣብዝሓለፈ ቀቢጸ ተስፋ ሃተውተዉ እቲ መረሒ ህወሓት እየ ባሃላይ ደጋጊም እታ ናይ ውድቦም ሓንቲ እኩይ ተግባር መፈራርሒትን መደነዘዚትን መዕፈኒትን My Or No Way ብኻልእ መንገዲ ድማ ፍጹም መጋበሪያ ኮምዩኒስታት ሌኒን፡ ስታሊን፡ ማኦ ዝነበረት Democratic Centralism ብህወሓት ቁንቋ “ቀይዲ በተኽ” መጠንቐቕታ ዓይነት ብኣደባባይ ተዛሪቡ መን ጠይቒ ኣለኒ ብማለት። ማፍያ ኹለይ “Omerta” (the law of silence) = Democratic Centralism ተጠቒማ ኣባላታ ካብ ዝተወሰne ወጻኢን ዝተዋሃቦም መምርሒን ትእዛዝን ሓንቲ ነገር ሸተትን ብሕምን ከይብሉ ትገብር እያ። George Orwell ኣብ “Animal Farm” ን “1984” መጻሕፍቱ ናይ ስታሊንን መሰልቱ ዲክታተራት ወሰን ዘይብሉ ገበንን ኢሰብኣዊነትን ኣቃሊዑ ካልኣይ ከይድገም መምሃሪ ኮይነን ኣለዋ። እዚ ኹሉ ኣብ ታሪኽ አጋጠመ ግፍዕታት ባዓል ደብረጽየን/ደብረብርሰትን ቀዳማቶምን ከምዘሎ ናይ እምነቶምን ተግባሮምን መሳርሒ ብምግባር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ን 50 ዓመት ሙሉእ ግፍዕታት ኣካይዶሙሉ እዮም። ነዙይን ወዲ እዙይን ንምፍጻም እዩ “መስመርና” ይተሓለው ዝብልሉ። ካብዙይ ተበጊሶም ኩለይ እዮም “ቀይዲ በተኽ” ዶ እንታይ ዶ ዝበሉ ዘለዉ።በተወሳኺ 1, 030 - 7 = 1,023 ካድሬ ስጋብ መብዛሕቲኡ ናብ ልቡ ተመሊሱ ጥርሖም ዘትርፎም “ምሩጻት ላዕለዎት ኣመራርሓ” ልዕሊ ህዝቢ እዮም ብማለት ብዘስደምምን ብዘሕዝንን ብግልጺን ተዛሪቡ። ንሳቶም ላዕለዎት ወሰንቲ ናብራን ህይወትን ህዝቢ ትግራይ ምግባር ኣብ “Animal Farm” ከምተገለጸ ምትግበር ኣሎ ማለት እዩ። ስታሊናውያን ንዝተቓወሞም ዘይናቱ ሽም ብምሃብ የጸልሙን ይውንጂሉን ካብ ህዝቢ ክፍለይ ከምዝጽዕሩ ይፍለጥ። ንተኸተልቶም ካድሬታትን ኣባላቶምን ኩለይ ሕሶት ንኣብነት 2 + 2 = 3 እዩ እንዳበሉ የእምኑ። ናይዚ መደመር ውጺት ኣርባዕተ ምዃኑ ብምስራዝን ኢሳይንሳዊ ብዝኾነ መስርሕ ናይ ሓሻኽሮም ርእሲ ይጠውዩ Brainwash ይገብሩ። ነዙይ እዩ ኣብዙይ ኣብ Comments ሓደ ሓደ ካድሬታትን ቤተሰቦምን ዝኾኑ ለውጢ መጺኡ ፍሉይ ጥቕሞም ዝተርፎም ግዕዙይ ነገር ዝድብርዩ ዘለዉ። እዚኦም ከምጎይተቶም ቀቢጸ ተስፋ DESPERADOስ አዮም።
@getachewmuez4901
@getachewmuez4901 Ай бұрын
ጸቡቅ ሓሳባት አለዉ ግን ተግባር እዩ ተሳኢኑ ዘሎ።እቲ ሓደ ሳብአይ ንጀግና ሃጸይ ዮሃንስ ሲ ዮሃንስ ክብል ካብ ትግራዋይ እየ ብሃሊ እሞ ሙሁር ወይ ወኪል ናይ ህዝቢ ወይ መንግስቲ እንዳውም ጸጥታ ሓላፊ ዮሃንስ እረ ካባና ሓሊፉ መን እዩ ከኽብረልና።
@GebruhadFisha
@GebruhadFisha Ай бұрын
ግርምምም ዝብለን ሲ ትግራይስ ኣብውግእ ጥራይ ድያ ትጥንክር ኣብሰላም ክንጥንክር ኣይግባኣን????......
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
Part 2 DW International መግለፂ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ፣ 26 ሓምለ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming ይነበብ ስጋብ መጭጨረሻ ነዞም ኣጉል ትዕቢተኛታትን ደመኛታትን መረሕቲ ህወሓትን ኣባላትን ተዋጽኦም ቅንዕቲ ግልጺን መንገዲ ብሕማቕን ክፍእን ጠንቂን ኣመራርሐኦም ዝተለዓለ ህዝቢ ትግራይ ኣጋጢምዎ ካብ ዝንሄ ጽንተትን ብርሰትን ክሓውይን ደጊሙ ብኽልተ እግሩ ደው ክብል ብርቱዕ ጻዕሪ ኣብ ዝግበረሉ ኢዋን ኢና ንርከብ። ናይቲ ዝተፈጠረ መበረሲን መዕነዊን ኩይናት መልዓሊኡን ውጽኢቱን ሓደ ሓውና ኣባል ቁጽጽር ኮሚሽን ከምዝገለጾ (Causes and Effects/Consequences) ብሰፊሑን ብዓሚቑን ተጸኒዑን ተዘርዚሩን ናብ ህዝቢን መንግስቲን ክቐርብ ኣለዎ። ዝተውሰኑ ትዕቢተኛን ኣምባገነናት መረሕቲ ህወሓት ግና ድቃስ ሲኢኖም ከምዝገብርዎ ዘለዉ ተሓባቢኡን ተረሳሲዑን ዝተርፍ ኣይኮነን። ክቃላዕን ብግልጺ ናብ ህዝብና ክቐርብን ኣለዎ። እዙይ ናይ ቀዳማይ ቀዳማይ ህጹጽ ተግባር መንግስቲ ትግራይን ሓቀኛ ናይ ውድብ ኣባላትን እዩ። እዙይ መዕሊቢን ምርድዳእን ምስተገበረሉን ግቡእን ግልጺን ዶክዩመንታት፡ ፕሮግራማት፡ ኣጀንዳታት ዝመሳሰሉ ተዘጋጂዮምን እዩ ናብ ጉባኤን ልዕሊ ኩሉ ድማ ናብ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይ ኢድ ኩሉ ጉዳያቱ ክበጽሕ ምግባር እያ ተድሊ። ህዝቢ ትግራይ በቢከተማታትን ወረዳታትን ብግልጺ ብናጽነተን ተመያይጥሉ ውሳነን ፍርዲን ይግበር ኢልካ ምቕባል ኩለይ የድልዮ። ክሉ ይገለጽ ኩሉ ድማ ይተሓተት። ሓቂ ንቁልቁል ኣፋ ክትድፋእ የብላን። ንሓቂ ክንዓብጣ ንኽእል ኢና ኢልካ ዝፍተል ዘሎ ሽርሒ ኣብ ልዕሊ ገበንካ ካልእ ገበን ምውሳኽ እዩ ዝኸውን። “ህዝቢ ዝመረጾ ቤት ምኽሪን መንግስቲን ኣፍሪሶም መጺኦም” እንዳበልኩም ብሕብእ ሕብኢተይ ትጻወትዎ ዘለኹም ከይሲ ጸዋታ ዓሻ ብቕልጡፍ ደው ኣብሉ። ማዓዝ እዩ ህዝቢ ትግራይ ንዓኻትኩም ናጻን፡ ፍትሓዊን፡ ግልጺን፡ ተኣማኒን ዲማክራሲያዊ ብዝኾነ መንገዲ መሪጽኩም ዝፈልጥ? ታንኪ ኣቢኢድኩም ባንኪ ኣብ ኢድኩም፥ ገበነኛ ባዕልኹም ዳኛ ባዕልኹም፥ ንህዝብኢ ትግራይ ብ1:5 ሬሽዮ ማለት ሓደ ንሓሙሽተ ጥርንፈ (መቒሕ) ኢዱን እግሩን፡ ልቡን ህሊንኡን ኣሳሲርክምዎ ን 50 ዓመት ምርኮኛኹም ገይርኩም እኮ ፀኒሕኹም እኹም። መንግስትኹም መጀመርታ Proletarian Dictatorship ዳሕራይ ድማ ማርሽ ቀይርኩም Revolutionary Democracy ኮይና ኢና ኢልኩም ናይ ተደጋጋሚ ኩይናት (Vicious Circle of War) መምጸእቲን መካየድቲን ኮይንኩም ዝመጻእኹም እኮ ኢኹም። ስቓይን ሕማምን ጥምየትን ጽምኣትን ህዝቢ ዘይስምዓኩም ጉንዲ ኮይንኩም ተሪፍኩም እኮ እዩ ዘለኹም። ከይኣሕፈረኩም በስቢስና ጋዕዚና እንዳበልኩም ብሚድያታትኩም ትልፍልፉ ኣኮ ኢኹም መን ሓታቲ ኣለና ብማለት። ንህዝቢ ትግራይ ተሓባቢሩን ተፋቒሩን ዓዱ ከየልምዕ፥ ብኸፋፊልካ ግዛእ ዝብል መፍረሲን መዕነዊን ክፉእ ስልቲ ነንርእሱ ክጠራጠርን ከይተኣማመንን ክጻላእን ክረሓሓቕን ገይርኩም ትርከቡ። ንትግራይ መጋእቲ Totalitarianism (Police State) ገይርኩም ኣብዚ ኣጋጢሙ ዝንሄ ጸገምን ጸባባን ውርደትን ክኣትው ዝገበርኩም ብቐዳምነት ንስኻትኩም ምዃንኩም ፍሉጥ እዩ። ውድብኩም ብኽፉእ ትልሚኹምን ግብርኹምን ብኢፌዲሪ ህገ መንግስቲ ተሰሪዛ እያ።ንሕዝቢ ትግራይ ህልውናን ደሕንነትን ድማ ጽቡቕ ኣጋጣሚ እዩ። ዝተርፎ ደማዊ ከይናትን ብርሰትን ኣዩ። ሓይልታት TDF ኣብዚ እኩይ ናይ ዝተወሰኑ መረሕቲ ህወሓት ሽርሒን ፀረ ሰላም ምንቅስቓስን ፈጺምኩም ኢድኩም ኣይኣትዉ። ኢድኩምን ቅልጽምኩምን ንሓለዋን ምክልኻልን ህዝብናን ሰላምን ምርግጋእን ንኽመጽእን ክቕጽልን ለይቲን ቀትሪን ንዝጽዕር ዘሎ ግዚያዊ መንግስቲ ክልል ትግራይ ብጽንዓትን ትብዓትን ጅግንነትን ደው ይበል። ዋና ዕላማኹም ሰላማዊትን ዝተረጋገአትን ትግራይ ክትህልው ምግባር እዩ። ሓላውቲን ተላኣኣኽቲን ተመረሕቲን ናይ መረሕቲ ጉጂለ ዕንወትን ብርሰትን ኣይኮንኩምን። ህዝቢ “ገዲፎም ውድባና ነድሕን/ገበና ንሸፍን” ዝብሉ ዓይኒን ልቢን ዝሳኣኑ ‘ፖለቲከኛታት” ኣብ ማእኸል ህዝቢ ኮይኖም ሰላም ከሊኦም ይዘርጉ ኣለዉ። ፈትለ ጉዲት ቅድም ኢላ ኩለይ ዕረ እንዳጣዓሞም ምሕደራ ግዚይዊ መንግስት ክልል ትግራይ ክቕበሉ እንተለዉ “እዚ ውድብ ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ኣባላት ዘለውዎ እዩ” ክትብል እንተላ፥ ኣባሃሃላ ግልጺ እዩ ነይሩ። “ብሕም ንዝበለ” ኢላ መጠንቐቕታ ጉጂለኣ ከተማሓላልፍ ደልያ ተዛረበቶ እዩ ነይሩ ካልእ ኣይነበረን። ውድብኩም እንተደሊኹም ብኻልእ ሽም ህዝቢን ማንግስቲን ብዝቕበሎ ህጋዊን ሰላማዊን መንገዲ ናይ ምምስራት መሰል ዝኸልኣኩም የለን። ናይ ውድቦም Liberation Front ዝብል ጦረኛን ኩይናተኛን ትሕዝቶ ክላዓልን ክስረዝን ኣለዎ። ትግራዋይ ዘለዎን ዘጋጥምዎን ጸገማት ኩሉ ናይ ኣይተ ጌታችው ኣገላልጻ ተጠቒሙ “ካብ ኣልፋ ስጋብ ኦሚጋ ብሰላምን ብሰላምን” ጥራሕ ዝወዳእ እዩ። ምንም መማረጺ ዘይብሉ ትኽክለኛ መምርሒ እዩ። ካልእ ሐቂ ድማ ከምቲ ጂግና ሃውና ዝገለጾ ህዝቢ ትግራይ “በቢ 10/20 ዓመት ውሽጡ ኮይኑ ጻሓሪን /ወላዒን ተደጋጋሚ ሓዊ ክህልወዎ የብሉን ዝበሎ እዩ ። ንዘመናት ብከይዲ ሽርሒ ወድቦም ንዝፈጸሞ በደል Repented and Reformed ኮይኑ ከምሓደ ህጊ ኣኽቢሩ ዝንቅሳቐስ ፖለቲካ ውድብ ክውደቡ ይኽእሉ ኢዮም። ካብዙይ ሓሊፉ ግና ነበረ ያ ነበረ ክትጻወቱ የብሎምን። ናይ ግዚያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ክልል ትግራይ ህዝቢ ዝመረጾ ቤት ምኽሪን መንግስቲን ክምስረት ናይ ምግባር ተልእኾኡ ክሳለጥን ክዕወትን ዓሪፎም ግቡእ ብጽሒቶም ከውፍዩ ይግበኦም እምበር ብግልጺን ብተዘዋዋሪ ብሕቡእን ዕንቅፋት ምዃን ኣፍቲ ፈጢሮሞ ዝንሄዉ Treason ተወሳኺ Treason ምፍጣር ይኸውን። ሰላም ሃቡኒ ይብለል ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ሰለም ይርከብ!!
@red_3232
@red_3232 Ай бұрын
Muez zibehal lihluh! zitemehare yimesil leflafi
@user-vi8wh5ty8e
@user-vi8wh5ty8e Ай бұрын
Menmkonaka zeytfelti menmkonu aytnegrin....
@anduga1985
@anduga1985 Ай бұрын
Denzuze cadre abye adeka teflto. Ayredkane zezarbo lele akenka eyu
@red_3232
@red_3232 Ай бұрын
@@anduga1985 ካድረ እሳኻ እምበይ። ሙዑዝ ንባዕሉ ካድረ ኣይኾነይ ድዩ? እስኻ እኻ ዘይትፈለጥ? ብሕወሓት ግዜ ናይ ዓፋር ዋና ኣመሓዳሪ ኣማኻሪ ኾይኑ ኣይኮነን ድዩ ልሰርሕ ዝነበረ? ለኽባጥ ስለዝኾነኻ ንስኻ ግን ትፈልጦ ኣብዘይብልኻ ነገር ዘባዕባዕ ኣይትበል
@anduga1985
@anduga1985 Ай бұрын
@@red_3232 anta dedebe i know him better than u
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 15 күн бұрын
ዶክተር ሙዑዝ እቲ ሕልኩስ ናይ ስርቕን ገበን ኔትዎርክ ህወሓት ብትዕትዕ አቢልካ አውፂኻዮ የቀነየልና::ህወሓት ህወሓት ትብሉ ተጋሩ ውድቐትን ድኽመትን ህወሓት ካብዛ ዘረባ ዶክተር ሙዑዝ ተዓዚብኩም ምኻንኩም ተስፋ ይገብር::እዚ ውድብ በስቢሱ እዩ:ክልወጥ አለዎ::
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
ልቡ ያበጠበት ነጋዴ ምናባቱ ቆርጦት ነው ፖለቲካ ውስጥ ገብቶ እሚፈተፍተው ዝም ብሎ እማይበላው ህዝብን አይበዘብዙም
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
በሃፀ ዮሀንስ ግዘ ወዲ ሃረስታይ ከመይ ራዕሲ አሉላ ይባሀል ኢሎም ካብ ሥልጣን አውሪዶም ናይ ሃፀይ ዮሃንስ ርዕሲ ብድርቡሽ ተቍሪፁ ሱዳን አትዩ አቱም በዓለገታት ተበአለገታት ተጋሩ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df Ай бұрын
ሳንሳው ጥናት እኮ ሳንሳዊ መፍትሄ የመጣል።
@kokebnegn6832
@kokebnegn6832 Ай бұрын
ጊዚያዊ ማለት እኮ ገደብአለዋ መንግሰቲ ከጣይሸ መሰል የብሉን አፍታ እተውሀበቶ ጊዜ አገልጊሉ ከረክብ አለዋ
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e Ай бұрын
ስብሰባው እኮ ሀገርንና ህዝብን እንዴት እንጥቀም ሳይሆን ስለሥልጣናቸውን እንዴት አድርገው እንደሚያቆዩት ለማረጋገጥ ነው ደደቦች
@gebreslassiegabraha6276
@gebreslassiegabraha6276 Ай бұрын
ለባም ብሱል ደፋር ሙሁር ትግራዋይ ድክተር ሙዝ
@berhan5743
@berhan5743 Ай бұрын
Bayitona Banda
@helenzewede3802
@helenzewede3802 Ай бұрын
I am so sick of you! You are being doing this for ever. Finished it already
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
ሌያቡ ባንዳታት ኣገልገልቲ ፒፒ ግምት
@abrahamseyoum7071
@abrahamseyoum7071 Ай бұрын
"ኣሪግኩም ኢኹም፣ ሥልጣን ይኣኽለኩም፣ ንመንእሰይ ሃቡ" ቃሉ ሲተረጎም "አርጅታችኋል፣ ሥልጣን ይበቃችኋል፣ ለወጣቱ ስጡ" ማለት ነው በትግርኛ። ይህንን የተናገሩት የትግራይ ወጣቶች ለሽማግሌዎቹ የህወሃት አመራሮች ነው። ባሻዬ! በልምድ፣ በትጥቅ ትግል፣ በዕድሜና በብስለት የሚበልጥህን ሰው ልታሸንፈው አትችልም። ወጣቶቹ የሁለቱን አውራ ዶሮዎች ታሪክ አታውቁትም መሰለኝ። ታሪኩ እነሆ፣ ገበሬው 25 ዶሮዎች አሉት። 24 ወጣት ሴቶችና 1 ሽማግሌ አውራ ዶሮ። አውራ ዶሮው 24ቱን ሴቶች ሲያጠቃ ኖሮ አረጀና አቅሙ ደከመ።ባለቤቱ የአውራ ዶሮውን መድከም አይቶ በሌላ ወጣት አውራ ዶሮ ሊተካው አስቦ ጎረምሳ አውራ ዶሮ ገዝቶ አመጣ። ይህንን የተረዳው ሽማግሌ ዶሮ ወደ ወጣቱ ዶሮ ተጠግቶ "እንኳን ደህና መጣህ እንግዲህ ለሁለት እየተረዳዳን ሴቱን እያንጋጋን ምርታማነታችንን ከፍ እናድርገው" አለው። ወጣቱ አውራ ዶሮ "ምን ማለት ነው? አንተ እኮ ጊዜህ ያለፈ ደካማ ሽማግሌ ነህ። ጡረታ መውጣት አለብህ። እዚህ ያሉት ሴቶች በሙሉ የኔ ናቸው" አለው። ሽማግሌው አውራ ዶሮ ትንሽ አሰበና እንዲህ አለው "እሺ! በአንድ ነገር እንስማማ። እኔና አንተ ከዚህ እዚያ ዛፍ ድረስ የሩጫ ውድድር እናድርግ። እኔ ካሸነፍኩህ አንዷን ዶሮ ትሰጠኛለህ፣ ካሸነፍከኝ ደግሞ ሁሉም ያንተ ይሆናሉ። ነገር ግን ደካማና ሽማግሌ ስለሆንኩ 10 እርምጃ አቫንስ ትሰጠኛለህ" ወጣቱ ዶሮ ተስማማና ሩጫው ተጀመረ። ሽማግሌው ዶሮ 10 እርምጃ ቆጥሮ ሩጫውን ሲጀምር ወጣቱ ዶሮ ፈጥኖ ተከተለው። ሽማግሌው እየሮጠ ወጣቱ እየተከተለው ሲሮጡ ወጣቱ በሚችለው ኃይሉ ሮጦ ከኋላው ቂጡ ጋ ሲደርስበት በድንገት ቡም! ወጣቱ ዶሮ ወደ ላይ ተነስቶ ወደ መሬት ፈረጠ። ገበሬው ወጣቱን አውራ ዶሮ ተኩሶ ከጣለው በኋላ ሬሣውን አንስቶ እንዲህ አለ "ምን ዓይነት ዘመን ላይ ደረስን? ይሄ የአውራ ዶሮ ጌይ ከየት መጣ!" ባሻዬ! ከልቤ ልምከርህ Beware of senior experience in corporate politics !!!!
@seidedris3325
@seidedris3325 Ай бұрын
ናይ ግምት ኣገልገልቲ እዮም ፂሒፎሞ። ፣ግምት=ፒፒ
@freybare5825
@freybare5825 Ай бұрын
I will stand up with TPLF❤
@HTWediaboy
@HTWediaboy Ай бұрын
Dr muez sekirka eka ember political science sheytecaya eka kome elka hseb? Entesetika ngerena ember nhzbi ayhasebkan.
@amharekidane245
@amharekidane245 Ай бұрын
Please come to extramarital civilized resolutions
@HulufGebrehiwet
@HulufGebrehiwet Ай бұрын
Kestlleleu.degter
@FetlewerkMola
@FetlewerkMola Ай бұрын
❤❤❤❤❤
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН
Underwater Challenge 😱
00:37
Topper Guild
Рет қаралды 48 МЛН
GTA 5 vs GTA San Andreas Doctors🥼🚑
00:57
Xzit Thamer
Рет қаралды 26 МЛН
Самое неинтересное видео
00:32
Miracle
Рет қаралды 1,4 МЛН
拉了好大一坨#斗罗大陆#唐三小舞#小丑
00:11
超凡蜘蛛
Рет қаралды 16 МЛН