እዋናዊ ጉዳይ: ኣብ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ ኣፈላላይ ኣሎ?

  Рет қаралды 32,355

Tigrai Press

Tigrai Press

Күн бұрын

Пікірлер: 183
@teklemuztesfahun
@teklemuztesfahun 19 сағат бұрын
ብታዕሚ ጎበዝ ጅግና አብሓፂር ግዜ ናይ ትግራይ ወሳኒ ሰብ ኽትኸውን ኢኻ በርት ዕ
@birrhanegebremariam9579
@birrhanegebremariam9579 3 сағат бұрын
ዓይኒ ፀላኢ ይኸውለልካ ተጋዳላይ ብርሃነ/ሞኽሺ
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 15 сағат бұрын
ብጣዕሚ ምኽንያታዊ ሰብ
@HiwetDesta
@HiwetDesta 18 сағат бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ተጋ ,ብርሃነ❤
@queenqueen6112
@queenqueen6112 12 сағат бұрын
ብርሽ ጅግና በዓል ፁኑዕ ዕላማ:: ❤
@alemhagos1089
@alemhagos1089 20 сағат бұрын
this is what tigray needs right now God bless tigray and tigray people .
@tesfayegebre7706
@tesfayegebre7706 18 сағат бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ፈላጥን ለባምን ተጋዳላይ ብርሃነ: ናይ ሓሳብ ጽርየትካ ድፍረትካ ን ንካሊእ ሰብ ናይ ምርዳእ ኽእለትካ ዝዘገርም እዩ:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 15 сағат бұрын
ብሬ ጅግናናናና💪💪
@KuhlenTeklu
@KuhlenTeklu 2 сағат бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ሐቦኛታት አብ ጎንኹም አለና
@danielniguse5321
@danielniguse5321 5 сағат бұрын
ብርሃነ እዚ ኩሉ ትዛረቦ ዘልካ ብጣዕሚ ንቁሕ እቲ ዝከውንን ዝመጽእን ዝሎ ብጣዕሚ ኢካ ትትንትኖ ከማካ ዝበሉ ሐደ ሐሙሽተ ስባት ክህልዉ ኔሩዎም ብኩሉ ነገርካ ትባዕ ኢካ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ድሌትካውን ይብጽሕካ ዝወደይ። ❤❤❤🎉🎉🎉
@abdallahbarakat3665
@abdallahbarakat3665 19 сағат бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ዓበይቲ ሩሑስ ልደት ይግበረልና ሰላም ን ምስትውዓልን ይሃበና ❤ብቀዳማይ ትግራውነት ሃይማኖት ናይግልካ ዩ ሃገር ናይ ጋራ ዩ ❤ ትግራይ ትነብር 🎉
@Yah4918
@Yah4918 13 сағат бұрын
ተጋ/ብሬ እዞም እስላም ምኽንያት ብምግባር ግ.ም.ት ከይቅንፅለካ ተጠንቀቅ ምኽንያቱ ን.ግ.ም.ት ብጣዕሚ ሐለንጊ ሕማም ርእሲ ኢኻ ኮይንካዮም ዘለኻ።ስለዚ ፃድቃንን ጌታቸውን ንዓኻ ቀንፂሎም።ኣስላም እዮም ቀንፂሎሞ ኢሎም ከሰብኩ እዮም።ምጥንቃቅ የድልዮ። ❤ተጋዳላይ ብርሃነ በትሪ ሓለንጊ ናሃትና ናይ ተጋሩ Voice Tigraian❤=ፀረ ብሄራዊ ጥልመታውያን።
@almazabraha6198
@almazabraha6198 8 сағат бұрын
ብርሂን ተስፋ ትግራይ
@atsedehagos9484
@atsedehagos9484 2 сағат бұрын
ኣሜን፡ኩሉኹም፡ፅኑዕ፡ርገፁ፡ኣዕይንቲ፡ትግራይ፡
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 17 сағат бұрын
ጎበዝ ጂግና
@Gyoutubeme
@Gyoutubeme 19 сағат бұрын
Thank you Brhane❤❤❤❤
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 6 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹልና ኣሕቢሩ ኣቤፀሐና ሓውና
@شويتتجراي
@شويتتجراي 20 сағат бұрын
ጀግና ባዓል መትከል አብ ማዓሰከረ ሰዳን ንዓካ ንከታተል አለና
@ማማG-o3i
@ማማG-o3i 17 сағат бұрын
ጀጋኑ አሕዋተይ አብ ሱዳን ዘለኩም ፈጣሪ ምሳኩም ይኩነለይ ብሰላም ናብ መሬትኩም ትግራይ አጀኩም🎉🎉🎉
@MebrahtomGe
@MebrahtomGe 12 сағат бұрын
ብጣዕሚ ጎበዝ ብሬ
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 20 сағат бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኻተ.ጋ ብርሃነ?
@goitomgebru7446
@goitomgebru7446 6 сағат бұрын
thank you bre jigna
@geberemekialekahsaye9628
@geberemekialekahsaye9628 13 минут бұрын
ብርሃነ ልፍዓተይ ጅግና ተቃላሳይ አነ ካብቀደም ጀምረ እዬ ብፅሑፋትካን ብድምፅ ትንተናን ዝካታተል ብጣዕሚ ጅግና ተቃላሳይ ድምፅ ትግራይ ፡
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki Минут бұрын
እንኳዕ ንብርሐነ ልደቱ አብፅሕኹም አብፅሐና ትግራይ ፕረስ ❤❤❤❤
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 17 сағат бұрын
ብርሃነ ዝህቦ መልሲ ኩሉ አብ ፍልጠት ዝተመርኮሰን እዩ። ዘንበበ ይዕንብብ ከምዝበሃል he read and has deep knowledge and Bisrat hopefully you learn alot
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 9 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉
@AmanuelAmanuel-f4j
@AmanuelAmanuel-f4j 10 сағат бұрын
ብሬ👏👏👏👏👍👍👍
@TTG-t3k
@TTG-t3k 14 сағат бұрын
Keep it up good job Tigray needs you right now proud of you!
@karamaravictory3619
@karamaravictory3619 19 сағат бұрын
ባህሉ የማንም ይሁን ብቻ በሰላም ይከበር
@genetmelkam435
@genetmelkam435 19 сағат бұрын
Berehan betami ena nemesegen 🙏🌷💐❤️❤️❤️
@edenge-ge9tm
@edenge-ge9tm 6 сағат бұрын
ብሬ ንቑሕ 🎉🎉🎉🎉❤❤
@AlmazGebrekidan-c7t
@AlmazGebrekidan-c7t 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kibreabhabte7123
@kibreabhabte7123 14 сағат бұрын
❤❤❤ብርሂን ጀግና ንበረልና❤❤❤እዛ ናይ ወዲ ወረደ ስልጣን ንተጋዳላይ ብርሃነ ክትውሃብ ኔሩዎ!!❤❤❤
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 3 сағат бұрын
ናይ ባሓቂ ጀግና ኢካ ብሬ ነቶም ከዳዓት ርእሲ ርእሶም በሎም ተጋሩ ሽግር አለና ሽግርና ካዓ ጠጠው ኢልና ዘይምሕሳብ ፣ ብፅሊኢን ኸባብን አይንዕወር ነማዛዝን ክንኮውን አለና ።
@RfdffHhfdd-iz5hi
@RfdffHhfdd-iz5hi 4 сағат бұрын
ኣሜንንንንንን🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🎉🎉🎉🎉
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka 12 сағат бұрын
ሰላም እንኳዕ ብሰላም አብፀሐኩም ብስራት ሓዉና እተቅርቦም ሰባት ቡቃዓት እዮም ብፍላይ ብርሃነ ዝርያ መለሽ ብቅዓት ዘለዎ እዩ ብጣዕሚ ኢና ንፈትዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መደብኩም ልዕሊ ማንም ኢና ንከታተሎ ከምቲ ዝበልኩምዎ ናብ ቲቪ እንተተቀይሩ ኩሉ ክሰምዐኩም እዩ አብህዝቢ ትግራይ ፅቡቅ ለውጢ ከምፅእ እዩ ። 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@kibreablegesse1430
@kibreablegesse1430 21 минут бұрын
ሃይ ትግራይ ፕረስ መብዛሕቱ ጊዜ ናይ ሓደ ወገንን ሓደ ሰብን ጋሻ ገርካ ብተደጋጋሚ ተቅርቦ ናይ ካልእ ወገን ውልቀ ሰብ ብምስኣንካ ድዩ ።
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos 8 сағат бұрын
Well come birhane & Bisirat keep it up
@Yah4918
@Yah4918 13 сағат бұрын
OKAY እንታይ ንምባል ደልዩ ይመስለኒ ተጋ/ ብርሃነ ልፍዓተይ።ኣብ መጅሊስ ትግራይ ናይ ትግራዋይነት ኣታሓሳስባ ማለቱ ኣብ ትግራይ ተደጋፍነት ኣለና ኢሎም የኣምኑ። እስልምና እምነትና ተደጋፍነት ኣለዎ ኢሎም ኣይኣምኑን እምነት እስልምና ዝምዕብል ኢትዮጵያውያውን ኣብ ጎንና ደው ኢንተይሎምልና እዩ ኢሎም ይኣምኑ እቲ ኢንተንሽኖም።እዙይ ከዓ ከስታኻኽሉ ኣለዎም ኣመንቲ ምስልምና ትግራይ ኩሉ ግዜ ናብ 4kiሎ ዓይኖምን ልቦምን ይድገፉ ኣለዉ።እዙይ ደው ኣቢሎም ናብ ትግራዋይነቶም ክምለሱ ኣለዎም😢
@queenqueen6112
@queenqueen6112 16 сағат бұрын
💪❤️💪❤️💪❤️💪❤️
@abuahmed5354
@abuahmed5354 19 сағат бұрын
እቶም ኣብ ትግራይ ገበን ዝፈፀሙ ይታሓተቱ ምባል ፁቡቅ ሰሜን እዝ ዝተቀትሉኽ ክልል ኣምሓራ ተቀትሉኸ ክልል ዓፋር ተቀትሉኸ መን መሰሉ ይኸብር መንከ መሰሉ ይጋሃስ ፍትሓዊ ሙኻን ዝበለፀዩ
@ethiopiagebrehiwot5033
@ethiopiagebrehiwot5033 19 сағат бұрын
ለማ መፀ ካልእ መፀ ኩሎም ንህዝቢ ትግራይን ሕውሓትን ኣብ ትሕቲኦም ምጭፍላቅ ከምዘይትስእ ምግባር እዬ ሕልሞም
@hannahkassa6319
@hannahkassa6319 14 сағат бұрын
ብዘይ ትምህርቲ ንኹሕ ት ሰባት አለው
@fesehawold238
@fesehawold238 16 сағат бұрын
Birhane is an amazing Tigraway!
@HOMELAND-GEZANA2024
@HOMELAND-GEZANA2024 15 сағат бұрын
እንኴዕ ደስ በለካ ብርሃነ ናትካ ቃልሲ ካብ ናይ ኣምሃርኛ ዓብላላይ ባህሊ ኣውፅኻ ናብ ትግራዋይነት ሃይማነት ይኹን ልሳነ መዝሙር ንኽቕየር ናትካ ቃልሲ ዉጽኢት እዩ
@sara-habeshashow4851
@sara-habeshashow4851 8 сағат бұрын
😂😂😂
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 8 сағат бұрын
ሃይማኖት ድሕሪ ትግራይ መፅዮም ይብል ኣሎ ፅንሕ ኢሉ እውን ቅድሚ እግዚኣብሄር ትግራይ ነይራ እያ ክብለና እዩ ከምኡ እናበልና ከም ሰበኣ ሰዶም ተዊሕጥና ከይንተርፍ የፍርሕ እዩ ቡዙሓት ተጋሩ ኣፍቲ እዋን ጦርነት እግዚኣብሄር እንታይ ኣፍሊጥዎ እዩ ካብ ሕወሓት ንላዕሊ ክፈልጥ ኣይኽእልን ኢሎም ዝካትዑ ሰባት ነይሮም ኣኽራርነት ማለት ፈጣሪኻ ዘረስዕ ምዃኑ ሕጂ እየ እናፈለጥኩ ዝኸድ ዘለኹ ተጋሩ ኩላትና ፈጣሪና ንለምን ክዕረቀና ምእንታን እንበር እንበር ኣብ ትግራይ ዘይተብሃለ የለን በላዕሊ ማርያም ፅዮን ብታሕቲ ደብረ ካብኡ ባዕልኹም መልእዎ
@aregaiw
@aregaiw 15 сағат бұрын
Tegadalay Berhane Our Hero, a man of everything
@RrUu-zh5mc
@RrUu-zh5mc 19 сағат бұрын
❤❤❤❤❤
@hannahkassa6319
@hannahkassa6319 14 сағат бұрын
ብርሃነ ሐወይ መራሒ ንይምካን ትምህርትይ ናይ ግድን ኣይኮነን
@mulugetatsegay9041
@mulugetatsegay9041 6 сағат бұрын
ፅብቅ ንህዝቢ ዓብይ ትምህርቲ እዩ
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 4 сағат бұрын
ዛተንተና እዚአ ፅቡቅ ተንታአና ፅቡቅ ሃሳብ እዮ አድንቂካ አሎኩ
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos 12 сағат бұрын
ዕረፉ ዕረፉ ትግራይ ብዝገበርኩሙዎ ፈራዕራዕ ተሎኽሲሳ ነበርኮይናያ ቆማላት ሰረቕቲ መንጸፎም
@YaredTesfay-t2t
@YaredTesfay-t2t 2 сағат бұрын
ኣድጊ ሙዃንካድዩ
@abelgebremedhn8545
@abelgebremedhn8545 12 сағат бұрын
ብርሃነ ኣፍ ከሕዳማት
@AmanuelAmanuel-f4j
@AmanuelAmanuel-f4j 10 сағат бұрын
Tigari press🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Yah4918
@Yah4918 13 сағат бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ገብረገርግስ=VIP Tigray❤❤❤❤❤❤❤
@TaferegebruTfse
@TaferegebruTfse 3 сағат бұрын
አነ ዝገርመኒስ አንሕና ህዋሕት ኢና እናበሉ ዝኩሉ ዓመት ፀኒሖምስ ።ሕጂ ንምንታይ ብጨው ዓይኖም ሓፂቦም ካሓድቲ ኮይኖም
@ksatenikedimos
@ksatenikedimos 8 сағат бұрын
Great ብሬ ተማሃራይ እንተኮይኑ ተማሃራይ እዩ ካብ ዲቪዛ ውጭ ካሊእ ዓሰስ ገሰስ ኣየድልን ካብቲ ት/ት ቤት ውጪ ደስ ዝበሎም ይከደኑ
@stefanostewolde9440
@stefanostewolde9440 16 сағат бұрын
Birhane is a brilliant
@teweldeWelday-c6e
@teweldeWelday-c6e 13 сағат бұрын
በርትዑ ከተሸንፉ ኢኹም ናይ ግድን
@gabrlibanostaklu6313
@gabrlibanostaklu6313 7 сағат бұрын
ኣነ ክብሎ ዝደሊ ኣኩስም ፅዮን ናቀደም መሬታን ክብራን ናይ ጂኦግራፊ ካርትኣን ብሕጊን ሕገመንግስትን ክተክብር ይግበኣ ኣባ ሰለማ ሕቶ ክተቅርብ ይግባእ
@AlmazGebrekidan-c7t
@AlmazGebrekidan-c7t 3 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@solomonalem3834
@solomonalem3834 6 сағат бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fatumamohammed9164
@fatumamohammed9164 Сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@haqitisier8947
@haqitisier8947 16 сағат бұрын
ምእርምታ ክዋሀብ ይሓይሽ ካብ ኣብ ሚድያ ምፅራፍ ኣሕዋት ።
@HaileGirmay-w1r
@HaileGirmay-w1r 12 сағат бұрын
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ምዕራብ ትግራይ፣ ኣብ ፀለምቲ፣ ኣብ ደቡብ ትግራይ ኣላማጣን ኮሮምን ከባቢኡን እዩ ዘሎ ንህዝቢ ትግራይ ኣየድሓነን ዕጡቓት ወረርቲ ኣውፀኧን። ፃድቃን የጭበርብር ኣሎ።
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 12 сағат бұрын
ጃዋር ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዝተፈለየ ርኢቶ የብሉን
@SoltanSoltaan
@SoltanSoltaan 7 сағат бұрын
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 52 минут бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@eyobyat
@eyobyat 12 сағат бұрын
ሰላም ብሥራት የህጃብ ጉዳይና ለውጥና አስፈላጊነቱ ላይ መምህር ዓቢይ ሃይለን Cyber power Tigray ላይ አይቼው አስፈላጊ ሆኖ አግኝቸዋለሁ ተመልከተው።🙏
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 17 сағат бұрын
❤️❤️❤️🎉🎉🎉🥥🙏🤝🤛❤❤❤❤
@haderahailemariam8004
@haderahailemariam8004 20 сағат бұрын
@zemenfes62
@zemenfes62 19 сағат бұрын
Vengece is mine elna naamn
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 4 сағат бұрын
@AbrahaGirmay-o5i
@AbrahaGirmay-o5i 5 минут бұрын
100%
@sara-habeshashow4851
@sara-habeshashow4851 8 сағат бұрын
አታ ባዓል ገዛ ኸዚለ ዓሪ ካብ ንዕቀት ዉፃእ
@mekoet8390
@mekoet8390 9 сағат бұрын
አብ ሐቂ ዘየለኩም ህዝቢ ከተእምኑ አይትክእሉን
@AliMohammed-nj9kv
@AliMohammed-nj9kv 11 сағат бұрын
እቲ በቢአመቱ ዝግበር አብ ሳዉዲ ናይ ሐጂ ፐሮግራም ብፌደራል ስለ ዝካየድ ናይ ግድን ምስ ፈደራል ክትሓባበር አለዎ።
@GebreziabherWoldeGabriel
@GebreziabherWoldeGabriel 10 сағат бұрын
ናይ81ማእከላይኮሙቴእዪ
@woldebruknegussie2713
@woldebruknegussie2713 14 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@NatnaelAlemayew
@NatnaelAlemayew 15 сағат бұрын
ንቴድሮስ አይኮነን ንገነት ዘዉዴ እዩ መለስ ዝበሎ
@almaz3950
@almaz3950 18 сағат бұрын
ትኽክል ኢኻ ብርሀነ። እቱ መሬት ዝንቅጥቀጥ ዝነበረ ትኽክል አይኮነን። መሬት ብኸምዚዩ ዓይነት አይንቅጥቀጥን።
@ArayaTafese
@ArayaTafese 3 сағат бұрын
እኒ አሞራ :ቀሺ ገብሩ አለው ዘይተመሃሩ ግን ካብ ቶም ተማሂርና ዝብሉ ግን ደናቑር አለዉ
@genetmelkam435
@genetmelkam435 20 сағат бұрын
Berhan enekon nab getand medehanina eyoses beselam enekon Baetens
@Solodastudio
@Solodastudio 10 сағат бұрын
ተጋዳላይ ብርሃነ ገ/ገርግስ ብስለቱን ተባዕነቱን ከየድነቕኩ ክሓልፍ ኣይደልን።ቀደሙውን ናሃትካ ኣድናቂ እየ እቱይ ምንታይ'ሲ ሓቂታት ፈልፊሉ ስለዘውፅእ።
@kalayuhaileselassie6477
@kalayuhaileselassie6477 Минут бұрын
ጉጅለ ድሕረት 😂
@YbrahGebrealif-bd9ho
@YbrahGebrealif-bd9ho 3 сағат бұрын
ተጋ/ ብርሃነ ገ/ገርግስ ልፍዓተይ ክቡር መራሒና ጠ/ር መለስ ዜናዊ ካብዝበሎም እዘንዐዕፅምቲ ከይትረግፅወን ከይተራክስወን ምእንተ ትግራይ እየን ተዘሪኤን ከይትረግፅወን ኢሉ ነይሩ ብትክክል ዝተርጎምካየን ንስካ ኢካ ቀፅለሉ ጅግና ኢካ
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai 15 сағат бұрын
ጻድቃን ትግረዋይ ፍተዎ ጽልኣዮ ኤርትራዊ እዩ ሓዉ :: ካብምስኣምሓራይ ወደኽደኽ ኣዝዩ ዝበለጸ ንሱ እዩ ::
@fregosho4042
@fregosho4042 15 сағат бұрын
😂😂😂
@EeEe-r8x
@EeEe-r8x 15 сағат бұрын
ጥላሁን ሕዚ ዝተዛረቦ ሕማቅ መርዚ ዩ ብጣዕሚ ዘሰክፍ ዘረባ እዩ ብጣዕሚ ድሑርዩ ፣ካሊእ ክእረም ዘለዎ ግን ጥላሁን ናይ ኣብይ ሓብሓቢ ነይሩ ዝብል ግን ጌጋእዩ እንዲያውም ቀዲሙ ንኣብይ ዝተረደአ ሰብዩ በቲ ሕዚ ዝተዛረቦ ግን ሓፊረ ።
@tilahunkiros1737
@tilahunkiros1737 Сағат бұрын
So brother can you listen the whole video. This liar is dessiminating misinformation.
@LamllRyy
@LamllRyy 9 сағат бұрын
ብስራትፅቡቅ ምስብርሃነ ትራኸበሉ ማዓልቲ ተፈሊኻ ቡዙሕ ሰብ እዩ ልፅበዮ
@MesfinMes-n1g
@MesfinMes-n1g 9 сағат бұрын
ተጋ: ብርሀነ በሊሕ ሚዛናዊ በሳል አጆኻ። ብስራት የቐንየልና ፅቡቕ ፖሮግራም። ፃድቃን፣ ጌታቸውን ታደሰን ዓብይ አህመድ ብላክ ሜል ጌርዎም እዩ መፋናፈኒ የብሎምን። ናይ ዓብየ ሚሽን ብሙሉኡ ተቐቢሎሞ እዮም። ናይ ክልተ ሰለስተ ዓመት ባጀት ንዕኦም እዩ ሂቡዎም።
@yemanegebremichael3415
@yemanegebremichael3415 17 сағат бұрын
ካብ ምህሮ አእምሮ
@DegefomHarbegna
@DegefomHarbegna 8 сағат бұрын
ኩሎም ዝገለፆም ብሬ ሓቂ እዮም አብ ጎኑ ኩሉ ትግራዋይ ክስለፍ አለዎ
@GebremedhinAsegede
@GebremedhinAsegede 8 сағат бұрын
ኣብ ትግራይ እኮ ለይስማዕ የለን ንክትብተን ዝገብር ራዴፓ እኮ ካብ ቀልቀል ወልድያ ክሳብ ገማግም እንደርታ ዝበሃል ኣኼባ ኣብ መኾኒ ኣካይዱ ቅድሚ ሰሙናት
@MengistuBeletu
@MengistuBeletu 13 сағат бұрын
You guys laying a lot
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 12 сағат бұрын
ብስራት ! ኣቲ ዓብዪ ፀገምካ እትቕርቦም ኣጋይሽካ እንትዛረቡ ኣይትቋርፆም
@adwawoldearegai
@adwawoldearegai 16 сағат бұрын
ኣንቱም ክቡራት ኣሕዋት ህወሓት ዋላንቶም ንቑሓት ገባራት ህውሓት ኣምሲሉ ስለዝሰርሖም እዩ :: ህወሓት ፍሉይ ዝገብሮ እውን ንሱ iyu::
@LamllRyy
@LamllRyy 11 сағат бұрын
ልነገር ምትብባዕ እዩ እንበር ቤትትምህርቲስ ኣኩሱም ጥራሕ ድዩ ዘሎ ሕጃብ ግብራ ተትብለን ቱመምህር ሕጊ ቤት ትምህርቲ ጥሒሱ ሕጃብ ግበራ ኢልወን ኢሎም ምኸሰሱ ነይሮም ስለዚ ብስራት ዙ ደርሆ ትፈልጦ ሽርሒ ኣጀንዳ ተዘይትገብርዎ ይሐይሽ ነይሩ
@ResomTesfahun
@ResomTesfahun 19 сағат бұрын
ብዛዕ መሬት ምንቅጣጥ ኣብ ህዳሰግድብ አብ ጉባ ወረዳ ኣፍቲ ከባቢ ዝርከባ ናይ ሱዳ ከተማ ሱዳን ተፈጢሩ ኣሎ
@gebremeskelhidat9505
@gebremeskelhidat9505 14 сағат бұрын
እርማት ንብርሃነ ጥላሁን ምስ ኣብይ ካብቶም ፈለማ ዓቅሚ ዘይብሉ ፀረ ህዝቢ ኢኻ ኢሉ ጀ/ ተኽለብርሃን ኣብይ ንኢንሳ ክመርሕ ምስሃቦ ዝነቀፈዩ። ብኣኻ ኣይምራሕን ኢሉ ፤ ብኣኻ ካብዝምራሕኢንሳ ክለቅቅ እየ እንትብል፤ ኣብይ ድማ ንዓይ ፀሊእኻ ኢንሳ ለቀቅካ ጠ/ሚ ምስኮንኩ ዓዲ ትለቅቅ ዲኻ ኢሉ ዘባጨወሉን ንኣብይ ፀሊኡ ኢንሳ ለቂቁ ናብ ትግራይ ዝመፀ ሰብ ምዃኑ እየ ዝፈልጥ። ነዙይ ዘፍርስ መርትዖ እንተሎ ኣቅርብ።
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 15 сағат бұрын
ፃድቃን,ጌታቸዉን ፈለጠት የብሎምን ብናይ ኣብይ ኣሕመድ ሳንባ እዩም ዘተንፈሱ ሰለዚ ቀለጢፈ ህዉሓት ዉሳነ ክዉሰደሎም ኣለዎ።
@sara-habeshashow4851
@sara-habeshashow4851 8 сағат бұрын
አታ ፋራ ስለ ለይትፈልጥ ኢኻ እምበር ኧርቶዶክሲይ ሙስሊምይ አቦታት ወፂኦም አወጊዞም እዮም ሃማኻ ዓይነት እዩ ትግራይ ለፍርሳ ለሎ
@BereketAsfaha-e8f
@BereketAsfaha-e8f 6 сағат бұрын
ሐየሎም ኤረትራዊምካኑ አትፈልጥን
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН