እዋናዊ፡ህዝቢ ብካድረ ኣይውከልን || ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ካብ ውድባት ፖለቲካ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ 16/08/2024

  Рет қаралды 3,002

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Пікірлер: 40
@abeyem
@abeyem 2 ай бұрын
ጥምረት ፍጠሩ እሞ ኩሉ መንእሰይ ክዓስለኹም እዩ!
@tekletedros4764
@tekletedros4764 2 ай бұрын
ሕፅቦ ክግበረልክን እዩ ንህዝቢ ኤርትራ ሰላም ከልኢኩም ሰላም ትነብሩ ማለት ዘበት በቢ ሐደ ክትፀንቱ ኢኩም
@abeyem
@abeyem 2 ай бұрын
@@tekletedros4764 ደንቆሮ!
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 2 ай бұрын
ጥምረት ፍጠሩ። ዓድኹምን ህዝብኹምን አድሕኑ።
@michalleteum2445
@michalleteum2445 2 ай бұрын
Right and timely statement!
@muluadhana
@muluadhana 2 ай бұрын
ንቀልዎም ኣብ ጎንኹም ኣለና። ሓደ ኹኑ: ኣይትፈላለዩ። ንሓንቲ ትግራይ ሓደ ምዃን ጥራሕ እዩ ዘዋፅእ። ኣፈላላይኹም ዝፈጥሮ ክፍተት እዩ TPLF ከም አድቫንተጅ ዝጥቀሞ። ኣብ መረፃ ከይተረፈ ኮረጆ እናተሰረቀ እምበር ህዝቢ ካብኦም ንላዕሊ ንዓኩም እዩ ዝመርፅ። ይኹን 'ምበር ሓደ ብዘይምዃንኹም ልዕሊኦም ክትሕይሉ ብዘይምኽኣልኹም ዝተዉሃበኩም/ ዝረኸብኩሞ/ ድምፂ ኣኽቢርኩም ኣይትፈልጢን። ❤❤
@bereketgebreyohannes8473
@bereketgebreyohannes8473 2 ай бұрын
ባይቶና ውናት ሳወት ተባሂልኩም ዳሓር ክንሪአኩምስ ሓደ ኾይንኩም ግንባር ፈጢርኩም ሰብኩም ኣድሕኑ ንባዕልኹም ደሓኑ! እዚ እንሪኦ ዘለና ፖለቲካዊ ከይዲ ናይ ትግራይ ከመይ ይዕሪ ይመስለኩም ብቕኑዕ ድጋፍ ንግምትን ብቕኑዕ ቃልሲ ምስ ኣደመን እዩ። እዚ መሓዛ ዓሚታት ዝኾነ ውላድ ስድራ እንተዘይጠፊኡ ትግራይ ሰላም ኣይትረክብን ዓድን ህዝብን ድማ ልዕሊ ኹሉ ይስርዑ ቃልስና ምስ ኣቶም ክኸውን ይግባእ። ካሊእ ምርጫ ኣይብልናን።
@AbrahamAbofilli
@AbrahamAbofilli 2 ай бұрын
ቀፅልሉ በርትኡ አለና አብጎንኩም
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ቀፅሉሉ❤👍
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ነዞም ግጅለታት ደብረጸን ጸረ ህዝቢ በልዎም ምስ ግዛዊ መንግስት ከይንኩም ሎሚ ከም ቀደም መስልዎን ህዝቢ ዳዓመጹ ክነብሩ ይደልዩ ኣለዊ
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 2 ай бұрын
ዋው ከምዚ እዩ እቲ ሓቂ ፅቡቅ ሓሳብ ተበግሶ ምድሓን ትግራይ እዩ
@weini8015
@weini8015 2 ай бұрын
አምበር ዶ ከ ተጋሩ ድኹም. ኩሉኹም ውድባት . ኩሉኹም ናይ ረብሓ ድኣምበር ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓይሎት የብልኩምን. ብሰላሕታ አናትስነተስ ትጽብቅ ኣሎ አቲ ኣብ ስልጣንዘሎ ናይ 4 ኪሎ ሓሳባት ዘፈጽም ድኹም ትብሉና ዘለኩም
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ታይ ይምልከተኩም ኣብ ናይ ህወሓት ጉባኤ ኣታ እዚኦምስ ዕሉላት እዮም 👎👎👎👎
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
Hsur
@abrahatsadik652
@abrahatsadik652 2 ай бұрын
እዚ ሓራዲ ጉጅለ አለም ገብረዋህድ ካብ መቀለ ክጠፍእ አለዎ ☝️☝️☝️☝️ ህዝቢ ትግራይ ካሊእ 27 ዓመት አብ ጸልማት ክኣቲ የብሉን.ይአክል ክበሃሉ ይግባእ.
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 2 ай бұрын
Bhaki
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 2 ай бұрын
ጀጋኑና ቀፅሉሉ ኣብ ጎድንኹም ኢና ❤❤❤
@seblemeskel9702
@seblemeskel9702 2 ай бұрын
ትግራዋይ በመርህ በህግ በተመሰረተ ትግል ሂደት እንጂ የጠላቴ ጠላት ላይ አይደለም። ሰራትና የገባበትን ህግ የሚጥስ የነገው ዲግታተር
@gebremezgebetefnsrdum148
@gebremezgebetefnsrdum148 2 ай бұрын
Be your self and we will attend your ideas
@danigsahle
@danigsahle 2 ай бұрын
ኣብዚ ናይ ክልቲኦም ኣካላት “ናይ ስልጣን ንሕንሕ” ዝብል ናሬቲቭ ክስተኻኸል ኣለዎ። እቲ ዋና ጸገም እቲ ነባር ጉጅለ እቲ ዝለመዶ ስርቂ፤ ጉሕለት፤ኔትወርካዊ ገበንን ዕንደራን ከቀጽል ይፍትን (እዚ ገበናቱ ኣብ ክባን ዕጽዋን ጀሚሩ ብጭካነ ዝገብሮም ዝነበሩ ገበናት ብውሕዱ ስርናይን ረድኤትን ምስዋርን ምጉሓልን፤ሕዚ ድማ ንጉድኣት ኲናት ረሲዑን ንተመዛበልቲ ምዕራብን ኣብ ሱዳን ዘለዉ ስደተኛታት ምዕራብ ሸለል ብምባል፤ጉጅለኣዊ ገበናትን ወንጅላት ስርቅን ወርቂ፤ሓጺን መጺንን ካልእ ክትገልጾም ዘሰክፉ ኽፋኣት ብምጥሓል ንህዝቡ ዝረሰዐን ዓንቃፋይን ጸረ ምሁርን ህዝቡን ዝኾነ ኣካል እዩ)፤ በቲ ካልእ ወገን ዘሎ ጉጅለ ግምት ድማ ህዝቡ ንምድሓንን ሕውየትን ድሕነትን እታ ክልል ብልዝብን ግዜ ብዝጠልቦ ዲፕሎማሲ ክውግን ላዕልን ታሕትን ይብል። ስለዚ ክልቲኦም ኣካላት ንህዝቦም ብዝሰርሕዎ ነገር ዘይነጻጸሩን ኣብ ክልተ ተጻራሪ መገዲ ዘለዉን እዮም እሞ ተመሳሳላይ ሽምን ማእረኝ ኣይትሃብዎም። ነቲ ጉጅለ ዓማጺ ብሽሙ ጸረ ህዝብን ጽረ ሰላምን ጉጅለ ኢልኩም ግለጽዎ። Call a spade , spade!!!
@aeron2708
@aeron2708 2 ай бұрын
ጉጅለ ትርጉሙ ተቐይሩ ድዮ ወይስ ጁንታ ስታይል እዮነይ ባሓቂ ቲም ጌፃ ተትብልዎ ምሓሽ አተን ውድባት ታይ ይምልከተን የምቀኛ ቅንድብ አያድግም ክባሀልስ ሓቂ አስኪ ናትኹም ግበሩ ማሕተም አብጅባኹም ገይርኹም ናይ ለባማት አኼባ ካብምድማቅን ሕወሓት ምቅዋም ድዮ ኾይኑ ስራሕኹም ድኹማት
@weini8015
@weini8015 2 ай бұрын
Dr Debretsyon በታኤሚ ኩንዑ አዩ ዘሎ. ህዝቢ ትግራይ ዝገብሮ ዝፈልጥ በሊሕ ህዝቢ አዩ ናታትኩም ምክሪ ኣየድሎን. አንተ ንስኻትኩም አሞ ንታሪኽ ይቀመጥ
@Hope-pe8rf
@Hope-pe8rf 2 ай бұрын
I am sure SAWOT hates TIP party than tplf
@gebremezgebetefnsrdum148
@gebremezgebetefnsrdum148 2 ай бұрын
እቲ ኣርእስትኹም ብጣዕሚ ድኹም እዩ:
@dhdhdhdh9059
@dhdhdhdh9059 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@NebarnetKihds
@NebarnetKihds 2 ай бұрын
We will stand on your side. never give up. we will work for the best interest of our Children. All Tegaru should say, ``zero tolerance`` for Depretsion Group. and we need bring them to justice. Guys please let us know where and what to help. I know this groups of gangsters (Debretsion, Alem, Monjerino and Getachew Asefa) are all the root causes of al the evil thing in Tigray. let us tell them enough. enough is enough.
@tekletedros4764
@tekletedros4764 2 ай бұрын
ቻዉ ቻዉ ትህነግ ክልተ እግራ ቆሪፅና ሕቆአ ሴርና የቤት ስራ ሂብናያ አለና
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 2 ай бұрын
Jegano, enough is enough gojely Sebhate, gojely lebabo.
@melesseyoum
@melesseyoum 2 ай бұрын
ጠንክሩ ህዝቢ ኣብ ጎንኹም እዩ
@aeron2708
@aeron2708 2 ай бұрын
ይሉሽን በሠማሽ ገበያ ባልወጣሽ ዶ በሉ ናይጌፂ ደገፍቲ ኹሉኹም ውድባት ትግራይን ናኢትዮጵያ ሚድያን ፈተውትን ሕወሓት እንተዘየላ ታይ ሰሪሖም ክበልዑ እዮም እለ የጭነቅ ቀዳማኹምዋ አዚኹሉ ብቲም ጌፃ ዝምራሕ እስለ ደጋፊ ሒዝኹም ምስሕዋሓት ክርክር ልትግራይ ሓሲብኹም ድዮ ምፅ
@Tirhas-rs2od
@Tirhas-rs2od 2 ай бұрын
Cadere system must be abolished
@mulugetarayaw2233
@mulugetarayaw2233 2 ай бұрын
ዘን ብሄራውያን ታይ ድኣ ብናይ ፈረንጂ ዕለት ይቆፅራ?
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
ድምፂ የብሉን ንዓይ ጥራሕ ድዩ
@SehaleKiros
@SehaleKiros 2 ай бұрын
Kabtom sere tigray eqa zeysemaenayo himak kal nihizbis denkoro mibals tay yibehal nizarebos keyenekena nihiseb Tekawemti kemzi mitihibibarom sibuk eyu silezi hizbika miemanin miwididarin yedili kesilulu kulu poletikegna neadu yihseb Ati abadinan hizbinanzelewo kebidshigir bizuh nestebahilelu Bihaki endihir koyinu enqando hizbitigrai yikre ab zibezih alem nihiwehat zeyifelit yelenmo naytikulu shigirat ab kulu botatat zitelalen zelon kulu Haku wesieu nirialu gize nikimesien hizbawi mengsti kulu zehakofe niknrie bikinenanbihakin sirhu Hizbi mestewalayin teazabayin eyumo Kulatna enewseom kalatatinasin erumatin siruyatin nay tigreway tihitinan bahiln sinelibonawin zihalewe kikowin yigibae kulatina niadinan hizbinan nisrah nikulukatkum niadi nikitmerhun nihizbimum selamin ebiyetin bisimur kunkum nikitserhu yimine
@Hope-pe8rf
@Hope-pe8rf 2 ай бұрын
ወዲ ሀይለዝጊ ብዕራይ
@samuelmereb
@samuelmereb 2 ай бұрын
ወልማጥ
@JamalJamal-y5p
@JamalJamal-y5p Ай бұрын
ኣጀኹም ኣብጎንኹም የአና
@SamiBest-xd4wx
@SamiBest-xd4wx 2 ай бұрын
መን ሰማዒ ደንቆሮ ህዝቢ😂
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 2 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ ኢትዮጵያዊያን ከለዉ ባንዴራ ዘይጥቀሙ ግን በኢትዮጵያ ህጊ ዝአትዉ ዘገባ ወጹ
Não sabe esconder Comida
00:20
DUDU e CAROL
Рет қаралды 50 МЛН
መድረኽ TPM፡ ኣብ መድረኽ ጋዜጠኛታት ዝተሳተፉ ጋዜጠኛታት እንታይ በሉ? 27/10/2024
55:23
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 284
የፊት ለፊት ውይይት !!!
1:42:24
Edmond Berhane
Рет қаралды 16 М.