እዋናዊ፡ሕቶታት ተሳተፍቲ ዞባ ዶቡብ ትግራይ ንግዝያዊ ምምሕዳር 05/09/2024

  Рет қаралды 20,227

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
/ @tigraypublicmedia
እዋናዊ፡ሕቶታት ተሳተፍቲ ዞባ ዶቡብ ትግራይ ንግዝያዊ ምምሕዳር 05/09/2024
• እዋናዊ፡ሕቶታት ተሳተፍቲ ዞባ ዶቡ...
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigraynews #tigraytoday
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #youtube #tigrigna #tigraycomedy
#tigraymusic #tigraytiktok #tigraynew
#tigraynews #visittigray #mekelle #tdf
#tigraymedia #tplf #hagere_tigray
#ethiopianpolitics #getachew_reda #debretsion
#ashenda

Пікірлер: 52
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 10 күн бұрын
ብጣዕሚ ወሰቲ ሕቶታት ተላዒሎም👍👍👍👍👍👍
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 10 күн бұрын
ቃል ህዝቢ ይሰማዕ " ናይ ሽመት ንዓይ "ንዓይ ይትረፍ ! ክልላዊ ጸጊዕነት " ድንቁርና ጥራሕ እዩ ዝሕበር 🙏
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 10 күн бұрын
ELELELEL ELELELEL ajokum 🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Brhane-h8z
@Brhane-h8z 17 сағат бұрын
ኣየ ጅግንነት እሓቂ እዚኣ እያ❤
@alemayotadele7390
@alemayotadele7390 8 күн бұрын
wwwwwwwwww great youngster....that bravo
@user-rn8ql8mz1y
@user-rn8ql8mz1y 9 күн бұрын
ንቀፃሊ አንፈት ዝጠቅም ሕቶን መልስን እዩ ናይ ደቡብ ትግራይ ሕዝቢ በአኹም ኮሪዕና ቀፅልሉ ።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 7 күн бұрын
👍👌👍👌Egzhbear. Tesfana. Ahwatey. Uaye ☝️🙏
@hilufgirmay5315
@hilufgirmay5315 10 күн бұрын
ፅቡቅ❤❤❤❤❤❤❤
@sojoo2217
@sojoo2217 10 күн бұрын
አታ ሓደራ ናይዞም ኢንደስተረ ትባህሎም መረት ወረርት አውፁኡሊና ብሊሲ ብሊሲ
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 10 күн бұрын
ናይ በሓቂ ፅሩያት ሕታቶታት እዮም።
@ብርሃንሙሚ
@ብርሃንሙሚ 9 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsmelashGobezay
@AsmelashGobezay 9 күн бұрын
ኣንቱም ሓትቲ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ሕቶኹም ወሳናይ እዩ ኣዶ ትግራይ ባኣኹም ኳሪዓ👍✊
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 9 күн бұрын
Zereba Tigray ab turgum zeyiwirl
@ftsumbeyene5091
@ftsumbeyene5091 9 күн бұрын
ሕቶታት ህዝቢ ብዝግባእ ተንፀባሪቑ አዬ ስልጡን ህዝቢ ትግራይ ንኣኻስ ሀገርዶ አይግበአካን
@fff-g3q
@fff-g3q 9 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@gebrehiwotgebremedhin1110
@gebrehiwotgebremedhin1110 10 күн бұрын
እቶም ሊያቡ ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ብበዝሒ ኣለው ኣብ ሕወሓት ውን ኣለው ምሕብኢ ክኸውን ኣይብሉን ክፀሪ ኣለዎ
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 10 күн бұрын
ወዳጀ " ህዝቢ " ኣገናዕ 🙏
@tigrayadey2771
@tigrayadey2771 10 күн бұрын
ጅግና ህዝቢ ለይምጥኑኻ መራሕቲ ዓማፅያን ፈጢርኻ ውርደት እምበር ክብሪ ዘያጏናፅፉ
@BenniGyohannes-j6g
@BenniGyohannes-j6g 10 күн бұрын
I would not dare to call this meeting to embarrass my self lol
@gere546
@gere546 9 күн бұрын
መንግቲ የለን ኣብትግራይ
@gere546
@gere546 9 күн бұрын
ሓቦ ዘይብሉ ወለዶ
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv 10 күн бұрын
❤40% ብቀኝ ግዝአት ትግራይ ን ህዝብን አራዊት ሰራዊት ኤረትራን / ኢትዪጵያን ይርከብ ደም ይነብዕ አሎ ። ተፈናቃላይ አብ ሱዳንን ውሽጢ ትግራይ አብ ስቃይ ይርከብ ። 2 ወያኔ/tplf ፅግም ህዝቢ ትግራይ ምፍታሕ ከይኮነስ ንስልጣን ናዓይ ንዓይ ነንባዕሎም ይባልዑ ህዝቢ ተካሒዱ❤
@TafereHagos
@TafereHagos 9 күн бұрын
ካብ ኩሉ ዝኸፍአ ሰላም ዘይምህላዉ እዩ
@user-rn8ql8mz1y
@user-rn8ql8mz1y 9 күн бұрын
TPM ናውፅዓት ድምፂ ኢኹም እም አብጎንኹም ኢና ።
@user-eq2xn6ed6j
@user-eq2xn6ed6j 10 күн бұрын
ብሓቂ ናይ ኹሉ ህዝቢ ትግራይ ሓሳብን ራእን ክኸውን ኣለዎ:: መንእሰይ ትግራይ ጭቆናን ስደትን ኹናትን ይኣክል እሉ ብነጻነት ሓሳብ ንሓሳብ ተላዋውጡ ብምርድዳእ መሬቱን ህዝቡን ሰላሙን ንኽምለስ ክጽዕር ኣለዎ :: 🗣️ይኣክል ግዕዙይ ጉጅላው ኣመራርሓ::🗣️ይኣክል ጭቆና:: 🗣️ይኣክል ኹናት ስቓይ መከራ :: 🗣️ይኣክል ዘይሕጋዊ ስደት:: ነቶም ሂወቶም ህቦም ኣካሎም ጎዲሎም ደሞም ኣፍስሶም ኣዕጽምቶም በቲኖም ነዚ ክንርኢ ዝገበሩ ጀጋኑ ወለዲናን ኣሕዋትናን ኽብሪን ሞጎስን ክውሃቦም ይግባእ:: ሕድሮም ከይዓብር ክይዕመጽ ከይጉዕጸጽ ክግበር ኣለዎ :: ፈቃር ህዝቢ ትግራይ ሰላምኻ ይዕሰል::💛❤💛
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 10 күн бұрын
መንእሰይ ምስዳድ ኣብ ኩሉ ዓዲ እዩ መሬት እናሃለወ መፅለሊ ሲኢኑ እዩ
@hailemariamgirmayabrha9849
@hailemariamgirmayabrha9849 10 күн бұрын
ጀግና ቆልዐ!
@belaweldu7142
@belaweldu7142 10 күн бұрын
👍👏👏❤
@haileocbamicael3236
@haileocbamicael3236 10 күн бұрын
እኣ ሃገረ ትግራይ ስብ ኣለዋ " ህዝቢ ኣለዋ " መራሕቲ ሲኢና ፡ መራሕታ ኣብ ቀራና መንገዲ ደርቢዮማ ይርከቡ ኣለዉ !!!!
@YbrahGebrealif-bd9ho
@YbrahGebrealif-bd9ho 10 күн бұрын
ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ አቶ ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ውዑል ፕሪቶሪያ መሰረት ተፈናቀል ናብ መረበቶም ዘይምለሱ እቲ ውዕል ሙሉ ነገ ፅሂፍዎ ዝነበረ ትግራይ ዘፍርስ ፅሑፍ ብምትላል ፈሪሞም መፂኦም በዚ መሰረት ተፈናቀል ናብ ቦተኦም ክምለሱ አይካአሉን አብይ ሸዊዱ ስለዘፈረሞም እዩ እቲ ውዕል ዳግም ተራእዩ ተፈናቀል ናብ ቦቶኦም ዘይምለሱ ኢልኩም ሕተትልና
@ShambelZnabie
@ShambelZnabie 9 күн бұрын
ንፉእ ወዲ ራያ
@medhaniekelati7790
@medhaniekelati7790 10 күн бұрын
መፈንፈናት ላይ ፅብልግና ሸቀልቲ በብሓደ ለ ላለቀምና ልአሞራ አንቱም ባንዳታት
@gebrehiwotgebremedhin1110
@gebrehiwotgebremedhin1110 10 күн бұрын
ኣቱም ተሳፍቲ ካብሓቂ መንገዲ ኣይትውፅኡ ብግዛዊ ጥቕሚ
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 9 күн бұрын
ኽፍሊ 1 ጌጋታትን ክህደትን ህወሓት ኣብ ልእሊ ሕዝቢ ትግራይ.......ብኸመይ??? 1. ብ1967 ዩኒቨርሲቲ ቀ.ሐ.ስ/አ.አበባ ኽርበሽ እንተሎ ብሔራውያን ተመሃሮ አብቲ ተወልአ ፀረ-ፊውዳል ቃልሲ በሉጽ አስተዋጽኦ ነይርዎም። 2. ደርጊ ዝባሃል ናይ ወታደራት ጉጅለ ስልጣን ምስሓዘ ናይ ቀ.ሐ.ስ ተመሃሮ ነበሩ ናይ ደርጊ ኣባላት ዝኾኑ እኒ በኣል ፍሥሃ ደስታ ብኒ መለስ ተኽለን ኣረጋዊ በርሀን ይናሸዉ ነበሩ። 3. እዞም ደርጊ ዝኾኑ ብፍላይ ናይ ህጊ ተማሃሮ እኒ ፍስሃ ደስታ ነዛ ማሕበር ገስገስቲ ዩኒቨርስቲ ኣጥቢቆም ይጥምትዋ ነበሩ። 4. ናይታ ማሕበር ገስገስቲ ወናሬም ተቃላሳይ ዝነበረ መለስ ተኽለ ኽኣ ዞም ናይ ደርጊ ኣባላት ዝኾኑ ረሸንዎ። 5. ማሕበር ገስገስቲ ተደናጊጾም በቢዘለዉዎ ተጻዊኦም ንትግራይን ኣስመራን ጎዮም ኸዱ። ዳርጊውን ንኣኣቶም ምእላሽ ጀመረ። በዚ ረዒዶም ብሔራዊ ቃልሲ ኽጅምሮ ወሰኑ። 6. ርክብ ምስ ሻዕብያ ተገብረ። ምስ ELF ኣድሓሪ እያ ኢሎምውን ምስ ሻዕብያ ጥራይ ርኽክብን ሥልጠናን ጀመ። 7. ብኣቅርደት ገይሮም ናብ ደደቢት ወረዱ። እዚ ክኾን 'ተሎ ስብሓት ካብ ኣዋሳ ናብ መቀለ ኻብኡ ናብ አድዋ ብዳይሬክተርነት ይሰርሕ ነይሩጬረ። ወዲ ዜናዊ ድማ ንኣቅርደት ዝወረደት ጉጅለ ኺሒዱ ኣብ ኣዲዃላ እንዳንኡ ጠሊሙ ተሓብአ። 8. ድሃዩ ዝጠፍኦም በረኻ ዝወረዱ ብጾት ናብ ኣዲዃላ ሰብ ልኣኹሉ። ተላእኸ ሰብ ንወዲ ዜናዊ አብ ሐደ ሆቴል ካራምቡላ እንዳተጻወተ ረኸቦ። ንበረኻ ኽኣ ንወዲ ዜናዊ ሒዝዎ ወረደ። እምቢ ተይሉ ምስጢር ዝሓዞ ንጸላኢ ኸየውጽእ ቅቲልካዮ ንኣ እዩ ተባሂሉ ሓንቲ ሽጉጥን ቦምባን ሒዙ መጺኡ ነይሩ። ቁም ነገር: ፈጠርቲ ህወሓት ነፍሶም ኸድሕኑ ዝፈጠርዋ ውድብ 'በር ሕዝቢ ኸድሕኑ አይፈጠርዋን!!!! ኽፍሊ 2 ይቅጽል.....
@muluberehe8805
@muluberehe8805 10 күн бұрын
We have strong leaders, but TPLF leadership continues to be a major obstacle. They believe they can do better but fail to recognize their limitations. If they truly listened to the voices of Tigrayan mothers, they would support the Tigray government’s efforts for success. Instead, they are becoming a constant hindrance, creating obstacles at every turn.
@AlfaOmega-pz2cw
@AlfaOmega-pz2cw 9 күн бұрын
ኣታ ኣበሳ ከማኻ 3 ነኣኸልዋ ነይሮም ንትግራይ ብትኽክል ወሰንቲ ሕቶ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 9 күн бұрын
TPM ኣፍደገ ዲክታተርነትን ድሕረትን aka ኣፍደገ ጌታቸው
@gebresilassiegidey6579
@gebresilassiegidey6579 10 күн бұрын
ካሳብ ሐዚ ካብ ዝረኣኹዎም ናይ ህዝቢ መድረኻት ዝሐሸ ብስለትን ንሓድነትና ሓደጋ ዝኾኑ ቃላትን ሓረጋትን ከይኣቱው ከም ረዳኢ ሓለፎም ዘይኮነስ ንህዝቢ ራያ ብዝምጥን ዝቐረበን ዝተሓጎስኩሉን እዩ። ኮይኑ ግን ኣብ ኩሉ መድረኻት ንስኹም ትኽክል እቶም ካልኦት ተጋግዮም ዝብል ሓሳብ ልክዕ ኣይመስለንን። ምኽንያቱ ሓደ ኩሎም ስሕተት ኣለዎም። ካልኣይ እቲ ደረጃ ስሕተቶም መን ክንደይ ይወስድ ዝብል ስለ ዘይፈለጥናዮም ኩሎም ተቖርጢጦም ምሽጥርኩም ገዛ ዓፂኹም ፅረዩ እንተዘይኮይኑ ሓቢርኩም መፂኹም ፀገምኩም ንገሩና ክንፈርደኩም ንገሩና እዩ ክበሃል ዘለዎ።
@zbansas8686
@zbansas8686 10 күн бұрын
መን ከምዚ እዩ ዝብል ዘሎ ሕተትዎ?
@teklehadgu2023
@teklehadgu2023 9 күн бұрын
edime yihabka mengst yelen gata yiradena
@HaftomDesta-r5r
@HaftomDesta-r5r 10 күн бұрын
Hwehat getachew Atu Htetwo hasabu Antay mkanu
@Natan-u3x
@Natan-u3x 10 күн бұрын
መን ድዩ ዝሰረቀ
@chelseaforever9905
@chelseaforever9905 9 күн бұрын
ናይኩም ተንኮል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እዩ ኣብዚ ኣብጺሕኩም ዘሎ
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 10 күн бұрын
ኸዚ ኩሉ ብስም ሕዋሓት እናሸቀጠ አንፃር ሕዋሓት ኩሉ ይሽቅጥ አሎ። ጌታቸው ረዳ ምስጢር ገድሊ ትግራይ አይፈልጦን። እንካብ ሓፂር ግዘ ዝጀመረ ናይ ፖለቲካ ሂወቱ ኸዚ ኸም ሐደ populist መጠን ከም እኒ ጀዋር ከበሮ ይወቅዕ አሎ። ፃድቃን ቂመኛ እዩ አብልዕሊ ነባር ተጋደልቲ ብፆቱ ዐብዪ ፅልኢ ስለለለዎ ብድሕሪኡ ን CIA አኸቲሉ ንህዝ የደናግር አሎ። አብ ግዜ መለስ ልተባረሩ ሎሚ ክተአኻኸቡ አብ ልዕሊ ብዐል ዶ/ር ደብረፅየን ንኽብቀሉ እዮም እዚ ድማ አይኸውንን። እቲ ሐንጎል ናፃድቃን እናሀለወ ልናገሮ ለሎ ግን ጌታቸው ረዳ እዩ።አይኸውንን ብሱሩ።
@muluberehe8805
@muluberehe8805 10 күн бұрын
I'm sorry to hear that you're feeling this way, but this is exactly why Tigray finds itself in this situation. First, it's important to note that Getachew may not be a military leader, but he is a highly educated, competent, and visionary leader. He is smart, selfless, hardworking, and has a good heart-qualities that make him fit for leadership. As for Tsadkan, I wish Meles had listened to him. We've paid the price for poor decisions regarding Eritrea. Tsadkan is a visionary, a great leader, and a hero. Please, let’s all calm down and think wisely. Our focus should be on saving the people of Tigray, not on destroying ourselves over empty pride. We need leadership rooted in knowledge, compassion, and selflessness!
@seidedris3325
@seidedris3325 10 күн бұрын
ፅቡቅ ፃድቃን ጨርጨር፣ወዲ ረዳ ኣላማጣ በዲኡ በብኡ ኣምሓራይ፣ ፣ ወዲ ወረደ ያው እሞ ብኣኣባብላካ 90% ተጋሩ ዝነብሩለን ከ ታይ ቦታ ሒዘን
@zed1221
@zed1221 10 күн бұрын
nay Gech abo ko Reda Kahsay eyom ata anzar kahsay elka amharay enho dyu
@user-wn8cm9oi5q
@user-wn8cm9oi5q 10 күн бұрын
ክላኣ ዲቃላ ደበረጽንተት መለስ ስፍሓታዋይ ኢዮም ናይ ኤርትራ ትውልድ ዘለዎም ጻድቃን ጭዋ ትግራዋይ በቡኡን በድኢን ዓጋመታይ ወዲ ረዳ ጨዋ ትግራዋይ በዲኡ በቡኡን ደቃሉ ኣብ ዓድዋ ኢዮም ዘለዊ ረሳሓ ስፍሓት ኣነ ትውልድ ኤርትራ ኣለኒ ዝበለ ኢዩ ግን ፈልጥናኩም ኢና ካብ ካልእ ከባብ ትግራይ ናብ ስልጣን ኢንተ መጹኡ ከመይ ገይርኩም ትጸርፍዎ ኣብ ጌታቸው ሪኢናኩም ኢና ኣንቱም ዓለታዋይ ረሳሓት ደቃሉ ከባባዋይ
@awtachewraya2890
@awtachewraya2890 9 күн бұрын
ኣታ ቦኽቧኽ ሻዕብያ ካብ ሙሩኾኛ ስብሓት ነጋን ዓሌቱን ኤርተራዊ ኣሎ ድዩ ወይስ ንሱ ስለዝቀርበኩም እዩ ነቶም ኣለዉ ዝበሃሉ ትግረዎት ሽም ምጥፋእ ዝጀመርኩም. Any way, what ever you say no one buys your lies!
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 19 МЛН
እዋናዊ፡መልሲ ግዝያዊ ምምሕዳር ንዞባ ደቡብ  06/09/2024
1:22:27
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 11 М.
Modus males sekolah
00:14
fitrop
Рет қаралды 19 МЛН