እዋናዊ ኹነታት ምስ ኣመራርሐ ውድብ ውናት ዝኾኑ ዶ/ር ደጀን

  Рет қаралды 7,673

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Пікірлер: 66
@berhanearegawi1056
@berhanearegawi1056 Жыл бұрын
ቓልስና ምምስራት ሀገረ ትግራይ ይኹን ።
@Meqelle
@Meqelle Жыл бұрын
አጆኹም አለና ኢና አብጎንኹም ሕወሓት ተብቕዕ ህዝብና ልዓረር ልቦምምባ በግ ምድብዳ ያአክል ብመሬትይ ብሰማይ ብሐዊ መጨፍጨፊት ፍአኽላ
@mera243
@mera243 Жыл бұрын
ዓወትኩም የሪኤና ደቂ ዓባይ ትግራይ።
@nabhade3470
@nabhade3470 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቕ መደብ ፅቡቕ ስራሕ ቀፅልሉ
@tadescitecantaretgray5857
@tadescitecantaretgray5857 Жыл бұрын
በትክከል ጀግና ዶክትር ተሰፋ ትግረይ በአኹም አዮ ተሰፈና ሞት ንህወሐተ ደል ንወደባት ትግረይ
@RobilRobil-t9w
@RobilRobil-t9w Жыл бұрын
ጀግኑ ወዲ ህዝቢ ፅቡቕ ሓሳብ 👌
@soloare4855
@soloare4855 Жыл бұрын
ብሓድሽ ወለዶ ንመራሕ
@awetgaim6024
@awetgaim6024 Жыл бұрын
Dejen jigan wedi abay tigray 💪💪💪💪
@hitesfay8474
@hitesfay8474 Жыл бұрын
All the people is the Followers Of Your's So Open the Offices On Every Where in the Foreign countries.
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Жыл бұрын
ኩለን እተን ውልዶ ፖሎቲካዊን ውድባት ብዝወሓደ ደሞክራሲያዊ-ግንባር ምምስራት እዋናዊን አገዳስንዩ።
@prinzdaniel9302
@prinzdaniel9302 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንተና እዩ ሂቡና DR ደጀን.እንተ እቲ ጋዜጠኛ ግን ዳርጋ ፍረቂ ዘረብኡ ዘይትግርኛ እዩ ከምዚ ዓይነት ሓታቲ ክዓ ፅቡቅ ኣይኮነን ብዛዕባ ትግራይን ተጋሩን ጉዳየ ኢሉ መደብ ሰሪዑ ከብቅዕ ሓንቲ ሙሉእሓሳብ እኳ ብትግርኛ ጀሚሩ ብትግርኛ ክውድእ ኣይክኣለን። እዚ ክዓ ብካልእ ኣፀዋውዓ ህዝቢትግራይ ፣፣፣፣፣፣፣መረዓዊያ ዘይሓዛስ ዓርኪ ይቋፀራ ፣፣፣፣እዩ ነገሩ
@Rakibella17
@Rakibella17 Жыл бұрын
እንታይ እዮም ኣንታ ምኒን ጥራይ ዝብሉ ተማሲጉግኩሜ ደቅሱ
@hadgat
@hadgat Жыл бұрын
ከማካ ዝበለ ግልፅ ዝዛረብ ጋዜጠኛ ደስእዩ ዝብለን ምኪንያቱ ሓቅ ሸፊንካ ኣይሽፈንን ቀፅለሉ ዲማ ።ናፅነት ትግራይ እውን ብጣዕሚ እየዘዲንቀኩም ቀፅልሉ ዲማ እታይሞ መራሕት ሕዋሓት እዳሃለው ከመይ ገሪኩም ኪትሰሪሑ ኣይሰሪሕ ኣየስሪሕ ፓሪት ረኪብና እታይ ይገበሪ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ህዝብና ዲማ ፈጣሪ ልቦና ይሃቦ ምሳኩም ዝስለፊ ይግበሮ እንተ ብኣይ ኣጀኩም ተስፋከይቆረፅኩም ቀፅልሉ።ኪብለኩም ይፈቱ።ኣጀኩም ጥራይ ሓቅ ትምንምን እምበሪ ኣይትብተኪ
@sg.g2725
@sg.g2725 Жыл бұрын
ቅድም ኹሉን ልዕል ኹሉን ንህዝቢ ትግራይ ጠመተ ዝገበረ ንኩሉ ዓቕሚ ዘካተተ ሓድነትና ን ተሞክሮታትናን ኣዎዲድና ኣእዚዩ ብዘጠናኽር ትልሚ ከምዝኸውን እምነተይ እዩ። መንነትና ኮይኑ'ውን ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እንዳተስጋገረ ዝቕፅል ኣሻራ ና(Legacy ና) ስለዝኾነ ክቡር ሓውና ኘረዚደንት ደብረፅዬን ከምዝበሎ ብውሕልና ከንሣጋገሮ ትፅቢት ኩሉ እዩሞ ኩላትና ብቐንዕና ቋንቋና ኣማዓራሪና ኢድ ንዒድ ተታሓሒዝና ንዝሓሽ እዎኑ ዝጠልቦ ዲሞክራሲ ንንቃሣቐስ። ኣምላኽ ኸኣ ምሣና ይኹን!
@medhinkido2170
@medhinkido2170 Жыл бұрын
True.1tgray.poele.2.poletica
@berhaneweldemariam8382
@berhaneweldemariam8382 Жыл бұрын
Ajekum nketsl Brae Tgray!!
@baherunegash6934
@baherunegash6934 Жыл бұрын
Tigray’s priority should be build democratic organizations then people will choose where they want go. Tigray independence as a vision or a reaction for the situation we are in is understandable however, Tigray independence is hallow a reaction not well thought In contrary with the international western interest and internal politics of Tigray and Ethiopia as a whole. The current Tigray and the Tigray we know in history with all its states is totally different. Colonialism and narrow nationalism has destroyed Tigray estates. Any movement to ward independence must long term strategic in coordination with all stakeholders Tigray/ Eritrea.
@ngunshftom6546
@ngunshftom6546 Жыл бұрын
ህዋሐት ካብ ሰልጣኑ ክወርደ አለወ
@liliabrah4915
@liliabrah4915 Жыл бұрын
ኩሉ ትግራዋይ ዝሃቁፍ መርሕነት አብ ትግራይ ኪሕሉ ግድን ይኾን ንሃገረ ትግራይ ኢግዛብሔር ይሓሊኻ ሕዝብይ
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
ኹሉ ትግራዋይ እትብሉ ሰባት ትገርሙኒ ኹሉ ትግራዋይ ዘረኛ ተገንፃላይ ኹሉሻዕ ኣብ ጦርነት ምንባር ዝደሊ አይኾነን ሰብ ብምኻን ዝአምን ብዙሕ እዩ። ብስምዒ ከይኾነስ ብዓይኒ ፖ
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
በዓይኒ ፖለቲካን ተፈጥራአ አቀማምጣ ትግራይን ከምኡውን ታሪኽን ብድልየት ፖለቲከኛታት ዝተበላሸው ነገራት ዝፈልጥን ንቅድሚት ዝግምግም ህዝቢ ከምዘሎ አይትዘንግዑ።
@hanaisler3325
@hanaisler3325 Жыл бұрын
💯%💯👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@hanaisler3325
@hanaisler3325 Жыл бұрын
❤❤❤👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽
@a.a3497
@a.a3497 Жыл бұрын
በተለይ ብትግርኛ ኣይኮነን ብትግርኛ ብፍላይ ኢዩ ዝባሃል።ቛንቛ ትግርኛ ፈሊጥኩም ጋዜጠኛ ኩኑ
@Me-vz4xv
@Me-vz4xv Жыл бұрын
Kyd gahtan, Hizby Tigray ywdae alo, ska akakyr tewtse. Gered,, mentom eu,
@piealpha795
@piealpha795 Жыл бұрын
እዚ ውናት ዝበሃል ህውተታ እዩ ፣ ነዚ ህዝቢ ዘይትገድፍዎ ካን ከተጽንትዎ ኢኹም ተበጊስኩም ፣ ህዝቢ ትግራይ ሰላም እዩ ዝፈሊ ሓደ ኣየድልዮ ሓደ ብሕውሓት ሰኪሑ እዩ ፡ ትግራይ ሃገር ንኽትከውን ምንም ሕጋዊ ባይታ የብላን ፣ ብጎነጽ ድማ ካል’እ ሚልዮንን ፈረቃን ከተጥፍ’ኡ በጃኻ ሰክት እዚ ፈጺሙ ዘይከውን ሕልሚ እዩ
@ngunshftom6546
@ngunshftom6546 Жыл бұрын
ህዋሐት ህዝብ ትግራይ ክመርሕ ዓቅሚ የዉሉዩ ላዚም ሲሊጣኑ ካረክብ ኣሎዉ::
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
ኣብ ናይ ዓለም ፖለቲካ ቀዋሚ ፈታዊን ፀላኢን ዝበሀል ከምዘየለ ይፍለጥ ፈታውን ፀላእን ከምቲ ግዚእ ዝጠልቦ ፖለቲካ እዩ ዝውሰን ስለዚ ንትግራይ ቀወምቲ ፈተዉቲ እንመን እየን። እዮም
@solodamedia1029
@solodamedia1029 Жыл бұрын
ተጋሩ ትማሊ፣ሎሚ ፅባሕ ኢትዮጵያውያን ኢና
@FIDEL0102
@FIDEL0102 Жыл бұрын
ፋክ ፋንድያ ኣምሓራይ
@berhanearegawi1056
@berhanearegawi1056 Жыл бұрын
ኣምሳ ኣለቃ !!!! ድሮስ ከደርግ ምን ይጠበቃል ? ትግራይ ኣገር ናት ።
@tadescitecantaretgray5857
@tadescitecantaretgray5857 Жыл бұрын
💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ ብትምህርታዊ ፅንዓት ዝተደገፈ ድዩ ኹሉ ትግራዋይ ናይ ውናት ደጋፊ እዩ ዝበልኻ? ወይስ ካብ ባህጊ።
@mineyahiltefera5093
@mineyahiltefera5093 Жыл бұрын
🟨🟥
@kilogram5515
@kilogram5515 Жыл бұрын
አቶ ካሳ, እታ ምስላ ትግርኛ : ወንጮ ተገምጠልካዮ ወንጮ'ያ ትብል : እንተሓጸብካዮ ኣይኮነን ☺️
@demhai4560
@demhai4560 Жыл бұрын
ኩሉ ሓደዩ
@yerdawkahsay3670
@yerdawkahsay3670 Жыл бұрын
You should appreciate you were given the opportunity to form your party and participate in the election. This is not possible in Eritrea and Ethiopia. No matter your opinions, the unity of all Tigrians is important.
@baherunegash6934
@baherunegash6934 Жыл бұрын
We are Tegaru It is his right not given or taken by any one.
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam Жыл бұрын
ወጮ ተገልበጥካዮ ወጮ እዩ ነገሩ።ተጋሩ ኮይና ኣይንፈልጥን ፥እቶም ተጋሩ ኢና ዝብልኹም ጎሓላሉ ንሓላልኩም ውሰድዎም ፥ንሕና ኤርትራውያን ኢና ፥9 ብሄር ድማ ኣሎና፥ንታሪኽ ሓማዚቑም ሃገር ምስራሕ ፍጹም ኣይክኣልን -ሰብኩም ድማ ኣወዲኢልኩም።እምቢ ዝበለ ከም "ኣይላጸን ዝበለ ቁማል ይብለዓዮ"።ሃገርና ንምክልኻል ጥሙራት ኢና
@berhanearegawi1056
@berhanearegawi1056 Жыл бұрын
Assab????
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
አረ በይዛኹም ናይ ባዕልኹም እስኪ ወግኑ። ናይ ኤርትራ ጉዳይ አይምልከተካን ናትኻ ጉዳይ አይኾነን። ስማዕ እባ ኣብ ኤርትራ ኽንደይ ብሄረሰብ አሎ ፍልጦ አለካ ዶ? እቲ ትግርኛ ተዛራቢ ኽንደይ እዩ? ወይስ እቲ ኻልእ በሄር ጨፍሊቅኻ ኹሉ ኤርትራዊ ትግርኛ ተዛራቢ ገይርኻ ሓደ ህዝቢ ኽልተ ዓዲ ዝበልኻ።
@FIDEL0102
@FIDEL0102 Жыл бұрын
ዝበዝሐ ህዝቢ ትግርኛ እዩ።
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
@@FIDEL0102 ባህጊ ዓባይ ሀገረ ትግራይ ክሰምር ትግርኛ ተዛራቢ ዘይኾነ ኤርትራዊ ክጭፍለቅ ናይ ኤርትራውያን ስነ ልቦና ዘይትፈልጡ ዓገብ በሉ ዝጨነቆስያ ጥንስቲ ናይእማቱ የእትው ከምዝበሀል።
@mihreteabwoldegiorgis4307
@mihreteabwoldegiorgis4307 Жыл бұрын
I am still wondering the intellectuals and scholars of Tigray repeating the same mistakes, to get friends you need to maintain your relationship first with your close neighbors, you already lost that by your own wrong deeds, no one can trust you what ever you narrate now.
@Wedi_Lijam
@Wedi_Lijam Жыл бұрын
Still telling the false narratives when it comes to Eritrea 🇪🇷 and Eritreans . Nothing is new here .They are the extension of TPLF and we ,Eritreans, are aware of it from the time TPLF is incepted and always has been ready .
@teshemekidane2302
@teshemekidane2302 Жыл бұрын
እዚ ትብሎ ዘኻ ብፍላይ መንግቲ ናይምፍራስ መሰል ህዝቢ ትግራይ እምበር ናይ ዝኾነት ውድብ መሰል አይኮነን። አብቲ ፕርቶርያ እንተቐረብውን ቐይሕ መስመር ሰጊሮም አለዉ።ቕድም ህዝቦም ክውከሱ ነይርዎም።
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
ጋዜጠኛ እየ በሀሊ ናይ ትግራይ ባንዴራ ንኢሱካስ ናይ ኦሮሚያ ባንዴራ ኣብ ኽሳድኻ ገይርኻ።
@tesfasenqy6026
@tesfasenqy6026 Жыл бұрын
halwlew aytblu tegray hager aykonten hager ewn ketken aytkeln eya hji ka hager ketkewn eka elkum hezbi nab shger ketshmu tehasbu alkum gena be hezbi tegray texawtu alkum kab hji tegrawy ab Ethiopia politica kesrh aykeln eu beflay tegrway wela ab adu helfnat keyhz kensrh ena because hasot sele zeftu
@berhanearegawi1056
@berhanearegawi1056 Жыл бұрын
Assab????
@goitomangesom9194
@goitomangesom9194 Жыл бұрын
በዚ ዘለኩም ሕማቅ ፀባይ ስድነት ክፍአት ፅልኢ ፀለመ ምኽንያት አብ ስልጣን ክትበፅሑ ብቅዓት የብልኩምን
@Me-vz4xv
@Me-vz4xv Жыл бұрын
Survive gerna tbl, nska survive slezgeberka du ety nay Tigray survival zeken Kndey hitsawnty malnutrition Kndey seb sean medhanyt zmote Kndey btmyet zmote ab 2 amet sy , tgerm seb eka, Bezy tezktsl, neyru kulu Tigraway mtsenete manm aymterefen. Keltfkum gday , debretsion. Seytan wrdwo
@goitomangesom9194
@goitomangesom9194 Жыл бұрын
ለባም ሰብ ተሳኢኑ ድዩ? እዞም አብ ውናትን ባይቶናን ዘለው አመራርሐ ልክዕ አብ ሐደ ፋብሪካ ዝተሰርሑ እዯም ዝመስሉ:: ኩሎም ሐይሎም ቃልሶም ኩሉ አብ ፅልኢን ፀለመን አብ ህርፋን ስልጣን ዝተሟርከሰ እዩ:: ትግራይ በዚኦም ክትምራሕ ክትፈቅድ የብላን እዚ ድማ ብምርጫ ክረጋገፅ እዩ
@FIDEL0102
@FIDEL0102 Жыл бұрын
ብህወት ድዩሞ ትግራይ ክትምራሕ ? ህወሓት ሪእናዮም ኮ 30 ዓመታት ሙሉእ ህዝቢ ትግራይ ምንም ኣይረብሑዎን።ፀለመ ግደፍ።ንሓደሽቲ ብሄራውያን ውድባት ፀገም ተልይዎም ብሓሳብ ክእረሙ ፀዓር።ንህወሓት ግን ክንደይ ግዘ ኢና ዕድል ክንህቦም።
@hadgat
@hadgat Жыл бұрын
ኣራዳዳኣካስ ተግሪም እካ እምበሪ ተስፋ ትግራይስ ኣብቶም ሓደሹት ወለዶ እዩ ማለተይ ካብተን ሓደሽት ውዲባት ማለተይ እዩ
@mesgenaasgodom9670
@mesgenaasgodom9670 Жыл бұрын
ዓለም ብሓሶትን ጃህራን እያ ትፈልጠኩም ስለዚ ብዛዕብ ኤርትራ ትም በሉ ናይ ቀትሪ ወትሩ ሕልምኩም 0+0 እዩ ባይ ባይ ዓባይ ትግራይ መልሓስኩም ኣላ እሳ እውን ዕድሚኣ ሓጺር እይ 🇪🇷💟🇪🇷💟🇪🇷💟
@berhanearegawi1056
@berhanearegawi1056 Жыл бұрын
Assab????
@berhanearegawi1056
@berhanearegawi1056 Жыл бұрын
Assab!!!!!
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
ሐዚወን ካብ ሕወሓት ዝሓሸ ፖለቲካዊ ተሕዝቶ ስለዘይብልኹም ምንም አይተምፅኡን።
@hadgat
@hadgat Жыл бұрын
ማዓዝሞ ዕዲል ሂብናዮም እምበሪ ካብ ሕዋሓት ዘይትሓይሽ ፓሪት የላን
@duliti7133
@duliti7133 Жыл бұрын
@@hadgat ዝሓሹ እንተደአኾይኖም እስቲ ፖለቲካ ራእዮምን ትሕዝተኦምን ይዛረቡ ኹሉሻዕ ሕወሓት ምፅልእላእ ጥራሕ እዮም ትሕዝተኦም። ሀገር ክንኸውን እንተኾይንና በዚ በሪ ምስ ዓለም ንራኸብ በዚ በዚ ገይርና ሀገር ንኸውን ዝብል ምስ ጎረባብትና ብኸምዚ ዓይነት ዲፕሎማስያዊ ግኑኝነት ይህልወና ዝብል ሳይንሳዊ መረዳእታ የምፅኡ አለበለዚያ ህዝቢ ትግራይ ናይ ማንም ሙሁር ስልጣን ደላይ ዕድል ብመሀብ ቤተሙከራ ክኽውን የብሉን። ካብቲ ነይቲ ፖርቲ ስም ክንለዓል ንኽእል ውድብ ናፅነት ማለት ውድብ ሓርነት ማለት እዩ ካብ ሕወሓት ብምንታይ ይፍለ።
@medhinkido2170
@medhinkido2170 Жыл бұрын
1.tgray.no.poletica.all.tgraway.in.tgray.1.
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 4,8 МЛН
Thank you Santa
00:13
Nadir Show
Рет қаралды 52 МЛН
How Much Tape To Stop A Lamborghini?
00:15
MrBeast
Рет қаралды 257 МЛН
How Many Balloons To Make A Store Fly?
00:22
MrBeast
Рет қаралды 170 МЛН
''ዜሮ ወይ ሚኢቲ'' - ዶ/ር ደጀን መዝገበ
6:31
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 1,6 М.
ሓሳባት ኣብ ዘይተወከለሉ ኮንፈረንስ ...
43:59
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 9 М.
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 4,8 МЛН