እዋናዊ፡ተሳተፍቲ ዋዕላ "ምድሓን ትግራይ" እንታይ በሉ? 4ይ ክፋል 28/12/2024

  Рет қаралды 2,614

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

Күн бұрын

Пікірлер: 10
@Gebremicaelamare
@Gebremicaelamare 18 күн бұрын
Excellent መረስዕ!!!
@AshenafiHadgu
@AshenafiHadgu 17 күн бұрын
🎉❤❤❤
@Nunu-i1r
@Nunu-i1r 19 күн бұрын
Get rid Of Getachew and his groups, supporter like you. TPLF for ever and free Tigray.
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ 18 күн бұрын
ትኽክል ሓሳብ እዩ ዋና ቀታሊ ህዝቢ ትግራይ ህውሓት እዩ
@weldegebriealHagos
@weldegebriealHagos 17 күн бұрын
ዉዑል ቪክቶርያ ንወያነ ንምድሓን ባኣመሪካ ዝተፈጸመ አምበር ህዝቢትግራይ ዝፈልጦጉዳይ ኣይነበረብ ።
@baherunegash6934
@baherunegash6934 17 күн бұрын
ተናሓናሕቲ ውድባት ትግራይ ልደንጎየኳ ተዀነ ፅቡቅ ጅማሮ ክቃላጠፍ ለለዎ ኩሉ ትግረዋይ ክዕስል ልክእል ነጥብታት ነፂርካ ብቅልጡፍ ዓቅሚ ትግራይ ጠርኒፍካ ላብስራሕ ኪኢቶ አለዎ። ተለይኮይኑ ግን ልልበይንና ናቆዘምና ክንጠፍእ ንክእለሉ ኩነታት ሰፊሕ ኢዩ። ኩሉ ትግረዋይ ክዓስለለን ልግባአ ነጥብታት። 1/ ናይፕሪቶሪኣ ስምምዕነት ብሙሉ አብግብሪ ክ ውዕልን፣ ከ ውዕሉ ለክእሉ መንግስታውን ህዝባውን ውዳበታት ብቅልጡፍ ምድርጃው። ናፕሪቶሪኣ ስምምዕነት ሓቋፊ መንግስቲ ክህልውና፣ ግዝ አታዊ ሓድነትና ልክምለስ፣ ህዝብና ላብመረበቱ ክምልስ ልክእል ናዓለም ሓያላት ሞራላውን ቁሳውን ጅጋፍ ከምፄአልና ልክእል ውዕሊ ምኳኑ ተረዲእናን ህዝብና አረዲእናን ብህፁፅ ምርብራብ ይግባእ። አብዙይ ላይዓስልን ልዙይ ፈሊጡ ለተዓናቅፍን ብዱንን ግለሰብን ግን ልናይፕሪቶሪኣ ውዕሊ ስ በኣና ህዝቢ ትግራይ፣ናዓለም ሓያላት መንድስታት፣ ማካላይ መንግስትን አፍሊጥካ ብልተዋደደ ዓቅሚ ትግራይ ብለይዘርግ ብወረጦ ተነቂሶም ክ ውፁ አለዎም። ናይፕሪቶሪኣ ውዕሊ መማረፂ ለይብሉ መማረፂ ኢዩ። 2/ኢዙ ልፍጥር ሓባራውን ህዝባውን ግንባር መራሕቱ መዲቡ ልናይ ዓለም ሕብረሰብን ልትግረዋይ ዲያስፖራን ሰፊሕን ህፁፅን ምንቅስቃስ ክገብር ይግባእ። ህዝብናን ፈተውቲን ደገፍቲ ትግራይ አብድውታን ተስፋ አብምቁራፅን ኢዩ ለሎ። ሰላምን ራህዋን ልህዝብና።
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 18 күн бұрын
Abyi midya no gisderi 666
@SelamKidan-o6u
@SelamKidan-o6u 18 күн бұрын
666 no
@MulayDesta
@MulayDesta 18 күн бұрын
እዚ ህዝቢ ትግራይ ነኒ ባዕሉ ክባላዕ ዝግበር ወዓላ እዩ
ድሃይ ወለዶ - "ህወሓት ብልፅግናን ህወሓት ሻዕብያን ንትግራይ የፍርስዋ ኣለው" 16 /01/2025
1:21:55
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
Quilt Challenge, No Skills, Just Luck#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:32
Family Games Media
Рет қаралды 55 МЛН
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
እዋናዊ-"ውዕል ፕሪቶርያ ብሙሉእ ይተግበር ኣውያት ኩላትና እዩ" ኣባ ጥዑም በርሀ
29:14
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 1 М.
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН