እዋናዊት መንፈሳዊት ግጥሚ (ናብ ጸሎት ንተንስእ)

  Рет қаралды 1,149

መርከብና Entertainment

መርከብና Entertainment

Күн бұрын

Пікірлер: 15
@user-bx5tq5sr1g
@user-bx5tq5sr1g 2 жыл бұрын
_ናይ ብሓቂ ለባመይይ ቃል ህይወት የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላኽ_
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M
@E_Y_O_R_S_A_L_E_M 2 жыл бұрын
ኡፍፍፍ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ናብ ጸሎት ክነቕሕ ኣምላኽ ይሓግዘና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና።😢😭
@user-ss4kk1yh5e
@user-ss4kk1yh5e 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚአብሔር ጸጉ የብዛሓልኪ ሓፍተይ
@tesfayteklemicheal
@tesfayteklemicheal 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጉኡ የብዛሃልኪ ክብርቲ ሓብትና።
@filmonhabtab4640
@filmonhabtab4640 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልኪ ክብርቲ ሓብትና & ኣምልኽ ነዚ ቃል እዚ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና🤲🤲🤲🤲🤲
@user-fw5hb6bh8s
@user-fw5hb6bh8s 2 жыл бұрын
ቃል ህወት የስመዐልና ክብርትይ የስመዐልና 😥😥😥😥 ኣስርንይ ድዩ
@edenabraha6976
@edenabraha6976 2 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስማዓልና ዝሓፍተይ ማዓረይ ልብና ይኽፈት ፈጣሪ
@mohammedkabla1365
@mohammedkabla1365 2 жыл бұрын
ፀጋ በረከቱ የብወሐልኪ ለሚየይ መስተዉዐሊ ልቢ ይዓድለና😢
@ቅዱስኡራኤልአባቴ
@ቅዱስኡራኤልአባቴ 2 жыл бұрын
ለይኩን ፫ ቃለ ህይወት የስመዐልና ልኡል እግዚአቢሄር ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ሞቅርተይ
@user-cm8ij9hd7s
@user-cm8ij9hd7s 2 жыл бұрын
ብሓቂ ኣይይይይ ኣምላክ ምሕረትካ ላኣከልና ለምስ ጨኒቅና ኮ ቃለ ሂወት የስመዐልና ንፀለት ዝተግህ ልቢ ይዓድለና
@user-lk3jo3uv6k
@user-lk3jo3uv6k 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲
@lemlemzeray7498
@lemlemzeray7498 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ሓፍተይ ናተይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ የጠምተና🥰🥺
@TsegaChannel21
@TsegaChannel21 2 жыл бұрын
ቃለ ሰናይ ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኪ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ምስትውዓል ይዓድለና ብመንገዱ ይምርሓና እምበር ንሕናስ ህልምምምም ኢልና ጠፊእና ኢና ዋ ዕድመ ንንስሓ ይሃበና እቲ ዘይጭክን ራህራህ ፈጣሪና🙇😭
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ
@ሰላምጓልተዋህዶ-ተ9በ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ሉለይ መስተውዓሊት ግብርና ከይራኣየ ኣምላክ ብምሕረቱ ጓሂና ናብ ሰላም ይለውጠልና
@danaiteyob7456
@danaiteyob7456 2 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ምቅርቲ ሓፍተይይ ጸጉኡ የብዝሓልኪ ቃለ ሂወት የስመዓልና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 😭
ንግሆ ንግሆ  ዝስምዑ እኩባት መዝሙራት New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur
33:11
Sigma Girl Pizza #funny #memes #comedy
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 3 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 7 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,5 МЛН
ሰንበት ምስ ቅዱሳን (ፍቅርን ሥሙር ጸሎትን)
4:29
መርከብና Entertainment
Рет қаралды 654
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 438 М.