No video

ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #23

  Рет қаралды 30,893

Logbiba Tv

Logbiba Tv

Күн бұрын

#logbiba #habesha #eritreanguayla #eritreanculture #eritrea #eritreanculture #eritveritreaofficial ##tigrinya #tigrinyamusic #tigrina #ትግርኛ_ሙዚቃ #ትግርኛኮሜዲ

Пікірлер: 375
@logbiba2500
@logbiba2500 Ай бұрын
እንተፈቲኹሞ Like ብምግባር ተሓባበሩኒ please !! ብጣዕሚ'ዩ ዝሕግዘኒ ። Enjoy & Happy Sunday 🙏
@drillmusic311
@drillmusic311 Ай бұрын
merhaba logbibaye laike geyre enieku beyzaka subscribe gbereni aberatateani wedney
@user-rk5cm5xi1k
@user-rk5cm5xi1k Ай бұрын
Like dea key whdeka kala ngereni kgebrelka aye habibi ana
@user-pf2ls3nb5c
@user-pf2ls3nb5c Ай бұрын
ሎጉቢባ ናተይ ብታዕሚ አየ ዝፈትወካን ዝድንከካን ቃላትካ ንዓይ ስንቂ ኮይንኒ አዩ ብፍላይ ኣብ ራብ ደርፍካን ብፍላይ ክኣ ካብዛ ኣብዚ ቻነልካ ትዝርግሖም ሕጂ ግን ሓደ ነገር ተሓባበርኒ ኣነ ሕጂ አየ መጽየ ካብ ሊብያ ኣስታት 7 ዓመት አየ ገረ ኣብ ሊብያ ፍራንስ ኣለኩ ካብ ዝኣቱ 7 ማዓልቲ ጌረ ኣለኩ መጽሓፍቲ ናይ ትግሪኛ ኣበይ ክረክብ ይክአል ተገዲስካ መልስለይ ቦታታት ስለ ዘይፈልጥ አየ ጽምዋ ኮይንኒ አዚ ገዛ ክኣ
@Habesha923
@Habesha923 Ай бұрын
Fetikaya do za nay deqi shuq saesitey🤣😊
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz Ай бұрын
ወዲ ሹቅ ከማኻ የለን ኣፍንጫኻ ግን ጠዋይ ኮይና 😂
@user-gd1eg2oy6u
@user-gd1eg2oy6u Ай бұрын
ሉለይ ኣራዳ ማራ ፋን ጌርካኒ ሎም ናይ ሊቢያ እየ ናይ ባሕሪ ጉሩሽ ከተሓሳስበኒ ዊዒሉ ምስ ሸየፍክዋ እዛ ዝዘርጋሕካያ ማራ ረይሕካኒ ናይ ሊቢያ መዋጾኦ ይፍጠረልና ኣምላክ ኣብ ዘለና ሃሊና ገዛውቲ ❤❤❤
@-se9hk
@-se9hk Ай бұрын
ደቂ ኣስመራ 🇪🇷❤️🎓ሰላምም ኣብዘዘሎኩሞ ኣኤባይ ኣንዳማርያም ኣባይ ሞኖፖልዮኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ze4el9gj3v
@user-ze4el9gj3v Ай бұрын
ኣንታ ብሩኸይ ግደፍ ከምዚኣ ኢልካ አያ ትጅመር ጽላለ ግደፍ ጽቡቅ ጌርኪ ጥራይ ሓዝ አዛ መደብካ አዛ ናይ ህየሳ ግደፍ ሰለማዊ ሰልፊ ከይንወጽአ።
@Critian.o
@Critian.o Ай бұрын
ደቂ ሰገነይቲ ፍቕሪየን ናይ በሓቂ ኡፍፍፍ ኣብ መንደፈራ ዝተላለኽዋ ዶና ኔራ ዘይርስዓ❤
@michealezeru
@michealezeru Ай бұрын
ፍቅሪ ኣሎ. ኢየ ዝብል ፍቅሪ የለን ንዝበለ እንተሎ ከኣ እግዚኣብሄር የለን ምባል ይቀልል እግዚኣብሄርን ፍቅሪ ኢዩ ፍቅሪ ከኣ እግዚኣብሄር ኢዩ እሞ ኣሕዋተይ ፍቅሪ የለን ኣይንበል ሓደራኻ ተገዲስካ ኣብጸሓለይ 🙏❤️💒
@HebenAsmerom
@HebenAsmerom Ай бұрын
ውቃጦ ብዓይኒ እግዚኣብሄር ገበን ኢዩ ኣይፍቀድን እዩ ። ብዛዕባ ፍቕሪ ከኣ እ/ሄር ፍቕሪ ንኹሉ ሓጢኣት ትሽፍን እያ እሞ ልበስዋ ኢሉና ፍቕሪ ከምዘሎ ንኸርእየና ከኣ ንስሌና ክብል ሞይትልና እዩ። ስለዚ ፍቕሪ ኣሎ ከፍቅርን ክፍቀርን ዝኽእል ሰብ እዩ ውሒዱ ሎግቢባ ሓቢቢ ❤ንስኻ ቀጽሎ መሃርን ኣዛናጋዕን መደባትካ ቀጽሎ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤
@erimidé12
@erimidé12 Ай бұрын
Welcome Logbiba! ፍቕሪ ኣሎ ግን ዋና የድልዮ"ዩ እዚ ማለተይ ንጽህና ልቢ ክህሉ ኣለዎ እቲ ቀንዲ ኣገዳሲ ክኣ እቲ ሰብ መምስተበደለ ዝዛረቦ ቍንቑና እዩ ጠንቂ ነቲ ፍቕሪ የለን ኢሉ ዝብርዞ ሽዑ
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae Ай бұрын
I am from there bro. you said the right thing! I feel honoured for the massive credit you gave to one of the best places in Eritrea. I accidently came across your channel and I found you appreciating the ladies from Segheneiti. I just wanna tell you that you made me subscribe to your channel because of your sweet tongue. Shkorina eka beka!!!
@yonatanteklay7917
@yonatanteklay7917 12 күн бұрын
ሎግቢባ ሰበይ ሰላም ክትኮነለይ ናይ ወትሩ ትምኒተይ፡ ብሉኒ ክሰጥመልካ ናይ ማሽታን ጸሎተይ፡ ሒምብርቲ ንቅሕቲ ብሜላ ሸተት ኢላ፡ ምህዞ ምስተወደአ በረከቱ ኣብ ጫፍ ኣፉ ዝኮነ ፍጡር
@-vb2cb
@-vb2cb Ай бұрын
ልኡል ጅግና 🎉🎉ኣስናነይ ኣብ ዝለቀቅካዮ ቭዶ እዮ ፍሽኽ ዘብሎ 😅 ግን ባ ልኡለይ እተን ገንዘብ ወስድወን ዶ ተዘይ ወስድወን ንዓይ ስደደለይ ኢለካ ነይረ 🤲 ልብያ እየ ዘለኹ
@-zo7mx
@-zo7mx Ай бұрын
ዝሓወይ ማራ ኢየ ዝፈትወካ ምስትምቃር ደርፊ ኣብተን ዓቢ ጌጋ ዘለወን ይኩን ከይገፍሓካ ኢየ
@user-tw5qh1cr9d
@user-tw5qh1cr9d Ай бұрын
Logbiba hawey በቲ ጡዑም መልሓስካ ተስፋ ሃበኒ ተጻዋታይ ኩዑሶ ክኾውን ኣብ ጻዕሪ ይርከብ 😊❤❤❤❤
@TarikTesfagabr
@TarikTesfagabr Ай бұрын
Kabzom nay habesha Tv eti zbelexe ekha keep Going Logbiba Bro 👊🤝
@user-qy5ym6ls4c
@user-qy5ym6ls4c Ай бұрын
ፍቅሪ እንተ ዘይህሉ ካብ ዓለም ምጸነትና ሎግቢባ ሓቢቢ ፍቅሪ ኣሎ ። ብዝኾነ ንእግረ መንገደይ ማራ እየ ዘድንቀካ ቢጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ቀጽሎ፡ እታ ዳንስ ዝበልካና ካኣ ኣይትረሳዓያ ኣምቢብካ ክትስዕሳዓለይ ተገዲሰ ክጽበየካ እየ ተገዲስካ ሳዕስዓልና ማራ እየ ዝፈቱ ። የቀንያለይ ሎጊ ስማርት ፡ ❤❤❤ስመይ ሰላም እየ ዝባሃል ወዲ እየ ካኣ ጓል ከይማስለካ 😂
@user-qy5ym6ls4c
@user-qy5ym6ls4c Ай бұрын
እዛ ጽሕፍቲ ዘምበባ ላይክ ይርገጽ
@mussieandemichael
@mussieandemichael Ай бұрын
ፍቅሪ ኣሎ ግን 3 መንግዲ ሒዙ ( ሙሉእ ፍቅሪ ፡ ሓውላል ፍቅሪ፡ ዕወር ፍቅሪ) 1 እግዛቢሄር ን ደቂ ሰባት ( ሙሉእ ምርኣይ) 2 ንሕና ን እግዛቢሄር ( ሓውላል ፍቅሪ፡ ኣብ ጸግምና ንደልዮ ምስ ተሓጎስና ንግድፎ ) 3 ኣብ ኣንጻር ጾታ ዘሎ ፍቅሪ ( ዕዎር ፍቅሪ ፡ ሰብ ጎደሎ ከም ዘለዎ ዘይንኣምን ኮይና ) ፍቅሪ ክትውሃሃብ ከለካ ጎደሎ ናይ ኣፍቃሪትካ/ኪ ባዕልኪ/ካ ፎውሱ ሙካንካ ስለ ዘይንፈልጥ እዩ ፍቅሪ ተፊኡ
@Wedi_kiko_arsenalwi.07
@Wedi_kiko_arsenalwi.07 Ай бұрын
ኣታ ሉል ሓወይ ኣነስ ኣብዚ ውሕድ እዋን እየ ምክትታል ጀሚረካ ኣነ ብግጥሚ ጽሕፋት ይፈታትን ኢየ ቡዙሕ ውን ኣሎ ዝሰራሓኹዎ ግን ምሳኻ ሓቢረ ክሰርሕ ይደሊ ኢየ ብፕረሜ ሊግ ካኣ ደቂ ጋንታ ኢና ኣርሰናል ሎሚ ዘመና ይግብረልና እናበልኩ ጽቡቅ ምጅማር ተካላከልትና ዕውታት ይኮኑ ተገዲስካ ዘክራ ብinsetagram wedi kiko arsenalwi tbl krekbeka eye❤❤❤❤❤❤
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri Ай бұрын
ፍቅሪ ረቂቅ ሓይሊ ዘለዎ ዘይረኣይ ህያብ ፍጣሪ እዩ ፍቅሪ ዝይፈልጥ ሓደ ወዲ ሰብ መቀረት ሂወቱ ዘይስታማቅር ጥራሕ እዩ ፍቅሪ ንዝፈልጦ መዓር ፍቅሪ ንዘይፈልጦ ቀዓር እዩ ሽውሃ ልቢ ሽኮር ጌጋ እንተሃልኒ ይቅርታ
@SimonTedla
@SimonTedla Ай бұрын
ሉል ሓወይ ኣብ ሰሙን (3) ግዜ ግበራ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ከኣ ደቂ ሰገን
@user-uy1pt6pt2d
@user-uy1pt6pt2d Ай бұрын
ኣታ ሎግቢባ ሓወይ እዛ ትስእስኣ ዘለካ ኣይነት ኣሰኣስኣ ቀደም ሙሉቅ ኢልና ንሪኦም ዝነበርና ቆልዑ ኣብ ጋይላ ኣብ ስሚኢት ኣትዬም ዝስዕሱዑ ዝነበሩ ሃደ ካብ ኣቶም ከይኮንካ ኣይትተርፍን ኢካ.😂😂 keep going I’m so proud of you
@user-zh9vu1ot1u
@user-zh9vu1ot1u Ай бұрын
ሉል ሓወይ ፍቅሪ ኣሎ ግን ንእግዚኣብሄር ቦታ ስለዘይንህቦ ጭካነ በዚሑ
@mussieEyob
@mussieEyob Ай бұрын
Nay behaqi ❤
@AbelTesfahanes-rw8bf
@AbelTesfahanes-rw8bf Ай бұрын
ኦፊስ ናይ ሓራይፍ እያ ዛ ቻነል : ብጀካይ ኩልካ ፋራ ኣብዚ ኣይትምጻእ 😅😅
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
እወ ዶ
@rozakidane5546
@rozakidane5546 Ай бұрын
Nay bhaki deki segeneyti snesreat alewen ane ab sawa eye zfelten ❤❤❤❤
@user-oj5re1nm1c
@user-oj5re1nm1c Ай бұрын
ፍቅሪ ኣሎ ፍቕሪ እንተ ዝዉዳኣ እቲ ቡሉይ ቂዳን ዝነበረ ብዳግማይ ሓድሽ ኪዳን ኣይምመጸን ፍቅሪ ከም ህላወ ኣምላኽ ገርካ ራኣዩ ኣታ ጸማም 😳😂😂♥️
@user-yr5of2ih3j
@user-yr5of2ih3j Ай бұрын
ፉቱዉ ሓወይ ኣነ ብጣሙ የ ዝፈትወካ ኩሉ ግዜ ቡን ከፍልሕ ከለኩ የ ዝካታተለካ ሎሚ ግን ጀበናይ ሰይረያ ብጉዳይ ሕብርቲ 😂😂 ግን ክንደይ ትዛረብ ቀጽሎ ክርየካ ከለኩ ብታሚ የ ዝሕጎስ ኣብ ሂወትካ ሕጉስ ክትኮዉን ይምነ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@tesfutesfaytewelde-ey4mv
@tesfutesfaytewelde-ey4mv Ай бұрын
lobiba ዘድንቖን ዝትዎን ናይ ማስሜዳ my best ዓርከይ ዋላ ኮ ብኣካል ኣፍለጥካ ኣይፍለጥካ ግን ምንጪ ሓጎስና ኣዝዩ ኢዩ ዝራኽ ብኸመይ እስኪ ኮምኡ ኢለ ደሰ ዘይበለኩም ሕክያ ናተይ ቅበርዎ ትብል ዘረባ ኣዝየ ኢየ ዝፈትዋ ብ ቋንቋ English ኮይና እንተትኸውን ኔይራ ብሙሁራት ዓለምና ተፈተሻ ኣገዳሲ ዘረባ ተባሂላ ኣብ ማዓከናት ዜና ኣዛራራቢት ኮይና ምሃለወት ንስኻ ክኣ ብዛዕባ ቃለ መሕተት ግትገብር ካብ ሃገራት ናብ ሃገራት ክትከይድ ካብ lobiba Tv ምጠፋእኻ ኔርካ ከዲድንና ዛዓርከይ። ብዛዕባ ፍቕሪ ኣሎ ዶ የለን ትብል ሐቶ ግን ዘዝህሉ ኔይሩ ንዓና ምሓሸና ፍቅሪ ብ ጉቦ ካብ ዝቕየር ነዊሕ ዓመት ኮይኑ ኢዩ። ኣብ መጻኢ ዕርክነትና ክኣ ክትርድኣኒ ክርድኣካ እምበር ከተፍቅረኒ ከፍቅረካ ትብል ዘረባ ኣይትኸውንን ኢያ ዛዓርከይ😂😍
@user-re8hx7rg7z
@user-re8hx7rg7z Ай бұрын
ብመጀመርታ ሉኡል ሓወይ ቀጽሎ ኣብ ናይ ፍቅሪ ዘለኒ ከም ዝመስለኒ ፍቕሪ ስሚዒት አዩ ካብ ዘፍቅረካ ዝርዳካ ምዘልኩ ኣነ
@hanikebrom
@hanikebrom Ай бұрын
Logi jocker i love you so much! ተገዲስካ ኣማሓላልፈለይ ወዲ እየ ካብ ካምፓላ! 1ይ ፍቅሪ የለን ማለት ፈጣሪ የለን ማለት እዩ። ስለዚ ኣመንቲ ክንስና ፈጣሪ/ፍቅሪ የለን ክንብል ኣይንክእልን ኢና እንታይ ደኣ ኣፍቀርቲ የለውን እንተበልና ይሓይሽ ይመስለኒ።ግን ንስካ/ንስኪ ከ ከተፍቅር ትክእል ዶ ነብስካ ሓቲትካ ኣፍቀርቲ የለውን እንተበልና ይሓይሽ። ኣነ ብወገነይ ነጺህካ ከተፍቅር እንተኪኢልካ ኣፍቀርቲ ኣለው ይብል ስለዚ ኩሉ ገዲፍካ ነጺህካ ጥራይ ኣፍቅር ያከ። 2ይ እቶም ሓበሻ ከለኩም ሓበሻ ትጸርፉን ትንዕቁን ሕማቅን ጽቡቅን ኣብ ኩሉ ኣሎ ሓበሻ ከለኩም ሓበሻ ክትጻረፉ ከለኩም ኣነ ብወገነይ ደመይ እዩ ዝፈልሓኒ ብሓቂ።👏
@afeworkidebesay9237
@afeworkidebesay9237 Ай бұрын
Logbiba smart mkanka yedniqeka mkniyatu agedasi comment tqbel mkanka ❤ብዛዕባ ፍቅሪ ግን ኣሎ ኩሉ ግዜ ዝፈልጦ እዩ ሲኢኑ
@Peterpetuh
@Peterpetuh Ай бұрын
ሉኡል ሓቢቢ ክጽበየካ ቀኒየ ናይ ልበይ ረኺብካኒ ንስኻ ናይ ዩቲብ ስናይበረይ ኢካ፡፡ፍቅሪ ክኣ ኣሎ ግን ኣበይ ከም ዘሎ ደሃዩ የብለይን ብጻይ ቅኑዕ፡፡❤❤❤
@sereke50
@sereke50 Ай бұрын
@Logbiba ሎግቢባ ነብሲ እስኻ ፍሉይን ውሕሉልን ሓደ ካብ ተበሃግቲ ዘይከም ዕድሜኻ ኣዚኻ ብሱልን ንቁሕን መንእሰይ ኢኻ'ሞ ኣጆኻ ቀጽሎ ::
@siemxegaysiemxegay
@siemxegaysiemxegay Ай бұрын
ዉቃጦ ምስ በልካስ ሓደ ዓርከይ ኣዘኪርካኒ ሰጉ ትበሃል ዓርኪ ኔራቶ ከምቲ ልሙድ ምስ ተኸደዐ ነታ ሰጉ+ም ጌሩ ሰጉም ቀይረዋ። ዋዛ ምስ ቁምነገር
@aotali8812
@aotali8812 Ай бұрын
😂😂😂
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Ай бұрын
😂
@HermonTesfay-s2x
@HermonTesfay-s2x 16 күн бұрын
ሉኡለይ መዓር ኣፉ ፍቅሪ ኣሎ ፍቅሪ ምስኩሉ እዩ ምስ ፋሚሊ ምስ ማሓዙትካ ይዕርኩትካ እቲ ዝፍለ ኣንጻር ጾታ እዩ እዚካኣ ይፍጠር ይመውት እዩ ኣፍቅሪኣ ወይ ኣፍቃሪቱ ዝመቶ ከይ ኣፍቀር ስቅ ዝበለ ውሑድ እዩ
@SamuelZeray-pn4uz
@SamuelZeray-pn4uz Ай бұрын
ዝዓርከይ ፍቕሪ ኣሎ ይብልዎ ኣበይ ከም ዘሎ ግን ዝፈልጥ ሰብ የለን 😢 ሕጂ'ስ ወላ እቶም ሰብ ሞያ ተዋሰእትን ደረፍትን 'ውን ሲኢነሞ ኢዮም መስለኒ ዝሒሎምና ኣለዉ ጽንሕ ኢሎም ጥራሕ ንዓና ፍቕሪ ኣበይ ኣሎ ኢሎም ካይሓቱና 😂
@user-si3lt6uy7v
@user-si3lt6uy7v Ай бұрын
seb kabey zefqreka kerdeaka yehayshe ybele ane ❤❤❤❤❤
@weliegeramlak4849
@weliegeramlak4849 Ай бұрын
God is love Amen+🎉 ፍቕሪ ኣሎ ንዕኡ ዝለብሶ ኢዩ ዘየሎ። ኣምላኽ ኣሎ ዶ የለን ተዝብልካ መልሲ ንጹር ኢዩ ኣሎ ኢዩ መልስኻ። ምኽንያቱ ኣምላኽ ፍቕሪ ኢዩ ። ሰብ ኢዪ ምልባሱ ሲእንዎ ቆርበት ዳይኖሰር ከይንዎ! ሕጽር ዝበለት ድይቁና እደሊ ኣለኹ ኢያ መልእኽተይ ሃብዎ በሎም ልኡል ሓው😂😅😅😅 ንዓይ ትመስል ምስ ረኸብኩ ክመልሰሎም ኢየ ግኑፋት ድያቆናት ገጽ ክንድዚ ክንብለን ክንሓድር ከነብርዮም 😂😂😂😊😂😂😂
@AdamHewan-xi4xf
@AdamHewan-xi4xf 28 күн бұрын
ሌጎ ዓርከይ ኣብ መኪና ሳዓት ፍርቂ ሳዓት ማለት ሲንግል(መጻምቲ ዘይብልካ ክትከውን ትኽእል) ወይ ካኣ ዝናብ እንተሎ ኣብ መኪና ኬንካ ክትዕዘብ ደስ ስለ ዝብለካ ሳልሳይ ካኣ ደው ምስ በልካ ብኡ ንብኡ ኣብ ሓሳብ ስለ ታኣቱ ይኸውን ይብል ኣነ
@Natnael-w6l
@Natnael-w6l Ай бұрын
Logbiba u r my mentor..I take advices,secrets and especially jokes keep it up..love u
@Pic-pico844Channel
@Pic-pico844Channel Ай бұрын
Kab feqri yelen ketbelni amlak yelen ketebl yeqelel. Tilemet sele zebzhe eu feqri yelen elna nehaseb . Enebr fqeri temale neyru lomi alo xibha wen kehlu eu . So nay mindset eu eti xigem lelu hawey proud of you good job qexelo zarkey betami eye zedenqeka.❤❤❤
@gjhgjgkhko3087
@gjhgjgkhko3087 Ай бұрын
ሉኡለይ ስራሕ ወዲአ ግዜይ ብምፅሓፍን ገለ ዛንታት ምስማዕን እየ ዝፈቱ ነይረ ሎሚ ግን ዋዛ ምስ ቁምነገር ኢለ እየ ሒዘያ ዩቱብካ ክፅሕፍ ከለኩ ናትካ ዋዛታት ኣብ ሓንጓለይ ናመፀ ደፍተረይ የዕፅፈኒ ኣሎ እና ገለ ስከ በለኒ😘
@user-qy5ym6ls4c
@user-qy5ym6ls4c Ай бұрын
😱ከይተረዳኣኒ ሓቢረካ ኔረ ድየ ሉኡለይ እዛ ሰብ ኣበይ ይነብር ዝበልካያ መሊስካለይ 👑💯🇪🇷
@binibini7077
@binibini7077 Ай бұрын
ካብ ዘፍቅረኒ ዝርዳእኒ ይመርጽ ምክንያት ኣይትጸበ ክትርዳእኒ ተስፋ ይገብር!
@Hermondrar-pb3st
@Hermondrar-pb3st Ай бұрын
Luul hawey btaemi ye zfetweka gn srah dyu enda berteaka weys hagez yedlyeka yu bzkone tdnguyena aleka gn pls aythazeley mexhafka kea addis mexika amerqa
@user-rh9wf6yc3e
@user-rh9wf6yc3e Ай бұрын
Logiba medhani bejaka waza Ms qumneger qexlo kalsi aydlekan eyou btaemi eye zednqeka ❤❤❤❤
@SegenTesfay-rh4ei
@SegenTesfay-rh4ei Ай бұрын
Logbiba shikor wellcome eza nay deki segeneyti 100% rekibkana thanks habibi
@HenokArayaSebhatu
@HenokArayaSebhatu Ай бұрын
ኣስሊ የኣኽ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ወዲ ሱቅ 😂😅😂
@awetsoli8954
@awetsoli8954 Ай бұрын
ሉል ሓወይ ዋዛ ምስ ቁምነገር ዝጥቀመላ ቴማ ስለ ዝኾነት የድንቐካ እየ ከይበልኩ ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽሎ ፡ ናብ ሕቶኻ ከብል ፍቕሪ ኣሎ ድዩ የለን ከም ዝርደኣኒ ዝኾነ መግለጺ ክትህብ ከለኻ ካብ ዘሕለፍክልካዮም ተሞኪርካ እዲኻ ሓሳብ ትህብ ካብቶም ሓንቲ የለን ዝብሉ ኔረ ናብ ኣሎ ዝብሉ ዝመጻኹ እየ ፍቕሪ ኣሎ። ስሚዒት ብዘይ ርዲኢት እሞ ከመይ እዩ ክኸውን ጋዕገልጠም'ዩ እዋእ!😅
@user-in5fx4bg4k
@user-in5fx4bg4k Ай бұрын
ልኡል ጂግና ኩሉ እቲ እትገብሮ ዘበለ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠኒ ሓቂ ክዛረብ ግን ብዙሕ ተኸታቲለካ ኣይፈልጥን እየ ከይ ትኩሪ 😂😂😂መልሰለይ ከም ዝኮረካን ከምዘይ ኮረካን😢
@logbiba2500
@logbiba2500 Ай бұрын
🙏❤️🙏
@user-in5fx4bg4k
@user-in5fx4bg4k Ай бұрын
@@logbiba2500 ኮሪካ ምሽ እቲ ከፍቅረካ ወላስ ክርደአልካ ዝበልካዮ ክርደአልካ ኣለዎ እየ ዝብል ብከመይ ገለ ምስ ትብለኒ ከኣ እቲ ዝርደአካ ከፍረካ ስለ ዝክእል እቲ ዘፍቀረካ ግን ክትርደእሉ እዩ ዝደሌካ ስለዚ የ ክርደአልካ ዝበልኩ።
@selam8357
@selam8357 Ай бұрын
Ata Lul hawey eza natka video kri enber dsti yehrireyo😢😢😢
@adhanomghebreyohannes9990
@adhanomghebreyohannes9990 Ай бұрын
ልኡላይ ኣዝማሪኖ..... ቅጫ ፊኖ!! ከማኻ ብሱላትን መስሓቓትን ኣብዚ መራኸቢ ብዙሃን እንተዝበዝሑስ፡ እዚ ዅሉ ሰብ ኣይምተናወጸን። ሎሚ ርእይቶ ክጽሕፍ ካብ ዘገደደኒ ነገር፣ እታ ሓበሻ ከምዚ'ባ... ከምቲ'ባ... እትብል ጕዳይ'ያ። ምሕፋሽ (generalisation) ካብ መሰረቱ ጌጋ'ዩ። እቲ ሓቂ፡ ከምቲ ንስኻ ዝበልካዮ፡ ኣብ ኩሉ ሕብረተ-ሰባት ዝተፈላለየ ዓይነት ሰብ ኣሎ። ጥዑይን-ርኹስን፡ ቅኑዕን-ቀጣፍን፡ ንቑሕን-ዕኑድን፡ ፈላጥን-ድፉንን፡ ለባምን-በሃምን፡ ፈቃርን-ሓሳድን... ወዘተ። ኣብ ሓንቲ ስድራ ዝዓበኻ ኣሕዋትን ኣሓትን ከማን፡ ሓደ ዓይነት ጠባያትን ተግባራትን ኣይትውንንን። እቲ ዘገርም ግን፡ እቶም ንሓበሻና ዝወቕሱን ዘነኣእሱን ሰባት፡ እንትርፎ ምስ ሓበሻ ምስ ካልእ ሕብረተ-ሰብ ፈጺሞም ርክብ ዘይብሎም ምዃኖም'ዩ። እቲ ምንታይ ብገዛእ ነብስኻን መንነትካን ዘይዕጉብ እንተዄንካ፡ ምስ ካልኦት ሰባት ክትወሃሃድን ክትተሓናፈጽን እውን ቀሊል ኣይከውንን። ናይ ወትሩ ኣድናቒኻ - AdHin👍።
@yonnaskahsai-hk8rh
@yonnaskahsai-hk8rh Ай бұрын
ሰላም ሎግቢባ ቲቪ ፍቕሪ ኔሩ እዩ ኣሎ ክህሉ እዩ ከኣ ፡ፍቕሪ ዘይኮነስ ሰብ እዩ ሓሚሙ ብራዘር ።❤❤❤
@GalKeshi-dq8rd
@GalKeshi-dq8rd Ай бұрын
Zefqrka tray xbuq aykonen krdalka enkolo eu des zblka logbiba shikor nezi zerba tgebro eko shimded btami eu zredani thanks ❤️🫶♥️🙏🇪🇷
@AluKing-by3nk
@AluKing-by3nk Ай бұрын
Logbiba bro ኮመንቲ ጽሒፈልካ ኣይፈልጥን እንድየ በታ ናይ ፍቅሪ እንተ ኾይኑ ፍቅሪ ንዘፍቀረ ኣሎ ንዘይፍቀረ ካኣ 1/2
@AbdatKelifa
@AbdatKelifa Ай бұрын
welcome Logbiba mara kabtom adneqtika eye mara eye medebatka zeketatelo please gn eza zixihfelka zeleku tegediska anbiba zekone mexhaf anbibka ba xomiqka aqribelna
@Alitaliadiscoveries
@Alitaliadiscoveries Ай бұрын
Hi logbiba hade kabtom des eluni ziketatelon bhanqewta ztsbeyon eka.eza hji zbleka nkulom deqi tebaetyo abxhaley wela wn ndeqenstyo Seb kab kefqreka keyteredeaka terediuka kitselaaka ybelts
@SameilTewelde
@SameilTewelde Ай бұрын
ፍቅሪ ማለት ካብ ነብስካ ኣዩ ዝጅምር እንስሳ እካ ተፍቅሪም ብሓደ ዝነቡሩ ፍቅሪ እንተ ዘይ ሁሉ ንስካ አየመሃለካን ነርካን❤✍️👂👀😉😉
@user-zm2eq1hy8l
@user-zm2eq1hy8l Ай бұрын
Segeneyti Alekn do ❤❤❤❤❤❤
@user-sv5ws3np7t
@user-sv5ws3np7t Ай бұрын
alna🎉😊
@alusweettv
@alusweettv 17 күн бұрын
ኣፍንጫ ኣይኮነን ዝብሃል ኣታ ሓቢቢ ንጎት እዩ ዝብሃል።
@user-bw7vu4xd6p
@user-bw7vu4xd6p Ай бұрын
Eza guday nay deqi Asmara si buzuh alo kemu zbl ente kone bdeqi asmirey zmexeni ayfetun love you 😘
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Ай бұрын
ሉሉ ሓወይ 💜 ኣዲናቅትካ እየ ብዚ ኣጋጣሚ❤ ካሓተካ እስከ ኣቁዋም ዝባሃል ነገር ብከመይ ኢና ክንዕብዮ ንኽእል ብራዘረይ Please 😌
@Qanzawi1
@Qanzawi1 Ай бұрын
ሎግቢባ መሕጎሰይ ፍቅሪ ብርግጽ ኣሎ"ዩ እንድዩ ግን ኣብ ፍቅሪ ዝነብር የለን ክንብል ንኽእል ኣብዚ ሎሚ እዋን ዝርድአካ ሰብ ይሕሸካ ካብ የፍቅሮየ ኢልካ ግዜኻ ምጥፋእ ።
@milkway8582
@milkway8582 Ай бұрын
Love you ma man: ኣነስ ዝገርመኒስ ፍቅሪ ኣሎ የለን ኢልካ ምሕታት፥ ካበይ ዳኣ መጽያ እዛ ቃል (ፍቅሪ) ትብል፥ ወይ ዓካት ድዮም መንጢሎሙኻ እንታይ ዲኻ ተመንጢልካ ክንምንጥሎም ኢና ትብል 😂
@wediqeshi4921
@wediqeshi4921 Ай бұрын
ገጽካ ጸማእ ኮይኑ ናይ ዳሃን ድኣ ኣይጥዓኻን ዲኻ ቀኒኻ ሉሊ ምቅብጣር ዘይትኸውን ስም ሒዝካ ሶ ቀጽሎ ምሳኻ ኣለኹ እቲ ከም ህየሳ መሳሊ ኣይተቋርጾ ማራ ኢኻ ተዛናግዓኒ😂 ትምህርቲ ውን ከምኡ ይወስድ እየ Thanks
@gjhgjgkhko3087
@gjhgjgkhko3087 Ай бұрын
ሰገነይቲ ግን ኣይኮነን እዚ ወዲ በለስ ዝበልዐሉ ዘሎ❤
@AmbesajerYebiyo
@AmbesajerYebiyo Ай бұрын
I can't get enough of waching logbiba tv i spent the entire my rest time with you because you'r such a cheerful and resoucful it means you give your supportive opinion for every one who makes good or bad man over all you'r friendly and playful keep going i proud of you i think you like quotation and prover just read these.any one who stops learning is old whether at twenty or eighty any one who keeps learning stays young the greatest thing in life is to keep your mind young Henry Ford a broken clock is right twice a day
@Natiiman-z2p
@Natiiman-z2p Ай бұрын
ሎጊ እንቆዕ ድሓን መጻኻና ንዓኻ ካኣ ብሩኽ ሰምበት ብጻይ ቅኑዕ we love you so much፡ ፡Q1? ኮለጅ ተማሂርካ ዲኻ?ካልኣይ ካኣ መጽሓፍ ክንብብ ይፈቱ እየ ግን ኣብ ሞባይለይ ክወርደለይ ኣይክእልን እዩ ካልእ ኣማራጺ ኻኣ ዘይብለይ ኮይኑ
@Bibi12-m8k
@Bibi12-m8k Ай бұрын
ደቂ ሰገነይቲ ምስ ጫማና ክንሓድር ኢና 😁 ፍቅሪ ብልክዕ ኣሎ የለን ክንብል እንተ ኮይና ኣምላኽ የለን ንብል ኣለና ማለት እዮ ጥራሕ ቁኑዕ ሰብ ምርካብ እዮ ሉሉ ሓወይ ብንብስና ሓበሻ ብኣልማማ ምጽራፍ ንፈቱ ኮይና ኢና 😅እንበር ክንደይ ዲያ ብፍቅሪ ተሰማሚዓ ናብራኣ ትመርሕ ዘላ 🫶🏻 ሕቶ ኣለኣትኒ ኣብኡ ከለካ ምልስ ኣቢልካያ ሕለፍ ቅኑዕ ፍቅሪ ንምርካብ ተባሂሉ ካብ ሓደ ናብ ሓደ ምንጣር ጌጋ ኢልካ ዶ ትኣምን ወላስ ጽቡቕ ሃነይነታ ከ ከመይ ጌርካ ተጥፍኦ?
@AbiyaterYorda
@AbiyaterYorda Ай бұрын
ፍቅሪ ኣሎ ግን ኣብ ፍቅሪ ዝነብር ሰብ የለን ስለዚ ኢና ፍቅሪ ክነስተማቅር ዘይንኪኢል ዘለና ❤❤❤
@nebyattewelde5069
@nebyattewelde5069 Ай бұрын
Ya ya logbiba hawey semun mexet natika teketatalit eye gal segen kigerikeka eza offline zibelikaya kaben hanti eye biseniki hifret eu kea ezi😍😍😍
@Sariyepaul
@Sariyepaul Ай бұрын
Btaemi nfue, xbuq medeb qexlo keyslchwena menti hawey Nty💕☺️
@AdAd-ki2nr
@AdAd-ki2nr Ай бұрын
Logi shekor kief alka beflay kea abe mexhaf tegdes konka ika tesmeani so keep it up.Guday feqri kea alo sebat ina mexixna zelna ember kab zefqrka kea zerdealka memrxku ane cos merdedae telo feqri kehlu sele zekone❤❤❤❤
@user-fj2hz6ye9d
@user-fj2hz6ye9d Ай бұрын
ዋይ ኣነስ ክፍትወካ ዋይይይ ሓደ ማዓልቲ ክትመጽእ ተስፋ ይገብር ናብ አዲስ አበብ
@yuelyuel774
@yuelyuel774 Ай бұрын
ፍቅሪ ድኣ ከም ዳይናሶር ካብዚ ዓለም ካብ ዝተፍእ ነዊሕ እንድዩ ጌሩ ጽልኢ ግን ብሓቂ ይብለካ ኣለኩ ከም ሎሚ ኣሰሰነን 😅😅
@YordanosgirmayBahbla
@YordanosgirmayBahbla Ай бұрын
ንሕና ደቂ አስመራ ኩሉ ኢና ❤😂😊ኢቲ ቀንዲ መለለይና ድማ ለዋሃት❤ መንሞ ከም ደቂ አስመራ🎉 ግን ወገናዊት አይኾንኹን
@AaronAbrham-de5wx
@AaronAbrham-de5wx Ай бұрын
ሉል ፈርሰናላዊ😅 ህየሳ ናይ music ኣገዳሲ ኮኑ ኢዩ ዝስመዓኒ ምክንያቱ ሞር የበርትዖም ኢዩ ኢለ ስለ ዘኣምን ::
@user-qb2nd6gt9j
@user-qb2nd6gt9j Ай бұрын
ልኡል ሓወይ መደብካ ብጣዕሚ ኢየ ዝከታተለካን ብጣዕሚ ኢካ ትምስጠኒ ግን እንታይ ክብለካ ደልየ ሓደ ሓውና ኣብ መኽዘን ሊብያ ኣስታት 10 ወርሒ ገይሩ ኣሎ ክልተ ግዜ ሼር ተባሂሉ ቅሩብ ተዋህሊሉ ስለዚ ሉኡል ሓወይ እዚ ሓውና ኣብ ኤርትራ እንከሎ መጥባሕቲ ገይሩ ምስ'ቲ ምንባሩ ሕጂ ኣብ ሕማቅ ኩነታት ይርከብ ኣሎ ስለዚ ልኡል ሓወይ ኣብዚ ናትካ መደብ ክትዝርግሖ በጃካ እዚኣ ተሓባበረኒ please please እዚኣ ከይትነጥራ ብወላዲትካ ወደደይ ጻዕዳ
@FunnyAgilityPuppy-os2ou
@FunnyAgilityPuppy-os2ou Ай бұрын
አዋይ ሉል ሓወይ ኣብዛ ናይ ደቂ ሰገነቲ ተጋጊካ ሶሪ ሓውለለይ ኣይኮነተን ዘላ ሉል ሓወይ አያ ዘላ😅😅😅
@huzesfamily5642
@huzesfamily5642 Ай бұрын
ብዘይ ምግናን እዛ ሳይን ላንጎጅ ዝበለካያ ሎሚ ካባኻ ሰሚዔያ ኣብ ነፍስወክፍ ትሰርሖ ቪድዮ ገለ ካብ ቃላት እንግሊሽ ይማሃር ኣለኹ ብልቢ የመስግነካ ሉኡል ሓወይ ቀጽሎ ንስኻስ ወላ ከይተዛረብካ ስቅ ኢልካ ቪድዮ ጥራይ ተትሰርሕ ኣይመስልቸወንን ቡነት ❤❤❤ ወዲ ኢየ ድማ ክክክክክ ሽም ስለ ዘይብሉ
@Regenmehari
@Regenmehari Ай бұрын
ሉለይ ዘብሄረ ዞባ-7 ከም ከመይ ዲና ንሕና ድዩ ዝቢል ፍቃድ ኣልኣሚን ከምዚ ኢና እስከ በለለይ ባዕልኻ ዝመጸልካ😂,,,ብዝኾነ ኣዚየ ካብቶም ዝፈትወካ ዘድንቀካን ዝከታተለካን እየ ሉለይ ዝክኣል ተኾይኑስ ካብ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ መደብካ ኣዚና ስለ ንፈትዎስ ተገደደ ኣብ ሰሙን 3 ግዜ ምጻና ግን ደፊረ ከይከዊን ምስ ሰናይ ይቅረታ መልስኻ ክጽበ እየ!?
@Evantehassel
@Evantehassel Ай бұрын
ፍቅሪ ክንገልጾ ተኾይና ብናተይ ኣረኣእያ ማለት አዩ ቡዙሓት ተመራመርቲ ናይ ፍቕሪ ከም ዝብልዎ ውን ኮይኑ ይስመዓኒ እዚ ግን ናተይ ኣገላልጻ አዩ ተተጋጊየ ከኣ ኣርመኒ ደሓን።
@betiel6495
@betiel6495 Ай бұрын
Logbiba hawey kulu medebatka xbuk kexelo eza reaction zebelkaya kea wela neana temerti eyu zekonena qexela ❤❤❤
@user-tw5qh1cr9d
@user-tw5qh1cr9d Ай бұрын
ተጻዋታይ አንተ ኮይነ ቀዳማይ ዝሕጉሶ ንስኻ ኢኻ ፕሊስ መልሲ ክጽበ እየ ❤❤❤
@sberhesberhe1806
@sberhesberhe1806 Ай бұрын
ፍቅሪ ምህላዉ ክትፈልጥ ማዕረ ክንደይ ኢካ ፈቃር ንነብስክ ሕተታ ተዘይ ኮኑ ግን ፍቅሪ ኣሎ ዝሪኦ ይደሊ እበር እቲ ዘይኣፍቀረ ብስሚዒት ወይ ሃነነታን ግዝያዊ ረብሓን ዝጅመር ፍቅሪ ግን ገለ ምስ ጎደሎ ዉሳኒኡ የለን ይከዉን ። ብገንዘብ ዝተሰረተ ፍቅሪ ሳንቲም ተጎዲላ ይፈርስ ! ምስላ ናይ ጁኔር ኮልና ካካካካካ
@Arammulugieta-pp2yo
@Arammulugieta-pp2yo Ай бұрын
Ab mesenjer hanti vidiyo sedidelka aleku bejaka reaya aram capitin for shipes & from juba
@Eseyas-j5u
@Eseyas-j5u Ай бұрын
Very Very smart boy 👦 💙
@kejushifa8237
@kejushifa8237 Ай бұрын
Qedmi merayey emo selam kbl deqi erey xbuqat nay bini enqa hagosena ❤
@meharitweldegebriel99
@meharitweldegebriel99 Ай бұрын
Segeneyti❤❤❤
@BereketHaleka
@BereketHaleka Ай бұрын
❤ኣይዘካ
@russommehreteab3861
@russommehreteab3861 Ай бұрын
ሓቀኛ ፍቅሪ ዝበሃል የለን ናይ ሎሚ ፍቅሪ ንጠቅሚ ጥራይ እዮ ስለዚ ሓቀኛ ፍቅሪ የለን ፍጹም
@user-ln1iv4qz9e
@user-ln1iv4qz9e Ай бұрын
ሉኡሉ ኣደንገለ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ኩሉና ፋሚሊ ኢና ንካተተለካ ❤❤❤
@logbiba2500
@logbiba2500 Ай бұрын
🙏❤️🙏
@user-ml7dl6eb4y
@user-ml7dl6eb4y Ай бұрын
You are Right logbiba hawey you are smart boy🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dontworry7484
@dontworry7484 Ай бұрын
Loigbiba the second hagos suze neno
@musietekle8807
@musietekle8807 Ай бұрын
Logbiba ሕቢቢ ሕቶ ኣልኒ አታ ስዲት ትብል ደርፍካ ማስ ኢካ ክትዝርግህልና ተግድስካ መልስለይ ❤❤
@logbiba2500
@logbiba2500 Ай бұрын
ማማ ብዝብል ኣርእስቲ ተዘርጊሓ ኣላ ።
@WilliamOqbay
@WilliamOqbay Ай бұрын
Welcome my dear
@logbiba2500
@logbiba2500 Ай бұрын
🙏❤️🙏
@galtesfe6328
@galtesfe6328 Ай бұрын
Deki Segeney werazu ❤thank you ka zhawey marey 🙏🙏🙏
@NatuNatuti-ul8mi
@NatuNatuti-ul8mi Ай бұрын
logibiba ata bexay beruk sebytey ember afqiratka negho meshat natka viedo terana ala ❤
@FrezgiFrezgi-iy3zg
@FrezgiFrezgi-iy3zg Ай бұрын
Logbiba Asli Ya Fqri yelen gen KA Seb kab kefqrka kerdaka yebelex gen KA ne gula Habibi zey Kone zebhal habibti eu zebhal waza mes kumenger eya kabten tib eya ab qexali ❤❤❤❤❤❤
@HenokHenok123
@HenokHenok123 Ай бұрын
ቢኬሪ ዓተር እስካ ክኣ ኣገባብ ግበር ሉኡል ኣነ ማራ እንድየ ዘድንቀካ እዛ ንሉሊ ዝበልካያ ግን ኮነይ ኢልካ እንጀራና ንምዕጻው እዩ ዳውን ዳውን ልኡል ክብል የ ጀምዓይ ሒዘ 😳😳😂😂😂
@OmerAbdella-wk4bz
@OmerAbdella-wk4bz Ай бұрын
ፍቅሪ ዳ ኣሎ ንሕና ኢና ሙሱኡ ዘይለና logbiba asli
@tomaskidane217
@tomaskidane217 Ай бұрын
ሎጊ እዘን ኣዋልድ ትጥርንፈን ኣለኻ ኣብዚ ገዛ ድስቲ ሓሪሩ ድቃስ በሪሩ 😂😂😂
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #29
23:32
Logbiba Tv
Рет қаралды 30 М.
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 4,6 МЛН
Фейковый воришка 😂
00:51
КАРЕНА МАКАРЕНА
Рет қаралды 4,9 МЛН
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 11 МЛН
sep 5/2024 ኣቦ ነዓ ጉድ ስማዕ ሚለን ሃይሉ ተታሒዛ
24:35
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 24 М.
ምስትምቃር ደርፊ !!  "ከይትጋገ" Logbiba Tv.
24:14
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv  #9
15:26
Logbiba Tv
Рет қаралды 29 М.
በሪ ኣማን ብ ኣወል ስዒድ/BERI AMAN BY AWEL SAID
1:04:50
ዳዊት መሕረር ምስ ደንደን  | 2 August  2024 #WediHambir
58:15
Wedi Gash ወዲ ጋሽ
Рет қаралды 9 М.
Wedi hambir የቃጥቦ ኣሎ
39:21
Habesha Lyrics
Рет қаралды 15 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #21
17:42
Logbiba Tv
Рет қаралды 29 М.
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #24
22:09
Logbiba Tv
Рет қаралды 50 М.
1ОШБ Да Вінчі навчання
00:14
AIRSOFT BALAN
Рет қаралды 4,6 МЛН