ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #24

  Рет қаралды 52,662

Logbiba Tv

Logbiba Tv

Күн бұрын

Пікірлер: 385
@PaemllaPamu
@PaemllaPamu 2 ай бұрын
ነዞም ሳብስክራይብ ከይገበርኩም ትርእዩ ዘለኩም ግፋ ክንጅምር ኢና።ነብስካ ፈትሽ ኩልካ።
@samilove4964
@samilove4964 2 ай бұрын
መጋድልቲ ሳንስክራይብ ከይንገብር ብ Tv ስለ ንዕዘብ ኢና እምበር ኣይኮነን ሓንሳብ 100 ከማን ይግብኣካ ኢዩ ልኡላ😊😊😊😊😊
@NimoNimo-j2z
@NimoNimo-j2z 2 ай бұрын
በላ ዕንብረ ግበራ እንበር ግፋ ኮ እቶም ዝይ የገልግሉ ን ከገልግሉ ምግባር ኢዩ ውይ ካ ቁምነገሮም ምፍታሽ ኢዩ ኣገዳሲ ኢዩ ግፋ፡ ን ገሊኦም ግን ኣሰንቢድካዮም ኣለኻ ፍሉጥ ኢዩ ካብ ቻነልካ ኣብ ካልእ ዑቅባ ክሓቱ ኣብ መንግዲ ስደት ናይ ቻነል ኣለዉ ውይ ድማ ብ ግዲ ጌሮማ ኣለዉ ክንይ ኣለዉ መሲልካ ግፋ ይራዮም ኣብ ሕልሞም እሞ ዝሃድሙ ዘልዉ መሲልዎም ካብ ዓራት ዝወድቁ፡፡ግፋ ኢልካ ባ "ብ ኩሉ ግፋ ኣበይ ዳ ኽናቱ ኢና ኢላ ሰብ ኣብ ትካዘ ክም ትኣቱ ገርካያ ክክክክክክክ😂 አስኪ ኣብይ ኢዩ ቦቶም እቶም ዝተገፉ ፡ሙኻን ናትካ ኮ ካብቲ ዝጠዓመ መሊሱ ናብ ዝመቀረ ኢዩ ዝኸውን መላሲ ጥዑም ስለ ዝኾንካ፡ ኣነስ ምስቶም ዝግፈፉ ዶ ክጥዕማ ክመልሳ እታ ሳብስክራይብ ህ፡፡
@matiyaszelalem-qh2ek
@matiyaszelalem-qh2ek 2 ай бұрын
ሳንስክራይብ 😂ሳብስክራይብ❤​@@samilove4964
@HenokUTD
@HenokUTD 2 ай бұрын
ካብዚ ግፋ ግን መዓስ ኢና ክነዕርፍ ኣብ ሃገር ምስ ወጻና ሕጂ ከኣ ኣብ ዩቲብ ኦህ 😢
@EvenMuller
@EvenMuller 2 ай бұрын
ቦቦካ በዴካ፡መጽሓፍ ከተመርቅ፡ኢልካ፡ካምፓላ፡ገጽካ፡ከይትመጽእ ኣፍቃሪተይ ዎልፔፐር ኢያ ጌራትካ ዘላ፡ከይትምንጥለኒ ተመጺካ ግን 3 ኩናት ዓለም፡ክክፈት ኢዩ😮
@onelove2718
@onelove2718 2 ай бұрын
ሎግቢባ ሓቢቢ ብትኽክል ኢካ ሙቁር ኣይትውሓደና ዘለካ ግዜ ቆናጭልካስ ኣይትጥፍኣና ድኣ ሓውካ one love የ ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ። ✌❤✌
@ELLAabashawel
@ELLAabashawel 2 ай бұрын
ሉኡለይ ድዑለይ ሉኡለይ ድዱዐይ ተሞያታ ቅበራ ተዘይሞይታ ሳሓቀለይ ጽርፍ ተበልኩካ ክጻወት እንዳኣለይ ሓቂ ከይመስለካ ኩርይ ከይትብለለይ ግና ኸ ሉኡለይ ዱዑለይ ገንዝብ ሓውለለይ ከይብለካ ኣይትሰከፍ ፓውንድ ስደደለይ ዘለኻዮ ሰሚዐ ሃለዋት ዘይብሉ ናብራ ጽምዋ ዝመሎኦ ዘየቀራረብ ስፍራ ለይቲ ከም ትወፍር ክትምእርር እንጌራ ኣለይመለይ ክትብል ዝገደፍካዮም ስድራ ነብስኻ ከምዘረሳዕካ ክተተግብር ሓደራ ሰሚዐ ሉኡለይ ኣብ ሃለኽለክ ከምዘለካ እንተ ኣነ ግን ኣይብልንየ ሓውለለይ ሉኡለይ ድዑለይ ገንዘብ ስደደለይ ተስፋኻ ያኣኽልዩ ተስፋ እዚ ዘመን ተስፋ ትንስፋስዩ ገንዘብዩ ዘይእመን ቀጽለሉ ጥራይ ተስፋ ሃቦ ነዚ ወለዶ ተስፋዩ ዘድልዮ ክበጽሕ ኪኖ ማዕዶ መታን ጽባሕ ክሓይሽ ካብ ሎሚ በዚኣ ኳ ትትስእ ትበራበር ካብ ዓሚ ስለዚ ቀጽል ኣታ ወዲ ዓቲብካ ስርሓሉ ክንደይ ኣሎ ዝጽበየካ ሳዓትካ ሓልዩ 🎉❤ መንዩ ሓውለልይ ዝብል ካኣ ከይትብለኒ ክትህፍትም ጽበይካ ዘለኹ ዘመድካየ ሉኡለይ ድዑለይ🎉🎉🎉
@Wedimamaa
@Wedimamaa 2 ай бұрын
ጉድ ኮ ዩ ፍልይ ዝበለ ኮመንት ክንጽሕፍ ሞ ክንበበልና ተበልናስ ካብ ፍሉይ ዝፍለ ከኣ ትረክብ ❤
@AmanBelay-s6d
@AmanBelay-s6d 2 ай бұрын
1 ተፋቂሮም ይመርዓው ተፋሊጦም ይፋቱሑ እዚአ መጀመርታ እይ ዘለኒ ክስደልካ ኤየ አጆካ❤❤❤
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 2 ай бұрын
You are a true mind therapist! Keep up the great work! Did you know that you could be the reason for lifting souls out of depression? You are truly blessed with unparalleled humor and a profound understanding of life.
@Mussie_tesfamariam
@Mussie_tesfamariam 2 ай бұрын
ልኡልየ ግምባር ዱዑል'የ😂 እዛ logbiba ዳኣ ካበይ ከምዝመንጨወት ዘይትነግረና🙏😂
@SimonmusieHaile
@SimonmusieHaile 2 ай бұрын
Msaka aleku
@FnanGebre
@FnanGebre Ай бұрын
wawww መርሓባ ልኡል ዓቢ ሰብ ብኹሉ እትገብሮ ንሰብ ምዝንጋዕ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልይን ኣድናቂኻ ካብ ካምፓላ ሕቶ ኣላትኒ ናይ ቀደም ስእልኻ ርኤዮሲ ጓህማም ኢኻ ኔርካ ሕጂ እንታይ ስለ ዝገበርካ ኢኻ ተቀይርካ በጃኻ ተገዲስካ መልሰለይ
@lifeistrip1607
@lifeistrip1607 2 ай бұрын
ኣሎ ሓቀኛ ፍቕሪ። ግን ብቑጽሪ ኣዝዪ ዉሑድ እዪ። እቲ ጸገም ክኣ ኣብ ድልያ መጻምዲ እዩ። ብፍላይ ኣባና ስደት ዘስዓቦ መኽንየቱ ዝበዘሐ ሰብ ዕድሙኡ ስለዝኣኸለ ፡ ጽምዋ ስለዘለዎ ፡ ክወልድ ስለዝደሊ፡ ወይውን ዝተፈላለየ ረብሓ በዚ ዝተመስረተ ሐዳር ፍቕሪ ይጉልበብ እሞ እቲ ስምዒት ይጎድል በዚ ድማ ሓቀኛ ፍቕሪ የለን ይበሃል ። ገለ ድማ ሓደ ካብቶም መጻምድቲ ኣዝዪ ጥሉቕ ፍቕሪ ዘለዎ ይኸውን እሞ እቲ ካልኣይ መጻምዲ ከኣ ሓዳር ንኽገብር ወይ ውን ዉሉዱ/ዳ ኢሎም ይነብሩ በዚ ድማ ስምዒት ይጎድል እሞ ፍቕሪ የለን ይበሃል ። እሞ እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ድኣ ከመይ ዝበለ እቲ ሳሕቲ ዝፍጠር ምቁር ፍቕሪ ከኣ ብዘይ ዝኾነ ረብሓ ዝደላለዩ ፍቕራዊ ስምዒት ዘለዋም ጠባያቶም ድማ ዝፋተው ሓቀኛ ሰምዒት ወላዉን ሽግር ዕድመ ወላድ እንተመጸ ዘይልወጥ ስምዒት ። እቲ ሓቀኛ ፍቕሪ ከተስተማቕር ግን ግዜ ሂብካ ነቲ ሓቀኛ መጻምድኻ ድለዮ።
@FinanYoseif
@FinanYoseif 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉 ውጽእ ካይበለት 1st ኣንታ ኣነሲ ክቅልጥፍ ምሽ ዶ 😂😂😂😂
@matiyaszelalem-qh2ek
@matiyaszelalem-qh2ek 2 ай бұрын
ሎጊ ሓወይ ንፍቅሪ ንሰብ ስለ ተስፋ ትህበ መግቢ ናይ ኣእምሮ ስለ ትልግስ እየ ናገየኹ ዝመጻካ ብዝተኻእለካ ክብሪ ዝህበካ ስራሕ ክትሰርሕ ይላቦወካ ጥበብ ይሃበካ ፈጣሪ
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 ай бұрын
ሎግቢባ ትዱንግየና ኣለኻ ምንጪ ሰሓቀይ ኢኻ ❤❤❤🎉🎉ኦርጅናል ወዲ ሹቅ ኢኻ
@FtsumTeweldebrhan-un2kz
@FtsumTeweldebrhan-un2kz 2 ай бұрын
ኣነ ፍቅሪ ኣሎ ኢለ ይሓስብ መብዛሕትኡ ሰብ ኣንጻር ጾታ ፍቅሪ ይደሊ እሞ ዝኮነ ርክብ ምስ ገበረ ምስ ሓንቲ ጋል ሃነይነይታ ይሕዞ እሞ ናይ ብሓቂ ዘፍቀረ ይመስሎ ፍቅሪ ከም ሓደጋ እዩ ሃንደበት እዩ ዝመጻካ ሓቀኛ ፍቅሪ ከም ጽሉል እዩ ዝገብረካ ዘየቃርጽ ፈልፋሎ እዩ ስለዚ ንፍቅሪ ክንጽበዮ ኣለና ብመደብ ዝመጽእ ኣይኮነን ❤
@yaar4371
@yaar4371 2 ай бұрын
Wawww sweet message ❤❤❤❤ keep up bro, I think you are gifted (Class). And Class is permanent
@biniamgoitiom5726
@biniamgoitiom5726 2 ай бұрын
ልዑል ከም ስሙ ሰበይቲ ንእስነተይ ሲኢነያ ሰበይቲ እማተይ ይሓቁፍ ኣለኩ❤ ዋይ ናተይ ዕድል ክሓስም
@yoni377
@yoni377 2 ай бұрын
you're the only one that I haven't skip a video since you start uploading❤keep going mate✌
@HenokArayaSebhatu
@HenokArayaSebhatu 2 ай бұрын
ሓቢቢ ሎግቢባ የኣኽ You're so funny 😂😅😂
@tedrostekle5180
@tedrostekle5180 2 ай бұрын
ንመጀመርታ ግዜ ሪኤካ .ካብዚ ጓሐፍ ምርአይ ገላጊልካና .በርትዕ
@dawitteame3666
@dawitteame3666 2 ай бұрын
ክቡር ሓወይ ባጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽሎ
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Ай бұрын
Background ስክሪን ጻዕዳ ብጻዕዳ ኮይኑ ዓይነይ ወጊእኒ ክሕሰበሉ ኣለዎ ኢባየ
@nlyGodcanjudgeme
@nlyGodcanjudgeme 2 ай бұрын
ወደ'ደይ ቁምነገር ክትዛረብ ከለኻ ብምንታይ ድየ ዝግጥመካ "ላዕሊ ላዕሊ ኢኻ ትጥምት😜" ተጋጊኻ ከይትብለኒ ነዊሕ ኣስተብሂለልካ ኢየ... ሓደ ነገር ክብለካ ግን " ዝበዛሕና ኤርትራውያን ሕልምታት የብልናን ወይ ኣየለለናዮን ኣለና፡ ኣደዳ ጭንቀትን ትርጉም ሂወት ምስኣንን ጌሩና ኣሎ" ብዛዕባ'ዚ ካብተን ላዕሊ ላዕሊ እንዳ ጠመትካ ተውጽአን ቃላት ገለ በለና...much love❤
@FilimonFshaye-sk4cc
@FilimonFshaye-sk4cc 2 ай бұрын
ናይ መወድእታ ጥቅሲ ኣንቴናካ ዝትንክፍ ብሓቂ 😊❤
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 2 ай бұрын
ኣብዚኣ ናይ ዳህላክ ዝበለታ ከም ድሌትክን ውጻ ዙራ ጀርራ , , ግን ብዛዕባ እቲ ዝሓለፍክንኦ ኣይትዛረባ ዋላ ኣይትፖስታ ,ኣብ ዓለም 80% ጓል ክትዘውር ክትጅርር ኣየጸብቐላን ኢዩ ናይ መወዳእታ ምርጫ ብእኡ ዝፍታሕ ጉዳይ እንተለዋ እንተዘይ ኮይኑ ዳህላክ ግን ንኽዞራ ትጉስጉስ ዘላ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ጓል ማዕረ ወዲ ክትከውን ኣይትኽእልን ኢያ ጽንሕ ኢላስ ካብዝተፈላለዩ ኣወዳት ውለዳ ክትብል ኢያ እዚኣ እያ ተሪፋታ
@User.com143
@User.com143 2 ай бұрын
Wow...I like it so much your program bro keep going...Nay EIT Azekirkani I Have Face It LOL 😅
@HiwetTesfay-k9g
@HiwetTesfay-k9g 2 ай бұрын
ሉኡል ዓርክይ እንታይ ኣሎ ኣብቲ ላዕሊ,ላዕሊ ዳጠመትካ ትዛረብ ኣብቲ ቦሎፎን ዲኻ ትጽሕፎ ዘለኻ እቲ ቃላት።Bzukone kabtom adneqteka eye i love bro.❤
@TarikTesfagabr
@TarikTesfagabr 2 ай бұрын
Logbiba Hagetey 🤝source of my laughter any how go ahead u r so talented to be best Actor of Eritrea 💪💪💪
@ALHE687
@ALHE687 2 ай бұрын
ኣነ ዝብለካ ሓወይ ናተይ ነዚ ተሰሚዕነትካ ተጠቀመሉ:: እቲ ገለታት ገለታት ኢልካ ትብሎ ንባዕሉ ሓደ ኣርእስቲ እዩ ብውሕሉል & ፍልጠት ዘለዎ ሓጺር ዛዕባ ከምዚ ናትካ ጌርካ ከተቅርቦ ከለኻ:: ስለዚ Pls ተጠቀመሉ You have my respect 🫡
@kaledmaluda3427
@kaledmaluda3427 2 ай бұрын
Logiba yehesheni ... 👊🤜🤛 .. gele.aynet medeb natka kesheyf terah eye U Tube zeeatu keyaro kexelo nice lolitey 🥰
@YonasBereket-g4z
@YonasBereket-g4z 2 ай бұрын
ዝቅበር ዝበሃል የብልካን ጽቡቅ ኣለኻ ቀጽሎ ❤❤❤❤
@ShewitZermaryam
@ShewitZermaryam 2 ай бұрын
ልኡል ሓቢቢ መጽሓፍ ናይ ሰንበት እንቃዕ ብሰላም መጻእካ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@BerhaneTomas
@BerhaneTomas 2 ай бұрын
Thanksss logbiba natey. 💯💯💯 btaimi xbuk medeb keep it up bro
@semmyafwerki2755
@semmyafwerki2755 2 ай бұрын
Logbiba mearey nishtey hawey wedi shukey. Ksab hiji subscribe zeygeberku sorry. Mis kbur beal bietey, mkal goney ab salon tegomgime eye zryeka. Btami des ybleni hade kabti ni Alemey whudat zeshkwo sebat mukanka❤❤❤
@BiniDaniBinidani
@BiniDaniBinidani 2 ай бұрын
Eskrrr 🇬🇧logibiba habibi aytdonguyena ba nnafqeka alena bro 🎉 love you bro
@Wedi_kiko_arsenalwi.07
@Wedi_kiko_arsenalwi.07 2 ай бұрын
ኣነ ግን 😢😢😢 ተቀይመ ኣለኹ ናተይ ኮሞንት ሓሊፍካያ❤❤❤❤
@yonas7887
@yonas7887 2 ай бұрын
Ata Jana ajeninkana eko lol😂😂. We love you bro keep going, you are amazing.
@Bandam143
@Bandam143 2 ай бұрын
logbiba ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ ዝፈትወካ ሓንቲ ደርፊስ ኣብ tik tok ቁራጽ ኣላ ብምልእታ ግን ሰለስተ ዓመት ምልእ ደሊየ ሲኢነያ ዝነግረኒ ሲኢነ
@Phily_mfw7
@Phily_mfw7 2 ай бұрын
Brother Logbiba, I will find it difficult to finish describing you. But the one thing I want to tell you is keep up the good work. The best of best Eritrean youtuber log biba🤴🔋🇪🇷🇪🇷
@habenhaben7226
@habenhaben7226 2 ай бұрын
ሎግቢባ ሓወይ ቀደም ዘዚ ሓዝኩዋ ዶና ይምንጠል ኔረ ሕጂ ግን ነዓኻ ክከታተል ምስ ጀመርኩ ክምንጥል ጀሚረ እዛ መንጢሎምና ክንምንጥለኩም ኣነ ኣብ መዓላ ኣብጺሐያ እየ thanks bro ክፈትወካ መዓት እየ መግለጺ ኣልቦ ቀጽሎ ❤❤❤❤❤
@gebrihiwetgebrezgi7283
@gebrihiwetgebrezgi7283 2 ай бұрын
Logbiba ዓርከይ እንቓዕ መጻኻ ሓቢቢ ሰልችይኒ ጸኒሑ ብዝኾነ ዋዛ ምስ ቁመነገር ዩ ። ታሪኽ ህይወት ናይ ህቡባት ሰባት ከመይ ገይሮም ተዓዊቶም ከላይ ኣምጻልና ሓቢቢ ።
@Kfkftaznabfikri
@Kfkftaznabfikri 2 ай бұрын
ፍቅሪ ኣሎ እዩ ፍቅሪ ማለት ረቂቅ ሓይሊ ዘለዎ ዘይረአይ ህያብ ፈጣሪ እዩ ፍቅሪ ዘይፈልጥ መቀረት ሂወቱ ዘይስታማቅር ጥራሕ እዩ ፍቅሪ ንዝፈልጦ መዓር ንዘይፈልጦ ቀዓር እዩ ሽውሃት ልቢ ጌጋ እንተሃሊኒ ምስ ይቅርታ ❤
@yueltesfay1350
@yueltesfay1350 2 ай бұрын
ሎምስ ትቕበር ዘይብላ ሉኡል ገንበር ዱዑል ዓርከይ ንፈትወካ ኢና ኣይትዶንጊ
@SolomonAbiselom
@SolomonAbiselom 2 ай бұрын
ልኡላዊ ሓቢቢ እዛ ኪቦርድ ድኣ ብሞዶሻ ዲካ ትጥውቃ ዘለካ ዝባን ኪቦርድ ቀስ ኣብላ ክክክክክክ❤❤❤❤❤❤
@jhonjhonge8436
@jhonjhonge8436 2 ай бұрын
kexbyka kebal,mesah Raseuo logbiba hebibi kenthsaseb ena ❤❤❤ gen ::
@LullyHabtom-l6y
@LullyHabtom-l6y 2 ай бұрын
Thank you for the advice leul .❤❤❤
@ja.belo-tj6sk
@ja.belo-tj6sk 2 ай бұрын
Logbiba hawey ane mtami yekbreka eye yfetweka eye kdmi hji buzuh aykatatelekan nere lomi gn beta mewedaeta ztezarrbkaya kal lbey tenkifatni emo kab lomi kulu zige kof ele kkatateleka eye bro ❤❤❤
@MardokayKing27
@MardokayKing27 2 ай бұрын
እወ ሓቀኛ ፍቕሪ ኣሎ።ከመይ ኢልካ እንተሓቲትካ፣ምኽንያቱ ፍቅሪ መስዋእቲ እዩ፣መስዋእቲ ክትከፍል ድሉው እንተኾንካ፣እዚ ሓቀኛ ፍቕሪ እዩ።ከምኡ ውን ፍቕሪ ምሃብ እዩ።ንሕና ሰባት ድማ መስዋእቲ ክንከፍልን ክንሓልፍን ድሉዋት ኣይኮንናን።
@mezekrtesfay7212
@mezekrtesfay7212 2 ай бұрын
ነዚኣ ከይትሰግራ እቲ እንኮ ካብ ኤሪ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ እየ፡፡ ኣብዚ ብጣዕሚ ኢኻ ህቡብ፡ ሕቶ ኣላትኒ ምስ ጀምዓ ተኻቲዕና ዕግበት ኣሎ ዶ የለን ተላሕጺጸ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ከይትሓልፋ ሓደራ
@DanielTesfamichael-21
@DanielTesfamichael-21 2 ай бұрын
ኣፍታ ናይ መወዳእታ ቪድዮ ልክዕዩ ዕዉት ክትከውን ምስጢረኛ ኩን ረኣዩኒ ረኣዩ ኒ ዝብል ከኣ ሕብኡኒ ሕቡኡኒ ኢዩ መጨረሻ 🎉❤
@gbrehan15
@gbrehan15 2 ай бұрын
ሰላም ሉኡል ሓቢቢ. I have two question. 1.ፍቕሪ ዶ ወላ እምነት ይዓቢ 2. ንሓንቲ ጓል መጀመርታ መሲጣትካ ምስ ቀረብካያ, ንፍቕሪ ትሓታ እሞ ንሳ ድማ ኖ ዝብል መልሲ ትህበካ. ድሓር ምስ ትጸልኣን ትርሕቃን ፈታዊ ነብሱ የብለካ ዶ፥ ስለምንታይ. Haqi melsi kab UK 🇬🇧🤣✌🏾
@mohammedsuleyman2915
@mohammedsuleyman2915 2 ай бұрын
እመን ካሓድ አነ ንባዕለይ ካብዛ ናይ ሓፍትና ዘይፍለ ኢዩ ❤ሕጂ ኣብዛ ዘለኩዋ እዋን እሲ Stapler እንዳ ዘወርኩ ይሪኦ ኣለኩ ዘይፍቀድ ከሎ ብኩቱር ናትካ ሰሕበት ኣቃራሪባን ጆክን ቀጽሎ ❤❤❤❤❤❤
@ሶል
@ሶል 2 ай бұрын
Logbiba ሓቢቢ ኣበይ ዳኣ ነረ ነዓካ ዘይረኣኩካ ወደይ ሃነን 👑❤⚡️
@siemMJ
@siemMJ 2 ай бұрын
ከም ሰብ ብሉጽ ስርሓትካ ኣዝየ እየ ዘድንቖም፡ ከም ሓወይ ድማ ይኾርዓልካ። ሉኡል✊🏾
@CehkawChekaw
@CehkawChekaw 2 ай бұрын
ሓንቲ ሕቶ ካሓተካ ዘይተፍቅደለይ ሎግቢባ ፊኖ ኣዝማሪኖ❤
@AfiEfrem
@AfiEfrem 2 ай бұрын
ብርሃን ገጹ ነዞም ኣብ ኣዲስ ዘለው ሲንግል ዳሃዮም ዳሃይና ግበር፧? እተን ኣዋልድ ናኩም ናብ ደገ ጥራይ እንዳ ከዳ 😢 ስለዚ ገለ በል ኣብዛ ጉዳይ ? ኤፍሬም የ ካብ ኣዲስ!! "ዓሻ ወድ ቀሺ ኣምላኽ ሓወቡኡ ይመስሎ" ፍሽክ ተብለኒ ጥቅሲ!!
@Kibrom-sh8ej
@Kibrom-sh8ej 2 ай бұрын
Bro neten ab wexae zrkeba khea natkum yen .. aytzhalu trah welas kmy logbi arkey 😅
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw 2 ай бұрын
😹😹😹
@AfiEfrem
@AfiEfrem 2 ай бұрын
@@Kibrom-sh8ej 🤝ኣታ ዓርኩ ዳምዳም ኢልና ቃላትናን ዳታናን ወዲእና ተኮርሚና ተሪፍና🤪😂😂😂😂
@NatnaelGoytom
@NatnaelGoytom 2 ай бұрын
ልኡል ዓርከይ uk እንጆይ ግበሮ ልብያ ሳላኻ እንጆይ ንገብሮ ስለ ዘለና የ😅😊❤❤❤❤❤
@mekell243
@mekell243 2 ай бұрын
Logiba Azmarino 🎉 i like your style
@mhretabwedigerger7183
@mhretabwedigerger7183 2 ай бұрын
ኩቡር ሓው ሕልፍሕልፍ ኢለ ኢንዴየ ዝከታተለካ ነይረ ሕጂ ሕጂ ሳብስክራይፕ ገይረልካ ኣለኹ ቀጽሎ ፊሕርካ ዝቕበር ዘይኮነስ ብዘይማይ ዝወርድ ዩ ዘለካ ኣጆኻ በርትዕ
@ZerayYoran
@ZerayYoran 2 ай бұрын
Qemem lbi neaka kketatel ms jemerku ezney kemzi kab nay ketema Chawchaw wexye nay nature dmxi kestemaqr tesemini Keep it up May saha arkey❤
@MogosAbraham-ul3xk
@MogosAbraham-ul3xk 2 ай бұрын
ክሉ ማይ ስሓ እዩ ሉኡል ማይ ፍሬንድ ጊን ተገዲስካ መልስለይ ተመርዒካዶ ወይ ቁዙፍ ኣላትካ ዶ ገለ እስኪ በለና ❤❤
@DawitHagos-gu7tg
@DawitHagos-gu7tg 2 ай бұрын
ሓቢቢ ኣና ከመይ ዲካ መቀሰን ❤❤
@RodasTesfabrhan
@RodasTesfabrhan 2 ай бұрын
ኦይ ዶ ክብል ኣነስ ተወሊፈካ እንበር ሉኡለይ 😢❤❤❤
@SaronAndom
@SaronAndom 2 ай бұрын
Anes abe tik tok yehlfe yehlfe abile eyndye zerika nere aye teshbenen eka nerka hji gen you tube zeatkula eye zireyka fetyka kemwet dye gele shewhat lebi kulu beqa des behali qexlo habibi ❤❤❤❤🎉
@amrsuud
@amrsuud 2 ай бұрын
Logi habibi kexilo zarky
@BeruShikor
@BeruShikor 2 ай бұрын
ሉኡል ሓቢቢ መደባትካ ኩሉ ግዜ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ማሃርን ኣዘናጋዕን እዩ ❤ ግን ከምቲ ኣብ መእተዊ ዘላ ናይ ወዲ ጀበሊ ዘረባ ኣብ መውዳእታ ዓለም ምህዞ ምስ ተውደአ ወዲ ሰብ በረኸቱ ኣብ መልሓሱ ክኸውን እዩ ትብል ንሕና ድማ ምህዞና ኣብ መልሓስና ከይ ክውን ነዚ ብሉጹን ማሃርን ሓሳባትካ ብመልክዕ መጽሓፍ እንተ ተቕርበልና ምህዞና ብየእምሮና ምኾነ ኮይኑ ይስማዓኒ. ክብረት ይሃበለይ ዓቢ ሰብ ኣቱም ሰባት ግዜ እንታይ ኣለዎ ዩቱብ ክንከታተል ዕድሜና ክንዲ ቁጽሪ ጫማና ኣኺሉ😅
@zowdi810
@zowdi810 2 ай бұрын
You are amazing 🇪🇷 wow 🇪🇷 👌 you are so sweet we love you so much god bless to you and to erterawe people
@Nahomaybereket
@Nahomaybereket 2 ай бұрын
እዋይ ኣታ ከይ ትመሉኡና ጥራይ ደሊቨሪ ካብ ሊቨርፕል
@theunbeaten4659
@theunbeaten4659 2 ай бұрын
ሓቀኛ ፍቕሪ ኣሎ ምናልባሽ ነዚ ሓሳበይ ከተራጉደልኩም ኣብዚ ቀረባ ሳምንታት ተሓቲማ ናብ ህዝቢ ዝቀረበት "ሓይሊ ሓቀኛ ፍቕሪ" ትብል መጽሓፍ ኣላ'ሞ ንበብዋ ኢኹም! ሰላም ወሰናይ
@AriamFisshaye-fc5yl
@AriamFisshaye-fc5yl 2 ай бұрын
Logbiba habibi smart boy ✌️✌️
@nohahassen6731
@nohahassen6731 2 ай бұрын
Ans mara ey zeftweika naka temerweka edelina eya ❤❤❤❤
@isakmengs5487
@isakmengs5487 2 ай бұрын
Bejaka misla aytewuhd eten temxen misla btami eyen hagezti GBU Brather
@BerhenWedidabesey
@BerhenWedidabesey 2 ай бұрын
ሎጉቢባ ጂግና ኩሉ ነገርካ አዩ ደስ ዘብልኒ ሓንሳብ ሲ ይሺልትወኒ ምስቲ ኣብ ሊቢያ ዘለኩዎ ካኣ ይሓስብ ይጪነቅ አሞ ሎጉቢባ ኣቦ ዳህሪ መጺካ ተረጋጋኣኒ ብሓቂ ምድሪ ዘይ ወድቅ ዘረባ ተስፋ ዝህብ ዘረባ ኣነስ ብከመይ ኮንታክቲ ይከውን ምሳካ ኣድራሻካ አብ ግደፈለይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷
@brhane90
@brhane90 Ай бұрын
ሳኣን ጥውቅ ቡዙሕ ሓሊፉና ፡
@henok2826
@henok2826 2 ай бұрын
ንምንታይ ኢኻ ነዋልድ ሸውሃት ልቢ ትብለን ነዋዳት ግን ሸተት ኢልካ ትሓልፍ ገለ በለና እስኪ ሓቢቢ😊
@semirnasri
@semirnasri 2 ай бұрын
Ufff ezi wedi kea keselichiweka meat eyu baelu tezaribu baelu zishik eluni had arkey bisenikika tebaese mis arkey abaesikana mis arkina bizkone keep it up ❤❤❤
@natsnetgmariam4730
@natsnetgmariam4730 2 ай бұрын
😢logbiba shkor thanks sele azenagaein meharin timhrteka ziyada zifetekiwo tiqsi
@RutaGebrekidan
@RutaGebrekidan 2 ай бұрын
I love baba yonas absolutely true
@FilmonTesfahans
@FilmonTesfahans 2 ай бұрын
Uyyy ata nskas fuluy eka qalat sienelka naka zednqa ❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤
@yohannesgmeskel401
@yohannesgmeskel401 2 ай бұрын
Merhaba shewhat senbet kem qedemu eyu beqa keep it up eziarkey 👍👍👍
@Raei-e7e
@Raei-e7e 2 ай бұрын
ሓቐኛ ፍቕሪ ኣሎ ሓቐኛታት ፍቑራት ግን ኣለው ክትብል ዳርጋ ድፍረት ኣይኮነን ይመስለኒ። ምናልባት ፍቕሪ ኣለዎም ዝበሃሉ ምናልባት 80% ብረብሓ ናይ ዓራት ይኹን ንዋት ስለዝታለሉ'ዮም መስለኒ ሓቐኛ ፍቕሪ ዝርደኦም ግን፣ 20% ጥራይ'ዮም ዝኾኑ።
@MeronTeame-fj2ng
@MeronTeame-fj2ng 2 ай бұрын
ሉል ቀዳማይ ዓለም ዝበሃል ኢሮፓ ድዩስ ወላ በዓል አሜሪካ ቻይና ፕሊስ ምልስካ ይጽበ ኣለኹ ሓደራኻ
@Yonas-s1h
@Yonas-s1h 2 ай бұрын
1 world Japan, German ,Canada , Netherland, Australia,France,usA ,,..most of Europe country they are 2 world.,,understand ..
@MerhawiYowhannes
@MerhawiYowhannes 2 ай бұрын
Good job brother💪Made in ASMERA❣️🇪🇷❣️
@SiempreDan
@SiempreDan 2 ай бұрын
wedi ጓሓፍ እዛ ኣሰካላ ኣስክላ azekirkani ኣብ'ኡ ኮይነ ይጽንዕ ኔረ 😂
@aotali8812
@aotali8812 2 ай бұрын
ሳሮን ሸይናተለይ የበለይ😂😂 ታ ፀይቂ
@Selu123.
@Selu123. 2 ай бұрын
Nice video b tik tok men ile krekbeka❤❤❤❤❤
@Wedi641
@Wedi641 2 ай бұрын
ጅግና❤❤❤
@YonasTekie.
@YonasTekie. 2 ай бұрын
ሊኡል ሓወይ ብቅዳምነት ሰላም ይብለካ ኣብ ስራሕካ ከኣ ኣሳሊጦ፡አንታይ ክብለካ ደሊየ፡ሓደ አዚ መደብካ ብጣዕሚ ኢዩ፡ፍረሽ ዝገብረኒ ሓሪቀ ጸኒሐ ኢየ ፍረሽ ዝገብረኒ።2፥ጊዜ ቅሩብ ሓጺራትኒ ኣባይ ጥራይ ዱ sorry gn አምበር ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ፡ብፍላይ አዛ ራፕ ማማ ትቢል ዝደረፍካያ ካብ ሪኢሰይ ምካድ ኣቢያ ❤❤❤❤❤ ንሻላ ሓንቲ መዓልቲ ይረክበካ ይከዊን ብዙሕ ንስካ ትሕግዘኒ ኣሎ፡ ህጂ አኮ africa indye zeleku ms ateku ❤❤❤❤
@fanuelyodit7219
@fanuelyodit7219 2 ай бұрын
ማይ ስሓ ዓረብ ኣካፍረሽ ጥልያን ስለዚ ጠሊ ድዩ ራሕሲ ድዩ ቀይሮ ኣይኮነን ከንጫዓካየ
@filmawitzerabruk7289
@filmawitzerabruk7289 2 ай бұрын
Logbiba You are amazing I’m really appreciate you for ur positive energy
@uniteddeviles5813
@uniteddeviles5813 2 ай бұрын
Logbiba keep going you are smart, funny,I like you bro,hanti zeytesemamana ane Manchesterawi nska gunersawi ..
@AhmedRomodan
@AhmedRomodan 2 ай бұрын
Logbiba habbb btami iye zfotwka edmen tenan yahabka❤❤❤❤❤qexlo
@KndeyaGrmay
@KndeyaGrmay 2 ай бұрын
ya an mara ey zefitweka naka mara mif alka ❤❤❤
@WintaYohannes-wk4du
@WintaYohannes-wk4du 2 ай бұрын
Smart seb beka 😮❤❤
@melesaregawi-zf5xi
@melesaregawi-zf5xi 2 ай бұрын
መቸም ይብልዎ ሲ ኣይትቅይራን ናይ ባሓቂ ቡሉፅ ኢኻ ሓውኻ ካብ ትግራይ
@Adiamteklu
@Adiamteklu 2 ай бұрын
Luley shikor ftret edmen tenan yhabka habibi
@adelabdul2867
@adelabdul2867 2 ай бұрын
ረኪብክኒ መክሪ እዉይይይይይይ❤
@redbag3453
@redbag3453 2 ай бұрын
ርሓቅ ወዲ ሰበይቲ ሕሜታ ጥራሕ ፎእ ወዲ ብርራያ
@MakdaAsgodom
@MakdaAsgodom 2 ай бұрын
Ane aleku college mainefihi😅🥲🥲 I miss it
@YawhanaMehari
@YawhanaMehari 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤logbiba habibi mara xibuk medeb eka tekrb pls kexilo
@LamuLamu-pw1hp
@LamuLamu-pw1hp 2 ай бұрын
ልኡለይ ኣስሊ ኣነስ ክፈትወካ ምዓት እየ ብፍላይ ሊብያ University እዩ ዝበልካያ ሰሚዐ ኣይጸግባን እየ ሓንቲ እስከ ናይ ተስፋ ሃበኒ ሓቢቢ ከይትነጥራ please 🙏
@kuhlayteklemariamsoum1148
@kuhlayteklemariamsoum1148 2 ай бұрын
ሰላም ብሮ ክረኽበካ ደልየ ይፍቀድ ድዩ
@HeranIssac
@HeranIssac 2 ай бұрын
Anta shikorina anes yhamm aleku enber ftw eye zebleka shewhat lbey❤❤❤
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 14 МЛН
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #26
23:58
Logbiba Tv
Рет қаралды 46 М.
/በስንቱ/ Besintu S2 EP.49 "ሂሩት አስጨናቂ"
50:09
ebstv worldwide
Рет қаралды 763 М.
لماذا تحريرها كلها ممكن؟ - بودكاست مع تميم
3:46:56
ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #23
20:23
Logbiba Tv
Рет қаралды 32 М.