Part 9 - ማንታ ማንታ ዝወለደት ተመዛባሊት ዓዶ 9 ዕሸላት

  Рет қаралды 85,026

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia

Пікірлер: 410
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 23 күн бұрын
ኣነ ብጣዓሚ ክምስግኖ ዝደሊ መምህር ሙሉ ብሓቂ ቃላት የብለን ንዓካ ዝክወን ደንጌል ማርያም፡ኣብ ትክዶ ምሳካ ትኩን ❤❤❤
@luliya6032
@luliya6032 3 жыл бұрын
አዶ ትግራወይት ውለዲ ማንታ ማንታ እዋይ ሽኾራት አምላኽ አድና ሰላም ይግበረልና !!!!
@frehiwettesfay8337
@frehiwettesfay8337 3 жыл бұрын
Admen taina yhabka naka tegaka ybzhayo
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 3 жыл бұрын
👍
@lemalmojunta7451
@lemalmojunta7451 3 жыл бұрын
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖❤💛❤💛አሜን3
@letishgebremichael5452
@letishgebremichael5452 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏
@wedieri7570
@wedieri7570 3 жыл бұрын
1000ናይ ብሓቂ ሽሕን ዋልታን ኩኑ
@ወይኩንፈቃዲከ
@ወይኩንፈቃዲከ 3 жыл бұрын
አነ ንመሬት ትግራይ ምስ ረገፅኩ መ/ር ሙሉ ብዓይነይ ክሪኦ እዩ ባህገይ መሐጎሲና ባሕቲ መጋቢት ይግበረልና አዶ ትግራይ ማህፀንኪ ይለምልም ሰስኑ ብዝሑ ተባዝሑ ምልእዋ ለመሬት ተጋሩዋ ሕማቅኩም የርሕቆ🙏 ሰላም ሰላም ብሽም መላእ ህዝቢ ትግራይ ሰላም ክብለካ ፈቱ መ/ር ሙሉ ወለላይ አዚየበር ናፊቀካ ሕያዋይ ለዋህ ሩሑርሕ ፍጥረት አብዛ ምድሪ መን አሎ ከም መ/ር ሙሉ ሃይሉስላስ ዝወደቁ ወገናቱ መልዐሊ ሙሉየ ብናትካን ከማኻን ዝበሉ ሩሑሩሓት ኮእዩ ጎታ እስካብ ዛዕሉት ዘፅነሐና እንበር ንሕና ደአ ዘዉዕል ዘሕድር ግብሪ የብልና ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ሰናይ ምጅማር ፆም አርበዓ ፆምና አጀሚሩ የፈፅመና ሰላም ምሕረት ንህዝቢ ትግራይ የዉርደሉ ማርያመይ ካብ ስደት ምስተመለስኹ ማህፀነይ ክትባሪኪ ማንታ ክወልድ ገዳአሙነይ አደየ🙏🙏🙏አብዚ መደብ አቲኹም ዲስላይክ ትገብሩ መስተወዐሊ ልቦና ይሃብኩም ንሰናይ ስራሕ ምስራሕዶ የቅንእ እዩ ተደሊኹም ሰናይ ስራሕ ስርሑሞ ብድሕሪኩ አይኮነንዶ like አብዝባና ክንሓዝለኩም ኢና ንሙሉ ዲስላይክ ትገብሩ ፁሉላት ኢኹም
@herangualagame7447
@herangualagame7447 3 жыл бұрын
እሰይይይይ ኣዶ ትግራይ ማንታ ማንታ ዉለዲ ፀላኢ ዓይንኹም ድብን ይበል መምህረይ ከኣ ብኣምላኽ ርኸቦ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🙏
@ነፂጓልኣሉላ
@ነፂጓልኣሉላ 3 жыл бұрын
ተመሰገን ተጋሩዋይ ሰሱኑ ዓይኒ ኣበይኩሙ ይደፍን ከወግሕ እዩ😢💔💘🙏💖
@aotali8812
@aotali8812 3 жыл бұрын
ሙለይ እንታይ ከምዝብለካ ኣይፈልጥን ቃላት ስኢነልካ ጀግና ሓውና ሓበን ተጋሩ ኢኻሞ ንበረልና
@deradubai1754
@deradubai1754 4 ай бұрын
እግዚአብሔርሲ ንዓካ ዝፈጠረልና ክብሪ ይብጻሓዮ ከምቶም ዝሓለፎ ነብያት ንህዝቦም ዝሓልዩ መምህር ሙሉ ቃላት ይሓጽረና ክብረት የሃበልና
@ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ
@ፍቅርዩእምነትይተመሰግንዩ 3 жыл бұрын
አሰይ እግዝኣብሄረ ተይሰአኑ ዕደመን ጥዕነን ይሃቦም❤❤
@ትግራይእያሃገርይ
@ትግራይእያሃገርይ 3 жыл бұрын
እግዚእብሔር ኣምላክ ልህዝብና ስላም የውረደሉ🙏🙏🙏
@meleytsegay
@meleytsegay 3 жыл бұрын
ትግራይ ውለድልይ ማንታ ማንታማንታ 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@mlat9280
@mlat9280 3 жыл бұрын
ሙሉየይ ከም ሽምካ ሙሉእ ኢካ በዓል ሕሊና ክንደየናይ ዕረፍቲ ይህልወካ ተዓዲልካ በእዉነት ቁዱስ ቅንኢ ቁኑኡ ከም ዝበለና እግዚኣብሔር ቁዱስ ቅንኢ እየ ዝቀንእ ኣይዞኻ ሙለይ እመ ብርሃን ድንግል ምሳካ ትኩን
@kahsayluel4146
@kahsayluel4146 3 жыл бұрын
Amen
@ኣኪጓልትግራይ
@ኣኪጓልትግራይ 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መምህር ሙሉ ከም ሽምካ ሙሉእ ሰብ ኢኻ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣየ ህዝበይ ረኺብካዮ ዘለኻ አምላክ ባዕሉ ድኣም ኣካእሎ ይሃብካ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ 🤲🤲😪😪😪😪
@ሜሪነኝየትግይልጅ
@ሜሪነኝየትግይልጅ 3 жыл бұрын
ኦዶ ትግራዊቲ ውለድ ማንታ ማንታይ ትወልድ ጀጋኑ 🙏❤💛💘እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏💋
@sendayowlegebrial4195
@sendayowlegebrial4195 3 жыл бұрын
እምኳዕ ብሠላም መጻካ ምሉዋይ ደንግል ወላዲት ቃለ ኣብ እትከዶ ኩሉ ትከተልካ ብሠላም እንኳዕ ማርያም ኣገለገለትኪ ኣሰይይይ ወለዲ ማታ ኣዶ ትግራይ እዚ ውን ክሓልፍ እዩ💒✝️👏
@birhangebremariyam3954
@birhangebremariyam3954 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣዶ ትግራይ ወላዲት ማንታ እንኳዕ ብሰላም ተገላገልኪ ዓይኒ ፀላኢኩም ድፍን ይበል ሰስኑ የዕብየልኩም ፈጣሪ መምህር ሙሌ ኣቦ ውፁዕ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏💛
@SalamSalo
@SalamSalo 3 жыл бұрын
ተመስገን እንካዕ ብሰላም ተጋላገለት ናቶም ማማያትለ ዕድመን ጥዕናን እስቲ ይሃቦም
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 3 жыл бұрын
Amen amen amen🤲🤲🤲❤
@mulergg2105
@mulergg2105 3 жыл бұрын
ዕደመይ ጥዕናይ ይሃቦም ❤️👏 መምህር ምሉ እግዚአብሔር ካፍቱ ዘለካ ፀጋ አብዚሑ ይሃብካ ❤️❤️❤️👏👏👏
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብለይ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉ ሓወይ
@gezananebarittv1479
@gezananebarittv1479 3 жыл бұрын
እዚ ዉን ክሓልፍ እዩ ኣነ ብከመይ ክሕግዝ ይክእል ምክንያቱ ተለፎንካ ጸሓፈልና መ/ር ምሉእ ካብ ሓዉኩም ወዲ ኣከለ ንሕና ደቂ ኣከለ ኣብ ጎድኒ ትግረዋይ ዓጋመ ኢና ዓወትና ናይ ግድን እዩ ኣጀኩም
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ
@ኩሉከምፍቃድካይኩነለይጌታ 3 жыл бұрын
ቁፅሪ ቴለፎን ኣለካ ኣብቲ ብድዮ ብኡ ደዉለሉ
@ዩዳሄንበል
@ዩዳሄንበል 3 жыл бұрын
እሰይይይይ እልልልልልልልልልልልል ተመስገን አምላከይ ብጥበቡ የዕቢኩም ንህዞብኩሙን ንዓድኩምን እትጠቅሙ ገይሩ የዕቢኩም ኣዶ ትግራ ርሕስቲ ከርሳ ውለድለይ ማንታ ማንታ 😍♥ ኣጆካ ህዝበይ ክወግሕ እዩ
@HhcccdDdghgcf
@HhcccdDdghgcf Жыл бұрын
ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም መምህር ሙሉ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ኣዶ ትግራይ ትውለድ ማንታ ማንታ
@simretgebre9200
@simretgebre9200 3 жыл бұрын
እዋይ ደሰ ክብሉኻ ፀላኢኹም ዓይኑ ይደፈን ብሩኻተይ ብዝሑ ተባዝሑ ተጋሩዋይ! መምህር ሙሉ ዘርእኻ ይባረኽ !!!
@genatberhanbrhane3075
@genatberhanbrhane3075 3 жыл бұрын
ኣሰይ እንቃዕ ማርያም ኣገላገለቲኪ ማሚየ ትግራይ ዓደይ ውለድለይ ማንታ ማንታ ማንታ
@سارره-و5د
@سارره-و5د Жыл бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብርት ስድራ ❤❤❤❤መምህረይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤
@mhretabtesfay5022
@mhretabtesfay5022 3 жыл бұрын
Admen tianan yhabka fetari zihawey
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ
@እግዚአብሄርይመስገን-አ8ኈ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን 💖💖💖
@ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ
@ኦርቶዶክስተዋህዶሃይማኖቴ 3 жыл бұрын
ንመምህር ሙሉ ዝኮን ቃላት ሲኢነ ናይ ብሓቂ
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ
@እመብርሃንኣደይዋሕስሂወተ Жыл бұрын
መምህር ምሉዋይ ኣቦ ዉጹዓት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ዕድመ ማቱሳላ ይምነየልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ንኣሕዋትና ዉን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና❤❤❤
@roza7068
@roza7068 3 жыл бұрын
ኣዶ ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ ወላዲት ማንታ ማንታ ሽኮራት ኣምላክ የዕብየልና 🙏 ኤ ትግራይ ዝሓመሰ😢 ብፈጣሪ ይተሓመስ ☝️
@okookokmaradespahali3535
@okookokmaradespahali3535 3 жыл бұрын
👍
@lamlmalamama3478
@lamlmalamama3478 3 жыл бұрын
Amen 3
@mimihailu8712
@mimihailu8712 3 жыл бұрын
Des kebel
@suhulentertainmet
@suhulentertainmet 3 жыл бұрын
ኣጆና እስከ ብዝከኣለና ንሓግዞም ተጋሩዋኒ ኣትን ኣዋልድ ከኣ ቅንኣ ማንታ ማንታ ውለዳ ንሓገዝ ድሕር ኣይንበል ሓደ ካብ ወለድና ዝጸነሓና ሕበረትን ክብረትን ኢዩ!!
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 3 жыл бұрын
Amen amen amen egiziabiher amlak kihbeni yminey kudus fikadu ykun 🤲🤲🤲💒💒💒🙏🙏🙏❤
@megebeykidena4172
@megebeykidena4172 3 жыл бұрын
ኣባይኩም ህዝብና ሰላም ይግበረልና ።
@TesfitMhreteab
@TesfitMhreteab 23 күн бұрын
ኣሰይይይይይ ኣደ ማንታ ማንታ ወለፊ ጸሊኢ ዓይንኹም ይብን ኣሰይ ደስ ክብሉካ ተመስገን ❤❤❤❤
@tdf9455
@tdf9455 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ኣምላክ እድመን ጥእናን ያሃብኩም ኩቡራት ስድራ🥰😍🥰🙏🙏🙏መምህረይ ነዊሕ እድመን ጥእናን ያሃብካ🥰😍🥰 ኣጆና ህዝበይ ክወግሕ እዩ ባሓይሊ ኣምላክ🥰🙏🙏🙏
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
@አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 3 жыл бұрын
መምህረይ አቦ ፀጉማት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@ናይሎሚንጽባሕ
@ናይሎሚንጽባሕ 3 жыл бұрын
እመብርሃን እንቃዕ በጸሕትኪ ኣደ ብርሃነይ። መምህረይ ድማ እምላኽ ምሳኻ ይኹን ናይ ብሓቂ ኣርኣያና ኢካ ንዓና። ንዓኻ ከየስኡኑና ብጣዕሚ ኢየ ዝፈርሕ እሞ ጽላሉ የንብረልካ ንኹሉ ህዝቢ ሰላም የውርደ። ንኤርትራ ሓደ ከማኻ ክልእከልና ናቱ ፍቃዱ ይኩን።
@sarahahmad7742
@sarahahmad7742 3 жыл бұрын
ክቡር ሓውና ኣቦ ውፅዓት እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@meleytsegay
@meleytsegay 3 жыл бұрын
ሰስኑ ሰስኑ ሰስኑ 🙏ዓዶ ትግራይ ውልዲ ማንታ ማንታ ማንታ,🙏🙏🙏🙏
@ዕባይመይዳሽምጣ
@ዕባይመይዳሽምጣ 3 жыл бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም እግዚአብሄር ብጥበቡ ያዕብዮም መምህር ሙሉየ ሕማቕ ኣይትርከብ🙏🙏🙏💛💖💛💖💝💝
@selamawit4081
@selamawit4081 3 жыл бұрын
ተጋሩዋይ ዓድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣምላክ
@tsegaabrham149
@tsegaabrham149 3 жыл бұрын
ድንግል ማርያም ምሳኻ ትኹን መምህር ሙሉ ሃይለስላሴ
@saratsehaye2932
@saratsehaye2932 3 жыл бұрын
ማዓረኒ እንኳዕ ብሰላም ወጻእኩም። እሰይ እንኳዕ ተወለድኩም ዘርእኹም ይብዛሕ። መም ሙሉ ሓውና ዘመንካ፣ ወለደኻ፣ ናብራኻ ይባረኽ።
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 2 жыл бұрын
ብሩኻት የሕዋተይ ሙሉ ዝብሉኻ ሙሉእ ይሃብካ።
@brktilazzar7423
@brktilazzar7423 3 жыл бұрын
ኣሰይ አግዛኣቢሀር አድመን ቲኢናንን ይሃብኩም ጸጋ የብዛሃሉኩም
@ሄዋንየማነ
@ሄዋንየማነ 3 жыл бұрын
እፉፉፉፉፉፉ ዋይ ህዝበይ ትረክቦ ዘለካ ኣይከኣልኩን ኣነስ ዋ እግዚአብሔር ኣምላክ ባዕሉ ከዉገሖ እዩኣጆኩም ተስፋ ኣይንቁረፅ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዝፈትዎ እዩ ዝፍትን እሞ ብፀበባ ተዓገሱ ብተስፋ ተሓጎሱ መምህረይ አመኣምላክ ዋሕስ ጠበቃካ ትኩን ዝሓወይ
@ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ
@ልበይምስትግራይዓደይ-የ9ከ 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ይሓልኽም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልና ኣሜን(3)
@nabrasdetchannel586
@nabrasdetchannel586 3 жыл бұрын
Asey edmen tnan yabka za hawey nkulom seb tbetshom tbexhom zeleka 😍😍😍😘😘😘😘
@geni3064
@geni3064 3 жыл бұрын
ኣሰይ ኣሰይ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ብጥበቡ የዕብዮም መምህር ሙሉ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኣጆና ተጋሩዋኒ ክወግሕ ዩ ፀልምቱ ኣይነብርን ኣቱም ሓገዝ እትገብሩ ብዝወፀ ይተካኣልኩም
@jddjdhh5938
@jddjdhh5938 3 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ።
@بسراتعفارا
@بسراتعفارا 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህርይ አቦ ውፅዒ ❤❤❤❤❤❤
@meleytsegay
@meleytsegay 3 жыл бұрын
ተባረኩ እበዩ እብዩ ጀጋኑ ኣሕዋትኩም, ኣሓትኩም ኣቦታትኩም ይዋደቑ ኣሎዉ ነኣኻትኩም ሓዳስ ሃገረ ትግራይ, ንስኻትኩም እትርከብዋ ትግራይ ትዕወት 💪💪💪💪💪💪
@زهرامحمد-ز1ز
@زهرامحمد-ز1ز 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉዋይ ኣነስ ናዓኻ ዝገልፅ ቃላት ሲኢነለካ ፈጣር ይሓልወለይ ኣዶ ትግራወቲ ውለድለይ ማንታ ማንታ ኣምላኽ የባፅሕኹም
@سلامهسلامه-د2ذ
@سلامهسلامه-د2ذ 3 жыл бұрын
ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም መምህር ሙሉ ኣምላኽ ጸጋ ይብዝሕልካ 🙏🙏❤️🙏🙏❤️❤️
@milashmilash3881
@milashmilash3881 3 жыл бұрын
እግዚእብሄር ዓስብካ ይክፈልካ ክቡር ሓውና መምህር ሙሉ ንበረልና
@nebukahsaye5729
@nebukahsaye5729 3 жыл бұрын
እዋይ ህዝበይ አዶ ትግራይ እዙይ አይኮነን ኢዳ አምላክ ባዕሉ ምሕረት የውርድ እቲ ውፅዕ ህዝቢ ክብል መምህር ሙሉ ከዓ በአምላክ ርከቦ አጆካ ህዝበይ ክወግሕ እዩ🙏🙏
@HchdBxjcj
@HchdBxjcj Жыл бұрын
ዕደመጥ ይሃብከ ም/መል❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይ ውለድለይ ማንታ ማንታ💖💖💖🤲 ሰላምኩም ይብዛሕሕሕ ኣብየት ህዝበይ ኣባይኩም 💔💔💔💔💔😭😭😭🤲✝️⛪️💖🙏ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉ ኣቦ ውጹዓት እንጀራኻን ናብራካን ይባርከልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከምኡ እውን ጸግኡ የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏
@ዳናይትነኝየናሆምአናት
@ዳናይትነኝየናሆምአናት 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ናይ አግዚአብሔር ሰብ አብ መንገድካ ሰት ሰምሃል አብ ስራህካ አሳልጦ ይመነየልካ ዛሃወይ ♥️🙏
@ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ
@ጋልቶምብውሕዶምዝሓበ-ቈ5ዘ 3 жыл бұрын
አምላክ ምሳኩም ይኩን ወለደይ አሕዋተይ 😭መጨረሹኡ የፈፅመልኩም
@fronifroni7773
@fronifroni7773 3 жыл бұрын
ሰላምና ይምለሰልና መሬትና የውጋሓዮ ኣምላኬ እስራኢል 🙏🙏🙏
@awettsegay5777
@awettsegay5777 3 жыл бұрын
Amlak mhret yewrd fetari
@aresmaaxum2771
@aresmaaxum2771 3 жыл бұрын
እንኳዕ ሰይ ማንታ ማንታ 💛❤🙏
@eyeruabrha323
@eyeruabrha323 3 жыл бұрын
ኣሰይ ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን እግዚኣብሔር ብጥበቡ ይዕብየልኩም መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@salamb9556
@salamb9556 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሐወይ ካብ እግዚአብሔር ምሳኻ ይኩን❤️
@ruthmisgun8792
@ruthmisgun8792 3 жыл бұрын
Egzabher selamu yewrdlena
@milashmilash3881
@milashmilash3881 3 жыл бұрын
አምለክ ይሓግዝኩም ሓላፋይ እዩ ፀገም ተመስገን አምለክ
@edentekleab2042
@edentekleab2042 3 жыл бұрын
Peace for Tigray and Eritrean
@ኩዶፈላሲ61
@ኩዶፈላሲ61 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ፡ትምስገን፡ሰብ፡ኢኻሞ፡እግዚኣብሄር፡ጸጽቡቑ፡ኣምላኽ።ይሓግዝካ።
@thth4046
@thth4046 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ጽቡካት ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን መምህር ሙሉ ከኣ edeme teana yehabka
@meazareda3593
@meazareda3593 3 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ዓይኒ ፀላእኩም ይፍሰስ ክወግሕ እዩ
@teklemeaza4776
@teklemeaza4776 3 жыл бұрын
Fetari beinte hitsanat selam awridelna
@adamftur1924
@adamftur1924 3 жыл бұрын
እግዚአቢሔር ይሃብኩም ኩላትኩም ወሃብቲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንህጻናት ብጸጋን ጥበብን የዕብዮም
@seggedhagos7819
@seggedhagos7819 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን!!! ዝገርም ናይ ኣምላኽ ፀጋ, ብጥበቡ የዕብየልኩም ኣሜን 🙏🙏🙏
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 3 жыл бұрын
memhir MULU Shih amet niber amlak yibarka ajokum kihalif eiyu
@brijap5171
@brijap5171 6 ай бұрын
እወ ማንታ ማንታ ንፍሪየላ ዓድና ኣዶ ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ እያ
@mesalumesalu9347
@mesalumesalu9347 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ አቦ ድካታት ደው ወለና ፈጣር ይሓልዋ ንአካ ንምምስጋን ቃላት ይሓፅረኒ
@rozinaeinda5438
@rozinaeinda5438 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሀብካ ፈጣሪ ፀጉኡ የብዘሐልካ
@kulunatkaeyuamlakeyy448
@kulunatkaeyuamlakeyy448 3 жыл бұрын
Edmen tenan yhabkum fetari naka ka egzabiher tslalu ynbrlka 🙏🙏🙏
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና
@ማርያምጽዮንኣደይብርሃንና 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ንውፁዕ ይበል ደስ ክብሉ እግዚአብሔር ብጥበብን ፀጋን የዕብዮም!!
@selamgebreanebnya4473
@selamgebreanebnya4473 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌏🌏❤️🌎🌍🌎❤️Amlak. Meleui. Brhan. Ygberlna. Memhrey. Edmen. Tieinan. Yhabka. Fetari
@mdainahasssiii3885
@mdainahasssiii3885 3 жыл бұрын
እወይ ብጣዕሚ ይግርም ናይ አድ ነገር ንድቃ እብር ንባዕለይ ዝይትብል
@hhmikn7711
@hhmikn7711 3 жыл бұрын
ሙልየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አብ ዘለኻዮ እግዝአብሄር ይሓልኻ
@tewoldea.2578
@tewoldea.2578 3 жыл бұрын
Dr. Mulu you are an inspiration for all of us God bless you
@elsatesfalem7463
@elsatesfalem7463 3 жыл бұрын
Qidmeku abaykum xelahikum kertet ybel oh Egzhabher Amlak haderaka anes ado kikefia ykefiani 😢😢😢☝️☝️☝️☝️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@jddjdhh5938
@jddjdhh5938 3 жыл бұрын
ንገባሪ ፅቡቅ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።
@subi3319
@subi3319 3 жыл бұрын
ኣሰይ ፁብቃት ኣዶ ትግራይ ሞንታ ሞንታ ዉለዲ መምህር ሙሉ እግዛአብሔር ይሃብካ ዓዲመን ጥዓናን ያሃብካ ብደቅካ ቶሓጓስ
@emnet93
@emnet93 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኽ ሰላምን ንህዝቢ ትግራይ አዉርደሉ ፈጣሪ 🤲❤️ መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን የሃበለይ ፈጣሪ 🤲❤️
@enzeshenzesh5942
@enzeshenzesh5942 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@heavenyemane5002
@heavenyemane5002 3 жыл бұрын
Memher mulu abu kulu amlak abzihu yebareka 🙏
@ተመስገን-ጰ7ጸ
@ተመስገን-ጰ7ጸ 3 жыл бұрын
መምህረይ ኩሉ ሰብ ከማካ ተዝከውን
@jerryjerry4050
@jerryjerry4050 3 жыл бұрын
ኣዶ ትግራዌቲ እልል ማንታ ማንታ ወሊዳ ንቲኦም ደቅና አብኩናት ዝሰዓናዬም መተካኣታ
@kahasehagos8539
@kahasehagos8539 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ንኩሉኩም ኣሕዋተይ
@ሸዊትኣክሱም
@ሸዊትኣክሱም 3 жыл бұрын
ኣዶ ትግራይ ዉለድለይ ሰስንለይ ዘድልየኪ ሕተትኒ ማርያም ኣክሱም ክፍእኩም ኣየስመዐኒ መምህር ሙሉ እንታይ እም ክብለካ ንዓካ ዝኮውን ቃላት ሓፂሩኒ ታወተ ፅዮን ትደግፍካ ክፋእካ ኣየስመዐኒ ኣሜንን
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏❤️
@semhareylove3503
@semhareylove3503 3 жыл бұрын
Egziabher amlak xgiu yebzhalkum hawuna🌿🙏💜🌿✝️🙏🙏
@tirhasgrmay6669
@tirhasgrmay6669 3 жыл бұрын
መምህር ሙሉ እግዚአብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካኣ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኸቦ እመብርሃን ትሓሉኻ እግዚአብሄር ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኽልና ብምሕረቱ ይጠምተና፣🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@milattekle3378
@milattekle3378 3 жыл бұрын
እንካዓ ብሰላም መፃኻ ምህር ሙልዋይ ኣምላኽ ዕድመን ጢዒናን ያሃበካ ኣምላኽ ❤️🙏
@frewenyasegedom6385
@frewenyasegedom6385 3 жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም መጻኩም ምሕረት የውርደልና ዞም ደቀይ ንዐኩም ይርኤ ፈጣሪ መምህር ሙሎ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ዝሐወይ ካብዛ ሕማቅ ግዜ ፈጣሪ ይሐልኻ
@ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
@ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ተመስገን ፈጣሪ እንታይ ይስኣኖ ኣጆኩም ኣሕዋተይ ኣብጎንኩም ኣለና መምህረይ ኣቦ ውጹዓት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@amanasfaha588
@amanasfaha588 3 жыл бұрын
Memhr mulu Egziabher Amlak Edmen tenan Yhabeley.
@luliya6032
@luliya6032 3 жыл бұрын
ሐወይ መዐረይ መምህር ሙሉ ኻብ አምላኽ ትረኽቦ እድመን ጥዕናን ይሀበኻ !!!!!
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 3 жыл бұрын
ኣምላክ ንህዝቢ ትግራይ ራህዋን ፍትሕን ይፍጠር መምህር ኣቦ ብዙሓት ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
@mesgenamesgena5791
@mesgenamesgena5791 3 жыл бұрын
መምህረይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ኣብ ዝከድካዮ ሕማቅ አይርከብካ
@juditharenasdupax4077
@juditharenasdupax4077 3 жыл бұрын
አይዞኹም ወገነይ ኩሉ ካሓልፍ እየ አዶ ትግራይ ውለድለይ ማንታ ማንታ መምህር ሙሉ ስራሓኻም ከምታ ስምኻ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ብደቅኻ ይቅደውኻ
@menkemeyonelove3684
@menkemeyonelove3684 3 жыл бұрын
Eti tgebro senay neger kab egziabher rkebo mulu hawna
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 11 МЛН
iPhone or Chocolate??
00:16
Hungry FAM
Рет қаралды 47 МЛН
እምነትን ፅንዓትን ዝትንፈሰላ ምዉቕቲ ገዛ!!
26:17
Don't look down on anyone#devil  #lilith  #funny  #shorts
00:12
Devil Lilith
Рет қаралды 11 МЛН