No video

ይኣምነካ 'የ ብዘማሪ ሓበን ናይዝጊ yamneka eye zemari haben naizgi

  Рет қаралды 2,017

yoyada tube

yoyada tube

6 ай бұрын

#tigrigna #mezmur #zemari haben naizgi
yamneka eye by zemari haben naizgi
ይኣምነካ 'የ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ
ትግርኛ መዝሙር
Habu yoyada
ከቨር መዝሙር

Пікірлер: 91
@SleepyBassetHound-qq4kg
@SleepyBassetHound-qq4kg Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤️🙏
@Meronmezgebo
@Meronmezgebo 2 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመአልና 🙏🙏
@NguseTekeste
@NguseTekeste 27 күн бұрын
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኸልካ
@Gidey-tm7zr
@Gidey-tm7zr Ай бұрын
Amen amen amen zmare melaakt yesmealna habuway
@TeheshMahari
@TeheshMahari 5 ай бұрын
ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልካ
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@hhduue7620
@hhduue7620 5 ай бұрын
ዝማሬ መላአከት የስመዓልና ፀጉኡ የብዛሓልካ ኩቡር ሓውና
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@hameye...11
@hameye...11 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዐልና 🙏🙏🙏🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 3 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-pv4yl6ty6m
@user-pv4yl6ty6m 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልና በርተዐልና ክቡር ሓወይ❤❤👏👏
@habuYoyada
@habuYoyada 3 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 11 күн бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና❤❤❤❤❤❤
@user-pv4yl6ty6m
@user-pv4yl6ty6m 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ፀግኡ የብዝሐልካ👏
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡር ሓውና ጸጉኡ የብዝሕ ❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@selugelabera7582
@selugelabera7582 5 ай бұрын
አሜን ፫ ዝማሬ መላእክት የሥዐልና ጸጉኡ የብዝሕልኮ።👏🤲
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@dhrfg-fd3qz
@dhrfg-fd3qz 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ክብር ሓወና💝🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-bc2fm2pi5j
@user-bc2fm2pi5j 5 ай бұрын
ዝማሬ መላአክት የስመዐልና❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@FunnyCookingApron-dj3it
@FunnyCookingApron-dj3it 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜንንን
@soshitube7215
@soshitube7215 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@bel.picture_12
@bel.picture_12 5 ай бұрын
💝ዝማሬ መላእክት የስመዐልና 🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜንንን የክብረለይ
@mebratberhane7402
@mebratberhane7402 5 ай бұрын
Zimare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 5 ай бұрын
Egziabher. yemasgen.. Lllllllllllllll. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿Temesgen. Amlake.
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን
@Bahlbi_G
@Bahlbi_G 6 ай бұрын
ተባረኸለይ ሓቡዋይ፡ ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-fs2tr7yn1g
@user-fs2tr7yn1g 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@zafuzafu3673
@zafuzafu3673 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ❤👑
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-bw8ot4so3s
@user-bw8ot4so3s 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-ty7gj3bn2n
@user-ty7gj3bn2n 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐና ሓቡዋይ
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@merhawi1511
@merhawi1511 5 ай бұрын
Amen zmarie melakti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@wehazitteklit
@wehazitteklit 6 ай бұрын
Zmarie Melaekt Yesmealna🙌🙌🙌🥰🥰🥰
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን ክብሪ ይሃበለይ
@SolianaTube1332
@SolianaTube1332 6 ай бұрын
zmare melaekti yesmalna brukey አምላክ ዘመን ኣገልግሎትኻ ይባርክ🙏❤🥰
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜንንን ክብሪ ይሃበለይ
@ZemaribrhaneBg
@ZemaribrhaneBg 6 ай бұрын
Zmara melaekti yesmala
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-pf6yy9vx5z
@user-pf6yy9vx5z 5 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@gebreamlakhailu5842
@gebreamlakhailu5842 5 ай бұрын
waw dess zbil srah eyu ketslelu tsegu yebzhelka kbur haw
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@AmanTube907
@AmanTube907 6 ай бұрын
Zgerm zmare habuwa❤
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@MatusalaGirmay-ti9wf
@MatusalaGirmay-ti9wf 4 ай бұрын
ብእዉነቱ 😢😢ናብ ልብኻ ዝምልስ መዝሙር እዩ ኣንሕና ሓጥያተኛታት ኣብ ክንዲ ቤቱ ንኸዉን ኣብ ስርቂ ኣብ ዘይተደለየ ሱስ ሽጋራ ፀዊዕካ ክትዉድኦ ዘይትኽል ዓዘቅቲ ኢና ንገብርን ንዉዕልን ግን እቲ ህያዉን ገናናን ዝኾነ መድሃኒአለም ሎቱ ስብሃት እሱ ግን ብ ምሕረቱን ብቸርነቱን ሓልዩ እስካብ ሐዚ ኣፅኒሑና ኣሎ እምበር ከምቲ ንገብሮ ዘለና ተዝኸዉን ነይሩ እስካብ ሐዚ ኣይምፀነሕናን ነይርና😢😞😞 ናብ ልቢ ዝምልስ መዝሙር ኣስሚዕኻና ኢኻ ሓበን ሓወይ ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 4 ай бұрын
ኣሜን ብሩከይ ሓወይ
@KibromAbebe-fu8ke
@KibromAbebe-fu8ke 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሳኻ ይኩን ዝሓወይ
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-xn8yu6vl1q
@user-xn8yu6vl1q 6 ай бұрын
zmare melaekt yesmelna nay ambasel mezmur tetzmrelna nefsna thgos
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
እሽኒ ከም ኣምላክ ፍቃድ
@user-xn8yu6vl1q
@user-xn8yu6vl1q 6 ай бұрын
fetari yihagzka zbeletse kemzkewn ayteratern melkam agelglot hawey
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
Amen
@nawalalhalaby
@nawalalhalaby 5 ай бұрын
ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን ወንድማችን❤❤❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን ኡልየክብረለይ
@nawalalhalaby
@nawalalhalaby 5 ай бұрын
@@habuYoyada አሜን//፫//🙏
@mahleyt7694
@mahleyt7694 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ክቡር ሓወይ በረትዐልና ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ኣበይ ኣለኩም ንዑ ሓውና ነባራታተዐዮ❤❤
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@MarsYoutube-in6zd
@MarsYoutube-in6zd 4 ай бұрын
❤❤
@Asd-ru8is
@Asd-ru8is 5 ай бұрын
ዝማሬ መልእክት ይሰመዐልና ዘማሪ ሓዉናሓበን ጸጋኡ ይበዘሐልካ ካብ ዉዳሴ ኮንቱ ይድሕንካ እሞ እዚ ግጥሚ ኣብ ኮሜንት ኣቁምጥሉና ተሳምዕነት ክህልዎ❤
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ዛ ግጥሚ ፅሒፍናያ ኣለና
@tgraweyt
@tgraweyt 6 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ♥️🙏🙏🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@deaconmelakuberihun
@deaconmelakuberihun 5 ай бұрын
🥰🥰🥰
@Burut-
@Burut- 6 ай бұрын
ኣብ ቤቱ የፅንዕኻ ሓወይ🙏🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@ArsemaKidane-cl2sv
@ArsemaKidane-cl2sv 6 ай бұрын
Zmare melaekt yesmealna habu hawey
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@user-qo4cf9fn1k
@user-qo4cf9fn1k 6 ай бұрын
ፈጣሪ ዘመንካ ይባርኮ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🙏
@habuYoyada
@habuYoyada 6 ай бұрын
ኣሜን የክብረለይ
@alexzeethiiopia2128
@alexzeethiiopia2128 5 ай бұрын
❤ዝማሬ መላእኸእቲ የስመዐለኒ
@habuYoyada
@habuYoyada 5 ай бұрын
ይኣምነካ 'የ ኦ ኣምላከይ ዘይሓፍረልካ ኢካ መልሰይ ኣብ ውሽጢ ልበይ ኣብ ሕልናይ ንገሰለይ መድሓኒተይ ሓቢሰዮ ንብዓተይ ምስ ኮንካኒ ፀግዐይ ንዓይ ከማካ የለን ሎምን ኩልሻዕን ዘይትርብርብ መሓሪ ኣማኑኤል ኣቦ ፍቅሪ ሎሚ ፈትዩ ፅባሕ ዝፀልእ ሐዚ ሂቡ ደሓር ዝከልእ ናይ ሰብ ህይወት ኣይእመንን እዩ ናትካ ባህሪ ግን ኣይልወጥን እዩ ዝተበጀወኒ ካብ ኣእዳው ሸፋቱ ዝፈወሰለይ 'ውን ንቁስለይ ብዘይቱ ፈታውየይ ኮይኑ ዘፀናንዐኒ ኣምላከይ እኮ 'ዩ ደበስ ዝኮነኒ ጎይታ እኮ'ዩ - ብምሕረቱ ጠሚቱ ኣምላከይ 'ዩ - ዝፈወሰ ቁስለይ ጎይታ እኮ'ዩ - ሸክመይ ኣራጊፉ ኣምላከይ 'ዩ - ዝኮነ ሰላመይ ብዘይ ንስካ መን ኣለኒ ጎይታይ ፍቅርካ ስሒቡኒ ሕግካ ንዓይ ይመርሐኒ ፍፁም ዘይልወጥ ኣቦ ኣለኒ ኣጣዒሱኒ 'ቲ ህይወተይ ንመንገድካ ዘይምፍላጠይ ምሳካ ምንባር እዩ ሰላም ቦታ የብሉን ሓዘን ድካም ከመይ ወፂአ ኢለ ፍፁም ኣይድነቅን ይኣምን እየ ጎይታ ወድካ (ጓልካ) ኣይትገድፍን እቲ ኩሉ ሓሊፉ ተሪፉ ንድሕሪት ኣብቂዑ ካብ ሎሚ ንብዓት ይኩን ብክያት ካብ ሰማይ ዝወረደ ምእንታን ከፅርየኒ ኢሉ ካብ ርስሓተይ ዝምክሓሉ ኣቦይ ኣለኒ ሓጥያተኛ ኢሉ ዘይገደፈኒ መድሓኒተይ ፈዊሱኒ ብቁስሉ ከመስግኖ 'የ ክዝምረሉ
@NguseTekeste
@NguseTekeste 27 күн бұрын
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኸልካ
@NguseTekeste
@NguseTekeste 27 күн бұрын
ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኸኸልካ
@habuYoyada
@habuYoyada 27 күн бұрын
ኣሜንንን ንጉሰይ ሓወይ
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 206 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 27 МЛН
Inside Out Babies (Inside Out Animation)
00:21
FASH
Рет қаралды 23 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 19)
31:38
ለዛ
Рет қаралды 54 М.
yefkrekaye(የፍቅረካ’የ)~Eritrean ~Orthodox ~Tewahdo mezamur ~(ንስሓ) remixed (2022) By Zemari Henok Fikadu
5:08
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 2,7 МЛН
በይነይ ኣይኮንኩን ናይ ንስሓ መዝሙር ብዘማሪት ሳሮን ዮሃንስ(beyney aykonkun)
7:19
ኢየሱስ'ዩ ምልኣተይ channel ( Saron yohannes channel)
Рет қаралды 2 М.
Kemegeno
4:09
Zemarit Bruktawit Gebremedhin - Topic
Рет қаралды 1 М.
ሁሉ ባንተ ነው
13:21
Daniel Amdemichael
Рет қаралды 7 МЛН
Yefqrekaye
6:14
ORTHODOX MEZMUR - Topic
Рет қаралды 215 М.
How Many Balloons Does It Take To Fly?
00:18
MrBeast
Рет қаралды 206 МЛН