# ዘይከም ግብረይ ዘማሪ ሓበን ናይዝጊ zeykem gbrey zemari haben naizgi

  Рет қаралды 1,527

yoyada tube

yoyada tube

Күн бұрын

Пікірлер: 69
@kidusanabew12
@kidusanabew12 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩኸይ❤ልቢዘረስርስ ዝማሬ🥺❤️❤
@habuYoyada
@habuYoyada 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሕዋተይ ፀሎትኩም ፥ ድጋፍኩም ኣይፈለየኒ 🙏🙏🙏
@YaredawiMezmurTube
@YaredawiMezmurTube 4 ай бұрын
Share ብምግባር ነበረታትዓዮ ንሓውና
@musemamilove4519
@musemamilove4519 3 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና
@Meronmezgebo
@Meronmezgebo 3 ай бұрын
Zemre melaekti yesemealna habu🙏
@ማራናታ-ሐ4ቐ
@ማራናታ-ሐ4ቐ 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ des bhali zmare eyu habu hawey....amlak kulu gize ayfeleyeka❤❤❤❤❤
@habuYoyada
@habuYoyada 4 ай бұрын
ንዓይ ዝገበርካለይ ዘይ-ከም ግብረይ ሳላካ ወፂአዮ ብኣካ ሓሊፈዮ ዓቀብ ናይ ህይወተይ ምሳይ እትከውን ኣብ ግዘ ውድቀተይ ከይተፀየፍካ ንበደል ኣበሳይ ኣብ ክንዲ ክንዳይ ደም ዝረሃፅካ ኣይብለይን ካልእ ዝሰርዖ ቅድሜካ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ሽፋን ንዕርቃነይ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ርውየት ንፅምኣተይ ኣብቲ ቀርፂ እዋን ሓጋዚ ዘይብለይ መድሓኒተይ ህፃን ኮንካ በፂሕካለይ ተቐባሊ ሞተይ ናይ ህይወተይ ብርሃን ኣምላከይ ንስካ ተስፋ ናተይ ምድሓን ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ሽፋን ንዕርቃነይ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ርውየት ንፅምኣተይ እንከይተመልከትካ ናይ ዕለት ስሕተተይ ከይዓገተካ 'ቲ እከይ ምግባረይ ኣይዞካ ወደይ ኣይትድነን ኢልካኒ ታሪኸይ ለዊጥካ ሓዱሽ ሰብ ጌርካኒ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ሽፋን ንዕርቃነይ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ርውየት ንፅምኣተይ
@Ermiyas-jg3vo
@Ermiyas-jg3vo 3 ай бұрын
Zmare melakt yesmilna
@bel.picture_12
@bel.picture_12 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ❤❤❤❤ ኣይዙኻ ቀፅለሉ ሓቡ ሓወይ 😍😍😍😍
@AsmeretKuhil
@AsmeretKuhil 4 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ሓቡ ሓወይ
@gebreamlakhailu5842
@gebreamlakhailu5842 4 ай бұрын
ከቡር ሓወይ ደስስስስስስ ዝብል መዝሙር ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝተባረኸ ዘመነ ኣገልግሎት ይግበረልካ
@DhjVhj-ux8du
@DhjVhj-ux8du 4 ай бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና አሜን ❤
@samihaile-v7q
@samihaile-v7q 3 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና[ እዮሱስ መሊኢካዮ ንጉድለተይ❤❤❤❤❤
@NatnaelCherkos-zj3wh
@NatnaelCherkos-zj3wh 4 ай бұрын
Zmare melaekti yesmelna 🙏🙏🙏
@brtukanleake6923
@brtukanleake6923 4 ай бұрын
Egziabher ymesgen zimare melaekiti ysmelna xegueu yesmielna🙏🙏🙏
@EndryasShumuye
@EndryasShumuye 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስምዐና ሓዊተይ ❤ 🙏🙏🙏
@ibrahimalsharif9013
@ibrahimalsharif9013 4 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏zmarye Melaekti yesmeana ❤
@EsraelNegasi-jy1df
@EsraelNegasi-jy1df 4 ай бұрын
zmare melaekti yesmelna brukey🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 4 ай бұрын
ዝማሬ መልአክት የስምዓልና ጸጉኡይ በረከቱይ የብዘሐልኻ ክቡር ሓወና💙🎚🙏
@AmanTube907
@AmanTube907 4 ай бұрын
Zmare melakti yasemaln talaku❤❤❤
@MilionTadeseMila
@MilionTadeseMila 4 ай бұрын
Zmare melaekt yesmielna habu
@HruyB
@HruyB Ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ ይስመዐልና ሓቡ❤❤❤
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ ያስመዐልና ክቡር ሓውና ፀገኡ የብዘሐልኹም ቀፅሉሉ።ጥዑምቲ መዝመር🌹❤👏👏👏
@NatiCherkos
@NatiCherkos 4 ай бұрын
Zmare melaekti yesmealna zemari habu❤❤❤
@helengebreslasie2841
@helengebreslasie2841 4 ай бұрын
ኣሜን ❤️👏
@FreweiniFreweini
@FreweiniFreweini 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መልእክት የስመዓልና ፀጋ በረኸቱ የብዘሐልካ 🙏❤️❤️❤️ደስ ክብል በርቱዑልና ❤️❤️❤️🌿🌿🌿
@HabenGoiteom
@HabenGoiteom 4 ай бұрын
ኣሜን ንዓና ዝገበሮ 🙏🙏🙏🙏
@WerkeyHaregot
@WerkeyHaregot 4 ай бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና ክቡር ሓውና ❤❤❤
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ
@ጓልተምቤንንግስቲሳባ 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓወይ ❤❤
@merhawikahsay9622
@merhawikahsay9622 3 ай бұрын
eyesus meliekayo n gudletey❤❤❤❤
@mahleyt7694
@mahleyt7694 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የሰመዐልና ሓበን ሓወይ ካብ ኮንቱ ወዳሴ የሰውርካ❤❤
@brganacinema
@brganacinema 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@GenetBerhe-se1pd
@GenetBerhe-se1pd 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ሓበነዋይ❤❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 4 ай бұрын
ግጥማ ኣቅምጡልና🥰🕊ክንደይከ ደስ ትብል
@habuYoyada
@habuYoyada 4 ай бұрын
ንዓይ ዝገበርካለይ ዘይ-ከም ግብረይ ሳላካ ወፂአዮ ብኣካ ሓሊፈዮ ዓቀብ ናይ ህይወተይ ምሳይ እትከውን ኣብ ግዘ ውድቀተይ ከይተፀየፍካ ንበደል ኣበሳይ ኣብ ክንዲ ክንዳይ ደም ዝረሃፅካ ኣይብለይን ካልእ ዝሰርዖ ቅድሜካ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ሽፋን ንዕርቃነይ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ርውየት ንፅምኣተይ ኣብቲ ቀርፂ እዋን ሓጋዚ ዘይብለይ መድሓኒተይ ህፃን ኮንካ በፂሕካለይ ተቐባሊ ሞተይ ናይ ህይወተይ ብርሃን ኣምላከይ ንስካ ተስፋ ናተይ ምድሓን ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ሽፋን ንዕርቃነይ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ርውየት ንፅምኣተይ እንከይተመልከትካ ናይ ዕለት ስሕተተይ ከይዓገተካ 'ቲ እከይ ምግባረይ ኣይዞካ ወደይ ኣይትድነን ኢልካኒ ታሪኸይ ለዊጥካ ሓዱሽ ሰብ ጌርካኒ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ሽፋን ንዕርቃነይ ኢየሱስ መሊእካዮ ንጉድለተይ ክርስቶስ ርውየት ንፅምኣተይ
@atakltiasmelash
@atakltiasmelash 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና..kbur hwa..fetari xegu yebzhlka🙏🙏🙏
@mahi27825
@mahi27825 4 ай бұрын
ጥዑም ዝማሬ ኣብ ቤቱ የፅንዕካ ሓቡ ሓወይ🙏❤
@SamuelHaileslassie-rv4we
@SamuelHaileslassie-rv4we 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዐልና
@ArsemaKidane-cl2sv
@ArsemaKidane-cl2sv 4 ай бұрын
🥰🙏
@Bሓፍቲንጉሰ
@Bሓፍቲንጉሰ 4 ай бұрын
ዘይከምግብረይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫🙏❤❤❤
@YaredawiMezmurTube
@YaredawiMezmurTube 4 ай бұрын
Zmare Melaekti Yesmelna Habu I like it ❤
@mahleyt7694
@mahleyt7694 4 ай бұрын
ኣበይ ኣለና ደቂ ተዋህዶዋኒ ሓውና ኣብ ጎንካ ኣለና ንበሎ ካብዚ ንላዕሊ በርትዐለይ ዝፈትወካ ሓወይ❤❤❤
@geezlanguageoftigray3282
@geezlanguageoftigray3282 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡር ሓውና
@SamuelHaileslassie-mg8xn
@SamuelHaileslassie-mg8xn 4 ай бұрын
#zmare melaekt yesmalna habu ab betu yetsenieka
@ማርያመይኣዶጎይታ
@ማርያመይኣዶጎይታ 4 ай бұрын
😊😊😊😊ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ😊
@koratu
@koratu 4 ай бұрын
ጥዑም መዝሙር ሓቡ ሓወይ🥰...ጎይታ ይባርኽካ🙏
@hameye...11
@hameye...11 4 ай бұрын
ሓቡ ሓወይ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና 🙏🙏🙏🙏
@BethlehemAsefa-dc9pu
@BethlehemAsefa-dc9pu 4 ай бұрын
Zmare melaekti yesmielna hawey haben❤
@SlowHabeshaClassicals
@SlowHabeshaClassicals 4 ай бұрын
Tebareku hawna tsega yebzehelom
@SurafielMesele
@SurafielMesele 4 ай бұрын
Habuye zmare melakt yesmelna
@haftaywilliam7923
@haftaywilliam7923 4 ай бұрын
ሓቡ ክቡር ዘማሪ ሓዉ ዘማሬ መላእክት የስምዓልና @haftush
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏እልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤
@csefdefgf3229
@csefdefgf3229 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤❤❤
@Bahlbi_G
@Bahlbi_G 4 ай бұрын
ጥዑም መዝሙር ተባረኽ ሓቡዋይ፡
@helengebreyesus855
@helengebreyesus855 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዝሓወይ
@wehazitteklit
@wehazitteklit 4 ай бұрын
Zmare Melakt Yesmealna🥰❤️❤️❤️
@Gidey-tm7zr
@Gidey-tm7zr 3 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢 ❤❤❤
@grmaneshalal4401
@grmaneshalal4401 4 ай бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና🥰🕊
@KibromAbebe-fu8ke
@KibromAbebe-fu8ke 4 ай бұрын
zarem tekedemku lemangawm zmare melaekt yasemaln habu brother!
@legessealemayehu
@legessealemayehu 4 ай бұрын
ተባረኽ!!!
@ማርያመይኣዶጎይታ
@ማርያመይኣዶጎይታ 4 ай бұрын
😊😊😊😊😊🥰🥰🥰❤️❤️🕊
@ብምስጋናቲዩብ
@ብምስጋናቲዩብ 2 ай бұрын
ዛ መዝሙር ሙሙናይ አብያትኒ
@habuYoyada
@habuYoyada 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@BethlehemAsefa-dc9pu
@BethlehemAsefa-dc9pu 4 ай бұрын
Zmare melaekti yesimielna habu hawna❤
@NatiCherkos
@NatiCherkos 4 ай бұрын
❤❤❤❤
@AbiAvi_2127
@AbiAvi_2127 4 ай бұрын
Zimare melaekt yasemaln❤❤❤❤
@ብምስጋናቲዩብ
@ብምስጋናቲዩብ 4 ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዐልና ሓቡዋ ጥዕም ዝማሬ
@BethlehemAsefa-dc9pu
@BethlehemAsefa-dc9pu 4 ай бұрын
Zmare melaekti yesimielna habu hawna❤
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 4 ай бұрын
❤❤❤
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 103 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 34 МЛН
黑的奸计得逞 #古风
00:24
Black and white double fury
Рет қаралды 25 МЛН
ናይ ንግሆ ጸሎት
44:56
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,6 МЛН
መዝሙረ ዳዊት ረቡዕ - Mezmure Dawit Rebu
43:01
masresham
Рет қаралды 721 М.
የሰላም ምንጭነሽ ቤተክርሰትያን በዘማሪት ፋንታነሽ ኃ/ጊዮርጊስ
7:03
ብስቕታ ምቅጽጻዕ
17:09
Robel Wisdom
Рет қаралды 34 М.
እመኑ በእርሱ ድንቅ ያደርጋል ጌታ @21media27
11:23
21 MEDIA ሃያ አንድ ሚዲያ
Рет қаралды 697 М.
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 103 МЛН