ፍልይ ምድላው በዓል ኣሸንዳ ምስ ኤልሳ ወ/ጀወርግስ/elsa weldejewergs/

  Рет қаралды 50,204

HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ

HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ

Күн бұрын

Пікірлер: 224
@BRETUBE1ብሬ
@BRETUBE1ብሬ 2 ай бұрын
እዚ መደብ እዚ ቀፅለሉ ዝሓወይ🥰 በጃኹም ተጋሩ ኣሕዋተይ ናትና ሚድያ ንዕቢ ክንደይ ኢዮም ዝደኽምሉ ንዓና ንኸሪኡዩ ነተባባዓዮም ሼር ላይክ ሳፕስክራይብ ዳገበርና🥰
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Monliaz
@Monliaz 2 ай бұрын
ብረዋይ እሺኒ❤
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 2 ай бұрын
ትክክል ክቡር ሓውና. እሽኒ 🙏❤💊❤
@Richagamawit6035
@Richagamawit6035 2 ай бұрын
ሙለር ጅግና ቀፅለሉ ተጋሩ ንዑ ሚድያና ነዐቢ ሰብና ንደግፍ❤💛
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ😊
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 2 ай бұрын
ኤልስየ ጀግና ዋዕሮ. ትግራይና ብጣዕሚ ኢና ነኽብረኪ ንፈትወኪ ክብረት ጎይታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን. የብዘሓልኪ. ምስ ኩሎም ቤተሰብኪ ዛሓፍተይ መዓረይ. 🙏 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤ 😘😘😘😘💘💘💘💘💘💘💘💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💊💊💊😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍 ኣደ ትግራ ኣደ ኩላትና ኣዴታት ትግራይና ኩርዓት በሓልና መንነትና ኣደ ትግራይ ትፍለ እያ ክብሪ ነተን ጀጋኑ ኣዴታትና🙏🙏❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊
@AlemAlem-i7d
@AlemAlem-i7d 2 ай бұрын
ምዕርግትን ውቅብት ዋዕሮ ትግራይና ኢልሳየይ ክኮበይ ናደመቂ የንብርኪ ዘእበተዋይ ዕድመን ጥዕንና ይሃብኪ ፈጣሪ💝💞💞💞💞💞💞💞💝💝💝
@brightfeature89
@brightfeature89 2 ай бұрын
ጀግናናና ጅግናና ፍልይቲ ኢኺ ተጋዳሊት ኤልሱ ክበርልና አምላኽና ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ።
@Haregte
@Haregte 2 ай бұрын
ኣደ እኮ ፊሊቲ እያ😢 ዕድመን ጥዕናን ንኣዴታትና ኣነ ኣደይ ኣትክልቲ ስለ ዝነበረኒ ናይ ገዛ ኣይተስረሐንን ነይራ እስኪ ንምርኻብ የብቀዐነና ኣግየይ❤🙏
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
ብሰላም የራኽብክን ሃረገይ❤ዕድመ ይሃብ ጥራሕ ።
@Haregte
@Haregte 2 ай бұрын
@@medhin8187 ኣሜን መዲየ ማዓረይ💕🙏
@STAMA123
@STAMA123 2 ай бұрын
ኤልሲ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ አጆኺ❤❤❤
@areki7
@areki7 2 ай бұрын
ኤሌስየ ብጣዓም እየ ፉትውትው ዘብላ ጅግና ዋዕሮ 💞💛💞❤
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 2 ай бұрын
ሓራምቤ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ሙሌ❤& ኤልሲተይ❤ ጅግና
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@EtadaErada-rs9bz
@EtadaErada-rs9bz 2 ай бұрын
ኤልሳየ ጠፊእክና እንቋዕ ብደሓን መፃኺ ብጣዕሚ ኢና ንፎትወኺ❤💛👏
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 ай бұрын
ኤልሳ ጅግና ዋዕሮና አምላኽ ቅዱሳን ነዉሕ ዕድመ ይሃብኪ
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 2 ай бұрын
ክብርን ናፅነትን ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😘💖😘 ርሑስ ብዓል ቅንያት ኣሸንዳ ንመላእ ኣዋልድ ትግራይ😘💖😘
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 2 ай бұрын
ወደላት አንሸቲ አሸንዳ እናበላ እናዘለላ አብ ናኢትዮዽያ ሚድያ እናተርአያ መድፈርቲ ይበጽን አሎ ልዘራእካዮ ትአጽድ ከምዝበሀል እዩ። አሸንዳ 7-12 ዓመት ዘለወን አዋልድ እዩ ዝጻወትኦ ህጂ ከአ ፖለቲካዊ እናኾነ ነዙ ባህሊና ይጽይቅ አሎ።
@tesmegebreyesus8883
@tesmegebreyesus8883 2 ай бұрын
She is one the fantastic muscian. I hope she comes to north America.
@mesi4621
@mesi4621 2 ай бұрын
ኤልሱ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🎉🎉🎉
@zaidhaile1328
@zaidhaile1328 2 ай бұрын
ደስ የምል ስራ ነዉ ቀጥሎበት🎉❤
@ሕጂኸናበይ
@ሕጂኸናበይ 2 ай бұрын
ተጋሩዋይ በጃኹም ናይ በዓልትና ሚድያ ነዕቢ❤ ሙሌ ጅግና & ኤልሲ ዋዕሮ ቐፅልሉ ጀጋኑ ኣሕዋትና❤❤❤❤❤
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@emmaq1588
@emmaq1588 2 ай бұрын
ደስ ዝብል መደብ እዩ ቀፅለሉ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሚድያና ንዕቢ
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@aronyonas7563
@aronyonas7563 2 ай бұрын
ዋእሮ ኤልሳ ጅግና ሀፍትና በርትኢ ❤❤❤ አነ ትግርኛ እየ ትብል ደቀይ ይደርፍዋ እዬም እድመን ጥእናን ይሀብኪ
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
ኤልሳ ጎበዝ ተፈታዊት ድምፃዊት ጅግና 💪❤🙏
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኹም ሙሌ & ኤልሳ❤ ደስ ዝብል መደብ ዩ ቀፅለሉ ❤ ጀግና ሓፍትና ኤልሱ❤ እናዋዘኻ እተምፅኦም ሕቶታትካ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ መሌ ሓወይ❤😊
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 2 ай бұрын
እልሳ ዛሕረሰለይ ማ ንዓይ እኪ ደርፊኪያ ይመስለን❤❤❤❤❤❤❤❤
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
ኤልሲተይይይይ ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤
@LetushChanal
@LetushChanal 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ ቅፅለሎ ብሮ ❤ንስላማዊት ዮሃንስ እንተኽእልካ ኣምፀእልና ኣብ ቡዙሕ ሪእያ ግን ኣይመንኽዎን ተተኽእልካ ኣቅርበልና ❤❤❤ብምቅፃል ንኩልኽን ድቂ ኣሸንዶ ሰናይ ቅንያት ኣሸንዶ ይኹነልክን❤❤❤❤❤
@ShushayGebrekidan
@ShushayGebrekidan 2 ай бұрын
Welcome!!👏 congratulation!!
@TaffesseAbebe
@TaffesseAbebe 2 ай бұрын
ኤልሳ ብጣእሚ ትገርመኒ. አብ መድረኽ ዘለዋ ሓቦ ብጣእሚ. እየ ዝፈትዋ ዘድንቃ ኤልሲ
@rahwag.6888
@rahwag.6888 2 ай бұрын
ኤልሳ ሽኮር❤️💛❤️💛❤️💛🥳🥳🥳
@AlemAlem-i7d
@AlemAlem-i7d 2 ай бұрын
እዚ መደብ እዘይ ቀፅለሉ ዝሓወይ ❤❤❤
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 2 ай бұрын
❤❤ደሰ ክትብሉ ክልተ ቡሉፃት ❤❤ተጋሩዋይ መዓረይ ስብስክራይብ ላይክ ሼር ናበልና ነዚ ጅግና ሓውና ናታባበዐዮ ዋጋ እኮ ኣይኽፈሎን
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 2 ай бұрын
ሓቂ 🥰
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ 2 ай бұрын
ኤልሳ ዋዕሮ ትግራወይቲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ❤❤ ኩሉ ትግራዋይ ውሽጡ ቆሲሉ ኢድዩ ግን ኣይከም አብርእሱ ዝወረዶን ብጣዕሚ ኣሕዚናትና ብሓቂ 😢 ግን ኣይዞኺ በርትዒ ዛሓፍተይ ንፍዕቲ ትዕግስተኛ ኢኺ 🎉❤❤
@mymamking8293
@mymamking8293 Ай бұрын
እልሳ ብጣዕሚየ ዘድንቀኪ ኣጆኪ በርቲዒ ስለ ሃገር ጥራይ ዘይኮነስ ስለ ፍቅሪ ካኣ ዲረፊይ ኤርትራዊየ ብጣዕሚኪ ደስ ትብልኒ በርቲዒ❤❤❤❤❤
@filat-z1b
@filat-z1b 2 ай бұрын
ኤልሲ❤❤
@ጋልትግራይሓላል-በ4ከ
@ጋልትግራይሓላል-በ4ከ 2 ай бұрын
ተዓጊሰካ ንድየ ቡዙሕ ተፃዊረ ሰሚዐልካ ለኩ ናትካ ወረያወረ ዝተዓገስኩካ ፍቅሪ ከልኩልኒ ከዝዝስ ጨኺነ የ በቓ ይኣክለኒ😢
@ghch5195
@ghch5195 2 ай бұрын
ALSaye jgna waero eki btaemi eye zfetwekn zednkekn❤❤❤❤❤
@ggffyff4753
@ggffyff4753 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ShushayGebrekidan
@ShushayGebrekidan 2 ай бұрын
❤😂 ዝገርም ኣደዋይ ኮለ ማዓት ግጥሚ ከምዘለዋ ትዝ ኢሉኒ!!
@زيدزيد-ح3ه
@زيدزيد-ح3ه 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ጀጋኑ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 2 ай бұрын
ATOME JEGANU DEKI ZOME JEGANU HEZEBI TEGERAY SELAMEKUME YEBEZAH MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE HEZEBI TEGERAY 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@awetroza
@awetroza 2 ай бұрын
ኤልሰይ እንዃዕ ኣብጸሓኪ
@Kamal-mb3yl
@Kamal-mb3yl 2 ай бұрын
ጅግና፣ኢኺ፣ብሐቂ፣ኤለሱ፣🎉🎉🎉
@Tesfayreda-i6y
@Tesfayreda-i6y 2 ай бұрын
ኤልሳ ጅግና ዋዕሮ ጋል ሪምና ይሞችኺ😘😘😘😘
@Asi4394
@Asi4394 Ай бұрын
Abay seb. Lewah🎉🎉🎉🎉🎉
@LemlemAmbaye
@LemlemAmbaye 2 ай бұрын
Wuyyyy ❤❤❤❤❤
@omkhaled6864
@omkhaled6864 2 ай бұрын
❤❤❤
@binyam1578
@binyam1578 2 ай бұрын
ኤልሳ🎉TDF 🕊🔔🌻☔️✌🏻🌺
@TigestLemlem
@TigestLemlem 2 ай бұрын
#HappyAshenda.
@abrehetlove6269
@abrehetlove6269 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
@samriel7719
@samriel7719 2 ай бұрын
ባሓቂ ሑቡሽ ዕዴ ዝብሃል ካብቲ ቡዝሕ ዝተዛረበቶ እታ ሓንቲ ኦረዲትብል ሒዝኩም እቲ ዝበሕ ደምሲስኩሞ 😅😅😅ልምዲ እዩ ኣይተካብድዎ
@JddGhn
@JddGhn 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@FreKahsay-im8du
@FreKahsay-im8du 2 ай бұрын
ተስፋ ኣለም ገብረስላሴ ለሚነይ ኣቅርበልና
@YG-hn3ji
@YG-hn3ji 2 ай бұрын
ክናገሮ ዘይደሊ ዘይኮነስ ክዛረቦ ዘይደሊ ኢልኩም ኣማሓይሽዎ ትግርኛ ናብ ኣማሪኛ ቃላት እናጸጋገዕኩሞም ኢኩም።
@barakiGebremaryam-e2w
@barakiGebremaryam-e2w 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je
@YghgddhigGdtugdw3-yz7je 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@DyanaDiyana
@DyanaDiyana 2 ай бұрын
ኤልሲ ብጣዕሚ ዓብዪ ክብሪ ኣለና ንዓኺ ❤❤
@hggh7539
@hggh7539 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HazaMelody
@HazaMelody 2 ай бұрын
Ybel tsebuk ❤❤❤🎉🎉🎉
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 ай бұрын
❤💛🙏🙏
@Rokiybiio
@Rokiybiio 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@rufta12.
@rufta12. 2 ай бұрын
tegaruway bejakum bsm aelsa saubskrub gberuley sesatna ntehagagez❤aelsi shkor edmen tenan yhabki ❤
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@LetushChanal
@LetushChanal 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@LizlizLizliz-ty1tm
@LizlizLizliz-ty1tm 2 ай бұрын
My favourite heroes ❤️ 💛😍😍😍🫶🫶🫶
@Gmariam-q9q
@Gmariam-q9q 2 ай бұрын
@QmanQ-hc1rl
@QmanQ-hc1rl 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉😊
@fevinatigraweyti1543
@fevinatigraweyti1543 2 ай бұрын
ኣምበሲት🥰
@selamgebrewahd7801
@selamgebrewahd7801 2 ай бұрын
ደስ ልብል መደብ ሳብስክራይ ግበር ኹልኻ ኣነ ገይረ እንኤኹ❤
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
ኤልሲተይ መዓረይ ዋዕሮ ጀግና ለባም ብልፅቲ ኢኺ ዝሓፍተይ 🙏♥️
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb Ай бұрын
ዋዕሮ ማለት እናዋጠኻ መንእሰይ ንሓደ ውድብ ክዋጋእ ምግባር ማለት ድዪ
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
ፅብቅ እዩ ግን ካሜራ ማን ንእስተ ድምቀቱ ቅንስ ተተበልዎ አሪፍ እዩ ማለተይ እቲ ሰማያዊ ቀለም ንባዕል ድምቀት ስለ ዘለዎ ብዝተረፈ በርትዑ 🥰🥰🥰🥰
@kidan5256
@kidan5256 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊
@Kamal-mb3yl
@Kamal-mb3yl 2 ай бұрын
ዝሐወይ።በርትዕ።አለና።አብጎንካ።ሙሉእ።ሰላም።ንህዝቢ።ትግራይና።❤❤❤
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@DhDg-oj2ff
@DhDg-oj2ff 2 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏
@CjwkcSjqj
@CjwkcSjqj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Freselam-ci6uu
@Freselam-ci6uu 2 ай бұрын
Alsa waero 🥰😘
@Hewan-v2q
@Hewan-v2q Ай бұрын
ጀግና ናይ ባዕልና ኢኺ
@Hosdaytoday
@Hosdaytoday 2 ай бұрын
keepup,,,,
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 2 ай бұрын
Alsa shukor ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😂😂😂😂
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 ай бұрын
ኤልሳ ሽካር ❤ኦሬዲ ኣሬዲ በዚሐን😂
@Zgba-vf7oj
@Zgba-vf7oj 2 ай бұрын
ኤልሳ ጅግና ትግራወይቲ
@gedu8644
@gedu8644 2 ай бұрын
ደስ ልብል መደብ እዩ ቀፅልሉ 20k ነብፀሐዮም ትብሉ👍
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@tsegatsega238
@tsegatsega238 2 ай бұрын
ጥንስቲ ናሃለወትስ የኮንኩይ ያ😍😍😍
@AyalewAlemu-m5y
@AyalewAlemu-m5y 2 ай бұрын
ዊሂጣ ሀቢጣ ከይከውን
@MikiMiki-f5x
@MikiMiki-f5x 2 ай бұрын
አረ ናትናኤል ባህቲ ሕቶቶ ሙልየሓወይ
@HajiiGadhii
@HajiiGadhii 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@AbuAser-m5u
@AbuAser-m5u 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ኤልሳዋይ ጅግና ዋዕሮ ❤❤
@GenetGubena
@GenetGubena 2 ай бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ እታ ኦርዲ ኦርዲ ተትቅነሰ
@GereHadush-f2k
@GereHadush-f2k Ай бұрын
all Ready😂😂 By The Way😂😂 ኤልሳ ሽኮር
@iskatl1098
@iskatl1098 2 ай бұрын
ዝሓለፍክዮ ናይ ስራሕ መድረኽ ምግላጽ እንታይ ዘሕፍር ኣለዎ ምንዝርና ከሳብ ዘይኮነ ።
@YosephTesfay-q1q
@YosephTesfay-q1q 2 ай бұрын
ጅግና ብሮ✌️✌️✌️✌️
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏
@tewakirat
@tewakirat 2 ай бұрын
ኤልሳ ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤❤ ኦሬዲ ቀንሲ
@dawityosief4376
@dawityosief4376 2 ай бұрын
ኤልሳ ሽኮር ብዳሓን ምጺ!!!!
@ትግራይእያሃገርይ
@ትግራይእያሃገርይ 2 ай бұрын
እሕዋተይ❤❤
@user-kf6rs6hy2p
@user-kf6rs6hy2p 2 ай бұрын
Elsi ❤❤❤❤❤❤❤❤
@Freyeytube
@Freyeytube 2 ай бұрын
Ketslelu bro
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@HARAMBE-SHOW
@HARAMBE-SHOW 2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@user-ኣክሱማዊት
@user-ኣክሱማዊት 2 ай бұрын
ቀፅልሉ ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
@BurhanBurhan-v8x
@BurhanBurhan-v8x 2 ай бұрын
እስት ሓሎፎም ባራኑቱ ኣምፅእልናቓፃል
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
ኤልሳየ ዋዕሮ ❤❤🎉🎉
@medhingebreyesus2578
@medhingebreyesus2578 Ай бұрын
ግን ትግርኛ ፕሮግራም እንተኮኑ ንምንታይ ኣማርኛ ትቀላቅሉ ንኣብነት እና ካብ ንብል እሞ ድማ ካባኡ ዝብሉ ቆንቃና ዘይንጥቀም ብዝተረፈ በርትዑ ❤❤❤
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 2 ай бұрын
ኤሊሲተይ ምቅርቲ❤
@user-ኣክሱማዊት
@user-ኣክሱማዊት 2 ай бұрын
ማሉዳ ኣቅርበልና ሙላረይ❤
@rahwag.6888
@rahwag.6888 2 ай бұрын
ሐራምቤ እንታይ ማለት እዩ?
@marrymarry825
@marrymarry825 2 ай бұрын
ኤልሱ ምቅርቲ ❤️❤️❤️🥰
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 38 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 173 МЛН
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
Celine Dept
Рет қаралды 27 МЛН
"ዓሰርተ ዒስራ 'ታይ ናገበርካ እዩ ተሰዊኡ ተባሂለ!"
1:40:13
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 26 М.
ኣብ ቀረባ እዋን ብሓዱሽ ስራሕ ተፀበዩኒ! ቲክቶኸር ኤሞን ፌክ
30:27
HARAMBEE SHOW WITH MULE | ሓራምቤ ሾው ምስ ሙሌ
Рет қаралды 34 М.
عسير: التاريخ غير المكتوب | بودكاست فنجان
3:43:37
إذاعة ثمانية
Рет қаралды 11 МЛН
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН