YoniSosi-ሕልፍ ኢለ- New Tigrinya Mezmur 2021 [Official Video]

  Рет қаралды 3,576,745

Yonisosi Tube Official

Yonisosi Tube Official

3 жыл бұрын

YoniSosi-YoniSosi-ሕልፍ ኢለ New Tigrinya Mezmur 2021 [Official Video] By Yonathan Abrham
Subscribe today for latest gospel songs: / channel UCNpp...
Facebook: / yoni-sosi • Sosuna Samuel Part 2 ኣ... #YonisosiTube#YonisosiMezmur#HosannaMezmur#
© Copyright:2021 Yonisosi.INC All rights reserved. Please do not

Пікірлер: 1 100
@efremrezenemehari9411
@efremrezenemehari9411 3 жыл бұрын
Elelelelelelele Elelelelelele ብማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር ምስጋናይ ይኹን ነዓኻ። ዮኒሶሲየ ኣሕዋተይ ናይ ኣምላኽ ሰባት ስለዚ እዚ ፈልፋሊ ዝማሬ ጎይታ ይባርልኩም። ፍሬኹም ኢና ንሕና።
@yirgalamembaye2583
@yirgalamembaye2583 3 жыл бұрын
It's amazing songs pris good 👍👌👏😍🙌
@nahomghirmay4952
@nahomghirmay4952 3 жыл бұрын
Wow asey bereketna ikum Goita nakum hibna.
@Adihanet
@Adihanet 3 жыл бұрын
Good bless you
@aredefrem1761
@aredefrem1761 3 жыл бұрын
ፕፕ
@Bobafznn
@Bobafznn 3 жыл бұрын
OMG
@F07066
@F07066 3 жыл бұрын
በረኸትኩም መመሊሱ የንጀርብብ ካባኹም ሓሊፉ ንሃገርናን ዓለምናን የንጀርብብ። ብሩኻት ብርኽ የብልኩም
@saraabraham6668
@saraabraham6668 3 жыл бұрын
መጽሓፍ ምሳሌ 18 10፤ ስም እግዚኣብሄር ጽኑዕ ግምቢ እዩ፡ ጻድቕ ናብኡ ጐይዩ የዕቍብ። 🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾🙌🏾❤️❤️❤️❤️❤️
@siumakberet809
@siumakberet809 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@BentistFan3210
@BentistFan3210 4 ай бұрын
I’m orthodox and I love this song May God Bless You
@BentistFan3210
@BentistFan3210 4 ай бұрын
I’m only 10
@meazamathewosofficial7861
@meazamathewosofficial7861 3 жыл бұрын
ወድጄአችሁ ሁሌ አያችኋለሁ ውድድድድ መንፈስ ቅዱስ ከቋንቋዎች በላይ ነው❤❤❤❤
@sabrinaestifanos3585
@sabrinaestifanos3585 3 жыл бұрын
ብሃቂ መሰጎሚ ኮይኑኒ መዝሙርኩም አብዚ ገቢድ ግዜ ... እንዳወሰክኹም ኪዱ መመሊስኩም ብመዝሙርኩም ኣገልግሉ መመሊስኩም ኣብቲ በረክቲ ... ስለ ዘይንጸግቦ መዝሙርኩም መመሊስኩም ዘምሩ this is your season ❤️❤️❤️
@lidyablessed2427
@lidyablessed2427 3 жыл бұрын
መዝሙር ዳዊት 22 3፤ ኣታ ብማህሌት እስራኤል እትነብር፣ ንስኻ ቅዱስ ኢኻ።I ❤️ u Yoni & Sosi
@hermontekelghi7093
@hermontekelghi7093 2 жыл бұрын
I’m orthodox but l love this mezmer god bless .
@okbsms
@okbsms 11 ай бұрын
men hatitka ortdox mikhanka amen elka zy akhileka
@raheltedros579
@raheltedros579 9 ай бұрын
Ata seb wey amlack emen wey shetan ab hadiu ok nezi derfi si mezmur elkayo 😭😭😭😭
@abeltessfamariam4468
@abeltessfamariam4468 7 ай бұрын
​@@raheltedros579bikemey eka sheytan tibliyo ezi kea derfi aykonen mezmur eyu aytigageyi
@rozinatsegay6373
@rozinatsegay6373 3 ай бұрын
Keep believing I'm God my brother!
@waterl00
@waterl00 Күн бұрын
​@@raheltedros579 3sha, this is a Christian song
@russomabraham1654
@russomabraham1654 3 жыл бұрын
መዝሙሮ ኤርትራ እንተዘኪርና: ግድን እዩ ዮኒ & ሶሲ ክዝከሩ❤❤❤ ተባረኹ ብሩኻት.....💐💐💐 እልልልልልል........
@tesfanshyoutube3814
@tesfanshyoutube3814 2 жыл бұрын
God bless you brother and sister l'm from Ethiopia🇪🇹🖤🇪🇷✝️🙏🏼🙏🏼
@Burukdirar
@Burukdirar 11 ай бұрын
may god bless if you're from ethiopia then how do you listen Tigrinya are you from tigray i am not racist
@yesahkephrem6086
@yesahkephrem6086 7 ай бұрын
God bless you brother and sister I'm from Ethiopiaand Eritrea
@user-gq8uj8lx9y
@user-gq8uj8lx9y 13 күн бұрын
thay are not brother and sister they are wife and husband
@Relaxingblog123
@Relaxingblog123 3 жыл бұрын
ዮኒ ሶሲ እንዳ ዘመርኩም ንበሩ ፡ በረከትና ኢኩም ብዙሕ ብመዝሙርኩም ንጸናናዕ ን መልእክቲ ዘለዎ መዝሙርን ስለ ዝኮነ ስሌኩም ኣምላክና ይባረክ ። *ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ የምልከካ ኣምላከይን ንጉሰይን ንስካ ኢካ ውጽእ ኢለ ኣብ በረክቲ የምልከካ ኣምላከይን ንጉሰይን ንስካ ኢካ ስግር ኢለ ነገራተይ የምልከካ ኣምላከይን ንጉሰይን ንስካ ኢካ ኣብ ማሕሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብካ ትከብር ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብ ኣምልኮ ህዝብካ ትከብር (2) ምስጋናይ ንዓካዩ ምስጋናይ ንዓካዩ (2) ከምትክእል ክትፍጽሞ ንቃል ኣፍካ ዝሞተ ነገረይ እንዳረኣኩ ክብሪ ህበካ ከምተተንስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ ከይ ረኣኩ ከባቢየይ ይኣምነካ ኣይጸልወንን እቲ ደጋዊ ኩነታተይ ፍርቂ ለይቲ መስግነካ ከም ልማደይ ኣብ ማሕሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብካ ትከብር ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብ ኣምልኮ ህዝብካ ትከብር (2) ምስጋናይ ንዓካዩ ምስጋናይ ንዓካዩ (2) ይጸዋዕ እምበር ይመለክ ስሙ ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታዩ(2) ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታ እዩ (2) የስሱስ ጎይታ እዩ የሱስ ጎይታዩ ኣይከኣለን ዕላሙኡ ክገብረኒ ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ ኣይካኣለን ፍላጹኡ ክወጋኒ ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ ኣይከኣለን እቲ ወሐጢ ክበልዓኒ ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ ኣይከኣለን መብረሲ ከብርሰኒ ስምካ ገዳመይ ኮይኑ ስምካ ገዳመይ ኮይኑኒ (3) ሃዲመ ዘዕቁበሉ ሃዲመ ዘዕቁበሉ ሃዲመ ዘዕቁበሉ ጽኑዕ ግምበይ እዩ ስምካ ጽኑዕ ግምበይ እዩ ስምካ(2)
@yemengstwongel
@yemengstwongel 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ንህዝቡ እንተፈትይዎ፣ ብኸምዚ መዝሙር'ዩ ዝባርኾ! ገና ሰሚዕና ከይወዳእናዮ ብቕጽበት ዓይኒ ና'በረኽቲ ኣደይቡና። ስሙ ይባረኽ! ዮኒ-ሶሲ ተባረኹ! ኣሜን!!
@user-yi1gb1ub6z
@user-yi1gb1ub6z 3 жыл бұрын
ኤርምያስ 3 (Lamentations) 22፤ ምሕረቱ ኣይተወድኤን እዩ እሞ፡ ጥራስ ዘይጠፋእናስ ጸጋ እግዚኣብሄር እዩ። 23፤ ኣብ ጸጽባሕ ሓድሽ እዩ፡ እሙን ምዃንካ ዓብዪ እዩ። 24፤ ነፍሰይሲ፡ ግደይ እግዚኣብሄር እዩ፡ ስለዚ ብእኡ ተስፋ እገብር፡ ትብል ኣላ። 25፤ እግዚኣብሄር ነቶም ዚጽበይዎ፡ ነታ እትደልዮ ነፍሲ ሰናይ እዩ። 26፤ ንምድሓን እግዚኣብሄር ተስፋ ምግባርን ብህድኣት ምጽባይን ሰናይ እዩ። up lifting song.blessings yonisosi.
@esitekle6427
@esitekle6427 3 жыл бұрын
ናይ ኩሉ ግዜ በረኸትና መመሊስኩም ተባረኹ ❤️❤️❤️
@edenbahta5059
@edenbahta5059 3 жыл бұрын
God bless brother and sister all god family
@ariamogbaslasie7827
@ariamogbaslasie7827 3 жыл бұрын
Add sdra Pls a n B B b B b B bb I’m
@hireytitewolde2482
@hireytitewolde2482 3 жыл бұрын
YoniSosi ቅቡኣት፡ እሙናት ኣገልገልቲ ጎይታ ፡ ንብዙሓት ንበረኸት ክትኮኑ ጽዉዓት !!! ስሌቲ መንፈስ ቅዱስ ዝኸለሎ መዛሙራትኩም ጎይታ ኣባኹም ዘንበሮ ጸጋ፡ ኩሉ ክብሪ ፡ ኣምልኾ ፡ ስግደት፡ ሞጎስ ተጠቕሊሉ ንዕኡ ይኹን!!! ንስኻትኩም ኣዚኹም ብሩኻት ኢኹም። ዘመንኩም ምሉእ ብስም የሱስ ዝተባረኸ ይኹን!!! ውሉድኩም ይባረኹ!!! ኩሉኹም ኣብቲ ሕብረት ዘለኹም ዘመንኩም ይባረኽ!!! እግዚኣብሄር ኣብ ዘለዎ ከምዚ ዓይነት ሕብረት ኣሎ። ባህ ስለዝብሎ ከኣ ብዓቢ ክብሪ ይሰርሕ። ክብሪ ንኣምላኽ!!! የሱስ ጎይታ እዩ!!!
@wahazittesfu2821
@wahazittesfu2821 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልል ኣምላከይ ንጉሰይ ንስካ ኢካ ምስጋናይ ንዓካ ኢዩ.። በረከትና ኢኩም💖❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽
@meazamathewosofficial7861
@meazamathewosofficial7861 3 жыл бұрын
ሰምቼ አልጠግብ አልኩኝ❤❤
@EriMan1991
@EriMan1991 3 жыл бұрын
*ተዘዝ ዘብል መዝሙር ኣምላኽ ይባርኽኩም ዮኒ&ሶሲ*
@zemeykulunakayesusdina6591
@zemeykulunakayesusdina6591 3 жыл бұрын
መጽሓፍ ምሳሌ 18 10፤ ስም እግዚኣብሄር ጽኑዕ ግምቢ እዩ፡ ጻድቕ ናብኡ ጐይዩ የዕቍብ። My blessings yoni & sosi may God bless u burukat ❤️❤️
@mebrahtubahru1216
@mebrahtubahru1216 3 жыл бұрын
ዮኒሶሲ በረኸትና መመሊሱ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ንስኻትኩም ብሩዃት ኢኹም
@biluuhatimm4022
@biluuhatimm4022 Жыл бұрын
I recieved God 8 months ago ,, now in our church they sing it and i really love it ,, it really touches your soul !! We love you yonisosi God bless you❤️🙏
@abrahammussie4241
@abrahammussie4241 3 жыл бұрын
what a verse!!!!! Cant stop listening. ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቓል ኣፍካ ሙማት ነገረይ አና ረኣኩ ክብሪ እህበካ ከም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ ከይሬኤኹ ከባብየይ ይኣምነካ ኣይጸልወንን ቲ ደጋዊ ኩነታትይ ፍርቂ ለይቲ አመስግነካ ከም ልማደይ
@kabibeti
@kabibeti 3 жыл бұрын
🙌🏾🙌🏾 ኣሜን " ጽኑዕ ግንበይ፡ ገዳመይ እዩ ስምካ" ፡♥
@henikshalom
@henikshalom 3 жыл бұрын
ኣሜን እወ ሕልፍ ኢለ ከምልኸካ እየ ጎይታ የሱስ። ተባረኹ ዪኒ ሶሲ!
@kibromteklemariam2021
@kibromteklemariam2021 3 жыл бұрын
Pastor yoni& yosi Brukat goyta yesus yezizu ybarkum mezmerkum kulu kem zelela weyni mukur eyu des eluni degagime kulu gzie ysemo tsegakum ybzah berketkum ywsk kibeat eyesus kirstos abakum yfses n bereket kun BLESS u more
@rodiyelight
@rodiyelight 3 жыл бұрын
Ab Semay Midri YESUS GOYTA EYU SEYYYYYY ♥️ Enkue Teweledkum niskum Bereket Nay Generation ekum 🔥🔥🔥
@Mussie.Berhane_Official
@Mussie.Berhane_Official 3 жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልልል ኣሜን የሱስ ጎይታ እዩ ኣብ ሰማይ ምድሪ:: ዘመንኩም ብሩኽ እዩ❤️ በረኸትና ኢኹም::
@mussiebrhane6581
@mussiebrhane6581 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣብሰማይ ኣብ መድሪ ይሰስ ጐይታ አዩ!!! ተባርኩ ዮኒ &ሱሳና ❤❤❤🙏🙏
@sabrinaestifanos3585
@sabrinaestifanos3585 3 жыл бұрын
In love ኣብ ማሕለት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ሕዝብኻ ትኸብር ❤️❤️❤️ ተደጋገምክዋ ...ኣብ ወጋሕታ ዚ መዝሙር ተመጸ ...❤️❤️ ጢሒስኩም ተጥሕሱ ኣለኹም ። much much more blessings.. ኣብ ምስጋና ኣምልኾ ወትሩ ንበሩ ❤️❤️
@divoratvnewgenereationmezm410
@divoratvnewgenereationmezm410 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይ እወ ጎይታ ሕልፍ ኢለ ነገራተይ የምልኸካ ኣጸልውንን እቲ ደጋዊ ኩነታተይ.....ዋውውው ንዓኻ ምስጋናይ ❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐🌹🌹🌹ኣይክኣለን ፍላጽኡ ክወግኣኒ ስምካ ግዳመይ ኮንኒ ጎይታሆይ!!! ዮኒን ሶሲ ኣዚና ኢና ንፈትወኩም ንስኹም በረኸትና ኢኹም❤️❤️❤️❤️❤️zemenkum hadarkum ylemlim.
@Science_explained
@Science_explained 3 жыл бұрын
I don't understand the language but I just loved this song. I discovered it a week or so ago while I was looking through gospel songs list. Amazing couple worshipping the Lord together! May God bless you
@regaetazmorom6926
@regaetazmorom6926 2 жыл бұрын
❤❤❤
@sinaafewerki2729
@sinaafewerki2729 2 жыл бұрын
Jesus loves you
@asierogube6273
@asierogube6273 2 жыл бұрын
@@sinaafewerki2729 Z;@
@luulas6037
@luulas6037 2 жыл бұрын
It is meaning worshipping God beyond your circumstance, as He is our God and our King. God is glorified by his people's praise and my praise is to you because He is the God who raises the dead and my circumstances do not affect it... I worship you at midnight as usual. ( something like that)😊
@Science_explained
@Science_explained 2 жыл бұрын
@@luulas6037 Thanks for that! I appreciate it
@almaztsegay8854
@almaztsegay8854 23 күн бұрын
እየሱስ ጎይታ እዩ ኣሜን ኣሜም🙏🏿❤
@judijesus1346
@judijesus1346 Жыл бұрын
ከም ተተስእ ንዝሞተ ሂያው ጌርካ ከይራኣኩ ከባብየይ ያኣምነካ ኣይጸልወንንቲ ደጋዊ ኩነታተይ ፍርቅለይቲ የመስግነካ ከምልማደይ።ኣሜን ንቡዙሕ ንበረከት ኢኩም ኣብዛ ምድሪ ዪኒሶሲ
@akitekeste1137
@akitekeste1137 3 жыл бұрын
አሰይ ተባረኩ ብሩካት አዝየ ዝናፍቀኩም በረከት ምድርና ኪዱ ጥራይ አይትታሓዙ ጥሓሱ ዉረሱ ብስም የሱስ❤❤🥰🥰
@newcreation7897
@newcreation7897 3 жыл бұрын
Natey❤kndey tebarike angihe nezi kseme📿😙
@belovedabrahampastormelake1799
@belovedabrahampastormelake1799 3 жыл бұрын
እቲ ኩሉ ዝኽእል ኣምላኣክ ይባርኽኩም ዮኒ & ሶሲ ብመዛሙራትኩም ኣዚኒ ኢና ንነቃቃሕን ንባረኣክን ስለዚ ኣምላኽ ነገልጉለትኩም መመሊስ ይስፍሕን የርሕብን ዝተረፈ ዘመን ሂወትኩም ካብ ዝሓለፈ ብዕጽፍን ድርብን ይጸብቅ ይብለጽ ንስኹም ብሩኻት ብሉጻት ኢኹም ስለ ቤትኩም ኣገልጉለትኩም ንኣምላኽ ክብሪ ንህብ
@tesfaysunemait6488
@tesfaysunemait6488 3 жыл бұрын
Dear bro you r blessing to many love all you're songs ! Pls can you upload Yesus abay bertue enber dekum aykonen tebel mezmur pls beza mez kendey geze eye hayli melia still kexeley kelku zezemera mez eya bejaka delye selzseankuwa eyu ab youtub , hope ketenbebo text Stay blessed Meleake hawuna
@derartutola2579
@derartutola2579 3 жыл бұрын
ጌታ ይባርካችሁ ይአባቴ ብሩካኖች
@nathanhawey294
@nathanhawey294 3 жыл бұрын
Exam time!ብሓዊ እዛ መዝሙር ቅድሚ ምውጽኣ ብላይፍ ዝተዘመረት ኣብ ኤግዛም ዝነበረኒ ምሉእ ምዓልቲ ይሰምዓ ኔረ እዚ ኹሉ ደጊመ ሰሚዐያ ሕጉስ ኢለ ይዝምር ኔረ።ሕጂ ከኣ በቃ ዋው ብፍሉይ ኮይኑ እሞ ከኣ ተኣኪብኩም።ተባረኹ ፍቑራት እንዳዮኒ ምስ ኩላትኩም ኣሕዋት።
@yerusalemtekie7151
@yerusalemtekie7151 3 жыл бұрын
Amen amen msganay niaka eyu elelellelle ❤️❤️❤️❤️❤️
@wintaadamu2780
@wintaadamu2780 3 жыл бұрын
ሕልፍ አለ ነገራተይ የምልኽካ አልፍ ብዬ ሁኔታዬን ኣመልክሓልው Rako Kiya chufaa darbee sigaltefadha HALELUYA 🙏.. Blessings xebukat berukaten!
@christian_7077
@christian_7077 3 жыл бұрын
GOD BLESS YOU ZEMENKUM YEBAREK TEBAREKU
@awetbereket878
@awetbereket878 3 жыл бұрын
እልልልልልልል ክብሪ ነቲ ማእለያ ዘይብሉ ጸጋ ኣባኻትኩም ዘፍሰስ ይኩን!! አምላኽ መምሊሱ : ኣዕዚዙ ይባኽኩም:: በረኸትና ኢኹም
@salemsium3262
@salemsium3262 3 жыл бұрын
My favorite king and queen of gospel songs may the lord bless you richly than ever and this is so wonderful worship
@user-bl8yc8gc3z
@user-bl8yc8gc3z 6 ай бұрын
Yoni and Sosi barukatey Tamti Mezmur kabri Na amlak ykun bless you ❤
@fnanbruk
@fnanbruk 3 жыл бұрын
ነዛ መዝሙር እንዳሰማዕኩ ሕጉስ መዓልቲ ውዒለ ::ኣጋይሽ ገዛ መጽዮምኒ :እንታይ ኮንካ ትሕጎስ ኣለኻ ኢሎምኒ እንዳተገረሙ......ዋዉዉ
@channeltesfa7841
@channeltesfa7841 3 жыл бұрын
ኣንቱም ብሩኻት ዮኒን ሶሲን ፣ መመሊስኩም በርትዑ ፣ ዘምሩ ፣ በረኸትና ኢኹም ፣ እግዚኣብሄር ይባርኽኩም ።
@fh4598
@fh4598 2 жыл бұрын
Lord please forgive me for my sins. I keep on repeating my sins please forgive me Lord 🙏🏽
@tesfay138solomon8
@tesfay138solomon8 Жыл бұрын
ከምቲ ዒላ ያቆብ ንወለዶታት ዘስቲ ዮኒሶሲ ብመዛሙሮታትኩም ረዊት ኢና እሞ ዘመናትኩም ይባረክ
@asterhabte3294
@asterhabte3294 3 жыл бұрын
ናይ እግዚኣብሔር ቅቡኣት ዘመንኩም የንዉሓዮ።
@ABCCHURCHBIRMINGHAM
@ABCCHURCHBIRMINGHAM 3 жыл бұрын
Praise God may God Bless you richly yoni & sosi.
@medenzoblessed3355
@medenzoblessed3355 3 жыл бұрын
ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ አምልኸካ፡ ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ ዉጽእ ኢለ ኣብ በረኽተይ አምልኸካ ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ ስግር ኢለ ነገራተይ አምልኸካ ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ ሕልፍ ኢለ ኩነታተይ አምልኸካ ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ ኢኻ ኣብ ማህለት እስራኤል ትነብር ፡ብምስጋና (ኣምልኾ) ህዝብካ ትኸብር .......ምስጋናይ ነዓኻ ዩ........ ከም ትኽእል ክትፍጽሞ ንቓል ኣፍካ ሙማት ነገረይ አና ረኣኩ ክብሪ እህበካ ከም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ጌርካ ከይሬኤኹ ከባብየይ ይኣምነካ ኣይጸልወንን ቲ ደጋዊ ኩነታትይ ፍርቂ ለይቲ አመስግነካ ከም ልማደይ ኣብ ማህለት እስራኤል ትነብር ፡ብምስጋና (ኣምልኾ) ህዝብካ ትኸብር .......ምስጋናይ ነዓኻ ዩ........ ይጸዋዕ አምበር፡ ይመለኽ ስሙ ኣብ ሰማይ ምድሪ የሱስ ጎይታ ዩ የሱስ ጎይታ ዩ. ኣይከኣለን ዕላማኡ ክገብረኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ ኣይከኣለን ፍላጻኡ ክወግኣኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ ኣይከኣለን ትወሓጢ ክበልዓኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ ኣይከኣለን ትመብረሲ ከብረስኒ፡ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ ...........ስምካ ገዳመይ ኮይንኒ............ ሃዲመ ዘዕቁበሉ፡ ጽኑዕ ግምበይ ዩ ስምካ
@shalomnayyesus8636
@shalomnayyesus8636 3 жыл бұрын
Tebarek
@shallom878
@shallom878 3 жыл бұрын
thank u so much
@fissehatesfay5491
@fissehatesfay5491 3 жыл бұрын
Amen Amen amen
@adengalkeren7590
@adengalkeren7590 3 жыл бұрын
9
@kokobyasus5736
@kokobyasus5736 3 жыл бұрын
Thanks buruk eka
@eden6094
@eden6094 3 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንንንንንን ክብሪ ክብሪ ክብሪ ን ኤልሻዳይ ንጉስ የሱስ ጽንዕ ግምቢ ተባረኩ ዮኒ ሰኑ መዝሙራታትኩም ይብዛሕ ካብዚ ኒላዕሊ
@bisratyacob4956
@bisratyacob4956 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ሰማይ መመሊሱ ዪባርኩም ቡሩኻት ጥዑም መዝሙር መንፈስካ ዘሕድስ:ሓይሊ ዝህብ AS always ,🙏
@adyamtedros1548
@adyamtedros1548 3 жыл бұрын
Eway yoni sosi neskum berukate berketna ikum i can't stop listening to this blessed song 🎶 🎶 still we love you ❤❤❤😘😘😘😇😇😇
@sihintewelde
@sihintewelde 3 жыл бұрын
You're blessing to the nations❤, memelisu tsegakum ywhaz
@azmerateweldebrhan1091
@azmerateweldebrhan1091 3 жыл бұрын
Wowww bless you yoni and sosi . You are the only gospel singers i know . Its helps us and the generation to come , bless you more and more
@tomasnme
@tomasnme 3 жыл бұрын
Kem bzhi dsemakayo dmkr mezmur goita ybarkum
@awothaile6602
@awothaile6602 3 жыл бұрын
Watching this from Ethiopia 🇪🇹 keep it up yoni brother ! Ellllllll Esye esye tebarkelge yeni abat !
@kebidkebid2089
@kebidkebid2089 3 жыл бұрын
Yoni & sosi
@negasitewoldemedhin83
@negasitewoldemedhin83 3 жыл бұрын
ጎይታ የሱስ ኣዚዙ ይባርኩም ቡሩኻት, ንበርከትና ኢኩም!!!!! ኣመንንንንንንን ጎይታና ስሙ ይባረኽ ካብዚ ዝበዝሕ ይባሩኹም!!!!
@akimebrahtu5498
@akimebrahtu5498 3 жыл бұрын
Yonis aura is beyond this dimension
@hyabalem9134
@hyabalem9134 3 жыл бұрын
Simka gedamey koynune amen yesus goyta eu 🙏🙏
@godisgood8139
@godisgood8139 3 жыл бұрын
ኣስይይይ እልልልልል ሕልፍ ኢለ እወ የምልክካ ስለዝግበኣካ ኣምላኽ ኣማልክቲ ጎይታ ጎይተት ዘመንኩም ይባረክ ብወሕዚ መዝሙራትኩም ዝባርኽናን ዘጸናንዕና ጎይታ ስሙ ይባረኽ
@gebrelialem6041
@gebrelialem6041 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ቀጽሎ ብሩኽ ! ኣብ ማእከል እስራኤል ትነብር ፡ ዚብል ግን ፡ ሕጂ ኣምላክ ኣብ ኣህዛብ ውን ይነብር እዩ። ኣባና ዝነብር ኣምላክ እዩ። ክርስቶስ ኣባና ተስፋ ክብሪ እዩ።
@davedave8333
@davedave8333 2 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር እምበር ኣብ ማእከል ዝብል ኣይሰማዕኩን፥ ኣበይ ኢኻ ሰሚዕካዮ ብጻይ ? 🤔
@berherussom2343
@berherussom2343 3 жыл бұрын
Praise God! Dear couples sosi- Soni men of Almighty God! Dear couples!!! Enjoining Singing A Song!!! Yes! ምስጋናይ ንዓኻ እዩ!!! Sing to the Lord that He has passion for singing! Music has an usual mnemonic power. We remember patterns in music much better than patterns in words alone. A God to Glorify A word to enjoy A song to sing May Almighty God shield you, all your family members and All the other ministries members in so Great Love Forever!!!. Jesus the Christ is Everlast Mighty Lord! I thanks Almighty God for All and for Everything!!! 🙏 Halleluyah🙏!!! 🙏 Halleluyah🙏!!! 🙏 Halleluyah🙏!!! Sweden
@yeshuahamashiach4405
@yeshuahamashiach4405 3 жыл бұрын
ወ. ዮሐንስ 3:16 "ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።"
@merrytsegezab232
@merrytsegezab232 3 жыл бұрын
ሕልፍ እለ ኩነታተይ የምልኸኻ ኣምላከይን ኑጉሰይ ንስካ እካ። ውጽእ እለ ኣብ በረኽተይ የምልኸኻ ኣምላከይን ንጉሰይ ንስካ እካ። ስግርእለ ነገራተይ የምልኸኻ ኣምላኸይን ንጉሰይን ንስኻ እካ። ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር ምስጋናይ ንዓካ ይኹን። ኸም ትኽእል ኽትፍጽሞ ንቃል ኣፍካ ሞት ነገረይ ናራኣኩ ኽብሪ ይህበካ። ኸም ተተስእ ንዝሞተ ህያው ገርኻ ኸይረኣኩ ከባቢየይ የኣምነካ ኣይጸልወን ን እቲ ደጋዊ ኩነታተይ ፍርቅ ለይቲ የመስግነኻ ኸም ልማደይ። ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብኻ ትኽብር ። ኣብ ማህሌት እስራኤል ትነብር ብኣምልኾ ህዝብካ ትከብር። ኣሜንንንን
@skufseb1skufseb118
@skufseb1skufseb118 2 жыл бұрын
ዮኒ ሰሲ፡ መዝሙርኩም ጥዑም ፡ ብሩኻተይ ። ተባረኹ ።
@sarontesfay9923
@sarontesfay9923 2 жыл бұрын
Helfi ele kuntatya yemlkika amlki negsyni 🤴 neska eka wawww♥️🥰 burkat
@merrytsegezab232
@merrytsegezab232 3 жыл бұрын
ብማህሌት እስራኤል ትነብር ብምስጋና ህዝብኻ ትኸብር ምስጋናይ ይኹን ነዓኻ።
@simje7020
@simje7020 3 жыл бұрын
ጎይታ ዘምንኡም ኩሉ ይባርክ ! ኣዚና ኢና ንፈትወኩም 🥰❤
@truthshallsetyoufree3252
@truthshallsetyoufree3252 3 жыл бұрын
my 9 month baby girl is in love with this song,, what a blessing song.
@akberetgebrihiwet1797
@akberetgebrihiwet1797 2 жыл бұрын
Was
@meleymedia7888
@meleymedia7888 Жыл бұрын
Its gospel
@ethanyonas6772
@ethanyonas6772 Жыл бұрын
That’s amazing ❤❤❤
@user-re1de8pu4t
@user-re1de8pu4t Жыл бұрын
Deki Erey brukat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomdaniel978
@nahomdaniel978 3 жыл бұрын
Amlak yeazizu yibarkekum beqa qbat delewo mezamur ayu mezmurkum fewsi bereket hagos ayu zemxia tebareku
@tinatbrhane8128
@tinatbrhane8128 3 жыл бұрын
Yoni and sosi antum brkat best song 2021 I love u so much goyta hiwtkum fqrkum ybarko
@tatamata6794
@tatamata6794 3 жыл бұрын
Wow what a blessed mezmur🙏🙏🙏 ጎይታ ሰማይን ምድርን እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ከምዚኦም burukat ዝይስንቀቕ energy ♥ 👌 ዝተዓደሉ የሕዋት ዘተሳኣልና🙏🙏🙏
@yosiefabraham8375
@yosiefabraham8375 3 жыл бұрын
ኣዚያ ጥዕምቲ መዝሙር እያ ተባረኹ እግዚኣብሄር ንምድርና ንበረኸት ክትኮኑና ዝሃበና ብሉጻት ህያብና ኢኹም።
@Adihanet
@Adihanet 3 жыл бұрын
Yonatan sousuna please dewileley Amlak yibarekum
@shwithaile3179
@shwithaile3179 3 жыл бұрын
እልልልልልልልልልልልል ኣሜን ኣሜን ምስጋናና ንእኡ ነቲ መዕቆቢና። ተባረኹ ጥዕማት ዘመርቲ።
@meharialazari9453
@meharialazari9453 3 жыл бұрын
ኣሜንንን ብርግጽ ጽንኑዕ ግንበይ እዩ ሰምካ ፡ ኣምላክ ሰማይ ዘመን ሂወትኩም እንዳ ባረኸ ይባረኽ።
@jesussaves8022
@jesussaves8022 3 жыл бұрын
Atum brukat Yoni and Sosi enkae nay goyta konkum...🎊💕egziabiher memelisu ybarekum mezamratkum kbeat alewo semieka zeymno ✝️🇪🇷Memeliskum sesnu nbereket kunu ✝️🇪🇷🙏🔥
@mengisteabmirach5061
@mengisteabmirach5061 3 жыл бұрын
ጀገኑ ንምድርና ንሕዝብና ህያባትና ኢኹም ብዙሐት ዝምስክሩልናን ንርኢ ዘለናን ኢና እሞ አምላኽ ይባረኽ ስለ አባኹም ዘሎ ፀጋ
@sabatsehaye4252
@sabatsehaye4252 2 жыл бұрын
God bless more more blessed family 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@samuelabrham3321
@samuelabrham3321 3 жыл бұрын
AMENNNNNNN JESUS,YOU ARE MY LORD AND MY KING BEYOND MY MOUNTAINS & MY QUESTION MARKS. YOU ARE MY STRONG REFUGE. BECAUSE YOU ARE WITHIN ME, I AM NOT AFRAID OF ANYTHING. HALLELUJAH GLORY TO THE LAMB OF GOD JESUS CHRIST AMEN JESUS IS LORD AMEN SING BROTHER & SISTER,YOU ARE SUCH A BLESSING TO ME. MAY GOD FULFILL YOUR HEART'S DESIRES ACCORDING TO HIS GOOD PLEASURE IN JESUS NAME AMEN
@yohanamerhawi4241
@yohanamerhawi4241 3 жыл бұрын
Amen Amen kbri amlak ykun hade mealti goyta Tekebile nebsey kriea ydeli
@zereyesusteklebrhan
@zereyesusteklebrhan 4 ай бұрын
Kem tkiel kitfxmo nqalatka mumat negerei enareaku kibri hbeka🔥🔥🔥🔥🔥
@mihrettesfaychannel
@mihrettesfaychannel 3 жыл бұрын
You have been blessed to me and all. You’re are blessings to our children and to the future generation. Thank you so much ❤️❤️❤️❤️ More blessings
@hermonaamanuel9922
@hermonaamanuel9922 2 жыл бұрын
yonisosi Jesus is love ❤️ You
@freweinighebretnsaie1376
@freweinighebretnsaie1376 3 жыл бұрын
Asey xbukat ftret goyta memelisu ybarkum msbitkum🌹💐♥️🌹💐♥️🌹💐♥️🌹💐ewe yesus goyta kulu gedamey zkone.
@selamawitabrha9089
@selamawitabrha9089 3 жыл бұрын
Memelisa tbark mezmur memelisu tsega ybzahalkum atum birukat bereketna eskum! Zemenkum ybarek!
@redsea6294
@redsea6294 3 жыл бұрын
Anointed singers. Straight from Heavens to our souls. Keep serving my dear bro Yoni & sis Sosi.
@milkagere
@milkagere 3 жыл бұрын
Hallelujah amazing God! You are our wonderful blessings yoni and sosi! Keep shining forever!!!🔥🙌🙌🙌❤️❤️❤️❤️
@febu-wr1vn
@febu-wr1vn 7 ай бұрын
Amen amen kebri n amlak ❤❤❤❤
@sabinagebre7044
@sabinagebre7044 3 жыл бұрын
Wawwwww nsikum nay bhaki bereket bdrna ekim tebarekeley love u more 💞💞💞💕💕💕💕💕💕🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@JosephFutsum
@JosephFutsum 3 жыл бұрын
hallelujah!!! SMKA GEDAMEY KOYNUNI YESUSEY! Tebareku YoniSosi brukat yehwat! keep shining
@yonasabrehe5581
@yonasabrehe5581 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጥዑም መዝሙር ኣምላኽ መመሊሱ ይባርኽኩም እንዳ ዘመርቲ ዮናታን ኣብራሃም።
@robelzemariam4254
@robelzemariam4254 3 жыл бұрын
Amen berukat yehewatey l lave you jesus 💓💓💓🙏🇪🇷🥰
@user-mn9zm1vn7d
@user-mn9zm1vn7d 3 жыл бұрын
Amennnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnnn.elillllllllll.ኣታ ብማህሌት እስራኤል ትነብር ኣሜንንንን ዬኒ ሶሲየ ተባረኪ ምንጭኩም መመሊሱ ይፈልፋል በረከት ምድርና እናዘመርኩም ንበሩ
@HelenWeldeslasie
@HelenWeldeslasie 3 жыл бұрын
Yoni & Sosi brukatey...you have no idea how much your songs have blessed and encouraged me on my life's journey...and seeing how much your songs have impacted our community...I think you both have found your purpose in life ♥️♥️♥️
@dimashani7475
@dimashani7475 3 жыл бұрын
yonatan and sosuna thank you so much God bless you.
@bisrattesfay5467
@bisrattesfay5467 3 жыл бұрын
ዮኒ ዮሲ ብሩኻት ኣሕዋተይ ዘመን ሂወትኩም መመሊሱ ይለምልም ዘርእኹም ዘሪኢ ዘርእኹም ክዝምርን ከመስግንን ይንበር🙏❤🙏❤ ተባረኹ
YoniSosi-New Tigrigna Mezmur   by Yoni&Sosi  (Rediuni)
8:04
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,7 МЛН
YoniSosi -(WEGAHTA -ወጋሕታ)_ New Tigrinya Mezmur 2021 [Official Video] -
5:45
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,9 МЛН
Final muy increíble 😱
00:46
Juan De Dios Pantoja 2
Рет қаралды 52 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
你们会选择哪一辆呢#short #angel #clown
00:20
Super Beauty team
Рет қаралды 33 МЛН
Mistir Awetey
6:48
Yonisosi & YONISOSI - Topic
Рет қаралды 685 М.
YoniSosi -ቀርነይ -New Gospel Song |Tigrinya (Official Video)2022
5:37
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,2 МЛН
YOSEF KASSA NEW MUSIC 2019 (OFFICIAL MUSIC VIDEO )ይሄ ነው የገባኝ_Yihe Nen Yegebagn
5:57
Yosef kassa/ jossy kassa /official
Рет қаралды 10 МЛН
ዕፀሳቤቕ TV: Zemari Bereket Tikue - EGZIABHER Collection Non Stop Mezamur: Orthodox Tewahdo Mezmur 2022
1:25:36
Debesey /ደበሰይ Orthodox Tewahdo Mezmur
Рет қаралды 2,7 МЛН
YoniSosi -ከቢብዋ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]
5:12
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 789 М.
YoniSosi -(ዘብዘብ)_ New Tigrinya Mezmur 2020 [Official Video]
6:52
Yonisosi Tube Official
Рет қаралды 1,9 МЛН
ነው ከላይ|| new kelay|| ጥበቡ ወርቅዬ|| Tibebu workeye|| Live worship|| Ethiopian Protestant mezmur
48:50
ИРИНА КАЙРАТОВНА - АЙДАХАР (БЕКА) [MV]
2:51
ГОСТ ENTERTAINMENT
Рет қаралды 15 МЛН
Sadraddin - Jauap bar ma? | Official Music Video
2:53
SADRADDIN
Рет қаралды 8 МЛН
Jakone, Kiliana - Асфальт (Mood Video)
2:51
GOLDEN SOUND
Рет қаралды 3,9 МЛН
QANAY - Шынарым (Official Mood Video)
2:11
Qanay
Рет қаралды 705 М.
Kendrick Lamar - Not Like Us
5:55
KendrickLamarVEVO
Рет қаралды 44 МЛН