🛑ዘደንቅ ታሪክ - ካብ ጨፍጫፍ ማርያም ደንጎላት ንሕንጢጥ ዝተረፈ- ተጋ. ሃፍቶም ኣሰፍ (ወዲ ሓይልና)

  Рет қаралды 34,850

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

Жыл бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
#DestaShow #TDF #TigrignaMusic
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ዘደንቅ ታሪክ - ካብ ጨፍጫፍ ማርያም ደንጎላት ንሕንጢጥ ዝተረፈ - ተጋ. ሃፍቶም ኣሰፍ (ወዲ ሓይልና)
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 250
@destahelo5231
@destahelo5231 Жыл бұрын
ዋይ ኣታ ልህዝቢ ኣይተሓልዩን ዲኩም ታይ ዓይነት ንዕቀት እዩ ዚ ኣውርዶ ኣይግዚኡን💔😭
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g Жыл бұрын
ደስታ ሓወይ በጃኻ ከምዚ ዝበለ ምስጢራዊ ናብዚ ክዝርጋሕ የብሉይ 🥺
@serawarkdesta8896
@serawarkdesta8896 Жыл бұрын
I think he is working for PP, because, if he wants justice to be served.for our Tigrayan victims, especially those who were killed in Axum, he wouldn't released this video.
@salamasalama9963
@salamasalama9963 11 ай бұрын
Ezi nab medai kzrgah ayblun gena meliu hara zey wetse kabtselae meretenan hzbnansi entay gberni eu ezi ke
@GHh-jd5sj
@GHh-jd5sj 7 ай бұрын
ደናቁር ዝኮነና ህዝቢ መቀተሊና ሚስጢር እናኣውፃና ህዝብና ነጨፍጭፍ
@kiflomhagos5109
@kiflomhagos5109 Жыл бұрын
ተጋርዋኒ ከምዙይ ዓይነት ምሽጥር ምድሕዳሕ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመትን ልዕሊኡን ከመይ ረዚን ዋጋ ከምዘኽፈለና ንፈልጥ ኢና 😢😢 😢 ኣብ ኣክሱም ጥራሕ እካ ክንደይ ሲቪልያን ድያቆናት ፣ኣቅሽቲ፣ እናለመኑ ትንፋሶም ዝዕንግሉ ጎደና ሓደርቲ መንገደኛታት ተጨፍጪፎም😢😢😢 ሕዚ እውን ተመሳሳሊ ድንቁርና ይድገም ኣሎ ቃልሲ ኣብ ዘይተወደአ 😢😢😢 ስለዚ ተጋሩ ኣሕዋተይ ሸለል ኣይንበል እዛ ቪድዮ ንከውርዳ ንሕተቶ ፣ ኣቃሊልና ኣይንርኣያ።ንረብሓና፣ንሓድነትናን ንድሕንነትናን ምስራሕ ከይንርብርብ። ዘየውርዳ /ዘይሰምዐና እንተኾይኑ ነታ ቻነል ክሳብ ምዕፃው ከይንሰንፍ። እንታይ ዓይነት ንደቅና ደቂ ደቅና ነገድፈሎም ዘለና። እዙይ እኮ ዘይጠፍእ ነባሪን ተኻሳሒን ሰነድ እዩ 😢😢😢
@wazemawazema4699
@wazemawazema4699 Жыл бұрын
ከምዙይ ብናይ ሃይማኖት ዝስራህ ሰለላ ናብ ምድያ እንተዘይወጽዕ ዶ አይመሀሸን
@almazhailu8748
@almazhailu8748 Жыл бұрын
ኣቱም ኣሓዋተይ እዚ ግዚኡኮ ኣይኮነን ዩ ዘሎ ኩሉ ሚስጢር እዶ ኣይትዘርግፍዎ በጃኹም ቁሩብ ፅንሑ 🙏
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 Жыл бұрын
ሰማዒ የለን በጃኺ ብስንኪ ብኸምዚ ዝበለ ብዙሓት ንፁሃን ሰባት ስኢናስ ዘይርደኦም 😢
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 Жыл бұрын
Indian movies zerayo eyu eki mstir iyknan
@almaz.8056
@almaz.8056 Жыл бұрын
I agree with you.
@almaz.8056
@almaz.8056 Жыл бұрын
Please stop telling all your secrets, this is not the time to tell your secrets.
@BetiAsfa-qu6nn
@BetiAsfa-qu6nn 10 ай бұрын
በምንም ዘይርደኦም ገና ኣብ ቲሕቲ ፀላኢ ኣሎ ህዝቢና ንምንታይ ዩ ከ ብስረሩ ቸኾላ ኣብዚሖም 😢
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Жыл бұрын
መጀመርያ እንካዕ ብሂወት ተርፍካልና ጅግና ሓወይ💛❤️🙏ግን በጃኩም ካብ ከምዚ ዝበሉ ምሽጥራት ኣይትዛረቡ መሊኡ ሓራ ለይወፀ መርየት ኣሎና ኣሕዋተይ pls😢
@serawarkdesta8896
@serawarkdesta8896 Жыл бұрын
Also justice will not be served for our priests who were killed in Axum.
@Saba-xc6nb
@Saba-xc6nb Жыл бұрын
እንገብሮም ስልታዊ ስሪሕትና ሕጂ እንተይንዛረበሉ ይሐይሽ ምኽንያቱምስ መሊኢና ካብ ዓይኒ ፀላእትና ስለዘይወፀና እቲ ጀግንነት ከምዘሎ ኾይኑ ምስጥሪና ንዓቅብ 🙏🏽
@Gezawit
@Gezawit 10 ай бұрын
ናተይ ከለኩምስ ይቀንአልኩም😭❤✊ ከምዚ ዝበለ ሚስጢራት ግን ተዝተርፍ ደስትሽ ማለተይ ቡዙሓት ቦታታት ገና አብ ኢድ ፀላኢ ስለ ዘሎ😭
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 Жыл бұрын
Desta chow limntay eka nayseb wishtawi Tarik ab midea temehalalifo subuk yekoney limintay kab huluf leymimehar selaeti ena nigezie lelena emo etu tarikna aynewsie kisab hexi bi selaeti ena tekebibna lelena silexih nihsebelu timhrti yokunena ::
@zengisbagds4223
@zengisbagds4223 Жыл бұрын
ኣይ ቅዱዳት ተጋሩ ምሽጥር ተውፅኡ ኣለኩም ንወለዶ ከይከውን ምሽጥር ተውፅኡ ኣለኩም😢 ንካልእ ወለዶ ክከውን ሱቅ ከይትብሉ ትቅደዱ ኣለኩም ርጉማት።
@Hetaw1619
@Hetaw1619 Жыл бұрын
አረ በይዛካ ብወላዲተ ኣምላክ ኢለካ ኣዉርዶ በይዛኩም ስለ እቱ ዝህሰ ዘሎ ህዝብና ሕሰቡ እፍ😢😢😢😢😢
@Muluafroo-xx3dw
@Muluafroo-xx3dw Жыл бұрын
እንኻዕ ብሰላም ተረፍኻ ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b Жыл бұрын
ምሽጥር ልምታይ ይወፅእ ግን ኣየ ተጋሩሲ ልውሃት ድዩ ጉራ ድዩ ኣይርደአንን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ሓዚነ ልምንታይ
@medhin8187
@medhin8187 Жыл бұрын
ሰላም ደስታ ሚድያ ❤ እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ❤ ሓዉና ተ.ይ ሃፍቶም /ወዲ ሓይልና/ ምስ ብፃይካ ብሬ ፈጣሪ እንኳዕ ኣትረፈካ/ኩም/ ደስ ይብል ። tdf ጀጋኑና ሳላኹም ትግራይና ዓለም ፈሊጡዋ ❤ ክብሪ ይግብአኩም ። ሓሊፉ ክትዛረቦስ ቀሊል እህግን እታ ናይ ስለላ ስራሕ ምግላፅ ተትተርፍ😢 #ሓዉ #ደስታ ገና ዩ ዘሎ ነገሩ ፈጣሪ ይኣክል ይበለና ግን ናይ ስራሕ ምስጢር ነገር የነዉፅእ ምትራፍኩም ደስ ይብል ኣቱም ናይ ይቱብ ሚድያታት ንጠንቀቅ #ተተዉርዳ ዉን ደስ ምበለና ኔሩ ኣቦታት ሐዚ ዉን ትኩረት ጌሮም ክጭፍጭፉና ዮም ዞም ርጉማናት 😢
@tesfitberhane8246
@tesfitberhane8246 Жыл бұрын
ሓቲቶም እንተ ዘፅንሕዎ ኮ ፀገም ኣይምነቦሮምን ግን ንምታይ ኢዮም ዝይልቡሙ ኣብዘይተወደኡአ ቃልሲ ከምዚ ገርካ ዝገበርካዮ ሽጣራ ትነግሮም ኢንተሊካ ግን ዝይፈለጥዎ ምስጢር ተፍልጥዎም ኣለኩም ደስታን እዛ መድህን ትባሃልን ተልእኮ ናይ ፀካእቲ ተሳሲዩ ዘለኩም ኮንኩም ኢኩም ትስሙዑኒ ሃፍቶም ግን ጅግና❤❤
@user-wo7zw5hk8l
@user-wo7zw5hk8l Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ንኡሽተን ፅንሕ ዘይምበልኩም ዝኹሉ ሚስጢር ተውፅኡ ዘለኹም 😊 ደሓር እኮ ኣብቲ ምንም ዘይፈልጥ ንፁህ ሕብረተሰብ እዩ ዝኹሉ ችግር ዝወርድ ዘሎ😢😢 ብዝኾነ ሃፍቱሽይ እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ዝሓወይ ጀግና🙏😘
@haimigere2032
@haimigere2032 Жыл бұрын
ኣይንዓሹ ሚስጢር ክዕቀብ ኣሎዎ ሰላም መሊኡ ኣይመፀን ኣታ ሕቶ ትሓትት ዘሎካ ከኣ ክትጥንቀቅ ኣሎካ ፀላኢ መሊኡ ኣይጠፋን
@tdftdf5811
@tdftdf5811 Жыл бұрын
ምስጢር ምቅላዕ ግን ደስ ኣይብልን ኣሕዋት
@medhingebreyesus2578
@medhingebreyesus2578 7 ай бұрын
ፀላኣትና ካብ ምድሪ ትግራይ ከይ ወፁ ሚስጥር ምዝራብ ፅቡቅ ኣይኮነን
@romanreignstst3481
@romanreignstst3481 Жыл бұрын
ገና አይ ጊዘኡን አብ ኢድ ፀላኢ ናሃለዉ ወለድና መሬት ፀቢብዎም ይዝረብ ዲዩ ኾኑ😢😢 ደናቁር ጉረይናታት
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 Жыл бұрын
ደስታ ሓወይ መደባትካን ፍሽኽታኻን ኣዝየ እንድየ ዝፈትወካ ፥ እዛ ሎሚ መደብ ዘቕረብካላ ገዛ ግን ኣቑሑት ስለዘይብላ ድምጺ መቓልሕ እንዳመለሰ ክንሰምዖ ኣሸጊርና እሞ ኣብ ቀጻሊ መፍትሒ ርኸበላ❤
@mengsteabteklu7843
@mengsteabteklu7843 Жыл бұрын
ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ዝሰጋገር ዘይሕለል ፅሰንዓትን ጅግንነን ተጋደልትና መንፈሳዊ ዕግበት ዝፈጥር እዩ። ሕልምና ክግሃድ እዩ ክብርን መጎስን ንሰማእታት።
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 Жыл бұрын
እዚ ነገራት ጥንቃቄ ይጎድሎ አሎ ዓገብ
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Жыл бұрын
እግዚአብሔር እንኳዕ አትረፈካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@DesuDesu-pw4yg
@DesuDesu-pw4yg Жыл бұрын
ከምዚ ዓይነት ቃለ መሕተት ንህዝቢ ፅቡቅ ከምዘይኮነ ኩሉና ንፈልጥ ኢና ግን ንምንታይ
@Rshanmebrahtom
@Rshanmebrahtom Жыл бұрын
መሬት ትግራይ ኣብ ኢድ ፀላኢ እያ ዘላ ኣጥፈኣዮ 🛑🛑🛑🛑🛑🛑🛑❗❗❗❗❗❗
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 Жыл бұрын
Mara eyom zehriku hito sienu dyu😢😢
@tesfu-12
@tesfu-12 Жыл бұрын
ሚስጥር እዮ፡፡ትክክል ኣይኮነን
@gmilkiyas
@gmilkiyas Жыл бұрын
ሙዑራት ፍጥረት... ብርሽን ቐሺ ዳዊትን የኽብረልና:: ናይ ትግራዋይ ጀግንነትንን ሃቦን መግለጺ የብለይን:: መጽሃፍ ክጽሃፍ አሎዋ:: ❤️ you all
@greattigray5290
@greattigray5290 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ታይ ይሰኣኖ እንኳዕ ተረፍካ ንዝሞቱ ጀጋኑና ከኣ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም
@salamsalam1464
@salamsalam1464 Жыл бұрын
ምስጥር ስባ አይተዉፅኡ ብጣዕም እኮ ሃስና እዩ😢😢😢
@kiflomhagos5109
@kiflomhagos5109 Жыл бұрын
ክገርመካ ናይዚኦም ድንቁርና 😢 ኣታ ንለብም። እንታይ ይበሃል እዙይ እዙይ ኢልካስ ናብ ሚድያ ይቀርብ ንገንዘብ ክበሃል። እሞ እንታይ ዘይገበሩ ደኣ እዮም እዞም ፀላእትና ነዞም ንፁሃት ካህናት ኣቅሽቲ ዝጨፍጨፍዎም? desta show shame on you 😢 ህዚ እውን ተኺልካ ኣውርዳ እዛ ቪድዮ ? ኣነ ዝገርመኒ ከመይ ኢልካ ከምዙይ ዓይነት ተኻሳሒ ( senstive ) መደብ ትሰርሕ ? ገና ኣብ ዘይተወደአ ቃልሲ 😢 በቃ ስሰዐ ገንዘብ ሕሊናኻ ጋሪድዎ ? ወይስ ነዞም ብኣሻሓት ሰለልቲ ናይ ጁንታ/ወያነ ኢኹም ተባሂሎም ዝተጨፍጨፍ ንፁሃት ኣቅሽቲ ካህናት ትግራይ ንእሽተይ ድንጋፀ ኣይሓደረካን ?😢😢😢
@margwedikesh9445
@margwedikesh9445 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ ጅግና❤
@mibrakteka1848
@mibrakteka1848 Жыл бұрын
Jigna wedi Jigna, megletsi yebleyn. Egziabher yibarkum!!!
@tabay6305
@tabay6305 10 ай бұрын
ሐይልና ልደሃር ልበሀሉ ነይሮም ናይ ደርጊ ምልሻ እና ኹልሻዕ ሐትልና ልደሐር ስለዝብሉ ደርጊ አታ ሰላይ ይብሎም ነይሩ። ልኮነ ኮይኑ ጀግና ወዲ ጀግና ኢኻ
@zewdichannel27
@zewdichannel27 Жыл бұрын
ፈተዉቲ ዕዳጋ ሓሙስ ሳብስክራይብ ግበርለ❤ጀጋኑዋይ
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 11 ай бұрын
ብጣዕሚ ኣንበሳ እዩ ሰላምካ የብዛሓዮ!ነገር ግን ከምዚ ዓይነት ናይ ሚስጥር ስራሕ ናብ ሚድያ እንተዘይኣወፀእኽምወ ዝሐሸ ይመስለኒ ምኽንያቱ እዚ ምሽጥር ክዕቀብ እምበር ፀላእትና ፈፂሞም ክፈልጥዎ ኣይግባእን ሓደራ!
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 Жыл бұрын
ደሰታ ይፈትወካ ኔይረ ሎሚ ግን ፀሊኤካ ሓደ ደንቆሮ ኢካ ምከንያቱም ከመዚ ዝበለ መሰጥር ናብ ሚዲያ ተቀረቦ ንሳ ሓደ ፀላኢ ህዝቢ አካ ሰዲ 😢😢😢
@haftombsrat6576
@haftombsrat6576 Жыл бұрын
እንኳዕ ብስላም ተረፍካ ሃፍትሽ ግን ስቅ ኢልካ ምሽጥር ምዝርጋፍ ትርጉም ዘለዎ የኮነን ዝገበርካዮ ኩሉ ናብ ኣደባባይ ኣይውፃእን
@shewitgeremedhin6058
@shewitgeremedhin6058 11 ай бұрын
ኮይኒና ድያ ከሚዚ ማሓሩና ኣብ እድ ፀላእ እኮ እና ንሀና ንሕና እስካብ ሕጂ ብኸባብና እኮ እዞም ረሳሓት ኤረጥሪ ምሳና ዉዕሎም ይኸዱ ኣለዉ እንተኽእልካ ደምስሳ
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብህይወት ተረፍኻልና ጀግና ተጋዳላይ ሃፍቶም ብርክኹም ይፅናዕ ሓይልኹም ይባረኪTDFይ ደመይ ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢና የቀንየልና ደስታዬ_
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-ei5jl2to9q
@user-ei5jl2to9q Жыл бұрын
ኽቡር ሓውና ተጋዳላይ ወዲ ሓይልና እዚ ትብልዎ ዘለኹም ሚስጥር ግን ሐይዚ ኣይስዓቱን ብዝኾነ ይመችኩም ደስታ show ❤❤❤❤
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Жыл бұрын
ደሰታ መድያ ብዙሕ ምስጋና ናባኩም ይብፃሕ ቀፂለ ነዚ ወፅእ መዓት ጀግና ወዲ ጀጋኑ ሀብቶም ሐወይ ድሕሪ ዚ ኩሉ መከራ ምሰ ተፍሮም ሰድራካ ምርከሸብካ ነአደይ ማርያም ምስጋና ይብፃሕ
@hewanfitwi3303
@hewanfitwi3303 Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ከምዚ ዓይነት ታሪክናስ ፅንሕ ተንብልከ ይቅረታ ግን ተጋርዋኒ
@BacteriaKiller-sw9lp
@BacteriaKiller-sw9lp Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት ኩሉ እንዶ እንዛርብ ።
@hadish6221
@hadish6221 Жыл бұрын
ኣንበሳ ጅግና ወዲ ጂግና ሐይልና
@KhanKhan-ex9fi
@KhanKhan-ex9fi Жыл бұрын
አንካዕ ብሰላም ተረፈካ ዝሓወይ😢
@melawit-melawit
@melawit-melawit Жыл бұрын
ኣቤት ፈተና እህህህ🥺እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ዝሓወይ🙏
@gebrishgebru661
@gebrishgebru661 Жыл бұрын
This is the most interesting story I have ever heard!!
@luwamluwam3868
@luwamluwam3868 Жыл бұрын
ዓገብዓገብ ቃልሲ ገና ከሎ ዓዘር ቆዘር አይትበሉ ጥንቃቄ ዝጎደሎ ቃለ መሕተት
@tsionmedia6387
@tsionmedia6387 Жыл бұрын
ሰላም ሓውና ደስታ፡ መደባትካ አዝዮም ምቁራት እዮም የቕንየልና ድማ። ዘለና ስክፍታ ግና ምስጥር ገድሊ ናብ ሚድያ ምውጻእስ ንጸላእቲ መንቅሒ'ዶ አይኸውንን? ብኸመይ ኢኻ ትርድኦ?
@jannaibrahim142
@jannaibrahim142 Жыл бұрын
እንቃዕ ድሓን መፃኩም ተጋሩዋይ😘
@mussiezereay6188
@mussiezereay6188 Жыл бұрын
ብሓቒ ጅግና ኢኻ💪💪💪
@YohannesGebre-op1wv
@YohannesGebre-op1wv Жыл бұрын
መጀመርያ ካብቲ ፀልማት ግዜ እንኳዕ ብሰላም ወፀእካ ስለምንታይ እዩ ምስጢር ዓድና ብገፊሕ ሚሐ ዝንፈ ዘሎ ኣብ ኣደባባይ ገና ሃህ ኢሉ ዝውሕጥ ገበል ኣብ ሕምብርቲ ዓድና እናሃለወ ??
@tigstiyemanem1911
@tigstiyemanem1911 Жыл бұрын
ቃልስና አይተወደአንንንን
@Karneshmawi
@Karneshmawi 6 ай бұрын
ሓሳዊ ወሽላክ ባርያ ወያነ
@user-fx6ys6yd6m
@user-fx6ys6yd6m Жыл бұрын
WELCOME HAFTOMA. YOU ARE BLESSED.GOD SAVED YOU BRO. HALELUYA
@gereasefa1504
@gereasefa1504 Жыл бұрын
Gena mulu selam zeyicones ezey kulu mestir
@tessemamizer9907
@tessemamizer9907 9 ай бұрын
ጀጋኑ ሳላኩም ሎምውን አዲ እኒሄና
@stpual1
@stpual1 8 ай бұрын
ጀግና።
@BetiAsfa-qu6nn
@BetiAsfa-qu6nn 10 ай бұрын
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ ይኩን ኣሓተይ ታሪክ ናይ ትግራዋይ ካብ ጥንቱ ፁኑዕ ዩ ሕጂ ግን ኣብ ቲሕቲ ፀላኢ ኣለና ግደፉና ምስጥራት ኣይተውፅኡ ተራጋገዑ 😢😢 ከቢድ ፀገም ኣለና
@nebyatgebremariam6888
@nebyatgebremariam6888 9 ай бұрын
Awerdo way bezaka gizueu akoney
@kbromminase5477
@kbromminase5477 Жыл бұрын
zengi sbgds ሚስጥር አይተውጹኡ ሐደ ነገርዩ ጸርፊ ታየምጾኦ ዶስ ደስተኛ አይኮንካን ብናይ ዞም ጀጋኑ ተኾይኑ ሕርር በል ትግራይ ናይ ጅግንነት መሬትያ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y Жыл бұрын
Anes kalat haxiruni 😊😊
@user-ld5tu1kz9k
@user-ld5tu1kz9k Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወፃእካ ሃፍቶምሓወይ❤
@binyam1578
@binyam1578 9 ай бұрын
Wow🎉🕊👏☔️ ግን እቲ ዝሐለፈ ድሕሪ ሐርነት ከም ፊሊም ይሰራሕ ምግላጹ አድላይ አይኮነን መሬት ብጸላእቲ ተታሒዙ ስለ ዞሎ 🕊💒🌿🌻🌻🥰
@user-ky7ly2wo6o
@user-ky7ly2wo6o Жыл бұрын
እንኳዕ ተረፍካላልና ጅግና ሓውና ❤❤❤
@adonay7097
@adonay7097 Жыл бұрын
God may. Keep you forever
@hailaygebru
@hailaygebru 8 ай бұрын
what a commitment is❤❤❤
@mulumulu3028
@mulumulu3028 Жыл бұрын
እዚ ሚስጢር ግን ክወፅእ አይግባእን ነይሩ አንቱም ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ጥንቃቀ ግበሩ በጃኻትኩም🙏
@Hetaw1619
@Hetaw1619 Жыл бұрын
አረ ንስካ መጥፊኢና ኢካ ኣታ ጋዜጠኛ እየ በሃሊ እፍ 😢😢😢😢😢😢
@genetkwt6461
@genetkwt6461 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ልጀጋኑና
@teri6870
@teri6870 11 ай бұрын
haftsh big respect❤❤❤❤❤
@TTT-hy9xj
@TTT-hy9xj Жыл бұрын
ምስማዕ ኣብይኒ ታይ እዩ ዝብሎ ዝሚስጢር ትብለኩሞ😢😢
@user-fd6zs4lu7q
@user-fd6zs4lu7q Жыл бұрын
wow you are hero us your father
@efii2324
@efii2324 Жыл бұрын
Abyet jignenet Tegraway ❤❤❤❤❤❤
@aregaiw
@aregaiw Жыл бұрын
ጀግና
@teklayteklay9712
@teklayteklay9712 Жыл бұрын
አረ በጃኩም ንእሽተን ተፀበዩ ገና አብኢድ ፀላእቲ ኢና እነየና
@kbromminase5477
@kbromminase5477 Жыл бұрын
ጅግናጀጋኑ ኢኹም ክብሪ አለኒ ናዓኹም የቐንየልና
@alganeshberhie1249
@alganeshberhie1249 Жыл бұрын
So amazing 💞💞💞
@romanreignstst3481
@romanreignstst3481 Жыл бұрын
ደስታ በይዛካ ከምዚ ምሽጥራት አይቲ ዘርግፍዎ ምእቲ ዉፁዓት ወለዲ አብ ፅላኢ ወዲቆም ዘለዉ
@solomonhailu4706
@solomonhailu4706 Жыл бұрын
Farat elekum aleku abzey giziu mistir tewtsu himakat nejawus mistir akibu
@tsfaytdf4586
@tsfaytdf4586 Жыл бұрын
እዚ ከምዚዓይነት ወጊዒስ ደስ ኣይብልን
@alemtsehayberhe2515
@alemtsehayberhe2515 Жыл бұрын
ሰላም ደቂ አበይቲ እንካእ ተረፍካ ነገር ግን ሀንቲ ጌጋ አላቲኩም ብፋላይ ጠያቂን ተጠይቅቲን ብፍላይ አብ ምግዳል ዝነበሩኩም አህዋት ገና አተወደአን ትቃልሲ ፀላእቲ ብድርትን ብጎንን እላሀለው እላመፃኹሙ ትልሰራኽምዎ ጀግንነት ልግትገልፁዎ ትሀፅፅ ዘለኹም ይመስለኒ ባልኹም ልፀላእን ልቀንፃሊን አውሬታት ትጋልፅለኹም በጃኹም ፅንህ በሉ። ብልተረፈ ጀጋኑ ኢኹም 100000% 🙏🙏🙏💕💕
@Meqelle
@Meqelle Жыл бұрын
አታ ደስታ ልትባሀል ዶንቆሮ ገና ጦርነትኳ ለይተወደኤስ ናጀግንነት ስልት ምሽጥር ዘርግፉ ላበበልኻ ተዘርግፎም ለለኻ ዶንቆሮ ጀጋኑና ልጥቀምዎ ስልቲ ለይሐለፈ ምሽጥር ልፀላኢ ትነግሮሕለኻ
@Hope.1286
@Hope.1286 Жыл бұрын
ብጅግንነትኹም ኣዚና ኢና ንኮርዕ ከምዚ ዓይነት ምስጢራት ግን ተትዕቅብዎ ዝበለፀ እዩ❤
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 10 ай бұрын
Egziabher selam dea yigberelna ember gele quinat entegemiru exom arawit hade kahn aygedfunyom Jegna wedi geganu eka gn ezi kullu mistet gn tehawikum anyway I appreciate you
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 Жыл бұрын
Tegaru ነተን ናትና ሚድያታት share,Like,comment ብምግባር ነተባብዓየን .ንኸፍለሉ ነገር የለን.
@akrans6700
@akrans6700 9 ай бұрын
Wow❤
@aregaiw
@aregaiw Жыл бұрын
ዝግርም ጅግንነት ግድሊ !
@jagme334
@jagme334 Жыл бұрын
Kindey shigir halifkum kitewugue mibtsahkum Egziabher ymesgen ❤
@yetizumba4050
@yetizumba4050 Жыл бұрын
We thank you for your service. And we love you 😍
@nezw8150
@nezw8150 Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ግን እዛ ምሽጥር ምውፃእ ምፀነሐትልኹም አሕዋቴይ
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
እንኳዕ ሰላም ተረፍኻ ሃፍትሽ ግን ከምዚ ዝሰርሑ ሰባት ገፆም ሸፊንኩም ወይከዓ ተዘይተቅርብዎም ይምረፅ❤💛
@gereasefa1504
@gereasefa1504 Жыл бұрын
Kemizy ayinet mestir endatezarebikum sivil zikone seb nikikitel tigebiru bal ezy gazetegna eye behaly
@Habera143
@Habera143 Жыл бұрын
ሉዑል ኣኽብሮትን ምስጋናን ይግባኣኩም፡ እንተኾን ግን ንሚዲያ ዝልቅቕ ፍጹም ኣይኮነን ኩለን ናይ ሚድያታት ተጋሩ ጸላእቲ ብድንቢ እዩ ዝከታተለን እቲ ኩነታት ድማ ገና ገና እዩ ስለዚ ብቕልጡፍ እንተተውርዶ ይምከር ዝሓወይ፡ ፡
@yenethunasegahagn4128
@yenethunasegahagn4128 Жыл бұрын
Kalsena zyewdaenaa. Misterat naye kalise entezyetwtsEu. Yehsh neyru ahewateyee
@jagme334
@jagme334 Жыл бұрын
Bizuh mistir ayteutsiU bejakum 🙏
@WagayeWondim
@WagayeWondim Жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@hailegezahagn739
@hailegezahagn739 Жыл бұрын
ጀግንነትኩም ተውግዕሉ ጊዜ ክመፅእዩ ሕዝ ግና ገና ኣይወግሐን ትጋገዩ ኣለኹም
@user-zi8ob1vb2c
@user-zi8ob1vb2c Жыл бұрын
Wa ata gdefuba aytbelashewu mistrrr
@gebreselassiesimon37
@gebreselassiesimon37 Жыл бұрын
እወ ፡ ሃቅካ ፡ አነ ፡ ሰብ ፡ እየ ፡ ግን ፡ ይጭነቅ ፡ አለኩ ፡ ህማቅ ፡ ስራህ ፡ ክእዘብ ፡ አሎኩ ፡ እሞ ፡ ምክአል ፡ አቡኒ ፡ ይቅርታ ፡ አህዋተይ ፡ አምላክ ፡ የሃግዝኩም ፡ አሜን
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Жыл бұрын
You all Tigray people are made history i always pray to God to come visit you all .Dictator Isseyas will go soon but we Eritrean and Tigray will continue to leave 🌿🌿🌿🌿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
50 YouTubers Fight For $1,000,000
41:27
MrBeast
Рет қаралды 197 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 157 МЛН
Red❤️+Green💚=
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 80 МЛН
Iron Chin ✅ Isaih made this look too easy
00:13
Power Slap
Рет қаралды 35 МЛН
ሁለት ሴት - Ethiopian Movie Hulet Set 2024 Full Length Ethiopian Film Hulet Saet 2024
1:30:31
Netsebraq Media - ነፀብራቅ ሚዲያ
Рет қаралды 4,2 М.
19 июля 2024 г.
0:20
мишук круглов
Рет қаралды 9 МЛН
Утонуть НЕВОЗМОЖНО 😱 #Shorts
0:19
ФАКТОГРАФ
Рет қаралды 3,6 МЛН
Это ежегодное настроение 😉 #tiktok #юмор #жиза #funny
0:10