4ይ ክፋል (ዘሕጉስ ፍጻመ) ንብዓት ኣይነብዕን እየ ዝወደይ

  Рет қаралды 44,607

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ

Күн бұрын

Пікірлер: 563
@bemnetnkhu5423
@bemnetnkhu5423 3 ай бұрын
ዓዓቅምና ንሓግዞ gofund.me/08f6c1e0
@fiyorimichael1396
@fiyorimichael1396 2 ай бұрын
Tail saddley abo naye hawen
@ninabella3940
@ninabella3940 2 ай бұрын
Ur son will be fine kesab kuslo zedehin ajoka amlak entay yeseano
@timnitnegash7333
@timnitnegash7333 25 күн бұрын
Amlak mulu mhret yewrdelu
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 3 ай бұрын
ሐለቃ ሰራዊት ሐያል መልአክ ቁዱስ ሚካኤል ብጽበልካ ኣሚኑ ዝሰተይ ታአምርካ ኣርኢ🙏🙏🙏። እዋይይይይይ ክሕይል 😢😢😢 በል እስከ መድሃኒኣለም ጽላሉ ይኩን ከምቲ ኣሚንካ ንኡኡ ዝሀብካዬ ንሱ ባአሉ ይጓስዬ🙌🙏 ኩሉ ሸጉርኩም ቅንጥጥ ኢሉ ይኪድ🙏🙌ናይ መጻኢ ሂወትኩም ብጽጋ, ብጥእና, ብሐጓስ ይባርኩምምምምምምምም🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌🙌🙌 ሐያል ኣቦ ኢካ። ብጣእሚ ተገሪመልካ ። እግዝአብሄር ኣምላክ ሐድሽ ሄወት ይሀብኩም🙏🙌😢
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 Ай бұрын
Amen amen amen kbur haw
@danielhaile423
@danielhaile423 3 ай бұрын
ወደይ መዓረይ ንባዕልካ ቆልዓስ እዚ ኩሉ መከራ አምላክ ምሳካዪ እዚ ኩሉ እምነት ንስካ አብነታዊ ሐቀኛ ወላዲ ዕድመን ጥናን ይሀብካ እዚወደይ 😢😢❤
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
Egzabher xhifwo nenatna u zhbena mo zkeberen ztemesgenen ykun
@hermonsbahtu1378
@hermonsbahtu1378 3 ай бұрын
Be egziabihier aminka ekamo aykehfrekan eyu eska zkaleka gierka eka emo zterefe nay fetari eyu kemti emnetk tamru yereyeka ykown bzkone naka edmen tenan ybabka nwedka dma muleu mhret geyrulus dagmay ms wuladka mskrnet thbulu gizi yemxalkum qdus michael abzuryakum ykun ajoka hawey natey 🙏🙏🙏
@Dated.
@Dated. 2 ай бұрын
ጅግና ኣቦ ኢኻ ሜሮን ሓወይ፡ ብኣኻ ኮሪዔ፡ እቲ ኣቦ ንውልዱ ክገብረሉ ዝኽእል ኩሉ ጌርካ፡ ገለ ጥዑይ ውላድ ረኺቦ ይኽሕዶን ይድርብዮን ገለ ከምዚ ከማኻ ከኣ ኣይኮነን ክድርብዮ ንኸይመውት ክሳዕ መወዳእታ ይቓለስ፡፡ እመነኒ ንዓይ ጅግና ኣቦ ኢኻ፡ ብድሕሪ እቲ ጅግና ሰብኣይ ከኣ ደግኛ ሰበይቲ ከም ዘላ ኣርጊጸ ይፈልጥ እየ፡፡ ብሩኽ ኢኻ፡ ብርግጽ ኣምላኽ ምሳኻ ኣሎ፡ ወድኻ ውን ኣይክመውትን እዩ፡ ነዚ ኹሉ ዝገብር ከኣ ስሙ "እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ይበሃል" ሃሌሉያ ! ክብሪ ንጎይታ የሱስ ይኹን !!!
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 2 ай бұрын
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ናይ ዓለም ነገር ስንክሳር ዩ ብዝረኸብካዮ ተመስገን ምባል ዩ ዝሓይሽ ጥዑም ዘረባ ድራር ኣምላኽ ዩ ዝበሃል እሞ ከነመስግኖ ይግባእ
@momalemey7351
@momalemey7351 25 күн бұрын
Nay bhaki
@AlazarGebru-ob8ku
@AlazarGebru-ob8ku 2 ай бұрын
ሓቂ እዩ ከም ናትኻ ጠንካራ እምነት ኣይረኣኹን ምክንያቱም መብዛሕትኡ ሃይማኖተኛ እየ ይበል እምበር እምነት የብሉን እስኻ ግን ናይ በሓቂ ናይ ሓበሻ መምህር እኻ እግዛብሔር ኣምላክ ሙሉእ ደስታ ፊፃመ ይበረልኻ ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SabaFissha
@SabaFissha 2 ай бұрын
AMLAKI HJJWEN MßAKA YKUEN ❤❤❤
@freweiniguck8726
@freweiniguck8726 3 ай бұрын
አምላኽ እምነትካ የጽንዓዮ ንዘላአለም ንስካ ዓቢይ መምህር ኢካ አብነታዊ አቦ ኢካአብ ጸሎትና ኩሉ ግዜአሎካ ሕጂ እውን እምነትካ የጸንዓዬ ምሉእዕድምን ጥዕናን ምስ ስድራቤትካ ይሃብካ መሮን ብሐቂ ቅቡእ ሰብኢካ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያ ምስ ወዳ ሃለዋአ አፈለካ አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
Kbret yhabeley amen
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 3 ай бұрын
ኣነስ ካባካ ክንደይ ተምሂረ ❤ዝሓወይ ፅሩየይ❤ከምቲ ናትካ😢እምነት😢 ይዓድለና😢😢😢
@semerebrhane-y6x
@semerebrhane-y6x 3 ай бұрын
ታይ ይሰኣኖ ፈጣሪ እግዚኣብሄር ኣብዚ ህጻን እዚ ዓቢ ዕላማ ከምዘለዎ የረድኣካ።ዓቢ ሰብ ክኸውን ዩ።
@mebrahtomtadese4675
@mebrahtomtadese4675 2 ай бұрын
ቅዱስ ኣምላክና ሙሉአ ምህረት ይግበረሉ ነዚ ህጻን ምኒም ኣበር ዘይብሉ. ነዓካ ድማ ኣምላክ ጽንዓት ትብዓትን የሃበካ ኩቡር ወላዲ፡ ናይ በሓቂ ነቢዒ ድንግል ማርያም ትኩን ጽላልካ. ቅዱስ ሚካኤል ብምህረቱ ይብጽሓካ
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 22 күн бұрын
እምነትካ ዓቢ እዩ ሓውና ወድካ ድማ ክሓዊ እዩ ንዓና ውን ጽንዓት ምሂርካና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ንስለ ህጻናት ንወዳ ትልምን እያሞ ሰማዕ ኣምላክ ንውሉድካ ምሉእ ጥዕና ይሃቦ ❤❤❤
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 Күн бұрын
Amen amen amen
@yedinglelij42
@yedinglelij42 2 ай бұрын
እግዚአብሄር ይመስገን እንኳዕ ምሃረልክ መሊኡ ፈውሰ ምህረት የውርደሉ አሜን
@tdf1484
@tdf1484 24 күн бұрын
እመንሞ ኣይትፍራሕ ካባኻ ቡዙሕ ተማሃረ ፅንዓትኻን እምነትካን ወሰን የብሉን ንወድካ ድማ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ 🙏🙏🙏
@huu7115
@huu7115 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ እምነትካ አብ እግዛአብሔር ዘለካ ተገርም እግዛአብሔር ፀግኡ የብዘሐልካ ዝሓወይ ንወድካ እውን አምላክ ምሕረት የውርደሉ ብሓቂ ሊቀ መላአክት ቅዱስ ሚካኤል ታአምር እዩ ሕዝውን ካብ ጎንካ አይፈለ ዝሓወይ ሓይል ይሃብካ ማዓልታው መልክኣ ሚካኤል እናብፀሓካ ተማሓፀሎ ስቃይ ከሐፅረሉ እግዛአብሔር አምላኪ
@AbrahamNguse
@AbrahamNguse 2 ай бұрын
ሜሪ ሓወይ እንቃዕ ሓጎሰካ ጻማኻ ኢዩ እግዚአብሔር ሂቡካ ኣጆኻ ኣብ እምነትካ ጥራሕ ጽናዕ ካባኻ ብዙሕ ተማሂረ ኣለኹ ። ንዑ ኸኣ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ።❤❤❤❤❤
@amanuelmehari3624
@amanuelmehari3624 2 ай бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝካ።ናይ ብሓቂ ኢትይ ዝምካሕ ብእግዣኣብሄር ይመካሕ። ጽኑዕ ኢኻ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@SelemawitKiflu
@SelemawitKiflu 2 ай бұрын
Amen🙏🏽 mulue mhret ygberelu Ezgabeher zetemesgene ykun.
@madenmerebay6085
@madenmerebay6085 2 ай бұрын
Mulu mhret ygberelu fetari 🙏🏼🥺
@AstierMichael
@AstierMichael 2 ай бұрын
አግዚኣብሐር ሙሉአ ምሕረት ይግበርሉ ንዓካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ምስ ብዕልተ ቢትካ ኣምላክ ጽጋ ምሕርቱ የብዝሓልኩም❤❤❤
@asterkiflay4470
@asterkiflay4470 3 ай бұрын
ወደይ መዓረይ 😢😢😢😢😢😢😢ንስካሰ ሙሉእ ፍልይ ዝበልካ ቸሩ መድሐኒአለም ናዓካን ንወድካን ሕቍፍ የብልካ ወደይ ናተይ ❤😢😢😢
@Tefetawit.12.21
@Tefetawit.12.21 2 ай бұрын
ቅዱስ ሚካኤል አባቴ የባሕራንን የሞት ደብዳቤ ወደ ሕይወት የቀየርክ መልአክ ሆይ የዚህን ሕፃን በታምራትህ ታሪኩን ቀይርለት በምሕረትህ ጎብኘው🤲🙏ለወላጆቹም ትግዕስቱንና ብርታቱን ስጣቸው አሜን 🤲❤
@nigistitesfamicael
@nigistitesfamicael 2 ай бұрын
አጆኻ ዚሐወይ ኡምላክምሳካ ይኩን🙏🙏🙏
@simret.bereket6400
@simret.bereket6400 3 ай бұрын
ስም እቲ ልዑል ፈጣሪና ይኽበር ይመስገን ብሓቂ ደስ ዝብል ዛብታ እዩ😢😢😢
@selamtuquabo-girmazion3068
@selamtuquabo-girmazion3068 2 ай бұрын
ክብርን ምስጋና ንጎይታና የሱስ ክርስቶስ ልበይ ተንኪፍኒ ሐይሊ አምላክ ብሩኡይ አርእዩና ነዞም ወለዲ ድማ መመሊሱ ጸግኡ ይሃብኩም አብታ እምነትኩም ጸኒዕኩም ብምርካብኩም ዓቢ ትምህርቲ እዩ ክብድ ፍረ አድሪ እንተሎኩም እምነት ኢሉና እዩ የሕዋተይ እምነትና እዩ ዘድሕነና ዘሎ ጸሎት አይነቋርጽ ሜሮን ሐወይ ሐይሉ ጸግኡን ይሃብካ እግዝአቢሄር ❤❤
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 3 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ ኣምላክና ሓያልን እሙንን እዩ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኩሉ ኣብ ኢዱ እዩ ኣቤት ተዓዲልካ እኘካ እምነት ቀፅለሉ ፅጋበይ❤❤❤❤ክብርን ❤ምስጋናን❤ን ቅድስት❤ስላሴ ይኩን❤ንዘልኣለም❤ኣሜን❤ኣሜን❤ኣሜን❤
@Selam-j5u
@Selam-j5u 2 ай бұрын
ናይ በሓቂ ጅግና ኣቦ ኢካሞ ነዚ ወድና ከኣ ምሉአ ምህረት ይግበረሉ፡ኪዳነ ምህረት ጽላላ ተንብረሉ
@kidistiamaniel6524
@kidistiamaniel6524 3 ай бұрын
Deeply heart touching message for all of us, special fathers and moms you are amazing father
@elk5824
@elk5824 3 ай бұрын
እግዚአቢሔር ይኽበር ይመስገን።እግዚአቢሔር ዝሳኣኖ ነገር የሎን።ብሓቂ ጅግና ኣቦ፡ሜሮን ሓውና እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ፡ኣብ እምነትካ የጽንዕካ። ብሓቂ እዚ ህጻን እዚ ከም ፍቓድ እግዚአቢሔር ቡዙሕ ስራሕ ኣለዎ ጂ ውን ንእግዚአቢሔር እንታይ ይሳኣኖ፡ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ኣጆኻ እምነትካ ዓቢ ዩ።ጸሎት ቅዱሳን ጸሎት ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ምስ ቅዱስ ሚኪኤል ሊቀ ማላእኽቲ ምስኩሎም ቅዱሳን መላእኽትን ምስ ቅዱሳን ሰማእታትን ፡ምሳኻ ይኹን ኣሜን❤❤❤። ክቡር ሓወይ ብእምነት ንቅሑ እግዚአቢሔር ጸግኡ የብዛሓልካ ኣሜን።
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን የቐንየለይ ክብረት ይሃብኩም ኣነ ወላዲ ዝገብሮ የ ዝገብር ዘለኹ ክብረት ይሃብኩም
@finansereke3869
@finansereke3869 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣቦ፡ ንፉዕ ጥራሕ ውን ኣይገልጸካን ዩ, እግዚብሄር እምነትካ የጽንዓዮ፡ ንወድኹም ከኣ ምሉእ ምሕረት ይሃቦ, ክምሕሮዩ ውን ብዘይጥርጥር, ንገለ ትኣምር ዩ ኣምጺእዎ ጎይታ, ዓቢ ክከውን ኣማን ብኣማን🙏🙏🙏 ኩሉ ግዜ ጸሎት ጥራሕ እዚኣብሄር ምሳኩም ዩ. ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንክልቴኹም ወለዲ .❤❤❤
@AzebHabte-eo2ek
@AzebHabte-eo2ek 2 ай бұрын
ሜሮን ሐዉይ ዕደምን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና አባ።
@DawitLidya
@DawitLidya 2 ай бұрын
ሜሮን ሓወይ ናይ ብሓቂ ኣምላክ ምስ ኩላትና ዩ ጂግና ኣቦ ኢኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ንወድኻ ውን ሙሉኡ ጥዕና ይሃቦ ፈጣሪ
@solomonhabtemicael7808
@solomonhabtemicael7808 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ዓስቢ እምነትካን/ትብዓትካን ይሃብካ። ውሉድኩም ምሉእ ምሕረት ሂብዎ ኣቦይ/ ኣደይ ኢሉ ዘኽብረኩም ውዕለት ኣምላኽ ዝተገብረሉ ዝሰምዓ ኣእዛን ናይ መንፈስ ይስኩዓሉ🙏🙏🙏
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
Amen amen amen yekenyelna
@SemharArefaine
@SemharArefaine 2 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@beilulbilly2636
@beilulbilly2636 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ዓቢ ግብሪ ገይሩልካ፣ ብሓቂ ንስኻ ሓያል, ተባዕ , ኣብነታዊ ኣቦ ኢኻ ወድኻ ውን ሓያል እዩ፣ ኣለኹ ክህሉውን እየ ኢሉ ማዕሬኻ እዩ ተቃሊሱ፣ እግዚኣብሔር መመሊሱ ሓይሊ ይሃብካ ንወድኻ ድማ ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ፈጣሪና
@sabatesfay3021
@sabatesfay3021 2 ай бұрын
እግዛኣብሔር ምሕረት የውርደሉ ሐውና ካኣ ድካምካ ይራዬ
@senaytande
@senaytande 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ሜሮን ሓወይ ንብሕጂ ንዝመጽእ ግዜኻ ውን እግዝኣብሄር ምሉእ ሓይሊ ይሃብካ ኩቡር ሓወይ❤❤❤
@kemsebey-tt8xy
@kemsebey-tt8xy 25 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንሓውና ከኣ ምሕረት የውርደሉ
@BetelihemGerima
@BetelihemGerima 24 күн бұрын
Mear natey melue mehret ygberelu sem egziabher zetemesgene ykun temesgen 🙏
@HabenHaylu-jy4mi
@HabenHaylu-jy4mi 2 ай бұрын
ሓወይ ናትካ መግለጺ የብለይን ❤❤❤ንወድካ ካኣ ምሉእ ምሕረት ክገብረሉ ጥርጥር የብለይን ኣብ ፈጣሪ ጹባሕ ንጎሆ ካሓሲኣ ክከውን እዩ ነገራት ብዘይ ሓደ ነገር ኣይ ፍጠሩን እዮም ንጽብካ እዩ❤❤❤
@Alsehday
@Alsehday 3 ай бұрын
ኣጆካ ዝሓወይ እግዚአብሔር ከዓ መፈፀምቱኡ ንፅቡቅ ይግበረልካ ፆሎት ቅዱሳን ፆሎት ቅድስቲ አዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣይፈለካ ብዙሕ ኢና ተማሂርና አብ እምነትካ ዘለካ .እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ዝሓወይ..ቀፅለሉ በርትዓካ.
@weiniahferom4880
@weiniahferom4880 2 ай бұрын
ንፈጣሪ አንታ ይከብዶ ዝመሀፈት ትንፋስ ዝመልስ ዝዐወረት ዐይኒ ዘብርህ ዝተቆረጸት እዝኒ ዘልግብ ንእግዝአቤሄር ኩሉ ዝካአሎ መስግንኡ ይባረክ
@FiFi-q6q
@FiFi-q6q Ай бұрын
Mulue mihret yigberelu ni wedina jigina abo eka bihaqiy ❤❤❤❤
@AhmedHalima-pd3tw
@AhmedHalima-pd3tw 2 ай бұрын
Mulu mehrte yegberlo rebi hawey ❤❤❤❤❤🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@rigatalazar6950
@rigatalazar6950 2 ай бұрын
Temesgen,kemakum sebat mhlau,❤agekum🙏🙏🙏🙏
@shambeltesfay2938
@shambeltesfay2938 2 ай бұрын
ንወድና ሙሉ ምሕረት ይግበረሉ ኣምላክ እተ መሮን ግን መግለጺ የብለይን ንዓካ ዝከዉን ቃል❤❤❤❤❤❤
@asterfitsum4933
@asterfitsum4933 2 ай бұрын
Betami bezuhe temahire amlke mulue mehret yeweredelu you are super strong my brother. Amlke mesakume yekune
@abrehetgebrekidan1425
@abrehetgebrekidan1425 3 ай бұрын
ንእግዚኣብሔር ዝሰአኖ የለን እሞ ምሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃቦ እንዕ ሐጎሰኩም .❤🎉🎉
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 2 ай бұрын
Fetari mulue mhret ygberelu❤❤❤
@פייבןגאיים
@פייבןגאיים 3 ай бұрын
ጸበል መርቢል ቁዱስ ጅወርገስ ተዝሕጽብ ፈጣሪ ዝሳኣኖ ነለንሞ ምሕረት የዉርደል ንወድና እመብርሃን ምስኡ ትኩን ብጣዕሚ ኣብእምነትካ ዘላካ ጽንዓት ትኣምር እዩ ፍጣሪ ምሳካ ይኩን ዝሓወይ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 2 ай бұрын
መደሃኒአለም አቦና ፅላሉ ይኩኖ ምሉእ ምሕረት ይውርደሉ❤❤❤😢😢😢
@abebayewhans2381
@abebayewhans2381 2 ай бұрын
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረሉ እስካ ከ ኣምላክ ዕድመን ኣጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@freweniasfaha7452
@freweniasfaha7452 3 ай бұрын
Kidamy nger jagena abo eka eom ezgbeher melu meherti ywerdilu Kab kidamy kaleyn tkatatileyo betiami ye adinkeka eom ezgbeher meska yakun 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@rutatkue3739
@rutatkue3739 3 ай бұрын
@enigebreghergish8967
@enigebreghergish8967 2 ай бұрын
ተመሰገነ ተመሰገነ ተመሰገነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AsterHadgu-vm9zp
@AsterHadgu-vm9zp 2 ай бұрын
Jigna ika beka enqe fetari nkulu akaleka . Fetina zbeziho hiwet emo b wiladka kibdetu yrdeana iu emo ms hiwet isreal .Amlak kea mulue mhret yewrdelu & niaka bealti betika edmen tenan yhabkum fetari ❤❤
@maeshotweldebrehan8444
@maeshotweldebrehan8444 2 ай бұрын
Egziabher mhret yewrdelu zehawey ajoka ::
@selammati8684
@selammati8684 2 ай бұрын
Egziabher Amlak ab srhu aygagen u bhaki. ❤❤❤
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 2 ай бұрын
ጅግና ኢኻ ብሓቂ ካምቲ ናትካ እምነት ይዓድለና እግዚኣብሔር ኣምላክ ልወድኻለ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ
@genetfantu2109
@genetfantu2109 3 ай бұрын
ክትዛረቦ ምቅላሉ, እግዚአብሔር ኣብዝከድናዮ ኣሎ እዩ. ፈጣሪ ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልኻ 🙏❤ ወድኻ ታሕጉኣስ ጥራይ እዩ ዘድልዮ ኣጆኻ 🙏❤️
@ghebarrezene3934
@ghebarrezene3934 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ናይ ኣቦታት ኣብነት ጅግና ዝ ኣመነ ይድሕን ክድሕን እዩ ቅሩብ ግን እታ ጸበልስ ኣውሒድካሉ ኩሉ ግዜ ጽበል ኣስትዮ ጽሎትካኣ ኣይተውሕድ እግዚኣብሄር ይሓግዝ።
@elsaogbamikael6857
@elsaogbamikael6857 Ай бұрын
Temesgen fetari. Znat zhabeka kulu gize msaka ykun mskulkum Sdra ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@nigistitesfamicael
@nigistitesfamicael 2 ай бұрын
ሐወይ መዐረይ አምክ ይሐግዝካ 🙏🙏
@Anketsebrhan
@Anketsebrhan 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ይባርኻ መምህር እምነት ክብለካ ይደፍር፡ኣጆኻ ይብለካ፡
@shewitabraham864
@shewitabraham864 2 ай бұрын
Egzbher amlk yemsgen and mileu mherit yegbrleu niwdikom❤
@freweinitekie7869
@freweinitekie7869 3 ай бұрын
እንቋዕ እግዚአብሔር ረድአካ ሐወይ ናይ ብሐቂ ጠንካራ ወዲ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
Amen
@briktiwelday9027
@briktiwelday9027 3 ай бұрын
እዋይ ወደይ ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ ባሐቂ ዝኣመነ ኣይወድቅን እዩ ሐወይ እምነትካ ናይ ባሐቂ ደስ ዝብል እዩ❤❤❤❤❤❤
@hadgueyob4954
@hadgueyob4954 3 ай бұрын
Fetari menhretu yewredelu 🙏🙏🙏
@MuluGermay
@MuluGermay 3 ай бұрын
አሰይ ተመስገን ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት የውርደሉ ዝአመነ ይድሕን
@bqse6142
@bqse6142 3 ай бұрын
ስም እግዚኣቢሄር ዝተመስገነ ይኹን "ኣሜን" ንእግዚኣብሄር እንታይ ይሰኣኖ ኣብ እምነትና ጥራይ ንጽናዕ ኣጆኻ ሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ ። ውሉድካ ክሓዊ እዩ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ኮይኑ ንቡዙሓት ከድሕን ክነብር እዩ ።ንመን ኢሉዎ ኣምላኽ ኩሉ ዝከኣሎ።
@rebeccablessed7214
@rebeccablessed7214 2 ай бұрын
Tebarek nay bhaki n Egziabher ziamene ayhafrn eyu ❤ n wedka mulue mhret ygberelu ❤
@GodKeepingus
@GodKeepingus 2 ай бұрын
. ምሉአ ምሕረት ይግበረልካ ሓወይ ወደይ ህጻን
@yekidanemehretlegamen860
@yekidanemehretlegamen860 2 ай бұрын
ብጣእሚ ጠንካራ አባ ኢካ ንብዙሓት ዉን አርኣያ ኢካ
@mierafabraham8182
@mierafabraham8182 3 ай бұрын
Fetari mlue mhret yewrdelu🙏🙏🙏
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
NEGZIABHER Amlak kibrn misganan ybxahayo
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 2 ай бұрын
i hope ፈጣሪ ጽንዓትካን እምነትካን ስቃይካን ሪኡ ምሉእ ጥዕና ክህቦ ካብዚ ኩሉ መከራ ወጺኡ ገቢዙ ዝምስክረሉ ዘመን ይሃቦ
@sofanittesfay
@sofanittesfay Ай бұрын
Ufff kemzi agatmi hkif kibil rekibeya eza video semeya mharit kmey zbele abi emnet aleka bzh tmahre fekar abo edmen tienan yhabka fetari ,n wedika mulue tienan mhretin yewrdlu❤❤
@mahrrat1866
@mahrrat1866 3 ай бұрын
ጀግና እካ ናይዝ ዘመና ሰማዕት ክርስቶስ አምላክና ፅጉኡ የብዘሐልካ ዘሓወይ ቃላት የብለይን ብከመይ ክገልፀካ አምነትካ፣ተሰፋካ፣ ፍቅሪካ ፍቅሪ ውላድካ ኮታስ ኩሉ ህወትካ መምህር እዩ ❤❤❤ ግን እቲ ዝዕገሳ ፍሬ ትዕግሱቱ አይስእን እዩ ይብል ህያው ቃሉ ❤❤❤ ናይ ዘመና መምህር ከምዝይ አሎ ድዩ ክሳብ ዝብል እዩ ኮይኑ ❤❤❤
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
ብልቢ የቐንየለይ ክብረት ይሃብኪ/ካ
@medhanittesfu1222
@medhanittesfu1222 2 ай бұрын
ቅዱስ ሚካኤል ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ከሰንየካ እዩ ክቡር ሓው ከመይሲ ንስኻ ዓቢ ናይ እምነት ኣብነት ኢኻ 🙏🌺
@elsaasmelash4470
@elsaasmelash4470 Ай бұрын
Meron hewey emnetka riu Egzabhir senay gebere. Nwedna ka mlue mhret ygberelu 🙏🙏🙏
@TesfazghiAbrahamGebremedhn
@TesfazghiAbrahamGebremedhn 2 ай бұрын
Mechem kalt ybleyn naka zigelthe ,nwedka kaia amlak mula mhret yfterelu ❤🎉🎉🎉🎉
@tsigereda-rose5534
@tsigereda-rose5534 3 ай бұрын
A very strong faithful father!!! May Egziabher be with you always.
@AskSmd
@AskSmd Ай бұрын
Enke Hagosoka Temsgin Fetari❤❤
@binyamsiumkidane4185
@binyamsiumkidane4185 3 ай бұрын
ንስኻ ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ ኢኻ ጅግና ጥራይ ዘይኮንካ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢኻ ኣጆኻ እዚ ቆልዓ ክሓዊ ኢዩ ሓውዩ ከማን ወይ ቀሺ ወይ ጳጳስ ክኾነልና ኢዩ እግዚኣቢሄር ነዓኻ ዕድመን ጥዕናን ን ወድኻ ከኣ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም እግዚኣቢሄር።
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
Amen amen amen
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 2 ай бұрын
አጆካ ጽኑ ሐውና ጂግና ኢካ ሰበይትካ እውን ጀጋኑ 🌷🌷💕💕🤲🏼🤲🏼🌷💕🤲🏼
@MebrhitTekia
@MebrhitTekia 3 ай бұрын
Asyyyyy temesgen mulue mhret ygberelu amlak 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@TesfalemOntura
@TesfalemOntura 2 ай бұрын
ዕልልልልልልልል መሮና ብሓቂ ጅግና ወላዲ ምሉእ ሓጎስ ይግበረልካ
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 2 ай бұрын
No words to describe you. You are truly great and faithful dad. I pray to God to give you and your family strength in whatever you do. May God give your baby boy full health❤
@godloveseveryone1765
@godloveseveryone1765 2 ай бұрын
Behaki Abo malet ❤️🤗 abzi zebtsehaka egziabiher aygedfekan eu, kbri kulu ngoyta ykun 🙏🙏🙏
@selameyasu5841
@selameyasu5841 3 ай бұрын
Fetari mliou mehret yewrd 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
@shewittesfazghifisseha9794
@shewittesfazghifisseha9794 3 ай бұрын
Ab Egziabhier zamene kulu gzie ayhafrnyu, temesgen Amlak mlue mhret ygberelu nfqur wedna🙏 Mieron hawna neaka kea egziabhier ksab mewedaeta haylu yenbrelka amen 🙏🙏🙏
@martasila5996
@martasila5996 2 ай бұрын
Thank you for sharing your testimony. You have trusted God, and God has given you strength to overcome the difficult times. We thank God for your sons recovery. May God continue to restore your son and make him healthy.
@user-teklehaimanotaboy
@user-teklehaimanotaboy 3 ай бұрын
Kbri n medhani alem U r very strong and faithful Father GBU
@saratesfay3544
@saratesfay3544 2 ай бұрын
ምሉእ ምሕረት ይግበረሉ ኣምላኽ 🙏🏽
@TitiEfrem-x9h
@TitiEfrem-x9h 2 ай бұрын
Nay behaki xnuen amani abnetawi abo eka emo egziabiher n kulum sdrabiet edmen tenan yhabkum hji wun egziabiher yexnieka n hxan wedna kea egziabiher mlue b mlue yfewuselna🙏🙏🙏
@akberetogbagiorgis8576
@akberetogbagiorgis8576 2 ай бұрын
Amlak mhret ywrdelu niaka dma egzabeher mulue tiena yehbka jigna abo eka ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@motomay5413
@motomay5413 3 ай бұрын
ዝሓወይ እዚ ሽግርካ ከቢድ ከምዝኾነ ይርኣየኒ፡ ለይትን ማዓልትን፡ ናይ ኣእምሮን ኣካልን ድዝኻምካ፡ ይረኣየኒ፡ ሙሉእ ምሕረት፡ ናይ ኣካልን ኣእምሮን ቅሳነት ይሃብካ
@mhretabmeron2640
@mhretabmeron2640 3 ай бұрын
Amen amen amen ewe haqka btaemi kebid u fetari natka u ente eluka gn mbdah trah u kbri namlak
@luwamtikue4573
@luwamtikue4573 2 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ኣቦ አግዚኣብሔር ኣምላክ አምነትካ ሪኡ ሙሉአ ምሕረት ይግበረሉ
@GoitomMekonnen63
@GoitomMekonnen63 3 ай бұрын
ዋው...እዚ እዮብ ኢዩ።ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@adameynatey172
@adameynatey172 2 ай бұрын
Mlue mhret ygberelu 🙏🙏🙏
@rbfhftcj1649
@rbfhftcj1649 3 ай бұрын
ባሓቂ ስለ ኩሉ እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን 🤲ኣጆካ ብርትዕ ዛሓወይ ጀግና ኣቦ🥰🥰🥰🥰❤❤❤
@mulueokubay5478
@mulueokubay5478 2 ай бұрын
እግዛብሀር ደንቒ ኢዩ ብግዜ መከራ መጸግዒ ኢዩ።ብሓቂ እጽብ ነገር
@trhastekle409
@trhastekle409 2 ай бұрын
ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ ጻዕርኻ ይርኣየልካ ፈጣሪ እምነትካ ኣየጉድለልን ኢዩ ዝሓወይ
@berhanesolomon8915
@berhanesolomon8915 3 ай бұрын
ክቡር ሓውና እጆካ ፡እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩሉ እምነትካን ድካምካን ሪኡ ንውላድኩም ምሉእ ጥዕና ይሃቦ፡ ቅዱስ ሚካኤል ሊቀ ምላእክቲ ከኣ ውትሩ ኣብ ዝርያክም ይኩን ፡ጅግና ኣብነታዉ ኣቦ ኣምላክ ሓይሊ ይሃብካ
@abebalegesse819
@abebalegesse819 3 ай бұрын
Kiberie namilake🙏🏻ajoka zihewey❤
Офицер, я всё объясню
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
Do you choose Inside Out 2 or The Amazing World of Gumball? 🤔
00:19
(2ይ ክፍል) ብፊልሚ ዝኣተወ ናይ ሉሲፈር መንፈስ
32:19
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 5 М.
New Eitrean Show እዚ እዩ ጸጋ ዝበሃል #neshneshtv @neshnesh_show
26:20
Bilen Entertainment ብሌን ኢንተርተይንመንት
Рет қаралды 69 М.
ንዓይ ገዲፋያ ምስ ኣቡኣ ትዘዉር ዘላ josias denden
25:48
(1ይ ክፋል) "ኣይትሙቲ ዝበላ ነፍሲ"
35:35
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 36 М.
(2ይ ክፋል) ወድካ ምማት ኣብዩና
36:57
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 58 М.
መዝሙረ ዳዊት ቅዳሜ - Mezmure Dawit Kidame 131-150
24:59