'' ናይ'ዘን ኣደ ተሓታቲ መን እዩ ? ካብ ኦ/ ተዋህዶ ተደፊኤን ናብ ፕሮቴስታንት ዝኸዳ ኣደ ስምዕወን '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 41,953

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 424
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ 12 күн бұрын
ክብርቲ ኣደና እታ ን"30"ዓመት መስመይኣ ዝገበርክናላ ባእታ ማርያም ወላዲተ ቃል ብፀሎታን ብምሕረት ወዳን ናብታ ቅንዕቲ ሃይማኖተን ክምለሳ ተስፋ ኣለኒ ንሰብ ካብ ምስጓግን ምድፋእን የድሕነና ኣሓተይ❤❤❤
@annetkidane6232
@annetkidane6232 10 күн бұрын
Amen
@loveelroi4453
@loveelroi4453 10 күн бұрын
ሰብ ናብ ክርስቶስ እምበር ናብ ሀይማኖት ክምለስ የቡሉን, አንታ ሕዝቢ መጹሓፍ ቁድስ አንብብ ግደፉ
@senaittekle6466
@senaittekle6466 18 сағат бұрын
@edublessed57
@edublessed57 8 күн бұрын
“ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን።” - ግብረ ሐዋርያት 4፥12
@safisafi9067
@safisafi9067 Күн бұрын
@@edublessed57 ኣሜንንን እዚ ሓቂ ይብርሃሎም ነዚ ሓቂ ዘይፈለጡ
@awethaile4700
@awethaile4700 11 күн бұрын
ሕጂዉን ካሳሁን ሓወይ እምነተን ኣይገደፋን ጎይታ ክረድአ ብዝያዳ ሕብረት ምስ እንኮ እቲ መድሓኒ ነብሰን ዝኮነ ሕብረት ጌረን ኣሎዋ።
@محمدالحماديبلوز
@محمدالحماديبلوز 6 күн бұрын
Yiredeo demo elkayo he is blind
@Sanirey777
@Sanirey777 Күн бұрын
@@محمدالحماديبلوزentay ktgebru ke abzi atikum???
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 12 күн бұрын
_ኣምላኸይ ጌጋ ገዛእ ርእሰይ እበይ ጌጋ ሰባት ከም ዘይጥምት ግበረኒ ከይፈርድ ውን ኣይትግበረኒ ኣሜን ፫_
@BitaniaNatna-4yx
@BitaniaNatna-4yx 12 күн бұрын
ናይ ብሓቂ መምህረይ ካህናት ኣለዉ ካብ ዓለማውያን ዝገደዱ ን መሓዛይ ከምኡ ኣጋጢምዋ ተሃድሶ ኢሎም ዝጠርተርዎም ሰባት ምስኣ ስለዝረኣይዎም መርዓኣ ሰሙን ክተርፎ ከሎ ክረኽባ ኣይደልንየ ካልእ ቀሺ ተደልያ ትርከብ ኢሎም ምቅራብ ኣብዮማ ጸገማ ረኺባ ክትሓቶም ተደለየት ይሃድሙ ንሳ ንፍዕትያ ካልእ ካህን ሒዛ ብ ቤተክርስትያን ተመርዓ ንሶም ግን ከምቶም ተሃድሶ መስልን እዩ ኢሎም ክረኽባ ኢሎም ብታእምዩ ገርምና ሰብ ከምኡ ጌሮም የጥፍዎ ኣምላኽ ኣአምርኦም ይክፈቶ 🙏
@GodsMercy123
@GodsMercy123 11 күн бұрын
Egzabher yikre yibelelelom nihna ewin ab Uganda geshna ab zikednalu etom zitezararebnayom abo hamimom kidase sle zeymexu kab kurban melisomna enda reanYo meadi egzabher alilom wesidomo emo kitkorub zedeleyet ade semun mulue kinliminom zkenena ab kindi bhagos zkibeluna gin ezi kab amlak aykonen elna dhri salsti temelisnayom melisna
@GodsMercy123
@GodsMercy123 11 күн бұрын
To be honest some of the priests they’re not ready to be a priest they need more and more knowledge, that’s the reason people are confused
@m.g5367
@m.g5367 11 күн бұрын
Wey gud kahen kesgug entay eyu keseme ezi eznena
@awetgirmay1312
@awetgirmay1312 10 күн бұрын
@@GodsMercy123 the problem is the involvement of politicians! However, as Tewahdo we should never deny our faith no matter what. We should focus on the precious Blood of our Lord and God Jesus Christ .
@user-hg6zp1jq8i
@user-hg6zp1jq8i 10 күн бұрын
Amlakey seabit eyesus kerestos gebreni seabit haymanot aytgbreni wengelka kesebk hagzeni
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም 10 күн бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኻብ ንስባት ምፍራድ ይሓልወና ኣብታ ቅድስቲ እምነትና ፅኒዕና ንስባት እውን ከብ መንገዲ ፀጋም መንገዲ የማን ክንመርሕ ዓይነ ልቦና ይዓድለና ልዑል ፈጣሪ አሜን
@Eritreanam
@Eritreanam 12 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ካሳሁን። እምነትና ብንቅሓት ይኩን፡ ነብስናን ህዝብናን ዝድሕነሉ። እግዚኣብሄር ድማ ኣብ እምነትና የጽንዓና ኣሜን።
@radiohope1334
@radiohope1334 11 күн бұрын
የሱስ ክርስቶስ መገድን ሓቅን ሂወትን እዩ❤
@selamawitgb1571
@selamawitgb1571 5 күн бұрын
Amen!
@NatugrmayGebrehiwet
@NatugrmayGebrehiwet 5 күн бұрын
ንጎይታናን ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስሙ እንበር እንታይ ግብሩ ትፈልጡዎሞ ደቂ ኣርዮስ😂
@zularedsea3134
@zularedsea3134 4 күн бұрын
ኢየሱስ /ወይም "የሱስ"!!! " መናፍቕ"!
@yonasvideo
@yonasvideo 12 күн бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና፡ መምህርና፡ ሐውና ናይዘን አዴና ጉዳይ ሰብ ሲኢነን ግን ወላዲት አምላኽ አይትገድፈንን ያ ክትመልሰን ያ ስለምንታይ ይመስለካ እዘን አደ ኽሕደት ዝባሃል የብለንን። አጆኽን አዴና ወዲቅና አይንተርፍን ምትሳእ ኸአ አሎ ስለዚ አብ ጸሎትና ንዠኽረን ነዘን አዴና አሜን።
@user-rj2ue6do4e
@user-rj2ue6do4e 9 күн бұрын
ኢሎመን ጥራይ ዝፈልጥኦ ዝነበራ የሱስ ተማሂረ ስለዝፈለጥኦ ዲየን ወዲቀን ክምለሳየን ትብለን ዘለኻ ከምዚ ካሳሁን ዝበሎ ናብ ምስልምና ተዝኸዳ ብጩቅ ኢሉ ዝዛረበን ኣይምነበረን ዘሕዝንዩ ምምባብን ምምርማርን ከድልየናዩ
@mussietesfatsion3757
@mussietesfatsion3757 12 күн бұрын
እግዛብሄር ኣምላኽ ካብ ተዋላወልቲ የድሕነና .የጽንዓና ኣብ እምነትና ኢዮሱስ ክርስቶስ ኣቦና!!.
@azmeradebesay5015
@azmeradebesay5015 12 күн бұрын
ኣደይ መዓረይ ወላዲት ኣምላኽ ባዕላ ናብ ቤታ ትምለስክን።
@user-rj2ue6do4e
@user-rj2ue6do4e 9 күн бұрын
ናበይ ናቤታ ክትመልሰን ኣብ ቤት ወዳ እንዴን ዘለዋ ኣደን ወድን በበይኑ ቤት ድዩ ዘለዎም ተማሃሩ በጃኹም
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 12 күн бұрын
አግዛብሄር ይመስገን ኣሜን 🙏🙏🙏 ❤❤❤ ብምሕረቱ ይጠምተና
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 12 күн бұрын
*_አምላከይ መጨረሻና ኣጸብቀልና እፍ😢😢_*
@awethagos7936
@awethagos7936 12 күн бұрын
John 6 ትግ - ዮሃንስ 44: እቲ ዝለአኸኒ ኣቦይ ዝሰሐቦ እንተ ዘይኰይኑ፡ ናባይ ኪመጽእ ዚኽእል የልቦን። ኣነ ድማ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እየ። ክብሪ ጎይታ ክግለጽ እዩ ናብ ጎይታ መጼን ቃል ኣምላክ ኣንብብ ንስካውን ክበርሀልካ እዩ። እንቃዕ ኣብዚ ዕድመ ጎይታ ከም መድሓኒኤን ጌረን ተቀበላ፡ ግዜ ከይዓረበካ ወንጌል ኣንብብ ክትድሕን
@selteneyohannes6469
@selteneyohannes6469 12 күн бұрын
Mahikiney ade rugumat deqqi aba weliden, amber n ade amlak anda terefka do mengste amlak keyrkeb
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p 11 күн бұрын
ልዕሊኡ ኣንቢብካ እንተኮይንኻ ንስኻ ዘይትምህሮ ሞ 😂, እዛ ኣንብብ ምባል ክትፈትዉዋ, ዘንበብክምዎ ዘይተስተግብሩስ.
@alenaaytefaena12
@alenaaytefaena12 11 күн бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጽጉኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሳካ ሓወይ ።ኣብ እምነትና የጽንዓና ቅዱስ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ና❤
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 12 күн бұрын
ናይ ብሐቂ ከምዚ ጌሮም ትሳጌጎመን ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።😢
@salamsalam1464
@salamsalam1464 12 күн бұрын
አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና አደዋይ ማዓረይ ናብታ ሓቀኛ ሃይማኖትክን ይምለስክን አምላክ❤❤❤
@user-ho7sk7zl3m
@user-ho7sk7zl3m 12 күн бұрын
❤እግዚኢብሔር አምላክ አብ እምነትና አፅንዕና❤
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 12 күн бұрын
ኣሜን
@jerusalemkidane3548
@jerusalemkidane3548 12 күн бұрын
😊😊😊😊😊😊😊😊 0:27 😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊
@radiohope1334
@radiohope1334 11 күн бұрын
Let our people get the Bible and God will lead them to the truth ❤
@tsehayeasfaha6506
@tsehayeasfaha6506 9 күн бұрын
በቲ ንሰን ዝበለኦ ክውሰን ኣይከኣልን።
@user-es1bi1gu9r
@user-es1bi1gu9r 12 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር እግዝኣብሄር ኣብ እምነትና የጽንዓና ነዘን ኣዴና ከኣ ቅድስት ኣዴና ድንግል ማርያም ትለምነለን ንወዳ
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 11 күн бұрын
እግዝኣቢሔር ካብ መንገዲ ጥፍኣት የዉጽኣና
@WediEssu
@WediEssu 11 күн бұрын
ኣደይ መዓረይ ሰላም ንዓኽን ይኹን። ኣይትፍረድ ከይትፍረድ እዩ እሞ ኣምላኽ ይፍረድ። ስለ ዚ ብሰንኪ ኩስቶ እየ እምነት ቀይረ እንተ ዀይኑ ግን እቲ ንእምነትካ ትኸፍሎ ዋጋ ኣይተረድኣናን ኣሎ ። ሃወሪያትን ነብያትን ዝረኸቦም መከራን ስቓይ ን ክንመሃረሉን ክንዴሕነሊን ምፍላጥ የዴሊ።
@safisafi9067
@safisafi9067 8 күн бұрын
ሰላም ቡሩኽ ሓሳብኻ ጽቡቅ እዩ ፡ግን እቲ ሓቂ ኣይፈለጥኻዮን ፡መገድን ሓቅን ሂወትን ኢየሱስ ክርስቶስ ወንጌል ዪውሃን 14፥6 ።
@issakmahari4204
@issakmahari4204 6 күн бұрын
ሰላም እዝጋብሄር አምላኽ ነባኽን ይምጻእ። ከምቲ ን78 ዓመት ሸፍቱ ድሕሪ ምጽናሕ ብስም ናይ አደና ቅድስቲ ቅድሳን ስም እመብርሃን ስም ምስ ሰመዐ ልቡ ዝራህረሀ አሞ ብናይ ስድሪኡ ቃልክዳን ዝዳሓነ። እታ ንሙሉእ ዕድመኽን ዝዘከሪክና እመብርሃን ንዓኽንን ነቲ ንምኽንያት መኽድኽን ዝገበረ ኣቦን ንዓይ ንድኹም ወድኽን ሰለ ቀላተይን ዕድመ ንንስሓ ይሃበና።ጾሎት ናይቲ ቅድስ አቦ እዝግኦ ኣይትማሓረኒ ...... እናበለ ዝጸለየ አቦ አሜን ዝበልክንኦ አመብርሃን ተብርሃዮ ።
@asierogube6273
@asierogube6273 4 күн бұрын
Eti zabeye Amlak rekiben entay weladit Amlak adlywen Mengedi hakn hiwotn Yesus Krstos eyu Weladit amlak wen Esu zbelekum smu eya ela. tebarechu
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 12 күн бұрын
Welcome back ሰባኺ ወንጌል ካሳሁን ሓውና
@safisafi9067
@safisafi9067 8 күн бұрын
ተጋጊኻ ካሳሁን ሰባኺ ወንጌል ኣይኮነን ወንጌል ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላክ እዩ
@Sanirey777
@Sanirey777 Күн бұрын
@@safisafi9067wa entay halewlewu yu ezi?? Wengel ( kal amlak) do aykonen zsebk zelo tigrigna aytrdean dika
@safisafi9067
@safisafi9067 Күн бұрын
@@Sanirey777 ሃለውለው ዝብል ዘሎ ንስኻ ኢኻ መምሃራንኻ ነዚ ሕዝቢ ናብቲ ኣብ መስቀል ዝተሰቅለ ኢየሱስ ክርስቶስ ወዲ ኣምላክ ከይጠምትዎ ናብ ጻድቃንን ናብ ሰማእታትን ናብ ፍጡራትን ናብ ኢድ ሰብ ዝሰርሖን ናብ ጣቆታትን ዘጠምትኩም ፡ ኦርቶዶክስ ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ከም ዝብሃል ንጎይታ ኢየሱስ ምሓዝ ጥራይ ዘዋጻኹም
@safisafi9067
@safisafi9067 Күн бұрын
@@Sanirey777 ወንጌል ስለ ኢየሱስ ጥራይ እዩ ዝዛረብ ናብ ሰብ ሮሜ 1 1-7 Read to understand
@Sanirey777
@Sanirey777 3 сағат бұрын
@@safisafi9067 bmntay keredaka neti yesusu yemald u elka tamno emnet du kunu neb men u ke kemsld?
@selamhaile8324
@selamhaile8324 11 күн бұрын
ካሳሁኔ ሐወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና ንአዴና ከአ ይምለሰልና። ንአቦና ቡጹእ አቡነ አንጠንዮስ መናፍቕ ኢሎም ዝአሰሩዎም ደአ ነዘን አደ ክሰጉ Normal እዩ ንዓኦም እግዚአብህር ጊዚኡ የጸብቐልና🙏
@mogosbrhane7052
@mogosbrhane7052 7 күн бұрын
ቃል ሂወት ይስማዓና መሚህር ❤❤❤
@Ari75044
@Ari75044 12 күн бұрын
ቃለ ሂወት ይስማዓልና መምህር፡ ሓፈሻዊ ትዕዝብትና አግልገልቲ ይኩኑ ተገልገልቲ ሰብ ኣብ ቤተክርስትያናት ነንሕድሕዱ ምክሳስን ምንጽጻልን ኢዩ ዘሎ እግዚአብሄር አምላክ ብዓኑ ምሕረቱ ይጠምተና፡ ናይዘን አዲና ግን ከም አነ ዝራየኒ ኣብ ቤተን ብትጋሃት ጾሎት ምብጻሓ እሞ እግዚአብሄር ካኣ ንኩሎም ተጻረተን ረም መበለለን ከይ ተሓለላ ካኣ ንቤትክርስትያን ወላ ኣብ ቀጽሪ ቤተክርስትያን ተሳሊመን ጸሎተን ምብጻሓ ይብል። ዝበዘሔ ናብ ካሊእ እምነት ምእማን ዝረኤ ዘሎ ምቾትን ድላይካ ምብላዕን ምክዳንን ካልእን እዩ። ነዴና ናብታ ዝፈትዋ ቤት ተመሊሰን የስማዓና💕✝️🙏💕
@ftff6573
@ftff6573 12 күн бұрын
Adey mearey Adey Mryam twehseki Egziabiher yqre ybellna
@fusfv877
@fusfv877 8 күн бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓወይ ናተይ 🤲🤲🤲🌻🌹🌻🤲😭🌻🌹
@fthi3585
@fthi3585 12 күн бұрын
አየቅሽቲ ዓድና መላኻዕቲ ሐስውቲ ንባዕሎም ብኽብዶም ትሽይጦም ገበን እንዳገበሩ አቦኦም እብነ አንጠንዪስ ዝቀተሉ ዘእስሩን እግዚአብሔር ይፍረድኹም ርጉማት አትማን ናይዘን አደ ንብዓት ሐዘን አብ እድኻ እያ 😢😢😢😢 አጆኽን እግዚአብሔር ኹሉ ዝምርምር አሎ ሕጂውን ባእታ ማሪያም ምሳኽን እያ ኽምስብ አይኾነትን ❤❤❤
@awetgirmay1312
@awetgirmay1312 10 күн бұрын
Egziabher yfred dehan, naka gn tsbuk aykonen kahnat mstraf, nsom zeykonu Khnetom kab semay sle zkone ms Amlak mbas keykoneka.
@TrhasThz
@TrhasThz 9 күн бұрын
ኣየ ወ ክደይ ሰብ ነሳድድ ባዓል ኣነ ይቅረ በል ብዝሓት ኣለው ብሕልፈ ኣብስራኤል ክደይ ሰብ ጠፉኡ ኣታ በጃኩም ልቢ ንበል
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 12 күн бұрын
በሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ከምዚ ክትርኢ መሊሱ እቲ ሰብ ከኣ ምንጻል ወላ ውን መናፍቅ ተኾነትሲ ብኡነት ደቂ ሰባት ሕማቃት ኢና፡ ግን ክብሎ ዝደሊ ኣሎ ወላ ኣብዚ ግዜ ትግበርዎ ዘለኹም በዓል ሓው ካሳሁን መልኩዑ ዝቀየረ ምስጓግ ኢኹም ትገብሩ ዘለኹም ከመይ ቴልኩም ፖለቲካን መንፈሳውን እንዳ ሓዋወስኩም ኣብ ቤተ-ክርስትያን ዝተገብረን ዘይተገብረን እዛ ቤተ-ክርስትያን ከምዚ ጌራ እንዳ በልኩም ተጸልሙን ሰባት ትመቃቁሉን ኣለኹም ኣብ ክንድ ነቲ መንእሰይ እምነቱ ከተፍልጡ ትፍቱን ፍልልይ እንዳ ኣምጻኹም ኣእምሩኡ ሰሊብክሞ በቃ ልክዕ ኣነ ዝኽተሎ ቅዲ ተኸተል ዝዓይነቱ😢፡ ብዝኾነ ሓው ክሳሁን ከምቲ ቅድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ትገብርዎ ዝነበርክሞ ኣገልጉሎት ወንጌል መሃሩ ካብ ፖለቲካን መንፈሳውነትን ምሕዋስ ካብ እዚኦም ከምዚኦም እዚኦም እባ ከምዚ ካብ ምባል ተኣለዩ ወንጌል ምሃሩና በቃ😢😢😢።
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 11 күн бұрын
እግዚኣብሐር አምላክ ምስትውዓል ሃበና እዋይ እንታይ ኢና ክንብል ካሳሁን ሃውና ብጣዒሚ ከቢዲ እዩ ።
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 10 күн бұрын
30 ዓመት ዝሓዘኦ እምነትን ፍልሰታን ተሳዒሩ ሪኢኻ ዶ ክርስቶስ ይበልጽ! ኣውጺወን ናቡኡ ስሒብወን ። ነዚ ክትሕጎሰሉ ይግበኣካ !
@millionmili4552
@millionmili4552 7 күн бұрын
Aygermekan Kkkkkkk
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi 11 күн бұрын
ኣምላኽና ምሕረቱ የውርደልና ካብዚ ህዉኽ ግዚየ ይዓቅበና ኣዲና ከኣ ባዕላ አቲኣ ቅድስተ ቅዱሳን ድግል ማርያም ባዕላ ትምለሳ ❤❤❤
@user-yq3xw2wr3l
@user-yq3xw2wr3l 12 күн бұрын
Selam egiziabiher ms kulatna ykun qal hiwet yesmealna
@fyoriesak9625
@fyoriesak9625 7 күн бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna Kasahun hawey ❤❤❤🙏🙏🙏
@freweinitewelde834
@freweinitewelde834 11 күн бұрын
Ajokun ade balu goyta eiu lieukulkn❤❤❤ esey ellllllllllll enqaei nab goyta mexakn ❤❤❤❤❤❤
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 3 күн бұрын
ኢየሱስ ጎይታ ኢዮ 👏 እንቋዕ ካብ ድቕድቕ ጸልማት ናብቲ ዘገርም ብርሃን ብሰላም መጻእክን ማማ
@elsaniraya6745
@elsaniraya6745 11 күн бұрын
አሜን መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና እዘን አደ ካአ ናብ ልበን ይምለሰን 🙏🤲💒
@tsigemebrahtom4041
@tsigemebrahtom4041 12 күн бұрын
ፍትው ዝኮንካ ክሳሁን ሓወይ እቲ በይኑ ፈቃር ብዓል ጥበብ ዝኮነ እግዚኣብሄር ንወዱ ኣባካ ክገልጾ ይጽልየልካ ። እዚን ኣዴና እቲ ጎይታ ልቢ እምበር ጎይታ ኩታ ዘይኮነ መድሃኒኣለም እየን ትሓቂፈን ዘለዋ ። ስለዚ ንጎይታ ምርካብ ይኩነልካ። እዚ ክብል ከለኩ ስለ ክትድሕነለይ እምበር ክነቅፍ ኣይኮንኩን ክትርዳኣለይ እየ።
@negassiber1651
@negassiber1651 11 күн бұрын
ዝሕሸን ረኺበን፡ ዓሪፈን። ፍረ ዘይብሉ መስመያ ን30 ዓመት ክሳራ! እዞም ፈሪሳውያን ድማ ፖለቲከኛታት እዮም እምበር ካብ ኣምላኽ እንተዝኾኑስ መንፈስ እ/ር ልቦም መሓለወ። ማቴዎስ 23፥ 1- ክሳብ መወዳእታ ነንብቦ፡ እዚኦም እዮም ካህናትና ፈሪሳውያን ኦሪት።
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 12 күн бұрын
Amen (3) Nay behaki Kal Hiwet Yesmalna kubur memher Kasahun hawey God bless 🙌 🙏 🙌 you. 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤ NeAdena kea EmeBerhan Adena Mes Fukur weda nata zeftwa Orthodox haymanotna beselam yemlsni.🙏🙏🙏❤❤❤
@fusfv877
@fusfv877 8 күн бұрын
ዓይነ ልቦነአን ይኽፈተለን ፈጣሪ ኣሜን 🤲🤲🤲😭😭😭😭
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ 8 күн бұрын
ዓገብ የን ረኺበን እዚአን ኣደ፡፡ኩልና ደቂ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ውን ሓላፍነት ኣለና ናብ ቤተን ክምለሳ ክንገብር ኣለና።
@kokobkehase4975
@kokobkehase4975 12 күн бұрын
Amen kale hiwet yesemealena sebat nhkof nefaker seb ay nesaguge
@abebahabtom5677
@abebahabtom5677 12 күн бұрын
Nay behaki yhzn yuo,kbrte ade tena yhben ,nxlyln nab lmnte ymlesen,qlehiwet yasemale,Amen!🤲🙏❤❤❤
@akbirteame379
@akbirteame379 5 күн бұрын
Aynelbonana ykfetelna fetari qalehiwet yesmalna mmhr kasahun ❤❤❤
@NATMAHARITV
@NATMAHARITV 12 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ነዴና መውጽኦ ይፍጠረላ
@NatugrmayGebrehiwet
@NatugrmayGebrehiwet 5 күн бұрын
ዘሕዝንዩ እመኣምላክን ናይ ለንዘበን ካህናት መሰልቲ ካድራትኮ ገለ ከስምዑና እዮም ኣደዋ ጸላኢኽን ይንባዕ ኣጆኽን እግዝእትነ ማርያም ናብታ ቅድስቲ ቤተክርስትያን ተዋሕዶ ምስ መድሓኔኣለም ወዳ ብሰላም ትምለስክን ኣደዋ እዞም ናይ ሎሚ ካህናት መሰልቲ ካድራት ከኣ ኢድኩም ኣየስእንኩም መድሓኔኣለም 😢😢😢
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 11 күн бұрын
እግዚአቢሀር ጀመርቲ ወይ መዓንቐፍቲ ዘይኾነስ ፈጸምቲ ንኽንከውን ብጸጋኡ ይደግፈና 🙏🙏🙏
@kbrabkidane8004
@kbrabkidane8004 12 күн бұрын
ኣደይ እንቃዕ እ/ር ካብ ድቅድቅ ጸልማት ናብ ዘገርም ብርሃን ኣምጽአን። እየሱስ ጎይታ ጎይቶት እዩ። ጌና ዝተረፉ ህዝቢ ሕሩያት ኣቕሓ ጎይታ ውን ኣለዉ።
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 12 күн бұрын
😭😭😭😭😭😭😭
@kukukuku5502
@kukukuku5502 5 күн бұрын
Eyesus Kirstos Goyta Eyu Elelelelelelelel ❤❤❤ mama Enkuwa Goyta Eyesus Kirstos Redakin, Megedin hakin Eyesus Kirstos Eyu❤❤❤
@dawitm.841
@dawitm.841 12 күн бұрын
ዓለም ብከመይ ዓይነት መንገዲ ንከተጥፍአና እንታይ ዓይነት ናሕርን ሐይልን ተጠቂማ ጉልበት መጺአ አላ. ናይ ባሐቂ ካሳሁን ሐወይ ሕጂ ንነቅሐሉን አብ እምነትና ንጸንዕሉ ፈታኒ ጊዜ እዩ ስለዚ ንኩሉ ዓለም ዝፈጠረ አምላክ አብርሃም ኢሳቅ ያቆብ ጸጉኡ የብዛሐልና አሜን💙💙💙.
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 12 күн бұрын
ኣሕ ብባህላውያን ካህናት ህዝብና ካብ ቤት ኣምላኽ ይባረር ኣሎ 17:44
@God-db9vp
@God-db9vp 12 күн бұрын
ዘሕዝን እዩ.
@saraberaki3439
@saraberaki3439 12 күн бұрын
Bahlawyan wen aykonun Hameyti eyom 😂
@fafibi
@fafibi 6 күн бұрын
ሰላም ሰላም ናይ እግዚኣብሄር በተሰብ ናይ ነብስና ተሃተቲ በኣልና ኢና ተሃተቲ ምክንያት ናዳም ኣየድሃኖን
@samsomzerom4988
@samsomzerom4988 12 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና መምህር
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 11 күн бұрын
Kale hiwet ysemana memhrey edamen tenan yhabek ❤❤❤
@TW-dh9np
@TW-dh9np 11 күн бұрын
Kale hiwet yesmealan kbur haw sebaki wengel 🙏🙏🙏🙏❤❤
@saliem-J-mati7721
@saliem-J-mati7721 12 күн бұрын
Aseyyyyyy goyita yibarek goyita medihani afidege gerila elllllll eyesus goyitan medhanin beyinu eyu 🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ❤❤ tahagise nikalot komu midhan mengedi mimitsae yikunelen amen ወንጌል ዮሐንስ 10 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁷ ሽዑ የሱስ ከም ብሓድሽ በሎም፥ እቲ ደገ ኣባጊዕ ኣነ ከም ዝዀንኩ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ⁸ እቶም ቅድመይ ዝመጹ ዅላቶም ሰረቕትን ጓሓሉትን እዮም፡ እተን ኣባጊዕ ግና ኣይሰምዓኦምን እየን። ⁹ እቲ ደገ ኣነ እየ። ብኣይ ዚኣቱ ኪድሕን፡ ኪኣቱን ኪወጽእን መጓሰዪውን ኪረክብ ኣዩ። ¹⁰ ሰራቒ፡ ብጀካ ኺሰርቕን ኪሐርድን ኬጥፍእን ኢሉ ኣይመጽእን እዩ። ኣነ ግና ህይወት ምስ ተረፉ ምእንቲ ኺረክባ እየ ዝመጻእኩ። ¹¹ እቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣነ እየ። እቲ ሕያዋይ ጓሳ ህይወቱ በጃ ኣባጊዑ የሕልፋ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 11 күн бұрын
እግዚኣብሔር ንንፍሰን ካብ እዞም ካህናት ዝስሞም ምናምን ክደልያ እዩ፡ የሕዝን እዚኦም ዓይነት ካህናት ክህነቶም ክተሓዝ ኣለዎ። ኣስማቶም ተረቚሖም ክሓፍሩ ይግብኦም።
@saraberaki3439
@saraberaki3439 12 күн бұрын
Sala Dngel Maryam Gen kulu ysemrelka ,Meqobitey ketemay salaki entay godilni ❤
@BrhaneKolet
@BrhaneKolet 6 күн бұрын
Amen qal hiwet yesmelna
@fusfv877
@fusfv877 8 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን 😭😭😭
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 12 күн бұрын
ስላም ኩቡር ሓው ዘገርም ታሪክ ኣብ ከተማ መንድፈራ ዘጋጠመ ክሕበረካ ሓደ ኣቦና ተስፈይ ዘተባህሉ ነበሩ ንቤት ክርስቲያን መካደ ኣቃረጽ ኩሉም ጎራባብቲ ካኣ ካብኦም ራሓቁ ኣይትሕምምን ዞም ስብይ ኣብ ዓራት ወደቁ ኣባት ነቡሶም ድማ ገዘቶ ኣቦና ድማ ካብ ዛዓለም ብሞት ሓለፉ ኣይክትኣምነን ትከውን ሓመድ ኣዳም ምን ከልቡሶም ን3/ማዓልቲ ኣብ ገዛ ምስ ጨነው ግን እቶም ኣስላም ናይ መንደፈራ ኣብ ናቶም መቃብር ተቀበሩ ስለዚ ብጃኩም ኣብ ኢርትራ ዘለው ምራሕቲ ኦርቶዶስ ናይ ባሓቂ ናይ መረት ስልጣንኩም ህዝብና ኣብ ሓደጋ ተውሩድ ኣለኩም ንአደና ድማ ኣብ እምነትክን ይጽንዕክን ኣጀክን
@God-db9vp
@God-db9vp 11 күн бұрын
@@alemfitsum1542 እንታይ ጌሮም እዮም ተወጊዞም፧.
@God-db9vp
@God-db9vp 10 күн бұрын
@@alemfitsum1542 መልሰለይ ባ ሓወይ.
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 10 күн бұрын
@@God-db9vp ስላም ስላም
@God-db9vp
@God-db9vp 10 күн бұрын
@@alemfitsum1542 ሰላም ሓወይ እንታይ ጌሮም እዮም እዞም ኣቦ ወጊዞሞም፧.
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 10 күн бұрын
@@God-db9vp እቶም ኣቦ ናይ በንጠ ተከታሊ ስለ ዙነብሩ
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 11 күн бұрын
Bhaki Egziabher Amlakna nezen adena nab haymanoten ymlesen😢 nana ka ab emnetna tsenina knneber yhagzena 🙏 amennn kale hiwet yesmalna memhrey ❤
@a.b6725
@a.b6725 11 күн бұрын
Mejemerya nskum merahti Egziabhir menfsawi yentkum ykfetelkum.
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 12 күн бұрын
ማዓንጣ ከብድኻ እዩ ዝቐርጽ ፡ ንኣምላኽ ዘይፈልጡ ኣገልገልቲ ጅግንነት ተረኺብለይሲ ምኽንያት ጥፍኣት ነፍሳት ይኾኑ ኣለዉ ፡ ባዶ ትምክሕቲ ፡ ተስፋ ንገብር እግዚኣብሔር የዒንተ ልቦንአን የብራሃለን ነዘን ኣዴና ፡ መምህርና ጽቡቕ መልእኽቲ።
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
@ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ 12 күн бұрын
ኣይይ❤ኣምለከ❤እስራኤል❤ስለ❤ድንግል❤ማርያም😢ኢልካ😢ካብ ኩሉ😢እስካ😢ትፀልኦ😢ስራሕ ክፉእ😢ግብሪ😢ኣድሕነና😢ንዘልኣለም😢ኣሜን😢
@samiabdu3877
@samiabdu3877 8 күн бұрын
ወንጌል ዮሐንስ 14 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ¹³ ኣቦ ኣብ ወዲ ምእንቲ ኪኸብርሲ፡ #ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኽገብረልኩም እየ። ¹⁴ #ብስመይ ገለ እንተ ለመንኩም፡ ክገብረልኩም እየ። “ኣነ ሐሬኹኹም እምበር፡ ንስኻትኩም ኣይሐሬኹምንን። ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍሬኹምውን ነባሪ ኪኽውን፡ ነቦ #ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ነዚ መደብኩኹም።” - ወንጌል ዮሐንስ 15፥16 ወንጌል ዮሐንስ 16 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ²³ በታ መዓልቲ እቲኣ ሓንቲ እኳ ኣይክትሐቱንን ኢኹም። ነቦ #ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ዅሉ ኸም ዝህበኩም፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። ²⁴ ክሳዕ ሕጂ ሓንቲ እኳ #ብስመይ ኣይለመንኩምዎን። ሓጐስኩም ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን፡ ለምኑ ኽትረኽቡ ድማ ኢኹም። “በታ መዓልቲ እቲኣ ብስመይ ክትልምኑ ኢኹም፡ ንስኻትኩም ኣነ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝወጻእኩ ስለ ዝኣመንኩምን ዘፍቀርኩምንን፡ ኣቦ ባዕሉ የፍቅረኩም አሎ እሞ፡ ነቦ ምእንታኹም ኣነ ኸም ዝልምኖ፡ ኣይብለኩምን እየ።” - ወንጌል ዮሐንስ 16፥26-27 Colossians 3 ትግ - ቆሎሴ 17: ብቓል ኰነ ወይስ ብግብሪ እትገብርዎ ዘበለ ዅሉ #ብስም ጐይታና #የሱስ ግበርዎ፡ #ብእኡ ኸኣ ንእግዚኣብሄር ኣቦ ኣመስግንዎ።
@yonasbokure6911
@yonasbokure6911 6 күн бұрын
ቃለ ሂይወት የስማዓልና
@user-en4zd4jr7y
@user-en4zd4jr7y 12 күн бұрын
ናይ. ብሓቂ. ዘሕዝን. እዩ,,,ብፍቃዱ. ናብ. እምነተን. ይመልሰን.,, ኦ. ጎይታ ንፁህ. ሕሊናን. ልቦናን. ይፍጠረልና. ኣሜን. ኣሜን. ኣሜን
@ምድሓንብኢዬሱስዩ
@ምድሓንብኢዬሱስዩ 7 күн бұрын
ኣሰይ ጀጋኑ ደቒ ጎይታ ኣዴታት። ኣሰር እቶም ቐዳሞት ሃዋርያት ስተከተላ ኣብነታውያን ኣዴታትት። ዝተረፈ ዘመንክን ይባርኽ። እምበር እዛ ናይ ሕጂ ኦርቶ ካብ ቓል ኣምላኽ ሪሒቓ እያ ንሶም እዮም መናፍቕ ኮይኖም ፡ ንስኽን ብሩኻት ኣዴታት ናብ ክርስትና ኢኽን ዝተጸጋዕክን❤
@Sim-rv8rl
@Sim-rv8rl 12 күн бұрын
Emebrhan Baela nab Liben tmlesen n Adena...Bitaemi eyu zehizin ab kindi nab liben kimlesa zixieru misgug .. Egziabher ykire ybelelna
@rozaibrahemma2806
@rozaibrahemma2806 9 күн бұрын
ኣምላኬይ ሓልወና ኣብ እምነትና ክንፀንዕ ሓለዋ እነይ ወድን ኣይፈለየና ኣሜን፫
@johnthebrain7990
@johnthebrain7990 12 күн бұрын
ብሓቂ ዘሕዝን ዩ ኣምላኽ ናብ ልበን ይምለሰን ነዘን ኣዴና፡ ኣብ 2014 ከምዚ ኣጋጢሙና ነይሩ እዞም ናይ ሎሚ ኣገልገልትን ተገልገልትን ናይ ኦርቶድክስ ተዋህዶ ፍጹም ካብ ምስትውዓል ዝረሓቐ ሓደገኛ ወለዶ እዩ። መን ኢልዎ ብዘየገድስ ከይሓተተ ዘቐምጦ ኩነኔ ብጣዕሚ ኣገራሚ ዩ፡ ስለዚ ካብ ሰባት ኢለሞ ኢልካ ብዘተጨበጠ ነገር ንገብሮ ነገር ንሰባት ኣጻቢብካ ናብ ጸበባ ካብ ምውዳቕ ንቆጠብ!!
@arkenhabte6154
@arkenhabte6154 12 күн бұрын
ኣብ ኦርቶዶክስ ዘለዉ ካህናት ዝበዝሑ ጽልኢ ኣሎዎም ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ክርስትያናት ንዓይ ውን ሓደ ኣብ ጀርመን ዝቕመጥ ቐሺ ብስጋ ወድኹም እዩ ብሓሳብ እንተ ተፈላለና ኢለዮም ከማኻ ውላድ የብለይን ኢሉኒ ገሪሙኒ ናይ ብሓቂ ቐሺ ድዩ ኸ ኢለ ክሓተሉ ጀሚረ ፍራስያ ኮይኑ ጸኒሑ ማለት ክልተ ሰበይቲ ዘለዎ ን ርእሲ ግን ቐሺ ኢሉ የገልግል ኣሎ ክሳብ ሎሚ።ካልእ ን ሓንቲ ሰብ ኦርቶዶክስ ዝኾነት ሰብ ምስ ኣመንቲ ትኸዲ ብዝብል እሞ ኩሉ እቲ ኦርቶዶክስ ትገብሮ ስርዓት ተማልዕ ሰብ እያ ግን እቲ ቐሺ እንታይ ኢሉዋ ትፈልጡ ኦርቶዶክስ ዲኺ ኣይኮንክን ክንፈልጥ ኣይንኽእልን ኢሊዋ ጋል ሰንቢዳ ንብለኩም ብሓፈሻ ብሚኢታዊት ካህናት ኦርቶዶክስ ብፍላይ ሓቖፍቲ ኣይኮኑን ።
@bolpo7494
@bolpo7494 10 күн бұрын
ሓወይ እቲ ቀንዲ መሰረት ጸገም ኮይኑ ዘሎ እታ ናይ ኤርትራ ሲኖዶስ ሕጊ ኣልቦ ስለ ዝኮነት ኩሉ ግዜ መንፈሳዊ ይኩን ዓለማዊ ሰብ ብሕጊ ተመሪሑ እንተ ዘይከይዱ ፋኑ ኮይኑ ዩ ዝተርፍ።
@Mama-y5y
@Mama-y5y 7 күн бұрын
Igzabiher kab mengedi tafat yewitsana🙏🙏🙏
@Plasmlc
@Plasmlc 8 күн бұрын
Koobur hawy Kasahun please this mom.do not discouraged her we are not religious but we are God 's people . Does matter how we pray but for whom do we pray or believe. God bless you and your family Amen .
@sabaafeworki5753
@sabaafeworki5753 8 күн бұрын
ተደፊእካ ናብ መንግስተሰማይ ምእታው ጽድቂ እዩ።
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 11 күн бұрын
አሜን "፫ ቃል ህይወት የስመአልና ክቡር መምህርና ✝️🥰👏💙❤️
@kirosbereketgebremedhin6058
@kirosbereketgebremedhin6058 12 күн бұрын
ወላዲተ አምላክ ናብታቤታ ትምለስክን አደይ ማዓረይ መድሃኒኣለም በጃኩሉ ዓለም ዝሓለፈ አብ ቅድስቲ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት እዩ ዘሎ ኩቡራተይ❤❤❤
@akberetweldaie2220
@akberetweldaie2220 11 күн бұрын
አምላክ ባዕሉ የንጽሃና አብ እምነትና የጽንዓና
@FiliBrhane-pn9df
@FiliBrhane-pn9df 11 күн бұрын
ዘሕዝን ዩ ብሓቂ 😂😂😂 እግዝኣቤሄር ይምለሰን ካብ ምዕንቀፍቲ ካብ ምካን ውን ርእስና ንሓሉ ይሕዋተይ
@TjomiTekaie
@TjomiTekaie 10 сағат бұрын
ንፍዕ ዝሓወይ ❤❤❤
@AG-qm7be
@AG-qm7be 10 күн бұрын
John 9 ትግ - ዮሃንስ 1: ኪሐልፍ ከሎ፡ ብዕዉሩ እተወልደ ሰብኣይ ረኣየ። 2: ደቀ መዛሙርቱ ድማ፥ መምህር፡ ዕዉር ኰይኑ ዚውለድሲ መን እዩ ዝበደለ፡ ንሱዶ ወይስ ወለዱ፧ ኢሎም ሐተትዎ። 3: የሱስ ከኣ መለሰሎም፡ ግብሪ ኣምላኽ ኣብኡ ምእንቲ ኺገሃድ ደኣ እዩ እምበር፡ ንሱ ኣይበደለ፡ ወለዱ ኣይበደሉ። 4: መዓልቲ ኸላ፡ ግብሪ እቲ ዝለኣኸኒ ኽገብር ይግብኣኒ እዩ፡ ሓደ እኳ ኺዓየላ ዘይከአሎ ለይቲ ትመጽእ ኣላ። 5: ኣነ ኣብ ዓለም ከሎኹ፡ ብርሃን ዓለም እየ። 6: እዚ ኢሉ ናብ ምድሪ ጡፍ በለ፡ በቲ ጥፍጣፉውን ጸብሪ ገበረ፡ በቲ ጸብሪ ኸኣ ኣዒንቲ እቲ ዕዉር ለኸየ እሞ፥ 7: ኣብቲ ቐላይ ሰሊሆም- ትርጓሚኡ ልኡኽ፡ - ኬድካ ተሐጸብ፡ በሎ። ከይዱ ተሐጽበ፡ እናረኣየውን ተመልሰ። 8: ስለዚ እቶም ጐረባብቱን እቶም ቀደም ኪልምን ከሎ ዚርእይዎ ዝነበሩን፥ እዝስ እቲ ተቐሚጡ ዚልምን ዝነበረ ደይኰነን፧ በሉ። 9: ገሊኦም፥ ንሱ እዩ፡ በሉ። ካልኦት ከኣ፥ ኣይኰነን፡ ንእኡ ደኣ እዩ ዚመስል፡ በሉ። ንሱ ግና፡ ኣነባ እየ፡ በለ። 10: ስለዚ ንሳቶም፥ ከመይ ኢለን ደኣ ኣዒንትኻ ተኸፍታ፡ በልዎ። 11: ንሱ ኸኣ፥ እቲ የሱስ ዚብሃል ሰብኣይ፡ ጸብሪ ገይሩ ኣዒንተይ ልኸዩ፥ ኪድ እሞ ናብ ሰሊሆም ተሐጸብ፡ በለኒ። ከድኩ እሞ ተሐጺበ ርኤኹ፡ ኢሉ መለሰሎም። 12: እቲ ሰብኣይ እቲኸ ኣበይ አሎ፧ በልዎ። ንሱ ኸኣ፥ ኣይፈልጥን፡ በሎም። 13: ነቲ ቕድም ዕዉር ዝነበረ ናብ ፈሪሳውያን ወሰድዎ። 14: እታ የሱስ ጸብሪ ገይሩ ኣዒንቱ ዝኸፈተላ መዓልቲ ግና ሰንበት እያ ዝነበረት። 15: ስለዚ ፈሪሳውያን፡ ከመይ ኢሉ ኸም ዝረኣየ፡ ከም ብሓድሽ ሐተትዎ። ንሱ ኸኣ፥ ጸብሪ ኣብ ኣዒንተይ ገበረለይ፡ ተሐጸብኩ እሞ ርኤኹ፡ በሎም። 16: ሽዑ ኻብቶም ፈሪሳውያን ሓያሎ፥ እዚ ሰብኣይ እዚ ሰንበት ካብ ዘየክብርስ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን፡ በሉ። ካልኦት ድማ፥ ሓጥእ ሰብ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኸምዚ ዝበለ ተኣምራት ኪገብር ይክእል፧ በሉ። ኣብ መንጎኦም ከኣ ምፍልላይ ኰነ። 17: ሽዑ መሊሶም ነቲ ዕዉር፡ ንስኻኸ፡ ኣዒንትኻ ኸፊቱልካ እዩ እሞ፡ ብዛዕባኡ እንታይ ትብል፧ በልዎ። ንሱ ድማ፥ ነብዪ እዩ፡ በለ። 18: እቶም ኣይሁድ ግና ንወለዲ እቲ ኣዒንቱ እተኸፍታሉ ኽሳዕ ዚጽውዑ፡ ዕዉር ነይሩስ ከም ዝረኣየ ኣይኣመንዎን እሞ፥ 19: እዚዶ እቲ ብዕዉሩ ተወሊዱ እትብልዎ ወድኩም እዩ፧ ሕጂ ኸመይ ኢሉ ይርኢ አሎ፧ ኢሎም ሐተትዎም። 20: እቶም ወለዱ ድማ፥ እዚ ወድና ምዃኑ ብዕዉሩውን ከም እተወልደ፡ ንፈልጥ። 21: ሕጂ ግና ከመይ ኢሉ ኸም ዝረኣየ ኣይንፈልጥን፡ መንሲ ኣዒንቱ ኸም ዝኸፈተሉ፡ ኣይንፈልጥን ኢና። ንእኡ ሕተትዎ፡ ንሱ በጽሒ እዩ፡ ብናይ ርእሱ ባዕሉ ይዛረብ፡ ኢሎም መለሱ። 22: ኣይሁድ፡ ንሱ ክርስቶስ እዩ፡ ኢሉ ንዝመስከረ ኻብ ቤት ጸሎት ኪስጕዎ ሓጊጎም ነበሩ እሞ፡ እቶም ወለዱ ንኣይሁድ ስለ ዝፈርሁ እዮም እዚ ዝበሉ። 23: ስለዚ እቶም ወለዱ፥ ንሱ በጽሒ እዩ፡ ንእኡ ሕተትዎ፡ በሉ። 24: ሽዑ ነቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ ካልኣይ ሳዕ ጸዊዖም፥ እዚ ሰብኣይ እዚ ሓጥእ ምዃኑ ንሕና ንፈልጥ ኢና፡ ንኣምላኽ ክብሪ ሃብ፡ በልዎ። 25: ሽዑ ንሱ መሊሱ፥ ኣነስ ሓጥእ ምዃኑ ኣይፈልጥን። ዕዉር ከም ዝነበርኩን ሕጂ እርኢ ኸም ዘሎኹን፡ እዛ ሓንቲ ነገር እዚኣ እየ ዝፈልጥ፡ በሎም። 26: ሽዑ ንሳቶም፥ እንታይከ ገበረልካ፧ ከመይ ገይሩስ ኣዒንትኻ ኸፈተልካ፧ በልዎ። 27: ንሱ ኸኣ፥ ቅድሚ ሕጂ ነጊረኩም ኣይሰማዕኩምን። ንምንታይ ከም ብሓድሽ ክትሰምዑ ትደልዩ አሎኹም፧ ንስካትኩምውንዶ ደቀ መዛሙርቱ ኽትኰኑ ትደልዩ አሎኹም፧ ኢሉ መለሰሎም። 28: ጸረፍዎ እሞ፥ ንስኻ ወደ መዝሙሩ ኢኻ፡ ንሕና ግና ደቀ መዛሙርቲ ሙሴ ኢና። 29: ንሕናስ፡ ኣምላኽ ንሙሴ ኸም እተዛረቦ፡ ንፈልጥ አሎና። እዚ ግና ካበይ ምዃኑ ኣይንፈልጥን ኢና፡ በልዎ። 30: እቲ ሰብኣይ ከኣ፥ ካበይ ምዃኑ ዘይምፍላጥኩም ዜገርም እዩ፡ ንኣይ ግና ኣዒንተይ ከፊቱለይ። 31: ንኣምላኽ ዚፈርህ ፍቓዱውን ዚገብር እንተሎ፡ ንእኡ ይሰምዖ እምበር፡ ኣምላኽ ንሓጥኣን ከም ዘይሰምዖም፡ ንፈልጥ ኢና። 32: ንብዕዉሩ እተወልደ ሰብ ሓደ እኳ ኣዒንቱ ኸም ዝኸፈተሉ፡ ካብ ጥንቲ ከቶ ኣይተሰምዔን። 33: እዚ ኻብ ኣምላኽ እንተ ዘይከውንሲ፡ ገለ ኺገብር እኳ ኣይምተኻእሎን ነይሩ፡ ኢሉ መለሰሎም። 34: ንሳቶም ከኣ፥ ንስኻ ዅለንትናኻ ብሓጢኣት እተወለድካ ኢኻ፡ ንስኻዶ ንኣና ትምህረና አሎኻ፧ ኢሎም መለሰሉ፡ ናብ ወጻኢውን ኣውጽእዎ። 35: የሱስ፡ ናብ ወጻኢ ኸም ዘውጽእዎ፡ ሰምዔ። ምስ ረኸቦ ኸኣ፥ ኣታ፡ ብወዲ ኣምላኽዶ ትኣምን ኢኻ፧ በሎ። 36: ንሱ ኸኣ፥ ጐይታይ፡ ብእኡ ኽኣምንሲ መን እዩ ንሱ፧ ኢሉ መለሰ። 37: የሱስ ድማ፥ ርኢኻዮ፡ እዚ ምሳኻ ዚዛረብ ዘሎ ንሱ እዩ፡ በሎ። 38: ንሱ ኸኣ፥ ጐይታይ፡ እኣምን፡ በለ ሰገደሉውን። 39: የሱስ ድማ፥ ኣነ እቶም ዘይርእዩ ምእንቲ ኺርእዩ፡ እቶም ዚርእዩ ኸኣ ኪዖሩ፡ እየ ናብዛ ዓለም እዚኣ ንፍርዲ ዝመጻእኩ፡ በለ። 40: ካብቶም ምስኡ ዘለዉ ፈሪሳውያን ሓያሎ እዚ ሰሚዖም፥ ንሕናኸ ዕዉራት ምዃንና ዲና፧ በልዎ። 41: የሱስ ድማ፥ ዕዉራት እንተ ትዀኑስ፡ ሓጢኣት ኣይምዀነኩምን ነይሩ። ሕጂ ግና፥ ንርኢ አሎና፡ ትብሉ አሎኹም፡ ስለዚ ሓጢኣትኩም ጸኒዑ ይነብር፡ በሎም።
@FithawiDawit-w4f
@FithawiDawit-w4f 11 күн бұрын
''ብዝፈረድኩምሉ ፍርዲ ኺፍረደኩም፡ ብዝሰፈርኩምሉ መስፈርትውን ኪስፈረልኩም እዩ እሞ ከይፍረደኩም ኣይትፍረዱ። ''ማቴ 7፤1-2 ''ንጐይታና ክርስቶስ ብልብኹም ቀድስዎ እምበር፡ ብዛዕባ እታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ምኽንያታ ንዚሐተኩም ዘበለስ ምላሽ ንምሃብ ኵሉ ሳዕ እተዳሎኹም ኩኑ፡ ግናኸ ብዓቕልን ብፍርሃትን ደኣ ይኹን።''1ይ ጴጥ 3፡15 '' ንቕሑ፡ ኣብ እምነት ጽንዑ፡ ሰብኡት ኩኑ፡ በርትዑ።''1ይ ቆረ 16፡13 ብጣዓሚ ዘሕዝን'ዩ እንታይ ኢና ንከውን ዘለና እዋይ ናህና ዕሽነት ተማሂርና ነምህር ''ግናኸ ብዛዕባ ኣጵሎስ ሓውና ምስቶም ኣሕዋት ናባኻትኩም ኪመጽእ ብዙሕ ምዒደዮ እሞ፡ ሕጂ ኺመጽእ ከቶ ፍቓድ የብሉን፡ ምስ ጠዓሞ ግና ኪመጽእ እዩ።'' ንኩላትና እግዚኣብሔር ኣምልኽና ልቦና ይሃበና።ኣሜን!
@weynits571
@weynits571 12 күн бұрын
AMLAK xegu yebzhalka❤🎉❤🎉
@kikiforjesus7939
@kikiforjesus7939 10 күн бұрын
ኣየ ህዝብና 😪😪😪 እግዚኣብሄር ብምሕረት ይዒንቱ ጠሚቱ, ምስትውዓል ከፊቱ ናፍቲ ፍጹም ምድሓን ይምጻኣዮ 😪😪😪🙌🙌🙌🙌🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ምሕረተኛ ኢኻ ኣቦየ 😪🙌
@theeverlastingfather1111
@theeverlastingfather1111 11 күн бұрын
ኣብቲ ኣነ ዝነበርኩሉ ዓዲ ገጠር ውን ዝቡዝሑ ካህናት ካብ ሳዋ ንምትራፍ ዝቀሹሹ ኮይኖም ብስስዐ ዝዓወሩ ኢዮም። ድንቁርንኦምን ሕማቅ ተግባሮምን ኣመንቲ ምስበደለ ኢዩ። ኣብ ደገ ዘለዉ ውን ዝበዝሑ ዝበኣሱ ደናቁር ካድረታት ናይቶም ኣብ ዓዲ ዘለው ካብ ከንሻ ስድራቤታት ዝመጹ መራሕቲ ኣገልገልቲ ኮይኖም ሓቆፍቲ ዘይኮኑስ ኣብ እምነትካ ከም ትጠራጠር ዝገብሩ ኢዮም።
@ምድሓንብኢዬሱስዩ
@ምድሓንብኢዬሱስዩ 7 күн бұрын
ምድሓን ብዮሱስ እዩ ኣብትሕቲ ጸሓይ ክንድሕነሉ ዝግበእ ስም ካልእ ከቶ የለን። እዘን ኣዴታት ከኣ ናብቲ መድሓኒኤን እየን ሲዒበን ❤
@Hadyela
@Hadyela 5 күн бұрын
Megemeria men eyom feredti men ke teferadi emo kaa bisebat Woooooo egzaabiher baal aqli , Mother zirekbeto gifie , mam iti timqetki ayhtefien eu medhanealem edmen tienan yihabki ab semay zelo aboki eu ,god bless you.
@henokhailu3095
@henokhailu3095 11 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና መምህር
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j 11 күн бұрын
Amen amen kale hiwet yesmalna 🤲🙏🏽✝️💒✝️🤲🙏🏽
@safisafi9067
@safisafi9067 8 күн бұрын
ሰላም ካሳሁን ማሕበር ናይ መን እያ ማሐበር መን እያ ማሕበር ብመን ትምራሕ መልሲ ይጽበ ኣለኩ ኹቡር ኻሳሁን።
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 8 күн бұрын
እዚኦም ርጉማት እዮም ጨካናት ፤ ኣጆክን ኣዴና ጎይታ ኣይገደፈክን መሊሱ እዩ ኣቅሪቡክን❤
@natisami1069
@natisami1069 7 күн бұрын
ኣደይ ማዓረይ ጎይታ ኣብቲ ዘላኣለማዊ መድሕን ዝኾነ የሱስ ክርስቶስ መጺእክን ኣለኽን ኣበ ነብሲ ዝበሃል የለን ናይ ነብስና ኣቦ የሱስ ክርስቶስ ጥራይ ኢዩ ሃሌሉያ
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 11 күн бұрын
ቃል ሂወት yesmelna💋💋💋💋💋
@tewelde94
@tewelde94 12 күн бұрын
Amen❤❤❤
@letebrhanweldeslassie8861
@letebrhanweldeslassie8861 8 күн бұрын
ቃለ ሒወት የስመአልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@autikoszsmu
@autikoszsmu 12 күн бұрын
ብከመይ ክንረክባ ንክእል እዛ ሰበይቲ ኩሉም ተሓባበሩኒ አነ ብአይ ወገን ሰብ አለውኒ ከውፅእወን ዝክእሉ አብ አዲስ ኩልኩም ነዛ ፅሑፍ ተንብቡ ተገዲስኩም አንብቡዋ ቴለፎና ወይ ገዛውታ ተሓባበሩኒ
@yordanostsegai2941
@yordanostsegai2941 12 күн бұрын
Egzabher yhagzka zhawey bejaka kem gele geyrka dleyen
@habenfikadu5066
@habenfikadu5066 4 күн бұрын
Wawww des zebl goyta enkae redaken adey mearey🎉🎉🎉🎉🎉
@yoditWolday
@yoditWolday 8 күн бұрын
Tebarak naegziabhr brhen memelisu ybrhlka
@JesusisLord4ever.
@JesusisLord4ever. 11 күн бұрын
ክብሪ ን ኣምላኽ ይኹን፡ናብ ህይወት እየን መጺኣን እዘን ኣደ፡ ህይወት ድማ የሱስ ክርስቶስ በይኑ እዩ። ህይወት ክትረኽቡ ካብ ሃይማኖት ወጺኩም ናብ የሱስ ምጽኡ።ኣምላኽ ምስትውዓል ይሃብ። John 5 ትግ - ዮሃንስ 40: ህይወት ምእንቲ ኽትረኽቡ፡ ናባይ ክትመጹ ኣይትደልዩን ኢኹም።
@YuelaronYuelaronwelehanes
@YuelaronYuelaronwelehanes 9 күн бұрын
Egziabher amlak ab emnetna yetsnhana❤
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 47 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 5 МЛН
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 3,8 МЛН
ዘይውዳእ ጉድ መናፍቃን ኦ ሕዝበይ ንቓሕ / ሥልጣን ከሰተ
18:44
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 15 М.
WILL IT BURST?
00:31
Natan por Aí
Рет қаралды 47 МЛН