🔶 ዘማሪ በረከት ትኩእ ዘሕለፎ መልእኽቲ | ዲያቆን እየ ነይረ | ተመሊሰ |ማራናታ ቲዩብ_@zemariberekettikueofficial7354 @maggyshow

  Рет қаралды 2,197

Maranata tube ማራናታ ቲዩብ

Maranata tube ማራናታ ቲዩብ

18 күн бұрын

🔸ዝተፈተኹም ደቂ እግዚአብሔር ነዚ መንፈሳዊ ቻነልና ሓደሽቲ እንተኾይንኩም ብተኸታታታሊ ትሕዝቶና ኣብ እዋኑ ምእንቲ ክበፅሓኩም ሰብስክራይብ ግበሩ።
🔶ኣብ ቀፃሊ ብሓድሽ ቪዶዮ ክሳብ ንራኸብ ደሓን ኩኑ🙏
#ethiopianorthodoxtewahdochurch #debesey
#viral #tigrignamezmur #eritreanorthodoxmezmur
#habesha @angeup

Пікірлер: 21
@samrawitembay3169
@samrawitembay3169 12 күн бұрын
Amen amen 🙏🙏🙏🙏🙏
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 16 күн бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሐልኻ ዲያቆነይ እንኳዕ ሰላም መፅኣኻ ብሩኸይ🙏♥️ሳሚ ሓወይ ዓለም ከም ደሊላ ኣፍቃሪት መሲላ ብልጭልጭ እናበለት ከም ድምላይት ትፈልያና እያ ካብቱ ማይ ህይወት ገደፍ ድኣ ከም ዴማስ ኣይትመለስ ናብ ዓለም ፍትወት ከም ጳውሎስ ይሕሸካ ምንባር ብሂወት ኣብዛ ምድሪ ኣይኮንካን ነዊሕ ነባሪ እወ ሓጻር'ያ እታ ልተውሃበትና ዕሙሪ ሃየ ድኣ ተመለስ ናብቱ ኣምላክ ፍቅሪ ንሱ ኣይኸም ሰብን ክሓፍቆኻ'ዩ ኣይኩሪ ዲ/ን ሓወይ እንታይ እም ክንብሎ ንሱ ልዕሊ ኣነ ፍቅሪ ኣምላክ ይፈልጥ እዩ ዳሓር ክዓ ጭራሽ ኣብ መንፈሳዊ ህይወት ዘይኣተየ ናዓ ኢልካ ክተእትዮ ቀሊል እዩ ካብ ማሙቅ ልኮነት ቤትና ተወጺእና ግን ንምምላሱ የጸግም እዩ መድኃኔዓለም ኣቦና ዝጠፍኡ ወገናትና መልሰልና ጀመርቲ ለይኾንና መፈጸምታና ኣጸብቐልና🙏ይግረም ኣለኹ ብኣኻ ልብል ዝማሬ ሂወት እያ ሰሪዓትለይ ልኣየ በረከተይ ፀጉኡ የብዝሓልኻ♥️ ናይ ዲያቆን ክብሮም መሓሪ መዝሙር ክፈትዋ ❤ እግዚአብሔር ብርሃነይ ብቃልካ ምርሓኒ ኣምላክ ምድሓኒተይ ድምጽካ ኣስምዓኒ ኣብ ዓለም ዝተግሃደ ሓቐኛ ብርሃንካ ጎይታይ ኣብርሃለይ ኣብ ልበይ ኣቲካ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ክቡር ሓወይ ናዩ ዘማሪ ይግበርካ ብስሩ ጀማሪ ዃ ዘይመስል ጎይታና ክርስቶስ ኣብ ልብና ንገስ🎚♥️
@MikialeHaylay-y4z
@MikialeHaylay-y4z 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@HntsaTsegay
@HntsaTsegay 13 күн бұрын
ህይወት ዘዐሪ መዝሙር ዩ ሓወይ ። ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና
@OzyanTadesse-pp5ld
@OzyanTadesse-pp5ld 15 күн бұрын
ቐፅለሉ ኤማ ብጣዕሚ ጎበዝ👏👏👏👏
@user-oj9wo8he7n
@user-oj9wo8he7n 9 күн бұрын
Gobez zhawey ketslelu fetari msaka ykun kab fikadu ayewtska btselotka hsebeni❤
@MikyasSamsom
@MikyasSamsom 16 күн бұрын
Good job 💪
@TigstyTilahun
@TigstyTilahun 13 күн бұрын
ቃልሂወት የሰማዓልና ካብ ፋቅሪ አምላክ አየውእፅእኩም የሕዋተይ
@Maranatatube1627
@Maranatatube1627 13 күн бұрын
Amen hafteye❤🙏
@user-nz4cx4fe1l
@user-nz4cx4fe1l 13 күн бұрын
Kale hiwet yesmealna haweye 🙏
@Maranatatube1627
@Maranatatube1627 13 күн бұрын
amen nkulatna zahaftey thanks...please don't forget to be our family
@MikialeHaylay-y4z
@MikialeHaylay-y4z 15 күн бұрын
ሰናይ እሁየ❤keep going🙏
@SOLYANA434
@SOLYANA434 16 күн бұрын
🥰💓👏
@fkadudesta3553
@fkadudesta3553 16 күн бұрын
ፅቡቅ እናቅረብካ ፀኒሕኻ ኣብ መጨረሻ ግን ብበረከት ፀይቅካያ።ከም ኣነ በረከት ፍፁም መምሰሊ ዝኾነ ኢ-ኦርቶዶክሳዊ(ተሃድሶ) ዘማሪ እየ በሃሊ ደራፊ ምዃኑ እየ ዝርድኦ።
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 16 күн бұрын
ኣበይ እሞ ከም ዘማሪ በረከት እናዘመሩ ካብ ዓለም ፍትወት ናብ ክርስቶስ ፍቅሪ እንተዝመልሱና እንታይ ገይሩ ተሃድሶ ትብልዎ ዋ ንእግዚአብሔር ስለ ልዘመረስ ተሃድሶ😢ከምዚ እናበልና ካብ ሰብ ካብ ኣምላክ ኣይነርሕቅ እንተኺእልና
@KibromYowhanss
@KibromYowhanss 15 күн бұрын
ብምንታይ መርትዖ ከምኡ ኢልካ ኣበይ ኣሎ ንደቂ መናእሰይ ዝጠቅም ዝምህር ዝምልስ ልቦና ዝገዝእ መዝሙር ዝሰርሐ መን እዩ እስከ ተሃድሶ ኢልካዮ በል ከምዚ ናገበርካ ብሰንኪ ኣጉል ኣተሓሳስባኻ ምክንያት ምጥፋእ ሰብ ከይትኸዉን ሓወይ ተጠንቀቅ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 15 күн бұрын
@@KibromYowhanss ናይ ብሓቂ ኬቢ ሓወይ ኣይሰርሑ ኣየስርሑ ዘሚሩ መንኣሰይ ናብ ኣምላክ ስለ ዘቅረበስ ተሃድሶ ይብሉ በቃ ብቻ ንዕኡስ ፀጋ እዩ ክብዝሓሉ ዋ❤
@KibromYowhanss
@KibromYowhanss 15 күн бұрын
@@dnglmaryameyarfutalbey1494 ትክክል ክበዝሓሉ እዩ ፀጋ 💖💖🙏
@adrianaarin652
@adrianaarin652 15 күн бұрын
​@@dnglmaryameyarfutalbey1494aye nskum xbah ngho rueskum ktednnu ekum dhan
@werkelulwerka
@werkelulwerka 15 күн бұрын
Ewa hka eye zbietol ezi emo reduie endeyu natena hatyat kemzelewo koynu tselmten berhann entay rekib alewo kilte ansar eyu
🔶 ኣገራሚ ዛዕባ | maranata tube | zemari bereket tikue #debesey @maggyshow
6:28
Maranata tube ማራናታ ቲዩብ
Рет қаралды 858
Slow motion boy #shorts by Tsuriki Show
00:14
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
Эффект Карбонаро и нестандартная коробка
01:00
История одного вокалиста
Рет қаралды 9 МЛН
Now THIS is entertainment! 🤣
00:59
America's Got Talent
Рет қаралды 39 МЛН
Самый Молодой Актёр Без Оскара 😂
00:13
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 10 МЛН
#ፈራሁ (ፈራሕኩ) #Orthodox_Tewahedo_Mezmur COVER @ዋይዜማ
8:18
WAYZEMA-ዋይዜማ
Рет қаралды 31 М.
አባ ገብረኪዳን '' የ ሀሰተኛ አጥማቂያን ጉድ '
21:54
ethio zetewahedo ez tube
Рет қаралды 54 М.
ትግርኛ tiktok
11:54
@አሹ የክር ጥበብ
Рет қаралды 17 М.
LEVITATING MAGIC REVEALED 😱😳
0:18
Milaad K
Рет қаралды 24 МЛН
I meet Mr.Beast
0:15
ARGEN
Рет қаралды 23 МЛН
Задержи дыхание дольше всех!
0:42
Аришнев
Рет қаралды 2,4 МЛН