እዘን ነጥብታት ዘማለአ ወዲ እንድሕር ኮይኑ ከይትኸስርዮ😱 ሓቀኛ ኣፍቃሪ ድዩ ብዘን ነጥብታት መዝንዮ👌

  Рет қаралды 2,348

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

abi habeshawit Tube ኣቢ ሓበሻዊት ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 72
@LmyaLm
@LmyaLm 17 күн бұрын
ስለ ኩሉ ነገር እግዚኣቢሄር ይመስገን ኩሉ ኣለዎ እዩ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ዝተባረከ ሓዳር ይግበረልና
@TeTe-h7b
@TeTe-h7b 16 күн бұрын
አትን ሰባት አነስ ዞም ሓሽዮም ዝጀናጀኖ ገለ ይስመዕኒ አብ ሰዉነተይ ሓደ አዩ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብ መሰንጀር ንላለ ዘለናሎ ቦታ አዉን ንምርካብ ብጣዕሚ አዩ ቀረባ ዳሓር ዓበድኩ ሓመምኩ አንዳበለ ዋላ ለይቲ ብር አቢሉ አዩ ዝድዉል ቀትሪ ስልኪ ተተደዊልኒ ካአም መንዪ ተዘይ ኮይኖ መንያ ዝብል አይወፁን ዳሓር ንሱ ዝብሎ ሱቅ ኢለ ይሰምዕ ነይረ ማለት ዕላሉ ከፍቅሮ ግን በጭራሽ አይመፅለይን ዳሓር ኩሉ ኩነታቱ ሪኢ ስቅ ክብል መሪፀ መጨረሽኡ ተስፊ ቆሪፅ ሐዚ አዉን መልሲ አይሃብክዉን ንዕቀት ድዩ ኢሉኒ ግን አነ አቲ ሓቂ ባዕሎ ከዉፅኦ አዪ ኢለ ስለ ዝሓሰብኩ አዩ ሱቅ መሪፀ ድሕሪ ናይ ዓመት ጅንጅን አንታይ ድዩ ኮይኖ መሲልክን ምስ ሓደ ዓርኩ አትሒ ዙ ሕራይ ተኢላትካ አነ ክቅፃዕ ኢሎዉ መጨረሻ ተስፊ ምስ ቆረፅ ነጊሩኒ ግርም አዩ ኢሉኒ አፍቂረ ተትከዉን ነይረከ አንታይ አዩ ኢለ አና ደቂ መዳመይ ድልዩት ሓዳር አንድዩ አብ ዝከወንን ዘይከዉንን ዘዉድቀና ዘሎ ግን ጠንኪርከን ተሰሪሕክን ሓዳር አይሳአንን ዓቅላማት ንኩን ዛጅግና ጎል ኩሉ አዩ ባሃጊአ አና ቀልጢፍና አይንአመን ሓፍትና ለ የቀንየልና አጅና ደቂ መዳም ንቅዲሚት የፈትወክን❤❤❤ አዩ ይቅርታ ፅሑፍ አብዚሐ።
@gfgffy8060
@gfgffy8060 16 күн бұрын
ይመስገን ፈጣሪ 🙏🙏🙏
@genet3442
@genet3442 17 күн бұрын
ኣቢተይ የቅንየና ዉቁብተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 17 күн бұрын
እዘይ ለማለእ ወዲ አሎ በጣዓሚ እዩ ዘፍቅረኒ አነ ካዓ ንካልእ የፍቅር
@AsqAsq-y4m
@AsqAsq-y4m 15 күн бұрын
ምሰ ሰደሩኡ ኣላለየኒ አዕረክቱ በዘሐ አየላለየኒ ዝኮነ ነገር ክገበር እዉን የማክረኒ ንሰኪኮ ኣደይ ሓፍተይ እኪ ሰበተይ ጠራይ የኮንኪ የበለኒ ኣበ ዓዲ እንደዩ ዘሎ ሓደ ሓደ ኣቁሑ እዉን ገዚኡ ኣሎ ናይ ተይነገረኒ ተመሰገን ካፈተን ዘነገረክየን ኣለዎ ባህረያት ግን የመለኦሎኦም እንበር ኣወዳት ሎሚ አይእሞኒ ኣቢ ሓፍተይ❤
@SemiraHaftu
@SemiraHaftu 16 күн бұрын
ኣምላኽ ከም ናተይ ዝበለ ኣፍቃሪ ይሃብክን የሕዋተይ❤
@ajibajib7989
@ajibajib7989 16 күн бұрын
amen
@BfhSer
@BfhSer 17 күн бұрын
ኣረ አቢይ ስኢነኪዶ አዊኒ ስልኪኪ
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 17 күн бұрын
ገና ከይቀረቡኒ እየ ብሎክ ዝግስሞምዋ እስኪ ክሰምዕ ካብ ሎሚ ክመዝነሉስ😂😂 ዝፈትዎ ዝነበርኩ መደብ ኣብየይ ቀፅልዮ ይጠቕመና እዩ ወለላይ❤
@ajibajib7989
@ajibajib7989 16 күн бұрын
ክክክክክክ
@SalamSalam-e3t
@SalamSalam-e3t 16 күн бұрын
ፅቡቕ መደብ ቀፅልዮ ኣቢየ ይጠቕመና እዩ
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 17 күн бұрын
ሓደ በራሕ ወዲ ነይሩ እዚአን ኩለን ዘማልእ ብሎክ ገሲመዮ😂 ተሞርዕዩ ዶ ይኾን😅 ኣነስ ትዕግስቲ ኣይብለይን ኣመኽንየ ብሎክ እየ ዘባርሮም ልበይ ዝመልአለይ ወዲ ኣጋጢሙኒ ዘይፈልጥ ዘረባ ወለደይ ድቃስ ከሊኡኒ ኣነ ድሌት ኣይብለይን😢 ልበይ ክፈርሖም መዓት እዩ ኣብየይ የቐንየልና❤❤❤
@faswelsfr1974
@faswelsfr1974 17 күн бұрын
😂😂😂😂
@Tyty112-ij7qm
@Tyty112-ij7qm 17 күн бұрын
በራሕ ያ😂😂
@ይሳካልይሆናልምኞቴ
@ይሳካልይሆናልምኞቴ 6 күн бұрын
በራሓት ሎዋሃት ይባሃሉ ኣምሊጥልኪ 👨‍🦲😂
@MashoGalber
@MashoGalber 17 күн бұрын
ንዳማመር ፍትዋተይ ክምልስ እየ ክሞት ፅሓፋለይ
@AmlesetNegasi
@AmlesetNegasi 16 күн бұрын
ደምረኪ አለኩ❤❤❤ መልሲ
@TitiGualAbrha-hv3je
@TitiGualAbrha-hv3je 17 күн бұрын
ኣብየይ የቀንየና ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤
@HalefomTesfau
@HalefomTesfau 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ቀደማይ
@DhvCbdv
@DhvCbdv 17 күн бұрын
Abiye des enabeleni semieyo zu huhabey kea kulen zemaleen koynu terekibu lbey arifuley bnatki mkri❤❤❤ ketsllu
@SelamGebrehiwet-e4c
@SelamGebrehiwet-e4c 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ይሳካልይሆናልምኞቴ
@ይሳካልይሆናልምኞቴ 6 күн бұрын
❤🎉🎉🎉
@tigraymymather7597
@tigraymymather7597 16 күн бұрын
እዚ ትብልዮ የለኺ ናይ ሳይነስ ውፅኢትን ናትና ባህልን ይፈላለ እዩ እስኪ ኣይናይ ሓበሻ እዩ ምስ ወለዱ ዘላሊ ኣይነይቲ ጓልያ ቅድሚ መርዓ ደፊራ ዓዲ ሓሙኣ ትላለ🤔 ቆይ ግን ሓበሻ እምበር ፈረንጂ ኣይኮናን እኮ ንሕና
@sarayan525
@sarayan525 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንኣምላከይ
@ተመስገንኣምላከይ 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tseguasfu-o4d
@Tseguasfu-o4d 17 күн бұрын
ናይ ኣቢ ተከታተልቲ ሰብስክራይብ ጋበሩለይ❤❤❤❤
@ሓረስታይትግራይtube
@ሓረስታይትግራይtube 17 күн бұрын
ድምራኒ ክምልስ እየ ብክልተ 🎉🎉🎉
@hdhxfjfipco7126
@hdhxfjfipco7126 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@DudhHdhd-q7j
@DudhHdhd-q7j 16 күн бұрын
ዝምሳይ ዘሎ ወዲ ካብዚአን 0 ዜሮ እዩ
@ጋልትግራ
@ጋልትግራ 17 күн бұрын
❤❤❤❤
@mlumeri2247
@mlumeri2247 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@HhdHd-sp9px
@HhdHd-sp9px 17 күн бұрын
ሕብሸይ ጥሕንካ ከማን ኣይስታካከሉይ😂😂😂😅
@ChchdGsfs
@ChchdGsfs 17 күн бұрын
😂😂😂 እኮ
@ዝፋን
@ዝፋን 17 күн бұрын
😂😂😂
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 17 күн бұрын
😂😁🤣
@AffectionateFloppyDisc-xg8zo
@AffectionateFloppyDisc-xg8zo 17 күн бұрын
ሓቂኪ ጎለይ😂😂😂😂
@nነኝ
@nነኝ 17 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@YedguYrdfu
@YedguYrdfu 17 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@سلامسلام-ث5ط6ج
@سلامسلام-ث5ط6ج 17 күн бұрын
የቅንልና ልበ ምሉ❤❤❤
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fugytfvstxgg5219
@fugytfvstxgg5219 17 күн бұрын
ናተስ ከመይኡ ኣይብልን ዓዲ እዪ ዘሎ እንታይ ምግባር የሐይሽ ንዒ ብቻ ይብል ምክርክን ለግሳለይ ካብንላለ ዓመት ጌርና ኣለና
@ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ
@ኪዳነምህረትአደይዋሕሰይ 15 күн бұрын
ሓፍተይ መዓረይ መጀመርያ ዕላማ ኪ አሳክዕ ንእሽተይ መንቀሳቀስኪ ሓዚ ወዲሎሞ ፍቅሪ ገንዘብ እዩ ዘለዎም ከይትሽወዲ መዓረይ
@TamkAhjns
@TamkAhjns 10 күн бұрын
አረ ከይትኸዲ ዝሓሰብክዮ ከየሳኻዕኺ
@FycTygf
@FycTygf 11 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞🥰🥰🥰
@ዓሳድዕባይምኸን
@ዓሳድዕባይምኸን 17 күн бұрын
ደሚራን ክምልስ እየ🥰
@aluTube-f2w
@aluTube-f2w 17 күн бұрын
ደምሩኒ ተጋሩዋይይ❤❤❤❤
@zafugaltewahdo
@zafugaltewahdo 16 күн бұрын
ደምራኒ ክቡራተይ ብ2ተ ክድምረክን እየ
@AmlesetNegasi
@AmlesetNegasi 16 күн бұрын
ደምረኪ አለኩ መልሲ
@سيمي-ط2ظ
@سيمي-ط2ظ 17 күн бұрын
12❤❤❤❤❤❤❤
@HiwiTube-s8q
@HiwiTube-s8q 17 күн бұрын
ደምሩኒ ተጋሩዋይ ክምልስ እየ
@LiliAmanial-s5g
@LiliAmanial-s5g 17 күн бұрын
ደሚረኪ መልሲ
@AmlesetNegasi
@AmlesetNegasi 16 күн бұрын
ደምረኪ አልኩ መልሲ
@Azeb-ዩቱብ
@Azeb-ዩቱብ 17 күн бұрын
ደምሩኒ ተጋዋይ ክምልሰ አየ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@AmlesetNegasi
@AmlesetNegasi 16 күн бұрын
❤ደምረኪ አልኩ መልሲ
@Azeb-ዩቱብ
@Azeb-ዩቱብ 16 күн бұрын
@AmlesetNegasi ደምረኪ አልኩ mearey❤💛❤️💛
@محمدمحمد-ز2ذ3ق
@محمدمحمد-ز2ذ3ق 17 күн бұрын
ኣቢ ሓበሻዊት መደብኪ ይካታተሎ እየ ኩሉ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ምሳኪ ኣብ ሓደ ዓዲ ኣለና ደሞ ይፈልጠኪ እየ እዛ መደብ እዚኣ ብፍላይ ንሱዑዲ ዘለና እያ ትምልከት ብበዝሒ ኣብዚ ዓዲ ዘሎ ዕርክነት ይታሓሓዝ ሓቀኛ ዘፍቅረኪ ወዲ ተኮይኑ ቅዲሚ መርዓና ንራከብ ኣይብለክን ትቢሊ ኣለኪ ንግዚኡ ጥራይ ዝደሊየኪ ዩ ንራከብ ዝብል ትብሊ ኣለኪ ከምኡ እንተኮይኑ እቶም ዝተራከቡ ውን ኣብ ጥርጥር ተእትውየን ኣለኪ ንኣብነት 2 ዓመት3 4 5 ብስልኪ ጥራይ ፀኒሖም ዝራከቡ ኣለው ሕጂ እዙይስ ሓቀኛ ደላይኪ ኣይኮን እልኪ ዲኪ ክትፍርዲ
@YdtHr
@YdtHr 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mmaa4178
@mmaa4178 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@SamerahSamerah-j4u
@SamerahSamerah-j4u 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MaMa-el7jq
@MaMa-el7jq 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉
@JrddHgfc
@JrddHgfc 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@عبدالرحمنالعماري-ن9ث
@عبدالرحمنالعماري-ن9ث 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Tete-sx2hg
@Tete-sx2hg 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@nነኝ
@nነኝ 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉
@Tete-sx2hg
@Tete-sx2hg 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Sarah-bd7je
@Sarah-bd7je 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@alanb3238
@alanb3238 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Ful Video ☝🏻☝🏻☝🏻
1:01
Arkeolog
Рет қаралды 14 МЛН
🦋ጋሽዬ እና ብሩኬ ተገናኙ ሀይሚ የትም አትሄድም አለው😭
30:13