ዘርኡ ገብረሊባኖስ (ኽቡር ዶ/ር) - ኣብ ቀዛሕታ ፖድካስት Kezahta Podcast - Zerue Gebrelibanos

  Рет қаралды 63,058

ቀዛሕታ Kezahta

ቀዛሕታ Kezahta

Күн бұрын

© Copyright: Laza Tigrigna Media And Communications
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
00:00 - መእተዊ
01:28 - ዘርኡ መን እዩ?
03:08 - ኣጀማምራ ስራሕ ንግዲ
09:59 - ሕልሚ ዘርኡ ገብረሊባኖስ
15:17 - ዘርኡን ምሃብን(ምልጋስን)
18:12 - ትምህርቲን ዘርኡን
26:11 - ዘይርሳዕ ተዘክሮ ስእነት
28:55 - ስለ ትግራይ
36:16 - ፀረ ዕብየት ተጋሩ
44:32 - ዘርኡ ኣብ ስራሕቲ ሕርሻ
47:37 - ዕውትነት ዘርኡ ቢዝነስ ግሩፕ
54:41 - ተሳትፎ መዘናግዒ
55:17 - ትምነያ ትግራይ
1:00:07 - ትግራይ ፓብሊክ ዲፕሎማሲ
1:03:25 - ናይ መወዳእታ መልእኽቲ ዘርኡ

Пікірлер: 591
@hailetesfay3313
@hailetesfay3313 4 ай бұрын
ሃፍተም እሞ ትሑትን ለጋስን እዱብን ሰብ ብፈጣሪ እግዚአብሔር ዝተዓደለ እዩ'ሞ ፤ ፈጣሪ ሙሉእ ጥዕናን ዕድመን ኣብዚሑ ይሃብኻ ብሩኽ ሓውና ።
@salm1910
@salm1910 4 ай бұрын
ትዕቢት ዘይብሉ ርኣይኒ ርኣይኒ ዘይብል ብዓል ልቦና አቤት ትዕድልቲ ❤❤❤❤ እግዚአብሔር ወሲኹ ይሃብኻ ደቅኻ አብ ቁምነገር የብፀሐልካ ፈጣሪ ትድነቅ ሰብ ኢኻ
@herilove7188
@herilove7188 4 ай бұрын
ሰብ ሃፍትን ነጋዶን ትግራይ ካብ ዘርኡ ክትማሃሩ ተስፍ ይገብር☝️
@tadeleasefaw
@tadeleasefaw 4 ай бұрын
በሓቂ
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 4 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና ዝኹሉ እንዳ ገበረ እዚ ኹሉ እንዳ ሃለዎስ ክንድዚ ትሕትና? መምህር ኩሉ ዓይነት ሂወት ኢኻ። ኣምላኽ ኣብዚሑ ይሃብካ!
@user-zi8sf9sx3g
@user-zi8sf9sx3g 4 ай бұрын
"ስም ይመርሕ ጥዋፍ ይበርህ"እምብር ዘርኡ ኢኻ ዘርእኻ ይባረኽ ብፈጣሪ🙏🎉❤❤❤💙💙
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 4 ай бұрын
ኣነ ዝስብኣይ ክሪኦ ከለኹስ ኣብ ገፁ ርህራሀ ትሕትና ኣብ ገፁ ይቅረፀልካ❤
@adugaltgray3831
@adugaltgray3831 4 ай бұрын
አቦ ህዝቢ ትግራይ❤ ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላክ አብዚሑ ይሃብካ🙏🙏🙏
@MaaanjJopnj-pg2bu
@MaaanjJopnj-pg2bu 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን
@kasechteklay4118
@kasechteklay4118 4 ай бұрын
ዘሩኡ ገብረሊባኖስ አብ ጋንታአፉሽም ጣብያ ሓድነት ቁሸት ደብረማዓር ዝብሃል ቦታ ተወሊዱ ዓብዩ ካል ኩሉ ትዝበሎ ሓቂ እዩ ባዕሉ ብፅፍሩ እዩ አብዚ በፂሑ ጅግና መርአያ ህዝቢ ትግራይ ንበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ከማካ ዝበለ የብዘሐልና
@awetashwoldeselassie6975
@awetashwoldeselassie6975 4 ай бұрын
አታ ጀግና ለጋስ ሩሕሩሕ ጥዑም ወሲኹ ወሲኹ ይሓብካ ዝጎደለ ይመለአልካ ዕድመን ጥዕናን ይሓብኻ ኩሉ ትግራዋይ ከማኻ ተዝኾን ትግራይ መሓለፈላ
@berhanegmichaelabay2282
@berhanegmichaelabay2282 4 ай бұрын
ንተግባር ስም ይመርሖ ከምዝበሃል ዘርኡ ብንኡሱ ዓብይ፣ ካብ ካልእ ዘይሃፍተመ ልዕሊ ካልእ ለጋስ እዩ'ሞ እዚ ኣቦ ብዙሓት ስኡናት ዝኾነ ዘርኡ እግዚኣብሄር ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
@user-gp7eg1yt3n
@user-gp7eg1yt3n 4 ай бұрын
ልመጀመርያ ግዜ ሙሉእ ኢንተርቪው ናይ ደኩተር ዘርኡ ሰሚዐ ሓሳባቱ ዕላምኡ ትሕትንኡ ደስ ክብለካ ፈጣሪ ዝሓሰብካዮ ኩሉ የሳኽዐልካ ❤❤🎉🎉
@user-dc1jz3mh9s
@user-dc1jz3mh9s 4 ай бұрын
ተባረክ ዕድመካ ይንዋሕ እንጀራካ ኣዕርዩ ይብዛሕ ዶክተረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@filmongebre2021
@filmongebre2021 4 ай бұрын
@Vcinlv23
@Vcinlv23 4 ай бұрын
🙏🙏🙏♥️
@rdfffegfr6136
@rdfffegfr6136 4 ай бұрын
አቤት ወዲ አንድቤት ትሕትና ትዕግስቲ መስተወዐሊ ኮታስ ኩሉ ነገር ዛማለእ እግዚአብሔር አምላኽ ዕድመን ጥዕናን የሃብኻ ሓልኻ ሓይሊ ፃፀ ግርማኻ ግርማ ለይቲ ዕድመኻ ዕድመ ማትሳላ ይግበረልኻ ናይ አብርሃም ቤት ይግበረልኻ ካብ ዓይኒ ሓሳድ ሓሳዳት ሕዋሓት ይምሓርኻ 🌿🌿🌿🌿🌾🌾🌾🌾🌾
@MeadaTsabat12
@MeadaTsabat12 4 ай бұрын
ከም ናትካ ኣተሓሳስባ ንኹሉ ተዝዕድሎ ፈጣሪ ሲ❤❤
@emebetmulu3152
@emebetmulu3152 4 ай бұрын
ዘርኡ ዘርእካ ይባረክ ጅግና ለጋስ ትግራዋይ❤️❤️❤️💛💛💛
@wozamdagnawredai4679
@wozamdagnawredai4679 4 ай бұрын
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 4 ай бұрын
D r ዘርኡዋይ 7+ ዘርእካ ይባረክ ኣቦ ዉፅዓት ሓቦኛ ትግራዋይ ከማካ የብዛሓዮም👑❤️💛
@user-wt5gh5ub2l
@user-wt5gh5ub2l 4 ай бұрын
ትሕትና ምስ ፈሪሃ እግዚኣብሄር እግዚኣብሄር ኣብዚ ደረጃ ኣብፂሑኒ ኢሉ ንፈጣሪኡ ዝዝክርሰብ እሞ ከኣ ሃፍታም ኮይኑ ካብዚ ዓይነት ሰብ ዘቅንእ ታይ ኣሎ ወሲኩ ፈጣሪ ይባርከልካ 🙏
@user-if3eq9iq4s
@user-if3eq9iq4s 4 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ደቂ ሓልላ መሬት 🎉🎉❤❤
@solomongselassie5435
@solomongselassie5435 4 ай бұрын
ዋው፣ ብስለት፣ ትሕትና፣ ቅንዕና፣ ልግሲ፣...ኣብ ሓደ ተጠሚሮም ዝተዓደልዎ ሰብ። ተባረኽ
@abadittsegay3303
@abadittsegay3303 4 ай бұрын
አጀወትኺ ትጎራይ!! ከም ዘርኡ ዝበሉ ጠዋሪ ፁጉማት መመሊስኪ ውለድልና!!!! ዕድመን ጢዕናን ተመነኹ!!!!
@tigraweytimama1174
@tigraweytimama1174 4 ай бұрын
ፈጣሪ ሐሳባት ልብካ የሰምረልካ ከሰምረልካ እዩ ካዓ❤❤❤❤
@herangetachew-dh5ip
@herangetachew-dh5ip 4 ай бұрын
ትገርም ሰብ ኢኻ ዝሓወይ እንኳዕ ናብዙይ አብፀሐካ መዓረይ ፈጣሪ አብዚሑ ይሀብካ
@teamegebrekurstos3489
@teamegebrekurstos3489 3 ай бұрын
ሃብ ክወሃበካ ዝባሃል እምነት ዘተግብር ዘሎ ጅግና እ/ሄር ፀጋኻ የብዛሓዮ!!!
@user-gd1bu4me4u
@user-gd1bu4me4u 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ አሜን❤❤❤❤
@LeltiHaileLeilte
@LeltiHaileLeilte 4 ай бұрын
አንታ ብከመይ ንግለፁ ዘርኡ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እንበር
@sollomon2172
@sollomon2172 4 ай бұрын
ትምኒተይ ትግራይ ከማኻ ዝመሰሉ ሰባት ክስስኑላ እዩ ዘርእኻ ይባረኽ ሓው
@qwerqwqwettqw8363
@qwerqwqwettqw8363 4 ай бұрын
ትዕድልት ጎደሎ ለይብሉ ውህብቶ ኣምላክ እዩ ብሓቅ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 👏👏👏
@yemanehaile6892
@yemanehaile6892 4 ай бұрын
ዘርኡ ናይ ባሓቂ ሙሩፅ ዘርኢ ትግራይ ኢኻ ክቡር እግዚአብሔር ጥዕንኻ ሂቡ ዕድሜኻ ኣንውሒ ምዕብልትን ፅብቅትን ተተካቢት ዘይኮነትስ ዋህቢትን ተካቢትን ትግራይ የርኢኻ ብደቅኻን ናብራኽን ታሓጎስ🙏 ቀዛሕታ'ውን ፍሉይ ውህብቶ ትግራይ ኢኻ በርቲዕኻ ቀፅለሉ👍
@user-nn1if7ze2y
@user-nn1if7ze2y 4 ай бұрын
ዋዉዉ ኣቤት ትዕድልቲ ፍልጠት ምስ ትሕትና ብሓቂ መምህር ትግራዋይ ኢኻ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ይሃብካ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 4 ай бұрын
ትሕትንኡ ደሰ ክብለካ 💖💖ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏 ኣቦ ውፅዓት ሓውና 🙏💖💖💖💖💖
@user-st3yo3ue2s
@user-st3yo3ue2s 4 ай бұрын
ዘርእኻ ይባረኽ ብሓቂ ቅንዑ ሰብ ❤🎉❤🎉❤
@user-mt1kx5kc4o
@user-mt1kx5kc4o 4 ай бұрын
እንተሰሪሕካን ዕላማ እንተልዩካ ለውጢ ዘይተምፀአሉ ምክንያት የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓውና😍🙏
@Nolaweher
@Nolaweher 4 ай бұрын
እግዚኣብሄር ካብዘለካ ኣብዚሑ ይባርካ ኩሉ ከማካ ተዘሓስብ ኣበይ ምተበፀሐ 。በዚ ናሰረቁ የዕንይዋ በዚ ድማ ችግራ ጉድኣታ ዝሕክም ናይ ክልተ ዓለም ሰባት ይገርም 😢
@user-xn8zx9ub6n
@user-xn8zx9ub6n 4 ай бұрын
ፅቡቕ ኣተሓሳስባ ምስ ፅቡቕ ኣተገባብራ ኣጣሚሩ ዝሓዘ ምሩፅ ትግራዋይ ❤❤❤❤
@Araya.wedikeshi
@Araya.wedikeshi 4 ай бұрын
ቀዛሕታ ነዚ ክቡር ሰብ ዘቕረብክሙልና ካብ ልቢ ነመስግን ተመሓይሹ ድማ አለኹም ሰብ ዓዲምካ ቃለ መሕተት ክትገብር ሓሳቡ ክሳብ ዝውድእ ትዕግስቲ ክህልወካ አለዎ አብዚአ ግን ዋው ማራ ደስ ይብል ብዝተረፈ ቀፅልሉ❤❤
@hafti.tekeste
@hafti.tekeste 4 ай бұрын
ናይ ዘርኡ ቃለ መሕተት ካብ ዝልቀቅ ኣትሒዙ ብዙሕ ኮሜንት ሪአ ብሓፈሻ ተጋሩ ኣይንሰርሕ ኣይነስርሕ ዓይነት ሰባት ኢና ዘርኡ ግን ምሳካ ማዓረ ዲና ተጋሩ ተባሂልና ክንፅዋዕ ናትናን ናትካን ትግራዋይነት ሐደ ድዩ የተሓሳስበኒሎ😂ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካኣሰርካ ክንክተል ኢና❤
@FhE-ed8pr
@FhE-ed8pr 3 күн бұрын
እግዛቤሄር ባዕሉ ይባርካ ዘርኡ
@Asa-zg7mi
@Asa-zg7mi 4 ай бұрын
ዎሱኹ ይሃብኻ ኣሜላክ ደማ ላሓገዝኻ ያንብርኻ ሕያዋይ ወድ ህዝብ ❤❤🙏🙏👏👏👏
@user-cf6ez6iq4u
@user-cf6ez6iq4u 4 ай бұрын
ተባረክ ባዓል ሰፊሕ ሕልና ዕድመኻ ነዊሕ እንጀራኻ ሰፊሕ ይግበሮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣቦ ህዝቢ ትግራይ ኣቦ ትሕትና ኣቦ ዓቅሊ ኣቦ ለዉሃት ልግሲ ንበረልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-jl2fr5nx9w
@user-jl2fr5nx9w 4 ай бұрын
ልዕሊኩሉ እቲ ትሕትንኡ ይኣክል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክኩቡር ሰብ❤❤
@MickyNnigusse
@MickyNnigusse 4 ай бұрын
የዳሀ አባት ሺ 1000 አመት ንሩልን የኔ ወንድም ሀብትህ ይጨምርልህ
@Succ.981
@Succ.981 2 күн бұрын
Egzabher edmenn tenann yhabka
@weldeweldu
@weldeweldu 4 ай бұрын
ቀዛሕታ ሚድያ ከምዚኦምዝበሉ ጀጋኑ ተጋሩ ብምቕራብካ ኣዝየ የመስግን። ንዶ/ር ዘርኡ ገብረ ሊባኖስ ድማ ናይዚ ዘመን ጀግና ፈሪሃ እግዚኣብሄር ዘለካ ንፁህ ትግራዋይ ብምኻንካ የቐንየልና።
@mulumulu3028
@mulumulu3028 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ለዋህ ሐውና ❤❤❤
@lemlemlili7110
@lemlemlili7110 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና 💛❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💛❤ዶ/ር ዘርኡ ሓውና የቅንየልና
@user-dp4ge3xb9u
@user-dp4ge3xb9u 4 ай бұрын
ዶ/ር ዘሩኡ ኣቦ ትሕትና ኣታ ናይ ትሕትና ኮሌጅ ኻፍትኻ ንዶ ኣምህረልናይ ዞም ሰብ ሃፉት😂😂😂ናይ ብሓቅ ልባም ኣስተዉዓል በት ዝተዉሃበካ ፀጋ ንትዕብት ተይኮነይ ንትሕትና ምጥቓምኻ በጣዕም የሖጉሲ እስካዕ ፍፃሜ ይግበረልኻ ሃቡ ክዉሃበኩም ይብለና ቅዱስ እግዚኣብሔር እት ተዉፁኦ እግዚኣብሔር ዕጽፍ ዕፅፋፃፉ ይወስኸልኻ ኣያዋና ብጣዕም የና ንፎትወካ❤❤
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 4 ай бұрын
ደኩተር ዘርኡ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሉእ ያሃብካ ኣቤት ትዕድልቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመ ያሃብካ ተሂብካ ኣምላክ ይህበካ ተጋሩዋይ ኣነሲ ፆሎት ክገበር ተለኩሲ መድሂን ኣለም ኣቦይ መልእ ኣብለሉ ዘይውዳእ ሃቦ እየ ዝብል ሓደ ነገር ትሕትንኡ ሓደ ሓደ ሃፍታማት ኣንሕና ደቂ ሰባት ንእሽተይ ሒዝና ኢና በጨጭ ንብል እዙይግን ኣምላክ ዘባረኮ እዩ ኣነኮ ብዝገበሮ ❤ጋል ዘርኡ እየ ዝብል ሰለ ዝፈትው በረከተይ ❤❤
@HamiTigrweyti-do2mi
@HamiTigrweyti-do2mi 4 ай бұрын
አረ ትሕትና ያአክ ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ዘርኡ ሊባኖስ💙🤴
@user-hl6wy1br5x
@user-hl6wy1br5x 4 ай бұрын
ባዓል ምሉእ ሕልና ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤❤❤❤
@haregewoiniabaye9780
@haregewoiniabaye9780 4 ай бұрын
Igziabher idemen tsinan yehabeka!! Abo saunat abo kulu hzbi tigrayan!! Thank you 🙏🏿💒✝️❤️💕
@mulugatebider1601
@mulugatebider1601 4 ай бұрын
በእውነት ነዉ የምላቹህ በትግራዋይንቴ ኩራት ልክ የለውም ትግራዋይ ምንም ቦታ ላይ ፍፁም ምርጥ ናችሁ ። እስካ ሀወይ ግና የ ገንዘብ ብቻ ሳይሆን የአእምሮ ሀብታም ነህ ። እስቴ ምርቅ ላድርግህ እንደ ሽማግሌ እንደ አሸን ብዝት በል ።
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 4 ай бұрын
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉእ ስድራኻ ንኽቡር ኣያ ትግራይ ዝኾንካ ሓውና ዶ/ር ዘርኡ ብጣዕሚ ርህሩህ መስተውዓሊ ከማኻ ዝበለ የብዝሕ:: እግዚኣብሄር ይሓልውካ!!!❤❤❤
@tomastomi2055
@tomastomi2055 4 ай бұрын
ዘርኢ ትግራይ 😍😍😍
@tadessekidane5523
@tadessekidane5523 4 ай бұрын
ደክተር ዘሪኡ ኣምላክ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ ትሕዝቶካ ይባርከልካ ጸዓራይንርትካን ቁኑዕልቦናካን ኣምላክ ይዕቅበልካ።
@temtugesese8620
@temtugesese8620 4 ай бұрын
Abo hezbi Tigray hero God bless you more and more zhawey ❤️💛❤️💛💪
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 4 ай бұрын
ትሁት ጀግና ተባረክ ዘሩ ዘርካ ይባረክ ሐወይ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ti6ru1ud6i
@user-ti6ru1ud6i 4 ай бұрын
ተመሰገንአሰይይይይይይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-es1ru3rx5z
@user-es1ru3rx5z 4 ай бұрын
ውይይይይ! ውሕልና ቃላት ተዓድልካ ጥዕና ምስ ዕድመ የዋርስካ ሙሉእ ዘይጉዱል ኮይኑ ናትካ /ንዘርኡ ገብረልባኖስ/
@ariamemun9576
@ariamemun9576 4 ай бұрын
ሰላም ኣብነታዊ መንእሰይ ጅግና ወዲ ትግራይ🇪🇷😍🙏
@leakemeresa4342
@leakemeresa4342 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ነመስግን ዘርኡ ንሰናይ ተግባርካ! ከም ህዝቢ አብ ፍልጠትን ንቅሐት እንተነተኩር አብ ህንፃ ጥራህ ዘትኮርና ይመስለኒ ።
@meri.Tgraweyti
@meri.Tgraweyti 4 ай бұрын
ሃፍትኻ ይባረኽ ኣቦ ህዝቢ💛❤
@haftayhagos3397
@haftayhagos3397 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩኽን ክቡሩን ዘርኡ ሓውና!❤
@Pasttest543
@Pasttest543 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ካብ ኩፍእ ነገራት ይሐልኻ , ፈጣርይ ምሳኻ ይኾን አሜን አሜን አሜን .......
@chernetbereket
@chernetbereket 4 ай бұрын
ዘርኡሽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ለጋስ ትሑት ሩሕሩሕ
@user-cx5wc2vd3p
@user-cx5wc2vd3p 4 ай бұрын
ናይካ ሃፍቲ ቅዱስ ሃፍቲ እዩ። ብዕድመን ብጥዕናን ኣምላክ ይሃብካ ❤❤❤😊😊😊😊
@user-en9bz4ff9t
@user-en9bz4ff9t 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤
@user-oy1wz6su1j
@user-oy1wz6su1j 4 ай бұрын
ዘርእካ ይባረክ
@awetafera2102
@awetafera2102 4 ай бұрын
ከም ሽሙ ተግባራዊ ዝኾነ ጅግና ዕላማ ተሃልይካ ኣብ ዝደለዮ ደረጃ ከም ትበፅሕ መርአያ ኢኻ🥰 ዝተለምኻዮ ንምፍፃም ፈጣሪ የሳኽዐልኻ🙏🙏🙏
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 4 ай бұрын
በረከት ስለልጋበዝካዮ የቀንየልና ዶ/ር ዘርኡ ኣብዚሑ ይባርካ ኣቦ ውፁዓት❤🎉
@user-gd1bu4me4u
@user-gd1bu4me4u 4 ай бұрын
ዘርእካ ይባረክ❤❤❤❤ ንዘላኣለም
@selam801
@selam801 4 ай бұрын
ዋው ትሕትንኡከ ክንደይ ደሰ ይብለኻ እዩ አቦ ውጽዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤😊
@Eleni-bz5mm
@Eleni-bz5mm 4 ай бұрын
Edmen tena abzhu Amlake yhabka abo tigray gelbtka genzbka ybarek ❤🙏
@dfdf851
@dfdf851 4 ай бұрын
ዘሩኡ ናይ ብሓቂ ዘርእካ ይበረክ ሩሁሩህን ቱሑትን በዓል ሙሉእ ሕልና❤
@user-hj5tt9pz3p
@user-hj5tt9pz3p 4 ай бұрын
ታዓዲልካ መሊኡ ዝሃበካ ፈጣሪ እዝኹሉ ሒዝካ ክንድዙይ ትሕትና ብሓቂ ናይ ኣምላኽ ሰብ ወሲኹ ወሳሲኹ ይሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ኣብ ከማኻ ምዉዳቑ ብርግፅ ኣብ ቦትኡ እዩ፡፡❤❤❤
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 4 ай бұрын
በስመአብ ትሕትንኡ❤
@user-kg8ei9bu8x
@user-kg8ei9bu8x 4 ай бұрын
ዒድመን ጥዒናን ያሃብካ እኒየካ ትሕትና ❤❤❤
@eseyasghebrhiwet
@eseyasghebrhiwet 4 ай бұрын
ቃላት ትስእነሉ መግለጺ ኣልቦ ተባረክ ብልሒ :ትሕትና :ልግሲ : ቅንዕና...ወዘተ ኣጆኻ ነባሪ ታሪክ ኢኻ ትሰርሕ ዘለካ መርኣያ ወይ ኣብነታዊ መንእሰይ ትግራይን ትግራውነትን ኩሉ ኣባካ'ሎ ኣጆና ኩሉ ዝካኣሎ ክገብር ሓላፍነታውን ግዴታውን'ዩ ቤኪ ውን ዝነኣድ ስራሕ ትሰርሕ ኣለካ ኮርዒ ዳ..ትግራውነት ይዓምብብ!!! ኣምላክ ኣቦታት ተጋሩ ይመስገን ትንሳኤና ግድን'ዩ!!
@user-im2zb3wx3u
@user-im2zb3wx3u 4 ай бұрын
ኣቤት ትሕትና ተገሪመ 🤔 ኣምላኽ ኣቢዚሑ ይባርኽካ 🙏
@sltan0030
@sltan0030 4 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ዝምነያ ትሚኒት ዝበለፅ ራኢ ዘልዋ በዓል ሃፍቲ ኩብር ሰብ❤❤❤
@SjhsdJrhrn-gj4bd
@SjhsdJrhrn-gj4bd 4 ай бұрын
ደ/ር ኣቦ ትግራይ ዘርኡ ገብረልባኖስ
@romanteka9844
@romanteka9844 4 ай бұрын
ከም ዘሩኡስ መን የዋህ ለጋስ ኣነውን ያምስግነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያ ትግራይ
@filmonberhane1475
@filmonberhane1475 4 ай бұрын
really proud of you the rally Tigraway Perfect person for the team of Tegaru.🎉🎉🎉
@mearigfisseha4108
@mearigfisseha4108 3 ай бұрын
ጅግና... ተምሳሌት ተጋሩ!
@mimikidane6288
@mimikidane6288 4 ай бұрын
ብርክ ኢሀ ብሰሩ ዘርኡ ብዝወፀሀዮ ይምለእልካ🙏💕
@astergebrtfeek2207
@astergebrtfeek2207 4 ай бұрын
Edmen tiena yhabka amlak ❤️💛🙏
@cherkosgebru6525
@cherkosgebru6525 4 ай бұрын
አያ ዉፅዓት ሓቦኛ ትግራዋይ 💞💞💞🙏🙏🙏
@Fsahakahase6275
@Fsahakahase6275 4 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ኩብር ኣየና ኣቦ ፅጉማት
@YoDaha
@YoDaha 4 ай бұрын
ብሓቂ ትሕትና ዘለዎ ወዲ ብጣዕሚ የቀንየልና ኣምላክ ዕድመ ምስጥዕና ይሀበልና ብጣዕሚ ነመስግን ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ኣቦ ውፁዕ
@tigraySebalwa16
@tigraySebalwa16 4 ай бұрын
Dr. Zerhu I am so proud of you zehawey❤️☮️. Your dedication to humanity and your pride of being Tigraway. May God bless you!
@user-jl8xn8mp9b
@user-jl8xn8mp9b 4 ай бұрын
ብሉፅን ትሑትን በዕል ሃፍቲ ዘረእኻ ይባረኸ
@helentewolde9492
@helentewolde9492 4 ай бұрын
Wow, what a humble and wise man. May God bless you . What you are doing is very inspirational.
@trustingod2549
@trustingod2549 4 ай бұрын
I totally agree. Our ppl are blessed to have him
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 4 ай бұрын
ጀግናን ህያወይን ለጋስ ሃውና ደ /ር ዘርኡ ገ /ሊባኖስ እግዚአብሔር መመሊሱ ጽግኡ የብዛሃልካ ደቅካን ሃዳርካ ዝተባረከ ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulawsurafel9691
@mulawsurafel9691 4 ай бұрын
ናይብሓቂ ብሱልን ቅኑዕን ፈታዊ ዓዲ!
@hiwotegebrekirose3316
@hiwotegebrekirose3316 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ጂግና እዩ ብሓቂ
@gurjabaelu6106
@gurjabaelu6106 4 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓዉ
@michealtsegay1256
@michealtsegay1256 4 ай бұрын
ጀግና ትግራዋይ ንህዝቡ ዝኸውን
@user-gv9sz9wp3w
@user-gv9sz9wp3w 4 ай бұрын
❤❤❤❤ዕድመይ ጥዕና ይሃብኻ ይሃብኻ ክብር ሓዉና አቱም ስባት እዛችግሪ ግዜ ክንደይ እያ አሪእያትና ብናይ ሓቅ❤❤ ዓድ ዳዑንዩ ዓድ ዳቁንዑን አሪእያትናን እዛ ግዜ❤❤❤
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 4 ай бұрын
ናይ ዉፃዓት ማእግሪ እግዚአብሔር አምላክ ኣብ ኩሉ እትገብሮ የስመረልካ❤🙏
@user-lm7jp2ql4p
@user-lm7jp2ql4p 4 ай бұрын
ዘርኡ ናይባሓቂ ንትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ዝተፈጠረ ትግራዎይ እድመን ጥዕናን ያሓቦ!
@FaGa-ux5vu
@FaGa-ux5vu 4 ай бұрын
ዘርእካ ይባረክ ዘርእዋይ ዋይ ትሕናካ ይገርም❤
@teklayfisaha22
@teklayfisaha22 4 ай бұрын
ክቡር ዶ/ር ዘርኡ ገብ/ኖስ ኣቦ ኣዶ ትግራይንኻሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር
Неприятная Встреча На Мосту - Полярная звезда #shorts
00:59
Полярная звезда - Kuzey Yıldızı
Рет қаралды 7 МЛН
ROCK PAPER SCISSOR! (55 MLN SUBS!) feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:19
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 23 МЛН
The day of the sea 🌊 🤣❤️ #demariki
00:22
Demariki
Рет қаралды 88 МЛН
ዳይና ላዛ  ኣይዶል  ምስግና  ገ/ሚካኤል ኣብ ቀዛሕታ
1:01:28
Что произошло в ресторане!
0:16
Victoria Portfolio
Рет қаралды 7 МЛН
🍁 СЭР ДА СЭР
0:11
Ка12 PRODUCTION
Рет қаралды 11 МЛН
Can this capsule save my life? 😱
0:50
A4
Рет қаралды 33 МЛН
小路飞被臭死啦!#海贼王#路飞
0:27
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 10 МЛН