ዘተ ኣብ ህልው ፖለቲካዊ ኩነት ክልል ትግራይ

  Рет қаралды 12,443

VOA Tigrigna

VOA Tigrigna

Күн бұрын

ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ኵናት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተፈላልዩ መድረኻት ብግልፂ ብማሕበራዊ ሚዲያ ኣቢሉ ይኹን ኣብ ኣኼባታት ሓሳባት ብግልፂ ክውሕዙ ይርኣዩ። ሓሓሊፉ ድማ እቲ ክትዕ ወይ ምልውዋጥ ሓሳባት ምርር ዝበለ’ዩ። እዚ ዘበገሶ ኣብ ገሊኡ ነቲ ኤሊት ዝኸፋፍል ስለ ዝኸውን ነቲ ማሕበረሰብ እውን ክኸፋፍል ይኽእል እዩ ይበዝሕ ኣሎ ክብሉ ብዙሓት ስኽፍቶም ክገልፁ ይስምዑ ኣለው።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::

Пікірлер: 45
@emahatsionyohannes2272
@emahatsionyohannes2272 3 ай бұрын
Anta gebre seb tewedi diyw nezom 2 hasema temtsi intay weriduka
@avielavi990
@avielavi990 3 ай бұрын
Knategna 🤮🤣🤣🤣
@eriascari8355
@eriascari8355 3 ай бұрын
😂😂😂 VOA = VOICE OF AGAME .HASEWTI SEREKTI DEKI SHERMUTA AGAME
@nicodemosfish3253
@nicodemosfish3253 3 ай бұрын
Kkkkkkkkkkk
@amanuelgebrenugus2604
@amanuelgebrenugus2604 3 ай бұрын
ህወሓት ንስልጣኑ ምበይ ንህዝቢ ትግራይ ኢሉ ሓሲቡ ኣይፈልጥን
@AAA-kc7jj
@AAA-kc7jj 3 ай бұрын
ከባብነት ናይ እንደርታ ሙሁራት ፀገም እዩ: ከም ኣምሓሩ ኣብ ኢትዯጵያ: ክልቲኦ ሓደ : "ኣያዋይ ዲኻ ኣብረኻ ንቤንኻ" ድረፉ
@tesfayetiffo623
@tesfayetiffo623 3 ай бұрын
if the loaded wheat in the sack is pure, who will switch to spoiled wheat?
@yosofewoldeyes1047
@yosofewoldeyes1047 3 ай бұрын
Isn't it tigrana Official language of eritrean? Why rhis ethiopian they have this tigrana plat form????
@berhaneweldu5367
@berhaneweldu5367 3 ай бұрын
ኣብ ትግራይ እተፈጸ ህ ል ቂ ት ወይ ጆኖሳይድ የለን ኣል ዩ እንተ ኮ ይ ኑ ድ ማ ብ ህ ወ ሓት ዝ ተፈጸ መ ኢዩ እዚ ንሰም ዖ ዘለ ና ስ ርቅ ን ዓ መ ጽ ን ቅ ትለ ትን መን ይ ፍ ጽ ሞ ኣሎ ::
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr 3 ай бұрын
ጓሐፍ ኢሪጥልያን ስለ ሀገርካ ግበር
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 3 ай бұрын
'ኣብዮታዊ ዴሞክራሲ' ናይ ደርጊ ብሄራዊ ዴሞክራሲያዊ ፕሮግራም መቐፀልታ እዩ። ብ ውፂኢቱ እውን ካፍቱ ናይ ደርጊ ብዝተፈለየ ሃፍቲ ሃገር ንወረርቲ ሰበስልጣናት ዝዳርግ እዩ። ምስ ትግራይ ዘራኽቦ የቡሉን።
@AlemAbraham-wq5et
@AlemAbraham-wq5et 3 ай бұрын
What are you talking now. A question of democracy is not a problem in Tigray. It is a question of existence. Will Tigray and the people of Tigray exist as a state or not?
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
ንዞም መርገም ስንቆምን ሽኹላትን በይዛካ " ሓሳባዊያን አይኮናን ግብራዊያን ኢና እትብል ወያኒታዊት ደርፊ ህወሓት ጋብዘልና ??? እምበር ካብዚኦምስ ተስፋ የብልናን እዞ ሕልመኛታት ኢተግባራዊያን ??2🤣🤣🤣
@kahsayftsum6952
@kahsayftsum6952 3 ай бұрын
ኸባቢያዊነት/ኣሌታዊነት ኣብ ትግራይ ማህበራዊ ይኹን ታሪካዊ መሰረት የብሉን ዝተበሃለ ሓቂ እዩ። ህወሓት ኸባቢያዊነት ኣብ ትግራይ ከም መሳርዕ መግዛዕቲ ተጠቒሙሉ እዩ። ርስቲ እንዳማቱ እናወረረ ገዘእቲ ናይ ማእኸል ዘይገበርዎ ገይሩ ደቀባት ኣብኪዩ እዩ። ዘይግባእ ስሚዒት ፈጢሩ እዩ። እዙይ ማለት ግን ኣብዚ ናይ ቀረባ ታሪኽና መሳፍንቲ ትግራይ ወገን ፈሊዮም ዝተዋግኡሉ ታሪኽ የብልናን ማለት ኣይኮነን። ህወሓት ግን በቱ ዱንቁርንኡን ክፋኡን ኣብ ዘሰክፍ ብርኪ ኣብፂሑዎ። ሓደ ክንከውን ተጋሩ ካፍቱ ናይ ህወሓት ኣተሓሳስባ ምልቓቖ የድለየና። ባዕሉን ኣሰራርሑኡን እምነቱን ወጊድ እንተይልና እቱ ሽግር ይፍታሕ። ትግራይና ሓደ ትኸውን። እቱ ጉዳይ ብጥልቀት ንርኣዮ። መፍትሒኡ ነናድይ። ሓደገኛ እዩ።
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
ገብረ በይዛካ አብ ዘለናሉ ህልዊ ኩነታትን ትግራይና ከመይ ነድሕናን ነሕዉያን ዝብሉ ህዝባዊያንን ፍታሕ ዘምፁኡ እምበር አብ ሕልሚ ዘለዉ መርገም ስንቆም እናምፃእኩም አይተደንቁሩና ? ዕዱማትካ ግዘ ዘሓለፎምን ዝመረቱን እዮም ???
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
እዞም ፖሎቲካ ንፈልጥ ኢና ዝብሉ ግዳ ዘይ መርገምን መረረን ክስን እምበር አሰር ህዝባዊ ሓልዮትን ፍታሕን ዘየብሎ ዘመናዊያን ራእስታት ብአነነት ዝሰኸሩ እናበዝሑ ይኸዱ አለዉ እሞ ህዝበይ ንዞም ተበለፅትን ካብ ኽዉንነት ወፂኦም ብጥቅስታት ዝዓወሩ ኢህዝባዊያን ተጠንቀቆም ?????
@meharinegash9424
@meharinegash9424 3 ай бұрын
ናይቶም ዝኸድዑ ከም ሚንጪ ትጥቀም ዘለኻ ጌጋ ሓበሬታ እዩ ንቲ ውድብ መፀለምታ ይኸውን ኢሎም ዝፀሓፍዎ እዩ ገብሩ ግደይ ባንዳ አረጋዊ ናይ ኹሎም ዝተዛብዓ ሓበሬታ እዩ። ብዝኸነ አብዚ ኢዋን ሚድያ ዝሓዝኹም ተጋሩ ህበይ ትግራይ ትሓይሽ ካባኹም ቡዙሕ ስለ ትዛረቡ ፍረ ነገር ዘለዎ መልእኽቲ ካብ ተሓልፉ ጀጋኑ መስልኹም ንምቅራብ ምስቲ ገባር ትግራይ ትነፃፀሩ ዘለኩም ርዲኢት አብ ትግራይ ንባር ሚድያ ናይ ምርካብ ዕድል ተትረክብ ነይሩ እን ሓሽና ኸብድና ንዓንግል ምደብረየኩም ነይሩ።
@SiyoumDagne
@SiyoumDagne 3 ай бұрын
አነ ኸልጊዘ ይብለኹ ህዝብ ትግራይ መራሄ መንግሥት እምበር ተመራሒ አይኮነን ስለዚህ በብቁሸቱ በብወረዳኡ ብዞባኡ ተወድቡ ክቃለስን ባዕሉ ዝእዝዞ ዝምእዝዞ ካብዚ ፀልማት ዘመን ዘስገግሮ መንግሥት ከቃቁም ተኸእሎ አለዎ እዩ በሃላይ እየ በዚ አንፈት እንተ ሰጉሙ እዩ ካብ ጥፍአት ክድህን ዝኽእል
@meharinegash9424
@meharinegash9424 3 ай бұрын
አንታ እስኻማ ጭሕምኻ እዩ ዝነውሓ እንበር ነዊሕ ሓሳብን ጭቡጥ ነገር የብልኻን። ከባብያዊ አብ ትግራይ ሓዚ ብስፍሓት ዝረኣየሉ ዘሎ ዘይልምድ እዩ ክሳብ ናይ ውድብ አመራርሓ ተዘይተረፈን ዝሳተፉሉ ዘለው ሕማቅ ተርእዮ እዩ። ግን ባዕልኹም አብዚ ውሽጢ ሕምቅ ስለ ዘለኹም ንምሽፋን ትምኩሩ አለኹም ከብ ትዛረብዎ ኹሉ መደባትኹም መሊስኹም ስምዕዎም።
@eriblood803
@eriblood803 3 ай бұрын
😂😂😂 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tihisuwu....degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@t.b4065
@t.b4065 3 ай бұрын
መንነቶም ዘሕፍሮም ትሕትነት ዝስምዖም ሊሂቃን ተጋሩ ሓሶትን ተንኮልን ዝዕጥቆም ናይ ሓሶት መማህራን ምሁራት ተጋሩ
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 3 ай бұрын
እቲ እትህትፍዎ ዘለኩም ዘይግዜኡን ዘይቦታኡን ዓፍራ እንዃዶ አብ ዕፅዋን ክባን መንግስቲ ዘየብላ ትግራይስ አብዛ ዓለምና ዘየለ ብልፅግናዊ ሕልሚ እዩ መሕፈሮ ??
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 3 ай бұрын
VOA ትግርኛ ወገንተኛ ኢኹም ንምንታይ ናይ ትግራይ Genocide አይፀብፀብክሙን።
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr 3 ай бұрын
መሬትና አብ ትሕቲ ወረርቲ እናሀለወ ህዝቢ መከራ እናበለዐ ስልጣና ይብእስ ኢሎም መራሕቲ ትግራይ ዘይሐፍሩ ሰባት
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
ህዋሓት ምልክት ክህደትን ናይተጋሩ ናይ ምራል ውድቀትን ውፂኢት እዩ። እቲ ቀዳማይ ፀላኢ ህዝቢ ትግራይ ድማ ንሱ ባዕሉ እዩ።
@ትግራይፈሮም365
@ትግራይፈሮም365 3 ай бұрын
ቪኦኤ የቐኔልና ይልመድኩም ቅድም ክብልስ ናይዞም በለዕቲ ስጋሰብ ጥራይ ኢኹም ነይርኹምዋ
@teamegidey5917
@teamegidey5917 3 ай бұрын
ገብረ መዝታባባዕ እዚመድረኽ ብምፍጣርኻ ልንአድ እዩ ሃምዚ ልበለ መድረኽ ክቑፅል ይግባእ
@danielgebreselassie7986
@danielgebreselassie7986 3 ай бұрын
It is sad and ugly poletics that Voa , BBC becoming a tigrian media. Servants always well served for destruction.
@josephjoseph9440
@josephjoseph9440 3 ай бұрын
Talk about western Tigray and the return of IDP to their homes instead of gossip mongers.
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 3 ай бұрын
The only remedy for tigreans Problem is sessetiom and feedom, unless we are liveing in tribulation,❤,
@gebrhiwetgebrmaskle3559
@gebrhiwetgebrmaskle3559 3 ай бұрын
ብ1979ፈረጂ ሙሁራት ተቃሊሰሞ ነይሮም ።
@gegerbashay719
@gegerbashay719 3 ай бұрын
ህውሓት ልሕዝቢ ትግራይ ከፅንት ልትዓጥቀ ውድብ ናይ ደቂ ዓድዋ እዩ
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ መራሕቱ ኢዩ ናብ ጸገም ዝኣትዉ።
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 3 ай бұрын
በትረ ፈረህ ተስፍኪሮስ ዱኹም ፅግዕተኝ
@futsumgful
@futsumgful 3 ай бұрын
This 2 Eritrean haters Agame
@EfremIsaias
@EfremIsaias 3 ай бұрын
ኣየ VOA ዑሱባት ኢሳያስ : ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራ ዝዝቲ መደብ ድኣ ዘይተቅ ርቡ : ዑሱባት ኢሳያስ !
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
ብኣምሓርኛ ዘይትዛረቡ ?።
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 3 ай бұрын
ካብ ይሃባ ዝትዎሃበ አጀንዳ
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 3 ай бұрын
በዐል ዞምቢ ንትግራይ ሞትን ህልቂትን እምበር እንታይ ሰናይ ከተምፁላ ?? ሚሊዮንን ፈረቓን ብላሽ ጠፊኦም።ንእሽቶ ፍልጠት ምስ ትዕቢትን ስስዐን ውፅኢቱ እዚ ዝረአናዮ ፅንተት ተጋሩ ኢዩ አሰዒቡ።
@AlemAbraham-wq5et
@AlemAbraham-wq5et 3 ай бұрын
Please stop it . This must be given in the university as a course . For the people of Tigray who need this type of discussion has no help.
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 3 ай бұрын
" ጠንካራ ? " ሓያል
@Mojo1132
@Mojo1132 3 ай бұрын
Tenkara= Tikur 2 hayal = hailegna 😊
@zuryashkassa4177
@zuryashkassa4177 3 ай бұрын
Great discussion .👍 Thank you VOA/Gebre.🙏 Those two are my favorites. Their opinions are civilized & educational.👌❤
@RobilRobil-t9w
@RobilRobil-t9w 3 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ 👍
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ
29:31
VOA Tigrigna
Рет қаралды 1,6 М.
How Strong is Tin Foil? 💪
00:26
Preston
Рет қаралды 136 МЛН
ወዲ ራያ
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 43
ተጋዳላይ ጋዜጠኛን ሰኣሊን - ቀዛሕታ
1:50:55
ቀዛሕታ Kezahta
Рет қаралды 6 М.