No video

ዘተ ኣብርሃም ወዲ ትግራይ ምስ ሜሮን

  Рет қаралды 39,661

MERON SAT ሜሮን ሳት

MERON SAT ሜሮን ሳት

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @meronsat7665
@DEHAY TV @ZENATIGRIGNA @zarafltet @solomedia9376 @AlenaWaltaHager @fnanappinfotech @DrSharonWoldu @neshnesh_show @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment @MahderPro @zomaychannel @erisat @eritv @meronsat

Пікірлер: 451
@meronsat7665
@meronsat7665 6 ай бұрын
ሜሮን ሳት ካብዚ ዘላቶ ንምዕባይ ኣባላታ ኬንኲም ክትዳጋገፍዎ ትደሊዩ ኣብዚ ሊንክ ኣትኩም ኣቲኹም ክትድግፍዋ ትክእሉ። ኣቀዲምና ነመስግን ። kzbin.info/door/ZIGu-tPHbIc6B9PsE4xNRQjoin
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 6 ай бұрын
Meron please please I am advise you choose people
@welduberhe-cs7sf
@welduberhe-cs7sf 6 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉😢
@abdayuabaygm2394
@abdayuabaygm2394 6 ай бұрын
ወዲ ጥልያን !!!
@Mesel860
@Mesel860 6 ай бұрын
Immediately ❤!
@Love_you_mo
@Love_you_mo 6 ай бұрын
Ykrieta gbereley mieri hawey eza natka medeb btami eye zfetwan zketatelan (1)kabti des zbleni kea wereket nay tena zelewom eye zetu eye eka tbl nmntay eka dea n abreham nay xluln xerfn wereket zelewo yetika kemu wn nay Eritrea atahasasba zeyblu 2 pac nmntay eka tedegagami tetwo zeleka: bejaka msnay ykreta tegediska melseley bitte 🙏
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ዓይነይይይይ ጂግና ኤርትራዊ❤🇪🇷♥️🇪🇷♥️🌹🌹
@teklitkflay2765
@teklitkflay2765 6 ай бұрын
አታ ጎሓፍ ሜሮን መጀመርያ ጆነሳይት እንታይ ማለት ዩ መሬትካ ተወሪሩ ህዝብኻ ክስደድ ዝገበሩኻ ክትእገድ ዝገበሩኻ ተጋሩ ዘይኮኑን
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 6 ай бұрын
🇪🇷🌹👍
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 6 ай бұрын
ምስ ተጋሩ አንታ ረብሓ ከይ ህሉ ከምዛ ወዲ ዓይኖም ዝበላ ብፈንጂ ምሕጻር አያ ምስ አዞም ልቢ ኣባሓጎታትናን ወለድና ቶግ ኣቢሎም ንሕናን ደቅናን ከይድገም😢😢😢
@natulove5882
@natulove5882 6 ай бұрын
Ane kea b électricité gierna knhaxra alena zbl mergezi hize 5year eye zkatae ms zkone seb
@peacelove1806
@peacelove1806 6 ай бұрын
ፈንጂ ክተክል ኢልካ ናብቲ ዶብ ዓድና ምጻእ እሞ እታ ፈንጂ ኣብ ነብስኻ ክንፍንጅራ ኢና
@shishayzemichaelhaile1699
@shishayzemichaelhaile1699 6 ай бұрын
@@peacelove1806 ክላ ኣበይ ኮለካ ተብትኮ
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 3 ай бұрын
ረብሓ ማ ኤሪትራ ዳኣም ረብሓና ማ ኣረአናኩም ኮ
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 6 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ማዕረ ክንደይ ኢኩም ኢቶም ኢርትራውያን ትባሃሉ፡እዚ ሰብ ኣብርሃም ድባሃል እንታይ ይብል ኣሎ፡ባሕሪ ናትና ኢዩ ድብል ደሎ፡ሕጊ ሕጊ ኢዩ፡ስለምንታይ ቅድሚ 98 ከምኡ ዘይብሉ ተጋሩ፡20 ዓመት መረት ኢርትራ ሒዝኩሞ ኣይሕመናን ድዩ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 6 ай бұрын
They know , they just want KZbin money
@christianc8012
@christianc8012 6 ай бұрын
Mitrin,meakorin felalikum zey tikulo agame komalat
@asterisayas8522
@asterisayas8522 6 ай бұрын
@debesay... እስቶም እንታይ ጌሮም እቶም ናሕና ኤርትራውያን እዮም ዘጽርፉና ዘለዎ
@ibrahimmohammed6403
@ibrahimmohammed6403 6 ай бұрын
Zetee mis Agame dema jemirkum mis beal adulis asseb Bahrii wzt zeblu mis beal abraham ashaa behama eway wirdet nejewis mehferat deqi ataroo........
@suea7762
@suea7762 6 ай бұрын
መሮን ብጣዕሚ ደስ ዘብል አገላልጻ ኢካ ጌርካ ነገር ግን ነዚ ወዲ ትርርን ምርር ዝበለ መልሲ የድልዮ። 2ይ ድማ ናይቲ ትግራዋይ ሐሳብ ጥራይ እዩ ተሸይጡ፣ እቶም ክልተሰባት ርኢቶ ኮነ ፣ ሕቶ ወይ መልሲ ንክቡ ዕድል እንተዝዋሃቦም ቡሉጽ ምኮነ! ምኩሕ ኤረትራዊ ብሙካንካ ይሕበነልካ🇪🇷♥️🇪🇷♥️🐪🐪🇪🇷
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 6 ай бұрын
ህግደፍ ቁኑዕ መስመር ተከቲሉ ኢዩ ድከይድ፡
@elisaabriha
@elisaabriha 6 ай бұрын
እንጣጢዕ ንዘርእ ኣሎና
@rona7755
@rona7755 6 ай бұрын
ጽባሕ እኮ ካልእ እዋን እዩ። ፍርዲ ናይዚ ኦም ድማ ግዜ ነዊሕ ኣይክወስድን፡ ትግራይ ፅባሕ ቅንዕ ክትብክእያ።
@kesetegeresus3121
@kesetegeresus3121 Күн бұрын
Waww ezi Abraham kamzi aytexabakuwon he is smart
@slm1341
@slm1341 6 ай бұрын
ጀኖሳይድ ብሓደ ወገን ነታ ሕልሚ ዓባይ ትግራይ ንምምስራት ትጠቅም እያ ተባሂሉ ዝተማህዘት ሜላ ህወሓት ክትከውን እንከላ።፡በቲ ካልእ ወገን ነቶም ብድሮናት ዝሃለቑ መሳኪን ትሕቲ ዕድመ ሰራዊት ትግራይን፡ነተ ግዳያት ተጋሩ ዝኹና ባዕላቶም ተጋሩ ዝፈጸምዎ ዓመጽ ደቂንስትዮ፡ካብ ሓላፍነት ከይሕተቱ መራሕቲ ወያነ ካብ ሓላፍነት ንምህዳም ዝመሃዝዋ ሽርሒ እያ።
@AmanualHumera
@AmanualHumera 6 ай бұрын
ንስኻ ብስደት ጆኖሳይድ ይፍፀመካ ዘሎ ከይፈለጥካ ከመይ ገይርካ ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ክትምስክር
@user-xr7fy4dh9i
@user-xr7fy4dh9i 4 ай бұрын
ክቡራት ተዛራብቲ ኣብ ገድሊ ብመጽናዕቲ ንኲሉ ንሃገር ክመርሑ ዝኽእሉ ደቂ ሃገር ኣብ ውግእ ኣብ ቅድሚት ኣእቲይስቶም ብተወሳኺ እንደገና ብድሕሪት ዝርሽኑ ብዙኃት ነበሩን ኣለዉን
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 6 ай бұрын
ስማዕ ኣንታ ትግራዋይ መጀመርያ ንስኹም ትሕተቱ ገበን ኣብ ስቪል ህዝቢ ንብረቶም ዘሪፍኩም። ኣብ ብዓል ባሬንቱ ንህዝቢ አርትራ ኩሉ ዓይነት በደላት ዝፊጸምኩም ብቐዳምነት ትሕተቱ ሰላም ዘምሩ ትግራይ ጆኖሳይት። ኣይ ተፍጸመን።
@user-ni7ky4tn8w
@user-ni7ky4tn8w 6 ай бұрын
Meron young intelligent man, Eritrea first.
@tesfayghebru9262
@tesfayghebru9262 6 ай бұрын
ጠስጣስ ዓጋመ ኣበይ እዩ ጆኖሳይድ ተገሩ! ክትወግኣና ምስ መጻክን ተከትኪትክን
@Tbebu2815
@Tbebu2815 6 ай бұрын
ልቢ ትግራይ ከም ዝባሃል ኣፎም ዝዛረብዎምን ልቦምን ነንበይኑ እዩ። 😅😅😅
@natsnetgrmay3729
@natsnetgrmay3729 6 ай бұрын
ክብረትካ ከይሓለኻ ክብረቱ ሓሊኻ ከተረድኦ ኣይትኽአልን ኢኻ ስለ ቲ ንሰላምን ን ሓባራዊ ዕቤትን ዝተዛረብካዮ ግን ንፉዕ
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 3 ай бұрын
ትግራይ ኣብ አርትራ የለይ ኣረትራይያን ግን ድት ግራይ ህንደይ ነጋደይ መቀለ መኾንይ ናበልዕ ናሰተየ ሓልፍ ኸዝ ድርእስና ድዋዕለ ኻድዓተ 😥
@muhammedomer3975
@muhammedomer3975 6 ай бұрын
ደቂ አረይ ሃገረይ በል ኩሉኻ ሃገር ሃገር ኢያ❤
@selamwoldegergish4015
@selamwoldegergish4015 6 ай бұрын
Etaye gedishewo bezaeba eritera zihatite zelo mene koyeno eyu zemeliselo zelewo 😢😢😢😢😢😢 zehezeni eyu mese zayemezaribeyom yezarebo alewo foeee oyasho
@cellam1960
@cellam1960 6 ай бұрын
ሕሳብ እንተ ተጌሩ ብወያነ ዝሀለቐ ሕዝቢ ኤርትራ ቑጽሪ የብሉን
@cellam1960
@cellam1960 6 ай бұрын
ኤርትራዊ ዝባሀል ሕዝቢ ንምጽናት ወያነ ዘይዃዐተቶ ጉድጓድ የለን ግን ጉድጓድ ንፈሐሪአ እያ
@mengsteabhabtegabir199
@mengsteabhabtegabir199 6 ай бұрын
ሜሪ ሓቢቢ ብጣሚ ጽቡቅ ሓሳብ ከም ብዓል ንስኻ ኢኹም ተድልዩና ኣብዚ ግዜ ሎሚ ንፉዕ so ቀጽሎ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና ደቂ ህዝባዊ ግንባር ❤❤❤🎉🎉🎉
@abebaderar8298
@abebaderar8298 6 ай бұрын
ወያነ ባዕሎም ዝፈጸምዎ እዩ ህዝቢ ትግራይ ዝምስክሮ ዘሎ እዩ
@user-yg3fg9ep6s
@user-yg3fg9ep6s 6 ай бұрын
ሃላይ ትግረዋይ ረኺቡ ሜሮን ጆኖሳይድ ደምሲሱ።
@TEAMETESFAY-sx1zy
@TEAMETESFAY-sx1zy 3 ай бұрын
እቲ ንሰላሳ ዓመት ኣብሊዕሊ ህዝብና ዝተኻየደ ህልቂትከ መንይኽፈሎ ሕተትዎ ነዚ ዓንጃል ኣብርሃም
@samuelfoto1113
@samuelfoto1113 5 ай бұрын
ሜሮን መሕጎስ፡ 99% እኮ ኢና ንሰማማዕ!
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 6 ай бұрын
ጂግና ወዲ ዓይኖም ጸባ ስተ ኣጆካ ፡ኢዚ ቆማል ዓጋመ ዕድል ኣይትሃብዎ፡እንታዲ ኡ ኣእቲዎ፡ጉዳይ ኢርትራ ን ኢርትራውያን ኢዩ ድምልከት፡ሰንኮፍ መልሲ ኣይትመልሱ ከም ኢርትራዊያን፡መሮን ዓቅምካ መልስ ጆነሳይድ ኣይተፈጸመን
@Wedizom123
@Wedizom123 6 ай бұрын
Abey emo bfenji kemhaxerkuma kitwdau neyrkum tiweda'adikum
@FiyoriShushay
@FiyoriShushay 6 ай бұрын
ቆማልስ እባ ንስኻ ሳላ ግዜ ተገልፅቁም ኣንቱም ደናቁር ናይ 21 ክ/ዘመን ማንካ ጀሪካን ትሰርቁ እሞ ባሕሪ ኣዘለዋ ቦታ ተቀሚጥኩም አንቱም ባዓል ሐጎሳ ሙፁፅላይ ሳዋ ጀልፋፋት
@user-li8yf8zi2m
@user-li8yf8zi2m 6 ай бұрын
ኣብርሽ ዕንጁሉ😂
@X5avatar
@X5avatar 6 ай бұрын
ሜሮን ኣብ ዘይቦታኻ ትርከብ ኣለኻ እልፊ ዓሊታውያን ን ህዝብታት ዝብትኑ ኣይተምጽኣዮም ክብርኻ ሓሉ ንስኻ በሊሕ መንእሰይ ኢኻ ክብርኻ ሓሉ
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 6 ай бұрын
ብኽልቲኡ ወገን ናይ ውግእ ውጽኢት እዩ።
@erina2932
@erina2932 6 ай бұрын
ወዲ ዓይኖም ን ኣብራሃም ኣዘሪጡዋ
@nejahnejah14
@nejahnejah14 6 ай бұрын
Haqi 👍
@simretafewerkitesfagergish1565
@simretafewerkitesfagergish1565 6 ай бұрын
ደቒ ኤረይ እዚ ኣብራሃም ትግራዋይ ኣብ ናቱ ኣጀንዳ ከእትወኩም ደሊዩ ዩ ።ምሊታሪ ኤርትራ ጌሮም ናይ ወያነ ወታሃደራት ዘጽነትዎም እምበር ብ ኤርትራ ወታሃደር ሓንቲ ኣይተገብረን።
@elisaabriha
@elisaabriha 6 ай бұрын
እቲ ምሳይል ናብ ኤርትራ ዝተካደ ከ ኣይተልዕልዎን ድኩም ንዓና ንምጻት እካዩ ተሓስቡ ነይሩ ሳላ ጅግና ሰራዊት ኤርትራ በርዕኑ
@Sgahe-c2z
@Sgahe-c2z 6 ай бұрын
ሜሮን👍💪🇪🇷 እዚ ትግራዋይ ዝርድኦ እንተኾይኑ ትኽክል ኢኻ ተዛሪብካዮ👍
@Dominicthewarrior
@Dominicthewarrior 6 ай бұрын
መሮን ብዛዕባ ካሕሳ ክዛረብ እንተኾይኑ ከምኤርትራ ፣ከምዚ አብርሃም ዝብሎዘሎ እንተኮይኑ፣ ምጽብጻብ እንተኮይኑ ትግራይ ኣብ ኢትዮፒያ ስለዘላ ተጋሩውን ብዙሕ ወንጀል ፈጺሞም ኢዮም፣ ስለዚህ ፣ሕሳ መን ኢዩ ዝሕተት ግብ ፍርድ የብጸሓና።
@elisaabriha
@elisaabriha 6 ай бұрын
ደቂ ት9 ብሄር 2 ሃይምኖት ደቂ ሓደ ኤርትራ እና
@AmanuelGhebrezghi-qy4xv
@AmanuelGhebrezghi-qy4xv 5 ай бұрын
ኣጋቮ ከ ካበይ እዩ ከይዱ ኣየ ንሱኩም ናትኩ ከይተጽኑዑስ ናምትኩ ኣብርሽ ብዕራይ
@eriasmara4218
@eriasmara4218 6 ай бұрын
ንወዲ ፡ ዐይነይ ፡ ሀቦ ፡ ነቲ ፡ ጀግና ፡ ✋🇪🇷🇪🇷
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 3 ай бұрын
አብርሃም ዝብልዎ ሐደ ጸማም እዩ ግዜኹም ብኾንቱ አይተሕልፉ ኮለል ከብሎኩም እዩ።
@elisaabriha
@elisaabriha 6 ай бұрын
እዋይ ነዚ ጌማሬ ሰብ ቆጽርኩሞስ ተዛረባብቅዎ ሕሱራት እኩም 😂😂😂😂😂
@habtemichaelgebreab267
@habtemichaelgebreab267 Ай бұрын
ካብ ዝሰምዓካ ሜሮን ንሙሉ ኤረትዊ የሕምካን ዓገብ አገብ አብ ቦታ ሰልጠነ አትኻ ሜሮን
@issayaskahsay979
@issayaskahsay979 6 ай бұрын
ሜሪ ናይ ኣያታትካ ወስድኪ በሊሕ ሰብ ጽቡቅ ኣረዳድኣ ቀጽሎ ሰባት ተናቃቅሕ ኣለካ 💪🏾
@HaniGile-lf8uw
@HaniGile-lf8uw 6 ай бұрын
ናይ ብሓቂ በሊሕ ሜሮን ኣብራሃም ክሃድም ካፍታ ዘረባ ሓሲቡ ሒዝካዮ 😹😹😹♥️👑🇪🇷🇪🇷😘😊
@weldegebrielredi43
@weldegebrielredi43 6 ай бұрын
❤❤❤ meron is intelgent young person
@dawityohannies1419
@dawityohannies1419 6 ай бұрын
ሜሮን ለኽባጥ ኮይንካ ለባም ለባም ትፃወት:: ንምንታይንአብርሃም ነዚ ገፋህ አፉ ትግራይ ምሳይል ክትሰድድ ዝኸፈእ ዝመፅእ ከምዘሎ ዝይትዛረብ::
@songohan7170
@songohan7170 6 ай бұрын
አብርሀም አጋሜ አቅሚ ዘብሉ ብጃካ ሀሷትን ህሥድና ዝፈልጥ ድራባይ ጥራይ አይኳነን ሏቁማጽ ከዳሚ እዩ !!
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 6 ай бұрын
ተጋሩ እዮም ክሳድ ዝቖርጹ ሓንቲ እግሪ ሓንቲ ኢድ ዝቖሮ መንድዩ።
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 6 ай бұрын
ሜሪ ኩልግዜ ክንፈልጦ ዘለና ጆኖሳይት ዝባሃል ንሓደ ህዝቢ ከተጥፎኦ ኢልካ ኣብልዕሊ እቲ ህዝቢ ዓቢ ንእሽተይ ጾታ ከይፈለካ በልማማ ዝግበር ምጽናት ብዓለት ትክረት ጌርካ እዚ ጆኖሳይት ይባሃል። ካቡኡ ሓሊፉ ግን ኣብ ኪናት ዘጋጥም ኣብቲ ከባቢ ኪናት ዘለዋ ዓድታት ምስዝጉዳኣ ንሓደ ምስቲ ጸላኢካ ይተሓባበር ኢልካ ንዝጠርጠርካዮ ዝውሰድ ስጉምትታት እዚ ጆኖሳይታ ኣይኮነን ግፍዕታት ተጌሩ እዩ ዝባሃል። ናኣብነት ኣብቲ ዝነበረ ካብ 1998-2000 ኣብ ዓድታት ኤርትራ ሰንዓፈ፡ ዓዲካላ ፡ተሰነይ፡ባሮንቱ ,,,,,ወዘተ ወያነ ምስኣተወ ኣብልዕሊ ተቀማጦ ናይቲ ዕድታት ዝወረደ ዓመጽን ዝምታን መቅታልን ተካይዱ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ግፍዕታትን ዓመጻትንተፈጺሙ ኔሩ እዚ ካኣ ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ሰባት ግፍዒ ተፈጺሙ ተባሂሉ ተሰኒዱ እምበር ዘየለ መልክዕ ጆኖሳይት ተጌሩ ኣይተበሃለን። ኣብ ትግራይ ውን ልክዕ ከምቲ ኣብኤርትራ ዘጋጠመ ኣብ ልዕሊ ሰለማዊ ሰብ ኣጋጡሙ ክከውን ይክእል እዩ ምክንያቱ ኣብኪናት ጽቡቅ ነገር ከምዘየለ ፍሉጥ እዩ እቲ ዘጋጠመ ሳዕቤን ኪናት ኣብ ሰለማዊ ሰብ ግን ብሰራዊት ኤርትራ ጥራይ ኢዩ ተፈጺሙ ክባሃል ግን ዕሽነት ጥራይ ኢዩ። እቲ ንገዛእ ወገኑ ብጋና ከህርም ንጋና ዝዓደመ ሰራዊት ኢትዮጵያን ኣቡኡ ከምዝነበረን ብጋና ሓው ዘህረመ ንህዝቡ ከበሳብስ ድሕር ከምዘይብል ዝላዓለ ግምት ክውሃቦን ብዝላዓለ ዝውቀስን ምካኑ ዘይምዝንጋዕ።ብዝያዳ ናብ ሰራዊት ኤርትራ ዝጥቆመሉ ምክንያት ድማ የለን እቲ ንገዛእ ህዝቡ ዝሃረመ ዝያዳ ታሓታቲ ምካኑ ዘይምዝንጋዕ ሰራዊት ኢትዮጵያ ልዕሊ ሰራዊት ኤርትራ ክባሃለሉን ክጻረን ክጽናዕን ዘልዎ ጉዳይ እዩ ።ሉዑል ግምት ክዋሃቦ ዘልዎ ድማ እዩ። በዚ ኮይኑ በቲ ግን ኪናት ዝፈጠሮ ዝኮነ ምምዝባልን ግፍዕታትን ከጋጥም ከምዝክእልን ርዱእ እዩ። ብሰንኪ እዚ ክኣ ግፍዕታት ምምዝባላትን ተፈጺሙ ክባሃል ይካኣል ።ጆኖሳይት ግን ትርጉም ጆኖሳይት ዘይትፈልጥ ተኮይንካ ጥራይ ኢካ ትብሎ። 👉👉👉ናኣብነት ኣብ ግዜ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ኣብዝነበረ ክንደይ ዓድታት ኤርትራ ነዲደን ቆልዓ ሰበይቲ ብታንኪ ተረጊጾም ኣብሓደ ለይቲ ኣማኢት ቆልዓ ሰበይቲ ብተመልከተለይ ተረሽኖም ናይዚ ኣብነት ኣቁርደት፡ወኪ፡ዖና፡ሕርጊጎ,,,, ወዘተ ዓድታትና ጃምላዊ ህልቂት ኣጋጢምወን ክንድዚ ዛክል መቅዘፍቲ ግን ጆኖሳይት ኣይተባሃለን ምክንያቱ ትርጉም ጆኖሳይት ስለዝርዳኣና እንይታ ዳኣ ፋሽሽታዊ ግፍዕታት እንዳበልና ንገልጾ።እዚ ዝተገበረ ግፍዕታት ዓሌት ቶኮር ዘይኮነ ብምስምስ ምስ ወንበዴ ትሓባቢርክን ዝተገበረ ስለዝኮነ ፋሽሽታዊ ግፍዕታት ተጌሩ እምበር ምጽናት ዓሊት ተጌሩ ኢልና ኣይንገልጾን ። ብዛዕባ ጆኖሳይት ዘይፈልጡ ተኮይኖም ግን ሂትለር ንኣይሁድ ዝገበሮ ተመልከቱ ሽዑ ክበርሃልኩም ምባሎም እዩ ። ጆኖሳይት እንዳበልኩም ግን ንህዝቢ ትግራይ ዘየሎ ጽሊኢ ኣይጎስግሱ ።
@AradomResom-jw6sy
@AradomResom-jw6sy 6 ай бұрын
Really 4 netbi
@mnasiehabtemaryam9050
@mnasiehabtemaryam9050 6 ай бұрын
ሜሮን ኩሉ ኣብ ኣብ ቲክቶክ ተዓዚበዮ እየ እዚ ናይ ዓርቢ መደብካ ግን ካብ ናይ ዝሕለፈ ጽቡቅ ኣተኣላልያ መደብ ዘልሓጥ ቢልካ ተራኢኒ ኣሎ NB: ጹቡቅ ጌርካ ተዓዘቦ ማዕብል ይመጻእካ ኣሎ ነዓኻ ንምዕናው ኢዪ። ጉጅለ ኢሰያስ ይኹን ቀንዲ ዕላማና! መንነት ዝብሉ ክኣ ከምቲ ንስካ ትብሎ ዝጠፈሹ ፖሎቲከኛታት ኢዮም።
@asterisayas8522
@asterisayas8522 6 ай бұрын
ስቅ በል ቆማል ዒጎ
@lulrbahri
@lulrbahri 6 ай бұрын
😢😢😢ኩሉ ግዜ ዶብ ምሕንጻጽ ክሰምዕ ከለኩ እቶም ምእንቲ ምድራን ባሕራን ዝወደቁ ኣቦታተይ ኣሕዋተይ ቅጅል ይብሉኒ እሞ ይነብዕ ክሳብ ሕጂ ኣብ መከራ ብኽያት ምህላውና ድማ ይስምዓኒ። የቀንየልና ሜሪ ሓወይ፡
@tihtinakibret845
@tihtinakibret845 6 ай бұрын
ሜሮን ዓቕሊ ዘለካ🫣
@mehreteabbirikti4923
@mehreteabbirikti4923 5 ай бұрын
ወጽዓን ጀኖሲይድን ሓደ ኣይኮነን
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 5 ай бұрын
ሐደ ሲዲ ኢኻ ሜሮን ንአብራሃም ደስ ዝብሎ ካብ ትዛረብ ኤርትራ ደም አብዕኩማ ኢኹም ዘይትብሎ።
@NetsinetTesfay-uo2np
@NetsinetTesfay-uo2np 6 ай бұрын
ኣንታ ሜሮን ሰብ ሲኢንካ ዲኻ ኣብረሃም ዝጸዋዕካ
@filimonyowhans1407
@filimonyowhans1407 6 ай бұрын
ናይዚ ትግራዋይ ዘረባ እመን ኣይትእመን ኢዩ ዘሎ ኣነ ብነብሰይ ቡዙሓት ካብቲ ኩናት ዝመጹ ሰብ ይፈልጥ ክሳብ ካብ መሻርፍና ዝሃብናዮም ኣለዉ ሕማቅ ድማ ክህሉው ይክል ኢዩ ነቲ ሕማቅ ጥራይ ኢዮም ዝዛረቡ
@hailomgoitom7179
@hailomgoitom7179 6 ай бұрын
ሜሮን ከልቢ ሓውዘን ❗️እዚ ደጋል ዓጋመ ኮለል የብለካ‼️ርሙስ
@paulosasmerom1404
@paulosasmerom1404 6 ай бұрын
ሜሮን ጽንዓት ይሃብካ ንዝዛረብ ጋውና ምጽዋርካ።በቲ ሓደ ካኣ ናይ ብሓቂ ኣድኒቐካ።ምኽንያቱ ነዚ ተጻዊርካ ወርቂ ዝኾነ ሓሳብ ሸይጥካልና።ካብዛ ቪድዮ ብወሑዱ 1000 ኤርትራውያን 100 ተጋሩን ነቒሑ ኢዩ በጥ ኢልካ ደቅስ ሕጂ።ጽባሕ ካኣ ከምኣ ትደግመና።I Love you wedi erey ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@debesaysereke8062
@debesaysereke8062 6 ай бұрын
ናይዚ ትግራዋይ ኣስተብህልሉ ንመሪሕነቱ ስለምንታይ ኢዩ ደይነቅፍ፡ኣስተውዕሉ
@elisaabriha
@elisaabriha 6 ай бұрын
ኣብራሃም ሓሳዊ ንመራሕትካ ሕተቶም
@rezanasfaha3145
@rezanasfaha3145 6 ай бұрын
ንልዕሊ ሰላሳ ዓመት ቅድሚ ኡ ውን ንህዝቢ ኤርትራ ደም ዘንባዕኩም ንስኹም ኢኹም ተጋሩ።
@munabryan16
@munabryan16 6 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏
@amanuelteame5440
@amanuelteame5440 6 ай бұрын
100% Eziom Nay Susatatt Aregtott tezewegadulna Ezi New Weledo Metredadea 60-70 Amet Selchiuna
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 6 ай бұрын
ስቕ በል ቶካን ኣስመራ ክትኣቱ ኣቕሽሽቲ ከይ ተረፉ ዓጢቖም
@ኣርሰናላዊ
@ኣርሰናላዊ 6 ай бұрын
ትኽክል
@raskeisar4049
@raskeisar4049 4 ай бұрын
ትግራይ ዚዕርዳ ጠባዊት መሸኒት ምዕራባውያን ጃንዳ ደአ ንኤርትራ ልዕሊ 20 ዓመት ጅሖ ሒዛ መን ከማይ ትብል ዝነበረት ወጭማድ ክልል፡ ተወጺዔ እንተበለት ክትሓፍር ጥራይዩ ዘለዋ።
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 6 ай бұрын
ተወዲኡ
@user-cc5cq4jz1h
@user-cc5cq4jz1h 6 ай бұрын
ኣብርሃም ጀበና ሐዘን😂😂😂😂
@micealmiki4053
@micealmiki4053 6 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ጆኖሳይድ እንታይ ማለት ምዃናውን ትርጉማ ኣጢፊኦማ እዮም፡
@alhadafgeneral5123
@alhadafgeneral5123 6 ай бұрын
There's a difference between war crime and genocide
@mulutesfamichael6304
@mulutesfamichael6304 6 ай бұрын
Keep up the great job! GoD bless Eritrea ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💖🤗👏
@RastaShop-bu8zp
@RastaShop-bu8zp 6 ай бұрын
ሓደ ትግራዋይ ን3 አርትራውያን መርገጺኹም በበይኑ እንታዩ ጸገምኩም ንስለ አርትራውነት ዘይትቃለሱ ምስ ሓንቲ ክልል ሃገር ትዝትዩ
@FreeEritreafromIssayas
@FreeEritreafromIssayas 6 ай бұрын
ኣንታ እዚ ወዲ ዓይኖም ዝብሃል እንታዩ ጦብሎቕ ጦብሎቕ ዝብል ዘይተሓተቶ ክምልስ ይፍትን።
@selamselam2754
@selamselam2754 6 ай бұрын
ጽልኣት ትግራይ ስለዘለዎ ጥር ኢሉ ትግራይ ትግራይ እዩ ዝብል
@akiyor3615
@akiyor3615 6 ай бұрын
ረስኒ ገሩሉ😂
@RedSeaAndAsebforeritrean
@RedSeaAndAsebforeritrean 6 ай бұрын
@@selamselam2754hasot bahlawi xwetakum eu
@RedSeaAndAsebforeritrean
@RedSeaAndAsebforeritrean 6 ай бұрын
@@akiyor3615hasot bahlawi xewetakum eu
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 6 ай бұрын
Halewlewe 🇪🇷🇪🇷😂😂
@-se9hk
@-se9hk 6 ай бұрын
ኣሰይይይ ኣነ ሓማሰነይት eye Thank you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@aneeri6921
@aneeri6921 6 ай бұрын
እዚ ትጽውዕዮ ዘለኪ ኣብ ኤርትራ ዶ ኣይኮነትን ትርከብ ሕጂ ከኣ ዞባ ማእከል ኢና ንፈልጥ
@akiyor3615
@akiyor3615 6 ай бұрын
ንስኪ ጓል ኣቦኪ ኢኪ። ካብ ሓማስየን መጽየ እዃ ከይትብሊ ጓል ሓማስየን።
@Mesel860
@Mesel860 6 ай бұрын
Merron bereket hagere Eritrea 🇪🇷 I follow to merronism!!! I stand with you my blood 🩸!!!!!! Eritrea first !!!
@ademetel8769
@ademetel8769 6 ай бұрын
ሚሮን ወዲ ኩሎም መንኢስያት ኤርትራዉያን ከምዚ ናትካ ንቅሓት ክህልዎም ይሚነ።
@user-bg3uh9mc1w
@user-bg3uh9mc1w 6 ай бұрын
ሜሮን ብዘይ ወገንነት ክብል'የ ዝደሊ። ተጋሩ እቲ ክፉእ ዘበለ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ካብ ጥንቲ ክሳብ ሕጂ ፈጺሞሞ እዮም። እዚ ናይ ትማሊ ዝኾነ ኸኣ፤ ጆኖሳይድ ይበልዎ ዓመጽ ...... ወዘተ 100% ባዕሎም ተጋሩ ንፖለቲካ ረብሓ ኢሎም ብስም ፋኖ፣ ሻዕብያን ፈደራልን ዝፈጸምዎ ክፍኣት'ዩ። ብሓቀኛ ሚዛን እንተተጸባጺብና'ሞ ተጋሩ ዕደኦም ኣብ ውሽጢ 500 ዓመታት' ውን ክኸፍልዎ ኣይክእሉን እዮም። ቅድሚታ ኲናት ምእጓዶም ፡ ልዕሊ 70 ሽሕ ገበነኛታት ተጋሩ ረንጀር ኤርትራ ኣልቢሶምን ኣዕጢቆምን- ኪዱ ኩሉ ገበንን ነውርን ዘበለ ብስም ኤርትራውያን ፈጽሙ ኢሎም ኣዋፊሮሞም እዮም ። ተጋሩ እታ ካብ ጥንቲ እከይ ግብሮም ንዓና ደኣ ለኪሞምና እምበር ኣይጠቀመቶምን። መዓልታዊ ነውርን ገበንን ምፍጻም ናይ ተጋሩ ሰረቶምን ባህሎምን'ዩ ። ነውርን ገበንን ፍጹም ኣብቲ ጽሩይ ኤርትራዊ የለን ንኻልኢት ውን ኣይሕሰብን። ብተግባር ኣብ ባይታ ንነዊሕ ስለዘለናዮ።
@awetangesom5320
@awetangesom5320 6 ай бұрын
ሜሮን እቲ ዝደልዮ እንተዘይ ኢልካ እቲ ናይ ህወሓት ዝነበረ ዝራብዕ እዩ ፖለቲከኛ ኣይኮነን
@bereketkibrom9716
@bereketkibrom9716 6 ай бұрын
እታ ጀኖሳይድ ትብል ቃል ብደምቢ ፍለጥዋ።. ጀኖሳይድ ኣብ ኤርትራ ኮነ ኣብ ትግራይ ኣይተፈጸመን።
@Akliludebesay
@Akliludebesay 6 ай бұрын
ሜሮን ኣብ ዘይምልከተካ መልሲ ኣይትሃቦ።ጆኖሳይድ ዝፈጸሙ ባዕላቶምዮም።እቲ ስእሊ ኣምጻሉ ሓደ ሓላፊኦም በልዎም ረሽንዎም ክብሉ ከለዉ።ኤርትራውያን ዝፈጸምዎ ጆኖሳይድ የለን።ኣብ ሕቡራት ሃገራትውን ተቐባልነት የብሉን።ናይ ኤርትራ ጉዳይ ንዓና ይምልከት ኣብርስሃም ድኣ መን ኮይኑዩ ክንድዚ ዋጋ ትህብዎ
@asmeretgurja9696
@asmeretgurja9696 6 ай бұрын
አብሃም ዓሻ እዩ አይታሐዞን እዩ ትሕትነት ናይ ዉድቀት አሎዎ
@user-ji8lz3kz1t
@user-ji8lz3kz1t 6 ай бұрын
ሜሮን ዓፋፍ ዝሐተካ ዘሎ ተረዲእካ መልስ አሕዋቶም ዋላ ሕጂ ባዕሎም ይደፍርዎን ኣለው
@elisaabriha
@elisaabriha 6 ай бұрын
እዚኦም ኮራኩር ወያነ እዮም ዕሱባት እዮም ደቃሉን ክኣ 😂😂😂😂😂😂
@user-ji8lz3kz1t
@user-ji8lz3kz1t 6 ай бұрын
እቲ ኣስታት 20 ዓመት ሕጊ ረጊጽኩም ንህዝቢና ዘንባዓኩም ዘክር
@nicenice9324
@nicenice9324 6 ай бұрын
ትክክል ኣነዉን ዶብና ሓንፂፅና ክነብር ኣለና ከም ጎራባብቲ
@lloveeritrea169
@lloveeritrea169 6 ай бұрын
ሰላም ኩቡራት የሕዋት ኣብዛ ትዕሉልዎ ዘለኩም ክልተ ማዓልቲ ብዛዕባ ዶብ ምሕንጻጽ ክትዛረቡ ሰሚዔኩም ንምካኑ ምሕንጻጽ ኮምሽን ዶም ብውዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ግዜ መለስ ተካይዱ እዩ ኣብ 18 June 2000 Algiers እዚ ኣብርሃም ዝብሎ ግጋ ኣሎ ጸረና ናብ ኤርትራ ተዋሂባ በድመ ናይ ጸዲቁ እዚ ደንከል ዝብሎ ግጋ ኣሎካ በሎ ኣብ ጎጉል ኣለካ በሎ ነዛ ጽሕፍቲ ብግቡእ ክትምልሰለይ ይላቦ
@hagosyohanns9443
@hagosyohanns9443 6 ай бұрын
ብልክዕ ሕኒኡ ፈዲዩ። ካሕሳ ማሕሳ ኣይትሕሰቦ፡ ትግራዋይ መሬት ኤርትራ ክረግጽ ኣይደልን የ ኣነ ከም ሰብ፡ ዘይምለስ ጥራሕ ዩ ክሰግር ዝክእል።
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 3 ай бұрын
ትሽፍንለኻል ደኡ ናእረትራ ፀገም ሃመይሎ ክጠፍአካ ኣይኾነይ እስኻ ዋ ኹሉ ድፈልጦ መንግስት እነአካ ዋ 😥
@natnaelmsigna6935
@natnaelmsigna6935 6 ай бұрын
ኣየ ኣብርሃም ጆክ እዩ ዘጸብቀልካ ብዛዕባ ፓሎቲካ ኣፍልጦ የብልካን
@kemalemey
@kemalemey 6 ай бұрын
ሜሪ በሊሕ መንእሰይ
@girmalemyohannes6636
@girmalemyohannes6636 6 ай бұрын
ኩሉ ትግራዋይ ስቪል ክዳን ይዋጋእ ነይሩ። ኩሉ ኣባል ትዲፍ ኢዩ። ንኤርትራ ንምኽሳስ ክጥዕሞም ምንእቲ ስቪል መሲሎም ቀሪቦም ክሕስው ይውዕሉ።
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 6 ай бұрын
እዚ ዓንጃል በጃካ ኣብዚ ኣይተምጽኣዮ። ኢትዮጵያ ኣብ ህዝቢ ኤርትራ ዘይእደን ግፍዒ ፈጺሞም እዮም።
@rezanasfaha3145
@rezanasfaha3145 6 ай бұрын
ሓሳዊ በሎ እዚ ትግራዋይ ሓሳዊ.
@rona7755
@rona7755 6 ай бұрын
ኣብራሃም ኣብ ካልእ ግዜ እትዛረቦ እኳ ቅጭ እንድዩ ዘምጻኣለይ ኔሩ ሎሚምዕልቲ ግን፡ ከም፡ኣምብሳ ኩዕንን ኢልካ ከም እንጣጢዕ ጫውጫው ኣቢልካዮም።
@welduesayas293
@welduesayas293 6 ай бұрын
Meron nab libkha temelesse mise mengestkha kun awet ne higdef 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Grmawi-tq6ec
@Grmawi-tq6ec 6 ай бұрын
ኣየ ሜሮን እንታይ ዓይነት ሰብ ኢካ ተቃዋሚ እየ ኣይትበል
@mulughetaandemeskel7182
@mulughetaandemeskel7182 6 ай бұрын
አታ ሜሮን ዲካ ትባሃል ዓቅምካ ዘይትገብር ፖሎቲካዊ ዓቅሚ እንድሕር ዘይብልካ ስቅ በል ኩሉ ንዝበለካ ምሳካ ይሰማማዕ እየ ጥራይ ትብል ። እስኪ ክሐተካ ይግባይ ዘይብሉ ቀያዲ ፍርዲ እንታይ ማለት እዩ፧?
@ghirmaiyohannes597
@ghirmaiyohannes597 6 ай бұрын
ድሕሪ ፍርዲ ፈጽሚ'ዩ፡፡ ዘረባ የለን፡
@user-hy3op6yx3t
@user-hy3op6yx3t 3 ай бұрын
ምሮን ምጀመረያ ይቅርታ ግን ሓንት ነገረ ክብለክ ደደሉ እዝ ትብለኻዮ ነገረ ተክክል የኾነይ ድህዝብ ትግራይ ድውረደ ፀገም እስኻ የኾነይ ሙሉአ ዓለም ደፈልጦ እዩ ግን ኣይትጋገ ቁስል ሰብ ኣይትጉዳ ወታዳር እርትራ ዓድ ዓድ ናዘሩ ናሓረድ ናዓመፁ ሓልፎም እዩ ግን ሓቅ ምዝራብ ኣደላይ እዩ 😥
@mohmadah3233
@mohmadah3233 6 ай бұрын
ሜሮን ኣታ ሓሳዊ
እዚ ጉዳይ ኣብ ኣስመራ ዝተመረቀ'ዩ።
38:04
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 13 М.
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 28 МЛН
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 20 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 9 МЛН
The Giant sleep in the town 👹🛏️🏡
00:24
Construction Site
Рет қаралды 20 МЛН
ዘተ ኤሪትራውያን #eritreatiktok #eritreanmovie#eritreanguayla
1:24:34
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 23 М.
New Ertrean Live TikTok //24//08//2024
1:07:29
ሳምና ሜድያ
Рет қаралды 12 М.
My Cheetos🍕PIZZA #cooking #shorts
00:43
BANKII
Рет қаралды 28 МЛН