ዘይሰምዐ ይስማዕ! ለከ ከምዚ ውን ኣሎ!

  Рет қаралды 17,132

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 193
@soligualagame
@soligualagame 22 сағат бұрын
ኣነስ ናይ እግዚአብሔር ትዕግስቲ ኢዩ ዝገርመኒ እዚ ንኣምላክነቱ ዝፈታትን ኢዩ ኣቤት ድፍረት ኣምላክ ኣቦይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና🙏😢
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom 21 сағат бұрын
እዚ ጠንቛላይ ኣነ ዘሕዝነ ኒ ናይቶም ኣሚኖም ዝኽተልዎ ኢዩ ዘሐዝን 😢
@SundiyanaSundu
@SundiyanaSundu 11 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና መምህር ስልጣን ከሰተ,ኣነ'ኮ ይገርመኒ'ዩ ካብቲ ናይ ኤፈሬምን ናይቶም ቀሽን ናይቶም ዝስዕብዎም ዘለዉ ብጣዕምዩ ዘስደምምኒ በየና መምዘኒ እዮም ቅኑዕ ምኻኑ ዝኣምንሉ ይሰውረና ካብዝስ ኣምላኽና ይቅረ ይበለልና🙏🙏🙏
@hayelomwelday7693
@hayelomwelday7693 10 сағат бұрын
ናይ በሓቅ ኣምላኽ ምስትውዓ ይሃበና
@alemdesta454
@alemdesta454 18 сағат бұрын
መጨረሸኦም የጸብቀሎም የጸብቀልና🤲😢
@yonasfishaye8241
@yonasfishaye8241 8 сағат бұрын
Amen( 3 )
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 3 сағат бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ሰልጣነ ሓወይ እግዚኦ ማሓረና ክርሰቶሰ😢 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢 እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ😢 እግዚአብሔር አምላኽ መሰተውዕሉ ልባና ይዓድሉኹም ዲኹልኹም 😢😢😢😢
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf 15 сағат бұрын
ሓጢአትና ገዲፍካ ተዓረቀና አታ ጎይታይ የሕዝኑ ብጣዕሚ 😢😢😢
@medhin8187
@medhin8187 21 сағат бұрын
ዝገብርዎ ኣይፈልጥዎን እሞ ይቕረ በለሎም "ቀዳሜ ሰማዕት ቅዱስ እስጢፋኖስ" ቃለ ሕይወት የስምዐልና ክቡር ሓዉና ። መወዳእታ ዘመን በጺሕና የሕዝን ። ዘጋለጾ ሓዉና ለ ፈጣሪ ዕድመ ይሃቦ ።
@slamhlkjjj930
@slamhlkjjj930 21 сағат бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን⛪✝️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️🌹🌹
@SgHu-y8t
@SgHu-y8t 5 сағат бұрын
ንገለ ሰባት ካብ ሃልሃልታ ሓዊ መንጢልኩም ናባይ ኣምጽእዎም ስለ ዝብል ተቃለሱ ኣይትትሓለሉ ዕድመጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣቢሀር ጽግኡ የብዝሓልኩኣመን
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 22 сағат бұрын
እግዚአብሔር መስተዉዐሊ ልቦና ይሃበና😢
@iamachildofbothofyou1425
@iamachildofbothofyou1425 Сағат бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ ኣየንብብን፡ጽንጽዋይ ደቂ ሰባት ምስማዕ ይሕሸኒ ዝበለ ወሎዶ እዚ ኸማን ክውሕዶ።ገና መጻወቲ ኹሉዮም ክኾኑ።
@የት
@የት 22 сағат бұрын
ሰላም ኣምላክ ምስ ኩልና ይኹን ክቡር ሓውና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ አሜን አሜን አሜን ብሓቃ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ብሓቂ ኣዝዩ ዘሐዝን ጊዜ ኢና በፂሕና ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክና ካብ ዘለናዮ ዝሙትን ጥፍኣትን ይሰውረና ናብ ልብና ይምለሰና የሐዝን ብሓቂ ኣምላክና ዓቃልን መሓርን እዩ ክሳብ ሐዚ ዝተዓገሰናን ዝፀረናን ክብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹኖ።አሜን ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና😢😢😢😢😢
@galmhrey
@galmhrey 22 сағат бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ❤
@tirhasabrha3406
@tirhasabrha3406 18 сағат бұрын
እዋይ በስማብ እታይ ዝኮነ ዝመን እዩ ኣምላክ ሉቦና ይሃበና 🙏🙏🙏
@Eri1991-love
@Eri1991-love 4 сағат бұрын
eziom amlak eiom kikonu deliom hawina shawl edmen xnan yhabka.
@blackwolf_11542
@blackwolf_11542 22 сағат бұрын
ረቂቅ ጠንቆሊ ማለት ኢዩ።ዝብኢ ይመጸካ ኣሎ በሎ ኣንጭዋ ትረኽቦ ጥንቆላ ኢዩ ነቶም ንቅሓት ዝጎደሎም ኣምላኽ ኣእምሮኦም ይኽፈቶ ኣምላኽ።
@teklabtesfation5213
@teklabtesfation5213 9 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓው❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 20 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስምአልና መምህረ ይ ናይእግዝኣብሔር ሓላል😢❤❤❤
@SEMWTEK
@SEMWTEK 18 сағат бұрын
ኣምላኽ ኣብኡ ዘለዉ የሕዋት መዋጽኦ ይፍጠረሎም እምበር ኣዚዮም ኣብኡ ኣብ ዓሚቕ እምነት እዮም ዘለዉ
@simretdawit9348
@simretdawit9348 Сағат бұрын
Amlak aboy balika meharena
@meazayayney6076
@meazayayney6076 20 сағат бұрын
በስመ ስላሴ መጀመርያ ስውራን ከም ሽሞም ንማንም መላኽዒ ዝረኣዩ ኣይኮንን ደሓር ከኣ ብኣካል ዝርኣኔ ናሃለና መስቀል ከ ከሚካል ድዩ ሕብስቲ ከ መዓር ከ ስለዚ ወይ ቀሪብካ ምርኣይ ወይ ከኣ ንዐዳጋ ንላይክ ተኾንካ ከኣ ሸቅጥ ከም ዓለምካ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 15 сағат бұрын
ኦ ኣምላከይ ይቅር በለልና ኣነ ግን ዝገርመኒ እዘን ሳዓብቲ እኮእየን ዝገዳ መስምዒ ዘይብለን😢🙏🙏🙏
@fanushaile697
@fanushaile697 11 сағат бұрын
ቃለ ሂወት የስምኣልና ዓይኒ ልቦናኦም ይኽፈተሎም
@SmilingGouldianFinch-uy8li
@SmilingGouldianFinch-uy8li 10 сағат бұрын
ኣነስ ይገርመኒ ኣሎ ብሰንኪ ዳህላክ ኢኩም ትዛረቡ ዘለኩም እሳ ከ ደኣ ነቲ ቅዱስ ማህፀን እምኒ የእትዋሉ ክትብል እንከላ ኣበይ ነይርኩም መሕፈራት
@kisanettesfatsion7882
@kisanettesfatsion7882 4 сағат бұрын
ብስመ ስላሴ ሰላም ይሕዋተይ ከመይ ቀኒኩም , ኣንታ ሓወይ ካብ ስቅ ኢልካ ናብዚ ተቀይሩ ካብትብል ንስካ ምሽ ሰባኪ ኢካ ትብል ሙሉእ ማዓልቲ ኣብላይ ተገቲሩ ይምህር ምስ ኣሎ ሓቅነት ተሊካ ፊትንፊት ዘይትረክ ቦ ጽባሕ ንግሆ ኩላትኩም መሃርቲ ትብሉ ብእግዛብሄር ሕቶ ኣለኩም ።ሓቅነት ተሊካ ፊት ንፊት ሕተት ወይ ከኣ ሓደ ማዓልቲ ቅጾሮ ናይ ሰብ ሓልዮት ተሊካ ።
@AaAa-n6o8q
@AaAa-n6o8q 6 сағат бұрын
ብጣዕም ጎበዝ ቀፅለሉ እዝሓወ ❤❤
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 7 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤ይገርም
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 5 сағат бұрын
ዋይ 😢😢😢😢😢
@ሻሎምተዋህዶ
@ሻሎምተዋህዶ 22 сағат бұрын
Aye we kibri yekuno niamlak 🙏 Emanu aytemanu gudayna aykonen 👈 are bereket malisu yu jahjah zebl zelo🙏❤️✝️🌷🌷🌷🌷🌷
@abimesfun
@abimesfun 5 сағат бұрын
Kale hiwet yesmalna
@yonasmichael2889
@yonasmichael2889 9 сағат бұрын
Kbret yehabelna Shetawnti Zerakumna 🙏
@zeresenaygebredngl8989
@zeresenaygebredngl8989 8 сағат бұрын
Efrem keshi Mikael wedi tserona koynu mebzahtu ndekianstio zemen koynu kabzia ente wexiekn kthama ekin edabele yhzen
@zeresenaygebredngl8989
@zeresenaygebredngl8989 8 сағат бұрын
Enda atalele
@Teakusurahwa
@Teakusurahwa 6 сағат бұрын
Oh Amlak Aboy kab Melagexti Sebat Sewreni
@HailomGoitom
@HailomGoitom 16 сағат бұрын
ኦ ህዝበይ ኣስተውዕሉ
@ሮቤልደሳለ
@ሮቤልደሳለ 9 сағат бұрын
ኣታ ህዝበ ክርስታን ብማፋታት ባዓል እፍሬም ካብትሽዎድ ንቤተክርስታን ተኸተላ ሰናይ ድማ ግበር።ፈጣሪ ጽላተ ሙሴየ እጸጳጦስ ዘሲና ዝኣክል ህቡካ ኸንሱ ንምታይ ግለ ሰባት ትኽተል?
@FithawiFisahaye-m4w
@FithawiFisahaye-m4w 21 сағат бұрын
እንኾዕ ብሰላም መጻእኩም ቃል ህይወት የስምዓልና፣ ነዛ መልእክቲ ተንብቡ ዘለኩም ኣምላክ ሓሳብ ልብኩም ይፈጽመልኩም ካብ ክፉእ ይሓልኩም ጸጋ ኣብ ልዕል ጸጋ ይዓድለኩም፣ ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ መንፈሳዊት ቻነል ኦርቶዶክሳዉያን ኣሕዋተይ ዝኮንኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የሕዋተይ ዋላ ሓደ ገንዘብ ኣይክፈሎን እዩ።
@abimesfun
@abimesfun 5 сағат бұрын
Kal hiwet yesmalna
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 20 сағат бұрын
እግዝእዮ ማሓረና ክሪስቶስ(3) በእንተ እግዝእትነ ማሪያም ማሓረና ክሪስቶስ/3/እግዝኣብሀር ኣምላኽ ይቅር ይበለና 😭😭😭😭😭😭😭 ናይዝ ክብር ሓዊና ናይ ዩቱብ ልንክ ኣቅምጠልና ሳብስክራይብ ንገብረሉ ❤❤❤❤
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 20 сағат бұрын
አቤት ጎታ ሆይ የቅር በለኝ ልቦና ይስጠኝ እንዴት ስያሳዝናል ብእውነት😢😢😢
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 11 сағат бұрын
Betam😭
@اريامعبدالله-س3و
@اريامعبدالله-س3و 20 сағат бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና 🙏😢
@Acnt12
@Acnt12 17 сағат бұрын
😭😭hafitey abzi atiya ala
@BrhanTemesgen
@BrhanTemesgen 17 сағат бұрын
Msm slasie teqetqet kiyse,Amlak aboy yqre belelna bejaka bayni mhretka temtena 😢😢😢😢
@simretkesete9505
@simretkesete9505 11 сағат бұрын
Kal hiwet yesmaln kubur hawna 🙏 🙏 🙏 egziabhr nab libom yemlsom
@KayaSahibinden
@KayaSahibinden 20 сағат бұрын
ካብ ሰማይ ሓዊ ተውረዱ ክማን ኣይንኣምንን እዚ ግዜ ትንቢት ዝፍጸመሉ እንበር ተኣምራት ዝግበረሉ ኣይኮነን
@HshHd-j3o
@HshHd-j3o 20 сағат бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ እምበርከ ክሳብ ሐዚ ንኤፍሬም ዝክተል ህዝቢ ኣሎ ድዩ እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ እዩ ዘብል
@ZaydTubeዛይድ
@ZaydTubeዛይድ 18 сағат бұрын
መምህረይ❤❤❤🎉🎉🎉
@ተመስገን-ዘ2ገ
@ተመስገን-ዘ2ገ 22 сағат бұрын
ቃልሂወትየሰመዐል🙏🙏🙏
@musemamilove4519
@musemamilove4519 8 сағат бұрын
እቶም ዝኽተልዎ የሕዝኑ 😢 ጉዴ ውእቱ
@EfrataNguse
@EfrataNguse 3 сағат бұрын
❤❤❤😢😢
@RahwaYemane-o6k
@RahwaYemane-o6k 22 сағат бұрын
ግን ሲ እንታይ ንከዉን ኣለና እዎው እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦና ይክፈተልና እንታይ ይብሃል ኮይኑ
@NatsnetDawit
@NatsnetDawit 4 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ክወግሕእዩ-ጠ5ፐ
@ክወግሕእዩ-ጠ5ፐ 7 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢
@kinghazomo6270
@kinghazomo6270 17 сағат бұрын
ሰላም ነዓካ ይኩን ዝክበርካ ሐወይ ክረክበካ ደሊየ ነይረ ብክመይ ክረክበካ ይክእል?
@kbromtesfay7100
@kbromtesfay7100 4 сағат бұрын
Mewedatana yexebkelna
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 6 сағат бұрын
😢😢🙏🥰🥰🥰🙏🙏🙏
@salm4735
@salm4735 5 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😢😢😢
@kabilyonas2299
@kabilyonas2299 21 сағат бұрын
ህጂ ግን ዓለማውያን ኣብ ልዕለኩም ክንትስእ ኢና ምክንያቱ መን ከምዘጥፋኣና ፈሊጥና ኣለና ብኣካን ብ ካሳሁን ደርግን ክንጅምር ኢና ምቅጥቃጥኩም
@fekareyuegziabhier8330
@fekareyuegziabhier8330 20 сағат бұрын
ኣብኣ ትዴኻ ኣብ ህዋ ሰለል ከብለካየ 😂
@ደስታ-ፃዲቅ
@ደስታ-ፃዲቅ 18 сағат бұрын
ዋይይ እወዶ ሕርርር 😅😅
@ደስታ-ፃዲቅ
@ደስታ-ፃዲቅ 18 сағат бұрын
​@fekareyuegziabhier8330ስልጣነይ ኩሉ ዝሃበካ እግዚአብሔር አምላክ ❤🎉🎉🎉
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 11 сағат бұрын
Abet Egzabhier kndmntay aqli eyu zelewo
@Selemawit278
@Selemawit278 22 сағат бұрын
አምላክ ናብ ልቦና ይምለሶም😢
@msrat-w8e
@msrat-w8e 4 сағат бұрын
😢😢😢😢😢
@BiriktiHaile
@BiriktiHaile 13 сағат бұрын
Memhrey enqa be selam mexka qale hiwet yesmalna egzabhir aboy 😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤
@genetmehari8120
@genetmehari8120 11 сағат бұрын
Ezigyo meharena krusttos 🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
@efremhaliemikael2191
@efremhaliemikael2191 11 сағат бұрын
Haqeya semu wedi shawel zebel zelo Diyqon Efrem yebhal
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 11 сағат бұрын
ወዲ ሻውል ካልእ እዩ ዲያቆን ኤፍረም ዝባሃል ካኣ ካልእ እዩ
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 20 сағат бұрын
ብሓቂ ተን ስዓብቱ ከሕዝና 😢😢
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد 6 сағат бұрын
ብስሩ ባ ቤተሰብ የብለንን ድየን ከሕዝናኻ መሊሰን ከዓ የሕርቃኻ መስተውዓሊ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
@kibrombeyene4259
@kibrombeyene4259 9 сағат бұрын
Besmeab beweld menfes qudus fexemti tinbit aygberena Atom seabtom ke qurub aemro yeblomn dyom
@nati8121
@nati8121 19 сағат бұрын
EGZABEHER YIQRE YIBELELINA💙🙏🏽💙🙏🏽
@henosmeles5059
@henosmeles5059 11 сағат бұрын
Ageb tebelnia ab ety live zelwu yexerfunia eten meshu koynom zewedeswio gen hatan eyiom
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 19 сағат бұрын
ኣምላክ ምስትውዓል ይሃቦም
@biniamtekle-m8h
@biniamtekle-m8h 14 сағат бұрын
ግርም ሓቂ ኣይኮነን ኢልካ ክትኩንን ከለካ አቲ ሓቂ ምሳካ ኣሎ ማለትዩ ተዘይኮነ ንስካ ስለ ዘይፈለጥካ ንሱውን ኣይፈልጥን ማለት ኣይኮነን
@GdhfggHgtjhg
@GdhfggHgtjhg 21 сағат бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉ሰላም ሰላም❤❤❤🎉🎉
@Ads-h5k
@Ads-h5k 7 сағат бұрын
ewayyy hizibena nabey getsu eu zikeyd zelo amlak aboy nay liboniom milesom ufff hatiat
@Mengstab-b3c
@Mengstab-b3c 21 сағат бұрын
ኣነ ዝሕዝነኒ እቶም ንዑዑ ዝክተልዎ እዩ። ኤውሮፓ ወይ ምዕራብ ሃገራት ዝተረግመ እዩ ናይ ሰይጣም እዩ እንዳበለ ንየሕዋቶም ከምዘይየትውዎምን ናብ ኤውሮፓ ንክመጹ ክሕግዝዎም ከም ዘይብሎም እዩ ዝምህሮም ሕጂ ክንደይ የሕዋቶም ኣብ ኣፍሪቃ ኮይኖም ይጭነቁ ኣለው። ኣነ ብዙሓት ሰባት ከምኡ ዝበሉኒ ኣለው። ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።
@MehurTesfahanes
@MehurTesfahanes 20 сағат бұрын
Eway Entay tezareb aleka ezi seb da ablashiwom malet eyu eko 😢ezom azmadey ab natu yktelu teray keykonu ane africa eye zeleku
@Rahwa-nn8gw
@Rahwa-nn8gw 10 сағат бұрын
ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ክንደይ ሓዳርዉን ብኡኡ ፈሪሱዩ
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد 5 сағат бұрын
​@@MehurTesfahanesይመሓሮም ባ
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 21 сағат бұрын
ኣታ ግደፉና እዚኣ ዲጋ ዓዲ ሃሎ እያ ክኽክክክክክ 💔💔💔
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 11 сағат бұрын
ነዞን ደቀ ኣንስትዮ ጥራይ እዮም ዝጻወትሎም ንምታይ ስ ብትፍጥሮ ድኩማት ሰል ዝኮና
@sammiku5970
@sammiku5970 10 сағат бұрын
Eway dfret besmam
@meronmilen1956
@meronmilen1956 11 сағат бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እቲ እምነትኩም ክንደይ ትሃምኩ ሰይታን ትራይ ተኣምር ከም ዝገብር ትኣምኑ። ማእረ ክንድዚ ንሰይታን ኣብ ሃንጎልኩም ንሰይታን እድል ትህብዎ ኣምላክ ኣብ ሰብ ሃዲሩ ተኣምር ከም ዝገብር ክትፈልቱ ኣይ ትክእሉን።
@Sirakdawit470
@Sirakdawit470 12 сағат бұрын
Ata serihka zeytbelee suqu elka halewlow tbl
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 11 сағат бұрын
Etom zsebwo ygedu 😢
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 21 сағат бұрын
Bsamam keab kemaz tfiat ydhenin memhrey betem dfre eu et seb Gen ay semean ey ❤❤❤
@TsegezeabFtwi
@TsegezeabFtwi 9 сағат бұрын
ካብ በለካ ዘኽዓካ ወንጌል ዘይትምህረና ወደይ
@musemamilove4519
@musemamilove4519 8 сағат бұрын
ካብቲ ኤፍሬም ዘጥፊኦ ዘሎ ህዝቢ ምድሓን ዝዓቢ ወንጌል ኣሎ ድዩ 🤔? ወንጌልኮ ንህዝቢ ንምድሓን እዩ ዝስበኽ
@astergoitom4836
@astergoitom4836 22 сағат бұрын
😭😭😭😭egzabher Amlak yekre yeblna ezgyo 😭🙏🙏🙏
@mielatgebremkael17
@mielatgebremkael17 21 сағат бұрын
egzabher ane lbonana ykftelna naka kea xegeu ybzhalka kubur haw
@Sami_yengus_lj
@Sami_yengus_lj 22 сағат бұрын
😢
@DevidEslingDevi
@DevidEslingDevi 4 сағат бұрын
ልክዕ ከምዙ ናይ ዓሶ ክኒና
@jonhamad8742
@jonhamad8742 7 сағат бұрын
ወይዛ ጦንቃሊት ተረኺባ ሎሚ ስሒውቲ ሪኢሲ
@laylaal7008
@laylaal7008 5 сағат бұрын
😂 ክስሕቅ ዶ ክበኪ ዛም ዝስዕቡ ዘለዉ ዝገርመኒ ዘሎ
@AmenaAm-c5d
@AmenaAm-c5d 22 сағат бұрын
ዋይዋይ በስማአብ መወረድኻ ማዕልት ዋይ😢😢😢😮😮😮
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 15 сағат бұрын
Abyet mstwual yhabena ahwat😢
@RahwaYemane-o6k
@RahwaYemane-o6k 22 сағат бұрын
ግን ሲ እፍሮም ሓዉና ኣይከኣልካዮን እዚ ዘይከዉን ሰብ እንዳረኣየኩም ገለ ደርቢኩሞስ ግሩም ባ ናብ ወይኒ ተቀይሩ እሂ ባ ንስኩም መን እኩም
@EtuFukvd
@EtuFukvd 22 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@amareshiferaw
@amareshiferaw 14 сағат бұрын
ኤፍሬ ያለዉ እስራኤል ነው ውይን የሚቀየረው እንግሊዝ ነው
@Muler_Tigraweti
@Muler_Tigraweti 22 сағат бұрын
*_ይገርም ከአዩ መሕዘኒ😢_*
@GolWejerat
@GolWejerat 22 сағат бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 11 сағат бұрын
እዚ ጸማምም ህዝቢ ምስማዕ ኣቢና እዩ
@dawitteame-k5p
@dawitteame-k5p 19 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kabilyonas2299
@kabilyonas2299 21 сағат бұрын
ኣታ ኣይትሓሱ ባኣይ ጌራ ትዛረብ ዝበለትካ የላን ሕልኩስ ኣብቲ ማሕበር ዘለው ኮንቱውዳሴ ከይኮኖም ኣይዘረቡን ወላ እቱ እምኒ ናብ ወርቂ ክቅየር ከሎ ሪኤ እየ ኣነ ግን ኤፍረም ኣብ ገዙኡ ኣይኮነን ተቀይሩ ኪድ ሪኢካ እመን
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 11 сағат бұрын
ኣቲ ድክምቲ ፍጥረት መዋጾ ይፍተረልኪ
@abrahamzemlu7921
@abrahamzemlu7921 11 сағат бұрын
ኣቲ ድክምቲ ፍጥረት መዋጾ ይፍጠረልኪ ግንዝቲ
@Asmara-oneEri
@Asmara-oneEri 11 сағат бұрын
😂
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد 5 сағат бұрын
ኣይይይ መሕዘንቲ ቤተሰብስ ይህልውኹም ዶ ይኾን ተከተልቲ ኤፍሮም እግዘአብሄር መዋፅእቲ ይፍጠረልኹም ዋይይይ መርገም😭😭😭
@tumzgimedhane52
@tumzgimedhane52 16 сағат бұрын
ኤፋር ዕዋላ
@bitubini2
@bitubini2 11 сағат бұрын
Ane zgermeni naytom ziktelwom sebat eu
@angosommuhur5337
@angosommuhur5337 14 сағат бұрын
Anta gele lbom tedefinom eyom Hansab xeba keyrna yblwom weini keirna yblwom Awaxo yfterelom
እዚኣ ሰሚዕና ናብ ኩሉ ሼር ንበላ!
30:21
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 2,3 М.
ካብዚ ንመሃር!
18:20
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 4,3 М.
....... ንኢየሱስ ዳግማይ ንሰቕሎ ኣሎና......
17:34
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 9 М.
ኣባ ጓይላ ቀርኒ ኣፍሪቃ // ርሑስ ልደት. ...
29:07
Eritrea nEritrawiyan
Рет қаралды 628
GIZE LEKULU PART 14 | ግዜ ለኩሉ ክፋል 14
50:14
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 10 М.