ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን ቲቲ ኣፍቃሪተይ 2ይን ናይ መወዳእታን ክፋል

  Рет қаралды 30,113

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 25
@saarebereket2539
@saarebereket2539 Жыл бұрын
ድርባይ ኣደ ጓልካ ገዲፍካስ ካልእ ጓል ተመርዒኻ።ጉሓፍ
@Azmarino-r7y
@Azmarino-r7y Жыл бұрын
ኣስሜ ኣይትጥፋኣና ባ ጎጎሮካ ማራ'ዪ ኬፍ ዝህበኒ ኣብዚ ወርሒ ግን ጠፊኢካ ቀኒካ
@feqarfeqar1943
@feqarfeqar1943 Жыл бұрын
Dongikumnaa bejakum
@SirakMicheal-wd4vj
@SirakMicheal-wd4vj Жыл бұрын
Guaf zanta amtsekum entay kenmahr eski kabzya, nezi derbay mekanu ye zefelet. Sensur yeblkum gele yebelkum entay meat u
@olivatutokris1212
@olivatutokris1212 Жыл бұрын
ዛራ ፍልጠት፡ ጠፊእኩም፡ ቀልጥፊኩም ምጹ!!
@wedierey638
@wedierey638 Жыл бұрын
ከመይ ዓይነት ፍጥረት አዩ ወደይ፡ ብሓይሊ ምስ ኣዲኣ ተማኺሩ ተተማላሊሱ ተጋሲሱ ኣጥኒስዋ ከይኣክል ገዲፍዋ ፍቕሪ ዶ ገለ አሉ ናብ ካሊአ ተመሮዩ።ብሓቂ ሕማቕ ሰብ።መመኽነታ አኻ ተጠቂምካሉ ቦኽሪ ኣፍቃሪተይ ሓማተይ ትብል ዘለኻ ምኽንያቱ ኣደ ጓልካ አያ። ከይእጥነስካያ ከለኻ ኢኻ ከሙ ኪትቢል ትኽአል።በሓቂ በዲልካያ ነታ ቖልዓ ናኣደ ጓልካ ኪትምርዕ ነሩካ ናይ በሓቂ ዘጋጠመ አንተኮይኑ።
@dawitazin1590
@dawitazin1590 Жыл бұрын
ኣብዛ ታሪክ ብዙሕ ግዜ ፍቅሪ ዝብል ቃላት ሰሚዓ ፍቅሪ ከመይ ድዩ እዚ ባዓል ታሪክ ማለት ናይ ብሓቒ ታሪክ እንተ ዳኣ ኮይኑ ምስ እዘን ኩለን ዝጠቀሰን ደቂ ኣንስትዮ ፍቅሪ ዝባሃል ኣይሓዞን እንታይ ዳኣ ዝነበሮ ዕድመ ንእሽተይ ስለ ዝነበረ ብኩሉ ኣብ ከባቢካ ዘሎ ሰብ ተፈታዊ ናይ ምኮን ድሌት ኣብ ቤት ትምህርቲ ኣብ ገዛካ ኣብ ቦታ ስራሕ ኮታ ኣብ ኣካባቢካ ዘሎ ሰብ ተፈታዊ ናይ ምኮን ድሌት ኢዩ ግን እቲ ፍቅሪ ዝበሎ ነገር ብፍጹም ክከዉን ኣይክእልን ኢዩ ግደፍዎ እሞ ነተን ኣፍቂረየን ዝብለን ዘሎ ኣደን ጎልን ነታ ኣብ ከባቢ ስርሑ ዝተላለያ ናይ ሃይማኖት ሰብ ዉን ፍቅሪ ዝባሃል ኣይነበሮን እንታይ ዳኣ ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ተጠማቲ ናይ ምኮን ሕማም ተታሒዙ ኔሩ እዚ ካኣ ብቀሊሉ ዝገድፍ ሕማም ኣይኮነን እዚ ኩል ክጽሕፍ ዝገደደኒ ብዙሓት ሰባ ታሪክና ኢሎም ዝጽሕፍዎ ሱቅ ኢልካ ናይ ሂንዲ ( indian film ) እንዳ መሰለ ፍቅሪ ፍቅሪ ፍቅሪ kkkkkkk ሓቅነት ዘይብሉ thx
@lileymehari8157
@lileymehari8157 Жыл бұрын
Wedi mamas gudam ika enuqai nay fetari xebeki❤
@kasay67
@kasay67 Жыл бұрын
ዝገርም ዛንታ።
@ብተስፉምንባር
@ብተስፉምንባር Жыл бұрын
ናይ ወዲ ማማ ነገር ፍቅሪ ኣይኮነን፡ሃነይነታን እዩ፡ዕብዳን ሐንሳብ እንተጀሚርካ ሕማም'ዩ።ይሰውረና
@ሰላምማዓልቲ
@ሰላምማዓልቲ Жыл бұрын
ኣብ Alemci ክንደይ ዓይነት ሰብ ኣምላክ ዘይፈርሕ መጠረሽታ ግን ኣቲ ጡዑይ ሰብ ጉዳይ ycown ሄለን ሕጅስ መስክነይቲ ገዳይ coyna
@merhawymulu658
@merhawymulu658 Жыл бұрын
Heji ne sebytu kulu eti haqi negirwa malt deyu
@zebibtekietekie6072
@zebibtekietekie6072 Жыл бұрын
እዋይ ሾንኮለል እዋይ 😭 ወዲ ክንደይ ዓመት እዩ ሞ, እዚ ሃነይነይታ እዩ እምበር ፍቕሪ ኣይኮነን 😄 ሓንቲ ገዜ እያ እታ ፍቕሪ ትባሃል
@biniamhabtemariam4626
@biniamhabtemariam4626 Жыл бұрын
Entay eske ... tdenguyuna aleku.... zara felete... ember medbekum xebuk eyu.... mara eikum kef thbuni
@AbrahaleyEyob
@AbrahaleyEyob 6 ай бұрын
ድረከብካ ዲካ ተፍቅር ኣታ ወዲ ማማ 😅
@helenasmerom3342
@helenasmerom3342 Жыл бұрын
Nateka da Fkri zay kani hamem eyu😮😮
@josihaile3182
@josihaile3182 Жыл бұрын
Ata ab alem zeygber yelen ❤
@siraksiku8186
@siraksiku8186 Жыл бұрын
😅🤣🤣 Shla ketema
@meironghebrai353
@meironghebrai353 Жыл бұрын
ክላ ኢዚ ልብወልድ'ዩ
@እመብርሃነይ21
@እመብርሃነይ21 Жыл бұрын
Ezney dyu Adias ngala yomixata 😳
@erikmedia5078
@erikmedia5078 Жыл бұрын
Normal
@ሰላም-ዐ3ኰ
@ሰላም-ዐ3ኰ Жыл бұрын
Kedamay kfal kab tsedwa nwih geru eyu resiainayako xexenihkum dikum tfeyrwo konkum eta sala. Derfey tefakirna sala derfey tefatihna tbl bagerkum do atfiekuma da jmr gdf
@natusamora2279
@natusamora2279 Жыл бұрын
Pls ba zarawan redio ruwanda tarik ngeruna plssss
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
እቲ ዓቢ ፍላስፋ ሶቅራጦስ መን'ዩ!
11:43
ዮአዳን (ክፍል 39)
34:43
ለዛ
Рет қаралды 61 М.
ብስቕታ ምቅጽጻዕ
17:09
Robel Wisdom
Рет қаралды 54 М.
ዘይተነግረ’ምበር ዘይተገብረ የለን 1ይ ክፋል
15:01
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 41 М.
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 269 #shorts
00:26