ዘይተፈትሑ ግድላት በረራ 914 ኣብ ሰማይ 30 ዓመታት ዝወሰደ ጉዕዞ ኣየር

  Рет қаралды 27,058

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Ай бұрын

ARAዛራ ፍልጠት EXTRA SUBSCRIBE 👇
• ፑቲን 8 ወተሃደራውያን ጀነራላቱ ካ...
ዘይተፈትሑ ግድላት በረራ 914 ኣብ ሰማይ 30 ዓመታት ዝወሰደ ጉዕዞ ኣየር
zarafltet@gmail.com
#ZARA_FLTET #ዛራ_ፍልጠት
Subscribe✔Like✔Share✔🔔👈🔥😍

Пікірлер: 52
@MesterhotRuf
@MesterhotRuf Ай бұрын
❤❤❤ ጥዑም ድምጺ❤❤❤
@Srafiel
@Srafiel Ай бұрын
ኣቅራቢ ናይ ባሓቂ እየ ዝድንቀካ ጡዑም ድምጺ
@RahwaAbreha-rq5rw
@RahwaAbreha-rq5rw Ай бұрын
Zeytefethu gdlat kabti zfetwo medebat😮❤
@gottistliebeeri-boy9981
@gottistliebeeri-boy9981 25 күн бұрын
Me too❤
@user-xy9sl3pw8c
@user-xy9sl3pw8c Ай бұрын
ኣነ ኣይተረደኣንን
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h Ай бұрын
ዋላ ኣነ ኣበይ ፀኒሖም
@shaebiya6291
@shaebiya6291 Ай бұрын
​@@user-br5kk1mz7h another dimension ተባሂሉ ይግለጽ ክትርድኦ ከቢድ እዩ ግን ቡዙሕ ኣሎ ዘጋጥም ን ኣብነት ኣብዚ 2024 ተማሃሮ ሒዛ ትኸይድ ዝነበረት ስኩል ባስ ብ ጀካ እቲ ኣውቲስታ እቶም ተሳፈርቲ ኩሎም ተሰዊሮም ብ ቪድዮ ናይታ ባስ ይረአ ኔሩ ገለ ኣብታ መዓልቲ ዝተሰወሩ ኣብ ዱካናት ሆስፒታላትን ኣብ ኤርፖርትን ተራእዩ ዘይተንግረ እምበር ዘይተፈጸመ ፍጻሜታት ዳርጋ የለን ክትብል ኢኻ ትኽእል።
@dasesa0226
@dasesa0226 Ай бұрын
እዚ ታሪኽ ሓቂ ኣይኮነን። ዊኪፐድያ ኣንብብ።
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari Ай бұрын
❤❤ zemenawi thank you zarkey
@Arsute
@Arsute Ай бұрын
Kemzi ena ndeli we don't want politics
@samielbeyene4667
@samielbeyene4667 Ай бұрын
God of power
@hailegebru474
@hailegebru474 25 күн бұрын
I do remember that story one day when I was driving 🚗 to work i open my radio 📻 and it was shocking news the flight ✈️ lost for 30 years returns back. !! But that wasn't true.
@DawaDawa-fu6jk
@DawaDawa-fu6jk Ай бұрын
እዝግዮ እንዳበልካ ሙጉዓዝ ዩ thxኣስመሮም
@user-vc5sx7un3l
@user-vc5sx7un3l 23 күн бұрын
ሕልሚ ድዩ
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h Ай бұрын
ደስ ክብል እቲ ኣቀራርባኻ
@russomhabteab1288
@russomhabteab1288 Ай бұрын
Xnxuway diyu😮
@dawitmebrahatu9950
@dawitmebrahatu9950 Ай бұрын
ጹጹዋይ ደስ ዝብል
@AdamMehari
@AdamMehari Ай бұрын
ዛራውያን ብመጀምርታ ኣርእስቲ ናይታ ፊልሚ ተሓባበሩና. ብምቅጻል የቀንየልና ንትህቡና መሃርትን ኣዘናጋዕቲ መዳባት ብዛዕባ ናይ ይፎ ስፍሕ ዝበለ ሓበሬታ ክንጽበ ኢና።❤❤❤
@samielbeyene4667
@samielbeyene4667 Ай бұрын
Bro it’s true historical
@dawitgonche1155
@dawitgonche1155 29 күн бұрын
ጥዕም ድምጺ ኣለካ
@eri-binit6226
@eri-binit6226 Ай бұрын
ኣነ ከምዝታት ዘና ክፈቱ መዓትየ ናይ ufo gele
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 Ай бұрын
Ane eba biflay nay air
@shaebiya6291
@shaebiya6291 Ай бұрын
ኣብ ናይ ቡፌ ቻነል ከኣ ኣለካ ከምዚ ናይ ዛራ ፍልጠት ግን ነናቶም ንባብ እዮም ዘምጽኡ ን ክልቲኦም ሳብስክራይ ግብሮም ኣብኦም ትከታተል ትርጉም ዘየገድስ ትብል ተኮይንካ ግን ንዓይ ጽሓፈለይ ኣብ ዩቱብ ዘይፍቀድ ቢኣካሎም ኤልየን ብ ቴለግራም ክሰደልካ።
@tesfagabirteame9607
@tesfagabirteame9607 Ай бұрын
ኣስሜ ሓወይ፡ ናይዛ ነፋሪት ጉዳይ ሓቂ ኣይኮነን። ብዛዕባ እዛ ነፋሪት፡ ብዙሕ ዌብሳይታት ኣሎ: ሓሶት ከም ዝኾነ ዝተጻሕፈ።
@user-fb3gx2ng9i
@user-fb3gx2ng9i Ай бұрын
Dengukana qenika kaleka key dongka amxalna bro tanks ka
@hanihaile5397
@hanihaile5397 Ай бұрын
Halewlow
@dnglbehlnadnglbesga457
@dnglbehlnadnglbesga457 Ай бұрын
Einer davon ist die Geschichte rund um den Pan-Am-Flug 914. Die Maschine, eine Douglas DC-4, soll am 2. Juli 1955 mit 57 Passagierinnen und Passagieren sowie sechs Besatzungsmitgliedern auf dem Flug von New York nach Miami spurlos verschwunden und nach 30 Jahren nahe Caracas wieder gesehen worden sein
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 Ай бұрын
What about fuel? Mysterious
@sielmonisayas-nz8vp
@sielmonisayas-nz8vp Ай бұрын
Gele aynet srah ms dmxi qexlo
@fikadkemshamunekedmiowelda4496
@fikadkemshamunekedmiowelda4496 Ай бұрын
Haki diu😅😅😅
@AkliluSamson
@AkliluSamson Ай бұрын
Nay bhaqi teum dmxi aleka natka aqerarba geru kmsteni meat eu zbeletxe nay kulu gzye KZbinr ele semyeka aleku
@AkliluSamson
@AkliluSamson Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmaratimes24
@asmaratimes24 Ай бұрын
Please as a KZbin channel try to spread scientific knowledge. Don't spread conspiracy ideas. no serious scientist believes these stupid ideas. Try not to entertain crazy ideas. Where are your sources? Please!
@user-vm2wg9ku6q
@user-vm2wg9ku6q Ай бұрын
Halewelew eske aytbel wae azi weidi 😂
@cheguevara8514
@cheguevara8514 Ай бұрын
እታ film እንታይ ትብል
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk Ай бұрын
ሕጂ እንበር ሓንሳብ ምስ ደቀሰና ድሕሪ 50 ዓመት ንባረበር ከይ ኣረግና
@shaebiya6291
@shaebiya6291 Ай бұрын
ሕሰቦ ሞ ኣነ ሕጂ ወዲ 30ዓመት እየ ጓለይ ጓል 6 ዓመት ወዲ 2 ዓመት ድሕሪ 50 ዓመት ምስ ዝምለስ ኣነ ወዲ 30 ጓላይ 56 ወደይ 52 ከመይ እዩ ኪከውን🙆🏾‍♂️😂😂😂
@YenasAmanial
@YenasAmanial Ай бұрын
Dimixikas ጥዓም ነሩ ግን ሓቕ ድዩ 😮😮😂
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Ай бұрын
Bogog abilkum 😂😂😂
@selam7863
@selam7863 Ай бұрын
This is not true
@iameritrea2682
@iameritrea2682 Ай бұрын
ኣብ ዝመጽእ ከኣ ዘይተፈትሐ ግድል ኢካ ሕዝካ ክትመጽእ እዋይ ዕድል😂በጃኻ ዝተፈትሐ ግድል ሒዝካ ምጻእ
@dontblameme596
@dontblameme596 Ай бұрын
ክሳብ ዝሓለፈ ግዜ ነዛ ዓለም ክኣምና ምፅንሐይ ተገሪመ አለኩ። ሓሶት ፈጠራዊ ዛንታ ዩ 😂
@goitomsium7484
@goitomsium7484 Ай бұрын
እዚ ታሪኽ ፈጠራ ጽውጽዋይ (hoax) ከምዝኾነ ተደጋጋሚ ጊዜ ተባሂሉሉስ ጊዜ ከማን ኣሕሊፉ ዩ፡ እቲ ንስኻ ኣብዚ ዝወሰኽካሉ ካኣ, እቶም ተጓዓዝቲ ድሕሪ 30 ዓመት ነባብ ገዝኦም ተፋንዪም ዝበልካዮዩ፡ ካበይ ኮን ረኺብካዮ ነዚ ታሪኽ? ምንጪ እንተሃልዩካ ኣቅርበልና፡ እንተዘየለ ግን እዛ ቻነልካ ተኣማንነታ እንዳጥፈአት ክትከይድያ፡ ስለዚ ምንጪ ግለጽ ኢኻ፡
@zemenawizemenawi7305
@zemenawizemenawi7305 Ай бұрын
ምንጭ ገለ ዝባሃል ተሪፉ እዩ ክቡር ሓው ተደሊኻ ትሰምዖ ኣይደለኻን ትገድፎ እዩ ዘሎ ናይ ሎሚ ዘመን
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari Ай бұрын
ነዛ ዛንታኻ ምስ ሰማዕኩስ ትዕድልተይ ከካፍለካ ደልየ።ብቀዳምነት ክብረት ይሃበለይ።ኣነ ሓደ ካብቶም ናይ ድርሰት ጸጋ ዘለኒ ሰብ እየ ኣይማዕበልክዎን እምበር ተወሳኺ ውን ዘመናት ናይ ምልላይ ከሙኡ ላይተንስ 6 ህዋስ ናይ ምግምዛብ ዝምባለ ኣለኒ። ቅድሚ ነዊሕ ዓመታት መጽሓፍ ጽሒፈ ኔረ እታ መጽሓፍ 180 ዓመት ንድሕሪት ምልሰተ ዛንታ ዝተነጠ ቆልዓ እያ ተዘንቱ ኣብቲ መገሻ ኣነ በቲ ቆልዓ ዝውኸል ብቐዳማይ ኣካል ዝዝንቶ ብምኻኑ ድማ እቲ ዮሃንስ ዝብሃል ካራክተር ኣነ ዝነበረኩ ቅድሚ 150 ዓመት ድማ ኔረ ካልኣይ ግዜ ተወሊደ ከይከውን ይብል።ብሓቂ እየ ዝብለካ፡ከሙኡ ውን ኣብ መንፈሳዊ ምግላጽ ጸጋ ኣለኒ።ብዛዕባ እዞም ይፎ ዝብሃሉ ኣስፍሕ ኣቢለ ክግለጽልካ ክፍትን እየ ኣድረስካ ምስ ረኸብኩ እንተኾነ ግን የሕጽር ኣቢለ ብዛዕባ ይፎ ወይ ብዛዕባ ሳማያት ልዕልናን ክንዝረብ እንተኾይና ሓደ ሓይሊ እቲ ምስጢር ዝብሃል ናዓይ ግን ተገሊጽለይ እዩ፡ንሱ ኻኣ ከምዚ እዩ።ጻጸ ኣብ ቀዳማይ ዓለም እዩ ዝነብር።ልክዕ ከምዚ ንሕና ንነብሮ ሕጊ ተፍጥሮ ኣለዎ።ዓለም ናይ ጻጸ ዓለምናን በበይኑ እዩ።ደርት ዕድሜናን ዕድሚኦምን ግዝፍናን ግዝፎምን፡በበይኑ እዩ።እናተተኻኸእና ንነብር ንሓልፍ እናተተኻኹኡ ይነብሩ ይሓልፉ ድማ።ሓደ እዋን ሓደ ጻጸ ሃንደብት ካብቲ ዝነበሮ ዓለም ናብዚ ናትና ዓለም ተነጢቁ።ኣይገርመካን ነዚ ናትና ዓለም ምስ ራኣዮ፡ብፍርህን፡ኣግርሞትን፡ስንባደን ድሕሪ ፍርቂ ማዓልቲ ናብቲ ዝነበሮ ዓለም ተመሊሱ። ፍርቂ ማዓልቲ ማለት ብናይ ጻጸ ዓለም 50 ዓመት እዩ።(ኮታ ኣድራሻኻ ስደደልይ እሞ ክንራኸብ ክቅጽለልካ እየ።
@eritreantiktokjustforfun..6697
@eritreantiktokjustforfun..6697 Ай бұрын
Ewaeeeee nay bhaki dika
@zemenawizemenawi7305
@zemenawizemenawi7305 Ай бұрын
ኣይ ተዝሕላ ኬፍ ዘለዎ ኣርእስቲ ኢኻ ኣምጺእካ ዘለኻ ጸጋይ
@TsegaybariTsegaybari
@TsegaybariTsegaybari Ай бұрын
Zemenawi xhafeley eski
@AbiIsac-qx8cu
@AbiIsac-qx8cu Ай бұрын
Its False story
@goitomasefaw3684
@goitomasefaw3684 Ай бұрын
ፈንጠዝያ 😅😅😅😅
@AfariMadSleuthExportedSalt
@AfariMadSleuthExportedSalt 23 күн бұрын
ቀውስ ውሾች የሸርሙጣ ልጆች
ምስጢር ምስዋር ነፋሪት ማሌዥያ ተፈሊጡ።
11:25
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 28 М.
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 149 МЛН
NERF WAR HEAVY: Drone Battle!
00:30
MacDannyGun
Рет қаралды 57 МЛН
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
PANDA BOI
Рет қаралды 25 МЛН
ፍትሒ ኣጸልሚቱ ዓመጽ ዘንገሰ መጋባእያ ጆው ሄንሪ !
13:50
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 13 М.
ንሞት ተፈሪዱ 450 ዓመታት ዝነበረ ገበነኛ!
11:39
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 42 М.
ኣገራሚ ፍቅራዊ ህይወት ክሪስቲያኖ ሮናልዶ!!!!
10:46
ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት
Рет қаралды 29 М.
KINDNESS ALWAYS COME BACK
00:59
dednahype
Рет қаралды 149 МЛН