ዘይተጸበናዮ ድኽመት ዘጋጠሞ ሰበካ መንፈሳዊ ጉባኤ ዘመንበረ ሰላማ ብዓይኒ ተሳተፍቲ እንትርአ!!!

  Рет қаралды 2,872

 ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 35
@MelesHiluf
@MelesHiluf 2 күн бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 2 күн бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐልና
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 3 күн бұрын
ነቐፌታ ጽቡቕ እንዲዩ ግን ኣብዚሕኩሞ ቧእ ገለገሊኡ ካኣ ብውሽጢ ክትካትዕሉ ይግባእ መጋቤ ምስጢር ህውኽ ትብሉ ዘለኹም ኮይኑ ይስማዓኒ'ሎ ኩሉ ንኸተተግብር ዓቕምን'ውን ይሓትት ኢዩ ቀስ ብቐስ ክማላእ ሰብ ተስፋ ኢና ኣጆኹም ንስኹም'ውን ሓገዝኩም ቀጽሉ ኣጸቢቑ ኪዓቢን ክምዕብልን ምስ ምሉእ ኣኽብሮት
@markosbelay9293
@markosbelay9293 Күн бұрын
ብጣም ያመስግን ብፁዕ አቦና አቡነ ዮሐንስ ቀዳማዊ ጳጳስ ዘአክሱም ወዘኩሎን አድያማተ ትግ ራይ ስምም ስለተልአለ ብጣእሚ ደስ ኢልኒ ሊ/ ትጉሃን።
@zarahiwet1
@zarahiwet1 3 күн бұрын
ክቡር መጋቤ ምስጢር ሃብቶም ኣቦና ፡ ብጣዕሚ ዘይተዳሉ ሓቀኛ ሚድያ ፡ ቃለ ህይወት።❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 2 күн бұрын
ጽቡቕ መደብ ኢዩ ኩቡራት ኣቦታት ተግሳጽ እምበር ውዳሴ ኣይኮነን ዘድሊ ዘሎ
@mahrrat1866
@mahrrat1866 3 күн бұрын
መጋቢ አድስ መምህር በርሀ አብ ቀፃል አቁሩቡልና መጋቢ ምስጥራት ❤❤❤
@abrehagebru5674
@abrehagebru5674 3 күн бұрын
አህዋተይ ክርስቶ ኢየሱስ ምስ ፍጡራትን ምስ ብህይወት ዘየለው ብስም ዝጥቀሱ አቀላቂልኻ ስለዘይምለኽ ጠምበርበር ክኸውን ግዴታ እዩ ስለዝኾነ ድማ ወንጌል ጥራይ ከስበኽን ናይሰላም ንጉስ ኢየሱስ ክርስቶስ አብትግራይ አንግሥዎ እተም ተጃሚሎም ለለው ፀራሪግኹም ለየውፃኹም ህዝብን ሃገርን ብርሃንን ሰላምን አይረክብን።
@mahrrat1866
@mahrrat1866 2 күн бұрын
@@abrehagebru5674 ናይ ብርሃን አምላክ ካብትስብክ ትግራይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዛግድ ልዕል ክልተሸሕ ዓመታት አቁፅራ አላ ቅድስቲ ቤተክርስትያና ሓድሽ እየሱስ አይትፈልጥን እያ ዝንስኩም እተምልኩዎ ኢየሱስ አንፈልጦን እያ ከበይ እኩም አምፅእክምዎ ንሕና ፉጡራት አየምለክናን እና ንሕና ንቁዱሳን ነክብሮም ናይ ፀጋ ሰግደት ንሰግደሎም አማላድኖትም ንሓትት ናብ ጎታና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ለሙልና አተዓሩቁና እልና እንልምን ከማኩም አይኮናን አብ አዳራሽ ዘሎ ነብይ እትብልዎ ሱፍ እተከደነ ፀልየልና እናበልኩም አብ እግሩ እትወድቁ ብእግሩ ገሩ ርግፅ ዝውዕለኩም ከማኩም አይኮናን ግዜ ከይመሸየ ተመለሱ ንሕና እንልምን ብአደና ቅድስት ቅዱስን ድንግል ማርያም ብኩሎም ቅዱሳን ንአምላክ እሎም ንዝነቡሩ ዝነበሩ መፅሓፍ ቅዱስ ዝምስክረሎም ቅዱሳን እና እነአምን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢየሱስ አይትፈልጦን እሉኩም ክትዛረቡ አብ ቀብሪ ዝወዓለ መርድእ ምንጋር እዩ ናብ ትክክለኛ ናብ ናይ አቦታትኩም እምነት ተመለሱ ዘይተረደኤኩም ከዓ አሩዱኡና በሉ ሓደ አምላክ እና እነምልክ ከምት ንሱኩም እትብልዎ ሰለስተ አማልክቲ አነምልክን እና ቀሩብኩም ንመማህራን ሕተቱ
@AbreheAbadi
@AbreheAbadi 5 сағат бұрын
ከይ ፀመደ አንጎደ ጌርኩማ ዘረባኩም።
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 12 сағат бұрын
ሰላም ክቡራት እንኳእ ልዝ ኣብይ ጉባኣ ፍፃመ ኣብፅሀና 🙏 እዛ መንበረ ሰላማ ኸምዝብሀልሎ ንሰምእለና ግን ኣነ እዞም ሊቀትጉሀን ልህቡናለለዉ መብርሂ ይኹን ርኢቶ ፅቡቕ ኾይኑ ልምዲ እንተሀልይዎም ልምንታይ እትፀገም ጎሊሁ ክረኣይ ተገይሩ ኣፍት ምድላው ኦርጋናይዝ ልምግባር ሀቦ ለይምገበሩ ሀም ጎረቤት ኣማእድዮም እዱም ኾይኖም ልቐረቡ ኣነ የተረደኣንይ ኣውዝይ ለሀዝን ነገር እዩ ነቐፌታ ፅቡቕ ኾይኑ እታ ነቐፌታ ግን ልኣኹም ትሀውስ እያ ብኣውይኡ ኣብ ቤተክርስትያናለ ሀምዝይ ልተረሀሀቐ ልቢ ምህላዉ እዩ ለርእየናሎ 💔 ልቐፃሊ ክእረይ ኣምላኽ ይሀግዘና🤲🤲!!
@berhetesfay7714
@berhetesfay7714 19 сағат бұрын
ቤተ ክርስቲያን ናይ ጳጳሳት ጥራሕ ኣይኮነትን
@ገዛና-አ7ገ
@ገዛና-አ7ገ 3 күн бұрын
የስግእ እዩ ካብ ናይ ኢትዮጵያ ዝብአሰት ከይትኸውን እንተ ሰዋስው ሚድያ ግና ዘየማትዕ ተባዕ ሚድያ እዩ እተን ካልኦት ደኣ ንርእየን እኮ አለና አከያይድአን
@EyobedWeldegebriel
@EyobedWeldegebriel 6 сағат бұрын
ንመጋቤ ሐዲስ መምህር በርሀ ኣቅርቡልና ተስፋ ዘለዎም ብሱል መምህር ኢዮም
@yisaktekie1945
@yisaktekie1945 2 күн бұрын
ክብራት መማህራና ምንቅቃፍን ምትእሪራምን ጹብቅ እኮ እንተኮነ ግን ትህወኩ ዘለኩም ኮይኑ ይስማዓን ኣይት ተሃወኩ ምስ ናይ ይቀሪታ
@zemedebaytabr5113
@zemedebaytabr5113 2 күн бұрын
ኣብ ብፁዓን ኣቦታትና ዝነበረ ኣለባብሳ ዝነበረ ውን ክስተኻኸል ዘለዎ እዩ ብመሰረቱ ውን ብፀዓዳ ክኸውን ይግባእ
@LetayKmariyam
@LetayKmariyam 3 күн бұрын
መኒበሪ ሰላማ እዝጊአቤሄር አለዋ እዩ።
@haileyesusbirhane58
@haileyesusbirhane58 Күн бұрын
ኣለዉ እዮም ሙምህር ምትብባዕ እዩ ፀቡቅ እዩ ምከሪ ፅቡቅ እዩ ግን ኣብዚሕክምዮ
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 2 күн бұрын
መራሕቲ ቤት ክርስቲያን ኢዮም ንቤት ክርስቲያን ሒዞማ ዝጠፍኡ ዘለዉ ብዘሕዝን መልክዑ😮😢😢
@SmilingBabyOctopus-vq9lb
@SmilingBabyOctopus-vq9lb 3 күн бұрын
ሐሪሙ ዶ አይ ሐረመን እትብል ቃል ወቂዑ ዶ ናብ ዝብል ቀይርዋ የኔታ ምስ ይቅርታ
@ZebBur-jv5wi
@ZebBur-jv5wi 2 күн бұрын
ሰለማ ዝብሃል እድር ደብረፅዮን እዩ እዚ ማሕበር ክጠፍእ አለዎ
@LetinaAsfwa
@LetinaAsfwa 3 күн бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haileyesusbirhane58
@haileyesusbirhane58 Күн бұрын
ሰርሞኒ ድዩ ፀገም ወይ ውፂኢት ትሕዝቶ እዩ እቲ ስብሰባ እዩ
@MelesHiluf
@MelesHiluf 2 күн бұрын
ውክልና አብ እትብል ጉዳይ ካብ ማይጨው ሃ/ስብከት አብነት እያ
@ZebBur-jv5wi
@ZebBur-jv5wi 2 күн бұрын
ሰረቀ ብርሃን ዝብሃል ተሃድሶ እዩ ሃማኖትና ከጥፍእ ካብ ሃገረ ስዊዲን ዝመፅአ ግብረ ግብነት ዘይብሉ እዩ
@mahrrat1866
@mahrrat1866 3 күн бұрын
ብመጀመርያ ቀለ ህይወት የስመዐልና ብምቅፃል ናይ መንበረ ሰላም አታዊን ወፃእን ገንዘብ አብ ዓመት ዓመት ክፈኖ አለዎ ህዝብ ክፈልጥ አለዎ ምክንያቱ ናይ ኩሉ ህዝቢ ሕቶ እዩ ዝነገር እዝይ😮 ናይ መንበረ ሰላማ ቤተክርስትያን ኮነ ናይ ኢትዮጲያ ቤተክርስትያን ንኩለን ዘይክተሉ መእመናን አለዉ ምክንያቱም ዝገደሎታት እዝይ ይሩኡ ሰለ ዘለዉ ዞም ምእመና እዝኦቶም ዕንይንይ ዝውዕሉ ክንደይ ሰንበት ተምሃሮ ዝነበሩ እዮም ዝጠፉኡና ዘለዉ በዛካትኩም ትዝሰተካከል አሰተካክልኩም ትዝአምን አብ እምነቱ ክፅንዕ ንዘይአምን ንክአምን ክትሰሩሑ አለኩም በጀኩም ? ሰዋስው ሚድያ ክብረት የሃበለልና ግን ሰምዕታዊ አትኩን መጋበ ምሰጥራት ኩሉ ተፅዕርካ ዘይስተካከል የለን እና አብ ገንኩም እና ❤❤❤
@fitwidrar5524
@fitwidrar5524 2 күн бұрын
ካብታ ናይ ሽዋ ቤት ክርስቲያን ዝፈሊ ኣካይዳ እንተዘይብላ እንታይ ትርጉም ይህልዎ መንበረ ሰላም ምምስራቱ 😮😮
@mulugetateka9308
@mulugetateka9308 2 күн бұрын
ኣፍቱ ቁምነገር ተተድህቡ ዴኮረሽ ቁምነገር ነገር የኾነይሞ
@MesfinTsehaye-g8g
@MesfinTsehaye-g8g 2 күн бұрын
Pleace learn proper speech, you are mixing some English words when you are speaking in tigrigna. There is nothing the next generation can learn from this 11:04
@ገዛና-አ7ገ
@ገዛና-አ7ገ 2 күн бұрын
You should understand & Proud for hem still not forgetting Tigrinya language because he lived out side Tigray for many years
@wedihager5194
@wedihager5194 2 күн бұрын
ዘይሕጋውን ዘይቀኖናዊ ማሕበር ሰላማ ብቕዱስ ሲኖዶስ ዝተወገዘ ስለዝኾነ ህዝቢ ምድንጋር ደው ኣብሉ።
@Sam-ws3cy
@Sam-ws3cy 2 күн бұрын
ጉሐፍ ሞዶሽቶ ጆኖሳይደር ዝኾነ ሲኖዶስ ተቀበሎ አይተቀበሎ ዎጋ የብሉን ብዝኾነ ዶንቆሮ ብዛዕባ ዓዲ ሀሎ እምበር ብዛዕባ ናትና አየእትወካን ድርባይ
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 139 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 36 МЛН
Tigrigna Audio Bible, The Book of Genesis | ኦሪት ዘፍጥረት
3:58:03
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 3 МЛН