ዛዕባ ሎሚ ኣብ ጉዳይ ደሳለ በረኸትን ብሩህ መጻእን ዝኸይድ ዘሎ መብርሂ

  Рет қаралды 54,874

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 338
@merhawithaile7390
@merhawithaile7390 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ደሳለ ጅግና እዩ ክንደይ መንእሰይ ዘንቅሐ እዩ ብሓንቲ ጌጋ ክትሓትት መሰል ኣለካ መብርሂ ክህበሉ ውን ብትሕትና ንሕትት ምጽራፍ ግን ናይ ብኩማት እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@felegteklom8818
@felegteklom8818 2 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መጻኹም ክቡራት ተቃለስቲ.
@abrahamhagos8529
@abrahamhagos8529 2 жыл бұрын
Tsbuk nay bahlna derfi Thanks 😊 🙏 😊 🙏
@petros3597
@petros3597 2 жыл бұрын
ኣዝዩ ደስ ዝብል ብሩኻት የሕዋት
@tl2254
@tl2254 2 жыл бұрын
ሸንኮለል ኣይንበል ንጽሩ መልሲ ክውሃብ ይግባእ!
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Giluxinet yelen ab buruh mexaie kemza nay Essayas hibieti selifi endabele zetifiom ezi tarik win zidigem zelo koyinu tesemiuni meninetu zihabie meqalisitey kikewin aymerixon ye entay wihisinet aleni??
@kiflemariamwoldu4524
@kiflemariamwoldu4524 2 жыл бұрын
Beyene! You spoke like a real leader There is hope for us.
@Nadia-rf8kp
@Nadia-rf8kp 2 жыл бұрын
Agree
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 2 жыл бұрын
Absolutely
@hagosminia6431
@hagosminia6431 2 жыл бұрын
Absolutely 💯
@berhanetsegazeab6713
@berhanetsegazeab6713 2 жыл бұрын
ግልጽነት ዘይብሉ ቃልሲ ኮቶ ድካም ዩ
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Tikikil ni hizibi ab tirtera yeetiyomo buzuhat seabitom kikesiru eyom
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 2 жыл бұрын
Ok aytradann
@uno8190
@uno8190 2 жыл бұрын
ኣዝማሪኖ ገዛውቲ እንበር ዓዲ ኣይሓትትን እዩ ተሓዲሳ መጺኣ ኣላ:: ካብ ሎሚ ሓደ ሰብ ዓደይ ከይሓተኒ😅
@filiboy9144
@filiboy9144 2 жыл бұрын
😂😂
@samigo5865
@samigo5865 2 жыл бұрын
መሊስካልና ኮ ኣዲ ከም ዘይብልካ 🤣🤣🤣
@samrihayle5123
@samrihayle5123 2 жыл бұрын
thanksss fani and wfuyyy
@abrahamasteraye4272
@abrahamasteraye4272 2 жыл бұрын
Slemtay desyale zy always adey abzi zeybele
@gebreslasieliewawi6786
@gebreslasieliewawi6786 2 жыл бұрын
ዉፉይ ንፉዕ ኢዩ። ጽቡቕ ኣንቢብዎ ኣሎ ንሻዕብያ።
@zenamesgune3241
@zenamesgune3241 2 жыл бұрын
ውፍይ ኣምበሳ ዘገርምዩ ንለባማት ዘይኮነስ ንዓያሽ ዘረድእ ትምህቲዩ ናትካ ኩሉቲ ትህቦ ትምህርቲ ኣነ ሓንቲ መዓልቲ ናትካ ክታሕልፈኒ ዘይደሊ ተኻታተሊኻየ ፍናን ከ ኣ ብጥዕሚ ለባም መስተውዓሊ ልዙብ ቃላትካ መስተውዓሊ ኣብ ቤት ኣምላኽ ትማላለሶ ከ ኣ ማለት ኩሉ ስለ ዝከታተለካ ኦቲብኩነታ ሃይማኖት ኦርተዶሲ ትገሮ ትገልጾ ኣምላክ ብናብራኻ ብደቅኻ ትሓጌስ ንውፉይ ግን ከይትንእሶ ዛናተይ በቲ ልዙብ ቃልካ ኣጻባቢቕካ ኣመስግነለይ ዜና ካብ ጀርመን
@zenamesgune3241
@zenamesgune3241 2 жыл бұрын
ፍናን ውን ብጣዕሚ የ ዝከታተለካ ጽፉፍ ልዙብ ቃላትካ ዋላ ኣብዚ ናይ ኦርቶዶሲ ሃይማኖት ብዙሕየ ተዓዚበካ ብናብራኻ ቅሳነት ብደቅኻ ተሓጎስ ዜና ምስጉን
@isayaszerizgi5921
@isayaszerizgi5921 2 жыл бұрын
Yes of course
@ጉስነት
@ጉስነት 2 жыл бұрын
እዚ ደሳለ ዝብልዎ ስልያ ህግደፍ እያ ከም ባዓል እዚ እዮም ንቃልሲ ኤርትራዉ ንድሕሪት መሊሶም ባርነትና ዘናውሑ ዘለዉ።
@amantesfama6702
@amantesfama6702 2 жыл бұрын
ትኽክል ደሳለ ምስዚ ኩሉ ክእለቱ ሓንቲ መዓልቲ ኣብ ማስመዳ ቀሪቡ ኣይ ፈልጥን ኢዩ እዚ እንታይ ኢዩ ዘርእየኻ ገለ ጸገም ከም ዘለዎ ኢዩ
@ጉስነት
@ጉስነት 2 жыл бұрын
@@amantesfama6702 ከምዚኦም ኢሊኮም እዮም ነዞም ኩሎም ኣርካናት ደቂ ህዝቢ በሊዖም ሻዕብያ ካብ ባዓል ማንኪ ጀምርካ
@gerieande5291
@gerieande5291 2 жыл бұрын
Thank you Fnan and wufuy fnan dika DJ. Eza derfi bitaimi des kitbil degagima eba ab medebatka
@uno8190
@uno8190 2 жыл бұрын
ናይ ውፉይ መልሲ ቅቢል እዩ:: ገሪምኒ ዘሎ ናይ ፍናን ምሽቅባጥ እዩ ቅድሚ ሕጂ ኣዝማሪኖ ገዛውቲ እንበር ዓዲ ኣይሓትትን እዩ ዝብል ኣምጺእልና ሻዕብያ ምስ በለካ ዓደካ ዘሕፍር ኣይኮነን ስለምንታይ ክንገር ዘይድለ ገለመለ ኢልካ ኣጣቂዕካ ሕጂ ከኣ ግልብጥ:: ብርእስካ ኪድ ሰብኣይ ኩን ኣጨብጫቢ ኣይትኩን.
@filiboy9144
@filiboy9144 2 жыл бұрын
You are right Sakt lehasihas kibil meat ab mtikelu aynekisin ,kumagot aykial ayu kulu nisom zibeluwo ayu sakt fokoskos zibil
@muluemehari6914
@muluemehari6914 2 жыл бұрын
ዉፉይ brilant ስርዓት ኣለና ብራቮ
@ababarnabasghebraykahsay3140
@ababarnabasghebraykahsay3140 2 жыл бұрын
ዝጸሓፎ ነገር ጥራሕ ኣይኮነን ፣ ካልእ ናይ መንነቱ ክዛረብ ፈቓደኛ ኣይኮነን ፣ እቲ ኣስጋኢ ቀጻሊ ርክብ ምስ ሰሎሞን ዝበሃል ኣብ ሚላኖኸ ...ተሸፋፊንካ ክሳብ መኣዝ ?
@shikorskorina1198
@shikorskorina1198 2 жыл бұрын
Thank u guys ‼️👊🏼❤
@kesetebahlbi1028
@kesetebahlbi1028 2 жыл бұрын
Wufuy king xbuk aleka 💙✅
@amangebremariam6761
@amangebremariam6761 2 жыл бұрын
ትሩፍ ድሕሪ ደጊም : ዝተጽጋዕካዮ መንደቅ ኣይፍረስካ እዩ ነገሩ : ( ነዚ ክትግዕታ ዶ ትርህጻ ዉፉይ ትብዓትካ ኣብ ምልክት ሕቶ ዘእተወ ኣጋጣሚ እዩ )
@____-vy2mm
@____-vy2mm 2 жыл бұрын
ዉፉይ ካብ ቃሉ እንታይ ሕማቅ ተዛረቦ ኣሎ ድዩ
@amangebremariam6761
@amangebremariam6761 2 жыл бұрын
@@____-vy2mm ካብ እኽሊ ሰብ ይስፈር ዝበሃል ኣዘራርባ ኣሎ : እዚ ከኣ ነቲ ኣቀዲመ ዚፈልጦ መግለጺ ዉፉይ ኣብዛ ዘጋጠመት እሹ ዝሃቦ መግለጺ ወይ መልሲ ኣይረኸብኩዎን ::
@filmon5121
@filmon5121 2 жыл бұрын
እዚ ናይ ደሳለ ዝጸሓፎ ብፍጹም ኣይድግፎን ቃልስኹም እንታይ ድዩ ብሩህ መጻኢ ኣብ አርትራ ሰላም ንምምጻእ ዶ ኣይኮነን እንታይ ደኣ እቲ አባልና ትብልዎ ህዝቢ ምሉእ ገበነኛ እንዳበለን ጽልኢ እንዳሳወረ ሱቅ ኢልኩሞ እዚ ነቲ ክስዖበኩም ዝደሊ ሰብ ሰገጥ ዘብል እዩ መሰል ካልእ እዩ መሰል እንዳበልካ ጽልኢ ምስዋር ግን ሕሰቡላ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 жыл бұрын
👏👏👏👏👏👏
@nasinetb1462
@nasinetb1462 2 жыл бұрын
💯💯💯Right
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
True👍
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ 2 жыл бұрын
ፍናን ውፉይ ወላ ተጋግዩ ትብሉ ኣለኹም በጃኹም እስኪ ነታ ጽሕፍቲ ደጊምኩም እዚ ስርዓተ ነጥቢ ንምንታይ ኣትዩ እንታይ ከ የስምዕ ኢልካ ምሕሳብን ምሕታትን የድልይ
@afewerkyhizbay1131
@afewerkyhizbay1131 2 жыл бұрын
Best musik Thanks Fnan
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
Geez Music ትግራውነት እንታይ ማለትዩ ? what is is tgrainism ?Dj🎵 Geezawi .ን ዕለ 29 ተዳልያትልኩም አላ።
@habtabhagos7756
@habtabhagos7756 2 жыл бұрын
ክክክክ ዘይ ንሕናስ ብመሰረቱ እዚ ስነ ሓሳብ ናይ ደሳለ በረኸት ንክልተ ኣህዛብ ኤርትራን ትግራይን ኣርባሒ ኣይኮነን ኢና ኮ ስለዚ ነዚ ስነ ሓሳቡ ዘይትቅበልዎ ኢንተኮንኩም በየናይ መለኪዒ ኢዩ ደላይፍትሒ ኮይኑ ተሓቂፉ ዝጎዓዝ ዘሎ። ነዚ ቃልሲ ይኹን ንሕብረተሰብን መንእሰያትን ዝበከለ ን መንእሰይት ከምዚ ንገበል ሕቕኡ ምስ ሃረምካዮ ንየማን ንጸገም ኢሉ ደው ዝብል ልክዕ መንእሰያትና ተመሪዞም ተዛሪብካዮም ክርድኡን ክሰምዑን ንነብሶምን ንሃገሮምን ከምዘይኾኑ በኪልዎም ፡እዚ ድማ ዕላማ እሰያስ ን ስነሓሳብን ኢዩ ሞ ኣንታ ትሰምዕ መንእሰይ ናትካ ውሳኔ ወስን ። ካልእ እንታይ ኢዩ ኣፍሪ ዩ ደሳለ በረኸት ካብ ዝልፍልፍ ኣትሒዙ ካብ ፓልቶክ ክንደይ ዓመት ኮይኑ ኣሎ እዚ ሓሳት ኢዩ ። ተልእኾ ናይ ኢሰያስ ኢዩ ዘተግብር ዘሎ ። ንሱ ግን ልክዕ ንእሰያስ ከምዝጸልእ ቃላት ኢንተምጸኣ ንሱ ዘይኮነ ኣብ ባይታ ኢንታይ ኣፍሪዩ ክንብል ኣለና ።
@aexum1597
@aexum1597 2 жыл бұрын
Selam kiburat yehwat nkeletyu hawe zekone heyzby fekren selamen yewrdelu fetary Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤❤❤❤
@desbelegabriel9535
@desbelegabriel9535 2 жыл бұрын
ዋላ ጌጋ ይሃሉ እቲ ቃልሲ ይቐጽል ዝብል ኣምር ጌጋ ፡ህግደፍ እኮ ጌጋ ስለዘለዎ ኢዩኮ ጸገሙ።፡ ጌጋ ምፍላዩ ቅኑዕ ሒዝካ ምጉዓዝዩ እንበር ኣብ መድያኾንካ ሓቂ ምዕባጥሲ እንድዒ ፍናን ግን ናይ መድያኻ እንበር ሓቂ ክወጽእ ኣይትደልን ኣሎኻ ፡ግን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ
@felegteklom8818
@felegteklom8818 2 жыл бұрын
ሰላም ክቡራት የሕዋት ተቃሐስቲ አጆኹቡ ፍረ ቃልስኩም ብርግጽ ዓቢ ዓስቢ አለዎ.አነ ዝጥርጥር ጆን ብላክ ብ አረጋይ ተላኢኹ ከይኸውን እሞ ብዙሕ ከበር አይትግበርሉ.
@bh8509
@bh8509 2 жыл бұрын
The best interview ever Beyene attended.
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 2 жыл бұрын
MEN'YU. DESSALE. BEREKET ?
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
thank you Wufuy
@filimonmehari3133
@filimonmehari3133 2 жыл бұрын
Wufuy jegan ❤️❤️❤️
@solomontinsu5629
@solomontinsu5629 2 жыл бұрын
It was good discussion specifically about Desela Bereket, every one must respect the prespective of others also we must to have tolerance, and that's nice if you challenge Desela Bereket in your public media why he wrote the article. Thanks Solomon
@woldeyesus9423
@woldeyesus9423 2 жыл бұрын
The topic was reduced to "who is Dessale?" But the core problem is the post of Dessale, and Dessale' link to Solomon (Simon Ghebredingil). If this is not answered, Biruh Metzai will be in trouble. Are Dessale's contactes to Solomon approved by Biruh Metzai or not?
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 2 жыл бұрын
@@woldeyesus9423 where can find what desele said? Cant seem to find it.
@woldeyesus9423
@woldeyesus9423 2 жыл бұрын
@@hello-nz4hy on Tefetawi Talkshow with ሰበይቲ ወዲ ትኹል ዝነበረት ብ ዕለት 04 July
@gerieelda5887
@gerieelda5887 2 жыл бұрын
What a great man wufuy habibi.
@fevengebreyesus3076
@fevengebreyesus3076 2 жыл бұрын
Good job ❤️❤️❤️❤️
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
ንዓይ ውፉይ ፍናን ብናይ ደሳለ ዝበልኩሞ መልሲ እኹል እዩ እቲ ብደሳለ ዝተዘርገሐ ዘይሓላፍነታዊ ጽሑፍ ካብ ሓደ ናይ ፍትሒ ተቃላሳይ ዘይትጽበዮ ናብ ህዝቢ ንምንታይ ፈንይዎ ደሳለ ኣብዚ መጺኡ ክምልሰልና ተስፋ ይገብር።
@amantesfama6702
@amantesfama6702 2 жыл бұрын
ኣብ ማስመዳ ክቀርብ ትብዓት የብሉን ብሕጋ ኮንካ ምጽሓፍ ዝፈቱ
@henokmisghina7642
@henokmisghina7642 2 жыл бұрын
Meman iko sina Haku u John black Tim ilka hadrika serahika megbar yehayesh Mekiniyatu welihanti zeiman nager yabilkumun
@henokmisghina7642
@henokmisghina7642 2 жыл бұрын
Fnan a and wefuy Haki lemadu ok
@melakesogen647
@melakesogen647 2 жыл бұрын
Good job president wufuy
@martamekonenn4975
@martamekonenn4975 2 жыл бұрын
Adomm,zeyfeltu eyomm ,halewleww zblu ...you are amazing young smart guy egnor &keep it up
@habtomm2005
@habtomm2005 2 жыл бұрын
ከመይ ማለት ግድን እዩ ? ሓደ አባልኩም እሞ አብ ሓላፍነት ዘሎ ከምዚ ዓይነት ጽሑፍ ምቅራቡ ቅኑዕ አይኮነን ? እቲ ምንቅስቃስ ስጉምቲ ክወስድ ይግባእ ? ካልአይ ተጋግዩ ኸሎ ክንዲ ጓቦ ምጥርጣርካ ጌጋ እዩ ?
@newton2300
@newton2300 2 жыл бұрын
እዚ ህዝቢ ብሰንኩኩም ኢዩ ንድሕሪት ተመሊሱ ገጽኩም ትከወል
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 2 жыл бұрын
Any person who resided in Eritrea before 1933 is an Eritrean by Birth whether you own origin or not.Let's reform our minds.
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ 2 жыл бұрын
ሙሉእ ሓሳበይ ክትርዳእ መታን ንኩሉ ጽሑፈይ ከተንብቦ ይሓተካ ፋኒ
@aminadabmehari1189
@aminadabmehari1189 2 жыл бұрын
Nska kem meqlstika ke abti zxhfo xuhfat enti rieyto wey qret aleka zeytenbbo aykonkan wfuy kun Fnan?
@wedierewedisenafe3805
@wedierewedisenafe3805 2 жыл бұрын
ገይጋ ተሃሊዩ ኣብ መይዳኹም ከተምጽእዎ ኣሎኩም። ስለምንታይ ዲኹም፡ ናይ ኣወል ሲዒድ ገይጋ መደረ። ትሃንኩም ክሳብ ተውጹኡ ትዛረብሉ ዝነበርኩም? በረኸት ደሳለ ይሕግዘኩም ነይሩ ፡ ሕጂ ግን ኣንጻር ዕላማኹም ኢርትራ ንኽትጠፍእ ጹሑፋት የምሉቕ ኣሎ። እንዳ ኻሓሉ ዘንቁሩኻ ስለ ዘለዉ፡ ምጥንቃቅ ምስትውዓል ጽቡቅ እዩ።
@adiamabay6731
@adiamabay6731 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንዝጸላእካዮን ጾሎሎ ምክዳን ንዝፈተካዮን ሸፈፍ ኢልካ ምሕላፍ
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Bi rigix ezi mishififan eyu atfiuna zelo ab giziu tezeyteneqifu kisierir eyu dagimay Essayas eyu kifiter....nimeselina dew nibel kihalifelina endihir nisu meselu koyinu zeyminigar adu nihina kea meselina eyu aymerihin mibal.
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ 2 жыл бұрын
ስርዓተ ነጥቢ ግሲ ሰዋሱው ኣጣቓቕማ ዘይ ትፈልጥ ተኾይንካ ክትፈልጥ ክትሓትት እዩ ዘለካ እንበር ኣብ ጽሑፍ ክትፈርድ መሲልካ እንበር ኣፍልጦ ከም ዘይ ብልካ ንነብስኻ ክትነግራ ጥራይ እዩ ዘለካ።
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ 2 жыл бұрын
@@petrostsegai8738 ደጋጊመ ኣንቢበዮ እሞ ምስ ጽሑፈይ ዝሳነ ግብረመልሲ ግን ሃሰው ኢለ ስኢነላ! ፍልጠትን ኣጋባብ ኣጣቓቕማን እየ ጽሒፈ! ስለ ኣኽቡሮትካ ግን የመስግን
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 2 жыл бұрын
ዉፉይ ብሓቂ ፈላስፋ
@kibromhaile5958
@kibromhaile5958 2 жыл бұрын
ብባህረይ ንሰባት ብስሚዒት ምድናቕ ኣይፈቱን እየ ,ብሓቒ በዚ ትህበዎ ዘለኹም መልሲ ግን ኣዝየ የደንቐኩም .ተቓላሳይ ዝበሄል ከኣ ብርድኢት እምበር ብስሚዒት ዝቃለስ እንተኾይኑ ንውድቀቱ የቃላጥፍ እምበር ዓወት የብሉን .ኣዚኹም ተስፋ ዘለኩም መንእሰያት እኹም እሞ .እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ,ኣሳልጦ ስራሕን ይሃብኩም.
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
🥰🥰❤️
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ 2 жыл бұрын
ፋኒ ሓደራኻ ካብ ጽሑፈይ መበገሲ ጌርካ ብኹሉ ሸነኹ ክትርእያን ኣብ ናይ ጽባሕ መደብካ ክትተናኽፋን ጽበየካ እየ ብትሕትና። ኣብ ኣፍሪቃ ኮይነ ብ data እንዳ ተጠቀምኩ ፍልጠት ዘለዎ መደብ ክሰምዕ እየ ዝምነ። ኣብ ርእሲ ልቦናኻ ሰሰናዩ!
@nedcarter8975
@nedcarter8975 2 жыл бұрын
The truth is come out soon !!!
@ሊዱዩኤል
@ሊዱዩኤል 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ቁሩብ ርዝን ምባል የድልየካ ኣሎ
@rahealalulea516
@rahealalulea516 2 жыл бұрын
tsbuk aleka hawey
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Giluxinet mihilaw ab qalisi agedasi koyinu yisimiani
@medhaniebereket1056
@medhaniebereket1056 2 жыл бұрын
Bedahi hito kithatit aytkielin dika fnan?
@robitigenet2378
@robitigenet2378 2 жыл бұрын
Bemjmrta kemey wilkum be meksal eza medeb betami ye zeketatela gena lomi ab zehbkumo nay desale guday memher mufuy gedita alka men you data nayti seb ketngrna nemntay dina isayas askina tigraway u aykonen kenbel mewel bagground nay kulu ab bright future zelo merhti kenflet and amina kinkals tekoyna and fnan yegba dyu adu kethatt zeblkaya betami giga ya commet yesbykum alku thxxxx
@amanuelgebrezgabieher5761
@amanuelgebrezgabieher5761 2 жыл бұрын
Fre zeyblu hwteta ybehal ezi namna arkibwo wutuf afro
@arsemaalazar8630
@arsemaalazar8630 2 жыл бұрын
You are my model go ahead
@hyabfetari1391
@hyabfetari1391 2 жыл бұрын
ንኤርትራ ኤርትራዊ ጥራይ እዩ ክቃለሰላ ዘለዎ:: ብሩህ መጻኢ በዚ ኣካይዳኹም ኣብ ቀረባ ጊዜ ክትፈርሱ ኢኺም:መሕበኢ ገበነኛታት ዝኾነት ዉድብ.
@muluehagos8344
@muluehagos8344 2 жыл бұрын
ብቻስ ኣንኡ ብጻሕ እበር ኣጆኻ ኣዋህባ ኣጛላትስ ኣለናካ
@zeritmehari1907
@zeritmehari1907 2 жыл бұрын
Kemakum bsulat sebat ybzhayon.
@kubrommogos6597
@kubrommogos6597 2 жыл бұрын
Bzeyka mahberna Agazian kalie kula fah eluwa
@habtomm2005
@habtomm2005 2 жыл бұрын
ተተጋገየ ንሽከሞ እንታይ ማለት እዩ ? ክእረም ድዩ ዘለዎ ዋላ ክትሽከሞ?
@hailee9910
@hailee9910 2 жыл бұрын
ዉፉይ ደሳለ ድላዩ ክጽሕፍ መሰሉ እዩ ትብል ኣይሳማማዓላን እየ ብዙሕ ሰዓብቲ ስለዘለዉዎ ሕማቕ ክጽሕፍ ቅቡል ኣይኮነን
@biluaymi5869
@biluaymi5869 2 жыл бұрын
He should ask sorry not to be judged
@habtabhagos7756
@habtabhagos7756 2 жыл бұрын
ኣብዚኣ ነፍሰ ወከፍ ኤርትራዊ ክፈልጣ ዘለዎ ከተሓሳስቦ ዝደሊ ሓደ ሰብ ኣብ መሪሕነት ጽመጽእ ብሕግን ቅዋምን ናይታ ሃገር ይኹን ወይ ውዱብ ፡ወይ ድማ ምንቅስቃስ ኢንታይነቱ ን ድሕሪ ባይቱኡ ክፍለጥ ኣለዎ ። ንኣብነት ደሳሌ በረኸት ዋላ ኣምሓራይ ይኹን ኣብቲ ዕላማታት ንኤርትራ ዝጠቅም ኢንተኮይኑ ህዝቢ ኢዩ ዝመርጾ በታ ሕጊ ድማ የማሓድር ወይ ይመሓደር ኢንተዘየሎ መንነቱ ድሕሪ ባይትኡ ዘይፍለጥ ሰብ ኣብ ቅድሚት ምምጻ ማለት ዳግማይ ኣብ ደልሃመት ምእታው ማለት ኢዩ። ምሕጽንታ ፍነን ኣብ እዛ ዓዱ ዓዱ ምሕታት ኢንታይ ኢዩ ትርጉሙ ትጸቅጠላ ኣለኻ ትርጉማ ደኣ ከምዚ መንነቱን ድሕሪ ባይቱኡ ቐቢሩ መጺኡ ፡ቐቢርና ዘሎ ካብዚ ንኽንመሃር ኢዩ እቲ ቐንዲ ዕላማና ስለዚ ከም ሜድያ መጠን ተኣረመላ
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
Geez Music ትግራውነት እንታይ ማለትዩ ? what is is tgrainism ?Dj🎵 Geezawi .ን ዕለ 29 ተዳልያትልኩም አላ።
@martamekonenn4975
@martamekonenn4975 2 жыл бұрын
Eritrean and tegaru need peace ✌️ special the lives in back home 🏡 🙏 😢 😔
@afewerkyhizbay1131
@afewerkyhizbay1131 2 жыл бұрын
Wufuy must develob another language, He is our future leader we need him, better leader i dont think we will have in the future Eritrea
@hello-nz4hy
@hello-nz4hy 2 жыл бұрын
Wufey is fixing 60 years of damage. It takes time. That's why he speaks 4 times a week. Gizeh
@dawitmihretab795
@dawitmihretab795 2 жыл бұрын
ውፉይ ዝፈትወካ ሰብ ኢኻ ብመልስኻ እዉን ዕጉብ ኢየ:: ሎሚ ግን ኣይግድን እዛ መልስኻ ምስ ናይ ይቕሬታ::
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
degimka smayo bro thank you 🥰
@dawitmihretab795
@dawitmihretab795 2 жыл бұрын
@@gudayeyaykonen6095 ሰሚዐዮ እንዲየ ግን ዉፉይ ምስቲ ኣይምልሶን ኢዩ ዝብሎ ሓያል መልሲ ዝምልስ: ነዚኣ መልሲ ምስኣኑ ኢየ ቁሩብ ዕንይንይ ኢሉ :: ካብ ስክፍታይ ዝብገስ ኢዩ ::
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
@@gudayeyaykonen6095 Asmarino adi ayhatitin eyu tibil biqedamay tezaribomula nierom malet ni deqi Asmara zimilket hiji ke dea ni mintay ab Dessale bexiha qibiliti koyina adikika zeymingar🤔
@dawitmihretab795
@dawitmihretab795 2 жыл бұрын
@@ruthh1755 ንፍዕቲ ንሳ ኢያ እታ ነጥበይ ንዳሳለ ሸፈነ በዚሕዎ ዓዱን ዓዉዱን ክነግር ኣለዎ ። ፍናን እዉን ጸግዒ ኣይትሓዝ
@gudayeyaykonen6095
@gudayeyaykonen6095 2 жыл бұрын
@@ruthh1755 interview k gebr eyu dessale
@solomonnoah654
@solomonnoah654 2 жыл бұрын
Kelae Haku ezi John black Ata haki awxayo Ata fenan zerbebae aytebl.....
@selamawitkidane245
@selamawitkidane245 2 жыл бұрын
ለባም ዉፉይ ኣርከይ ፋኒ ከኣ ጸቡክ ኣከራርባ። አንበር ጆን ብላክ ዘሮ ዳኣ ከም ሰብ አካ ናይ ሰብ ዘይበሉ ደንኮሮ ፡
@woldeyesus9423
@woldeyesus9423 2 жыл бұрын
እቲ ጸገም ምስ ሰሎሙን ዝራኸብ ምኽዋኑን፡ መንነቱ ክነግር ጸገም ስለ ዘሎዋን ኢዩ።ሰሎሞን ካብ ደሳለ እንታይ ስለ ዝረክብ ኢዩ ሓበሬታ ዝህቦ?
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Buruh mexaie baelom ab xegem yiatiwu alewu
@woldeyesus9423
@woldeyesus9423 2 жыл бұрын
እዚ ትኣፋፊ ጉዳይ ናብ ዓዲ ምፍላጥ ኣገዳሲ ድዩ? ዝብል ኣርእስቲ ኣንኢሶሞ ኣምስዮም።ምስ ሰለይቲ፡ ብዓል ሰሎሞን ምርኻቦም ግን ኣየገዶሶምን።
@lmathans1584
@lmathans1584 2 жыл бұрын
Wufy ab kalot eiyu zwerdelka azmarino keynka a wide msika alem blash ezi hzbi nmen eiyu keamn 💔💔💔💔💔
@amantesfama6702
@amantesfama6702 2 жыл бұрын
ናብዚ ናይ ደሳለ ውፉይ ዓቢ ድልድል ኮይኑዎ ኣሎ ዉፉይ ኣብዛ ናይ ደሳለ ምሽፍፋን ኣብዚሑ
@Weldatfese
@Weldatfese 2 жыл бұрын
እዚ ናይ ደሳለ በረከት ሓሳባት፡ሓደገኛ ኮይኑ ረኪበዮ፡ዋላ ኣብ ጀ-ስቱድዮ ዝጽሕፎ ውን ኣዝዩ ሕማቕ ጽልእን ፍልልይን ዘኸትል ኮይኑ ይጸንሓካ፡ንኣብነት ደሳለ ንተጋደላይን ሕጂ ውን ንኤርትራዊ ዝህቦ ዘሎ ምስሊ ዘተሓሳስብ ዩ። ታሪኻ ጠቅላላ ብጨው ሓጺብኻ፡ካልእ ክትከውን ምፍታን ኣብ ዘብጽሕ የብሉን። ከምዚ ዓይነት ጽላኢ ጸገሙን መዘዙን ዝበዝሕ ኮይኑ ይስማዓኒ።ኣነ እንታይ ይኣምን ፍልጠትካ ዋላ ሰማይ ይኩን፡ንጥቕሚ ኩሉ ተራ ሰብን ዝበዝሐ ዝሰማማዓሉን ሓሳብ እንተዘይኮይኑ፡ውጽኢት የምጽእ ዶ ይከውን። ትሕትና፡ክብሪን ስነ-ስርዓትን ካብ ኪሉ ይዓቢ።ሰብ ከኣ ይስዕበካን ይኣምነኻን ዩ። ካልእ ጠባይና እንታይ ኮይኑ ዘሎ፡ ዘዝፈተናዮ ክንከላከለሉ፡ዘይምፈትዎ ከኣ ጸለሎ ምቕባእ ይኸውን ኣሎ፡ኩሉና ኣድማሳዊ ሓቂ ከነጥሪ ኪንዳይ ጽቡቕ ዩ፡ ኩሉ ከኣ ብሓደ ዓይኒ ጽቡቕ ዝገበረ፡ ሞሳ፡ዝተጋገየ ከኣ መኣረምታ እንተዝልመድ ኪንዳይ ሰናይ ዩ፡እንተዘይኮይኑ ኣብ ውልቃዊ ናይ ሰብ ክብሪ ኣቲካ ዘይትፈልጦ ከም ድላይካ ምባልን ምጽላምን ድሕሪት ዝመልስ ዘሎ ዩ ሞ ዓገብ።
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Tikikil hiji ageb tezeylina tarik Essayas kidigem yu mikiniyatu sunkulan endatershenu ageb zeymibalina ezi kulu aderae weriduna lo...
@BergedNhamedu32
@BergedNhamedu32 2 жыл бұрын
Good job fani hawina 🥰👏👏
@Ben511
@Ben511 2 жыл бұрын
I just meant to play hard politics. It is not hate or disrespect to anyone.
@OneLove-ed6hr
@OneLove-ed6hr 2 жыл бұрын
ኣነስ እዚ ናይ ለንቅነ ጉዳይ ኣይጸላእኩዎን ብዙሕ ከም ንፈልጥን ከም ንጥንቀቕን ኢዩ ዝምህረና ዘሎ
@zerukidane5287
@zerukidane5287 2 жыл бұрын
But he made a big mistake at least he has to apologize for it there is no excuse about it.
@desbelegabriel9535
@desbelegabriel9535 2 жыл бұрын
ክገርመኩም ፡ብሩህ መጻኢ ምስ ከምዚኦም ዘይጥርኑፋት ኣባላት ትብሎም ትተሓባበር እንተኾይና ክትፈርስ ምኻና ርጉጽ ኢዩ፡ፍናን ውን ሸተት ክት ብለካ ኢያ። ደሳለ በረኸት ንብዙሓት ዘብከየ ኢዩሞ ክትበኽዩ ኢኹም ፡ዓዲ ንምንታይ የገድስ ትብል ትደጋግማ ኣሎኻ ንዓድኻ እናተቓለስካ ኣበይ ዓድኻ ምኻን ርግጽነት ኣድላዪ ኢዩ ስለ መንነት ዝቃለስ ነቲ ዝቃለሰሉ ዘሎ መንነት ክህልዎ ይግባእ ስለዝኾነ BOTTOMLINE IS ብሩህ መጻኢ ኣባላታ ካብ ሎሚ ምሸት ዙሓት ክትስእን ኢያ
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
I lost interest in buruh mexaie
@Frinabereket
@Frinabereket 2 жыл бұрын
እዚ ጉዳይ ንረብሓ ክብል ተፈታዊ ኢዩ ሸንኮለል ዘብላ ዘሎ ለክባት ኢዩ ተጠንቀቅሉ
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 2 жыл бұрын
ክንዲ ተፈታዊ ስራሕ
@yonaseyhalaley795
@yonaseyhalaley795 2 жыл бұрын
100/፣
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Tegagika Tefetawi xibuq alo ni mintay Dessale adu zihabie giluxinet zeymihilaw eyu abzi awdiquna zelo...
@ዓለምጨናዊትፎ
@ዓለምጨናዊትፎ 2 жыл бұрын
Shenkolel ayebelan nseu eti haki eyu gelalixwo nseu eyu eti jigna teqlasay kea
@Frinabereket
@Frinabereket 2 жыл бұрын
እሞ ደሳለ ጽቡቕ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ንሕውነት ዝቃለስ ዘሎ እንበር ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ ክሳብ ሕጂ እንተስ ብፍላጥ እንተስ ብዘይ ፍላጥ ኣንጻር ህዝቢ ትግራይ ኢዩ ዘሎ ብጀካ እቶም ንቑሓት ዝተረደኦም ተዘይ ኮይኑ ኣነ ዝበል ዘለኹ እዚ ጉዳይ ናይ ደሳለ ንደገ ኣውጽኢኻ እንትርፎ ሰልጠነ ካልእ ዝረብሐ የለን መሊስካ ሓዊ ምእታው ኢዩ ንሰልተነ ኣብ ካልእ የድንቆ ኢየ ኣብ ዝተጋገዮ ከኣ ንነቅፎ ከም ሓቂ ግን ንሕውነት ህዝብታት ትግርኛ ዋጋ ዝኸፍል ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ጥራይ ኢዩ
@yonnnavy9669
@yonnnavy9669 2 жыл бұрын
ንህዝቢ ኤርትራ ሓልዮም ኣይኮኑን ጋል መንገዲ ስለ ዝፈትው ኢዩ።
@mulueyohans51
@mulueyohans51 2 жыл бұрын
Wfuy lomi aygdn lomi n desale tferho aleka
@doromdorom5271
@doromdorom5271 2 жыл бұрын
Waw nice wufuy smart ever
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 2 жыл бұрын
ናይ ሎሚ ሓሳብኩም ኣብ ደሳለ በረኸት ዝተዛረብክሞ ዘይቅኑዕ ውዱቕ ኢዩ
@Ninotes17
@Ninotes17 2 жыл бұрын
ሰልጠ እዩ እዛ media ምቅላስ ሲንዋ ዘሎ ዘሎን ዘየለን እና ኣምጸአ ኣጀንዳ ዝፈጥር ዘሎ
@ruthh1755
@ruthh1755 2 жыл бұрын
Giluxinet ab qalisi agedasinet alewo
@Adalalpha
@Adalalpha 2 жыл бұрын
ብዙሕ ግሉጽነት የብላን እዛ ብሩህ መጻኢ።
@ስደትይኣኽለና
@ስደትይኣኽለና 2 жыл бұрын
adl idka mshab trah eue zelo kabzi bright fture meknyatue gluxnet yeblomn ita 1nti thayesh dkoken ilna tesfa zgebernalna iya nera Fnan wen tegotati arebya koynue treyo aleka
@tesfayyemane54
@tesfayyemane54 2 жыл бұрын
Yeah more bzaba tgray do koyna
@henokmisghina7642
@henokmisghina7642 2 жыл бұрын
Nay nebsikum zeygabarkum si Nay eri sat entay yatiwakum Mejamarita nebsikum axeriyu fnan & wufey
@Ninotes17
@Ninotes17 2 жыл бұрын
ወረ ብመሰረቱ ንሓደ ሰብ ናብ media ምቅላዕ መሰሉ ምግሃስ ማለት እዩ. ነቲ ሰብ ግቡእ መቕጻዕቲ ክትህቦ ኣለካ ግን መሰሉ ብዘይ ዝገሓሰሉ. ኣብዚ ዓዲ እንተ ሰሪቓ ሰሪቁ ኢሎም ኣብ ጽርግራ ሕዞምካ ኣይኮዱን እዮም ስልዚ ከም በዓል ሰልጠነ ናይ media ትምርቲ ክገብሩ ኣለዎም
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 2 жыл бұрын
ደዛርብ ዘሎ እዚ ትብልዎ ዘለኹም ዘይኮነ ኣብ ቃልሲ ኤርትራ ክሳብ ዝሃለወ ደሳለ በረኸት መንነቱ ክፍለጥ ኣለዎ
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
Geez Music ትግራውነት እንታይ ማለትዩ ? what is is tgrainism ?Dj🎵 Geezawi .kzbin.info/www/bejne/eXvbYaxvn5WXag
@Senicho
@Senicho 2 жыл бұрын
xelmat mexae hasewti sebat adenagerkum nerkum tegetimkum ekum xelaeti hzbi Eritrea ekum
@awotkiros9486
@awotkiros9486 2 жыл бұрын
እወ ዓቢ ጌጋ ዩ ጌሩ ግ ኣካይዳኹም ግን ጽፉፍ ንኣባላትኩም ውሕስነት ትህቡ ኣብ ሓደ ሃገር ከኣ ምትእምማንን ምክብባርን ክህሉ ኣለዎ
@fqrihaqi5453
@fqrihaqi5453 2 жыл бұрын
ወላ ሂንዳዊ ውፉይ ያሆ
@yonasteages2600
@yonasteages2600 2 жыл бұрын
ቢታሚ ሃዚነ መጀመርታ ጉሉጽነት ማለት ኢንታይ ማለት ድዩ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ
@ተስፍኣለምወዲመንግየ 2 жыл бұрын
ደሳለ ብሃገርናን ህዝብናን እንዳ ተቓመረ መን እዩ ክንፈልጦ ምሕታትና ገበን እንተ ኮይኑ መቸም ጉድኩም ትፈለጥ እንዳ ቡህሩህ መጻኢ
@yemanemebrahtu1477
@yemanemebrahtu1477 2 жыл бұрын
ኢሳት ቃለ ምሕትት ክገብርሉ ከለዉ መን ኢኻ ክብልዎ ከለዉ ኣብ ሰውራ ተወሊደ ዐብየ ኢሉ ኣደናጊሩ
@ስምዓኒክሰምዓካ
@ስምዓኒክሰምዓካ 2 жыл бұрын
ሰልጠነ ግን ካብ ስምዒት ወጺኡ ከጋናዝብ ኣፍልጦ ውን ክሕንገጥ ካብ ለባም ምኽሪ ምደለየ ኢለ ይኣምን።
@luwam3961
@luwam3961 2 жыл бұрын
Thank you dear Fnan🏅🌝(👏🤝) for today's program, it was so great as always with your precious guest Beyene🏆(🧠👌). My opinion is NO one is 100% perfect including me (🙋‍♀️) except for our GOD(who IS 100% PERFECT) this is FIRSTLY and secondly John black has some good amount of truth in general but the problem is that he is so fast(🏃‍♂️🏃‍♂️🏃‍♂️) to talk(give an answer) or to give a judgement about a situation without rethinking about it calmly and that's why he does manyyy mistakes(MATURITY and CALMNESS so needed in his personality) So dear John🏅🌗(👏🤝) and dear Seltene🏅🌔(👏🤝) 100% better than HGDEFAWIYAN to me when it comes to our country political view even though there are some mistakes they use to make but mostly is John(he🌟 also uses to give so harsh truth and Seltene🌟 too, that's what i like about them the most), hope they don't get offended by my opinion because they talk about our country situations that so many are scared of speaking them out in public but of course without those because they're so courageous and brilliant🏆(🧠👌), from too many rights up to almost most of what they say are rights and they are(change seekers starting from Beyene,Yosef🏆(🧠👌), Khalid🏆(🧠👌),,,,etc(including other few people) and some channels like Mestiyat bietna🏆(🧠👌), Dehay menieseyat🏆(🧠👌),,,,,etc and last but not least Singers(Artists) too Kiros🏆, Wedi Tikabo🏆, freselam🏆,,,,,etc ). 👏🤝🙏.
@djgeezawi2313
@djgeezawi2313 2 жыл бұрын
Geez Music ትግራውነት እንታይ ማለትዩ ? what is is tgrainism ?Dj🎵 Geezawi .ን ዕለ 29 ተዳልያትልኩም አላ።
@freweiniwoldeyohanes128
@freweiniwoldeyohanes128 2 жыл бұрын
Hi Dekihagerna btaemi Sltunat ekum kemuwnn Eritrea and EritrawnetvMemeharan Mkankum Nhlnana ksanet NAemrona kea Flyer Nthbuna Msganabybsahkum Egziabiher Ybarkum Peace will be with you.
@adunyataeban1570
@adunyataeban1570 2 жыл бұрын
desu hawi hawi xelmat mexai endemo koynu neqax mkanu gn mara u kef zhbeni
@semereamanuel686
@semereamanuel686 2 жыл бұрын
fnan ezi wedi desale kem yuel zgebero teqalasay ye elu zgebero mstwial yedli u
Magnificent Three: Cities that Shaped History
3:29:21
Best Documentary
Рет қаралды 4,8 МЛН
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН
Wednesday VS Enid: Who is The Best Mommy? #shorts
0:14
Troom Oki Toki
Рет қаралды 50 МЛН
Хаги Ваги говорит разными голосами
0:22
Фани Хани
Рет қаралды 2,2 МЛН
ፑቲን እቲ ዝዓበየ ብድሆ ኤውሮጳ
15:57
Fnan App Infotech
Рет қаралды 4,8 М.
Quiet Night: Deep Sleep Music with Black Screen - Fall Asleep with Ambient Music
3:05:46
How To Speak Fluently In English About Almost Anything
1:49:55
EnglishAnyone
Рет қаралды 3,1 МЛН
УСЯ ІСТОРІЇ УКРАЇНИ ЗА 1 ЗАНЯТТЯ  #turbozno #нмт2024 #історіяукраїни
2:06:36
TURBO ZNO: твоя безкоштовна підготовка до НМТ
Рет қаралды 300 М.
Sigma girl VS Sigma Error girl 2  #shorts #sigma
0:27
Jin and Hattie
Рет қаралды 124 МЛН