No video

ዛደርሆ ትጋሓፍ ሃይማኖትና ኣይፈቅዲ ነደይ ኘራንክ ጌረያ መጨረሻ ግን ኣሕዚናትኒ

  Рет қаралды 19,932

Aman Tube

Aman Tube

Күн бұрын

#tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

Пікірлер: 1 200
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 4 ай бұрын
ኩለኩም ና እማ ተካተተልቲ ማዘር ብ ፕራንክ ሕኒአን ክፈድያ ትብሉ ላይክ ሃቡኒ😂❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@ggcf1371
@ggcf1371 4 ай бұрын
❤❤❤
@mashomashosara8047
@mashomashosara8047 3 ай бұрын
ብከመይ ኢና ንመክረን ሕኒኣን ክፈድያ አነ ምሓገዝኩዋን ነረ😀😀😀😀😀
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 3 ай бұрын
@@mashomashosara8047 ስልኪ ኣይህበናይ 😂😂😂
@aluhabeshawit2680
@aluhabeshawit2680 3 ай бұрын
@@user-jz9ti8dm9s ፕራንኪ ጌርና ንጠይቆ ልኡለ😄😄
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 4 ай бұрын
ንሕና ንሪኤክን ኣለና ማሚተይ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ምስ መዳም ኣለና እና ንፈትወኩም ኢና ቤተሰብ😁
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@Johnwediemba
@Johnwediemba 4 ай бұрын
ደስ ትብሉ ስድራቤት ፍቅርኹም ይብዛሕ ብሩኻት ሓውኹም ኤርትራዊ 🇪🇷 ካብ ይስራኤል እየ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@lemlemwoldegerima3598
@lemlemwoldegerima3598 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@HyatEbrahem-jb7ji
@HyatEbrahem-jb7ji 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@danayitkbrom9307
@danayitkbrom9307 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@brandbinientertainment4558
@brandbinientertainment4558 4 ай бұрын
ንኩለኩም ኣመንቲ ክርስትና እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙏
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 4 ай бұрын
ኣነኸ ማኣዝ እየ ባ ምስ ቤተሰበይ ዝትኣኻኸቦ ዛማዓልቲ ዚኣ ከመይ እለ እየ ዝሃርፋ ዘለኹ ስደት😢😢😢
@user-up3rc4ke5v
@user-up3rc4ke5v 4 ай бұрын
ባዓል ክኮን ከሎ ኩሉ ግዜ ስደት ዘወፃእኩላ ማዓልቲ እየ ዘረግም 😥🤕
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Ayzoki ab kereba geze 🙏🙏🙏❤️
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 4 ай бұрын
@@user-up3rc4ke5v ብጣዕሚ ግን ኣጆና👏
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 4 ай бұрын
ኣይዘና ክቡራት ኣሕዋት እግዚአብሔር ኣብ ዝፈቀዶ ምስ ስድራና ክንተኣካከብ ኢና ሓሳብ ልብና የስምረልና ዕላማና ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ንከይድ
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 4 ай бұрын
ብሓቂ❤​@@user-vj9ld4ni2v
@hkhggjjbhhjh
@hkhggjjbhhjh 4 ай бұрын
ካብ ኣምላክከ ትሕቡኡዶ ወለድና ኣብ እምነቶም ዘሎዎም ኣርኣእያኮ ደስ ክብላ እንኳዕ ኣብፀሐኪ ሞባይል😂😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@selmalovefiseha3679
@selmalovefiseha3679 4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እንኳዕ የሐቢሩ ኣብፅሓና ማሚየ 🙏🙏🙏🎉🎉🎉ኣጀካ ጎቡዝ ክትዓቡዩልና ኢና ንደሊ ተጋሩ የሐዋተይ❤❤
@MdMajarul-up2du
@MdMajarul-up2du 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@SSalam-hr1qk
@SSalam-hr1qk 4 ай бұрын
ኣቤት ኣዶዋይ ብልፅቲ ወለድና ኣብ እሙኖቶም ፁናዓት እዮም❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ggggggfg9183
@ggggggfg9183 4 ай бұрын
ብሓቂ ኣደታትና ኮ ኣብ ሃይማኖት ዘለወን ጥንካረ ፍልይ ልበለ እዩ እንኳዕ ንበዓል ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን🙏🙏❤️
@user-jg9fe9ir5d
@user-jg9fe9ir5d 4 ай бұрын
ኣሰይ ደስ ክብሉካ ኣይፈላሊኩም ፁሩያት ኢማ መሕረር ንማሚየይ ባ ኣይተሐርቀለይ ኣደዊተይ ወለላይ ንበርለይ ንዘላኣለም ንዓይ ክጥዕመኒ🥰🙏
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@mmn7636
@mmn7636 4 ай бұрын
መን እዩ ከምዚ ከመይ ፋንድሻ በሊዑ ዝዋዓለ😢 ኣፈይ ማይ መሊኡ❤😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
😂😂 ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@MuluMulu-jl4hd
@MuluMulu-jl4hd 3 ай бұрын
ኣለናልኪ ኣዮኪ ሓቢብቲ😂
@user-iz8zc3rv1j
@user-iz8zc3rv1j 4 ай бұрын
ኣይይ ኣየ ኣዳ ብርሃን ገዛ ታዓድልክም ኣዳ ዘይብልስ ? ሽሕ ዓመት ኑር እናቱ ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@Tigraweyti231
@Tigraweyti231 4 ай бұрын
ለባም ኣዶ ኣለዋኻ 🥰💧 ንሕናለ ለዓመታ ምስ ስድራና ነውዕል ነኸዎን😢
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 4 ай бұрын
ብሓቂ ኣዴታትና ኣቦታትና ኣብ እምነቶም ፍልይ ዝበለ ፅንዓት እዩ ዘለዎም ብመንገዶም ክንመላለስ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓግዘና❤❤❤ ሳሓቅ ቀቲለናና ማማ ኣሳኣና ሰላም ሞባይልያ😂😂😂 ምስ ደቂ መዳም ላተዳረቅናባ ንርእለና ኣብ ቀረባ ግዜ ንዓኩም የምስልና ናፍቆት ኣይካኣልናን ለሙስ ስደት ሰልችይና😢
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን ንመን ኢልዎ ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤️
@BeGUDEMTUBE
@BeGUDEMTUBE 4 ай бұрын
ቀዳመይቲ ባዕለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማዋይ እንኳዕ ኣብፀሐክን❤ኣይ ማማዋይ ዝረክብከንኦ ❤❤ዋይ ብዕራይየ ኤማዋይ ዓፊንካና😂😂😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 4 ай бұрын
ኡፍፍፍ ከምዚ ንብለሉ ማዓልቲ ናፊቁና ኤማየ ርሑስ በዓል ምስ መ/እ ቤተሰብ ደቂ ዓደይ🤲🥺❤️💛
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 ай бұрын
ቀደማኺ ኣደዋይ ዓለመይ ብርሃን ገዛ ሽሕ ዓመት ንበሪ💋💋💋💋💋እንኳዕ ኣብፀሐኩም ድማ 🙏🙏♥♥♥
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@gullala4624
@gullala4624 4 ай бұрын
አደዋይ ክብረተይ አይ አደ ርህርህቲ ንምንታ ኢካ ባ አማነይ ከሙኡ ትገብር ቀደማክን እኾዕ አብፀሐክን ማማዋይ ንገረን ከምንፈትወን ንማማ አምብበለን ምእቲ ክርደእን ❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️
@fgddxccgg2273
@fgddxccgg2273 4 ай бұрын
ኣሰይ ትዕድልቲ ቅዱስ ቅንኢ😢❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኤማዋይ❤🎉
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@fhfgtyyyurt8958
@fhfgtyyyurt8958 4 ай бұрын
ኣሕዋትና ነዐቢ ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️
@Gualweldu
@Gualweldu 3 ай бұрын
እስይ መክበሪት ሃይማኖት መኽበሪት ስብ ኣዶዋይ እግዛቢሄር ኣምላክ ብእድመን ብፀጋን ይሓልውክን ክብርቲ ወላድትና 😍❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@SalmSalm-oe9fx
@SalmSalm-oe9fx 4 ай бұрын
ብሓቂ ኣደታትና አብ ሃይማኖተ ዘለወን ጥንካረ❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-mp2vj1vv4g
@user-mp2vj1vv4g 4 ай бұрын
ወሌከ ኣዉዳኣመት ምድሪ ካብዚ ዛዓቢ ፕራንክ ታይ ክትገብረን ደሊኻ ንእሸተይ ትብል ኣማን ዓይነይ ኣዴና ዕድመን ጥዒናን ይሃበን❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@merahawitgaltigray
@merahawitgaltigray 4 ай бұрын
ማማዊተይ ፅርቲ ዓለም ሓቀን ኣማን ግን ግደፍ ኣወዳመት ምድሪ ኣይተሐርቀን ንማማ🙏❤ ደቂ መዳም ዝተቀንጠበት እያ ቀለብና እኮ🤭🤣🤣
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
እሹኒ 🙏🙏🙏❤️
@ngatngat2286
@ngatngat2286 4 ай бұрын
ደቂ መዳም ዳኣ እወ ትጂየይ 🥀🥀
@anwartkl559
@anwartkl559 3 ай бұрын
እወ ግን ፍቲና ኣይኮነንን ስደት ኮይንና እምበር ንንስህ ግዜ የብቀዐና😢
@melatmelat1376
@melatmelat1376 4 ай бұрын
እዛ ንእሹተን ሓፍትካ ሞክሸይ እያ ምልኣት ትብለካሰ ደንጊፀ 😂😂 ኩለኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅሩያተይ❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@user-pb3hg1cm7q
@user-pb3hg1cm7q 4 ай бұрын
ኣደዋይ ጥዕምቲ ጠንካራ ኣብ ሃይማናታ እንኳዕ ኣብፃሓኪ ሞባይላ ኣደዋይ ገርሂ ልባ😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@lidu8890
@lidu8890 4 ай бұрын
ኣቲ ሞባይል እንኳዕ ኣብፀሐኪ😂😂 ኣደዊተይ ምቅርቲ ዓለም👸❤️❤️❤️አሜን፫እንኳዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና😇🥰🥰
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@ghhg1825
@ghhg1825 4 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@wskn7283
@wskn7283 4 ай бұрын
አደዋይ እምነት ዘለኪ ተመስገን❤❤ ዕድሙ ይሃብኪ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti 13 күн бұрын
ኣቲ ሞባይል እንቃዕ ኣብፀሐኺ'ዩምበይ😂 ኣደዋ ምቅርቲ ዓለም💟 ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ፈጣሪ❤🙏
@gedu8644
@gedu8644 4 ай бұрын
መን ኣሎ ከማይ ብዕራይ ክርኢ ልተፀበየ😂❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-gm5kz5ce4b
@user-gm5kz5ce4b 4 ай бұрын
ዋይ ንዕባ😂😂
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 4 ай бұрын
ንሕና ንረኤክን ኣለና ማሚተይ ካብ ሱዑዲ ዓረብ ምስ መዳም ኣለና ኣሰይይይ ማሚተይ ሽኮሪናታታታታታ❤❤❤❤❤መለቀ ዳዕሮ ናፊቅና ዋይ ከመይኣላ ኣማን ሓወይ ቆንጆ ኢዩ ዓፈና🤣
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@brhaneye9521
@brhaneye9521 4 ай бұрын
ጓል ማዱዋይ 😅😂
@VanaVanaa-qn4nw
@VanaVanaa-qn4nw 4 ай бұрын
ኣሰይይይይ ደስ ክትብሉ ክብራት ስድራ ብሩክ ኣዉደኣመት ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 4 ай бұрын
ብእዉነት ደስ ትብሉ ስድራ ርሑስ ባዓል ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 4 ай бұрын
እሰይ ማማዋይ ካብ አምላክ ከ ትሕባእ ዶ ዓበይ መለእክቲ 🙏🕊እንዃዕ አብፀመኹም ርሑስ አውዳአመት 💘❤️🕊
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@TemesgenEmbza
@TemesgenEmbza Ай бұрын
ኤማ ስመዐኒ እዚ ደርሆ ቅድሚ ምሕራዱ እግሩ ፍተሐዮ ኤማ ዓርከይ
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 4 ай бұрын
አረ ይመችካ ንሳካስ ትፍለ ኢካ ብሓቂ ምስ ስደራካ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@Titi_ዓጋማዊት
@Titi_ዓጋማዊት 4 ай бұрын
ኣሰይ ማማዋይ ደስ ክብላኻ መክበሪት ሃይማኖተን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏💚🥰
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@user-sd6qs6pw5p
@user-sd6qs6pw5p 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ ክብርተይ ኣደይ ዕድመንጥዕናን ይሃብክን ማሚየይ ❤❤❤❤ ምስ ወለዲና ይኣካክበና ፍጣሪ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@user-br5kk1mz7h
@user-br5kk1mz7h 2 ай бұрын
ኣንታ ነዛ ኣደ እዚኣ እንዶ ሸልሙለይ ክሳድ ምቕንጣብ ኣይፍቀድን ብሃይማኖትና ናይ ባዕሉ ሃይማኖት ክህልዎ ይኽእል ምባላ ብጣዕሚ ለባም ኣየ ኣደ ትግራይ ምኽንያቱ ካልእ ሃይማኖት ዘይምልዓላ❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Monliaz
@Monliaz 4 ай бұрын
ሰየየየየይ ክንደይ ድሰ ትበሉ ኢማየይ❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@anwartkl559
@anwartkl559 3 ай бұрын
ዩትብካ ለሚ ረኪቦየ ወደዓደይ ግን ግደፍ ንማማ ኣይተሕርቀን ደስ ባሃልቲ ስድራ ኣነ እውን ኣህዋተይ ናፍቆዮም ኣብመንጎ ኣወዳት ስለ ዘዓበኩ❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
እሺኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 4 ай бұрын
አይ አደይ ምዓረይ ሓቃ እወ ሃይማኖትና አይፈቅድን ♥️🌹👌
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-ob4tn4vz5r
@user-ob4tn4vz5r 3 ай бұрын
ኣሰይይይይ ምቅራት ስድራ ደስ ክብሉ ኣብ ሰደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ስድራና ከመይዙይ ገይሩ ይሓወዉሰና❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏❤️
@qspm6706
@qspm6706 4 ай бұрын
ማማዋይ መቅርቲ ሰላም ሞባይል ዕድመን ጥዕናይ ይሃብክን አምላከ በሳሓቅ ጀሚረ በሳሓቅ ወዲአያ አየ አማን 😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-zl1gb1dv3r
@user-zl1gb1dv3r 4 ай бұрын
ንመን እየ ስላም ክብላ ንዛሞባይል ድዩ😂 አዶዋይ ምቅርቲ ዕድመ ጥዕና ይሃብኺ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@fishayemebrahtom
@fishayemebrahtom 4 ай бұрын
ኣታ ወዲ ነዛ ኣሞይ ከይተዕብዳ kkkkkkkkkkkkkkkkkk
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 4 ай бұрын
ብጣዕሚ አድቀየን አብ ሀይማኖትስ ከምዚ ንኮን አለና ዓባይ ትምህርቲ እያ ማምየ ብዕድመን ብጥዕናን ይመልወልና ትክክል ማምየ❤❤❤አሜን እንኳዕ ሐቢሩ አብፀሐና ፈትየን❤🥰🥰🥰🥰🥰
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏❤️
@hhgdxgyhivc4903
@hhgdxgyhivc4903 4 ай бұрын
ኣሰይ ጥዑማት ስድራ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኤማ ግን ግደፍ ንማዘር ኣይተሕርቃ ዓብይ ሓውካ ትዕግስቱ ዋው🥀♥️🤗
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-yi9qs6vt7e
@user-yi9qs6vt7e 3 ай бұрын
ማሚተይ አስሕቀናንይ😁 ዶሞ ንፈትወኩም እና❤🎉🎉
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@musse_shakur
@musse_shakur 4 ай бұрын
1st enkae abtshena legerm prank adetat tigray fetari edeme mes mulue tena❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-wb3je4uk6s
@user-wb3je4uk6s 2 ай бұрын
ኤሚ ገደፈ አተሕርቀን ማማየይ ዕደመናን ጥዕና ይሃብኪን
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Mebrhitwelgergis
@Mebrhitwelgergis 4 ай бұрын
ሰብስክራይብ ብምግባር ትታሓዋወሪና የሕዋተይ የቀንይለ 👇❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Ewe gedeta 🙏🙏❤️
@user-ti4sn8ul8y
@user-ti4sn8ul8y 3 ай бұрын
ኤማየይ ሽኮር ኣነስ ክፈትወን ኣደዋይ 💞 ኣደይ ክንዲ ማዘር እያ ትኮን እና ኩሉ ግዜ ኣምፀአየን ኣደይ ዝረአኩዋ ስለ ዝመስለኒ ሰደትና የሕፅሮ ፈጣሪ❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@SlamahSalim-px4yv
@SlamahSalim-px4yv 4 ай бұрын
ኣዶዋይ የኔ ለዋህ ስጦታ ሃበን❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-ck7zb2mp1d
@user-ck7zb2mp1d 4 ай бұрын
ኣደዋይ ኣስሒቀናኒ 😁😁 ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቃት ስድራ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 4 ай бұрын
ኤማ መሕረር እስካ ከ ታይ ስራሕካ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
😂😂😂 🙏🙏❤️
@user-kq3zd4dh6m
@user-kq3zd4dh6m 4 ай бұрын
እንካዓ ኣብፀሐኩም ፅሩያት ስድራ ኣብ ሰደት ዘለና ውን ናዓመታ ከምዙይ ምሰ ስድራቤትና ነውዕሎ ይግበረና ኤማ ከ እንታይ እዩ ሞያካ ምብላዕ ምስታይ ድዩ 😂 ኣይትሳኣንከ ዝሮዝሮስ ኣዛናግዕካናዋ ❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@flfu5333
@flfu5333 4 ай бұрын
ኣድዋይ ፅረት ዓለም እረ እማን ግድፍን ዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@Sgdyf
@Sgdyf 4 ай бұрын
ስለ ሃይማኖትክን ከምዚ ኢልክን ን ደቅኽን ብምኽልኻልክን ኣዝየ እየ ዘድንቐክን ማሚተይ ❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@mami4135
@mami4135 4 ай бұрын
እንታይ ክገብር ድየ ቤተክርስትያን ሓዲረ ሓቀን
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-uw2kb9ng8e
@user-uw2kb9ng8e 4 ай бұрын
ማሚተይ ምዓረይ 10000 ንበራ ፅንዕቲ ብእምነተን ናይ ብሓቂ ። አማን ሓዎይ ፕራንኪ ዝብሃል ፍፁም አይፎቲ አይከታተሊ ኔረ አነ ንማማካ ክርኢ ጊን አብ ናትካ ጥራሕ ይከታተል ምክንያቱ ብሃይማኖተን ፅንዕቲ ጠንካራ እየን ማሚተይ ምዓረይ 1000 ዓመት ንበርለይ ። ኮሞንተይ አንቢብካ ንማማይ ክትሓተልና መልሲ ሒዝካ ክትመፅእ ተስፋ ይገብር ። 1~ ንአና ደቅክን አብ ስደት ዘለና ብሃይማኖትና ክንፀንዕ እንታይ ትመክራና? 2~ብዙሕ ሰብ ሃይማኖቱ ብቅርሺ ይልውጥዩ ሞ ግቡእ ድዩ? ማለት ሃይማኖት እምነት እንድሕር ሒዝካ ኢካ ገነት መንግስተ ሰማይ ትረክባ እምበር ቅርሺ ናብ ዘይኮነ ዘይተ ደለየ መስተን ባእስን የእትየካዩ ንሕናከ መንኡ ምመረፅና 3~ ብጣዕሚ እየ ዝፎትወክን ማማዋይ ምዓረይ አደዋይ እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና አደዋይ ብርክቲ ብርሀንገፃ ንዓይ ጓልክን እውን አብ ስደትየ ዘለኩሞ እንታይ ትመክራኒ ምክርክን ሃባኒ ፍቱውውውውውውየ ዘብለክን ማማየ💕💕My Love Mamay አማን ሓዎይ ሕተተለይ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
እሹኒ ኣብ ቀረባ እዋን ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️
@user-er1zp3vj5r
@user-er1zp3vj5r 4 ай бұрын
እሰይ ኣደዋይ ማዓረይ❤🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@ggbghghgd3369
@ggbghghgd3369 3 ай бұрын
ኣየ ስደት ዓይንካ ይጥፋእ ከምዚ ኢልካ ምስ ቤተሰብካ ተኣካኪብካ ምጭዋት ምብላዕስ ክንደይ ደስ ይብል
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
Fetari nemen elewo ab kereba geze Kekon eyu 🙏🙏🙏❤️
@user-su7vs8kr8e
@user-su7vs8kr8e 4 ай бұрын
እንኮዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን🙏🙏❤️
@user-py8tg9dc6s
@user-py8tg9dc6s 4 ай бұрын
ወላዲትካ ደሰ ክብላ ኩሉ ግዜ አቅርበልና 🥰🥰🥰🙏 አቲ ሞበይል እንካዕ አብፀሐኪ አደየ እዉይ እንታይ ገበራካ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@user-se1ql2xl6y
@user-se1ql2xl6y 4 ай бұрын
ማማይ ለዋህ ብጣዕምይ ኣስሕቀናንይ ነታ ሞባይል ሰላምያ ትረኤንላ ይርኤኻለኩ😂😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@abyabby9886
@abyabby9886 3 ай бұрын
ማሚተይ ማዓረይ🥰😘እሜየይ ማሕረርይ😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@najesthalu2883
@najesthalu2883 4 ай бұрын
ኣረ ተናዲደን እየን ሓቀን እየን ብፍላይ ስለ ሃይማኖት ቀልድ የለን
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@rfduv1457
@rfduv1457 4 ай бұрын
ኣሰይ ማምየ ብርሃን ገዛ እንኳዕ ሓብሩ ኣብፀሐና ኣዶዋይ❤❤❤👏
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@AaBb-tr6hv
@AaBb-tr6hv 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@hhoo4778
@hhoo4778 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ev9kv6nf1n
@user-ev9kv6nf1n 4 ай бұрын
አረ ዳደኻ ብራንኪ ይቅረይኻ እዝ ሓወይ ይቅርታ ደስ ኣይብልይ ኣማን❤🎉
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Eshini zehawey 🙏🙏🙏❤️
@AbashWedikeshi
@AbashWedikeshi 2 ай бұрын
ንሰኻ ግን ብጣዕሚ ሓጊዝካዮም ደርሆ ሒዝካሎም😂😂😂
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 3 ай бұрын
ኣሰይይይ ትዕድልቲ ቁዱስ ቅንኢ ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራት ሰድራ ቤት ❤❤❤😘😘😘 ሰደት ዘለና እውን ኣምላክ ሰደትና የሕፅረልና 😢😢😢
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@Samriye10-10
@Samriye10-10 4 ай бұрын
ኤማየ እንኳዕ ኣብፅሐኩም ዓፊንካና እኮ ድርኡስ ኤማስያ ብዛ ዓቅሚ እዚኣ ብዕራይ ኣውዲቅካ ኤህ ድኣም😂😂😂❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp 4 ай бұрын
ፁሩያት ሰድራ እንኳዕ አብፀሐኩም ንበዓል ትንሳኤ❤❤❤❤❤😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏❤️
@brhanmahari6031
@brhanmahari6031 4 ай бұрын
ሰላም መባይል ማማዋይ ቃደማክን😂ኣይተሕርቅወን ኣደዋና❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️
@titisabawit3510
@titisabawit3510 4 ай бұрын
እንቋዕ ኣብፀሐኩም❤❤❤❤❤በዓል ኣከባብራኹም ደስስ ይብል❤❤ኤማ ግን ብጣዕሚ ኢኻ ደስ ትብል ዋይ❤❤ኣደማኻ ለ ደስ ክብላ❤❤ ገና ክነዕብየካ ኢና ጎብዝ❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@fycvhh8056
@fycvhh8056 3 ай бұрын
አስይይይይ ማሪያምን አጋጣም ዝይረኡኹዎ ቃንየ እደዋይለ ዕድሜ ጥዕና ይሃብኺን ምስ ደቅኻን ማማየ ኹሉ ግዜ ሓፋቲ አቦይ ይምስላን ❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏❤️
@hiwilove7088
@hiwilove7088 4 ай бұрын
ማሚዋይ ድቃስ ኾ ካልእካየን ዘይፀገባ ድቃሰን አተለዕለን❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@xhhdhdhdhdhdhdjjd9872
@xhhdhdhdhdhdhdjjd9872 3 ай бұрын
ሓቀን ግዲ ማሚዋይ ልመበይል ድየ ሰላም ክብላ😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
😂😂😂 የመስግን ክብረተይ 🙏🙏🙏
@user-dr1lf8tj2f
@user-dr1lf8tj2f 3 ай бұрын
ጸሎት ግበሩ በቲ ዝዓበየ ከኣ ተባረኩ ከም ከልቢ ሲ ስቅ ኢልኩም ትበልዑ
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@danayitkbrom9307
@danayitkbrom9307 2 ай бұрын
ከምዙይ ኢልና ምስ ስድራና ንውዕለሉ ጊዘ ይምፀኣልና ኣብ ስደት ዘለና 😢
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
@fyorigaltigray8279
@fyorigaltigray8279 4 ай бұрын
ኣቲ ሞባይል እንቋዕ ኣብፀሐኪ ምቅርቲ ዝኮና ሰበይቲ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏❤️
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 3 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣዴታትና እኮ ኣብ ሃይማኖት ዘለዎም ብጣዕሚ እዩ ደስስስስስ ዝብል🙏❤❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@HhBb-lr4tn
@HhBb-lr4tn 2 ай бұрын
ዞንአዶ ክምቸዋካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ስድራ❤
@amantube28
@amantube28 2 ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-lo9bf4ld7r
@user-lo9bf4ld7r 4 ай бұрын
ኣደዊተይ መኣረይ ግድፍ ብራንኪ የትግበረን ነዳዊትካ ኢማየይ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
እሹኒ ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-fo9yy9vb3j
@user-fo9yy9vb3j 4 ай бұрын
ደስ ክትቡሉ ማሚ ተሪኤኒ ኣላ ይሪኣ ኣለኩፓ😂😂
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
😂😂 🙏🙏🙏❤️
@user-pc4li2ko8h
@user-pc4li2ko8h 4 ай бұрын
ኣሜን ለኣመታ ከማኹም ምስድራና ከማኹም ንሕልፎ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
@aluhabeshawit2680
@aluhabeshawit2680 3 ай бұрын
አዴካ ግን 🥰🥰 ማዘረይ ተትከውን ኔራ ብቱ ጨማ ዘግ መበለትኒ ኔራ😄
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️
@user-vw8ue6vb9i
@user-vw8ue6vb9i 3 ай бұрын
ካብ ኣምላኽ ድካ ክትሕባእ ዓባይ ቃል😔❤👸
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
Betami 🙏🙏❤️
@ትግራወይቲ
@ትግራወይቲ 4 ай бұрын
እሰይ ፅሩያት ዝኮንኩም ስድራ እንኳዕ ኣብፅሐኩም❤ ማማዋይ ምቅርቲ ኣንሕና ዓረብ ሃገር ኮይና ንርኤክን ኣለና ኢና ንፈትወክን ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤ኢማዋይ መሕረር ክፈትወካኮ ንማማ ኣይተሕርቀን ግደፍ😂ለለ ኣይትደንጉይ ቀልጢፍካ ልቀቀልና ምዓረይ❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@sarahsarah4584
@sarahsarah4584 4 ай бұрын
አሰይይይይይ ክንደይከ ትፅብቁ ላዓካትኹም የማሰለና አይ ሰደት ግዜና ወዲና ላዓመታ ኽኽድ እዳበልና አለና አብ ሰደት አይፈላልኩም ኣጆኻ በርትዕ ❤❤❤❤ አብ ቀረባ 100ሸ ትበፅሕ ኢኻ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-lz7nm3er6p
@user-lz7nm3er6p 4 ай бұрын
ኣዴካ ክፈትወን❤ ኣዴታትና ንሃይማኖትን ,ባህልን ,ስርዓት ኣቦታተንን ,ከመይ ከምዝሕልዋን ዝጥንቀቃን ይገርም እዩ .ደስ ትብሉ ስድራ❤ አሽሓት ከምንርኤን ንገረልና😊
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-im7pc5zg4y
@user-im7pc5zg4y 4 ай бұрын
ማማዋይ ዓለመይ🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ደስ ክብላኒ💗💗💗💗💗💗💗💗💗🌹🌹🌹❤❤❤❤❤❤👏
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@amenaamena256
@amenaamena256 4 ай бұрын
አደዋኒ❤❤❤❤❤❤😢😢 ታገበራኻ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏❤️
@user-jh1xc7pi8i
@user-jh1xc7pi8i 4 ай бұрын
ኣሕቢሩ እንቃዕ ኣብፀሐና ማሚየይ🙏❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 3 ай бұрын
ብዕራይ ተበለስ ዋ እታይ እየም ክገብርዎ ኩሉ እለ ነይረ😂😂😂😂😂😂
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx 3 ай бұрын
ዋላ ኣነ ከሙኡ እዳ በልኩ ነረ😂😂😂😂😂
@berhanedesta1051
@berhanedesta1051 3 ай бұрын
ምስ ኣደታትና ዘሎ ዓቅሊ እምነት ሰብኣውነት ኣይድገማን የን እኮ
@user-dk5nh4wj4q
@user-dk5nh4wj4q 4 ай бұрын
ኤማ ክፈተወካ ማዓት እየ አደዎይ ፅሪቲ❤❤❤❤❤❤
@amantube28
@amantube28 3 ай бұрын
🙏🙏🙏❤️
@user-gb5yh5fd7g
@user-gb5yh5fd7g 4 ай бұрын
ዓይንኹምስ ተማሳሰልቲ ፍሩያት ዓይኒ ስድራ ደስ ትብሉ ብጣዕሚ♥️♥️♥️♥️
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
ክብረት ይሃበለይ 🙏🙏🙏❤️
@user-ne8kx8mf9c
@user-ne8kx8mf9c 4 ай бұрын
ነደዋኻ ብራንክ ኣይትግበረን❤ብዝተረፈ አሜን እንኳዕ አብፀሐና ኣደይ ፅሪቲ
@amantube28
@amantube28 4 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏❤️
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 43 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 33 МЛН
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 6 МЛН
ና ቅድሚ 20 ዓመት ትውስታ😱👍
11:11
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 14 М.
He bought this so I can drive too🥹😭 #tiktok #elsarca
00:22
Elsa Arca
Рет қаралды 43 МЛН