#zaramedia

  Рет қаралды 12,733

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Пікірлер: 52
@Zaramedianet
@Zaramedianet Сағат бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@MegaSofiamia
@MegaSofiamia Сағат бұрын
እስታሊን ሐወይ እድመን ጢዒና ያሐብካ ወድነዋይ መዐረይ ❤❤❤ ብአኻ እዩ ተስፋና❤
@amatesfa5753
@amatesfa5753 45 минут бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ምስክር ኢዩ, ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኹን, ኣብ ጸገምካ ኣብ ጎንኻ ደው ዝበለ , ምስጋና እምበር ጸለመ ኣይግበኦን
@mikytekle8814
@mikytekle8814 Сағат бұрын
Thanks brother
@medhanietewelde-i8t
@medhanietewelde-i8t 39 минут бұрын
Getachew mezerba walahanti ni hizbi Tigray aywikilin 💙💙💙💪🏻💪🏻💪🏻
@MulubrhanYalemshet
@MulubrhanYalemshet 59 минут бұрын
ኽብረት ይሃብካ ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቢ ። ንህዝቢ ትግራይ ዘየኽብር መንገዱ ይሓዝ ። አብ ጎንኺም ኢና ።
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 55 минут бұрын
ስታሊን ሓወይ ወዲ ህዝቢ ,Thanks for your honesty and transparency
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 Сағат бұрын
Zara media ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉King 🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 Сағат бұрын
ኣነ ብጣዕሚ ዘሕዘነኒ ግና ወዲ ወረደ ሕማቕ መዓልቲ ምዉዓሉ ኢዩ ስታሊን በሓቂ ጽቡቕ መግለጺ እንዳሃብካ ኢኻ
@Goytahaleqa
@Goytahaleqa Сағат бұрын
ስታሊን አታ ጅግና በሎም ንዞም ሰካራማት
@TigestLemlem
@TigestLemlem Сағат бұрын
Tigrayans, the bravest people in human history, emphatically rejecting fascism and extermination in the name of democracy.
@YamaneHagos
@YamaneHagos Сағат бұрын
Top
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT 25 минут бұрын
ጀ/ራ ህንፃ ወለደጀወርግ ንህዝብትግራይ ካብ ጭንቀት ናበ ተስፋ ዝመልስ መግለፂ ሂቡ አሎ ብጣዕሚ ታሓጉሰ ግን አብተግባር ክረኤ አለዎ እቶም አጭዋ ክልተ ዓንደል ፍርዶም አብ ሓፂር ግዜ ፍርዶም ክረኽቡ ይግባእ ህዝቢትግራይን ህዋሓትንንቅድሚት❤💛❤️💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪
@TigestLemlem
@TigestLemlem Сағат бұрын
What mercenary Getachew said about Asena TV, better if said by genocider Mesherefet about Getachew.
@ZekielMalik-p9q
@ZekielMalik-p9q Сағат бұрын
🫶🫶🫶👍👍👍👍
@TigraySabalwaTigraysabalwa
@TigraySabalwaTigraysabalwa 20 минут бұрын
ሰላም ሰላም ስታሊኒ አታጅግና
@samsonberhane942
@samsonberhane942 20 минут бұрын
@nobonono-dl1rp
@nobonono-dl1rp 14 минут бұрын
❤❤❤❤❤❤
@NonCoviddi
@NonCoviddi 23 минут бұрын
💪💪💪💪💪
@ደፋርሰብአይ
@ደፋርሰብአይ 47 минут бұрын
ስታሊን ጀግና እንዲኻ። ኣብቲ ፅንኩር እዋን ታሪኽ ሰሪሕኻ ዝወፃኻ እንዲኻ። ብሱል ሰብ እውን ኢኻ ኣብ ትንታነኻን ኣረእያኻን ከም ከማይ ማለት እዩ። ግን ኣብዚ ሕዚ እዋን ን ነባር ምድጋፍካ ፀገም ዘይብሉ ተኾነ እውን፣ ነዞም ተነፂሎም ዘለው ኣጥኒሶም፣ ኣዋሊዶም፣ ታተ ኣምሂሮም ናብዚ ዘለውዎ ብርኪ ዘብፅሑ እቶም ነባራት ምዃኖም ክተጉልህ ኣይትረኣይን። ንምንታይ? ኩሎም ኣብቲ ጉጅለ 14 ዘለዉ እኮ ብዙሕ ነገር ከም ዝነበሮም ዝዝረበሎም እኳ ተኾነ፣ ኣመራርሓ ኣደመ ግን የሳሊ ከም ዝነበረ እዩ ዝሕበር። ክሳዕ ዝተሓሽከርዎ ምንም ዘይብል ነውራም ጉጅለ ስለ ዝኾነ እዩ ዝበሃል። ስለዚ ብ ማዕረ ንኽልቲኦም ተትወቅስ ተተቃልዕ ምሓሸ እብል። እዚ ጉጅለ ደብረ ፅዮን ካብ ጉጅለ ጌታቸው ይሕሽ እዩ ኣይብልን። ኩሉ ሰስርሑ ከውፀኦ ሓይሊ ፀጥታ ትግራይ ብ ቤት ፍርዲ ተኣዚዙ ስጉምቲ ዝወስደሉ ኩነት ተዝፍጠር!
@nobonono-dl1rp
@nobonono-dl1rp 13 минут бұрын
👍👍👍👍👍👍💓💓💓🌹🌹
@Mama-k9o9o
@Mama-k9o9o 14 минут бұрын
❤❤❤❤ 3:38
@hageremiru2888
@hageremiru2888 16 минут бұрын
🎉🎉🎉🎉
@saaraaraya5413
@saaraaraya5413 35 минут бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤
@ShibeshiShushay-m3p
@ShibeshiShushay-m3p 32 минут бұрын
Setalin jegena
@TeklayAssefa-i7p
@TeklayAssefa-i7p 31 минут бұрын
ንአብነት 1988 ዓ/ም ሰራዊትና አብሱዳን ውሽጢ አቲና እና ዋጋእና እና ሃለና መለስ
@ZeresenanayT
@ZeresenanayT 20 минут бұрын
ፀድቃ ዝባሃ በካዕ ሰራቂ ቅመኛ ደላይ ስልጣን ዓዲ ይሕምሳ ኣሎ አታ በጃኹም እዶ ሓዲኡ በልዎ ዝርካሽ ሰብ።🌚🌚🌚🌚🌚🌚🌚🖤🖤🖤🖤🖤
@afeworkiyemane4755
@afeworkiyemane4755 10 минут бұрын
ዝኸበርካ ዛራ ሜዲያ እዚ ንኣሰና መዊልናዮ ዝብሎ ዘሎ መኽፈሊ ናይቲ ዘጠፋፍእ ገንዘብ መኽፈሊ ክኾኖ ጌታቸው ስለ ዝደለየ እዩሞ ንህዝቢ ኤርትራ ነቲ ደጋፊ ትግራይ ምጽላም ስለ ዝኾነ ቅብሊት ክሕትት ኣለዎ ዓወት ህዝቢ ኤርትራን ትግራይኔ
@abrish986
@abrish986 55 минут бұрын
Alula called 50 centes media for zpara media
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 24 минут бұрын
ብትግርኛ መጽናዕቲ ዘቅርብ ስለተሳእነ ወይካዓ ዳኒኤል ብርሀነ ትግርኛ ስለዘይኽእል እውን አየኮነን ብአምሓርኛ ክቀርብ ተገይሩ ዘሎ። እንታይ ድአ ፀላእቲ ፕሮፖጋንዳ ንክሰርሕሉ ምችው ኩነታት ንምፍጣር ኮነ ተባሂሉ ዝግበር ዘሎ እዩ። እዚ አብ ህዝቢ ዘለዎም ፅልአትን ንዕቀትን ክሳብ ክንደይ ምኻኑ ዘርኢ እዩ። ህዝቢ ስለዘይተቀበለካ ክሳዕ ክንድዚ ምፅላእን ምንዓቅን ምብዳልን ወንጀል እዩ ። ህዝቢ ትግራይ አይኮነን ዶ ንባዕሉ ብሄር ብሄረሰባት ከይተረፉ ብቋንቆኦም ክዛረቡ እኮ ተቃሊሱ እዩ ።
@dohan1.0
@dohan1.0 Сағат бұрын
ጽዕንቶ
@TemesgnKebede-lr6gq
@TemesgnKebede-lr6gq 42 минут бұрын
ግምት/Speculation on Diversion and delay tactics! ዛንታ ኣዥውዥው ፣ ፈጠራ/speculation በርቂ: ወይስ ፀፍ ዝበለ ሓቂ? ናይ ግዜ ጉዳይ ይኸውን ትጠንቂ ክንፈልጦ መን ከም ተዋፈረ ኣብፀይቂ እቲ ኣፈኛ ለፍላፊ(manqué author) ውይስ እቲ ጉደኛ ደላይ ጎንፂ ዕቂ። እሞ እቲ ታሪኽ ዕሞ በሓፂር ቐፂለ ኸምዝስዕብ ኽዛዝሞ! ተራ ውድብ ኣባል ብቐሊሉ ዝሕበል ውይም ብገንዘብ ዝምወል ከመይ ገርካ ቀንዲ መራሒ ትገብሮ ነገር ከምድልየትካ ብድሕሪት ክዝውሮ! ጉዕዝኡ ጠቕሊሉ ንትግራይ ምስ ሰሓበ፣ እሂን ምሂን ዋዕላታት ምስተኻየደ፣ ድሕሪ ሕዚ ሸዋ ከፍ ኢልካ ዝግበር ጎሥጓሥ ይኹን ምዕባለ ምብቅዑ ምስተፈለጠ፣ ሶማል በል ቤንሻንጉ፣ ኦሮሞ በል ጋምቤላ፣ኣፋር በል ኣምሓራ ባዕልቶም ከምዝሕሸሎም እታሃገር ከመሓዳድሩ (ናህና ድልየት ዓርሠ ምሰልና ክሳዕ ተኸበረ) ምርድዳእ ምስተበፅሐ። እዙይ ናብ ትግራይ ምድሕርሓር ሠላም ንኹሉ ምርግጋፅ ኣብኡ ከይውዳእ ናብ ዝባኣስ ሸርሒ ተጎልበበ፣ ናብ እኩይ ካሊዕ ነገር ተደያየበ። ናይ ዓያሹ ነገር፣ ንግዚ ይጥዕሞ ኢልካ እንተተዓገስካ ዝፈራሕኻ ዝመስሎም፣ በሉ ካብ ኣንሳሓቡ ብውሽጥን ብደገን፣ንዝበጦም ፣ንቐጥቕጦም ንጨፍልቖም ፣ ውልቕልቖም ወፂኦም ብትንትን ክሳዕ ዝብሉ ኢሎም ወስኑ ደቂ ዓዲ ሠለሥተ፣ ግዜ ዝሃቦም። እሞ እዙይ ክትግብሩ ሓዊ ደጊልና ነቃፅሎም ብምባል ስባት ነዚ እኩይ ተግባር ዝምጥኑ ንሕረይ ኢሎም፣ ክዓብብ ዝበለ ቁሩብ ኣብኢዶም ሓደ ስብ ረኸቡ። እዚ ስብ ድማ ህውሐት ከም ዕረ ዝመሮ ምኻኑ: ብዛዕባ ትግራይ እንተኾ ክንዱትይ ዘይግደሽ ምኻኑ ተፈለጠ እንትኸውን ኣዲ ሠለሥተ ትግራይ ንኽወሩ እንትሸባሸቡ ኸምቶም ካልዖት ሸዋ ዝዓረዱ ንሂወቱ ዘየስግኦ ምኻኑ እንዳተፈለጠ ንትግራይ ዘህድም ናይ ምንባር ወይም ናይ ሞት ስግኣት ኽንነብሮ ኣይኽእልን፣ ብጀካ ተሓብአ ተልእኾ ግዳጅ። ብውሽጥን፣ ብደገን፣ ብላዕልን፣ ብታሕትን ህወሓት ከምዑውን ትግራይ ምዕናው ቀዳማይ ሥራሕ ንምዕርራይ ላዕልን ታሕትን ተጓየዩ፣ ከምዝበልናየዮ ልዕል ኢልና፣ ሓደ ብናይ ዝሓለፈ ጎንፂን ቂምን ቅርሕንቲን ዝዓበደ ምስላፍ እንትኸውን፣- ሓደ ኻዓ ምሁር ኣይብልዎ ደንቆሮ ወዲ ሹቅ፣ ኣፍ ጭልጥ ዝበለ፣ ኣብ ዝመሰዮ ዝሓድር መሳቲይቶም ምስ ሃገሩ ኣንሳሒቡ ዓዲ ዝነበረ ብቐሊሉ ኸምዝረኽብዎ ኣረጋገፁ። በቱይ በቱይ ኢልካ ውግእ ብሰማይ ብምድሪ ተጀመረ፣ ስብ ትግራይ ሃወኸ፣ ኣሸገረ። ኣብዚ ዕዋን ስብ ዝኣምኖም ግን ምስ ፀላዕቲ ዝስርሑ ምጥያሽ ተጀመረ። ውሽጡ ጉጡም! እቲ ላዕሊ ተጠቀስ ውልቀ ስብ ውሩይ ስለዝነበረ ብዕሊ ምፍላጥ ኣድላይ ኣይነበረን። እቲ ወዲ ሹቅ ግን ከመይ ጌርካ ዝናን ክብርን ክተጓናፅፎ ሽግር ፈጠረ። ሓድሽ ሆሊውድ/Hollywood ተዋስኦ ተፈትረኸ። ሓደ ወጋሕታ ለይቲ ድሮን ገዝዑንምፍራስ ንዑዑ እውን ንምቕታል ዓሊማ ንመቐለ ተላኣኸት። እሞ ከምዝተዓለመ እዙይ ዘይበሃል ቦምብታት ወንጭፋ ፈንጀረት፣ ናይ ሓሶት ትልሚ፣ ነዚ ስብ ንምቕታል ግንኸ ናይ ስብ ናይምዕሻው ተንኮል ነበረ። ሃመማ ገፁካ ኡሽ ክትብል እውን ተዓለመ ኣይነበረን። ግን ስብ ንምእማን ድሕር ኢሎም ዝሕልውዎ ዝነበሩ ዋርድያታት ኮላይ ጎረባብቲ ቆልዑ ግን ተቐቲሎም። ዋዕ **** እከለ እከለ ካብ ሞት ኣምሊጡ! ዕልል ኣታ ዕልል ጀግና ሓውና ዲሒኑ ኣታ ዕልል እታ ዕልል እናበሉ ተሓጎሱ ዋዕ ዋዕ በብመረብዑ። ዝሕዝን እቶም ተሰውዑ ዋርድያታት ኾላይ ቆልዑ ተረሲዖም ከም ጨው፣ ብበርበረ ተሸሊጎም እንትርስዑ፣።ወዲ ሹቅ ብድሕሪኡ ኣብ ዓይኒ ስብ ኣተወ፣ ስሙ ኮነ ክብሩ ላዕሊ ተወንጨፈ። ብድሕራዑ መንን ከም ክምዑ። ትግራይ መውፅኢ ኣፋ ቸ፣ ቸ፣ ቸ፣ ምባል ጀመረ፣ መን ዝዓበደ ጠጠው ከብላ፣ ቸ ንጎሆ ፣ ቸ! ቀትሪ ቸ! ምሸት ቸ! ሌይቲ ቸ! ብሕልሚ፣ ቸ! ብጋህዲ። ከምዙይ ገይሮም ካብ ተራ ግለ ስብ ኣባል ህወሓት ናብ ዓንቀር እንትድይብዎ። ናብ መሪሕነት ምውድዳር እንተድይብዎ ብቀፃሊ ገንዘብ ወዲ ገንዘብ ዶጊሞም ፣ ዶጓጊሞም 17 (18 ባዕሉ ወሲካ) ማዕኸላይ ኣባላት ናብ መሪሕነት ሹመት ኣጎናፀፍዎ ኣዲ ሠለሥተ። ዓላማ ድልየቶም ኻዓ ተሳኸእ፣ መራሒ ኮይኑ ከምዝበልዎ እናተግበረ እነሆ መሬት ትግራይ መሬት ኣበሳ ህዝቢ ትግራይ ተሰካሚ ቓንዛ ገበራ። ተጠየቅ ንስኻ ሑሙም ዲኻ እዙይ እናፈለጥካ! ተጠየቒ ንስኺ ሕምምቲ ዲኺ እዙይ እናፈለጥኪ! ደቂስካ ተሓድር ደቂስኪ ትሓድሪ ባርዕ እናነደደ ጓሕሪ!
@Sarasara-yj3ro
@Sarasara-yj3ro 22 минут бұрын
Brleant maynd staliny
@AtoBelay
@AtoBelay 57 минут бұрын
አንተ መሰልከኝ ስለ አሰና ወሬ ስታሟሙቅ የነበርከው።
@kiflefisaha1841
@kiflefisaha1841 16 минут бұрын
ስታሊን ጀ ፃድቃን እዩ ኢቲ ዋና ረባሺ ጌታቸው ማ ጋሪ እዩ።
@Dekike27
@Dekike27 17 минут бұрын
ልምምንታይ ብስምዒት ትዛረብ እለኻ ሓቅነት ካቫኻ ትወጽእላ
@HadisMeresa-p4k
@HadisMeresa-p4k Сағат бұрын
Kkkkk kindizi do hamweredika Stalin
@IsraMohammed-e1q
@IsraMohammed-e1q 59 минут бұрын
ፃድቃን ማለት ተንኮለኛ ቂመኛ ነው አይረባም
@GebreMekonnen-s8q
@GebreMekonnen-s8q 48 минут бұрын
Block and not like,subscribe or share.Why? Narrowist stand and not nationalist but to a small village.
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 8 минут бұрын
ወዲ ኣሸብር ናበይ ከይዱ ?
@YamaneHagos
@YamaneHagos 53 минут бұрын
top
@eliasabana2712
@eliasabana2712 55 минут бұрын
@TeklayAssefa-i7p
@TeklayAssefa-i7p 31 минут бұрын
ንአብነት 1988 ዓ/ም ሰራዊትና አብሱዳን ውሽጢ አቲና እና ዋጋእና እና ሃለና መለስ
@gamlak1
@gamlak1 Сағат бұрын
❤❤❤
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,8 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 32 МЛН
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 132 МЛН
"ናይ ኣቢይ ኣሕመድ ጽዑቕ ምድላዋት"
10:25
AAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 4,1 М.
ሶሎዳ ሚድያ
Soloda Media ሶሎዳ ሚዲያ
Рет қаралды 167
Бенчик, пора купаться! 🛁 #бенчик #арти #симбочка
00:34
Симбочка Пимпочка
Рет қаралды 3,8 МЛН