ዘተ ምስ ፕረሲደንት መሰጋሪ ኤረትራ ኣብ ስደት ኣቶ ገብረ ባህዱራይ

  Рет қаралды 11,390

Zelenayo Show

Zelenayo Show

Күн бұрын

ዘተ ምስ ፕረሲደንት መሰጋሪ ኤረትራ ኣብ ስደት ኣቶ ገብረ ባህዱራይ

Пікірлер: 199
@ghirmayyemane1979
@ghirmayyemane1979 4 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ገለ ሰባት ዓቕሞም ዘይፈልጡ ምስ ገብረ ባህዱራይ ክወራዘዩን ክጻረፉን ክርኢ ከለኹ ይገርመኒ እዚ መሰጋገሪ መንግስቲ ዝምስርት ዘሎ በሊሕን ክኢላን እዩ። ዋይት ሃውስ ማንም ሰብ ኣይኣትዎን እዩ እዚ ሰብ እዚ ግን ኣትዩ። ሰለዚ ተማሃሩ ስምዑ መን መሪጽዎ ትብሉ ኣለኹም ኢሰያስ'ከ መን መርጽዎ ነዚ ግን ኩሉ ደላይ ፍትሒ ተቐቢልዎ እዩ። ስለዚ እዞም ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብልኩም ካብ ትጻረፉ ኣንብቡ ተማሃሩ ፈቲኹም ጸሊእኹም መሰጋገሪ መንግስቲ እዩ።
@sebhatiyassu1024
@sebhatiyassu1024 3 күн бұрын
Ajew gidef.
@TemesghenHabteyesus
@TemesghenHabteyesus 3 күн бұрын
I hope and pray he never gets to eritrea. He needs to go to fight in eritrea,, not while living in America or Eurpoe. This is dead dream before even start. Each and every EPLF member fought for eritrean from inside eritrea. So, I wouldn't call names, but I am ashame of him.
@SimretAsmerom
@SimretAsmerom 2 күн бұрын
እሞ እሰይስ ዝመረጾ ሰለ ዘየለ እዚ ኽአ ባዓሉ ነብሱ መሪጹ ክድጭ ክብል አለዎ ? ካልአ ደላይ ፍትሒ ኩሉ ደጊፍዎ ትብል ዘለኻ አበይ አሎ ድምጺ ዝሃበሉ ማለት ደገፉ ዘረጋገጸሉ - ብስታትስቲክስ ብጩቡጥ ተዛረብ - የብልካን ዘደመጸሉ ዝመሮጾ ሰለ ዘየለ ! ኩሉ ይድግፎ አሎ ትብሎ ንዓኻ ዝስማዓካ እዪ ግን ሐሶት እዪ ::
@eley-br2vy
@eley-br2vy 4 күн бұрын
Yodita serawitana mis belkis serawit Eritrea elkiyo kalie wegiawiyan serawit alena diyu. Thank you I like your program and I appreciate you
@SharpBeta
@SharpBeta 4 күн бұрын
እዚ ዕትብ ዝበለን፡ መደባቱ ብግቡእ ሰሪዑ ዝኸይድ ዘሎ መስርሕ ምዃኑ በሪሁለይ ኣሎ። ዝድነቕን ክድገፍን ዘለዎ እዩ። ኩሉ ግዜ ምዕንቃፍን ኣሉታዊ ነገራት ምሕሳብን ንባዕሉ ባርነት እዩ። ስለዚ ዝሰርሕ ይስራሕ! ዝዕወት ይተዓወት! ተሓታትነትን ግሉጽነትን ጥራሕ ይሃሉ። ነዚኣ ከኣ ይገብርዋ ኣለዉ ዝብል ግምት ኣለኒ። ስለዚ ኣብቲ ኣኼባ ብውልቀይ ክኸይድ እዩ። የቐንየልና ኣቶ ገብረ ባዱራይ። ❤
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 3 күн бұрын
@SharpBeta ክላእ ኣታ አስኻ ከ ከመኡ ጹሉል ዲኻ??? 😄😄😄
@Welqaithumera
@Welqaithumera 3 күн бұрын
ሓለምቲ ጥራይ ዘይኮንኩምስ ፡ ጉዱኣት/ስንኩላ ኣእምሮ ኮንኩም ትረኣዩኒ !! ከመይ ኣለና ትብሉ ብወገንኩም ? ሕክምና'ዶ መድለየኩም ሓቀይ ? ? ? 😅😅😅😅😅😅
@gabewoldu1313
@gabewoldu1313 Күн бұрын
Great Guest, Yodita...Bahdurai, Keep it up and always dress up just like this
@selemonabraham8178
@selemonabraham8178 3 күн бұрын
Wowwww Yodita ነቲ ዝፈትዎ ዝነበርኪ ገዛኺ ካብ ዝገድፎ 7 ወርሒ እንድየ ገዲፎዮ ብሰንኪ እንዳ ራጂ ሎሚ ግን ንኽቡር ኣቶ ባድሩ ክሰምዕ ኣብ ገዛኺ ኣትየ ኣለኹ 👈🏽
@salemzeray8546
@salemzeray8546 2 күн бұрын
ክክክክክክክክ ኣታ ዘይሰምዖ የብለይን ኣቦ ናዓ ጉድ ስማዕ
@solomontesfasion8649
@solomontesfasion8649 4 күн бұрын
መን ኢኻ ፡ አበይ ተመሪጽካ ፡ መን መሪጹካ ፡ መልሲ ካባኹም ።
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 күн бұрын
Kkkk king of Eritrea instead the president evil Asmara. I am not sure because Eritrea has a lot experience than king ገብሩ ባህዱራይ ብዝኾነ ጽንሕ ኢልና ንራኣዩ
@asmeromeyob2691
@asmeromeyob2691 4 күн бұрын
ን ኢሰያስ ከ መርጽካዮ ዲዩ ዝገዝኣካ ዘሎ፡ንኽትቓልስ ሲ መን መሪጹካ ንዓንዶ ንስኻ ኩን እቲ ዝገብሮ ዘሎ ክትገብር ጥራይ ዓቕሚ ይሃልኻ
@toyotaw2500
@toyotaw2500 4 күн бұрын
@@asmeromeyob2691 ግርም ዝኾነ ይኹን ለውጥ ንደሊ ብሩኽ ዘሪ.
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay
@TeweldeberhanTzeggai-Amenay 3 күн бұрын
Congratulations! Thank you!
@NohMussie-r3f
@NohMussie-r3f 2 күн бұрын
President hidma
@freelovefree
@freelovefree 4 күн бұрын
ዋውው ዋውው😊😆ቭረዝደንት ናይ ሃገርና❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@fisahayeabadi7609
@fisahayeabadi7609 4 күн бұрын
I wish you all the best gebre bahduray
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 2 күн бұрын
He is good. Bravo you are the best for the position you declare.
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 4 күн бұрын
ፕረሲደንት????😂😂😂 hahahahah አዋይ! አዋይ ናይ ሚድያ ፕረሲደንት 😄😄😄
@segeneasmara596
@segeneasmara596 3 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣
@WHabte
@WHabte 3 күн бұрын
ኣንታ እዚ እንስሳ ሰብ'ዚ ኣበይ ዝቦቖለ ልሕቲት ኢዩ። ዘይሓፍር ድሙስ ገረማርያም ሽሙ ከምዝበሃል እዚ ከኣ ፕረዚደንት ኢየ ይብል ኣሎ ከይሓፈረ።
@MenghesteabAbraha
@MenghesteabAbraha 4 күн бұрын
Hassawi seb aihafren iu hawi hassawi gin yhafer
@destameseledesta7148
@destameseledesta7148 2 күн бұрын
Stop 🛑 lying 🤥 please 🙏
@warrihabesha
@warrihabesha 4 күн бұрын
President Ghebre Bhdurai ከይትዝሕለና ከም ሮኬት ተወንጨፍ ኣባኻ ሙሉእ ተስፋ ኣለና
@sebhatiyassu1024
@sebhatiyassu1024 3 күн бұрын
Bahduray hatsir berik beal barneta 🤣🤣🤣
@michaelhaile9791
@michaelhaile9791 4 күн бұрын
ስድራበት አንተልዎ ህክምና ውሰድዎ መስኪናይ
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 4 күн бұрын
ገደፈና ያዞል ኣብ ሰደት ዘበለካ ክም ጨርቒ ሃተውተው ኣይትበል።ንመን ኢካ ክትመርሕ ትሓስብ ዘሎካ ወስላት ዋሒድ
@alisaid9015
@alisaid9015 4 күн бұрын
ግደፍ ክትንቕፎ መሰል ኣለካ ፡ንመሳላትካ ክኽበር ዝቃለስ ዘሎ ኤርትራዊ ኣብ ስደት ይሃሉ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ክትጸርፍ ኣይግባእን፡ንስርዓት ሸፋቱ ኢሳያስ ትድግፍ እንተኾይንካ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ብደውካ ዝሞትካ ውልቀሰብ ኢኻ።
@shambko
@shambko 4 күн бұрын
ስውአትና ንስኻ ዘይኮነ ቶም ጎይቶትካ ክፍንቅልዎ ዘይከአሉ ንነጻን ሉአላዊትን ኤርትራ እምነ ኩርናዕ ኮፍ አቢሎምዮም፣ ንስኻ ገዛ ገዛ ተጻወት... ስጋብ ሐለንጊ ሐፋሽ ዝቖጽየካ... ምዕይ እንተልካ ማለት።
@pleaseddays7471
@pleaseddays7471 4 күн бұрын
እታ ንሱ ዝመርሓ ናይ ዕቁብ ማሕበሮም "መሰጋሪ ኤርትራ" ድያ ትበሃል ኮይና? ኣብ ኣርእስቲ ፕረሲደንት መሰጋሪ ኤርትራ ዝብል ዘሎ።
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف 4 күн бұрын
ኩርኩር፡ጻዕዳገዛ😂።
@wedishire2620
@wedishire2620 4 күн бұрын
አታ ሰብ የለይ ድዪ ባህዱራይ ፕረሲደንተ ክትከዉን ትሀስብ መርገም ዩ 6ሚሊዬን ፕረሲደንተ አለዉ አብ ኤርትራ ወሀም ኢኻ ልምዃኑ መታወቂያ ላይ ኤርትራ አለካ ዶ?
@solomonabraha327
@solomonabraha327 Күн бұрын
Kudos Baduray
@robeltewelde1199
@robeltewelde1199 4 күн бұрын
ኣቲ ባሪስታ መቀለ እዚ ዒሉ ሃንጎል ደርሆ ከማኪ እዩ
@ziadahaile9074
@ziadahaile9074 2 күн бұрын
@robeltewelde1199 Robel Tewelde mihret yewrdelka.
@ገብ
@ገብ 4 күн бұрын
በዓል ቆቢዕ ናይ መጻኢ መራሒ ሓላማይ ንበይንካ ኢካ። እዋይ ዘይዳል ክክክክ
@samimoha2027
@samimoha2027 4 күн бұрын
Hhhhhhhh
@tumzgiweldegerima7886
@tumzgiweldegerima7886 2 күн бұрын
ሰላም ዮዲት ከምኡ ን ኣቶ ገብረ ባህዶራይ ትገብርዮ ዘለኺ ኣዝዩ ጥአቓሚሞ ከም ሕቶን ከም ሪኢቶን ኢእስከ ዮዲት ስመይ ዓቂብኪ መን ከምዝመረጾን 18:34 በየን ከዝመጸንዶ መርሃልና።
@segeneasmara596
@segeneasmara596 3 күн бұрын
ወይ ፕረዚደት መስሓቅ እያ እዚኣስ 🤣🤣🤣🤣🤣
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 4 күн бұрын
ብዛዕባ ኣየነይቲ ኤርትራ ኡኹም ትዛረቡ ዘለኹም። ኣይትሓፍሩን ዲኹምከ? መንዩኸ ወኪሉኩም?
@zerabrukhagos
@zerabrukhagos 4 күн бұрын
እዋይ ዘይ ሓፍር ህርፋን ስልጣን ዘልዎ ካብ ስራሕ ወጺኡ ኢዩ ይመስለኒ
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 4 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣 እዝነይ ድዩ ምስ ዩክረይን ንዘራረብ ኣለና? ኣታ ጽንሕ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና።😂😂😂
@mbh8883
@mbh8883 4 күн бұрын
😂😂😂
@Esromtesfay772
@Esromtesfay772 Сағат бұрын
ስላም ስላም ዳሃን ዶ ሎምስ ዝብላዕ ስብ እምፂኽልና thank you 👍
@abueritrea9838
@abueritrea9838 4 күн бұрын
ካብ እንዳ ጽሉላት መኣስ ኢኻ ወጺእካ ኢልኪ እባ ነዚ ሰባኣይ ሕተትለይ።የቐንየለይ
@Welqaithumera
@Welqaithumera 3 күн бұрын
3ስቲ ጌሩ ካብ እንዳ-ጽሉላት ኣሽኪዑ ካብ ዝወጽእ !! (ፍረሽ-መንታል) ክክክክክክ
@MengistabGubsa
@MengistabGubsa 4 күн бұрын
መልእክቲ ናብ አቶ ገብረ - ባህዱራይ ።ብቀዳምነት ሙሉእ ዓውት ክትጋናፀፍ ይምነየልካ ። ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ምስ ወዶኦ ኢዩ ዝውዳእ ። ሽግር ኤርትራ አብቂዑ ኢዩ ። ግዝያዊ መራሒ መንግስቲ አብ ዓዲ ከማን " ቡቁዕ " ኢካ ። ቡቁዕ አነ ዝብሎ * ሓቅኛን / ፍትሓውን / ሰብአውን * ክከውን አለዎ ። ከሙኡ ኢካ ከማን ትመስል ። ልዕሊ ፍሪቂ ንድግፈካ አለና ። ናይ ዉሑዳት ( ዘይንቡር - ዝዛረቡ - አይተቃልቦሎም ) አጀካ በርትዕ ። ሓንቲ ክትፈልጣ ዘለካ ግን [ ብርገድ ንሓመዱ ኢዩ ምስ ዓለም ኤርትራ ከላልያን / ከፍልጣን ዝካአለ ] ። ኢዚ ውፍይ/ ባርዕ ዝኮነ መንእሰይ ( ባህጉ- ሉቡ ) አብ ዓዱ ተመልሱ { ብዲሞክራሲ - ክምሓደር ) ኩሉ ብሄራት " በቢሄሩ ባዕሉ ከማሓደሩ " አለዎም ። ኩሉ ክአ ትሕቲ ሕጊ ክግዛእ አለዎ ። ነዚ - ክአ 1/ ሓጋጊ - አካል 2/ አካያዲ- ስራሕ 3/ ፍርዳዊ - አካል ክህሉ አለዎ ። ኢሞ አብ ትርፊ ግዜካ [ አብ ዲሞክራሲ ዘለካ አፍልጦ አስፍሓዮ ። ህዝቢ ኤርትራ ቅድሚ ዓለም * ብዲሞክራሲ / ብእምነት / ብስራሕ ጭውነት / ዝተፈልጠ ፣ ብባህሉ ብዘይ ወተሃደር ብሕጊ ምእዙዝ ህዝቢ ኢዩ ።ኢሞ ዕድለኛ ኢካ ነዚ ህዝቢ ኤርትራ ክትመርሕ ዕድል ዝረከበካ ። ብሓቂ - ክድ - ሓቅካ - ከተውፅአካ - ኢያ ።
@shewitmaekabay5346
@shewitmaekabay5346 2 күн бұрын
Tebark hawey natey ❤❤❤
@debesayteklayteklay2043
@debesayteklayteklay2043 4 күн бұрын
ደስ ዝቦሎ ይስራሕ ሰብ ክሰርሕ ኣለዎ ካል እ። ኮሙኡ ስርሑ ንሱ ይሰርሕ ኣሎ። ገብረ። ጅግና
@sebhatiyassu1024
@sebhatiyassu1024 3 күн бұрын
Ghebre beal barneta 🤣🤣🤣
@tim582
@tim582 3 күн бұрын
Good luck ❤❤❤
@Liberal12
@Liberal12 2 күн бұрын
ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ ከማልኦኦ ዘለውን ረቁሒታት፥ 1• ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያ፡ ሚድያታቶም ዘይሻራውያን ወይ ጸግዒ ናይ ዝኾነ ምንቅስቃሳት፡ ውድባት፡ውልቀ ሰባት፡ ኣውራጃ፡ ሃይማኖት ከባቢ፡ ጉጅለ ዘይሓዛ ኪኮና ይግባእ።ንዝኾነ ሰብ ብዓይኒ ሰብ ምኳኑጥራሕ፡ ብመሰልን ተፈጥሮን ማዕረኻ ምኳኑ ኣሚንካ፡ ክቡር ምኳኑ፡ ብካልኦት ድሑራት ባህርያታት ንኣብነት ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ፡ ብከባቢን ብዝምድናን ምርኣዩ ነውሪን ዘይስልጡንን ምዃኑ ክፈልጠኦን ክሰርሓሉን ይግባእ 2- ዝዓበየ ዕላማ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ፡ ኣብ ሃገረ ኤርትራ ዓማጺ ኣሊኻ ፍትሒ ንምምጻእ ኢዩ፡ ካልእ ብጎኒ ዝምጽእ ጭለዳታት ክህሉ የብሉን፡ንኣብነት ገንዘብ ሰሪቁ፡ ደላላይ ኔሩ፡ ጓል ዓሚጹ... ወዘተ እናበልካ ንሰባት ምጽላም/ምጽራፍ ግጉይ ኮይኑ ፡ተዓሚጸ ወይ ተበዲለ ዝብል እንተሎ ከኣ ኣብ ክንዲ ናብ ተጠቀምቲ ላይቭ ማሕበራዊ ሚድያታት ዝመጽእ ናብ ቤት ፍርድን ፖሊስን ከይዱ ግቡእ ፍርዲ ክረክብ ይግባእ ። ከምዚ ንዝበለ ክሲታት ወይ ውን ማዕዳታት ብድብድቡ ማለት ሰብ ከይጠቀስካ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያታ ወጺእካ ሕማቅ ባህርያቱ ምኳኑ ክዛረበሉን ማዕዳ ክወሃቦን ግን ዘሽግር ዝጽላእ ኣይኮነን፡ ምክንያቱ እዚ ሕማቅ ልምዲታት እዚ ሓደ ካብቶም ካብ ሕብረተሰብና ክውገድ ዘለዎ ባህርያታት ስለዝኾነ። 3- ኣብ ጎኒ ህግደፍ ኣለና ዝብሉ ሰባት ሳጓ ወይ ኣጸያፊ ኣስማት እናውጹኡ ኣይኮነን ዶ ንደለይቲ ፍትሒ ነቲኦም ደስ ዘይበሉዎም ብጸቶም ይጸረፉ እንተኮይኖም፡ ንሕና ደንበ ፍትሒ ከኣ ከምኣቶም ክንከውን የብልናን። ህግደፍ ዝገብሮ ንገብር እንተለና ንሕና ውን ህግደፍ ኢና ማለት ኢዩ። ቀንዲ ዓላማ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ በየናይ መንገዲ እንተከድኩ/እንተተቃለስኩ/እንተጎስጎስኩ ኢየ ምስ ህግደፍ ዘለዉ ኤርትራውያን ኣሕዋትና( ዝተናገሩ፡ ዘጋገዩዎም፡ ኣብ ህልክ ዚኣተዉ..) ዝምንጥሎም ኢለን ክጉስጉሳን ክሰርሓን ኢዩ ዝግበአን። 4- ዝተፈልየ ሓሳብ/ርእይቶ ዘለዎ ደላዪ ፍትሒ ሓሳቡ ከክብራሉ ወይ ከኣ ክእረም ዘለዎ ሓሳብ እንተለዎ ኮይኑ፡ ካብ ጸርፊን ጸለመን ወጺኤን ብስነመጎታዊ/ርትዓዊ መንገዲ ነቀፌተአን ከቐምጣ ይግባእ። ጭብጢ ዘይብሉ ጸለመ፡ ምንጻል፡ ምጽራፍን ምውራድን ግን ኣይኮነን ንደለይቲ ፍትሒ ንካልእ ዝኾነ ኣካል ኣብ ኣሕበራዊ ሚድያታትና ክተርፍን ክፍንፈንን ኣለዎ። ኣብ ከምዚታት ኣድህብካ ምቅላስ ናብ ዲቕ ዝበለ ህልኽን ጽልእን ጥራሕ ኢዩ ክመርሓና ዝኽእል። ብዓቢኡ ከኣ ኣብ *ሓፈሻዊ ኣዋጃት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት* ተደንጊጉ ከም ዘሎ፡ ዝኮነ ሰብ ንደስ ዘይበሎ ሓሳብ ክቃወምን ርእይቱኡ ውን ክገልጽ መሰል ከም ዘለዎ ዘይምርሳዕ። ንኣብነት ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ውሽጡ ኮይንካ ጥራሕ ኢካ ክትነቅፎ ዘለካ፡ ምስኡ እንተዘየለካ ክትቅፍ መሰል የብልካን እትብል ሓሳብ ቡዙሓት ደልይቲ ፍትሒ ክደጋግሙዋ እትሰምዓ ኢያ። እንተኮነ ግን ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ(ኣብ ውሽጢ ብርጌድ ንሓመዱ ዘሎ፡ ሳይለንት ማጆሪቲ፡ ናይ ባዕሉ ካልእ ናይ ተቃውሞ ውድብ ዘለዎ ... ወዘተ) ሰብ ብርትዓዊን ምኽንያታዊን መንገዲ ክነቅፍን ርእይቱኡ ከቐምጥን መሰል ኣለዎ። ምሳካ ዘይሃለወሉ ምክንያት ንሓሳብካ ስለዘይቅበሎ ክኸውን ስለ ዝኽእል፡ ነከምዚኣቶም ዝበሉ ሰባት ብከመይ ቃልስካ ኣተዓራሪኻ ኢኻ ናባኻ ክስሕቦም ትኽእል ዝብል ኢዩ ኪከውን ዘለዎ ዓላማ ናይ ቃልስኻ። ብዝተረፈ ህግደፍ ንኤርትራ እንታይ ኣበርኪትካ(2% ኣይከፈልካ፡ ንደቂ ስወኣት ኣይሓገዝካን፡ ንስንኩላን ገንዘብ ኣየዋጻእካን.. ወዘተ) እናበለ ኣበይ ከም ዚኣቱ ዘይፍለጥ ገንዘብ ብዘይምሕጋዝካ ሃገርካ ይምንጥለካ እንተኮይኑ፡ ንሕና ድለይቲ ፍትሒ ውን ንብርጌድ ንሓመዱ ኣብ ውሽጡ ኮይንካ እንተዘይኮይኑ፡ ካብኡ ወጻኢ ኮይንካ ክትነቅፍ ኣይነፍቅደልካን ኢና ዝብል ስነሓሳብ ዓመጽ ምዃኑ ተረዲእና ክንእርሞ ይግባኣና። 5- ሚድያታት ደንበ ፍትሒ ብዛዕባ ሓሳባት እምበር ብዛዕባ ካልኦት ጎድናዊ ነገራት ንኣብነት ኣብ ሂወት ውልቀ ሰባት ኣቲኻ ምዝራብ፡ ምሕማይን ምጽላምን ከወግዳ ኣለውን። ኣብ ሚድያ ክንዮ ፖለቲካዊ ሓሳባትካን ርእይቶኻን ካልእ ፐርሰናል ኣሳሲኔሽ ወይ ኣብ ናይ ውልቀሰባትን ስድራቤቶምን ሂወት ኣቲኻ ዘድሊን ዘየድሊን ምዝራብ ተቀባልነትካ ባይታ ዘዝብጥ ምኳኑን፡ ብሓፈሹኡ ከኣ ንደንበ ፍትሒ ሰብ ከም ዘይዓስሎ ዝገብር ምኹኑን ተቃለስቲ ፍትሒ ክንፈልጥ ይግባእ። 6- ከም ዝፍለጥ ኣብ ሃገራት ምዕራብ ሓደ ሰብ ተኸሲሱ ኣብ ትሕቲ ሕጊ እንተቀሪቡ፡ ዋላ ውን ጠበቓ ክቖጽር ዓቅሚ ኣብ ዘይብሉ እዋን ይኩን፡ ሕጊ መታን ከይብደል ተባሂሉ በዘን ሃገራት ተኸሳሲ ጠበቓ ከም ዝቖጽሩሉ ዝፍለጥ ኢዩ። ኣብ ደንበ ፍትሒ ዘለዋና ሚድያታት ውን ብተማሳሳሊ ፡ንኣብነት ንሓደ ንቃለመሕትት ዝዓደምኦ ጋሻ ፡ ኣብ ቃለመሓትቱ ውልቀሰባት ፡ ውድባት ፡ ምንቅስቃሳት ወዘተ እናልዓለ/እናጠቐሰ እንተጸሪፉ/እንተኣጸሊሙ ብቀድምነት ካብ ዘይእሩም ቋንቋ ምዝራብ ክእለ ክነግሮኦ፡ ከም ተወሳኺ ከኣ ፍትሒ መታን ከይብደል ወከልቲ ናይቲ ዝጸለመ ውልቀሰብ ወይ ውድብ... ወዘተ ኮይነን ብ ፎሎው ኣብ ክንዲቲ ዝተላዕለ ወይ ዝጸለመ ኮይነን ክሓተኦ ይግባእ። 7- ንሓደ ሰብ ክትከስሶ እምበር ክትጸርፎ መሰል የብልካን። ስለዚ ኣብ ሚድያታት ካብ ዝኸይድ ዘሎ ሓድሕድ ምጥቕቃዕ ሚድያታት ደለይቲ ፍትሒ ክእለያ።
@solomonabraha327
@solomonabraha327 Күн бұрын
Kudos to Yodita
@mahamedbrhanibrahim5437
@mahamedbrhanibrahim5437 Күн бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክ ፈካስ ዝኾነት ጋዜጠኛ ክክክክክ 😂😂😂 ግናይ ጋሻኣ ፈካስ ባዕላ ተሳኒዮም😂😂😂😂 😂😂😂😂😂
@norinafereg8400
@norinafereg8400 4 күн бұрын
JOKE OF YEAR 2025 KKKKKKKKK
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 4 күн бұрын
ብዙሕ ንሕና የብዝሕ ኣሎሞ ክንደይ ሰዓብቲ አዮም ዘለውዎ?1-2-3?
@Welqaithumera
@Welqaithumera 3 күн бұрын
ንውልቁ'ዩ ሰዓቢ የብሉን ምስኪናይ..... 😅😅😅😅😅😅
@dajen3868
@dajen3868 4 күн бұрын
ወይ እዘን ጀላቡ ዝረከብኦ ገለስ ኣብታ ዳሕረወይቲ ጃልባ ኣርኩብና ትብል ገለ ካኣ ነታ ጃልባ ተጸበርዋትብል😂😂
@IsakMehari
@IsakMehari 3 күн бұрын
Resahat zeyhafiru
@teklesenbetberaki7988
@teklesenbetberaki7988 Күн бұрын
ካካካካካካካካካ አታ ጅግና ብዘይ መርዓት ኢካ ዳስ ተኪልካ ዘለካ ወይ ጉድ አታ ሂወትኩም ብጉቡእ ዘይተማሐድሩ ሲ ሃገር ????
@mbh8883
@mbh8883 4 күн бұрын
ንኩልና ማዕረ እያ ትብጽሓና ይገርም 2% ኮንካ'ስ ማዕረ እያ ትብጽሓና ብቁጽሪ እኮ 3750 ታርቀ 3750 ማርቀ ልኹም ስለዚ ኣደብ እንተገበርካ ይሕሸካ ።
@yohanneshadera1946
@yohanneshadera1946 4 күн бұрын
Ati gigahertz resah shermuta baduray agombihu sle zrewaki diki fetikyo ab America mexie kketlekum eye
@mehariwoldoyohannes8542
@mehariwoldoyohannes8542 4 күн бұрын
@mikitesfa663
@mikitesfa663 4 күн бұрын
ገብረ ኣባድርባይ ኢዩ ሽምካ ሕራይ ዶ ። ሽየቲ ሃገሮም ፡ጠለምቲ ኣመንቶም ከም ዩሁዳ፡
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 4 күн бұрын
እዞም ሕሱራት ክም ሓሰረ ቖቤዕ[ባርኔጣ ዝይፍለዮም)ሕሩይ ዝብሃል ኣሎ ክምዚ ክህውትት ዓመታት ዝሕለፈ
@gebremskelgimie563
@gebremskelgimie563 4 күн бұрын
የሕዋት ኤርትራውያን አነክላቦ ዝደሊ ጽቡቅ ዘረባን ሕልናን ደይንገብር ስለምንታይ ብጸርፍን ዘለፋን ዘይኮነ ምስ ሓሳ ንጋደል
@Mehari2491
@Mehari2491 4 күн бұрын
ወዲ ተድላ ባይሩ ይመስል:: አብ ስደት ዓብዩ አብ ስደት ክጥስጥስ እዩ መስኪናይ:: ዕድለኛ እዩ ፕረሲደንት ተባሂሉ 😂😂
@rigat-cm3fb
@rigat-cm3fb 4 күн бұрын
ኣቶ ባዱራይ ብኡ ገይሩ ከይትኣታተወካ ጥዕናካ ሓሉ ዋእ እቶም ትሓትዎ ዘለኩም ጽባሕ ንጉሆ ክትሕተቱ ኢኩም ብዝኮነ ኤርትራዊ ዜጋ ምጽዋት ኣይፍቀድንዩ ብገንዘብን ሓንጎልን ኤርትራዊ ምልጋጽ የሕትትዩ እዚ ሓሓሙሽተ ዶላር ኣዋጽኡ ትብልዮ ዘለኪ ሕሰብሉ ናይመን ገንዘብ ንመንን ንምንታይን?? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@RobelTekia
@RobelTekia 4 күн бұрын
Kkkkkkkkkk aboy hatatay kkkkk aboy hatatay be hiwet teray enqe mehtat ayjemrqum enber nay genzeb nay kale si dehan eu dekintqum sil neflt qurub eu zakilqum ata wedita gefah wedita megabit wedita shermuta wedita megabit wedita shermuta wedita gefah wedita situ wedita lemant wedita sidtna leman sidtna qondafe sidtna wedita gefah wedita buda hasad wedita telam sidtna leman sidtna leman sidtna deka medkideki sidtna qondafe sidtna wedita gefah wedita megabit wedita mezhalt wedita gefah wedita buda hasad wedita telam sidtna wedita gahba wedita situ wedita lemant sidtna leman deka medkidke sidtna leman sidtna deka medkikeki
@Mossana-Tv
@Mossana-Tv 4 күн бұрын
ነዚኣ ክትጽሕፍ ሲ ብዙሕ ርህጽካ ዕደ..
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 4 күн бұрын
ኤርትራ ሕጂነጻ ሃግርእያ ኣብዓለም እዚብነጻ ዝተረክበ ዓወትዘይኮነስ ብዙሓት ቀያሕትን ጸለምትን መስዋእት ከፊልና ዘይት ባንዴራ ምቅያር ማሌትኽሕደት ስዉእት ስለዝኮነ እታሕጋዊት ባንዴራኣብ ኒዩርኽን ኣብካልኦት ትካላንት ተበልብል ዘላብዝኮነ ዓይነት ኽትቕየርየብላን ስለትርጉም ባንዴራኽንፈልጥ እኽልን!!!
@mmsaed4630
@mmsaed4630 2 күн бұрын
President Bahduray የርሓሰና ክብል አፈቱ፡ Adi Halo ከይ በጸሐ አንኮሎ ከም P,Tramp ዓርሙሺሻዊ ወሳነታት አንተ ኣሕሊፉ ዛዓገት ኣካል (institutions) ኣሎ ዶ ወይስ ንዝመጸአ 30 ዓመት ካኣ ከም ምስ HGDEF ተታሒዝና fi sittin dahya ከንከይድ አና?
@TsehayeFessehaye-d6c
@TsehayeFessehaye-d6c 2 күн бұрын
እስኻ ኣጣል ክትሕሉ ኣይትኽእል ኢኻ።
@Mike-b6j2b
@Mike-b6j2b 4 күн бұрын
Self-proclaimed president?? መን ዝብሉኻ ሃመማ??
@gebrhiwotgebretnsai4947
@gebrhiwotgebretnsai4947 4 күн бұрын
congratulation Gebre Bahdur still now after 34 years the Eritrean independent in diaspora How the Eritrean people change the Totalitarian government Isayas Afewerki unconstitutional political power by corruption without force at the Eritrean Capital City Asmara no education policy no jobs no healthcare no working minimum water didn't do anything Isayas Afewerki the worst man so the Eritrean people Refugees everywhere in the worldwide because unemployment country Eritrean people
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 4 күн бұрын
ዱሁል 😄😄😄
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 4 күн бұрын
You are traitor. Eritrea is a peaceful country. Education given is quality. There are millions of refugees all over the world from all countries, Eritrea is not an exception.
@yoabredseaeritrea4608
@yoabredseaeritrea4608 4 күн бұрын
😂😂😂😂😂 merhaba president beka bkofka halafnet wesidka wey gud
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 4 күн бұрын
እዛ ባርኔጣ ኸ ካበያ ገዚኣታ ሓወይ 😂😂😂😂
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 4 күн бұрын
ወዲ ተላ ባይሩ አዩ ሂብዎ
@SirAbu-x3o
@SirAbu-x3o 4 күн бұрын
We elected him don't worry
@adiamsolomon8290
@adiamsolomon8290 2 күн бұрын
😂😂😂dedbe ahey
@Selamyewrdelna
@Selamyewrdelna 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 4 күн бұрын
ኣንታ አዚ ኣይሓፍርን ድዩ? ብ ስም አብ በ ወልድ! ከክንደኡ ሲ ኣነ ስቅቅ ይብል 😂 ዱሁል hahahahhaah
@mikitesfa663
@mikitesfa663 4 күн бұрын
ዝሓፍር እንስ ሳ ር ኢካ ትፈልጥ ዲኻ።
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 4 күн бұрын
@mikitesfa663 አወ ከልቢ ሓደ ካብቶም ዝሓፍሩ አንሳሳ አዩ
@gebremskelgimie563
@gebremskelgimie563 4 күн бұрын
ናይ በሓቂ እቲ ትልሚ ወይ ከአ ተበግሶ ናይ መስጋገሪ ምንግስቲ አብ ደገ ኩልና ነቲ ተበግሶ ክንስዕቦን አብ ጎኖም ክንስራዕ ክንውደብን ንሃገርና እንኮ መሪሕ ኮይኑ ይስመዓኒ እሞ ሓደራ ይብል
@merhawiabed7212
@merhawiabed7212 4 күн бұрын
Hahaha Hahaha Hahaha 😆 😂 🤣 😅 😄 😜 😆
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 4 күн бұрын
ብሌናይ 'ሲ ፕረዚደት ኣብ ደገ 😂😂😂
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib 4 күн бұрын
Why not!
@Eric-xz9ms
@Eric-xz9ms 4 күн бұрын
@KT-gs7ib because he can't.
@SamiraAhmed-f4r
@SamiraAhmed-f4r 4 күн бұрын
Abey.zeleka.Eika.ab.hlmi.tnebru..what.zkefelnelna.hager..beakatkum.zttekmu..get.mlet.mexaweti.Aytkewnn.eya..Aythlemu..Eti.waga.zkefelela.ksab.hji.zkflela.zelo..sahaebya.mendelay..Alo..nay.leyti.halewlew..Entay.eyou.dleitkum.hasabkum.hzbi.Eritera.xbuk.geiru..yfeltekum.eyou.hasewti.kedat.sheyti.hager..slezi.Aythlemu..LONG.LIFE.N.PRESDENTI.EISEYAS.AFWERKI.LONG.LIFE.NMERAHTNA.KULOM..ANABS.ALEM.FOR.EVER.SAHAEBY.sahaebya.sahaebya
@tedy-s9d
@tedy-s9d 4 күн бұрын
Yala yala Wed gebre bahduray, freedom is coming soon
@sarajoh313
@sarajoh313 4 күн бұрын
😂😂
@InnocentMountainLake-nm9eb
@InnocentMountainLake-nm9eb 3 күн бұрын
ኣየ መራሒ ሃገር ክኽክክክክ ምሕላም ፍቁድ አዩ አስኪ አዚኣ ሰርሔ በለና አብለካ ኣለኹ ካብ ሜድያ ምልፍላፍ ኣይትሓልፍን አካ ቁረብ ቁረብ ክኽክክክክክክ
@sarajoh313
@sarajoh313 4 күн бұрын
Crazi man😂
@NohMussie-r3f
@NohMussie-r3f 2 күн бұрын
Tesfa qurex 100000.00000.000000 iseias alo
@selemonabraham8178
@selemonabraham8178 3 күн бұрын
ነዛ ገዛ ናይ ዮዲታ ሐፍትና ንኸይትዓቢ ገጥ ኣቢሎም ዓጽዮማ ዘለዉ እዞም እንዳ ራጂ እዮም 👈🏽 ገለ ግበሪ ዮዲታ ሐፍተይ ነዛ ገዛኺ ንምዕባይ
@mussieafeworki2726
@mussieafeworki2726 4 күн бұрын
President 😂😂😂😂 Pre-si-si-si-DENT 😂😂😂 Wooow I CANNOT Stop 🛑 laughing these days men!! Kkkkkk.
@Vegasunitedpartybus-com
@Vegasunitedpartybus-com 3 күн бұрын
Good job Yodta
@DebabatdenDebabatden-p9h
@DebabatdenDebabatden-p9h Күн бұрын
Adi wiel alekum dikum were entay alo
@hiwetgirmasion6009
@hiwetgirmasion6009 4 күн бұрын
ኣብ ደገ 50 ዓመት ገርካ ንኤርትራ ጽፍርካ ደይ ሰደድካላ ክትመርሕ?😅😅😅😅 ተጸቅትካ ሙት
@merhawiabed7212
@merhawiabed7212 4 күн бұрын
I have question for you president at huwa
@Asmera-1
@Asmera-1 4 күн бұрын
ኣነ ነዚ ጥስጡስ እቲ ሓሳብ ምቕራቡ ጥራይ ናይ ኣእምሮ ስንክልና ኣለዎ ፣ ስለዚ ናይ ጹሉላት ሓኪም ኽረአ ኣለዎ እምበር ብኣ internet እትርከብ phantom Eritrea ፕረሲደንት ምሕሳቡ ። ተጸሊእዎ ኣሎ።
@ابراهيم-ك2ف
@ابراهيم-ك2ف 4 күн бұрын
መራሒ፡ኣይነይቲ፡ሃገርኢዮ?ወላክልተ፡ኤርትራ፡ኣላ፡ብዚጋውና፡ዘመራሕ፡ስብኣሎማለትዲዮ?
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 4 күн бұрын
ኣዞም ዝጻረፉ ዘለዉ ኣታይ ኣዩ ድልየቶም ጸርፊ ሃሳብ ኣይኮነን ኣብ ኢመሪካ ኣብ ቃለ ማህላ ታዲሙ ዊሉ ኣዩ ኣመኑ ህተትዎ ካኣ።
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 4 күн бұрын
ዮዲት ሰላም ንሕይወትኪ ኣሳልጦ ንስራሕኪ ንምነየልኪ። ንኽቡር ፕሬዚደንት ገብረ ባዱራይ ፈለማ ክሕተት ዝግቦኦ ዝነበረ ድሕረ ባይታ ናይ ቃልሲ ሂወቱ ክትሓትዮ ነይሩኪ። ቀጺሉ ድማ ስታፍ ግዜያዊ መንግስቲ ኤርትራ እንታይ ይመስል። ቀዋሚ ፕሬዚዳንታዊ ቤት ጽሕፈት ኣበይ ኢዩ ክኸውን ? ኣሜሪካ ? ፋይናንሳውን ወተሃደራዊን ፖለቲካውንከ ኣስፍሕ ኣቢሉ ክገልጸልና ኣብቲ ዝቕጽል ቃ/ም ኣቕርብዮ።
@biniamghebreselassie92
@biniamghebreselassie92 4 күн бұрын
Fesawi
@hanefere4901
@hanefere4901 2 күн бұрын
ናይ ማሕበር ድዩ ናይ ዑቑብ ፕረዚደንት????
@ZemenBahlbi
@ZemenBahlbi 3 күн бұрын
President nay aynyti hager eu werdu du esyas keyfltna
@ayegzye
@ayegzye 4 күн бұрын
Hasab zwehado seb nab tsefi eyu zatu
@ሄኖስብርሃነ
@ሄኖስብርሃነ 4 күн бұрын
አየ ጸወታ
@Zemen-w7i
@Zemen-w7i 4 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ኢርትራ መከብ ጎሐፋት ኣይኮነትን 😂😂😂
@HagosElyas
@HagosElyas 2 күн бұрын
Nabzi anxar tekalsti zkonet midya mexika interview kitgebr zehifr eyu
@teklehagos5368
@teklehagos5368 4 күн бұрын
ሰላም ሰላም መን መሪጽዎ ማለት እዩ እዙይ ክ? እንታይ መከራ እዩ ኣንትይም ሰባት ኢሰያስ ህዝቢ ከይ መረጾ ህዝቢ የባላሹ ኣሎ። በል እስኪ ቆጽሎ ክክክክክ
@okubaydrar320
@okubaydrar320 2 күн бұрын
Mechem hilimi aikilkel...Baka tir elkas president of Eritrea konka !!!! Nimiqanu men eka nisika ? Hagerawi mezmur Eritrea, 99.9⁶% ab libi nebsi wekef hizbi Eritrea, Kem zelo ziteredeakum aimeslenin.
@te5602
@te5602 4 күн бұрын
AMERICA MERIXATKA 😁 SO FUNNY
@teswedi4033
@teswedi4033 4 күн бұрын
ን ኤርትራ ከነለልዮም ሲ ኖርዝ ኮርየ ኣብ ኣፍሪቃ ንብሎም፡ ዓለቅቲ በሊዕካ ጋሕ በል ወዲ ዝ ዱሙሱስ
@HadnaiFalu
@HadnaiFalu 4 күн бұрын
እዚ ህበይ ቤት ገርግሽ ዝመስል ዕዱኩር ሃገር ክመርሕ ኢልኪ ቃለመጠየቅ ክትገብሩሉ ምዃን ሓቁ እዩ ኣብ ገዛ ገዋኑ እዩ ዘሎ
@nugusekahsay6845
@nugusekahsay6845 4 күн бұрын
ኣጆካ ትራህ we are seaport you
@mebrahtomgebremariam4271
@mebrahtomgebremariam4271 2 күн бұрын
ባዕለይ መራሕ እየ ዝብል ክርእ ወይ ክሰምዕ አይንደሊን ባልካ ከይ ትወረድ ቆጽሊ ዘይውደቅናሉ ክቅጸል ምኳኑ ከነፍልጠካ።
@YasminAli-io8xn
@YasminAli-io8xn 3 күн бұрын
🩵🩵💙💙💙💙🩵🩵💙💙💙💙💙💙
@RTKapi
@RTKapi 4 күн бұрын
💙💙💙✌️
@sisim773
@sisim773 3 күн бұрын
ኣንታ እንታይ ኢና ክንሰምዕ። መንዳኣኸ መሪጹካ
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 4 күн бұрын
ን መጀመርያ ጊዜ ክራቫታ ዝሰኣሰረ ጹሉሉ ርእየ 😂😂😂 ዩ ቱብ ሲ አንቁዓ ተፈጥረ! አዋይ! አዋይ! ስሓቕ ሞይተ hahahahahah
@zersenayyberhane751
@zersenayyberhane751 4 күн бұрын
ንሕና ውቅያኖስ ንሳቶም ከኣ ጀላቡ ኣቤት ክክክክክ
ሹጉርቲ ግብጺ ዝናፍቕ ወለዶ፦
2:43:48
Zelenayo Show
Рет қаралды 3,8 М.
Шаурма с сюрпризом
00:16
Новостной Гусь
Рет қаралды 6 МЛН
Squid game
00:17
Giuseppe Barbuto
Рет қаралды 38 МЛН
New Colour Match Puzzle Challenge - Incredibox Sprunki
00:23
Music Playground
Рет қаралды 44 МЛН
Кого Первым ИСКЛЮЧАТ из ШКОЛЫ !
25:03
Tesfazion. ስለምንታይ ኣብ ስደት ተስፋ ዘየለ?
1:28:29
Еп278 | Теодосий Теодосиев: Как да хакнем системата?
3:30:24
Свръхчовекът с Георги Ненов
Рет қаралды 181 М.
"ልፍዓተይ ተስፋ ካብ ኦሮሚያ ክሳብ ትግራይ!"
1:16:39
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 58 М.
Шаурма с сюрпризом
00:16
Новостной Гусь
Рет қаралды 6 МЛН