ዘተ ምስ ሓዉ ስዒድ ተወከል::

  Рет қаралды 8,415

TEMESGHEN NETWORK

TEMESGHEN NETWORK

Күн бұрын

Пікірлер: 124
@Asmarashikor-t3j
@Asmarashikor-t3j 10 ай бұрын
Nice discation and big respekt mr Seid you r smart man ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asmarah3174
@asmarah3174 11 ай бұрын
ኣደ ስዒድ ኣዴን ይኩና፡ ኣብ ዝኸዶ ብስዒድ ዝሕበና፡ ንኩሎም ብፍልጠቱ ክረትዖም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሓሞትካ ስዒድ%
@mustafasirag6659
@mustafasirag6659 10 ай бұрын
"ኤርትራዊ ኢየ ወላ ተመረረ" ገጥ በል አታወዲ። ስዒዶም ጅግና ወዲ ጅግና ። ንጹር መትከል ዘለዎ መንእሰይ። ከማኻ ይብዙሑልና ።🎉
@جوهرالخير-ض1ر
@جوهرالخير-ض1ر 10 ай бұрын
መምህረይ ተመሰገን ምሰ ክቡር ሓው ሰዒድ ተወከል ብጣዕሚ ደሰ ዘብል ልዝብ ሓሳብ አምጺእኲም ኩሉ ግዜ ከምዚ እናምጻእካ ነዞም በራዮ ህ ግ ደ ፍ ምሃሩልና ራህዋ
@brhaneokuba6207
@brhaneokuba6207 11 ай бұрын
ተመስገን ናይ ትግራይካ ዘይ ትገብር ንስካ ብዘዕባ ኤርትራ ጉዳይካ አይኮን ናይ ወይነ ወይ ወን ናይ ወለገባ ኢካ ትሰርሕ ስቶብ
@samiweldeab2435
@samiweldeab2435 11 ай бұрын
ስዒድ ንፉዕን ርጡብን ጽቡቅ ጌርካ ሒዝካዮ ነዚ ተመስገን ተመን።
@abuahmed5354
@abuahmed5354 10 ай бұрын
سعيد توكل يعطيك العافيه المهم وحده الشعب وسياده الوطن عاشت اريتريا حره
@WediFishale
@WediFishale 11 ай бұрын
ብጣሚ ጽቡቕ ዝናኣድ በዳህን ፈታኒን ሕቶታት እካ ኣቅሪብካ ብጣሚ እና መምህር ተመስገን✔️✊
@s.h.abdulgadirnoor9024
@s.h.abdulgadirnoor9024 11 ай бұрын
ናይ ጀበርቲ ሓሳብ ቅድም ገዛኻ ወግን ዳሕራይ ናይካልእ ጎረበትካ ትሓስብ
@Apollo-vq3no
@Apollo-vq3no 11 ай бұрын
ንስኻ ድአ ወዲ ኽማሪት ድቃላ አቦኻ አይትፈልጥ አዴኻ ወዲ ሳዓት ሕላፍ ህዝቢ ኤረትራ ኻብ ሻርዕ አልዒሉ ሰብ ጌርኺ ሕጂ ተገልቢጥኺ ኽትዋራዘይ ጀሚርኺ አንታ ሳሕሳሕ ለማኒ
@NTA130
@NTA130 11 ай бұрын
Seid hawona betaimi iye zekori neska ni Ertra seleztelrdkala Thank you ane krestyan iye nihna nay hamnat cheger yeblnan kem izi resah agame Selam keliomo hezbna gen abzebezhewo yeblomen izom atman🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@absienice5013
@absienice5013 11 ай бұрын
ቀጽልዎ እዚ ሃድር ቶክ ደስ ይብል ኣድኒቐኩም ክብረት ይሃበለይ መምህር ተመስገን ምስ መምህር ስዒድ እዚ ንምዕባለና ኣገዳሲ ኢዩ ።
@asterfessahye4602
@asterfessahye4602 11 ай бұрын
ቋንቋ ዓረብ አብ ኤርትራ አቦሓጎታትካ ባዓል ሃይለ ስላሴ እዮም አጥፊኦሞ ብዛዕባ ዓድካ ግበር ብራቮ ሲኢድ
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 11 ай бұрын
Sied tewekel jigna Eritrea 🇪🇷 wi viva....
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 11 ай бұрын
ምስ ኮ/ል ሲዒድ ዓሊ ሕጃይ ብሕጊ ንመራሕ ዝብል ሕቶ ካብ ዝተሳተፉ ብርድ መድፍዕ አለም ጉዝዋ መራሒ ረሻሽ ዑንሹ መራሒ በርጌድ ታንከኛ ገላዋ መራሒ ቦጦሎኒ መድፍዕ ወልደገብሪኤል መንጉስቱ ካልኦትን ሽርሒ ኢሰያስ ንሕጊ ዝሐተቱ ናብ ሃይማኖት ምልጋብ ኢዩ ንሕና ውን ከይተፈለጠና ንኢሰያስ አይንሐግዝ ዓገብ
@mohdberhan7122
@mohdberhan7122 11 ай бұрын
ሰዒድ ተወከል ስለ ምንተይ ምስ ትግራይ ትዕወት እና በለ መርገጹ ዘነጸረረልና ሰብ እንታይ ይምልክቶ ብዛዕባ ኤርትራ እትካታዖ?
@dawitr
@dawitr 10 ай бұрын
ተመን ናይ ትግራይካ ግበር
@ابوهاشم-ت1غ
@ابوهاشم-ت1غ 11 ай бұрын
Abraham ( gilawa) mineyu?
@ابوهاشم-ت1غ
@ابوهاشم-ت1غ 11 ай бұрын
Abati sirihit neru
@mulughetakahsu6240
@mulughetakahsu6240 11 ай бұрын
Thank siad I Apreciot you
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 11 ай бұрын
ኣታ ስዒድ ምስ ትጋሩ ምስ ጸረፍትኻ ፡ጥብሕባሕ ኢሎም ወለድኻ ዝጸረፉ ተጋሩ ኣንጻር😂😂 ዘርእኻ ትቃለስ ኣለኻ
@abduljelilatta7166
@abduljelilatta7166 11 ай бұрын
ብርጌድ ንሓመዱ ተረፍ መረፍ ናይ ትግራይ ትግርኝንድዮም ሰለስተ ዓመት ምሉእ ተጋሩ ኢናንዳበሉ ኣጽምሞሙና ሕጂ መአረምታ ጌርና ኢሎም ከም ነፋሒቶ ሕብሮም እንተቀየሩ ንሶምዮም ሩኡይ ጽልኢዮም ኣርእዮምና, ሕጂ ብፖሎቲካን ብወታሓደራውን ስለዝተዕሳሩዮም ዝማሳኸኑ ዘለዉ, ኣነ ዝገርመኒ ነገር እንታዩ ምስ ኣድጊ ንሓመዱ ዘራኽበካ ገጎኦም ኣሚኖም ናባና ተተጸምብሮም ጹቡቅ ተዘየሎ ነዚኦም ዘራኽበና የለን!
@yousefhassen3606
@yousefhassen3606 10 ай бұрын
ስዒድ 100% ተመስገን 0 % ስዒድ ናባካ ታዓዲሙ ምቕራቡ 0% ምኽንያቱ ዝእምን ኣዘራርባ ተመስገን 0% ዘእምን ኣዘራርባ ስዒድ99% እዚ ፕሮግራም ኣዳላዊ 1ብ 0 ተሳዒሩ። ተመስገን ሰሪሕካ ምብላዕ ይሕሸካ ንፖለቲካ ብቑዕ ኣይኮንካን። (አርትራ) ቲፎዞ ፖለቲከኛን ፖለቲከኛን ከተነጻጽር ከሎኻ ተመስገን አርትራዊ ክመስል ይደልይ ንምድንጋር ልቡን ቀልቡን ግን ትግራይ'ዩ ከም ሳይንስ ዝኣምን ኤርትራዊ ይብል ግን ተመስገን ኣይኮንኩን ይብል።
@erialena4597
@erialena4597 11 ай бұрын
ክክክክ ወዲ ነጭ ለባስ ክክክ ተረኪብካ ከተደናግር ክክክክ
@eriblood803
@eriblood803 11 ай бұрын
Siid anbesa mukuh eritrawi 🇪🇷
@dolphin1482
@dolphin1482 11 ай бұрын
መምህር ኣብ 1950ታት ባይቶ ዘጽደቖ ጉዳይ ቋንቋ included ኣይከውንን እዩ እንተ ኢልካ፥ ንምንታይ ድኣ ኣብ 1950ታት ዝጸደቐት ባንዴራ (መለይ) ተሰኪምካያ ትኸይድ ዘለኻ?
@hailewolde1816
@hailewolde1816 11 ай бұрын
ጀብሃ ክትዕወት ዘይከኣለት ኣበጋግሰኣ እስልማዊን ዓረባውን ቀቢላውን ( ትሕተ ሃገራዊ ) ትሕዝቶ ስለዝነበራ እሞ እዚ ከኣ ኣብ ኤረትራ ክሰርሕ ስለዘይከኣለ እዩ ።
@eyobhabte3595
@eyobhabte3595 11 ай бұрын
ዝከበርካ ሓወይ ስዒድ ምስ እዚ ምምይያጥ ኮንቱ እዩ።
@mulugetanegash594
@mulugetanegash594 11 ай бұрын
አብ ቃልሲ ( ሜዳ ) ዲሞክራሲ አይሰርሕን እዩ ወተሃደራዊ ሕጊ እዪ ዘዋጽእ። ተጋደልቲ ሐደ ዕላማ ሒዙ ስለ ዝተቃለሰ እዩ ዓወት ተጓናጺፉ።
@asterfessahye4602
@asterfessahye4602 11 ай бұрын
አይምልከተካን እዩ አንታ ወዲ ናይ ትግራይ ዘይትብር አይምልከተካን እዩ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ 11 ай бұрын
ንዓ እባ ኣታ ሓታታይ? ምሽ ትግራዋይ ኢኻ "ናይ ሓወይ ተረዲአ ዶ ኣይበልካን ዝሓለፈ ግዜ"መን መሰል ሂቡካ እዩ ብዛዕባ ኤርትራ ክትዛረብ፡shutup እባ 😂 ብዛዕባ እታ ኣብ ትግራይ ተረዲኣ ዘላ ቤተሰብካ ኣጽናንዕ።
@hassebmicael2030
@hassebmicael2030 11 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ፈቲና ጸሊእና ዝተፈላለየ ቛንቛታት ዝውንን ህዝብታት ስለዝቅመጡ፡ ነዚ ከኣ ኣብ ግምት ብምእታው እቲ ኣብ ኤርትራ ዝቅመጥ ህዝቢ ተመያይጡ ክውስኖ ዘለዎ ኢዩ። ሕጂ ግን በዚ ተፈላሊና ነቲ ናይ ሓባር ቃልሲ እንትዘይነበላሺ ይመርጽ
@mussieghebreamlak9516
@mussieghebreamlak9516 11 ай бұрын
ሰዒድ አንበሳ 100% 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tekie-tt9rn
@Tekie-tt9rn 11 ай бұрын
Entay elama alekum beal nska lekbat tgraway
@WediFishale
@WediFishale 11 ай бұрын
💙💚💙💚💙💚💙💚
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 11 ай бұрын
ኣነ መምህር ተመስገን ዝያዳ ዓቅሊ ጌሩ ፡ብህዳኣት ይዛረብ ኔሩ።የድንቅ።ስዒድ ሎሚ ከም ቀደም ኣይኮነን ዓቅሉ ኔሩ።ትሕዝቶ ናይ ስዒድ ተወከል ግን ዝያዳ ሳይንቲፊክ።
@ahmedkarar7118
@ahmedkarar7118 11 ай бұрын
Healthy discutions
@freweyinimelake5309
@freweyinimelake5309 11 ай бұрын
መጀመርያ ኤርትራውነት ምእማን ከድልዩ።ኤርትራዊ አብ ኤርትራ ለውጢ ክደሊ ንቡር ስለዝኾነ።እቲ ለውጢ ነቲ ኤርትራዊ ስለ ዝምልከት።
@s.h.abdulgadirnoor9024
@s.h.abdulgadirnoor9024 11 ай бұрын
መምህር ተመስገን በዝ ዝገበርካዬ ዘተ ክትምስገን ይግባኣካ ግን ቃንቃ ዓረብ ኣምጽኻ ንኽትዕ ግዝኡ ኣይከነን ካልእ ዝዓበየ ኣሎ ብዕብዬ ስርዓት ምውራድ እዩ
@mulughetakahsu6240
@mulughetakahsu6240 11 ай бұрын
Maharo nethey agame
@Imran-v2p3h
@Imran-v2p3h 11 ай бұрын
ሕጂስ ስዒድ ተወከልስ ኣመንቲ እስልምና ወኪሉ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ በጃኹም እባ ግደፉና ንሕና ስሩዕ ሕብረተሰብ ኢና መዓስ ንቃወም መዓስ ከ ስቅ ንብል ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጥ
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 11 ай бұрын
ጀብሃ ንኽርስትያን ትቕንጽል ኔራ ትብሉ ሰባት ኢሰያስ አጽኒትኩም አሎ ጹቡቕ ጌሩ ገና ውን ካልእ ሰብ ካባኹም ድሕሪኢሰያ መጽዩ ከምዘቃብጸኩም ክገብር እዩ አምላኽ
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 11 ай бұрын
You hate us this much . Thanks anyway
@abduljelilatta7166
@abduljelilatta7166 11 ай бұрын
እቲ dibate ኣብ ሞንጎ ተራ ተማሃራይን ፕሮፈሰርን ዝግበር ዘሎ ይመስል, ተወከል ፊሎዞፊዩ ኣብ ፖሎቲካ, በስ ሓደ ሓደ ግዝየ ፋሕ ትብሎ ምስ ዘይ መዛኑኡ ኮፍ ኢሉ ክትንትን ይውዕል ጦቅ የብሉዎ ንሳቶም ካኣ 😂
@ragalino5887
@ragalino5887 10 ай бұрын
In Eritrea 🇪🇷 all lowland Saho, Afar, Tigre, Nara, Rashid….. etc they communicate Araba language
@samueldebesay1544
@samueldebesay1544 10 ай бұрын
መጀመርያ ግራትካ ጽሃዩ
@SiedJemal-r8k
@SiedJemal-r8k 10 ай бұрын
Sied Meshealah Mm temesgn gn n htoka Bellka aytmelso
@mulughetakahsu6240
@mulughetakahsu6240 11 ай бұрын
Ata agame maaltcka halu
@wadmashewa3247
@wadmashewa3247 11 ай бұрын
Just I wonder are you Eritrean? The question is to said ?
@ghirmayyemane1979
@ghirmayyemane1979 11 ай бұрын
kab xerfi hasab teteqrib aymihashen.
@siedy0651
@siedy0651 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤲🤲🤲🤲👍🙏🙏🙏
@asmarah3174
@asmarah3174 11 ай бұрын
ያኢ ንትግራይሲ ብዚ ትዕወት ዘላ መሲልዎ ዘይሃገራውያን ሰባት ምዝላሉ ንፖለቲካ ኤርትራ መገዱ ዘስሓቱ እዝኣቶም እዮም። እዚ ድማ ንህግደፍ ዘይኮነ ዘዳክም ፡ነቲ ስደተኛ ኤርትራዊ ካብ ንብረቱን ስርሑን ተዘናቢሉ ሓዲግ ክተርፍ ንስኻን ከማኻን ትህብትምሉ እምበር ከውጢሲ ክነጽእሲ ሕልሚዩ ብኣካን ከማኻን። ኤርትራ ንኤርትራውያን!
@mulughetakahsu6240
@mulughetakahsu6240 11 ай бұрын
Hasot Anta agame ety mesayl resiekayo dicka
@ኣርዓዶም-ዠ9አ
@ኣርዓዶም-ዠ9አ 11 ай бұрын
ወዲ ተወከል በዓል ተመስገን መጠንካ ኣይኮኑን ስዒድ ንስኻ ኑጉስ ቋንቋ ኢኻ ቡዙሕ ቋንቋታት ምልከት ዘለካ ከመይ ገርካ ምስዚ ሓንቲ ቋንቁኡ ክትረዳዳእ ካብ ከባቢኦም ወጺኦም ኣይሓስቡን እዮም ንስኻ መጠንካ ካልኦት እዮም። ምስ መጠንካን ደረጃኻን ተዛረብ ስዒድ ነብሲ እዚኦም ክዕብሉሉ ጥራይ እዮም ዝፍቱኑ
@Abdulrahim-ts9zj
@Abdulrahim-ts9zj 11 ай бұрын
All Eritrea will defend our country what ever happened
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 11 ай бұрын
ስዒድ ግን ሓቂ ኣሎ።መምህር ወይ ሓታቲ ወይ ድማ ተማጎቲ ኢካ ክትከውን ዘለካ
@meharifrezghi6854
@meharifrezghi6854 11 ай бұрын
ተመስገን መጀመሪያ ብዛዕባ ትግራይ እምበሪ ብዛዕባ ኤርትራ ኣይምልከተካንዩ ኤርትራ ንኤርትውያን ይምልከት ንሕና ኤርትራውያን ቅድሚ ሰውራና ምጅማርና ጽያፍናን ድሑር ባህልን ገዲፍና ገዲፍና ፍልልያቱ ኣጺቢቡ ተበጊሱ ሃይማኖት ናይውልቂ ሃገር ናሓባር ምኻኑ ኣነጺሩ'ሎ ስለ'ዚ ተመሊስካ ታሪክ ወልደኣብወልደማርያም ሸኽ ኣብራሂም ስልጣን ኣብቤት ገርጊስ ኣስላምን ክርስትያንን ዝሓረድዎ ስጋ ብሓደ ሓዊሶም ኣብሲሎም ሓድነቶም ኣመስኪሮም ዝተበገሱ ስድራ ከምዘሎና ፈሊጥካ ተመስገን ታሪኽካ ፈትሽ ክብለካ'የ ዝደሊ።
@jemalmaruf845
@jemalmaruf845 11 ай бұрын
King of king
@nalemna
@nalemna 11 ай бұрын
Zewehade reski ena newesed kabakhum mes weshetina shegerna nefethi teweleje bmseretu kab eriterawenet kserzu alewo aselam btami zehegus wesane kab zom esubat teweleje rehaku
@absienice5013
@absienice5013 11 ай бұрын
ከም ስዒድ ቡዙሓት የድልዩና ኣለው ? ሽግር ኤርትራ ኣብ ቅድሚት ሰሪዑ ዝምጉት ብራቮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WediFishale
@WediFishale 11 ай бұрын
ስዒድ ካብ ቃላቱ ጀማሪ ሰውራ ኣይ ዕወትን እዩ ኢሉ ሓደ" 2ይ ድማ ፖለቲካ ሜላ ወይ ሲስተም ኬርካ እካ ራብሓታትካ ትስዕር ኢሉ? ስለዚ ንበ/ ንሓመዱ ይድግፎ ኢየ ግን ኣይስዕቦን ድማ ኢየ ኣነ ካብዚኣ ብዙሕ ተገንዚበዮ ኣለኩ 📶
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 11 ай бұрын
Ewaeee anta temesgen Kab bihere tigray eka bihere tigrina Eritrea 🇪🇷 aytbel
@solomonkifle-lr4nw
@solomonkifle-lr4nw 11 ай бұрын
Aye temesgen (guday tigrayka gber
@siedy0651
@siedy0651 11 ай бұрын
Agame hasawi
@abseabse1698
@abseabse1698 10 ай бұрын
Entay aetiyuka Ata wedi xemaqit swa diqala abokha men mikuanu gida n adekha afltni zeytbala agame. Nay tigrayka giber ata fushul.
@monenmerah2565
@monenmerah2565 10 ай бұрын
ተመስገን ውዱቕ ረሳሕ ኣእምሮ ቀደም ሰብ መሲሉና ኢና ንሕለቐልካ ኔርና። ኣነ ይገርመኒ ግን እዚ ምስ ባዓል ዓንደማርያም ትኸዶ ዘለኻ እከይ ግብሪ ኣቃርጾ። ውላሓደ ኣይገብሩልካን ናዓይ ከማን ለኪምካኒ ኔርካ ኣንታ ቶኽላ😢😢😢😢
@IbrahimYasin-xs8zs
@IbrahimYasin-xs8zs 11 ай бұрын
Twakel 👍👍👍👍
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 11 ай бұрын
Anta temesgen entay umlketeka bzaeba Eritrea 🇪🇷
@tutulgugul2659
@tutulgugul2659 11 ай бұрын
አፍሪሕን ጥርጣሬን አስላም ዝነብሩ ሕብረተሰብ ንነብስም ይኹን ንኻልእ ለውጢ ከምጹ ኢልካ ክሕሰብ ዘይካአል እዩ፣ ሓደ አብ ልዕሊ ካሎኦት ኩፍእ ክገብር ዝሓስብ ሰብ ይኹን ጉጂለ ኩሉ ጊዜ ብኻሎኦት እንዳፈርሔን እንዳተጣራጠርን ካብ ምንባር ሓሊፍ ንነብስ ይኹን ንሕብረተሰቡ ጹቡቕ ለውጢ ከምጽእ ፈጺሙ አይክእልን እዩ ስለዝኾነ እዩ እዞም ናይ ዕብለላ ዘለዎም አኽረርትን አሸበርትን ንሙስሊም ክኽሱን ንሙስሊም ክፈርሑም ክጣራጠሩን አብ ስደት ዝበልዩ ዘለው፣ ህግደፍ ውን ንሱ ውን ህግደፍ ልክዕ ከምቶም አብ ደገ ዘለው ናይ ዕብለላን ፍርሕን ጥርጣሬን አኽራርነትን ሽብርተኝነትን ዘለው ስርዓት ስለዝኾነ ነቲ አብደገ ዝኸይድ ዘሎ ዕግርግርን ሽብርን ጹቡቕ ጌሩ ይጥቀሞሉ አሎ።
@Abonaser-z4l
@Abonaser-z4l 11 ай бұрын
Tarek anbeb donkoro
@salehromedanfayd1984
@salehromedanfayd1984 11 ай бұрын
❤❤
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 11 ай бұрын
sied hawna ezi wedi temesgen slemntay bzaeba Eritrea ukataka alo tarikna baelna nfelto Please bhagerka tigrayka guber
@tahadubatahaduba4577
@tahadubatahaduba4577 11 ай бұрын
Temere nerom ayom kab chrstyan ab nay 2013 bkereba zfeltom hager ganzay ,koneral wedi america ...
@giorgiofasiledus2533
@giorgiofasiledus2533 11 ай бұрын
Temesghen has no shame and embarrassment of his ignorance, this conversation sounds between a professor who knows his subject very well and a man who has got no clue of what he is talking about. Tesghen agrees with everything Tewekel says and then he disagrees immediacy in the same breath. What he is capable of is deciet as a good Tigrayan elite.
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 11 ай бұрын
It's not a comment it's your blind eye Agenda!
@mohammedabubkere445
@mohammedabubkere445 11 ай бұрын
كلامك كله صحيح نعم لكن مع مين من يفهمك
@amanhagos4921
@amanhagos4921 11 ай бұрын
ድምጺ የለን መስለኒ ባኣይ ጥራይ ድዩ ተሜ?
@mohammedabubkere445
@mohammedabubkere445 11 ай бұрын
انت وأحد عقامي تقراوي عدو ألشعب أريتريا بالذات المسلمين مايستاهل استاذ سعيد توكل يعمل معك مقابلة مامن مستواه انت
@siedy0651
@siedy0651 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BerhaneSium-ox1so
@BerhaneSium-ox1so 11 ай бұрын
Antum agame bzaba eritrea entay ymlketekum kondafat
@mulugetagiorgis
@mulugetagiorgis 11 ай бұрын
Yala Lekbat
@HagerMebrahtu-nu6un
@HagerMebrahtu-nu6un 11 ай бұрын
Siad eziseb aymtnekan u bi poletka kend telkukua ka eritrea mibtan u silezi degimka miziseb entedeymexakana des mibelna tigraway silenibona yeblun
@MG.yohannes4731
@MG.yohannes4731 10 ай бұрын
Thanks seid. You have a great idea and analysis comparing to this Agame. But it's better to discuss with your brothers and sisters he who love ❤️ their country. But this Agame guy is a deceiver, falsifier, liar kondaf. So you don't discuss any matter concerning Eritrea with him , cause he is Tigray Ethiopian.
@nalemna
@nalemna 11 ай бұрын
Seyaed mes tegraway antsar eritera tezareb alekha bal ezi atiman teweleje zezareb yeblkan
@Ayngage
@Ayngage 11 ай бұрын
N temesgen misme malet? "temesgen seb eyu elka miema malet sile zkhone aysemomin eye!" Zkhone nay ISLAM AMANI ERITRAWI GIN AB KZbin METSEU TEDYYZAREBE MIHASHE. KEMTOM KUBURAT AMENTI ISLIMNA AB ERITRA ZELEWU KEMU WIN AMENTI CRISTYAN AB ERITRA ZELEWU::"
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 11 ай бұрын
Seid Tewekel… Your poisonous polarizing religion based political speech is recorded.
@GualAKHRITAASLI
@GualAKHRITAASLI 8 ай бұрын
Wedi khomarit Atarit tsomakit suwa
@abseabse1698
@abseabse1698 10 ай бұрын
Sied Jigana
@Hadis7486
@Hadis7486 10 ай бұрын
Actually you physically two but one in mind.
@erialena4597
@erialena4597 11 ай бұрын
Temesgen kahsay ab asmera jalia memhir ayneberkan abu iye ane temahire .ab jalia iyu gezawtey n seid tedenagro aleka eten bet timhrti aytifeltenin ika.
@TEMESGHENNETWORK
@TEMESGHENNETWORK 11 ай бұрын
መዓስ ዓመተምህረት ኔርካ?
@nalemna
@nalemna 11 ай бұрын
Seayed mes temen aytezareb ezi kndi tselai aselam eyu
@WediFishale
@WediFishale 11 ай бұрын
Thanks so much for your support for Bergd Nihamdu today 🤝✊💪💙💚💙💚
@sulemanmahfus5174
@sulemanmahfus5174 11 ай бұрын
Ane yifelit wedi keshi eda 26 kfle srawit neyru
@Cr7andMessi250
@Cr7andMessi250 11 ай бұрын
Kemu gerina ni Eritrea 🇪🇷 kenefrsa ena diyu eti hasab wey tegaru..
@Rimmdr
@Rimmdr 11 ай бұрын
Ata ezi hasawi temen kindey nhsu eyu nska tgraway eka beka eti profile bdhrit zelo elego dehar azaribo why ab mengo tebelashiwelu aleka . Nska hasab zibhal yeblkan . Thanks Seid brother for the brilliant reply for this agame . We Eritreans are looking lucky to have you smart seid.
@LemlemAraia
@LemlemAraia 11 ай бұрын
Sede. Ertirw i ..zeicne . ..temsgen .nimntaii. Tezarebo
@mulughetakahsu6240
@mulughetakahsu6240 11 ай бұрын
Thank you busul seb
@asmarah3174
@asmarah3174 11 ай бұрын
ሲዒድ ሓወይ እዝ ሰብ እዚኮ ብብርጌድ ን ሓመዱ ዝተሓጎሰን ሓጎሱ ጥርዙ ዝወጽ እዩ ንምንታይ ኤርትራዊ ክቃተለሉ እምበር ለውጢ ደልዩ ከይመስለካ። እዚ ድማ ይተኣሰሩ፡ ይሰጎጉ ንዕኡ ኣይንታዩን እዮም። እምበር መንግስትስ ክንዲ ሎሚኳ ኣይተዓወተን። 🇪🇷
@sulemanmahfus5174
@sulemanmahfus5174 11 ай бұрын
you are reiht sied
@siedy0651
@siedy0651 11 ай бұрын
Nay sidrakha timyet zeytigebi
@sulemanmahfus5174
@sulemanmahfus5174 11 ай бұрын
1994 lieli 1500 teasirom
@mulughetakahsu6240
@mulughetakahsu6240 11 ай бұрын
Sied atdkem Afluto nay polotica yeblun
@بريهون
@بريهون 11 ай бұрын
እዝ ጀበርቲ ስነ ልቦና ናይ ትግራይን ናይ ኤርትራን የብሉን ጀበርቲ ኻዓ ልዕሊ ዓቕሙ እዩ ዝሓስብ ምኽንያቱ ኣብ ኤርትራውን በቲ ንሱ ዝደልዮ ሕጋዊ ቦታ ኣይረኸበን
@baneweditesfai364
@baneweditesfai364 11 ай бұрын
ኣለኻ ዲኻ ተመስገን ዓስታኽ ዝተኣሰርካ መሲልኒስ ተሻቒለ ቀንየ
@RamadanTaha-lg9jh
@RamadanTaha-lg9jh 11 ай бұрын
Seid smart qexil bzuh ina nimahar kabaka
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
ስርሒት ፎርቶን ጠንቂ ፍሽለቱን እንታይ'ዩ?
25:57
Fnan App Infotech
Рет қаралды 170 М.
seid tewekel ምስ  ተጋሩ
54:36
WEDI AKHRYA
Рет қаралды 2,6 М.
ሕቶና ሕቶ ምዑሩይ ምሕደራን ፋይናንስን እዩ።
3:08:12
My scorpion was taken away from me 😢
00:55
TyphoonFast 5
Рет қаралды 2,7 МЛН