ኣዕናዊ ባህርያት ሻዕብያ ካበይ እዩ መጺኡ፧ መደብ ምስ ኣቶ ዮሴፍ ገብረሂወት

  Рет қаралды 8,205

Zelenayo Show

Zelenayo Show

Күн бұрын

Пікірлер: 63
@alganeshasfaha3525
@alganeshasfaha3525 11 күн бұрын
I really agree with your assessment the similarities between the Italian colonial and SHABIA colonial,thanks for your knowledge and wisdom. Prof
@kapitalmhretab3575
@kapitalmhretab3575 14 күн бұрын
ጆስ ዓቢሰብ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ዮድታ ኢንተሎ።
@2563-t6k
@2563-t6k 16 күн бұрын
Excellent analysis !! Yosieph, you are a philosopher indeed. Hats off to you and thanks a million to Yodita for arranging this interesting session.
@BiniYonas
@BiniYonas 16 күн бұрын
Zelenayo show ጽቡቅ ስራሕ ዓቢ ትምሕርቲ ነዞም መናኣሰይ ከምዚ አዩ ዘድለየና
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 17 күн бұрын
አዙይ እዮ ፍለጠት ማለት የቅንየልና ኩቡር ሓው ።
@ogbaihagos4732
@ogbaihagos4732 16 күн бұрын
ዮዲት የቀንየልና ብጣዕሚ ዓሚቅ ዝኮነ ትምህርትን ትንታነን ንህዝቡ ዝህብ ኣምጺኢ
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 16 күн бұрын
ካብ ጸርፍን ጫዉጫዉን ወጺኺ ዶ ሎምስ። thanks lot for hosting this big guy.
@mussiegebreyouhans8288
@mussiegebreyouhans8288 16 күн бұрын
Thank you Joseph for your deepest informative analysis.ዬሴፍ ብሩህ ኣእምሮ ምስኦ ዘይነበርካ ከለኻ ነቲ ኣብ ሓንጎሎም ዝተጻዕነ ሶፍትዌር ከተንብቦ ምኽኣልካ እቶም ኣብኡ ብኣካል ዝነበሩ ድማ ነዚ ክርድኡ ዘይምኽኣሎም የሕዝን። ብዙሓት ዓቕሚ ኣለዎም ዝበሃሉ ተጋደልቲ ንምንታይ ይጋደሉ መወዳእቱኡኽ እንታይ ንምርካብ ዝብል ሕቶታት ናይ ሓባር ምርድዳእ ከይገበሩ መልሲ ከይሓዙ ብዓይኒ የብለይ ስኒ የብለይ ኣብዚ ተበጺሑ እንታይ ተረኽበ፣ ህዝቢ ዘይብሉ መሬት እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ ነዚ ክትግዕታዶ ትርህጻ ኢዩ ነገሩ። ኣብሰራዊት ዝኾነ ጆኽ ዘለዎ ይዛረብ ምስተባህለ ሓደ ዝበሎ ፣ ሓደ መንእሰይ ፊልም እንዳርኣየ ከሎ ኣብኡ ብደገ ጸኒሑ ንገዛ እትው ምስበለ እንታይ ድኣ ትገብር ኣለኻ ኩስቶ ወደይ ምስበሎ ኣቦይ ሻዕብያ እንዳኣተው ከለው ኢየ ዝሪኢ ዘለኹ ምስበሎ እታ ካሴት ገልብጣስኸ ክወጹ ከለው ክንሪኦም ኢሉዎ። እዚ ሰውራዚ ኣብ ወፍሪ ቐይሕ ኮኾብን ካልኦት ወፍርታት ሓቒቑ እንተዝነብር ህዝብና እዚ ኩሉ ሕሰምን መከራን ኣይምርኣየንእቶም ኤረትራ ምስኢተዉ ደንጉዩ ዝተረድኦም ድማ ኣብ መሓዩር ኣትዮም። ነገራት እቲ ተመን ከይገበለ ከሎ ኢዩ ክዕረ ነይርዎ።
@kidane55
@kidane55 16 күн бұрын
ብጣሚ ፁቡቅ ትታኔ 👍
@bahgialeni2039
@bahgialeni2039 16 күн бұрын
Wawww betami smart guy ato Yosify💡
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
አይከሰሪናን ተዅሊፍና ኸ ሓደህዚቢና ዶር አቢ ምሪሓና ቂዱሚ 4ሚዓሊቲ ሪፎሮኒደም ዶሞዚ የቢሊኩም አዋጂ ዲሓሪ ዒሸላት ጪጉራፍ ሃሪማ ተኢዊ።።❤❤❤።❤❤❤❤።❤❤።
@davidharcot220
@davidharcot220 16 күн бұрын
እንታይ?
@AbrahamSolomon-wo1cs
@AbrahamSolomon-wo1cs 16 күн бұрын
Wawwww we must Support Our Hero Super Sister Yodita Guys please ❤❤❤
@Dima1T2019
@Dima1T2019 17 күн бұрын
Excellent expanation,,,, Philosofer Josi
@AbrahamSolomon-wo1cs
@AbrahamSolomon-wo1cs 16 күн бұрын
YODITA You make proftional thanks keep Going we Love you Sister ❤
@EfremGebregziabher-g5r
@EfremGebregziabher-g5r 16 күн бұрын
❤❤❤ thanks 👍
@danielgebreab692
@danielgebreab692 14 күн бұрын
Good choice ዮዲታ ንዮስየፍ ኣብ ገዛኺ ብቐጻሊ ኣብ ዝጣዓመኪ ዓድምልና
@romankushite4116
@romankushite4116 14 күн бұрын
It was actually key, to spend few words on the history and the reasons that triggered fascisim, there are interesting matching issues that need to get our attention. Yodit, how can I get at you???
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 7 күн бұрын
YG excellent as usual.❤
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 14 күн бұрын
❤❤❤
@debessayberhe6877
@debessayberhe6877 16 күн бұрын
Very nice explcation❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ኢሞ ሒጂ አበይ አላባጲዒ አሰቢ ኢሊካ ሓዊ ዮሴፍ።❤❤❤።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
እቶ ዮሴፍ ኢንቁዓ 2825ኒኹሊኹም ሚሰሚዒቱኹም አቢጲሓኩም ።አሪኢሲቲኹም ኢቢለላ ሺዓቢያ ክብ ተንቤን ትግራይ ኢቲዮጲያ መጲኡ እንበር ህዝብ ኤርትራ ቢሒጊ ኢኒዲባ ይምሓደራ ምህረት አያታቲና ጂ15ቢቁዋም ይሚሒደሩ።።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።።
@davidharcot220
@davidharcot220 16 күн бұрын
ዓጃው
@debraiandehanes9356
@debraiandehanes9356 16 күн бұрын
ዮዲት የቐንየልና ናይ ዮስየፍ ትንታኔ ከም ጸባ ሐሊብ ኢና ንሃርፎ:: ነተሐሳስባና ብኹለ መኣዝኑ እዩ ዘስተኻኽሎ::
@nsiebhotube8255
@nsiebhotube8255 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ልሒጂ አንዛይሕመር ሒዚዎ አበይ አላኪቢለካዩ ረሲዒዋ ዓጺርሺኒቲ ሒዚዎ ምቁጺጻር ሲኢኗሎ ሳባ አዊጺኦቶን ።።።❤❤❤❤።።።።
@faligali6690
@faligali6690 16 күн бұрын
ሶሪ እንታይ ማለትካ እዩ።ኣጻሕፋኻ ትግርኛ ድዩ ትግረ ደጋግምካ ኣንብቦ ኣይትሓዘለይ።
@TewoldeGhebrezghi
@TewoldeGhebrezghi 17 күн бұрын
ኢዚ አመሩካ ኢንባሕ ረጂም ቸንጂ ኢሊዎሎ ወዲ ሓወቦይይይይይይ።❤❤❤።
@yosiefmokenen
@yosiefmokenen 17 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎓🎓🎓🎓
@eritrealovely3638
@eritrealovely3638 11 күн бұрын
ተባበብብብብ ወዲ ማሕበር አንድነት ፈልሲ ደቂ ማሕበር አንድነት
@zersenayhailemogos2687
@zersenayhailemogos2687 14 күн бұрын
ዮዲታ እዚ ድምጻዊ መን ኢዩ? ብዝኮነ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ዘለኺ፣ ቀጽልዮ ተስፋ ኹልና ዮዲታ።
@Ali-horreAburus4823
@Ali-horreAburus4823 17 күн бұрын
Danakils Danakils Aytibelunna Assab inaEmber kamakhum seb ina. LORD Dan'kal wald Arrata
@romankushite4116
@romankushite4116 14 күн бұрын
Tekal woledo ya'aaki. Tseyeqq'ti and faratat
@Asme125
@Asme125 12 күн бұрын
ናይ ኣቶ ዮስፍ ትንተና ሲ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠካ.
@BabuurTafla
@BabuurTafla 17 күн бұрын
አንታይ ክብል ከምዝደለየ ንገዛአ ርአሱ ዝፈልጦ ኣይመስለንን። ኢሳያስን መግዛአቲ ጣልያን ንምንታይ የራክቦ ከምዘለሎ ንዓይ ብሩህ ኣይኮነን. ። ናይ ገዛአ ርአሱ ፋንታሲ ከይኮነ ኣይተርፍን. ናይ አርትራ ሽግር ናይ ሓደ ገባቲ ስርዓት ዝክተሎ ፖሊሲ ኣይኮነን ድዩ ክብል ደልዩ?
@abelsimon8114
@abelsimon8114 16 күн бұрын
Megezaeti teleyan megezaeti iseyas feleleyen yebelun ma guardapo babene.
@zashoshoza367
@zashoshoza367 16 күн бұрын
ካብቶም ዝዕግቡኻ ሓደ መምህር ዮሴፍ ገብርሂወት 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@mussiegebreyouhans8288
@mussiegebreyouhans8288 16 күн бұрын
እዚ ቃለመሕትት ብመጺሄት መልክዕ ተዝሕተም ጽቡቕ ኔሩ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 16 күн бұрын
ወያነን ሻዕብያን ምውድዳር፡ ማለት ንዓይ ከም ብርሃንን ጸልማትን ሓደዓይነት እዮም ከምማለት እዩ። ንዓይ ወያነ ንኢትዮጵያ ብርሃን ንኤርትራ ከዓ ባናብርሃን ዝሸለመን ውዳበ ምስእንዳሻዕብያ በጻሩ ናብ ገሃነም / ጸልማት ዝመልስ ማፍያ ምውድዳር ዓገብ። ታሪኽ ኣብ ጭብጢ ስለ ስለዝሙርከስይ፡ ቀጻሊ ወለዶ ካብፕሮፖጋንዳ ወጻኢ ኣብጭብጢ ስለዝሙርኮስ።
@yosiefmokenen
@yosiefmokenen 17 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 16 күн бұрын
ክቡር ዮሴፍ; ከም መራሕቲ ሻዕቢያ ሰነፋት እኮ ኣብ ዓለም ኣይተራእየን:: ከምቲ ሓደ; ሓደ ኤርትራዊያን ዝብልዎ ኢትዮጵያ ብምልእታ ንምግዛእ ዘኽእል ማኒፌስቶ ሓንፃፆም ቃልሲ እንተዝጅምሩ እኮ ምኸኣሉ ነይሮም:: መጀመርታ ናይ ትግራይን ኤርትራን ውህደት እንተዝግበር ድማ ቃልሲ ደደቢት እውን ኣይምተጀመረን ኩሉ ተጠቓሊሉ ኣብ ሣሕል ምተኻየደ: በዚ መልክዕ ሰሜናዊያን ኢትዮጵያ ንዘለዓለም ምገዝእዋ ነይሮም::
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 16 күн бұрын
ካብ የውስየፍ ዘትጽበዮ ዘረባ፡ ካበይ ኢኻ ረኺብካዮ ደብረጽዮን ስልጣን ንዓይ ሃበኒ ኢሉ ናብ ኣኣ ዝተመልቅለሰ። መረዳእታኻ ኣስተኻኽል። ስልጣን እማ ዝቦን ዝኸልዖን ህዝቢ ትግራይ እዩ። ግዕዞ ደፅዮን ውድቡን ህዝቡን ወኪሉ ውዕል ሰላም ይተግበር ዝብል ምዃኑ ደጋጊሙ እንዳገለጸ፡ እዙይ ተሰዊሩኻ ኣይመስለንን። በይዛኻ ካብቲ ዘይብልና ንሓቂ ዝቀረቡ ርኢቶታት እትልግስ ስለዝኾንካ ከይትወርደልና።
@meharimeles3993
@meharimeles3993 15 күн бұрын
ብዙሓቶም አብ ዕረዕረ ዝሓቁ ዘለውስ: ብኸመይ ትገልጾ?
@romankushite4116
@romankushite4116 14 күн бұрын
First of, we need to understand that Italy was not a "colonial power", it just finished the unification of the state like we know it, by 1871 and not even 20 years later, they were trying to gain land in Africa. While they didn't have the economy to back up such ambitious project. Next major factor is the loss in the battle of Aduwa, Gundet and not only. By the end of the 18th century and the binging of the 19th the Italian society was morally down. They were second class citizens through out the world, migrated everywhere, working under the Spanish, Portuguese, English, French and ect... Add also the 1st world war to the banquet, which was a total catastrophe for Italy. Almost as a reaction to the condition in which they fell in Mussolini came out with fascism. Essentially, fascism came to bring order, through the stick and through an idealistic return to an ancient glory from which they hipoterically discend, to have pride by reclaiming the ownership of the achievements of Roman empire.
@davidharcot220
@davidharcot220 16 күн бұрын
እዚ ዬሴፍ ዘይተሓቶ እዩ ዝምልስ ሓንቲ ሕቶ ተሓቲቱ ሙሉእ ማዓልቲ ይምልስ ምስ ዶክቶር ገብሩ ቡዙሕ እዬም ዝመሳሰሉ ሕቶ አይምሉሱን ወይ ካልእ ሕቶ ኸይህልዋ አይብሉን በቃ ሃለውለውለው ክብሉ ድቃስ ይወስደካ እታ ቐዳመይቲ መኽፈቲ ሕቶ ዘላአለም ወሲዳትሉ እዋእእእ
@solomonissak1877
@solomonissak1877 17 күн бұрын
ዮዲት ብጣዕሚ ጽቡቅ ምረጫ ሙዚቃ ምስ ፈላስፋ ዮስየፍ የቀንያልና አብቀጻሊውን ንበላይ አውዓሎም አስመራ ጽብቅቲ ንጽበየኪ ጀመዓ ደቂ አስመራ።ዕበይልና፣በልጽግልና!!!!!
@debessayberhe6877
@debessayberhe6877 16 күн бұрын
ዮዲት ነዛ ቪድዮ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ዝገበርኪ ገይርኪ ብሳትላይት ክትኣቱ ክትገብሪ ኣለኪ
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 16 күн бұрын
ሕማቃት ስለዝኾኑ ኣይኮነን፡ ብኸትግብርዎ ዘይኽእሉ ኣጀንዳ ሙሶሊኒ፡ ከተግብሩ ደቂሶሙን ከይደቀሱን ሕልሚ ቀትሪ ስለዝሓልሙ እምበር። ብውርሲ ፕሮፖጋዳ ፋሺዝም፡ (ቅሪት ጭላንጭል ምዕባለ መግዛእት ዝሰረቱ) መላእ ሕብረተሰብ ኣስኪሮም / ኣዐዊኖም ንባዕልቶም ከምፍሉያት/ብሉጻት ፍጥረት ብምእማን ኣንጻር ነብሶምን መሰል ኣሕዋቶምክን ክቃለሱ ዋላ ክሳብ ሎሚ ድሕሪ 70 ዓመታትውን ይቕጽል ኣሎ። መፍትሒውን ኣይትርእየሉን። እታ ምስ ኮርያ ምውድዳር፡ እኻ ትርጉም የብላን፡ ምናልባትእካ ምስ ናይ ሆጃ ኣልባንያ እኻ እንድዒ? ኣብ ዓለም ንባዕሉ ብሰንኪ መግዛእቲ ዝተፈላለዩ/መሰል ሕብረተሰቦም ዝኽሕዱን፡ ንኸጥፍኡውን ዘሎን ዘየለን ሓይሎም ዝጸንቅቑ ሕብረተሰብ ኣብዛዓለም ናይ መጀምርታ ታሪኽ እዩ።
@davidharcot220
@davidharcot220 16 күн бұрын
አታ ኹቡር የሴፍ አስመራ ስለ ዘይዓበኻላ መቐረት አስመራ አይርዳአካን እዩ መንደፈራ ተወሊድካ ስለ ዝዓበኻ ።ንዓናስ ተወሊድናላ ተማሂርናላ ዓቢናላ ዶልሺ ጆላቶ በሊዕናላ ሲነማ ኦድዬን ኢምፔሮ ዳንተ አፍሪቃ አቲናላ እዋይ አስመራ አስመራና አብ ዓይንና አብ ልብና እያ። ንዬዲት ከማን ቆልዓ ቀያሕ ዕምባባ ኾይና አብ አሰመራ ጎዳይፍ መጺያ አጸቢቐ እየ ዝዝክራ ክትጽብቕ ማዓት እያ ኔራ ሑጉስቲ ሰሓቒት ኔራ ብ 1991 እመኑኒ ኽብረት ደአ ሃቡለይ ንዬዲት።
@Peace-j1l
@Peace-j1l 16 күн бұрын
ሻዕቢያ (ህግሓኤ)ኣብ ኣፍሪቃ ጎብለል ዝነበረ ንጨቋኒ ስርዓት ኢትዮጵያ ደርግ ደምሲሱ ንህወሓት ኣብ ኮረሻ ስልጣን ዘኾየጠ ንኤርትራ ናጻ ሉኣላዊት ሃገር ብምግባር ስርሑ ዝዛዘመ ሓርበኛዊ ትካል እዩ። ሻዕቢያ ማለት እቲ ዝበለጸ ብራንድ ኔም ክብሩ ክዕቐብ ነቶም ብደሞምን ህይወቶምን ዋጋ ዝኸፈሉ ክብሪ ምሃብ እዩ።
@BabuurTafla
@BabuurTafla 16 күн бұрын
@@Peace-j1l ዓሻ አቲ ሕቶ ደም ዝተከፈለሉ ኢስያስ በይኒ ይዕንዎ የብርሶን ስለዘሎ ኢዩ። ሎቅማጽ ሓሳዊ ኣብ ዒራዒሮ ን ልዕሊ 20 ዓመት ተኣሲሮም ደለዉ ሻዕቢያ ታደካ ትብል ኣንታ ባርያ ኢሳያስ
@mosesamluck1013
@mosesamluck1013 16 күн бұрын
Your mind setup is twisted
@HabtAb-mp9pw
@HabtAb-mp9pw 13 күн бұрын
ደርሆ ተሓለመት'ሲ ጥረምረ ይብሉ ወለዲ
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 17 күн бұрын
ዋንጫን ሓሳዉን ኣብ ኣፎም ብዙሕ ይሕዙ ይብሃል:: ብዙሕ እንተተዛረበ ፈላጥ ይመስለኩም ይኸዉን 😄😄 ዮሴፍ ብዓለገ ዘይሓንኽ ጸላኢ ህዝቡ ኣብታ ነዋሕ መንገዲ ተራኽበና 👎👎👎 ኣታ ጃሱስ ማለሊት
@kidanetesfay7123
@kidanetesfay7123 17 күн бұрын
እዙይ እዮ ናታትኩም ፀገም ሓቂ ትፀልኡ ከማካ ዝበለ ንሓደ ሙሑርስ ብኣካ አፍ ክፅረፍ ከሎ ንስካ ክትሓፍር አለካ ብሓሳብ ዘይትሙግት።
@medeber0077
@medeber0077 16 күн бұрын
አየ ጥሪት የስፍ ገብሪሂውት ከረዳአካ ዘይክእል አብዲ ብእንስሳካ ክትመውት ኢካ ተደንግጽ ገጽካ ትርሐቅ
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 16 күн бұрын
@@medeber0077 ደብተራ ወዲ ጠቢብ ንጹል ኣተዓባብያ ዝበደሎ ካድር ናይ ሕዉሓት ንመን ከረድኦ??
@AkliluKaleab
@AkliluKaleab 16 күн бұрын
@medeber0077 ሃተፍተፍ እንዳ በለ ሓንጎልኩም ኣባላሽኩም ጽዉጽዋይ እንዳ ነገረ ቃሕማማት ገርኩም ካልእ ፖሎቲካ ከምዘይርዳኣኩም ገርኩም ሓንጎልኩም ጆሆ ሒዝኩም
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
ሰሚናር ብርጌድ ንሓመዱ ካብ ኣዲስ ኣበባ
1:45:06
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,4 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 30 МЛН