KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
'' መልእኽቲ ብምኽንያት ቅዱስ ልደት፣ ንኹሉ ህዝቢ ዝኸውን ዓቢይ ሓጎስ! '' ( ወ.ሉቃ 2 ፣13-14) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
8:48
2- ካብ ፈታዊኻ ንዝመጸካ ፈተና '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
25:23
So Cute 🥰 who is better?
00:15
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
00:31
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
黑天使被操控了#short #angel #clown
00:40
እግዚኣብሄር ሓደ'ኳ ዘማልድ ስለ ዝሳእነ ተገረመ ! (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
Рет қаралды 58,687
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 131 М.
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Күн бұрын
Пікірлер: 531
@ጓልትግራይፃዕዳ-ጘ3ፐ
4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣምላክ ይቅር ይበለለና ማርያም ፅየን ምስ ውፁዓ ህዝቢ ትግራይ ታሓውለወና⛪🙏👈🇻🇳
@TsfaEusnkey3114
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ
4 жыл бұрын
Amen amen Amen mary😭😭😭
@abrahth5460
4 жыл бұрын
Amennnnn
@user-xq3ep3tu1k
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@js2974
4 жыл бұрын
አሜን
@ሕልምኽተሰርቑ
4 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ሆይ ደቅ ሰባት ገበርት ሕማቕ የናዋ ትእዛዝኻለ ኣየኽበርናይዋ ሓጣያትናን በደልናን የቕረ በለልና ኣምላክ ሆይ ባዓይን ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@arsemagerezgiher3985
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bhaki Egzabiher selamu ysdedelna. Kubur hawna dma Amlak xegau yebzh 🙏🙏🙏
@الهامالهام-ب1ل
4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ኣባና ይቅረ ይበለልና እግዚብሄር እምላክ አብ ምሕረቱ ይሕዉስና 💒💒💒💒💒💒🙏🙏🙏🙏👈👈👈
@ruftalbey8635
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማዓልና ሰ/ወ ካሳሁን ሓውና እግዚኣብሄር ነታ ንስለ መንነታ ትቃለስ ዘላ ክልል ትግራይ🇨🇳💪🙏 ዓወት ይሃብ።
@tigray1221
2 жыл бұрын
❌🇨🇳❌
@rahwarahwa9513
4 жыл бұрын
ኣዝዩ ዘሕዝን ግዜ እንታይ እሞ ክብል እየ ክቡር ካሳሁን ሓወይ ገሪሚኒ እግዚአብሔር አምላኽና ሰላሙ ምሕረቱ የውሪደልና ከም በዝሒ ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም በዝሒ ምሕረቱን ፍቑሩን ይምሓረና ኦ ህያው እግዚአብሔር አምላኽና ይቕረ ግበረልና ኦ ቅዱስ አምላኽና ኣብ ሃገሮም ዘለው ህዝብኻ መሪር ስቓይ ይበፅሖም ኣብ ስደት ዘለናውን ኮምኡ ኦ ቡሩኽ አምላኸይ ስለ ቅድስት ወላዲትካ ስለ ኹሎም ቅዱሳንኻ ማሓረና ሰላምካ ኣውርደልና አሜን አሜን አሜን
@gfftggt6311
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@ደስታነኝየሐየቲናፊቂ
3 жыл бұрын
ናይ ብሓቃ ክብር መምህርና ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ ፀጋእ የብዘሐልካ ክብርይ አምላክ ምሕርት የውርደልና ብጨንቃን ብሐስብን ተከቢቢና አምላክና ይምሐረና አበር
@selamberhe5600
3 жыл бұрын
Proud of you Kibur Memhir!! Fetari tsega ab resi tsega yiwesikelka lik likachew negerkilign .kemaka zibele sebaki yebzihayo . Fetari b ayne mihretu yitemitena tebarek!! Amen🙏 .
@musearayagaltigray8682
4 жыл бұрын
*አቤቱ ቸሩ መድኃኔዓለም ህዝብ እስራኤላውያን ካብ ባርነት ግብጽ ዘውፃእኻ ንዓና ድማ ካብቲ ወርዱና ዘሎ ኩናት ናይ ምሕረት የእዳውካ ናባና ዘርግሐልና *😭😭😭
@lemigaultigray6335
4 жыл бұрын
amen amen amen
@luellilay3346
4 жыл бұрын
ኦ ኣግዚኣቢሄር ኣምላክ ይቅረ በለልና ካብዚ ውግእን ወረ ውግእን ሰውረና ኣሜንንን ኣሜንንን ኣሜንንን
@ተመስገንመድሃኒኣለም
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዛብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏😍😍😍
@ወዲእንባየ
3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና። እግዚኣብሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና።
@sder7673
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ምሕረቱ ይልኣከልና
@አምላኬሆይተመስገን-ዘ6ዘ
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት የስማዓልና ብዕድመ ብጥዕና ይሐልወልና 🙏
@ትግራይመበቆልስልጣነ-ለ9ጘ
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ቃለ ሂወት የስምዕልና መምህርና
@ተመስግንኣምላከይተመስግን
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ኣምላክ ይሓጊዘና ካሳውን ሓውና ባሓቂ በዙሑ ሺጋሪና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክፍፅምቲ ንጽህቲ ባዒላ ተሓግዘና ፍቁራት ኣሓዋተይ
@mnsmne6691
4 жыл бұрын
አሜን አሜን ኣሜን 👏👏👏ብሐቂ ቃል ሂወት የስምዕልና ክቡር ሐውና ጸጉኡ የብዛሐልካ አግልግልትካ ይባርክ እግዚአቢሔር አምላክና
@berihu1629
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር የክብረልና መ.ም ካሳሁን ሓውና እግዚአብሔር መስተውዓሊ ልቢ ይሃበና እምበር ልብናሲ ተደፊኑ እዩ ዘሎ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ 👏ንንስሀ ሞት የብቀዐና 😢😢😢
@selamberaki4228
4 жыл бұрын
Abona amen amen amen kal hiwet yesmelna kem hatyatna zeykone kem mhretka temtena luel egzabihair
@malitmalit7493
4 жыл бұрын
Amen amen amen qalehiwet yesmealna selamu ylaakelna
@አምላኬሆይተመስገን-ዘ6ዘ
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ጸጋኻ የብዛሐዮ ብሐቂ ወድ እግዚአብሔር ተመስገን ፈጣሪ ተኾሉ እንኳን ተበዝሑ አባጊዕ እውን አለው ተመስገን ፈጣሪ 🙏
@musearayagaltigray8682
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር አቦና ፀጋ በረከት ያብዝሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ ናይ ብሓቂ እዩ እግዚአብሔር አምላክ ብዓይን ምሕረቱ ይጠምተና እምበር ደቂ አዳም ርጉማት፣ሓሳዳት፣ፈርሓ እግዚአብሔር ዘይብልና አብ ክንዲ ቃለ እግዚአብሔር ምስማዕ አብ ፖለቲካ ንውዕል አሎና ናይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም አማላድነት ናይ ቅዱሳን መላእክት ተራዳኢነት ናይ ቅዱሳን ሐዋርያት፣ነብያት፣ሰማእታት ጸሎቶምን በረከቶምን ምስ ኩልና ህዝብ ክርስቲያን ይሕደር አይፈለየና ንዘልአለም አሜን፫ *ስለ እቲ ቃላቱ ስም እግዚአብሔር አምላክና ዝተኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ስብሃት ለእግዚአብሔር አምላክ ወለወላዲቱ ድንግል ማርያም ወለመስቀሉ ክቡር አሜን ፫ 🙏🙏🙏*
@ጋልወየንቲ-ለ2ከ
4 жыл бұрын
ኣሜን (3)መዓረይ
@musearayagaltigray8682
4 жыл бұрын
@@ጋልወየንቲ-ለ2ከ አሜን አሜን አሜን ክብረተይ
@Alganesh114
4 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna naybhaki memhr fnote abew nbetekrstiyanna nhzbna nab lbna nabta zelalemawit betna ymlesena 💒💒💒
@ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስምዓና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@alemtikabo1730
4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna hawna Egziabhier amlak yqre ybelelna.
@محمدمعشي-ط5ر
3 жыл бұрын
አሜን ቃለ ሰናይ የስመዐልና ክቡር ሓዉና ስልጣን አሲተይይይይይይ አምላከ እስራኤል ምስ ውፃዓት ይኩን ሰላም ልመላእ ህዝቢ ክርስትያን
@ሰላምጓልትግራይ-ጸ2ኈ
4 жыл бұрын
ናይ ባሓቅ ፈጣርና ይታዓረቀና አሜን
@AD-pi4dk
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርና።
@astermehari6206
4 жыл бұрын
Qal hiwet yesmeana Amlak mhretu yewrdelna xbuq astmhro Amen amen
@zainazaina2750
3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህርና ትክክል ልቦና ይሃቦም እግዝኣቤር
@gabrielnaizgi8198
3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እዩ ዝገርም መምህር እግዚኣቢሀር ካብ ፈጸምቲ ትንቢት ምካን የድሕነና
@Aወናንትሙቁርቃንዛ
3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰሙዕልና:: መሙህረይ::!!!
@kidanetekle4757
4 жыл бұрын
Amen amen amen Qal Hiwet yesmealna egziabihier amlak tsegeu yebzhelka sebaki wengiel hawuna kasahun Egziabihier amlak selamu yhabena
@አምላኽይተበዳሊትእምበርበ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ክብር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና አምላክ መስተውዐሊ ልቦና ያዓድለና
@mizaanberhane4002
4 жыл бұрын
አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሐውና
@ትግራይሃገረእዩትግራይትዓ
4 жыл бұрын
አቤቱ አምላኬ ሆይ እንደ በደለችን ሳይሆን እንደ ቸርነትህ ማረን ይቅር በለን 😢😭😢
@hayataaa4050
2 жыл бұрын
ብሐቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር አምላኽ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡር መ ምህርና
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ
4 жыл бұрын
አሜን ቃለሂወት የስመዐልና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ እግዚአብሔር ብምሕረቱ ይጠምተና ሰላሙ ይምለሰልና እምበር ካብ ሰብሲ ተሪፍና ኢና ብፍላይ መራሕቲ ሃይማኖት መንፈሳዊያን ኢና በሃልቲ አብ ክንዲ ሰላም ምስባክ ናይ ጽልእን ጸግዒ ናይ ሓደ ወገን ኮይኖም ክትሪኦም ከለካ ብጣዕሚ ትጒሂ አምላክ ግብርና ገዲፉ ይትዓረቀና
@mbrakmulugieta4826
4 жыл бұрын
amen (3) qale hiwet yesmealna egziabiher amlak ab hawna hadiru zmeharenan zgesexenan amlak zkeberen ztemesgen ykun
@merhawibrhane9740
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሓውናን መምህርናን ካሳሁን እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልካ ናዓና ከኣ ምስትውዓልን ጥበብን ያሃበና ኣምላክ። ብድጋሜ ቃል ሂወት የስማዓልና።
@ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብትክክል ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ ኣምላክ ይቅረ ይበለና አሜን
@ኪዳንኪዩኣደይ
4 жыл бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna bhaki Egziabher Amlak ytarekena yehxro enber mesakin hzebi ytefu alewu
@freweinisium9248
4 жыл бұрын
ብሐቂ አምላኽ. ብብርሃን ዓይኑ ይጠምተና አሜን አሜን አሜን
@hailegtesfa7540
4 жыл бұрын
ኣማን በኣማን ውርደት፡ ኣቦታት ቤተክርስትያንና ንሕፈር ናይ ካልኦት ንዓኣቶም ንገድፎ። ስለቲ ብሱል ሓቂ ዘረባኻ ቃለ ሕይወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና።
@tsion587
4 жыл бұрын
ዎኣምላኽ ብምፍላጥ ብዘይምላጥ ዝገበርናዮ ሐጥያትና ይቅረ በለልና ኣንታ ሕያዋይ ጎይታ ነቶም ብሽግር ዘለው ምሕረት ሃብ እዝገኦ !!!!!!!
@knfeabraha8196
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qala hiwet yasmalna tsegu yabzhi eigziabher Amleki nay aglegulet zmenkum yabarki Egizbher Amleki edmen teanen yahabaka egizbher Amleki.
@weldutesfay1060
4 жыл бұрын
ቃልሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ይቅረ ይበል እምበር ናይብሓቂ ዘሕንኽን ዘሕዝንን እዩ።
@azebghebre715
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 💒😭💒😭💒😭💒😭💒
@ማኪጓልተዋህዶ
4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ብሓቂ መምህረይ እቶም ኣቦታትና ኢልና እንምከሐሎም መምሃራና ኢልና እንጀሃረሎም ዘረኝነት ሓጥያት እዩ ኢሎም ካብ ኣፎም ዝመሃሩና ትምህርቲ ሕጅ ግን ባዕሎም ንዘረኝነትን ንኪናትን 😥😥😥ይቃለስሉ ኣለው ንሶም ከምዚ እንተይሎም ደኣሞ ንሕናኸ ደኣ ከመይ ጌርና ናቶም ትምህርቲ ክንሰምዕ ኢሎም ሓሲቦምና ብጣዕሚ እዩ ዝገርም እግዚአብሔር አምላክ ኣብኣቶም ሓዲሩ ክግስፀናን ሃይማኖትና ክንፈልጥን ገይሩና ኢልና ተስፋ ኣብ ዝገበርናሉ ሰዓትስ ተመሊሶም ተገምጢሎምና እግዚአብሔር አምለክ ንኩልና ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና በኡነት😥😥😥😥
@ተመስገንአምላክ-ዸ7ዸ
4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካም እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ኣቦና
@selamweldemichael7163
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሄወት ይስማዓልና ናይ ብሓቂ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዝሓወይ
@abebabeyenehagos5776
4 жыл бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 amen 🙏 🙌 👏 ❤ 😊 ♥ 🙏 amen 🙏 🙌 👏 ❤ 😊 ♥ 🙏 🙌 👏 ❤ 😊 ♥ 🙏 🙌
@solomuntekae2648
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህወት የስማዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣምላኽ ከማኹም ዝበሉ መምሃራን የብዛሓልና
@selimselimweqlovr6647
4 жыл бұрын
ቃል ህይወት ይስመዓና አሜን ብትክክል።።
@tesfayande9222
4 жыл бұрын
Bhaqi Kal hiwet yesmaelna Egzabher Amlak nay agolgulot zemenkum ybarkelkum edmen tenan yehabkum
@ኩሉድሕሪኣደዋይይፈትወኪእ
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር ኣምላክ ብዓይኑ ምሕረት ይጠምተና🙏🙏🙏
@TesfaldetHagos
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet Yesmealn amlak xega yebzhalkum
@teklom1
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና አነ ብሰንኪ እዞም ንኹናት ዝደገፉ መራሕቲ ሃይማኖት ሃይማኖተይ ክጸልእ ገይሮምኒ ነይሮም ሕጂ ግን ነዚ ምስ ሰማዕኩ ደስ ኢሉኒ ተመስገን አምላኽ
@ተስፋእዩስንቀይ-ኘ7ነ
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣምላክ ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረቱ ይቅረ ኢሉ ይተዓረቀና 😢😢😢😢😭😭💒💒👏👏
@filimonghebreyohans5829
4 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዐልና መ፡ም ካሳሁን ሓውና ፡ኣብዚ ግዜ እዚ ዘለው ጳጳሳት ካብ ፈሪሳውያ ካህናት ፈልየ ኣይሪኦምን ፡ ፈሪሳውያን ካህናት 44፡000 ህጻናት ክቕተሉ ከለው መሪቖም ኢዮም ሂበሞም ንደቀም፡ ንደቆም እዚኦም ክኣ ንደቆም ትግራዎት ህጻናት ንሞት ኣሕሊፎም ዪብዎም ኣለዉ😭😭ኦኦኦ ጎይታ ፍረድ ፈረድ ፈረድ ሰለ ዞም ህጻናት😭😭😭
@weinikeleta3461
4 жыл бұрын
Behaki😢😢😢
@ትግራይዓደይፈቃርኡዩልባ
4 жыл бұрын
ኣሜንንንንን ኣሜንንንንን ኣሜንንንንን ሰላምን ፍቅርን የውርደልና ልዑል እግዚአብሔር 🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳
@ኦርቶደጉስተዋህዶልጅነኝ
4 жыл бұрын
ኣሜን(3)ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ 🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏
@ascalaacal2481
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
@letish3773
4 жыл бұрын
ብሓቂ ክብር ሓውና ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረቱ ይላኣከልና ኣነስ ብሓቂ ብናይ ኣማሓረኛ ሰበክቲ ተስፋ ቆሪፀ ብሓቂ ብዛሓት መምህራን እዮም ሓቀኛታት እዮም ናበልኩ ናተከተልክዎም ሐዚ ዘረኝነት ና ጦርነት ክእውጁ ክሪኦም እንተለኩ ብሓቂ ብልኪ በክየ ከመይ ዓይነት ግዜ ኢና በፂሒና እንድዒ ብቻ ሓደራ ኣምላኸይ ሰላም ካባኻ እዩ ሞ ሰላምካ ስለ ህፃናት ኢልካ ላኣከልና🤲😥
@mdrekenan1750
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሰባኺ ወንጌል መምህር ካሳሁን ብሓቂ ኦርቶዶክስ ንሓቂ ንሰላም ክትሰብኽ እምበር ምስ መፍሰስቲ ደም ክትዉግን ኣየማዕርገላን እዩ። ኣምላኽ ስለ እቶም ምንም ኣበሳ ዘይብሎም ህጻናት ክብል ይተዓረቀና።🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️❤️❤️
@hduehdhhdud2917
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣምላክ ፅጉኡ የብዘሐልኩም መምህር
@sendayowlegebrial4195
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያሥመዐልና ጸጉኡ የብዘሐሎም ፈትወኩም መምህረይ ልሳንኩም ሠናይ ኣንደበተ ብዘለዎ ባሓቂ🙏 አምላኽ ሓዚኑ እወ ክንደይባ ይጸውር እፍፍፍፍ
@ghffthdcd7346
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐና ትክክል
@selukiros396
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸሎት እመ አምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ጸሎት ቁዱሳን አቦታትና አዴታትና ምስ ሃገርናን ህዝብናን ወገናን ይኩን አጆና አሕዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ኩሉ ግዜ ምሳና እዩ
@danielmekonen4426
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna amlak bmhretu ytemtena
@nebyatgebremikeal4348
4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና👏👏👏 እግዚአብሔር ነዚ ኣብ መላእ ዓለም ወሪድና ዘሎ ቅልውላው ሰላም የውርደልና 🌿🌿🌿🌿 እዚ ድማ ከም ፍቃድ ኣምላክ ድኣ እምበር ከም ሓጥያትናስ ኣይኩን 🌺🌺🌺🌺 ናይ ትምህርቲ ሰዓትና ባሪኩ ቀዲሱ ዝሃበና ፈጣሪ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን። ኣሜን ኣሜን ኣሜን 👏👏
@يحيعلي-ف9ر
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@azimerlouel9584
3 жыл бұрын
ኦ እግዛብሔር አምላክ ይቅር በለልና ሰላምን ፍቅርን ራህዋን ንዉፁዑ ህዝብ ትግራይ ምሕረትኻ ላአኸልና
@ጋልፅዮንማርያምጋልትግራይ
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መምህረይ እግዚአብሔር ይፍረድ ባዕሉ እመ ኣምላክ ድንግል ማርያም ፅዮን ምስቲ ውፅዕ ህዝቢ ትኩን እንበር ብጣዕሚ የሐዝን 😭😭😭🙏
@ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ንኩሉጊዜኣለዎ-ነ1ገ
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማልና ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም።
@weldutesfay1060
4 жыл бұрын
ደስዘብል ትምህርቲ ሓውናን መምህርናን እግዝኣብሄር ዓይነልቦናና ይኽፈተልና
@ብኣምላክበርሀብኣምላክበር
4 жыл бұрын
ኣቤቴ ኣምላኬ ሆይ ይቅር በለልና ኣቦና መምህር ቃለ ህወት የስመዐልና ኣምላኬ ሆይ ሃገርና ሰላም ኣውርደልና ስደት ዘለና ውን ናብ ሃገርና ብሰላም መልሰና ኣሜን ኣሜን ኣሜን👉👉👉😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒💒⛪️⛪️⛪️🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
@ትግራይንዘላኣለምንበሪፈቅ
4 жыл бұрын
ኦ ጎይታ በዓይኒ ምሕረትካ ጠመተና ሓጥያትና ሓዲግካ🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@ሚዛንከምፍቃድካይኩንኣምላ
4 жыл бұрын
አምላከ ኣቦይ ኣበሳና ገዲፍካ ይቅረ በለልና ዝስተዋኤል ልቦና ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ተመስገንአምላኬ-ፐ3ነ
4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@علياحمد-غ3ش1ث
4 жыл бұрын
ቃለሂወት የስመዐልና መምህር ካሳሁ ሓውናን ወገንናን መፀናነዒናን ብሓቂ ንፁህልቢ የዓድለና መንፈስ ቅዱሱ ይልኣኸልና ከምቲጌታናን መድሃኒኣለም እየሱስክርስቶስ ዝበሎ ቅዱስቃሉ ዘይዕፀፍ ኣብ መጨረሻ ዝመፀላ ግዜስ ንጥኑሳትን ወሊደን ንዘጥብዋን እዩ ክገደን ይብል ስለዚ ኩሉ ልቡ ስለ ዝዓፀወ እዩ ካብ ባዕለይ ኣትሒዙ ክፉት ልቦና ይዓድለና ሓወይ ኣገልግሎትካ እመብርሃን ምስወዳ ትባርኸልካ ቀፅለሉ
@hadasfkadu4016
4 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwet yesmealna 🙏🙏🙏⛪
@kbromhabtemariam5426
2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna 🙏🏼
@egzetneegzetne6186
4 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ሰባኬ ወንጌል ካሳሁን ሓውናን መምህርናን።እግዚኣብሄር ቀልጢፉ ይርደኣና፡ዘመኑ ኣይግድን።
@sooqusabya8485
4 жыл бұрын
ኣሜን. ኣሜን. ኣሜን ,
@atnasyahaftoo2253
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዐልና እግዚአብሔር በዕድመን በፀጋው ይሐልወልና በረከቶ አብዚሑ ይሀበልና
@selammihret7572
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓና
@Endrtaweit
4 жыл бұрын
ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ብሓቂ ኣብክንዲ ሰላም ዝምነዩ ውሕዳት ኣይኮኑን ኣሕሕሕሕሕ እግዚአብሄር ክፈርድዩ😢😢😢😭😭😭😭😭😭 እንጀራ ዓለም ብልዑ ፀጋኡ የብዛሓልኩም⛪✝
@ezgabhersemae662
4 жыл бұрын
ቃለ ሂዋት የስመኣልና ትክክል ሓቂ አንተትህሉ ደኣ ሃጣተና ኣይምተረከበን ነይሩ እዝጋብሐር ብምሕረቱ ይጠምተና
@irisnoub9
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ጥዑመልሣን ኣቦና።
@mulugbaerminkael1870
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፅጉኡ እግዚአብሔር ይብዘሕልካ ስለሃገርና ፃሎት ገብረ
@ghhgg9254
4 жыл бұрын
amen amen amen xeletkum semieu mhret yewrdelna
@gtgrowtogether8096
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዓልና ሓውናን መምህርና ጸጋ የብዝሓልካ። እግዚኣብሄር ኣምላኽ ስላሙን ምሕረቱን የውርደልና።
@brktimulubrhan8784
4 жыл бұрын
Ney bhaki kale hiwet ysemalna Egzabher Amlak mhrtu ylaklna ntome hexanten wexaten kasahun hawey
@muluabeba4416
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ሃውና እግዚኣብሄር ብምህረትካ ኣውርደልና ።
@NiceNice-lj6nk
4 жыл бұрын
በእውነት ቃል ሁወት ያስማልን መሚህራችን እግዚአብሔር ሃገራችን አትዮያ ሰላም ይደርግልን
@ስላምንኩሉኦጌታምሕረና
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂውት ይስምዕልና እግዚአብሔር ኣምላክ
@tsegatsega4959
4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፁዮን መሪያም ትሓለውልና ህዚቢ ትግራይ
@wedinegash924
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ጸግኡ የብዝሓልካ ።
8:48
'' መልእኽቲ ብምኽንያት ቅዱስ ልደት፣ ንኹሉ ህዝቢ ዝኸውን ዓቢይ ሓጎስ! '' ( ወ.ሉቃ 2 ፣13-14) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 6 М.
25:23
2- ካብ ፈታዊኻ ንዝመጸካ ፈተና '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 39 М.
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
00:31
Гениальное изобретение из обычного стаканчика!
Лютая физика | Олимпиадная физика
Рет қаралды 4,8 МЛН
00:53
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
00:40
黑天使被操控了#short #angel #clown
Super Beauty team
Рет қаралды 61 МЛН
ነሹ መጸመጸ/ ትንቢት ኣቤል ንኢሰያስ እቲሓቒ/ ዋየ ፍቅሪ ዘመነ ጸለምቲ/ ዳዊት ድሕሪ ዲኑ / ኩነታትና
Neshnesh Tv
Рет қаралды 1,2 М.
50:40
''መብርሂ ብዛዕባ ፣ ጥምቀት ንህጻናት ይግባእ ድዩ ? ስለምንታይ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 27 М.
11:42
3ይ ምዕራፍ ንስሓ ትተገዲስና ሰሚና ናብ ኣሕዋትና ነካፍል ህዝበ ክርትያን🙏🙏🙏።
Tesemechi fqrte eritraen chanel ተሰመኪ ፍቅርተ
Рет қаралды 6 М.
27:33
Ethiofact: የነአብይ አህመድ ግምገማ ሾልኮ ወጣ ፤ አየር ሀይሉ የግል ለቅሶ መድረሻ ሆኗል፣ አዲሱ መሳሪያ ፋ-ኖ እጅ ገብቷል - 8 January 2025
Ethio fact
Рет қаралды 9 М.
23:22
''ግብረ መልሲ ን መልሲ ኣወል ስዒድ ፣ ቅንዕና ዝጎዶሎ መአረምታ ብዛዕባ ፍትሃ ነገስት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 23 М.
20:27
'' ካብ ኣፍደገ ሞት ዝተመልሰ ማርዮ፣ ካብ እምነት ምስልምና ፣ ናብ ክርስትና '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 23 М.
24:06
'' ጠንቂ ቅትለት እንታይ እዩ ? ሞት ኣሕዋትና ሓላፍነት ናይ ሕብረተሰብ እዩ! '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 12 М.
24:47
በእንጀራ እናቷ የምትሰቃየው ተማሪ (ሉሊት ክፍል 22)
PIASSA TV
Рет қаралды 55 М.
29:48
'' ዘመናዊ መሸጣ ኣዋልድ ሓበሻ ናብ ቻይናውያን፣ ድሕሪ መጋረጃ ዘሎ ጸልማት '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 26 М.
29:15
'' ካብ ኣባ ህጻን እንታይ ንመሃር ? ይቕሬታ ናይ ዋና ፍኖተ ፅድቅ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 21 М.
00:15
So Cute 🥰 who is better?
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН