"ትግራይ ሃገር ተዘይኮይና - ህዝቢ ትግራይ የለን!"

  Рет қаралды 32,574

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

Пікірлер: 301
@berihudagnhoy844
@berihudagnhoy844 3 ай бұрын
ክቡር ሓውና ጅግና ኣቦ ጀጋኑ ዶ/ር ደጀን ፅንዓት ይሃብካ በርትዕ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ነፃነት ትግራይ ዘረጋግፅ ስለዝኾነ ብዝለዓለ ብልፀት ከተተሓባብር ን ክትቃለሱን ይግባእ::
@YaredEyasu-is3qc
@YaredEyasu-is3qc 3 ай бұрын
እህ!!
@Znabureda
@Znabureda 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ዶ/ር ....በርትዕ ትግራይ ሃገር ክትከውን እያ....never give up
@breybrey-o6t
@breybrey-o6t 3 ай бұрын
ዋው ኣብዚ ኣሎ ቃልስን ጅግንነትን ምስ ደቅኻ መስዋእቲ ምኽፋል
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc 3 ай бұрын
ጽናዓት ይሃብኻ ጅግና ተቃላሳይ ኢኻ ትግራይ ተስፋኣ ኣባኩም እያ😢(ማሓሪ ዮዋሃንስ ይቅረበልና ትብሉ)👍❤ትግራይ ሃገር ክትኾዉን ያ። 👍ትብሉ👍
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 3 ай бұрын
ከርተት ኢልካ ዘዕበካዮ ውላድ ምስኣን ከቢድ እዩ ነገር ግን ወላድካ ጀግና ኢዩ ሞ ፅንዓት ይሃብካ ደ/ር ደጀን ። ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ን ጀጋኑ ሰማእታትና ።
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 3 ай бұрын
አጆካ ዶክተር ትግራይ በሐቀኛታት ተጋሩ ትግራይ ዐዲ ክትከዉን እያ።
@LiAa400
@LiAa400 3 ай бұрын
Tesfa ngebr!!!!
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 3 ай бұрын
ኣነ ሃገረ-ትግራይ ንኸግህድ! ንዝሰርሕ ትግራዋይ ውድብ ኣብ ጎኑ ኮይነ ክሕግዞ እየ። ምስ 'ዛ በላዒትና ሃገር ንዝለሓሓስ ሰርካት ውድብ ይኹን ውልቀ ሰብ ግን ስሙ እየ። ኣለና ኣብ መስመርና!!!
@Kanal0809
@Kanal0809 3 ай бұрын
✅✅✅✅✅
@MahiAberahaley-qh9oc
@MahiAberahaley-qh9oc 3 ай бұрын
yes👍
@AftomAftom-yi8oo
@AftomAftom-yi8oo 3 ай бұрын
ኹላትና ንህዝቦምን ዓደም ዝኾኑ ኣብ ጎኖም ኢና
@tsegaga4353
@tsegaga4353 3 ай бұрын
ኽቡር ሓውና ዶ/ር ደጀን ጀግናን አቦ ጀጋኑን ኢኻ። ፅንዓት ይሃብኻ ምስ ሙሉእ ስድራኻ🙏 ኸማኻን ብፆትኻን እትፅዕሩዎ ንትግራይና አብ ጎድንኩም አለና ተስፍና አባኹም ዩ ትግራይ ሃገር ኾይና ንክርእይ❤️
@freykahsay8738
@freykahsay8738 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ጅግና ተቃላሳይ ኢኻ ትግራይ ተስፉኣ ኣባኩም እያ ❤❤❤
@Haftomtubehow
@Haftomtubehow 3 ай бұрын
እዚኦም ክኾኑ መራሕትና ነታባባዓዮም ንሕና ጀጋኑና ትግራይ ትዕወት ትግራይ ትስዕር እናበሉ ዝተሰውኡ ትግራይ ሃገር ንምኻን እዩ ስለዚ ነዞም ናብ ጆኖሳይድ ዝወሰዱና መራሕትና ትኣልዮም እዚኦም ሃገረ ትግራይ መስሪቶም ከማሓዱሩና እጃምና ነውፍይ ኣጀኹም ኣብ ጎኑኹም ኢና ንበሎም ደክተር ደጀን ምስ መሳርሕትኻ ንሃገረ ትግራይ ትቃለስ ሓሳብካ ክሰምር እዩ 💪💪💪💪💪
@tomastomi2055
@tomastomi2055 3 ай бұрын
ጅግና ኣቦይ ኢካ ብናይ ወድኻ መስዋእቲ ትግራይ ሃገር ክትከውን እያ 🙏🙏🙏
@HiwotBashay
@HiwotBashay 3 ай бұрын
እግዚአብሔር የፅናአካ 🥹🙏🙏🙏🙏
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 3 ай бұрын
ኣዮኻ ኣንታ ጅግና ምስ ደቅኻ ደም ልኸፈልኻላ ሃገረ ትግራይ ክትፈጥር ወጢርና ንኳሻሕለና የና ጅግና የኻ🙏🙏🙏
@brightfeature89
@brightfeature89 3 ай бұрын
ጅግና ተቃላሳይ አቦ ጀጋኑ መራሒ መፃኢት ትግራይ አጆኻ ፅንዓት ይሀብካ ሓውና ቃልስኻ ቀፅለሉ !!
@زمزمدسته
@زمزمدسته Ай бұрын
እግዚብሔር የፅናአካ👏👏👏
@YemaneGebremichael-q1r
@YemaneGebremichael-q1r 3 ай бұрын
ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ንሙሉእ ቤተሰብካን ፅነዓት ያሃብካ ደ /ር ደጀን ጅግና ታሪክ ይሰርሕ ይነብር
@HaftayGmedhn
@HaftayGmedhn 3 ай бұрын
ደ/ር ቡሱል ተቓላሳይ ምዃኑ ብረዚን ምስክር ክምስክረሉ ዝኽእል ሰብ እየ።ኣይዞኻ ደ/ር ንብዓትካ ክሕበስ እዩ።ሰላም!
@fevina-334
@fevina-334 2 ай бұрын
It’s really painful 😥 dear Dr. Stay strong ጅግና ኣቦ hopefully Your dear it comes true 🙏🏼
@shalom5798
@shalom5798 3 ай бұрын
ክብሪ ይግባካ❤❤❤
@umsaad6493
@umsaad6493 3 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ፅንዓት ይሃብካ ክቡር ኣቦ ጀጋኑ 😢😢😢
@gergishmebrahtu8552
@gergishmebrahtu8552 3 ай бұрын
ዶክቶር ደጀን ጽንዓት ይሃብካ በርትዕ ቃልስኻ ቀጽል 👍🥇
@elsaberhe3671
@elsaberhe3671 3 ай бұрын
ኣነስ ኣርሚሙኒ ኮ ሕጅስ ህ ወ ሓ ት ዝብሃሉን ህግደ ፍ ዝብሃሉ ሸፋቱ ደደቢትን ሳሕልን በዚ ህዝቢ ክጻወቱ ዕድመ ልክዖም ይገርመኒ ዩ ትሓንጊሮም ትሓዚሎምን ትሓዚለንን ብዓል ፈትለ መቀለ ኣትዮም ,ንን ሲ በዚይ ህዝቢ ክላገጹ ይገርምዩ ዶክተር ደጀን ጽንዓትን ምስ ወላዲቱ ይሃብኩም ዘለዉ ደቅኹም ጠሊ ማይ ቤትኩም ይኹኑ ካብ ደላይት ፍትሒ ኤርትራዊት ሓፍትኻ ኣጆኻ በርትዕ 🙏🙏🙏
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 3 ай бұрын
ጀጋኑና😭😭😭😭ደ/ር ደጀን ተባዕ ተጋዳላይ ኣጆኻ ዝሓወይ ደበስ ስውኣትና ነፃ ሃገረ ትግራይ ምግሃድ እዩ ኣብ ጎንኹም ኢና ❤❤
@hilufgebrekiros2513
@hilufgebrekiros2513 3 ай бұрын
ኣጆኻ!💪 ፅንዓት ድማ ይምነየልኻ!
@Salam-fc4uz
@Salam-fc4uz 3 ай бұрын
❤❤❤ትግራይ ሃገር ናይግዲን እዩ አጆካ ጂግና
@smd7650
@smd7650 3 ай бұрын
ጅግና ዒኻ ዶክተር🙏💊
@adugaltgray3831
@adugaltgray3831 3 ай бұрын
አጆካ ማዕተብያ ሓቅስ ትምንምን እምበር አይትብተክን ይቡሉ ወለድና🙏 አህ ሐዚእዉን እዙኩሉ መንእስይ አሰዊኦምስ ንወንበር የዋጠጡ አለዉ 😢😢 አጆካ 🙏🙏
@MengediHaki9324
@MengediHaki9324 2 ай бұрын
አዮኻ ጅግና በርትዕ ደክተረይ ፅንዓት ይሃብካ❤❤❤
@Rayuma-b1j
@Rayuma-b1j 3 ай бұрын
ጀግናናና❤❤❤ፅንዓት ይሃብካ
@HyabTadese
@HyabTadese 3 ай бұрын
Tigray buzuhat deqa sena😢😢😢😢😢😢😢😢😢 tinat yhabeka kubur Dekter
@tftfyt852
@tftfyt852 3 ай бұрын
አጅካ ዝሓወይይ😢❤❤❤
@tesfalemtezare114
@tesfalemtezare114 3 ай бұрын
ክብር ሐዉና ኣቦ ጀጋኑ ንባዕልኻ ጅግና ዶ/ር ደጀን ፅንዓት ይሃብካ ንመሉእ ቤተሰብን ህዝቢ ትግራይን ይምነ 🙏🙏🙏
@sillassetesfaye9067
@sillassetesfaye9067 3 ай бұрын
ወይ ሓወይ ፀላኢኻ ይነባዕ
@AliAli-b7u9r
@AliAli-b7u9r 3 ай бұрын
✊❤💊🏆
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 3 ай бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼😢😢😢😢
@jemalYasin-wm2vd
@jemalYasin-wm2vd 3 ай бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ
@binyamygizaw6680
@binyamygizaw6680 3 ай бұрын
D.r dejen 👏❤️🧡🧡❤️
@tesfalemgebresellasie6120
@tesfalemgebresellasie6120 2 ай бұрын
ክቡር ሓው ዶክቶር ደጂን ብሓቂ ጅግና ተቓላሳይ ኢኻ እሞ ፡ብቐዳምነት ብመስዋእቲ ክቡር ውላድካ ጽንዓት ይሃብ ንኹሉ ወለዲ ብተሰብ፡ ብምቕጻል ብዘለካ ተባዕነትን ጽንዓት ዕላም ቃልስኻ ድማ ኣዝየ ዘድንቐካ ጅግና ባዓል መትከል ተቓላሳይ ኢኻ እሞ ቐጽሎ። ትግራዋይ ሰሜን ይኹን ደቡብ ዘሎ ትግራዋይ ሓቢሩን ተፋቒሩን ክነብር ከይታሓለልና ክንሰርሕ ኢና ፡ዘራኽበና እምበር ዝፈላልየና ነጥቢ የብልናን እንተርፎ ስርዓት ።
@AklilTeklay
@AklilTeklay 3 ай бұрын
❤❤❤😢😢 በርትዕ ኣቦ ናፅነት ኢኻ'ሞ ወድኻ ምእንተ ትግራይ ኢሉ እዩ ተሰዊኡሞ ዋጋ መስዋእቱ ከይረክስ ጠንኪርና ክንሰርሕ የብልናን።
@berhanugebremedhin7352
@berhanugebremedhin7352 3 ай бұрын
😭😭😭😭ኣጆካ
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 3 ай бұрын
😢ajoka Dr. 😭😭😭menti ezom hitsanat elikum NiTigray hadrera.
@BerehanAskedom
@BerehanAskedom 3 ай бұрын
ዶር ደጀን ይዘህ የተነሳህለት የትግራይ ነፃነት እውን ሚሆንበት ጊዜ ቅርብ ኢትዮጵያ ውስጥ የትግራይ ህዝብ እንደ ህዝብ ሳይሆን እንደጠላት ነው የሚያዩንና የሚያዋጣን የትግራይ ነፃነት ነው አማርኛ ተናጋሪ ትግራዋይ ነኝ እድሉን ባገኝ አባል ሆኜ መታገል እፈልጋለሁ በመጨረሻም ለተሰዋብህ ውድ ልጅህ ፅናቱን ይስጥህ
@TeklayFikadu
@TeklayFikadu 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ዶ/ረይ😢 ኣብነታዊ ትግራዋይ ምስሊ ትግራይ ኣባኻ ኣሎ!!
@Altezewawerechim
@Altezewawerechim 3 ай бұрын
በትግራይ ወንድሞቻችን የሚደርሰው ጉዳት ያሳስበኛል! አይዞን❤
@abebedemewozmengesha737
@abebedemewozmengesha737 3 ай бұрын
ጽቡቅ ዝግጅት ነይሩ!!
@kada7696
@kada7696 3 ай бұрын
❤Ajoka!! Thank you for your service!!!!
@natangirmay5407
@natangirmay5407 3 ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ጅግና ትግራዋይ መራሒ
@AtakltyBeyene
@AtakltyBeyene 3 ай бұрын
ኣጅካ ዝሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@salamsalam1464
@salamsalam1464 3 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አያና አጀኩም አምላክ ይአክል ይበለኪ ትግራይ ዓደይ😢❤❤❤❤
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 3 ай бұрын
You are our hero Tigray seb alewa and sorry for your loss and our hero jgnana rest in peace in heaven 😭😭😭
@kindman4130
@kindman4130 3 ай бұрын
Dr ፈጣሪ ኣምላክ ያፅንዕካ🙏
@binyam1578
@binyam1578 3 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብካ 😢🕊🔔🌻💊✌🏻
@tsegatsega6520
@tsegatsega6520 3 ай бұрын
ኣጆኻ ዶክተር ሓወይ ፅንዓት ይሃብካ 🙏
@SelamMeles-lt8lz
@SelamMeles-lt8lz 3 ай бұрын
አጆካ ጀግና docter ደጀን በርትእ ሐወይ 🙏💔❤️❤️
@AbrahamGirmay-c9e
@AbrahamGirmay-c9e 3 ай бұрын
ኣቦ ፅንዓት ደ/ር ደጀን ኣጆካ በርትዕ
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 3 ай бұрын
ኣይዞኻ ዶክተር ደጀን ወዲ ህዝቢ; ፅንዓት ይሃብካ ሞ ክሓልፍ እዩ::
@ariayahuluf6131
@ariayahuluf6131 3 ай бұрын
ኣይዘኻ ጅግና❤❤❤
@TekleHalefom
@TekleHalefom 2 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ዶ/ር ደጀን አንታ ጅግና ከምዚ ዓይነት ሰብ ንትግራይ ተመርሐ ዓዲ ምተቀየረት ።ፅቡቅ መራሒ ውላዱ ቅድሚት ዘሰለፈ ካብዚ ተምሃሩ ሓለፍቲ
@getachewhailu6828
@getachewhailu6828 3 ай бұрын
ጅግና ዶ/ር ደጀን ኣቦ ጀጋኑ.ዞም ፎሰውቲ ግደፎም ማዓልቲ ኣለዎም ተጎንቢሖም ዘእውይሉ ሩሑቕ ኣይኾነን
@AberhaGirmay
@AberhaGirmay 3 ай бұрын
ፅንዓት የሀብካ ዶክተር ደቅኻ ደቂ ከሉ ትግራይ መስዋእቲ ውላድካ ሐገረ ትግራይ ንኽገሀድ ፀረ ጆነሳይድ ዝተኸፈለ ኩቡር ዋጋ እዩሞ። ፅናዕ ።
@genetgebretsadik
@genetgebretsadik 3 ай бұрын
❤❤😢
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 3 ай бұрын
ዶክተር ፅንዓት ይሃብካ ኹሩዕ ትግራዋይ
@mulualemayehu6576
@mulualemayehu6576 3 ай бұрын
ወይ ዘይምፍላጥ እዚ ኹሉ ቃልሲ ምስ ደቅኻ መስዋእቲ እናኸፈልካ ክንደይ ፀለመን ፀርፍን ተሸኪምካ ቃልስኻ ብርቱዕ እዩ።ትግራይ ወላድ ጀጋኑ እያ ግን ሓድነት እንተዝህልወኩም ፅቡቕ ነይሩ
@ezanademoz8573
@ezanademoz8573 3 ай бұрын
Good job guys ❤❤
@MebrahtomBerhe-r6k
@MebrahtomBerhe-r6k Ай бұрын
ገሊኦም ብዛዕባ ዶ/ር ደጀን ተጋድሎ ብዙሕ ዘይፈለጥ ሃለውለው ክብሉ ምስትርኢ ትሓፍር! ፅንዓት ይሃብኻ ሓውና።
@YG-xk7gm
@YG-xk7gm 3 ай бұрын
ላም ሓዊ ወሊዳ ትግራይ ሕውሓት ወሊዳ ዘይውዳእ ዕዳ
@tftfyt852
@tftfyt852 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@MuleSolomun
@MuleSolomun 3 ай бұрын
ኣየኻ ዶ.ር ፅናዕ ኣብጎንኻ ኣለና ❤❤❤❤❤❤
@gebreataklti-zb5mt
@gebreataklti-zb5mt 3 ай бұрын
ትኽክል👌 ኢኻ ዶ/ር ናህወሓት ዋና መሳሪሕቶም ሓቂ ክወፅእ የውሉይ ፀላኢ ከይሰምዐና ትበሃል ሓደገኛ ሓረግ እያ ሓፋሽ ህዝቢ ትግራይለ ያው እዩ ሃምኡ ኢሉ እዩ ልኣምን😭
@DesuDesu-m9f
@DesuDesu-m9f 3 ай бұрын
😢😢
@fishktaameley7842
@fishktaameley7842 3 ай бұрын
Btami yu zehizn ajoka kubr hawna ❤💯🙏
@GjKj-cq8kx
@GjKj-cq8kx 3 ай бұрын
👍👍👍👍❤❤❤❤
@semhardebesay5977
@semhardebesay5977 Ай бұрын
Kondaf agame entadeka kedeseka nay ertra da schabiya xibuk gehru eyu zetrtekum ❤❤❤❤
@medhanitkebede5728
@medhanitkebede5728 3 ай бұрын
❤❤ am with you, my brother, and I hope you heal from your loss
@KbKb-z3i
@KbKb-z3i 3 ай бұрын
Jgna eka nay jgna abo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abelgebremedhn8545
@abelgebremedhn8545 3 ай бұрын
ደጀን ! ደጀን ❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 3 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማኣታትና💔😭😭😭
@muluokabuy3775
@muluokabuy3775 3 ай бұрын
ናይ ውናት ደስ ዝብለኒ ነገር ኢተሃለወ ትግራይን ትግራይን ዝዝል ሓሳቦም ኢዩ ዋላ ቡዙሕ ዘይቅበሎን ዘይሳማማዓሉን ይሃሉ ኢታቀንዲ ሓደ ትገብረና ግን ትግራይ ኢያ::
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 3 ай бұрын
ወድኖ ዋ ኣጀኻ ፈጣሪ ፅናዓት ያሃብካ💔ሳላ እዘሙ ጀጋኑ ዕሸላት ኣሕዊት ወለዲናን ኣብ ታሕታ ፈጣሪ ዝገበሩዊ ከብዲ መሳዊእታ እና ኣብዘ በፂሓና ኣጀኻ ናፃ ሃገረ ትግረይ ናይ ግዲን እያ።44 👈
@kibromhaile1798
@kibromhaile1798 3 ай бұрын
አጆካ ዶክተር ትግራይ ከማካ ዝበለ ጠንካራ ሰብ እዪ ዘድልያ።
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 ай бұрын
Egziabher. Tesfana. Ahwatey. Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray ✝️😢🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@Lemlem-w2r
@Lemlem-w2r 3 ай бұрын
በርትዕ ደ/ር ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢
@girmashtedla4697
@girmashtedla4697 3 ай бұрын
እግዚአብሄር ፅንዓት ይሀብካ
@kokigalasmeraasmeraxada6921
@kokigalasmeraasmeraxada6921 Ай бұрын
😭😭 so strong
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 3 ай бұрын
😥💔😥💔😥💔
@Sndusndu-f9u
@Sndusndu-f9u 3 ай бұрын
ኣይዘኻ ዶክተርይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ዘይሓለፍ ከቢድ ግዜ አሕሊፍካ 😢 ግን ኣብ ኩሉ ወላዲ ትግራይ ዝነበረ እዩ ግን ዝተወለዶ ወላዶ እጃማ ኣበሪኪቱ እዩ ሕድሪ ዞሞ መላለም ወላዶ ግን ኣብ እቱ ዝደለ ክተቡፅሕዎ ኣለኩም😢 ምእንቲ ህላዉነት ህዝቢ ትግራይ ዝተከፈለ መስዋእቲ እዩ እሞ ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ😢😢😢
@kudusgebremarim
@kudusgebremarim 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉
@abrahamgebrewahd5101
@abrahamgebrewahd5101 3 ай бұрын
ዶ/ር ኣቦ ጅግና
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk 3 ай бұрын
Tegaro texbuo xirah sabya euo ketlona enda belkom nebskom atalilo xibah nigoho hizbi tigrai nexa koino kizareb mis jemre gin kolatkom ezom eilt nai tigrai kithafro ekom balkom zibelakomo hizbi nab sabya alagbwo xirah xibah nigoho abi waga kekflekom euo halelengi sabya ni wexamin hasawen xirah eya zey temhr ni selmawe hizbi aitnkefn euo ok 🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍👍💪💪💪💪
@GebreadhanGebrewahd
@GebreadhanGebrewahd 3 ай бұрын
ደ/ርደጀንበርትዕፅናዕሓሳብካንውድብካንክዕወትእዩ።
@binyam1578
@binyam1578 3 ай бұрын
ደሐን ኢዶም አይስኣኑ 😭🧸🕊💊✌🏻
@Hanfex
@Hanfex 3 ай бұрын
ወሎዶይ እዝኩሉ ተከፊሉ ንሃገረ ትግራይ ክንትንስእ ኣለና
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 3 ай бұрын
Ak. Ahwatey. Uaye. 😢🙏
@Sarahj962
@Sarahj962 3 ай бұрын
Tigrayans must learn to be as resilient and strategic in peace time as in war times. This is beyond heart breaking. RIP the beautiful souls
@Muler_Tigraweti
@Muler_Tigraweti 3 ай бұрын
*_ኩናት በላዒ መላምል ኣሕዋትና😢😢😢_*
@lemlemhagos9299
@lemlemhagos9299 3 ай бұрын
Tsenate yehabike ze haweye nateye efff aye welade lome zeben 💔💔💔🙏🙏🙏
@Cddfgf
@Cddfgf 3 ай бұрын
ኣጆካ ጅግና ናይ ፅባሕ መራሒ ትግርይ
@Mulugeta-gx1vn
@Mulugeta-gx1vn 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሀብካ ደ/ር ደጀን big respect
@ዮዳሄ_12
@ዮዳሄ_12 3 ай бұрын
ውይ ኣባይካ😢💔
@exdrti
@exdrti 2 ай бұрын
ብዝኾነ ዶክተር ጽንዕት ይሃብካ ዘለዉ የዕብየልካ ንሕና ኤርትራውያን ሰላም ኢዩ ድሌትና ኤርትራ ሕዋሓት ጎቲታ ኢያ ኪናት የቲያቶ።ስለምንታይ ደቂ ጀ.ጻድቃን ፡ምግበይ፡ኣብ ኪናት ዘይተዉ፡ኢልካ ምሕታት የድሊ ኢዩ እዞም ሰባት ጌና ብደቂ ሓረስቶትን ደቂ ድኻታት ክላገጹ ክነብሩ ኢዮም ፡ሕዝቢ ትግራይ ምስ ኩሉ ህዝቢታት ሰላም ክነብር ንሽተይ ወሎዶ ትግራይ ክሰርህ ኣለዎ ብፍላይ ምስ መንግስቲ ኤርትራን ህዝቢ ኤርትራን፡
"ዘይተነገረሉ ዓጃቢ ኣባይ ወልዱን ዶ/ር ደብረፅዮንን!"
45:37
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 3,1 М.
coco在求救? #小丑 #天使 #shorts
00:29
好人小丑
Рет қаралды 120 МЛН
Support each other🤝
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 81 МЛН
"ኣብ መረባኣ ተቐቲላ ዝተረኸበት ነፍሰፆር!"
28:52
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 11 М.
"ብ3 ጠያይቲ ወቒዑ ደርቢኒ፤ ዳይና ናፃ ኢልዎ!"
1:07:00
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 6 М.
ዘየቋረፀ በደል ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ! ብብፁዕ ኣቡነ ሰላማ @FnoteBirhanMediaNetwork
27:02
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 6 М.