No video

11 ጥሪ ባዓለ ጥምቀት!ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ዝተዳለዉ ሕቶታት ፣ ጥምቀት ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ጎይታ ኣበይ ተጠሚቑ ?

  Рет қаралды 241

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

11 ጥሪ ባዓለ ጥምቀት!ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ዝተዳለዉ ሕቶታት ፣ ጥምቀት ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ጎይታ ኣበይ ተጠሚቑ ?
🌹*ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ዝተዳለዉ ሕቶታት ፣* 🌹
1/ ጥምቀት ማለት እንታይ ማለት እዩ ?
2/ ጎይታ ኣበይ ተጠሚቑ ?
ስም ሃገርን ? ስም ቦታን ?
3/ ጎይታ ንምንታይ ተጠሚቑ ?
4/ ናይ ጥምቀት ምሳሌ ኣብ ብሉይ ኪዳን 4 (ኣርባዕተ) ጥቐስ?
5/ እተን ኣብ ሓድሽ ኪዳን ኣማናዊ ጥምቀት ዝብሃላ ዓይነታት ጥምቀት 4 ( ኣርባዕተ) ጥቐስ?
6/ ጎይታ ስለምንታይ ኣብ ዮርዳኖስ ክጥመቕ መሪጹ ? ብመሰረት ቃል ኣምላኽ ግለጽ?
7/ ዮሓንስ ፣ ንኻልእ ከጠምቕ ከለኹ ብስምካ የጥምቖም ኔረ። ንዓኻ ኸ ብምንታይ ከጠምቐካ እየ ምስበሎ ጎይታ እንታይ መለሰሉ?
8/ ጎይታ ስለምንታይ ናብ ዮሓንስ ክጥመቕ ከይዱ ፣ ዮሓንስ ናብ ጎይታ መጹኡ ዘይጥመቖ ስለምንታይ ?
9/ "ምስጢረ ስላሴ ኣብ ሩባ የርዳኖስ ተገሊጹ እንብል ስለምንታይ ኢና?
10 ጎይታ ኣብ 30 ዓመቱ ምጥማቑ ምስጢሩ እንታይ ነበረ ?
ወስብሃት ለእግዚአብሔር ለዘኣብጽሓነ ለዛቲ ዕለት።

Пікірлер
OMG what happened??😳 filaretiki family✨ #social
01:00
Filaretiki
Рет қаралды 13 МЛН
Can This Bubble Save My Life? 😱
00:55
Topper Guild
Рет қаралды 87 МЛН
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 23 МЛН
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 66 М.
MK TV የበዓለ ጥምቀት  ወረብ
35:11
Mahibere Kidusan
Рет қаралды 8 М.
የዘማሪ ዲያቆን አቤል መክብብ መዝሙሮች
1:04:37
ተዋሕዶ ሃይማኖቴ
Рет қаралды 7 МЛН