No video

22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት በረኸቶምን ኣማላድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!

  Рет қаралды 822

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳትበረኸቶምን ኣማላድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!
ምፍዳይ ሕነ ንእግዚኣብሔር ንግደፎ።
ኣሕዋት ንቅዱስ ኣንጦንዮስ ቃል ኣምላኽ ንገረና ኢሎም ሓተቱዎ። ንሱ ኸኣ “መጽሓፍ ቅዱስ ተነብቡ እንተኾንኩም ንሱ ይኣኽለኩም” በሎም። “እወ ግና ካባኻ ክንማሃር ደሊና” በሉዎ። ቅዱስ ኣንጦንዮስ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓንቲ ጥቕሲ ኣውጺኡ “የማናይ መትልሕካ ንዝጸፍዓካ እታ ካልአይቲ ምለሰሉ”። እቶም ኣሕዋት“ኣቦና ነዝስ ክነተግብሮ ኣይንኽእልን ኢና”።እታ ካልኣይቲ መትልሕኩም ክትመልሱ እንተዘይከኣልኩም ነታ ቀዳመይቲ ጸፍዓት ተጸመሙዋ። “ነዚኣ’ውን ኣይንኽእላን ኢና” በሉዎ። ነዚ ኩሉ ክተተግብሩዎ እንተዘይከኣልኩም ደኣ “ጽፍዒት ብጽፍዒት ኣይትፍደዩ”። “ነዚኣ’ውን ኣይንኽእላን ኢና” ኢሎም። ንተማሃራዩ ጸዊዑ “መግቢ ግበረሎም ሓሚሞም እዮም ዘለው”። “እዚ ኩሉ ከትገብሩን ክትጻወሩን ዘይትኽእሉ እንተኾይንኩም ኣነ’ሞ እንታይ ክገብረልኩም፤ ጸሎት የድልየኩም ኣሎ”።

Пікірлер
КТО ЛЮБИТ ГРИБЫ?? #shorts
00:24
Паша Осадчий
Рет қаралды 3,8 МЛН
ROLLING DOWN
00:20
Natan por Aí
Рет қаралды 11 МЛН