KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Жазылу
Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት
#Eritrean_Orthodox_Tewhado ንዑ ብብርሃን እግዚኣብሔር ንመላለስ። ኢሳ.2፣5ብመጀመርታ ሰላም እግዚአብሔር ምስኩልኹም ይኹን ተኻታተልቲ መንፈሳዊ ቻነል ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንቲ ብመጀመርያ እንኳዕ ብድሓን መጻእኩም ናብዚ መንፈሳዊ ቻነልና ዕላማ ናይዚ ዩቱብ ቻነልና ድማ ነዚ ይመስል። ማኅበረ ምእመናን አምላኾም ናብ ምምሳል ዝዓብይሉ መለኮታዊ ቃል ንምምሕልላፍ፡አብ እምነቶም ጸኒዖም ጋሻ ካብ ዝኾነ ትምህርቲ ነፍሶም ንኸድሕኑ፡ካብቲ ሓቀኛ ምንጪ ዝኾነ ናይ ሕይወት ቃል፡ጽምኢ ብዙሓት ንምርዋይን ብቀሊሉ ትምህርቲ ቤተክርስቲያኖም ከም ዝፈልጡ ንምግባር
ዝተፈላለዩ ትምህርተ ሃይማኖትን ማሕበራዊን ሕቶታት መልሲ ኣብ ግዚኡ ከም ዝረኽቡ ንምግባር
ከም ስብከት፡ስነ ጽሑፍ፡ግጥሚ ወዘተ ሰሚዖም በረኸት ቅዱሳን ንምርካብ ብናይ ቅዱሳን እምነት ንኽጸንዑን አሰር አሰሮም ንኽንክተልን አብ ሕግን ስርዓትን ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራ ብኡኡ ተማእዚዝና ክንከይድ ምግባር።ነቶም ኣንጸር ቅዱስ ስኖዶስ ኣንጻር ትምህርቲ ቤተክርትያን ዝምህሩ ምቅላዕ ካብ ብዙሕ ብዉሕዱ ዕላማ ናይ ዩቱብ ቻነልና ኢዩ።
32:47
ዓርቢ ስቕለት"ዘበእንቲአነ ለሰብእ ወበእንተ መድኅኒትነ ወረደ እምሰማያት፡ትርጉሙ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ምእንቲ ምድሓንና፡ካብ ሰማያት ዝወረደ (ጸሎተ ሃይማኖት)
2 ай бұрын
34:44
ናብ ኢየሱስ ከይዱ'መምህር፣ንስኻ መምህር ኮይንካ ካብ እግዚአብሔር ኣብ ከም ዝመጻእካ ንኣምነካ ኢና።ውላድ ኣንበሳ ተገምሰስካ ደቀስካውን ብትንሣኤካ ኣተንሥኣኒ"
2 ай бұрын
8:25
መዝሙር ዘመድኃኔኣለም
3 ай бұрын
19:05
wereb mezumur kidane mihret ወረብ መዝሙር ናይ ኪዳነ ምሕረት"አንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለአዳም ኣንቲ ውእቱ (2)አመ ይሰደድ እምገነት(2)
3 ай бұрын
11:09
5 መጋቢትዕረፍቲ ጻድቕ ርእሰ ባሕታውያን ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ ተጋድሎኡ ፈጺሙ ዓረፍሉ ዕለት ኢዩ።ንጻድቃን ሞቶም ሕይወቶ እዩ።
4 ай бұрын
7:26
mezumur othodoxs tewahdo eritrea tsilat zemusie መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኤርትራ ጽላት ዘሙሴ ነዋሕ
4 ай бұрын
12:32
ወደየ!ንትእዛዝ እግዚአብሔር ኣጽንዓዮ፡ንሕግታቱ እውን ኵሉ ጊዜ ኣሰላስሎ።ነኣእምሮ ርድኢት ዝህቦ ንሱ እዩ፣እቲ ዘሎካ ሃረርታ ጥበብ ከኣ ምልኣት ኢዩ።ሲራ6፡37
4 ай бұрын
6:30
mezmur orthodoxs tewahdo dingl maryam biezawite መዝሙር ድንግል ማርያም ቤዛዊተ
4 ай бұрын
18:26
"እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቕረ ክብለና፡ነንሕድሕድና ይቕረ ንበሃሃል።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊ ቤቱ ክቕበለና፡ጋሻን ጽጉምን ኣብ ቤትና ብሓጐስ ንቀበል።
4 ай бұрын
9:18
መዝሙር ወረብ ናይ ኪዳነ ምሕረት ሮተርዳም!አመ ይነግስ ወልድ በደብረ ጽዮን {2}ክፍልኒ ድንግል እቁም በየማን {2} {ድንግል ድንግል } 2.)እቁም በየማነ)
4 ай бұрын
19:53
14 ለካቲት ዕረፍቲ ቅዱስ ሳዊሮ!ንኣምላኽ ዝወለደት ቅድስት ድንግል ማርያም ንዘልአለም ድንግል ምዃና ምውላዳ ውን ዘይምርመር ድንቂ ከም ዝኾነ ኣረደአ"
4 ай бұрын
10:28
5 ለካቲት ዕረፍት ቅዱስ ኣባ ዕቡሎይ!ብዘይ ሓጢኣት ዝነብር ባርያ የለን፥ብዘይ ምሕረት ዝነብር ጎይታ'ውን የለን።ጸሎትን በረኸትን ኣባ ዕብሎይ ኣይፈለየና!
5 ай бұрын
18:28
1ለካቲት ዕረፍቲ ኣቡነ እንድርያስ(ሰፍኣ) ሰአል ለነ እንድርያስ አቡነ በአርዑተ ወንጌል ዘተፀምደ፣ለደቂቀ ቤቱ ገሀደ፡ሥርናየ አርያም ዘአውረደ”መጽሓፈ ሰዓታት
5 ай бұрын
11:49
29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ" ትውልዲ ዓዶም ጽላልሽ(ዞረሬ)ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።
5 ай бұрын
8:29
ኣብ ነንሕድሕድካ ብሰላም ምንባር (1ተሰ.5፥13)”ካብ እከይ ርሓቕ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ስዓባ ውን”(መዝ 34፡14)
5 ай бұрын
9:08
25ጥሪ ተአምራት ዝገበረሉ ቅዱስ መርቆሬዎስ ሰማእት ኢዩ።ቅዱስ ባስልዮስ“ኦ ሰማዕተ ክርስቶስ ቅዱስ መርቆሬዎስ ነቲ ጸላኢ ጽድቂ ዝኾነ ዑልያኖስ ዶ ቀቲልካዮ፧
5 ай бұрын
11:11
24 ጥሪ ስብረተ አጽሙ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት"ብድሕሪ እዚ ብሓንቲ እግሮም ደው ኢሎም ን7 ንሸውዓተ ዓመት ዝኣክል ጸለዩ።
5 ай бұрын
13:53
22 ጥሪ ዕረፍቱ ለኣባ እንጦንስ ኣበ መነኮሳት በረኸቶምን ኣማላድነቶምን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኹን ኣሜን!
5 ай бұрын
12:49
21ጥሪ ዕረፍት ቅድስት ድንግል ማርያም “ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ለኲሉ፡ሞት ንኹሉ ሰብ ዝግብኦ እዩ፡ናይ ማርያም ሞት ግን ኣዝዩ ዘደንቕ ኢዩ
5 ай бұрын
13:37
17 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቶም ንቅዱሳን መክሶሞስን ዱማቴዎስን ኢዩ ጸሎቶምን በረኸቶምን ረዲኤቶምን ኣይፈለየና!
5 ай бұрын
14:49
orthodoxs tewahdo mezmur tigrina ብመዛሙራን ቅድስት ስላሴ
5 ай бұрын
13:20
15 ጥሪ ዓመታዊ በዓል ህጻን ቅዱስ ቂርቆስ ምስ ኣዲኡ ቅድስት ኢየሉጣ በረከቶምን ጸሎቶምን የሳትፈና ኣሜን።
5 ай бұрын
11:15
13 ጥሪ ባዓለ ዕረፍቲ ቅድስት ቅድስት ድምያና ጸሎታን በረኸታን ናይ ሰማዕት ቅድስት ድምያናን ኣርባዓ ሰማዕታት ደናግል ምስ ኵልና ሕዝበ ክርስቲያን ይኹን!
5 ай бұрын
15:25
12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ!ንክርስቶስ ናብ መርዓ ቃና ዝዓደምዎስ ከም ሰብ ዱ ከም አምላኽ?ነቲ ማይ ወይኒ ዝገበሮ አምላኽ ዱ ሰብ?
5 ай бұрын
13:27
11 ጥሪ ባዓለ ጥምቀት!ብምኽንያት በዓል ጥምቀት ዝተዳለዉ ሕቶታት ፣ ጥምቀት ማለት እንታይ ማለት እዩ ? ጎይታ ኣበይ ተጠሚቑ ?
5 ай бұрын
10:44
ናይሕብረት መዝሙር!ቤት/ምህርቲ ሰንበት ቅድስት ስላሴ!ቤ/ት ቅድስት ድንግል ማርያም!ስብሓት ለኣብ!ንኣምን በስላሴ!ደስ ይበልኪ!ስምኪ ጥዑመ!ዝብል መዝምራት!
6 ай бұрын
6:02
7 ጥሪ ክብረ ባዓል ቅድስት ስላሴ"ሥላሴ ቅድሚ ዓለም ምፍጣሩ ከምዚ ሎሚ ዝምስገንዎ ዘለዉ ብሓድነትን ብሠለስትነትን ይምስገኑ ነይሮም እዮም።
6 ай бұрын
19:09
ገድሊ(ታሪኽ)ቅዱስ ባስልዮስ ሊቀ ጳጳስ ዘቂሳርያ! 6 ጥሪ ዓለዕረፍቱ እዩ።ጸሎቱን በርኸቱን ናይ ቅዱስ ኣቦና ምስ ኲልና ሕዝቢ ክርስትያን ይኹን
6 ай бұрын
16:12
ብሂል ኣበው!ቅዱስ ሙሴ ጸሊም፡ሓጥያቱ ዘኪሩ ዝናዘዝ ብዙሕ ኣይሓጥን፡ሓጥያቱ ክዝክር ዘይክእል ክናዘዝ ኣይክእልን። ጥፍኣቱ ድማ፡ዓቢ እዩ።
6 ай бұрын
Пікірлер
@rhfdhgj696
21 сағат бұрын
ካብ መዓር ዝጥዕም ትምህርቲ ድያቀን ሓውና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@EradaErada-ld6sm
2 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidanenwatu598
9 күн бұрын
Amen amen amen 🙏❤️❤️
@bisratberhane4457
10 күн бұрын
Kubur hawna deacon Asmlash Newh Admen teanan yehabka xegaka yebzhayo ab xelotka zekerni mes sedrabeyty
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
12 күн бұрын
May Jesus Christ Bless you Amen Amen Amen.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
12 күн бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
12 күн бұрын
God Bless You Amen Amen Amen.
@IsraelMosazghiLebasiOrthodox
12 күн бұрын
Zmare Melaekti Yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@bisratberhane4457
13 күн бұрын
Kubur deacon Asmelash hawna xegaka yebzhayo Newh Admen teanan yehabka ab xelotka zekrni mes sedrabeyty
@abrahamghebru8562
14 күн бұрын
Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kbrti habtna xegeu yebzhalki nay agelgulot zemenki yebzhalki 🙏🙏🙏✝️✝️✝️😇😇😇🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-lz5op1fi5w
14 күн бұрын
ኣሜን ቃል ህወት ይስማዕን
@Robelfasshaya
16 күн бұрын
❤❤❤❤❤ኣሜን ኣሜን እሜን ❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr5199
22 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@user-yw8vu8vq8f
23 күн бұрын
Amen amen amen bereketomen reditomen nay abona bishoyen nay abona pouali ms kulatna ykun
@naodeyob6430
24 күн бұрын
Amen amen amen
@user-cg1ym1vh6n
25 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ➕🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ❤ ጸጉኡ የብዛሕልኩም ኣምላክ
@Rahelgebrehans-rw5vg
29 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዝሐልኩም ናይ አግልግሎት ዘመንኹም ይባርኽ ✝️
@merhawitknfe9904
Ай бұрын
❤❤❤❤
@WeyniGebre-ir6wh
Ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna egiziAbiher nay agolgulot zemenka ybark ❤❤❤❤ dekon hana
@Micealteshaye
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@MB-fn6nz
Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የሰመዐልና እልልልልልልልልልልል🙏🙏🙏💐
@eyobdemoz7832
Ай бұрын
ሰዎቹ አነማን ናቸዉ ? ምን እያደረጉ ነዉ እኔ ስልክ ላይ ለምን ታዩ ?
@NatnaielMihtsun
Ай бұрын
ኣሜን
@user-xn1uz3du1d
Ай бұрын
አሜን አሜን አሜንዝማሬ መላእክት የስመዕልና❤❤❤❤❤
@demkaweldie5413
Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@nebyattesfazgi3423
Ай бұрын
Amen (3) zmare meliakiti yesimialina
@user-sm6jn7us9x
Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃሌ ሂወት የስመዓልና
@user-oh5ci6dl5g
Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dehabtesfay819
2 ай бұрын
🙏🙏🙏
@ghenet8574
2 ай бұрын
Zmarye melaikt yesmialna
@user-tx6rf1sm4q
2 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና
@user-oh7ce1mw5h
2 ай бұрын
Amen Amen Amen zmera melait yesmalna ❤
@Eripride2023
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ተስፊት ብሩኽ
@EdenHailu33
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-dr7in2ze2x
2 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣለኩ ናይ ኣጎልጉለትኩ ዕድመ ይባርኮልኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
@Belayinesh-ew3dt
2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞
@AaAa-ke9zt
2 ай бұрын
ኣመን ኣሜን ኣሜን ዘማሪ መላእክት የስመአለና
@AaAa-ke9zt
2 ай бұрын
እልልልልልልልልልል
@dawitm.841
2 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሕይወት የስማዕልና. ናብ ብርሃን ትንሳኤ ብሰላም የብጻሐና ኩብር ሐወይ. Watching fr USA. Thank you so much for sharing 🙏 🙏 🙏 ❤.
@asmaranafkeasmaranafke9762
2 ай бұрын
❤❤❤
@user-jw3po6yt9t
2 ай бұрын
በረከት ናይ አቦና ቡሽይ አይፈለየና አሜን 🙏🙏🙏
@Michialemebrahtu-dc3ol
2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏. Amen Amen Amen
@SamiGotsh-xz6sn
2 ай бұрын
Amen amen amen abona kalhiwet yesmalna nay agelgulot zemenkum ybarkelkum
@SamiGotsh-xz6sn
2 ай бұрын
ቃልሂወት የስማዓል ናኩቡር መምህር መርጌታ ማሓሪ
@Michialemebrahtu-dc3ol
2 ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
2 ай бұрын
Amen Amen Amen nay abona bushey brketom xeletum yhdrelnan✝️✝️✝️🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@user-ff3cc4cs9l
3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xz9ch8fy2k
3 ай бұрын
ኣሜን ኣቡነ ኣብራንዮስ ሓጥያተይ ለውጥ ሂወተይ ቀይር ንዓለም ይክሕዳ ኣለኩ ናትካ ኢየ እሞ ናዓ ወደይ በለኒ ካባኻ ምስ ወጻእኩ ኣይጠዓመንን ዓለም ኮሊለያ ቦታ ሰይጣን ሓጎስ ዘይብላ ኮይና ረኪበያ ኣቦይ ሕቆፈኒ ካብ ኣበሳይ ሕጸበኒ ካብ ኲሉ ክፉእ ዘበለ ሰውረኒ ኣምላኸይ ምሳኻ ሂወት ኣሎ ምሳኻ ፍቅሪ ሎ ዓለም ጸልማት ያ ደጊም ኣነ ምሳኻ የ ንስካ ምሳይ ።
@ቤተኣባኖብ
3 ай бұрын
Amen Amen Amen bereketomun rediotomin ayfeleyena 🫂❤️🩹✝️
@user-mj8ko4wk2f
3 ай бұрын
ኣሜንንንን 👏💐💐💐