" 3 ዓመት - ብሓንቲ እግሪ - ኣብ ጓጓ ፀላኢ ከርተት . . . !" (2ይ ክፋል)

  Рет қаралды 34,161

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Plot Media-ፕሎት ሚድያ

Күн бұрын

ወራሪ ትግራይ ንምምብርካኽ ዝሃቀኖ ኣዝዩ ሓደገኛ ወራር ቀዲምካ ንምምካት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ምሸት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ሰሜን ዕዝ ናይ ምክልኻል ስጉምቲ ክትወስዱ ኢኹም ተዳለዉ ካብ ዝተብሃሉ ኣዝዮም ውሑዳት ኣባላት ፍሉያት ሓይሊ ሓደ እዩ። ፈላመይቲ ዓረር እንትትኮስ ኣብታ ታሪኻዊት ፍፃመ ነይሩ። እቲ ስጉምቲ ክዛዘም ክብል ከባቢ ላዕላይ ሰለፉ ተወቒዑ ዓፅሙ ተሰይራ። እንትቕፅል ሰራዊት ኢትዮጵያ መቐለ እንትኣቱ ሕክምና ከይገበረ ከሎ ምስ ካልኦት ቁሱላት ብፆቱ ተፃዒኑ ናብ በረኻታት ቆላ ተምቤንን ምዕራብ ትግራይን ተወሲዱ። ኣብቲ ከባቢ ፀላኢ ምስ ኣርከበ ምንም ክንገብረኩም ኣይንኽእልን ተባሂሉ ምስ ብፆቱ ኣብ በረኻ ተደርብዩ። ቁሱላት ብፆቱ እንትርሸኑ ንሱ ብሓንቲ ተኣምራዊት ቅፅበት ኣምሊጡ። ሓንቲ ዝተሰበረት እግሩ ኣንጠልጢሉ ብሓንቲ እግሩ ሰለይ እናበለ፣ ኣፃድፍ በረኻታት እናንከራረወ፣ ዓቐብን ኣኽራንን ከም ጠበቕ እናሓኾረ፣ ንኸቢድ ስቓይ ቁስሉ ስኑ ነኺሱ እናተፃወረ ሰለስተ ዓመት ሙሉእ ፀላኢ ኣብ ዝተቖፃፀረሎም ከባብታት ምስ ሞት ሕብሕቢኢተይ እናገጠመ ኣሕሊፉ። እታ ኣብ ፈላማይ ተኹሲ ዝቖሰለት እግሩ ሰኣን ሕክምና ክሳብ ሎሚ ከይሓወየት ኣላ። ኣብ ዓለም ኣሎ ኢልካ ዘይትኣምኖ ዝደሓነሎም ዕድላት፣ በዓል ኣምባሳደር ስዩም መስፍን መስዋእቲ ዝኸፈልሉ ምኽንያት፣ ዘሕለፎም ሕልሚ ዝመስሉ ውፃእ ውረዳት ክነግረና ምስ ፕሎት ሚድያ ዕላል ገይሩ ኣሎ። ፈላማይ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ተጋዳላይ ኣታኽልቲ ፍስሃየ። ሰብስክራይብ ብምግባር ተኸታተሉ።

Пікірлер: 143
@Temesgen-x3l
@Temesgen-x3l 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ጀግና እቲ ትገልፆ ዘለኻ ሓሳብ እውን ትኽክለኛ ኢኻ ብዓል ስዩም መስፍን ዝተቀተልሉ ከባቢ ኣብ መደማምር ተከዘ ኣብ ሞንጎ ናይ ወረዳ ላዕላይ ፀለምቲ ጣብያ ባባቆ ደብረ ፀላ ኣብ ዝብሃል ዓብይ ሩባ ናብ ተከዘ እዩ ዝድመር ኣነ ባዕለይ ኣፍቲ ከባቢ ነይረ ኣፍቲ ሽዑ ግዜ ንሕና ዝነበርናሉ ጉጅለ እውን ከም ዕድል ኢና ወፂና ምስቶም ኣመራርሓ ናይ 20ደቂቃ ዝኸውን ኣፈላላይ እዩ ነይርና ብናይ ክልተ መናእሰይ ስሕተት ኢንፎርሜሽን እዮም እዞም ሓለፍቲ ክስውኡ ክኢሎም። መጀመሪያ ብድሕሪት ብ ደገብራይ ዝብሃል ቦታ ብተምቤንን ብፀለምትን ዝመፁ ፀላእቲ ኣፍቲ ከባቢ እቶም ኣመራርሓ ኣለው ይብሃል ስለ ዝነበረ ሓያል ናይ ከበድቲ መሳርያ ደብዳብ ስለ ዝነበረ ናትና ምንቅስቃስ እውን ካብ ደገብራይ ብጫጨረ ጌርና ጨር ኣቲና ብዓል ልደት ኣብ ጨር ሓሊፉ ቀፂሉ ጉዕዞ ናብ ከባቢ ዓድገብሩ ወይ ተከዘ ፀግዓ ፀግዒ እዩ ነይሩ እቲ ጉዕዞ ቅድሚ ጉዕዞ ግን 2ተ መናእሰይ ተወለድቲ እቲ ከባቢ ስቪላት እዮም ካፍቲ ቦታ መንገዲ ከፃርዩ እንተዘይ ተጋግየ ክሳብ ሰገር ዓድ ምሸላ ዝብሃል ከባቢ ዳህሲሶም ክመፁ መልአኽቲ ተዋሂብዎም ከይዶም ኣበይ በፂሖም ከምዝመፁ ሰላም እዩ ምንም የለን ኢሎም። ብዕለት 30 ታሕሳስ ምሸት ተበገሱ ተባሂሉ ዕለት 1 ጥሪ ወጋሕታ ድማ ብትኽክል ዘይተዳህሰሰ ፀላኢ ኣብ ቅድሚት ደፈጣ ሒዙ ፀኒሑ ዘይተሓሰበ ጥቅዓት ከፊቱ ናይ 20-30 ደቂቃ ዘይመልእ ውግእ እዞም ዓበይቲ ኣመራርሓና ስኢንና። ሹሻይ እዚ ኹሉ መብርሂ ክህበካ ዝኽእል ግን እንተኽኢልካ ኮነሬል ወድ ራያ ኣርሚ 33 ኣዛዚ ይመስለኒ ኣብ ካሊእ እንተኾይኑ እውን ሓብሩ ጋሻ ጌርካ ዓድሞ። ወድራያ ማለት ካብ ቡያ ክሳብ እምባማድረ ካብ ዜሮ ዜሮ ፍራፍራ ኣምበራስ ክሳብ ደገብራይ ዝዋጋእ ዘዋግእ ብዙሕ ታሪኽ ዝሰርሐ ጅግና እዩ እንኽኢልካ ጋሻ ጌርካ ኣቅርቦ።
@aronabrha7556
@aronabrha7556 7 ай бұрын
Aron
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
ክብሪ ይግብአኩም ብሓቂ ❤
@efreamassefa5430
@efreamassefa5430 7 ай бұрын
እንታይ ዓይነት እዩ እቲ መሳርሒ ፃሓፉልና ዝከኣል ሓገዝ ክነዳሊ
@Nuroinamerica
@Nuroinamerica 7 ай бұрын
ጋዜጠኛታት ልጋሻኹም ማይ እና ቲሹ ምቕራብ ልመዱታ
@gebrehiwottesfayberhie3814
@gebrehiwottesfayberhie3814 2 ай бұрын
አጆኻ ሓወይ ማዓረይ ኩሉ ትግራዋይ አብ ጎኒኻ አሎ
@Amazonwill-yt6hd
@Amazonwill-yt6hd 7 ай бұрын
በርቱ ብዙ ሚድያ ያለገኙ ጀግኖች አሉ እና ፍልጋችሁ አቅርቡልን ❤❤❤
@MamuyeNegash
@MamuyeNegash 7 ай бұрын
ኣታ ጅግና ሓውና ጎንካ ኣለና ተሓቢናልካ ኢና ብወገነይ ክሕግዝ እየ
@zufanbeshir4098
@zufanbeshir4098 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪኽ ትግራዋይ ፀዋር እንኳዕ ብሰላም ወፃእኻ ጅግናና ክብሪ ንዓኹም❤❤❤
@lewidaniel8484
@lewidaniel8484 4 ай бұрын
ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑ የሕዋተይ
@wson4901
@wson4901 5 ай бұрын
አጀካ፡ብፃይ❤❤
@jundu5461
@jundu5461 7 ай бұрын
አይ ትግራዋይ የቻለው😢😢😢😢😢
@Adu2002Ta
@Adu2002Ta 7 ай бұрын
ሓውና ንሓግዝ ንሺሻይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀፅለሉ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ 7 ай бұрын
ጀጋኑ ተጋደልትና ቃላት የብልናንን ንዓኹም ዝገልፅ😢❤
@muluokabuy5006
@muluokabuy5006 7 ай бұрын
ኣጆኻ ጀግና ሓወየ ንሲኻ ማ ትበልዖ ኢንጀራ ኣለካ ካፍቲ ኩሉ ጸገም ብዘይ ምኽኒያት ኣይኮነን ኣትሪፉካ ፈጣሪ ነቶም ኣብገዝኦም ካምውሉዶም ዝሓብሓቡኻ ወለዲ ከየመስገንጉዎም ኣይሓሊፍን ከም ኢምነቶም ካኣ ከይረሳዕኻ ከምቲ ውሊዶም ክትኮነሎም ይጽበይ ሲለዚ ኣጀኻ ዝሓወይ❤
@OsheaJr-c9k
@OsheaJr-c9k 7 ай бұрын
Metshaf ketshafo zgbai jegna tegdalay tarik....wat a story RESPECT TDF....
@TemesgenMeresa
@TemesgenMeresa 7 ай бұрын
ጀግና ብፃይ ሕክምና ተሳኺዑ ብእግርኻ ጠጠው ኢልኻ ክትኸይድ ተስፋ ይገብር
@AsfahaMusie
@AsfahaMusie 6 ай бұрын
ናይቲ ተጋዳላይ ታሪኽ መሕዘኒ ልብኻ ዝሰብር እዩ፡፡ ንዓኹም ብኽፋል እናመስገንኩ ከም ሚድያ ግን እምነት ዝሰኣንኩልኩ እኒ ስዩም ባዕሎም ሂወቶም ወይስ ፀላኢ ቀቲልዎም ዝብል ክተመሓላልፍዎ ኣይከኣልኩምን፡፡ ስለዘይፈልጦ ኣይኮነን ግን ድማ ኩሉ ክፈልጦ ሰለዘለዎ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ዘገባኹም እምነት ስኢነ እየ፡፡
@GebremedhnBrhane-h1d
@GebremedhnBrhane-h1d 29 күн бұрын
ትኽክል ኢልካ። ሓቃዊ ታሪኽ ጀጋኑና ክሕባእ ኣይግባእን። እቲ ዝርዝር መስዋእቲ ጀጋኑና ግና ኣብ ቤት ፍርዲ ኣሎ እዩ። በዚ ጉዳይ ንጀጋኑ ወለድና ኣሕሊፎም ንፀላኢ ዝሃቡ 2 ሰባት ኣብ 2014 ዓ/ም ናይ ሞት ፍርዲ ተፈሪድዎም እዩ።
@rgbergbe6881
@rgbergbe6881 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም ታሪክ አይ አሕዋተይ 😢😢😢
@PAULAANDREARAMIREZSANCHEZ
@PAULAANDREARAMIREZSANCHEZ 5 ай бұрын
I am Eritrean . I don't know what I am going to say. This is Histroy and I am sure there are a lot histroy like yours. But AJIOKA NSKA JIGHNA IKA!!
@amehare-or1yl
@amehare-or1yl 5 ай бұрын
ሚድያታት ትግራይ ንልምዓትን ምዕባለን ሰላምን ትግራይ ዶስ‘ንውደወቀትን ጥፍዐትን ትግራይ ? ኣብዘመነ ዲጂታል ሚድያታትክልተ ብልሒ ኣፍ ዘለዎን ሰይፊ እየን ዝምሰላ /Digital media the Double-Edged Sword ብኣገባብ እንተደኣ ጠቂምካሎምን ብስትራቴጂን ትልመ‍እን ብሰብ ሞያን እንተደኣተመሪሆም ካብፀላእቲ ኣብ እዋን ሰላም ይኹን ዂናት ኣንፃርሀገርን ሕዝብን ንዝፍነዉ ጉጉያት ናይ ሓሶትን ፀለመንፕሮፖጋንዳታት ተረኻት Narratives ከም ሓደ ናይ መከላኸላኸሊመሳርሒ ኾይኖም የግልግሉ ከምኡውን ማሕበረሰባዊ ፖለቲካዊምዕባለ ንኽፈጠር ዝለኣለ ተራ ይፃወቱ ፣ ብኣንፃሩ ድማ ብዘይኣገባብን ስትራቴጂን እንተተመሪሆም ድማ ንባእልኻ እዮምቆራሪፆም ዝድርብዩኻ ፣ናይ ሕዝብን ሀገርን ብሄራዊ ናይ ፀጥታንድህነትን ናይ ስግኣት ሓደጋ ይኾኑ ።ሰለዚ እዘን ብሸም ትግራይብተጋሩ ተጣየሸን ዘለዋ ሚድያታት ናይ ዩቲቭ ቻላት ስትራቴጂካዊናረቲቭ ሓንፂፀን ንብሄራዊ ረብሓን ድህነትን ሕዝቢ ትግራይ ዶይነጥፋ ኣለዋስ ብኣንፃሩ ? እቲ ፍርዲ ንኣኹም ኸገድፎ ። ብዙሓትተጋሩ ዝገልፅዋ ሓንቲ ኣባሕላ ኣላ ፀላእትና ብሚድያ እዮምበሊፆምና ይብሉ እታ ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያ ብልጫ እንታይ ምዃናግና ኣይገልፅዋን ።ከም ናተይ እምነት ናይ ፀላእትና ናይ ሚድያብልጫ ካብ ናይ ተጋሩ ናይ ሚድያ ሰትራቴጂን ምሕደራንዘይምሕላው ካብ ሕመቕ ዝተገበሰ እዩ።ንኣብነት ካብ ቀዳማይንካልኣይን ሳልሳይን መኸተ ሕዝቢ ትግራይ ዝነበሩ ናይ ትግራይ ናይሚድያ ኣጠቓቕማ ስትራጂታት ንመኸተ ሕዝቢ ዝጎድኡ ኣብ ሓደጋዘውድቚን ወታደራዊ ሚስጥራት ዘባኹኑን ብዘይምንም ቁፅፅርካብ ፕረዘደነት ጀሚሩ እሰካብ ተራ ኣባል ኣብ ማይክሮፎን እናቐረቡሕድሕድ ናይ TDF ወታደራዊ ስልትን ጥበብን ስትራቴጂን ናይሕዝቢ ትግራይ ሚስጥራዊ ስለያዊ ተሳትፎ ኸይተረፈ ዝርግፍኣቢሎም ብዝርዘ‍እር ንፀላእቲ ነጊሮሞም እዮም ፣መራሕቲ ትግራይካብ’ቲ ቅድሚ ዂናት ፅንተት ዝፈፀምዎ ናይ ሚድያ ስትራቴጂጌጋታት ከይተማሕሩ ኣብ እዋን ፅንተትን ሕዝውን ይቅፅሉ ኣለው።ፀላእትና እደለኛታት እዮም ምንም ኸይደኸሙ በዘይ ወፃኢ ካብናይ ትግራይ ሚድያታት open sources intelligence gathering information ብምእካብ ናብ ወታደራዊ ረብህኦምኦውኢለሞ እዮም ሕዝውን የውእልዎ ኣለው።ሓደ ናይሚድያንፀጥታ ተመራማሪ እንትገልፅ how media endangering the national intelligence security ,threat actors can utilize social platforms for psychological warfares,social engineering,intelligence gathering,open sources intelligence is most important in today’s world. ኣብ ሕግን ስርኣትን ዘለወን ሀገራት ኣሽንኻይዶ ኣብ እዋን ዂናት ኾይን ኣብ እዋን ሰላም ከይተረፈ ወታደራዊተንከፍ ዝኹኑ ሚስጥራት ብሚድያ ንኸይቐርቡ ዝኽልክል ሕጊኣለወን ።ዝኾነ ስልጣን መዓርግ ይሓልዎ ተራ ወታደር ይኹን ኣብኣገልግሎት ይሓሉ ኣብ ጥሮታ military rules code of conduct for military members ዝብሓል ንዂሉ ብማእረ ዝምልከትዝኾነ ይኹን ወታደራዊ ሓበሬታ ኣሽንዃይ ዶ ንሚድያስንስድራኻውን ኽትዛረብ ኣይፍቀድን ። እስኪ ናብ ትግራይ ንመለስኣብዝሕዚ እዋን ትግራይ ኣብምንታይ ኩነታት ኣላ ኹሉ ዝፈልጦሓቂ እዩ እሞ ከም ተጋሩ እንታይ ኢና ንኸውን ዘለና ? ሚስጥረዘየዕቍር ሕማም ዶ ሒዙና ይኸውን ?ፅንተት እተዘይ ሚሕሩናእንታይ እንታይ እዩ ከምሕረና ? እሰኪ ከም ኣብነት እዘን ዝስእባ ናይ ዩቱቭ ሚድያታት ናይ ሕዝቢ ትግራይ ናይቲ ‘ ንዓለምዘሰደመመ ናይ TDF ወታደራዊ ጅግንነት ናይ ቅደመ ግንባራትወታደራዊ ስልቱን ስተራቴጂዑን ብዘይ ምንም ቁፅፅር ንፀላኢንፈታውን ይዝርግፍኦ ኣለዋ ። ሕግን ስርኣትን ተዳልዩ ምስቶምኣዳለውቲ ምርድዳእ ብምፍጣር ብሱሩውን ብሕጊ ዘሕትት ውንሰለዝኾነ ናይቲ ወታደራዊ ታሪኽ በኣል ዋና TDF ስለዝኾነ እዞምቪድዮታት ብህፁፅ ወሪዶም ኣብ ክፍሊ ስነዳ confidential archives ክሰፍሩ እንተዝግበር ? ብኣይኒ ሓፍትን ንብረትን ውንብTDF እናተመሓደረ ናይ ትግራይ ሰላማዊ ኹታት ናብ ንቡርምሰተመለሰ ምሰ ዓለም ናይ ፊልም ካምፓንታት ብድርዳር ናብሚልዮናት ዶላር ቁጠባዊ ረብሓ ከውእለሉ ዝኽእል እድል ሰፊሕእዩ ።>> 1.TPM. 2.Tigray 3:Tigrai Tv 4.tigray Liberty Media 5.Dimtsi weyane Tv 6.TMH 7.Zara media 8.UMD media 9.Axumawuian media 10.reyot media 11.kezahta show 12..laza Tigrinya 13..Tigray press እዞም ዝስእቡ እዮም ቀይዲ በተኻት ናይ ተጋሩ ሚድያታት 1.Dedebit media Desta show KZbin 118 videos Woyen ጋዜጣ KZbin 738 videos Plot media KZbin 88 videos Gedli plus KZbin 165 videos Orya media 21 videos Seret media 50 videos Braketigrai KZbin 486 videos Mihe entertainment 261 videos Lilay tv KZbin 37 videos Natna forum 440 videos Rara media 4.2K videos ናብ @ኣመራርሓ TDF ናብ @ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ናብ @ ህውሓት ናብ@ ገረዓልታ ኢንሰተቲቱዩት ናብ @GSTS ናብ @SJTC
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 7 ай бұрын
ብፃይ ኣታክልቲ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ።
@GebremedhnBrhane-h1d
@GebremedhnBrhane-h1d 29 күн бұрын
እኒ ተጋዳላይ ስዩም ከመይ ተሰዊኦም ዝብል ድንግርግር ዘብል ዝተፈላለየ ሓበሬታ ኣሎ። እቲ ትኽክለኛ ሓበሬታ ምስ ንፁር መረዳእትኡ ኣብ ከተማ ሽረ ወረዳ ቤት ፍርዲ ዞባ ቤት ፍርዲ ሽረን ላዕለዋይ ቤት ፍርድን ኣሎ። እዚ ጅግና ዝሃቦ ሓበሬታ ዋላ ንሚስጥራዉነቱ ይዓቅቦ እቲ ሓቂ ኣብቲ ንሱ ዝሃቦ ቃል ዙርያ ዘሎ እዩ። ብሂወት ተሪፉ ታሪኹን ታሪኽ ጀጋኑ ብፀቱን ከዘንቱ ምብቅዑ የሐብን። ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና። ልዑልን ረዚንን ንሰራዊት ትግራይ። ትግራይ ብጀጋኑ ደቃ ንዝንት ኣለም ትነብር።
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 5 ай бұрын
ከቢድ ስቃይ ብጣዕሚ መሕዘኒ 😢😢😢
@alemtsegay8317
@alemtsegay8317 6 ай бұрын
ሳላ ንስኹም እዪ ትግራይ ካብ ፅንተት ተሪፋ
@naynamedia
@naynamedia 7 ай бұрын
ጀጋኑና ንሓግዝ ንዓና ክብሉ እዮም ከምዚኮይኖም ዘለዉ።❤❤❤
@mawchaberhe479
@mawchaberhe479 7 ай бұрын
p
@KbromHadera-hn1sy
@KbromHadera-hn1sy 5 ай бұрын
❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ
@nazrimuler
@nazrimuler 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ልገርም ጅግንነት። ኣዳላዊን መቕረዉን እዚ መደዉ እዚ ዝኾንኻ ኽብር ሓዉ ዓዉይ ኽዉሪ ኣለኒ። ብዙሓት ጀጋኑ ኣሕዋትና ድማ ከምዚ ናብ መድረኽ ከምተምፅኦም ይኣምን።
@alemamichanal82
@alemamichanal82 2 ай бұрын
እካዕ ተርፍካ ማዓረይ
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😮 let's help our hero
@jemalmohammed6900
@jemalmohammed6900 7 ай бұрын
ኣብዘይ መዓልትኻ ከም ዘይምዎት ygerm
@RUGYyj
@RUGYyj 4 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም ወፃካ😢😢😢
@hfz-o2b
@hfz-o2b 7 ай бұрын
እምካ እዚ እናሰማዕነስ ምስ እ/ያ ክንነብር ልብና ደም ሓዚሉ ዋይ መሕረሪ😭😭😭
@ጓልኣውላዕሎ
@ጓልኣውላዕሎ 7 ай бұрын
😂ምክልኻል ዶበልካ ጋዜጠኛ ምጥቃዕይ ምክልኻልይ ሕውስውስ ክብለካ ልገበሩ በዓል ባሻይ ደስታ ነብሶም አይመሓር 24 ጥቅምቲ አብቲ ቦታ ነይርና ኢና
@sham-w9q
@sham-w9q 6 ай бұрын
Kla hasewuti,1.5 sebat atfikum,ab,dege,koynukum jigna tblu hasewuti
@alematgebretatyes1023
@alematgebretatyes1023 5 ай бұрын
ቆማል
@aregawiBeyene
@aregawiBeyene 20 күн бұрын
ጠንካራ ሓወይ ተረፍካ
@hagosteffera4132
@hagosteffera4132 6 ай бұрын
እቲ ገንዘብ ብናይወፃአኢ ሸርፊ ድዩ መልሲ እፅበ
@AtakltiFsehaye
@AtakltiFsehaye 5 ай бұрын
Bbir eyu
@AbebaUae-if6be
@AbebaUae-if6be 7 ай бұрын
ምሕርት የዊሪደልካ😢😢😢
@DestalemAbraha
@DestalemAbraha 7 ай бұрын
Amazing resilience
@JgHgf-b5k
@JgHgf-b5k 7 ай бұрын
TDF my hero❤❤
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 7 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ዓቅምና ክንሕግዝ ንደሊ ኣሎና ክኸመይ ክንረኽቦ
@Plotmedia.
@Plotmedia. 7 ай бұрын
ቁፅሪ ስልኪ ፦ +251914550832 \ 0973693721 ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ፦ 1000605004842 ባንኪ ኣንበሳ፦ 00311117802-36 (ataklti fsahaye)
@arontesfazghi3779
@arontesfazghi3779 7 ай бұрын
@@Plotmedia. Thanks
@meazabeyene8485
@meazabeyene8485 7 ай бұрын
My tdf hero💪💪💪♥️♥️♥️♥️💔💔💔🙏🙏🙏
@EFAmulualem
@EFAmulualem 7 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ኣይዞካ ጅግና ሓውና ባል ፀጋን ተገደስቲ ትግራዎት ከም ዘሕኩሙካ ተስፋየይ ሙሉእ እዩ።ንምስጋን ንክርእየካ ይህንቀው።🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@selamselam4829
@selamselam4829 7 ай бұрын
ዝገርም እዩ
@genetkebede3379
@genetkebede3379 4 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🥰🥰🥰
@simpleethiopiantraditional2945
@simpleethiopiantraditional2945 5 ай бұрын
Sad 😂
@Mabrit2030
@Mabrit2030 6 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@الال-ط2ص
@الال-ط2ص 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@alganeshmosazgi9158
@alganeshmosazgi9158 7 ай бұрын
💔💔😭😭😭አጆኻ
@SeluKiros-lu9cv
@SeluKiros-lu9cv 7 ай бұрын
ኣሕሕሕ 😢😢😢😢😢
@genetkebede3379
@genetkebede3379 4 ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@knfeknfe8065
@knfeknfe8065 7 ай бұрын
ጋዜጠኛ ግን ተጋጊኻ ኢኻ ስጉምቲ ኢልካ ሓቲትካ
@Tekletube
@Tekletube 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ ምዓረይ❤❤
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 7 ай бұрын
💖💖💖💖💖🙏🙏🙏
@Alem-q9q
@Alem-q9q 2 ай бұрын
Way zegerm eyu
@Gdhh-l6c
@Gdhh-l6c 5 ай бұрын
😢😢😢😢❤❤❤
@samigereziher
@samigereziher 6 ай бұрын
😢😢😢
@mangorama
@mangorama 7 ай бұрын
ጅግና ኢኻ ቡዙሕ ሓቂ ክርከብ እዩ ታሪኽ ከምዚ ኢሉ ተዝንገረና ነይሩ ተመሊስና ኣብ ከምዚ ኣይምወደቅናን ቀፅሉ Plot media
@genetgebre480
@genetgebre480 19 күн бұрын
😂😂😂😂❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 4 ай бұрын
ፊልሚ በልዎ ብሓፂሩ 😥 ጀጋኑና ሓደራ ከይትጠልሙዎም ጥዑም ህዱእ መንእሰይ ርኢና እህ 😢 ፈጣሪ ልዚ ታሪኽ ክትነግረና ኣትሪፉካ ጀግና ሓዉና ናይቶም ዝረሸንዎም እሞ ድማ ብባንዳ
@HajiiGadhii
@HajiiGadhii 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@Dsaert-jf7mq
@Dsaert-jf7mq 22 күн бұрын
😢😢😢😢
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ Ай бұрын
❤❤❤❤
@hfz-o2b
@hfz-o2b 7 ай бұрын
ቁስሊ ከልቢ ይግበመልካ ዙሓወይ ተሳቂካ ፈጣሪ ናብ ንቡር ይምለሰልካ🙏🙏🙏
@genetgebre480
@genetgebre480 19 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 7 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉
@fetlworkaraya7300
@fetlworkaraya7300 7 ай бұрын
እፍፍፍ በጃኹ ም ኢተር ቪው ክትገብሩ በጃኹም ማይ ቀሪቡ ኣብ ርእሲ ስቃዩም ኣታ ሳቅያዎም ማይ መድሓ አት እዩ😏😏😏😏😏😏😏😏💔💔💔💔💔
@BelayneshSyum-nu2sv
@BelayneshSyum-nu2sv 7 ай бұрын
ሰላም ዝሓወይ አንኮዕ ናብ ቤተስብካ አረካበካ ዝሓወይ እሞ እቲ መደነዘዝ መስተ ትስቲ እንኮንካ መድሓኒት አይሰረሕን እም እዚይ ከሉ መካራ ሓልፊካ ምስ ሙሉኢ ሞራልና ሓቦካ በርት ዘጅግና እቲ ዘሕጉስ ግን ሞያተኛ ከርድኡካ ከለው ምርዳ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እቶሞ ምሳካ ዝነበሩ 45 ብፆት ከምዚይ እሎም ተዝተርፊ ፅብቅ ነይረ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
@abebenirea485
@abebenirea485 7 ай бұрын
ሽሻይ ዕለት 27 ከምዝወቅዑና ከምዝተዳለው ኣይተዛረቡን ፡፡ ንስካ ግና ኮነ ኢልካ መረዳእታታት ትስንደሎም አለካ፡፡ ሽሻይ ትክክል ኣይኮንካን ሕዚ ውን ትጋገ አለካ፡፡ ምስትውዓል ኣብዩካ እዩ ኢለ ኣይግምትን ምናልባት ተከፊሉካ ውን ክከውን ይክእል እዩ፡፡
@senaysenay7257
@senaysenay7257 6 ай бұрын
ሓወይ መዓረይ እታ ደፊእካ ዘይትድፋእ ባዕላ ትግራይ ኢካ እሞ ፅሩይ ትግራዋይ ሓቦኛ ጀግና ኢካ❤❤❤❤❤❤
@eyob5738
@eyob5738 6 ай бұрын
እዃዕ ብሰላም ወፀካ በሓቂ ነቢዐ😢😢
@atakltigebrea7792
@atakltigebrea7792 7 ай бұрын
Ajoka hawey jegna gn bmntay kenrkbka Nkenhgezka
@Plotmedia.
@Plotmedia. 7 ай бұрын
ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ፦ 1000605004842 ባንኪ ኣንበሳ፦ 00311117802-36 (ataklti fsahaye) +251914550832 0973693721
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 7 ай бұрын
አዋይይይ ደቃኖዋ ሓመድ ታብለዐኒ ኣጀኻ😢😢በይዚኹም ተቃሩብዎም ከሎኹም ማይ እና ስፊቲ ግበሩሎም
@tesfaygideyofficial4753
@tesfaygideyofficial4753 7 ай бұрын
ንቅበፃ ዛረሳሕ ዓዲ
@edentesfaye6195
@edentesfaye6195 7 ай бұрын
እግዝአብሄር ምህረት የውርደልካ ዝሀወይ🙏
@ዳሓንንኹሉግዜኣለዎ
@ዳሓንንኹሉግዜኣለዎ 7 ай бұрын
ወልደ ትበል እናት በእኖት ወዲ ሪመይ ንሞት ፊት ንፊት ተጋፍጥካያ
@berhegebresamuel-ze8bl
@berhegebresamuel-ze8bl 7 ай бұрын
እዋይ ህዝበይ ዕሸላተይ ደቀይ እዚስ ናይ ምንቲ ምንታይ እዩ።
@zinabumarsie8321
@zinabumarsie8321 7 ай бұрын
❤😢
@brukbk7408
@brukbk7408 7 ай бұрын
😢ajona eske
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 7 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤
@Lemi66fikre
@Lemi66fikre 7 ай бұрын
Ezi tarik ezi metshaf wey be film telekrb betami zegrm EU hawey enkea beslam wetska edem teina yehabka
@ngstiGhans
@ngstiGhans 7 ай бұрын
ኣሕሕ😢😢😢
@birzafbeyene4900
@birzafbeyene4900 7 ай бұрын
Fitari msaka ykun hawey 😭😭😭💔💔
@AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
@AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz 6 ай бұрын
Ahhhhhhhhh😭😭😭😭😭😭💔💔💔
@BjkBb-g3g
@BjkBb-g3g 7 ай бұрын
ኣሕሕሕ😢😢😢
@ዓዲኣላትኒ
@ዓዲኣላትኒ 7 ай бұрын
ኣጆኻ TDfይ ኣለና ኢና ኣብ ጎንኻ 😢💜
@MizanFtwi
@MizanFtwi 7 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 7 ай бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤
@Natan-u3x
@Natan-u3x 7 ай бұрын
ታሪክ ህዝቢ ትግራይ አዝያ እዩ
@geremichaeltikue6373
@geremichaeltikue6373 6 ай бұрын
Wawwwww jegna
@jossygebremical8160
@jossygebremical8160 6 ай бұрын
Very said History
@MeronHailezgi
@MeronHailezgi 7 ай бұрын
Tewelede long live in the name of JESUS Amen 🙏🙏🙏❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 7 ай бұрын
ደምርኒ ሜሪዋይ❤
@RasAlula-q3h
@RasAlula-q3h 7 ай бұрын
shshay bmntay krekbeka ykel beyzaka
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 7 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@Abelab642
@Abelab642 7 ай бұрын
ተለፎን ኣብ ፓርት 1 ኣላ ራኣዩዎ
@WeyniTshaye
@WeyniTshaye 7 ай бұрын
💔💔💔😭❤❤❤🙏🙏
@zaidbeyene7868
@zaidbeyene7868 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@ደራኢንተርተይንመንት
@ደራኢንተርተይንመንት 7 ай бұрын
❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@letshgeremariam9258
@letshgeremariam9258 7 ай бұрын
🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@mahritma9201
@mahritma9201 7 ай бұрын
😢😢😢
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 7 ай бұрын
💔💔😢😢😭😭
@kokobbrhane9674
@kokobbrhane9674 7 ай бұрын
ንስኻስ እንካዕ ኣይተሰዋኣኻ ክንደይ ከ ይጽብቅ እዩ ሓወይ❤❤❤
@Tekletube
@Tekletube 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ሳብስክራይብግበርለይምዓረይ
@اثيبويهاثيوبيه
@اثيبويهاثيوبيه 7 ай бұрын
😢😢😢😢
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 7 ай бұрын
lets help our brother Atakilti
@ftwi
@ftwi 7 ай бұрын
Ajoka kthhawi eka❤❤❤❤❤❤
@rahelgidey-qz5oh
@rahelgidey-qz5oh 7 ай бұрын
ክትታረቦ ስቃይ ቀሊልዩ መስደመም ታሪክ
@Tekletube
@Tekletube 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 7 ай бұрын
*_ኣሕሕሕሕሕሕ ታሪክ ክስነድ ላትበሃለኾ ልብና ደመየ😢😢😢😢_*
@Tekletube
@Tekletube 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ እምበተዋይ❤❤
Spongebob ate Patrick 😱 #meme #spongebob #gmod
00:15
Mr. LoLo
Рет қаралды 19 МЛН
Which One Is The Best - From Small To Giant #katebrush #shorts
00:17
"ልፍዓተይ ተስፋ ካብ ኦሮሚያ ክሳብ ትግራይ!"
1:16:39
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 35 М.
ኣብ ሚድያ "ወድዛ ቆናጭ" ኢሉ ናብ ገድሊ ዝወረደ ታሪኸኛ!
41:39
ተሰዊኡ ተባሂሉ ዝኽሪ እናተገበረሉ  - ሰርፕራይዝ
31:27
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 21 М.
"ክርሸን ተሰሪዐ ከለኹ ሕልሚ ክኾነለይ ይፅሊ ነይረ።"
34:28
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 101 М.