KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
Part 1 ርኹሳት መናፍስቲ ኣብ ውሽጥና ምህላዎም ንፈልጠሉ ክልተ መንገዲታት
27:51
ርኹስ መንፈስ ኣብ ሰብ ሓዲሩ ከመይ ኢሉ ክዛረብ ይኽእል? ኢልኹም ንዘሓተትኩም መረዳእታ (መልሱ)
33:03
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
00:32
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
00:12
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
00:44
Hoodie gets wicked makeover! 😲
00:47
4ተ ቀንዲ መእተዊ መንገድታት መንፈስ ዝሙት - መንፈስ ዝሙት እንታይ እዩ?
Рет қаралды 40,355
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 91 М.
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Күн бұрын
Пікірлер: 255
@nkhu27
4 жыл бұрын
ኣብዚ ትምህርቲ ኩልኩም ብዛዕባ ናይ ዝሙት ፊልም ብምርኣይ ኣብ ገዛ ርእስና ዘይተደለየ ኣጸያፊ ስራሕ ዘጋጠመኩምን ከምኡ ውን ኣብዚ ዘመን እዚ ስለምንታይ ኢና ናብ ዝሙት ዝተደፋፋእና ሰባት ኮይና መልሱ ክትረክብዎ ኢኹም ሰናይ ምክትታል
@eritube9777
4 жыл бұрын
Nmntay goytakum Tbl goytana zeytbl hade aykonan dina
@godislove6735
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmiealna.
@ድጉልቓንዛ
4 жыл бұрын
@@eritube9777 ኤር ቱብ ሓው /ቲ ናይ መልሓስ ጌጋ ኢዩ እንበር ሓደ ጎይታ ኢዩ ዘለና ሰብ ኮይኑ ዘይጋገ ስለዘየለ ባዕልና ንኣርሞም ደኣ
@muluehailemikael4762
4 жыл бұрын
teame Tesfay ööö
@eritube9777
4 жыл бұрын
teame Tesfay ewe flut eyu Gn ane kea kerma eye hasibeya eta xhftey
@bereketkeren1454
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ድያቆን ሓውና ሎሚ ነዛ ቪዮ ምስ ረኣኩ ብዙሕ ምስ ሂወተይ ትተኣሳሰር እያ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዕድሜካ ይባርክ ኦርቶዶክስ ንዘልኣለም ትንበር
@dhdhdhffjfhbd9959
4 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና🙏🙏🙏🥰❤️
@pawlipawli7813
4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓና መምህር ብልቢ የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘመነ ኣክልጎልጉሎትካ ኢግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽ ኣሜን።
@abelabel8078
2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ መምህረይ
@habtomkahsay9949
4 жыл бұрын
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ መድሃኒ ኣለም ብሓይሊ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ይደግፈና ካብ ሕማቕ ነገር ይሰውረና።
@ኤልሻዳይነውገታየ
2 ай бұрын
ብጣዓሚ ብጣዓሚ 😢ቡዙሕ ትምህርቲ ኣነ ብወልቅይ ተማህረ ❤😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዚሕልካ ድያቆን ሓውና❤❤❤
@senaytberhane1614
3 жыл бұрын
ኣሜን (((3))) ቃል ሂወት የስማዓልና
@እመብርሃንእመአዶናይ
3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ኣነ ንባዓለይ ኣብ ሓዳራይ ሰላም ስእኒ ነይሪ ሕጅ ግን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመሰገን ኣነን ስብኣይን ጾሎት ስገዳን ካብ ንጀመሪ ገን ኣምላኽ ይመሰገን
@bsratbs6688
4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዕልና ፀጋ ኣብ ልዕል ፀጋ ይዓድልካ ናይ ዘመንካ ኣገልግሎት የባረክ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ክቡር ሓውና ብሓቂ እግዝኣብሄር ኣምላኽ መስተዓልዓይኒ ልቦናና ይክፍተልና ኦ ኣምላኽ ብየማናይ መንግድካ ምርሓኒ ሓድርካ ኣምላኬ ሆይ ናብ ንሃስካ ሞት አብቅዕኒአምላከ እስራኤል ስደተይ ኣሕፅርካበደለይን ሓጥያትይ ከይተመልክትካ ብዓይኒ ምሕረትካ ተመልክትኒ😥
@sofyaaesufyflyheky9613
11 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን ክበር ሓውና 💯✅🙏🔐⛪✝️💞💞💞💐💐💐💐🥀🥀🥀🌿🌿🌿🌿💘💘💘🌺🌺🌺💔😭
@Solotesfahiwet
4 жыл бұрын
እስኪ በሓባር ኣሕዋተይ ከምዚኣ ንበል! ኣታ ጸላእየይ ዲያብሎስ እንተ ወደቅኩ ክትንስእ ኢየ፥ ኣብ ጸልማት እንተ ተቀመጥኹውን :እግዚኣብሄር ብርሃነይ ኢዩ እሞ በኣይ ኣይትተሓጎስ።ሚክያስ 7፥8
@rahwaghirmai1297
4 жыл бұрын
Amen amen amen bhaki qalehwet yesmalna izi xelaena ewe
@hiyabgebrezgabiher39
4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna ❤️❤️❤️
@hanakubrom7615
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@issayasghebru6968
4 жыл бұрын
Amen!
@milonbd5309
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@ሄዋንጋልመሓሪ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏 ኣምላከ ቅዱሳን ይከልለና 😔
@ድጉልቓንዛ
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ እግዚኣብሔር ኣምላክና ይጸግውኩም
@tesfaytsegay3194
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏻❤💒ቃለ ህይወት የስማዓልና
@tikvatesfay3324
4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓወይ ልበይ ተንኪፍካኒ ሙዚክ ዝነበረኒ ኩሉ ደምሲሰዮ ምስ ሰማዕኩ ትምህርትኻ
@Yeyeየየ
Жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ድያቆን ሃዎና ቀጽሎ ካብዚ ክንወጽእ ጸሎትኩም ኣይፈለየና ኩላትኩም የሕዋት ኣቦታት ኣዴታት 🙏🙏🙏☦❤❤
@abadisolomun9246
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ዘስተውዕልን ልቦናን ዝስተንትን ሕልና ይሃበና እግዝኣብሄር ኣምላክና።
@terhasessam5732
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን።ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዝአብሄር ጸግኡን በረኸቱን የብዝሕልካ ነዘን አብሱዕዲ ዘለና ክንሳሕን ክንቆርብን አብጸሎትኩም ዘኩርና
@ጋልትግራይ-ኘ5ዠ
3 жыл бұрын
ኣሜን ሓፋተይ🙏🙏🙏🙏
@sofimsgna3665
3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓውና!!!🙏
@yo-di-t
4 жыл бұрын
አሜን 3 ቃል ሂወት የስማዓልና ንዝሰማዕናዮ ብተግባር ክንገብሮ ቁዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ካብ ኩሉ ሕማቅ መናፍስቲ ኤልሻዳይ ይሐልወና
@አምላክእሰራኤልባዕልካሓል
3 жыл бұрын
ብሓቂ ፀጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዘሐልካ ድያቆን ሓወይ ናዓይ ድክምቲ ሓፍትኩም አብ ፆሎትኩም ዘክሩኒ
@filmonalemshet1843
2 жыл бұрын
ቃልህወት የስማልና ሃወይ ጸጋካ የብዝህልካ🙏❤️🙏
@ygjvjch3324
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የሰመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሕ ክቡር መምህረይ
@munaaman4152
3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ብሩክ ወድና። በረኸት እግዚአብሔር አብ ኩላትና ይኹን ።
@Mykingtdfy
2 жыл бұрын
ኣሜን ሓወይ መዓረይ
@እግዚአብሔርይሴባኅ
Жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ቃል ሂወት የሰመዐልን
@ድንግልማሪያምዋሕሰይ
4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ፀጋካ ይባርከልካ ዲያቆን ሓወይ ብዙሕ ነገር ተማሂረ የ ካባካ
@robelmtrd
Жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.
@genetalem8059
3 жыл бұрын
Yes you right brother God you bless you brother good job 👏 like 👍 more continu every day thank God 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️
@gfftggt6311
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ ክቡር ድያቆን ሓውና ኣብ ቤቱ ዩፅንዕካ ፍትወይ
@tesfaldet7476
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜንን ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ዮናታን ሓወይ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሕ። ነዓና ድማ እቲ ዝፈሰሰ ህያው ቃል ኣብ ጽላት ልቦናና የሕድረልና። ካብዚ ርኹስ ስራሕ ወጺእና ንእግዚኣብሄር ባህ ዘብል መስዋእቲ ክንፍጽመሉ ዓይነ ልባናና ይኽፈተልናን ሓይልን ብርትዐን የስንቐና ኣሜንንን፨
@መቀረትንኣሚነይ
8 ай бұрын
ቃለ ህይወት የሰመዓልና ብሓቂ ብዙሕ ተማሂረ ኣለኹ
@selinahailetecle5564
4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena
@michaelabraha9398
4 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ቃል አምላኽ ዝመሀርካና አነ በዚ ትምህርትካ ብዙሕ ተማሂረ ኣልኩ አሞ ስመያዊ አምላኽ በረኽቱ የብዝሐልካ ።
@geni3064
4 жыл бұрын
ቃለ ህወት የስመዐልና ፍትወይ ፈጣሪ ኣምላክ ካብዚ ኩሉ ፈተናታት የርሕቀና ብመንገዱን ብትእዛዙን ንምርሕ ይግበረና
@filimonbrhane4147
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና ሰሚዕና ኣብ ግብሪ ከነውዕሎ ኣብ ጸሎትካ ደግፈና
@AkashiSejiro-x2q
8 ай бұрын
Amen amen kal hiwit yesmana
@miliyibrah517
4 жыл бұрын
እግዚአቢሄር አምላክ ጸግኦ የብዝሓልኩም ይሕዋት እዞም ናይ ሕጂ ወለዶ ናይ ብሓቂ ኢና ተበላሺና ዘለና ምክንያቱ ንድያብሎስ ክንፈልጦ አይ ከአልናን ዘለና ምብርካክ አቢና ኢና ዘለና እንተዘይ ተንበሪክካ ቅዱስ ስጋኦ ወደሙ እንተ ዘይ ወሲድና ንድያብሎስ ንምስአር ዘይ ሕሰብ እዩ /ንቅሑ ቻነል/ ከምዚ አይነት ትምህርቲ አዩ ዘድልየና ዘሎሞ ንክትቅጽልዎ ይላቦ ማለት ኤዩ
@asmeromtesfaytesfay8808
2 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️ kal hiwet yesmalna diyakon hawna xbuk tmrti u kexelo ajoka egziabiher yhagzka
@ebaygashunuqibaharififi802
4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna diyakon hawena Amelk xegu yebzahlna egzibher amelk haytatna hadigu yetarqna Amen Amen Amen
@ተመስገንእምላክይ-ወ9ከ
2 жыл бұрын
ኣሜን ቃልህይወት የስምዕን ሓውና
@berheyonas397
4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN qal Gower yesmalna xegue yezhlqum fetrai nay zemeni agoliugletkum yebarikelkum
@NoName-ru1tx
2 жыл бұрын
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
@ተመስገንኣምላኬ-ዠ8ከ
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር ሓወይ ብሓቂ ካብ እግዛብሄር ዝሰመዕክዎ መሲልኒ ብሓቂ ምክርካ መሃርን ኣታዉን እዩ ቀፅለሉ ኣምላክ ይሓግዝካ ኩቡራት ኣሕዋተይ እንካታተሎ ዘለና ሰሚዕና ክነተግብሮ ኣለና ብጣዕሚ ዝኣትዉ ምክሪ እዩ ኣምላክ ኣብ ዘለናዮ ፍቅሪ ሲኒት ሰላም ይሃበና ካብ ኩፋእ የድሕነና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን
@michaelabraha9398
4 жыл бұрын
ስላም ክብር ሐወይ ድያቆን ስመያዊ አምላክ ጸገኡ የብዝሐልካ። አነ ካብዚ ዝመሀርካና ጸገም አለኒ አሞ አንታይ ክገበር ከተማክረኒ ብከመይ ይረክበካ ካብ ጸጉም ሐውኻ M ።
@adeymariam6103
3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዕልና ክቡር ሃውና ድያቆን🙏🙏🙏
@michaelgebrerufael4902
3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalena amlak tsgu yebzahalna nay adena kedst kudusan dengl maryam terdanet amladnet ayfelyena !!!
@ሕጂውንተመስግንጎይታይ
4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna hawna ka edmen tenan yihabka fetari Egzabhir yimesgen 🙏
@semhaldrar9389
3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmeelna egzabiher amlak biane mihretu ytemitena tseghaun menfes kudusin ayfeleyena ab tselotkum zekuruna afeleyena amen
@yt5btkklaalekizhafteycgvhh110
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት ይሰመዕልና ክብር ሓውና 🙏🙏🙏 ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣምላክ 🙏
@hilanaamro8662
4 жыл бұрын
አሜን አሜን ቃል ሂይወት ይስማልን እግዝአብሔር አምላክ ልቦና ይሃብና👏👏👏
@habtemicheal4048
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
@tttfff4025
4 жыл бұрын
Amen Amenn Amennn
@samera7043
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna Dia on hawna ⛪⛪⛪🙏🙏🙏➕➕➕💕💕💕💕
@godolyasasgedom2154
4 жыл бұрын
ሚላዳ ገለ ወሲብ ኡዩ ከፊኡ ዞሎ አብዚ ገዜ እዙ ቃለ በሂወት ያስማዓልና
@bitiyamilleht6636
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ይስምዕልና ኩቡር ሓወና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@አስኳለማርያም
4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት ያሰማልን🙏🙏🙏አሜን 🙏አሜን🙏 አሜን🙏
@serkalemhadsuh2143
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር ሓወና የቐየንለና እግዚአብሔር አምላክ ጸጋኡ ይባዝሕልካ
@hanafkr3940
4 жыл бұрын
አሜን አሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመአልና ክቡር ሃውና የቀንየየልና ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኮነ ትምርቲ ዘሰማእካና 🙏🙏🙏
@tsegaymakele3678
4 жыл бұрын
Amen amen yeknelna
@AsSa-lf9cf
4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmeaena kbur hawuna egziabher amlak ab zuryana ykun
@Look-forward_97
3 жыл бұрын
ቃለ-ሂወት የስምዓልና፡ እዚ ዝተጠቀምክምሉ ኣብነታት ግን ክምህረኒ ኣይካለን
@ጓልዓጋመእየ-ሐ5ጀ
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልናክቡር ሓውና ጽቡቅ ትምህርቲ ክብረት ይሃበልና እግዛቢሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ጸጋ ኣብልዕሊ ጸጋ ይደርበልካ ናዓና ውን ሰሚዒና አብተግባር ክነውዕሎ እግዛቢሔር ብጸግኡ ይደግፈና ካብዚ ሩኩስ መንፈስ እግዛቢሔር ይሓልወና👏👏👏
@feryamaryamlji
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የሰመዐልና
@ጋልሽረሓላል
4 жыл бұрын
ኣሜን
@milixxitv7492
4 жыл бұрын
ብስም ኣምላክ ኣናሳሓና
@berhanehintsabahta2483
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና።ዝሰማዕናዮ ንምስትግባር የብቀዓና።
@dinadina3493
2 жыл бұрын
Kibur hawey egziabher amlak nay zemen ageliglotika yibark
@احمدزيد-ر9ج
4 жыл бұрын
ብሃቂ ቃል ሂወት የስመአልና ክቡር ሐውና አግዛብሔር አምላክ ናይ አገልግሎት ዘበንካ ይባርኮ አሜን አሜን አሜን
@yonaniagapie916
4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ድያቆን ሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም
@habteabrussom8574
4 жыл бұрын
Kalihwet yesmealina amen
@filmonghebreamlak1925
4 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ኣገዳሲ ትምህርቲ ኣዩ ሎሚ ንሕና ካብ ኣምላክ ስለ ዝረሓቅና ኢና ከም ድልየቱ ዝዕንድረልና ዘሎ ሓይሊ ኣምላክ ወይ መጽሓፍቲ ብዘይምፍላጥና ብዙሕ ተጎዲእና ኢና ኣጆካ ሓወይ ነዚ ከምዚ ዓይነት ናይ መናፍስቲ ፈተነ ከይተቃርጾ ርኩስ መንፈስ እንተ ተአሲሩ ብዙሕ ሰናይ ነገር ክንሰርሕ ንክእል ኢና ካብ ናይ ኣምሓርኛ ናይ በዓል መምህር ግርማ,መምህር ተስፋይ ዛኣመሰሉ እና ተርጎምካ ነዞም ኣምሓርኛ ዘይፍልጡ ኣሕዋት ኣቅርበልና ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣነ ካብኦም ብዙሕ እየ ተማሂረ ቀደም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስን መልሲ ንመናፍቃን ጥራይ እየ ዘድህብ ነይረ ።
@emmanuelabraham2229
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰላም ንዓኽ ክቡር hawey ብሓቂ ፀቡቕ ትምህርቲ ኡይ ኣምላኽ ኣይኒ ልቦንካ የብዝሓልካ ፀቡቕ መደብ ኣለካ ቐትሰሎ ፀቡቕ ንምሃር ኣሎና ክብረት ይሃብካ
@sarafalah5949
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስምዓልና
@Amanual871
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት ይስምዓልና
@yruruhdhdhd4708
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና
@እግዚአብሄርፍቅርነው-ፀ3ተ
4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና እግዛአብሄር ጸጋኡ ይብዘሐልኻ ኩቡር ሓወይ
@kesetexegu3882
Жыл бұрын
Kulu zbelkayo xbuk eu lomi Kem lbi ldya Lbna aykefetnan Blmdi tray bet amlak nkeyd alrna Yqire ybelelna🙏🤲😍
@kesetexegu3882
Жыл бұрын
Kulu zbelkayo xbuk eu lomi Kem lbi ldya Lbna aykefetnan Blmdi tray bet amlak nkeyd alrna Yqire ybelelna🙏🤲😍
@medhanitberhane2543
5 ай бұрын
Kale hiwet yesmaelna
@filimontesfamichael6456
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen ብጣዕሚ ዓቢይ ትምህርቲ እዩ ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና።
@ብርግጽዓስቢኣሎ-ዀ2ለ
4 жыл бұрын
የህይወት ቃል የሰመዕና ሓውና አብዚሑ ፀጋኡ ይዓድልካ
@asmeromfilipos3296
4 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna 🙏
@efgfnn2185
4 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዛሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አሜን ናዓና እውን ብሓቂ ዘንቅሕ ትምህርቲ እየ እግዚአብሔር አምላክ ካብ ሩኩስ መንፈስ ይሰውረና አምላክ ብምሕረቱ ይደግፈና አሜን።
@f.tesfay7076
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩክ ሓውና። ኣምላክ ብምሕረቱ ጠሚቱ ይቅረ ይበለና
@filimontesfamichael6456
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@seare448
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Dyakon hawena esgabher amlak Xegu yebzahalka
@fretamay7608
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎትካ ዘበን ይባርኽ
@nasahaile239
4 жыл бұрын
Amen amen amen
@tirhastewolde3695
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen deacon qale hiwet yesmalna! hope God open our heart to heed your teaching 🙏☦️💒❤️🙏☦️💒❤️🙏☦️💒❤️
@Eritrea-First177
4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ብጣዕም ደስ ዝብል ትምህርት ኢዩ ሓውና ክኣ ኢግዘኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ
@feryamaryamlji
4 жыл бұрын
Amen amen amen kale hawat yasmalna
@sebahtesfazgi3695
4 жыл бұрын
Amen aman amen kal hewat ysmalna btami des zebal temhrte amlak yebrka kabor wede amlak ane bwgniy bezoh temhra thanks brother
@danielykealo7422
4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና።
@አስሞአልቦነገርዘይስአኖለ
4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን
@erilewtinzhashe1442
4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN kale hiwet yesmalna
@nuwayweldu4160
4 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabher amlak xegu yebzhalka kbur hawey
@waletuzekrinebseyywaletuze4717
4 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna nay bhaki btami xbq tmhrti amlak yimesgen abakum hadiru amlak zmharena
@pawlipawli7813
4 жыл бұрын
እውይይ ሓንቲ ዝረሳዕክዋ ከኣ ኣላትኒ ኩላትኩም እኮ ትፈልጥዋ ዲኹም ግን መዛኻኸሪ 64 ጊዘ ማርያም ማርያም ተልና ድያብሎስ ኣይ ቀርበናን እዩ እሞ እዘ ከኣ ካብቲ ሓደ ንሰይጣ ከመይ ጌርና ከም ንሶጎ ሓደ ጥበብ እዩ ማለት እዩ።
@yohanaandemariam8606
4 жыл бұрын
Nay bhaqi Maryam adey ❤
@SaraSara-ob5dl
3 жыл бұрын
ብስግደት ድዩ ማርያም ንብል ምቅርተይ
@ጓልሽረ-ዠ5ቘ
2 жыл бұрын
ብስግደት ድዩ
@Filipos610
2 жыл бұрын
@@ጓልሽረ-ዠ5ቘ እወ ብስግደት ሰአሊ ለነ ማርያም እንዳበልና።
@sariye9339
4 жыл бұрын
Amen 3. Kal hiwet yesmlna 👏.
@merhawizereslasie8862
4 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna lul egziabhier kabzi nlaeli xegu yebzhalka kbur hawey
@robelyemane1040
4 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna hawuna nay bhaki des zebl ❤❤❤
@thomasaraya6691
4 жыл бұрын
Qal Hiwet Yesmealna DIYAQON Amelak Tsegeu Yebzhalka 💒❣💒❣💒❣🙏
@seregelaaminadabmariam4178
4 жыл бұрын
Amen amen amen kalhiwet yesmealna diakon hawna xubuk timhrti'u
@wegahtabereket4994
4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውና
@shewitsium5514
2 жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንንን
27:51
Part 1 ርኹሳት መናፍስቲ ኣብ ውሽጥና ምህላዎም ንፈልጠሉ ክልተ መንገዲታት
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 42 М.
33:03
ርኹስ መንፈስ ኣብ ሰብ ሓዲሩ ከመይ ኢሉ ክዛረብ ይኽእል? ኢልኹም ንዘሓተትኩም መረዳእታ (መልሱ)
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 16 М.
00:32
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
Skitsters
Рет қаралды 6 МЛН
00:12
ЛУЧШИЙ ФОКУС + секрет! #shorts
Роман Magic
Рет қаралды 37 МЛН
00:44
When Cucumbers Meet PVC Pipe The Results Are Wild! 🤭
Crafty Buddy
Рет қаралды 39 МЛН
00:47
Hoodie gets wicked makeover! 😲
Justin Flom
Рет қаралды 125 МЛН
ሎሚ ምስ ሞድኤል ሄርመላ//ሰበይትኻ ከም ኣደኻ//17//11//2024
miki TV ሚኪ ቲቪ
Рет қаралды 103
59:37
ጠንቒ መንፈሳዊ ድኽመት እንታይ እዩ? ብዲ/ን ኣሽመላሽ ገ/ሕይወት
ፍረ ልሳን ኣበው
Рет қаралды 94 М.
18:09
ከምዚ ነገር ምብዝሑ፡ እቲ ሓቒ ንክትፈልጡ ስምዑ፡ ንቕሑ!!!! #eritrean #nkhu #habesha
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 1,9 М.
54:06
"ኣቱም ጾር ዝኸበደኩም ናባይ ንዑ" ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
NትንሣኤTensae
Рет қаралды 2 М.
49:14
ፍልይቲ ናይ ሂወት ፈተና ገጠመኝ ብዙሙት ብዙሕ መከራን ዝወደቀት ነብሲ እንታይ ኮነት 9 ክፋል
Samri tube
Рет қаралды 1,2 М.
3:24:59
መጽሓፍ ብርሃን ኣእምሮ ምሉእ ትርኻ፣ Banabooks.com
Bana Books
Рет қаралды 699 М.
1:15:12
🔴ህይወትካ ዝቅይሩ ምኽሪ// ስንቂ ምኽሪ Eritrean orthodox tewahdo church Snki Mkri 2024 Full video #orthodoxmusic
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 80 М.
33:03
Part 2 ርኹሳት መናፍስቲ ኣብ ውሽጥና ምህላዎም ነረጋግጸሉ መንገዲታት
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 16 М.
1:07:29
በመጋቤ ብሉይ ወሐዲስ ቆሞስ አባ ገብረ ኪዳን ግርማ ከዝሙት ለመራቅ ምን ላድርግ ከልማድ ኀጢአት እንዴት ልላቀቅ የሚጸጸት ልብ እንዲኖረኝስm ምን ላድርግ
ETHIOPIAN ORTHODOX TEWAHDO SIBEKET
Рет қаралды 10 М.
21:42
🔴👉ኣጋንንቲ ዘይፈትውወን ሰዓታት ጸሎት
Bemnet Nkhu ብእምነት ንቅሑ
Рет қаралды 28 М.
00:32
I Turned My Mom into Anxiety Mode! 😆💥 #prank #familyfun #funny
Skitsters
Рет қаралды 6 МЛН