5ተ ቤተሰብ ኩልና ኢና ሓሚምና

  Рет қаралды 10,563

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 97
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ጸጋኡ የብዝሓልካ እንታ ዝተለኣኽካ ሓውና ፡እቶም ዝሃብኩም ድም ጽገኾም ይብዝሓዮ ፈጣሪ። እቶም ጥዕና ስኢንኩም ዘለኹም ስድራቤት ድማ ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደልኩም ፡።
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 2 ай бұрын
አምላክ አቦይ 🙏🙏🙏
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
ጎይታዋይ እግዚአብሔር አምላክ ዓይኒ ልበና ይሃብም እዚም መንእሰይ ኣይ ዓደይ ግራመይለ ንመምህር ፀጋይ እወን ዘሓዘነ ዘፅናንዕ ጎላኣቶም ለ ካብዚ ይሰረቁ ይግረም😢😢😢
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 2 ай бұрын
መምህረ ፀጋይ ሓወይ ❤️🙏🙏🙏
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም
@msiltan8737
@msiltan8737 2 ай бұрын
ፈውሰ ምሕረት የውርደልኩም ፀጋይ ሐውና ክብረት ይሃበልና❤
@ugh6249
@ugh6249 2 ай бұрын
አረ አምላክ ይቅረ በለልና ምህረት አውርደሉ ልህዝብና የአክለኩም በለና😢😢😢😢😢
@BrhaneGuesh1
@BrhaneGuesh1 2 ай бұрын
ድምፂ ውፅዓት ኢኻሞ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ሳብስክራይብ ገይረ ኣለኩ
@ሜሪያድንግልማሪያምልጅ
@ሜሪያድንግልማሪያምልጅ 2 ай бұрын
ብዝወጽእ ይታከልኩም ዋህውቲ አሕዎቲና ንወጋናትና ድማ ምህረት ያውሪዳሎም
@uutgmf0gy921
@uutgmf0gy921 2 ай бұрын
ምሕረት የወርድልካ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏❤
@yodahie2114
@yodahie2114 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደሎም ንኩሎም መምህር ፀጋይ ፀግኡ የብዘሓልካ ብሩኸይ
@Samriye10-10
@Samriye10-10 2 ай бұрын
ኣየ በቢ ዓዱ ዝፀሮ ጉድ ፈጣሪ ነቶም ስድራ ምሕረት የውርደሎም😢
@shewitsimon8441
@shewitsimon8441 2 ай бұрын
Amlak ymesgen , asbkum kab Amlak rkebwo❤❤❤
@getahagos
@getahagos 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ምህረቱ የውርደሎም:: ስለሀውና ኣገልግሎት እግዚአብሔር ባርኮ እድመን ጥናን ይሃብካ/ ይሃብኩም::❤
@subi3319
@subi3319 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ንኩሉኹም ምሕረት የዉርደልኩም መምህረይ ፀጋይ ዉን ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ፈጣሪ ብደቅካ ተሓጓሰ
@Shewitzetwahdo
@Shewitzetwahdo 2 ай бұрын
መምህረይ ለዋህ ❤
@እግዚአብሔር-እረኛዬ
@እግዚአብሔር-እረኛዬ 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሎም ንዝሃቡ ኣምላክ ይሃቦም ነዓኻለ መምህር ፀጋይ ብርክኻ ብርኪ ሓፂን ይግበረልካ ተባረኽ
@brllabay3842
@brllabay3842 2 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ🤲😢 እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ❤❤❤😢😢😢
@hfgsdfhdhh9922
@hfgsdfhdhh9922 2 ай бұрын
ምሕረት የውርደልኩም ህዝበይ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Egziabher Amlak mihretu yewurdelka zhawey
@ara6934
@ara6934 2 ай бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረትካ ኣውርደልና 😢😢😢😢😢
@gdhhjdujd5489
@gdhhjdujd5489 2 ай бұрын
እዝግኣብሔር ምሕረት የውርደሎም😢🙏
@muluabeba4416
@muluabeba4416 2 ай бұрын
እግዚአብሄር አምላክ ምህረት የውርደልካ ሃወይ🙏🙏🙏
@Azmra-ye6bd
@Azmra-ye6bd 15 күн бұрын
እግዚኦ ክንደይ እዩባ እንዮ ዋይይይ ትግራይ😢😢 መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@zaharazahara502
@zaharazahara502 2 ай бұрын
ጎይታዋይይ ምሕረት የውርደልካ😢😢
@aset739
@aset739 2 ай бұрын
እዚግኣብሄር ምሕረት ያውርደልኩም ኣሕዋተይ ንገበርቲ ሰናይም ብዚወፀ ይተከአልኩም በረከት ረድኤት ካብቤቲኹም ኣይፈለ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
@ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 2 ай бұрын
አዝግዮ ማሓረና ክርስቶስ🤲😢 ኣብዚ ዕድመ አዚ መናአሰይ ኣብ ገዛ ዊዒሎም አህህ💔 ኦ ጎታይ ሓደረካ ምሕረትካ ላኣኸለም🤲😓
@zaharazahara502
@zaharazahara502 2 ай бұрын
ኣየ ኣምላከይ ምሕረት የውርደልካ😢😢
@ፃፀ
@ፃፀ 2 ай бұрын
እንተ ንስካ ፈጣሪ ይመሓርካ እንተ ትግራይ ናይ ወረበላ ዓዲ ኮይና አላ
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤እነዋይ መዓረይ ❤❤❤❤❤
@NelesAsgele
@NelesAsgele 2 ай бұрын
ምሕረት የዉርድ
@selamgebre303
@selamgebre303 2 ай бұрын
መምህር ፀግይ ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ትምህርቲ ኣውርድካ ክሰምዑ ግበሮም ውይካዓ ብዓልካ ስእሊ ኣድህና ገይርካ ኣብ ገዛ ክፅልዩን ክሰግድን ኣርእየም መምህር ይ ናይ መምህር ተስፋይ የ ግን ብያንስ ኩሉ ኣይተውርዶሎም ግን ❤❤❤❤❤መልካም ምግብ ❤❤❤❤የክርስትያናዊ ተግባር ካብ A-----C የክትስትያናዊ ተግባር ስብከት ክሰምዑ ግበሮም 😢😢😢😢😢
@gedamtube
@gedamtube 2 ай бұрын
ሕራይይ🙏🙏
@selamgebre303
@selamgebre303 2 ай бұрын
@@gedamtube እግዚአብሔር ሕራይ ይበልካ ኣብ ኩሉ እትሰርሖ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ይመሰለልካ
@ተዋህዶእምነተይማርያምኣደ
@ተዋህዶእምነተይማርያምኣደ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 2 ай бұрын
መምህር ፀጋይ ተስፋ ውፃዓት
@fotofoto378
@fotofoto378 2 ай бұрын
እግዛብሄር ኣምላኽ ንኹላቶም ወገናትና ምሕርት የውርድሎም 🙏🙏🙏
@ማማየወለሎ
@ማማየወለሎ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@Samriye10-10
@Samriye10-10 2 ай бұрын
መምህርዋይ እንኳዕ ደሓን መፃእካ❤❤❤
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ 11 күн бұрын
እግዝአብሔር ይባርኽኩም ገዳም ሚዲያ❤❤❤❤
@meksebtesfamaryam8232
@meksebtesfamaryam8232 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤ agziabiheir amlak mhretu ylakelkum ❤❤❤❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 ай бұрын
ፈጣሪ ኣቦይ ምሕረትካ ኣውርደልና💔💔
@akberettsegay7712
@akberettsegay7712 2 ай бұрын
ዋይ ህዝበይ ዝሓመምኩም እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልኩም እንተ ገበርቲ እከይ ግን ናይ ኢዶም ይሃቦም
@እግዚአብሔርፍቃርእዩ
@እግዚአብሔርፍቃርእዩ 2 ай бұрын
😢😢😢
@BerhanaBayraoma
@BerhanaBayraoma 2 ай бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንኻዕ ሰላም መፃካ መምህረይ ልኩሉኩም መሳክን ወለድና ፈጣሪ ምሕረት የዉርደልኩም❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 2 ай бұрын
ፈጣሪ ካብዚ ይሰዉረና ኣሕዋተይ ብምሕረት ዓይኑ ይመልከቶም።
@zaharazahara502
@zaharazahara502 2 ай бұрын
ኣደዋይ ፅብቅቲ😢😢😢 ንስኺ ዶ በይንኺ ትዕፀዊ😢😢
@azfarabrha8735
@azfarabrha8735 2 ай бұрын
አቱም ሰብ እዙ ቪድዮ ዘሎ ኩሉ ናይበረካ ይኩን ናይሰብ ችግር ዘሎ ይመስል ከምአነ መምህር ፀጋይ ፀለትን ስግደትን ፀበልን ክገብሩ ተተረድኦም በተለይ አምሓርኛ ንዝሰምዑ ናይ መምህር ተስፋየ አበራ ትምህርቲ ዳውንለድ እናገበርካ ተትህቦም ካብዘይ ምፍላጥ ንጠፍእ አለና ስጋህደሞ መድሓኒት እዩ ናብ አምላክና ንቅረብ መልእክተይ እዩ
@ኤፍታህተጠምቀመድህን
@ኤፍታህተጠምቀመድህን 2 ай бұрын
ብትክክል አብ ትሕቲ እግዝአብሔር ብመምህረይ መምህር ተስፋየ አበራ(አልቃሹ ወንድሜ)ሂወት ዘሪኤ ዕድመ ወሲከ ንክነብር ተመንየ
@ውፃዕማዓትዓደይ
@ውፃዕማዓትዓደይ 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@سلامهسلامه-ك2ز
@سلامهسلامه-ك2ز 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ай бұрын
ብቢ ቤቱ ክንደይ እዩ ዘሉ ቤት ዘፀሮ መን ይፀሮ ጎይተተይይይይይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይላአክሉኩም ይለአከሉኩም እመቤታችን ምስኩም ቱኩን😢😢😢
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
😢😢😢😢
@كيدانيكيداني
@كيدانيكيداني 2 ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. yemasgen. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️
@teshomegebremeskel4492
@teshomegebremeskel4492 2 ай бұрын
እቶም ከምኡ ዝገብሩ ሰባት እንተተጠርጢሮም ብሰላሕታ ዝኮነ ስጉምቲ ይወሰደሎም።
@HomeQatar-kb2hq
@HomeQatar-kb2hq 2 ай бұрын
Abet meharena krstos egziabher mhret yewurdelkum
@drftdefs
@drftdefs 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ
@እስመአልቦነገርዘይሳአንኖ 2 ай бұрын
🙏😢
@Serafuael6666
@Serafuael6666 2 ай бұрын
ኣንታ ሕጅስ ክሰርቅዎ እንድዮም እንታይ ረገበረ ያሓይሽ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 2 ай бұрын
ኣንቲ ትግራየይ ግደፊ ኣባ 💔💔💔💔😭
@mihretkidane8294
@mihretkidane8294 2 ай бұрын
ATUM Tlaku E 20:35 gzabher xeguau yebzahalka atum thbu dma bereket egzabher ymla betkum ATM zahamemkum dma egzabiher mhretu ylakelkum
@LetushGeremariam
@LetushGeremariam 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢
@assafa35
@assafa35 2 ай бұрын
Sad sad 😭😭😭😭😭
@Serafuael6666
@Serafuael6666 2 ай бұрын
ኣታ እዞም ዝሰርቁስ እንታይ እዮም ክግበሩ
@zaharazahara502
@zaharazahara502 2 ай бұрын
ኣይይይይይ ጎይታዋይይ😢😢😢😢
@Mhalt-m7h
@Mhalt-m7h 2 ай бұрын
❤️💛🙏
@djdjhdufidiyy1387
@djdjhdufidiyy1387 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 2 ай бұрын
😢😢😢😢⛪🕊️😭
@SameeraSameera-ec9ox
@SameeraSameera-ec9ox 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@almazeyassu6532
@almazeyassu6532 2 ай бұрын
Ere fetarina Mihretu le hizbika habena kab meat awsiekna 🙏🙏🙏
@ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ
@ተመስገንኣምላክቲቲቲቲ 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy 2 ай бұрын
😢😢😢😢😢
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ክንደይ መከራ እዩ ዘሎ በብገዝኡ?ምሕረት የውርደልኩም ኩሉኹም።
@Marry-of9dj
@Marry-of9dj 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@haymanotabrha7649
@haymanotabrha7649 2 ай бұрын
Nmentay abanky zytkmtlu leybu enwsdlu
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Egziabher Amlak mihretu yewurdelka zhawey
@TirhasYimesel
@TirhasYimesel 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
😂😂እዚ ናይ ሰሓቅ 😢😢እዚ ናይ ሓዘን ምልክት
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 2 ай бұрын
😂😂 እዚ ናይ ሰሓቕ 😢😢እዚ ናይ ሓዘን ምልክት
@gsknsk7727
@gsknsk7727 28 күн бұрын
ምሕረት የውርድ
@salamss5587
@salamss5587 2 ай бұрын
❤❤❤❤😢
@JjJj-qh2wd
@JjJj-qh2wd 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 2 ай бұрын
😢😢😢
@hiwaen
@hiwaen 2 ай бұрын
❤❤❤
@ShewitTesfay-y6o
@ShewitTesfay-y6o 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mmaa4178
@mmaa4178 2 ай бұрын
😢😢😢😢
@LemlemRezene-p9w
@LemlemRezene-p9w 2 ай бұрын
🙏🙏🙏💕💕💕
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 2 ай бұрын
❤❤❤
@hewatabraha
@hewatabraha 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@ጓልተዋህዶትግራይ
@ጓልተዋህዶትግራይ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@sbegge7121
@sbegge7121 2 ай бұрын
😢😢😢😢
@hskf4344
@hskf4344 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@سلامسلام-ظ7غ
@سلامسلام-ظ7غ 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,8 МЛН
Миллионер | 2 - серия
16:04
Million Show
Рет қаралды 1,6 МЛН
1 сквиш тебе или 2 другому? 😌 #шортс #виола
00:36
ዕልልል  ኢለናልና አደይ ኣብርሀት ገዝአን ተሓዲሱለን
30:08
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 30 М.
ዕጣን  ግባእ ጓል ራያ ተሰርንቀ ነይረ😂#tiktok #habesha
29:42
Gamar Media(ጋማር ሚድያ)
Рет қаралды 21 М.
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,8 МЛН