Рет қаралды 17,667
Eri Catholic Kidanemihret Frankfurt
ሰላም ብክርስቶስ ኣሕዋት ኣሓት ሎሚ ኣብ ዝነበረ ስብከት ኣዝዩ ናብ እግዚኣቢሄር ከቅርበና ዝኽእል ቃል ቁዱስ ወንጌል ብ ኣቦና ካህን ተዋሂቡና መንፈስና እዉን መግቢ ረኺቡ ኢዩ እሞ ንስኹም እዉን ተኻፈልቲ እዚ መግቢ ክትኮኑ ንዕድመኩም።